Тёмный

Gere Emun Part 135 ገሬ እሙን ክፋል 135 ተበላፂት ክፋል 3 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 341 тыс.
Просмотров 431 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

9 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@EriLove-op8es
@EriLove-op8es Год назад
ኣድነቅቲ ኣያ ተኸስተ🎉😂ኣለኹሙለይ ዶ🇪🇷❤
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Год назад
ኣለና😅😅😅
@fsahayadego7906
@fsahayadego7906 Год назад
ኣለናልካ❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Год назад
😂😂😂 ግደፍ ስከ ኣያ ተኸስተ ኣይጠዓሞምን ዘሎ 😂😂😂😂😂
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
አለና ስቅ ስቅ ተሰጉዶም ሞይቶም ክክክ
@amlkiyhoymechrshaynasemrli79
#Alena kkkkk lol
@afeworkbahre2558
@afeworkbahre2558 Год назад
ኹሉ ግዜ ኣነ ቐዳማይ፡ ደቅዓደይ ስላምታ ገጪኹምኒ ሕለፉ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ሰላም❤
@destusheyeref1260
@destusheyeref1260 Год назад
ሠላም ተጋሩ አሕዋተይ አብ ምዕራብ ትግራይ ከባቢ ኢሮብ ዝርከቡ ወገናትና ክሳብ ሐዚአብ ፀበባ ሰለ ዘሎ ንተሓባበር 😢❤❤
@azebtigray6298
@azebtigray6298 Год назад
ሐዝስ ድቃስ እካ ከልእኒ ኣሕ ህዝበይ 🥹💔🙏
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
የሕዝን'ዩ ንብሎ ጠፊኡና ኣምላክ ይብፀሐልኻ ዉፁዕ ህዝበይ❤💛😢
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Год назад
ብሓቂ 😢 ኣብ ፀበባ እዩ ዘሎ ህዝብና ኣምላኽ ኣቦይ ብርሃን ናይዚ ህዝቢ እዙይ ኣርእየኒ 👏👏👏😢😢
@Endrtaweit
@Endrtaweit Год назад
😢🥺💔
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb Год назад
ስቃይ በዚሑ😢
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Год назад
እመብርሃን ስደትና ኣሕፂራ ምስ እንፈትዎም ቤተሰብና ተራኽበና ተጋሩዋይ❤❤
@BasratBasrat
@BasratBasrat Год назад
ኣሜንንን /3/mear adia nmen elwo fetari abkereba ewan
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb Год назад
amen🙏
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk Год назад
አሜን አሜን አሜን❤
@user-uk5ij7lv2g
@user-uk5ij7lv2g Год назад
አሜን/፫/ ክብረተይ♥️
@hgghcghhfn1786
@hgghcghhfn1786 Год назад
አሜን 🤲🤲🤲
@user-ts9pg4qo8i
@user-ts9pg4qo8i Год назад
ዘፍጥረት3: ኣምላኽ ከኣ ኻብቲ ዝፈጠሮን ዝገበሮን ኵሉ ግብሩ ብእኣ ስለ ዝዐረፈ፡ ነታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ባረኻን ቀደሳን።ቡሩኽ ሰንበት❤❤❤❤
@gezana5666
@gezana5666 Год назад
Genesis 2 ትግ - ዘፍጥረት 3: ኣምላኽ ከኣ ኻብቲ ዝፈጠሮን ዝገበሮን ኵሉ ግብሩ ብእኣ ስለ ዝዐረፈ፡ ነታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ባረኻን ቀደሳን።
@gezana5666
@gezana5666 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@sawddawd1946
@sawddawd1946 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ዝተባረኸ ሰንበት ይግበረልና 👏👏
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Год назад
አሜን አሜን አሜን
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_አሜን፫♥️🔥_
@user-we8kb8im5l
@user-we8kb8im5l Год назад
ጌረዋይ ወለላ ክፎትወካ ኮ😂❤ቡሩክ ሰንበት ኣብ ስደት ዘለና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ቅድስት ሃገርና ይመልሰና ኣሜን በሉ ኣሕዋተይ✝️🙏❤
@user-hp5bi4ef1x
@user-hp5bi4ef1x Год назад
Amen አሜን Amen
@mulutesema5496
@mulutesema5496 Год назад
አሜን አሜን አሜን
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ኣሜን፫
@ttyy7566
@ttyy7566 Год назад
አሜንንንን❤🙏🙏
@heijejdhhh1034
@heijejdhhh1034 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-jt9ms9jd2m
@user-jt9ms9jd2m Год назад
ዌል ተጋሩዋይ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ኣያ ተከስተ ዝፎቲ ላይኩ ሕቡሸይ😼
@millionabadi347
@millionabadi347 Год назад
ኣቤት ኳሜንት ቅድድም😂 ብዝኳነ ብሩክ ሰንበት ይግበረና 🎉❤
@TititTitit8
@TititTitit8 Год назад
Amen Amen Amen 🙏
@user-ev1gt4ro4m
@user-ev1gt4ro4m Год назад
amen amen amen
@user-ev1gt4ro4m
@user-ev1gt4ro4m Год назад
amen amen amen
@sabethiopian4657
@sabethiopian4657 Год назад
ትግራይ ዓደይ ሰላም ኩንለይ ❤❤❤❤
@selamawikrstosselamkahabena
ከምዚ ሓደ ጥበበኛ ዝበሎ 😁 Comedy ምርኣይ ጽቡቅ ዩ : ገሬ እሙን ምርኣይ ግን ጸጋ ዩ ::
@user-pt7tr3fk3u
@user-pt7tr3fk3u Год назад
ለምለም ዓይነይ ዝፈቱ ጥራሕ🫶❤🫶❤🫶❤
@user-jv2oq1cq2g
@user-jv2oq1cq2g Год назад
ናተፀበኹ ተቀድመ🙄 እንዳ ገሬ ምንጭ ሳሓቅ ዋዛ ምስ ቅምነገር 👌ተጋሩዋይ ብርኽ ዕለት ሰንበት ይግበረልና መሐጎስና ባሕቲ ሓምለ ይግበርለና ስደትና ጭንቀትና ያሕፅረልና ተጋሩዋይ 🙏😘😘
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Год назад
አሜን♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@user-jv2oq1cq2g
@user-jv2oq1cq2g Год назад
@@Asa-dv3gv 🙏🙏😘😘😘😘😘
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን ተፈተውቲ ብሩክ ሰንበተ ኪዳን ይግበረልና ንዓድናን ህዝብናን ሰላምን ፍቅርን የውርደልና🙏❤❤❤❤😍😍
@mdinaal7283
@mdinaal7283 Год назад
Amen amen amen
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
😢😢ንማዓርግ ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ነብሱ ብሰላም ትዕረፍ🙏
@Teweldemedhinwinta1998
@Teweldemedhinwinta1998 Год назад
Tay koynu mearg
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
ኣብ መቀለ ብካራ ተቀቲሉ 😭😭😭
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
@@Teweldemedhinwinta1998 ኣብ መቀለ ብካሬ ተቀቲሉ 😭😭😭
@yes6292
@yes6292 Год назад
​@@user-mi3uc5tl3jዓክክክ ህዝበይ😢😢😢😢😢
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
@@yes6292 እወ የሕዝን እዚ ህዝብና ድሕሪ ኲናት ብለያቡ ብመነባብሮ ምክባር ተሳቅዩ መዓስ ኮንዩ ክርህወሉ ኡፈይ ክብል ብዝኮነ ተቆጺሩ ዘይውዳእ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ምግቢ ይሃቦ ንውጹዕ ህዝብና ናብ መረበቱ እውን ይመልሰልና🙏
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ንሓዉና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ😢💔 ብሩክ ሰንበት😊ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩ❤💛 ስቃይ መከራ ህዝብና ኣብቂዑ ሰላመ ክርስቶስ ምስ ትግራይን❤💛 ህዝባን ይንግሰ😇💒
@danayitkbrom9307
@danayitkbrom9307 Год назад
መን ሓውና እዩ መይቱ😢
@seeshp834
@seeshp834 Год назад
መን መይቱ ድዩ 😢😢
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
​@@danayitkbrom9307ኣፍቱ ናይ መጀመርያ መእተዊኦም እኮ እንዮ ዘይሰተዋዓልና እንተ ኮይንና እንበር! ሓዉና ከያኒ ማኣረግ💔
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Год назад
​@@seeshp834ኣይረአክምዎን ዲኩም መጀመርታ እቲ መእተዊ ድራማ😢😢
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Год назад
በስምኣም ንኡሰይ መንግስተ ሰማያት ያዎርሶ 😢💔 እንታይ ከኣግንዮ😢
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Год назад
ቀደማይ ባዕለይ ደቂ ዓደይ ዝተባረኸ ሰንበት ይግበረልኩም ሰንበት እዩ ክዓ ነብስኹም ተሓፂብኩም ዶ😁 ዝተሓፀብኩም be like ኣርእዩኒ😁
@Helentube121
@Helentube121 Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ሽኮራት 🥰 ኣሕዋተይ ሰናይ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን በሉ 🙏🏽💛
@wedi_agame293
@wedi_agame293 Год назад
ኣሕዋተይ ንኣያ ተከስተ ድምፂ ንኹኖም 😅
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Год назад
😅😅😅😅😅
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እወ ብሓቂ መሰሎም ይታሓሎ ክክክ
@አርያማዊት
@አርያማዊት Год назад
🤣🤣🤣🤣
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb Год назад
ክክክክክ ዲያስፖራ ኣበይ ኣለኩም😂😂😂
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Год назад
😂😂😂😂ሕማቅ ለዉ ብኡነት
@wlecamewlecame8286
@wlecamewlecame8286 Год назад
ጥዑምቲዋ ኣብ ክሳድኺ ማዕተብ (ኽር) እሰር ምስ ይቅርታ እምበይተዋን💝🙏
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u Год назад
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ደቂ ሃገር ትግራይ ብሩክ ዕለት ስንበት ይግበረልና ኣብ ስደት ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ቅድስት ሃገርና ይመልስና ፈጣሪ ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤
@YestunaTedros
@YestunaTedros Год назад
❤😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@gdfhdf5211
@gdfhdf5211 Год назад
Amen(3)❤❤❤❤❤❤❤
@fere782
@fere782 Год назад
Amen
@user-vo3vz6yh8u
@user-vo3vz6yh8u Год назад
ኣሜን//3//❤️💛🙏
@woldeyesus9423
@woldeyesus9423 Год назад
Danke! You are my fovirite Tigrigna Entertainment.
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Год назад
Wow 🎉🎉🎉
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
Wow tebarek❤
@woldeyesus9423
@woldeyesus9423 Год назад
የቐንየለይ ኣሕዋትን ኣሓትን። እወ ናብ ብዙሕ ሲነማታት ክትኣቱ ኣቐዲምካ እሞ ትኸፍል፡ ብድሕሪኡ ክኣ ነታ ፊልም ትሪኣ። እሞ ነተን ኣቐዲመ ዝርኣኽወንን ዝትሓጎስክለንን ፊልምታት ድኣ ድሒረ ዘይከፍለን ቢልና ክንሓስብ ልክዕ ኢዩ።ስለዚ ኣነ እውን ንባህላውያን ተወሳእትና የመስግን።
@user-nu1my2ci1j
@user-nu1my2ci1j Год назад
ተባረክ ማዓረይ❤
@Tigrayadey123
@Tigrayadey123 Год назад
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Год назад
ንሓውና መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም 😢😢😢ኣያ ታኸሰተ ኣሕዚኖምኒ ከም ዝነበርዋ ምሐሾም ❤❤❤
@makdatube8713
@makdatube8713 Год назад
😂😂😂😂😂 ሳሓቅ ሞትና ሎሚ ኣያ ተኸስተ ኣጆኩም ብቲቪ ኢና ንከታተል ሎሚ😂😂😂😂 ምሕረት የውርድ በሉ ቡን እንዳሰተና ብሩኽ ሰንበት ☕☕☕🍹🍹
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne Год назад
ማኪየ ዘዋሪት ከመይ ኣለኺ💕💕
@makdatube8713
@makdatube8713 Год назад
@@haregtewelemedhin-zr7ne 💕💕
@mikiatsbaha-sz1ty
@mikiatsbaha-sz1ty Год назад
ሰላም ልዓድናን ህዝብናን የውርደልና ❤❤❤
@mdinaal7283
@mdinaal7283 Год назад
Amen amen amen
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_አሜን፫❤_
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Год назад
አሜን አሜን አሜን
@ttyy7566
@ttyy7566 Год назад
አሜንንንንን❤❤🙏🙏
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk Год назад
አሜንንን
@user-sx2pu8hh1u
@user-sx2pu8hh1u Год назад
ንሓውና መንግስተ ሰማይ ይዋረሶ 🙏😭 እንዳ ገሬ እሙን ግን ናይ ሎሚ መዓልቲ ንሕማቅ ትምህርቲ እምበር ብናይ ዝሙት ዝመስል ድራማ ኣይፅቡቅን ንሕብረተሰብ
@user-ei8ne9je1i
@user-ei8ne9je1i Год назад
በትኽክል😢
@bezalema6472
@bezalema6472 Год назад
Sekit yeshikuna alewu waeeee seb hadar endiom nay mntay zmut
@eree6168
@eree6168 Год назад
ሓቂኺ ደስ ኣይብልን ከምዚ😌
@rahwagere4062
@rahwagere4062 Год назад
You're right .
@herilove7188
@herilove7188 Год назад
ኣያ ተከስተ ከብ ዝነበርዎ ሐዚ ገዲድዎም 😁😁😁 ዝተባረከ ዝተቀደሰ ሰንበት ይግበረልና ❤❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Год назад
ተጋሩ ፅርያት ኩሉ ግዜ መሳሕቅቲ ዝተባረክ ዝተቅደሰ ሰንበት ክርስትያን ይግበረልና
@kerkebedeley
@kerkebedeley Год назад
ኤርትራውያን ጥራሕ Like በዝሒ ዝከታተል ንምፍላጥ
@sabamengsteab1240
@sabamengsteab1240 Год назад
Aygbrun aytxby 😂
@myownoasis
@myownoasis Год назад
ጌርና ኣለና! ሓላላት... ካብ ትጅመር ክሳብ ሎም ሓሊፋትኒ ኣይትፈልጥን...
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 Год назад
የሕዝን ገሬ እሙን ኸምዙይ ዝበለ ንህዝብና ዘይበቅዕን ድራማ ምጅማሩ ክንደይ ዋኒን እንተሎ ናይ ዕጥራን ድራማ ኽትስርሑ ቁሩብ ፀኒሕኹም ጥራሕ ዝባንኩም እንተይረኣናኩም ክንፍለየኩም ደሓን ኹኑ
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
@SalamSalo
@SalamSalo Год назад
ብጣዕሚ ገሪሙና ኮ 😂
@meraboy865
@meraboy865 Год назад
Eritrawi eya tfatwini dikum da gere emun❤❤❤
@user-vb4kc6il1s
@user-vb4kc6il1s Год назад
አያተከስተ መዓረይይ 😅 ክክክክክክ ክልተ ጊዜ ክነዛርቦምና ዶ ኮይኑኩም ክክክክክ😅 ። ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት እግዚአብሔር ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ።
@user-zn1xe5ud3w
@user-zn1xe5ud3w Год назад
😁😁😁
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና❤🌿❤🌿❤❤❤❤❤💛❤💛❤💛💛💛
@user-nj7yc9om2g
@user-nj7yc9om2g Год назад
ሰንበተ ክርስቲያን ይግበረልና ደቂ ዓደይ💜
@user-fo4jm8lr7d
@user-fo4jm8lr7d Год назад
ፅቡቅ ዕረፍቲ መዓልቲ ሰምበት ተጋሩዋኒ
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Год назад
ገይሮም ምምናዉ አብዮምዋያ ገሬ😂❤ሰናይ ክራማት ሓላል ህዝበይ❤
@user-xz1zv7rw3k
@user-xz1zv7rw3k Год назад
ዋላ ኣነ ስሒቀ 😂😂
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Год назад
ኣያ ተኸስተ ዘፍቅር ኣቱም ሰባት😂😂😂❤❤❤
@user-eh8hl3dc8i
@user-eh8hl3dc8i Год назад
Ane kk
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 Год назад
❤❤❤እግዚአብሔር ይመስገን ሰሙን ካብ ሰሙን ዘፁነሐና እግዚአብሔር አምላክና ብማዓልቲ ሓጎስካ ይኩን ብማዓልቲ ሓዘንካ አመስግኖ ን አምላክና ሠላም ንህዝብና ንሃገሩና ንኩሉ ዓለም።❤❤❤❤
@ietishehaftaye9890
@ietishehaftaye9890 Год назад
እንኳዕ ድሓን መፃኩም ዳገሬ እሙን ሙቁራት ♥️💛❤️‍🩹🥰🤗
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly Год назад
31:57 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ፍትው እየ ዘብለኩም ኣነሰ ፈጣሪ ካብ ክፍእ ይሓልወልና ሓላላት ደቂ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 Год назад
Welcome my favourite 🇪🇷
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
ክቡር ሓውና መኣርግ እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብረልና🙏😢😢
@hwhshhsgwhwhhhs6756
@hwhshhsgwhwhhhs6756 Год назад
ኮሜንት ብድንግላ እኳዕ ደሓን መፃኹም ሰዓት አኺሉዶ አይአኸለን ላተፀበኹ ፀኒሐ ሰናይ ዕለተ ሰንበት🥰🙏
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
ምስ ይቅርታ ደቂ ታ ሓላል መሬት ተጋሩዋይ ናይ ሎሚ ግን ብዙሕ ፅቡቕ ኣይኮነን ምንም ትምህርቲ የብሉን ህፃውንቲ እውን እዮም ዝከታተልኹም ሶ ፕሊስ ናይ ዝሙት ነገር ከይልመደኩም 😢
@user-jn9qf7pe3m
@user-jn9qf7pe3m Год назад
ሓቂ ምስ ወላዲካ ኮይንካ ዘይረአ ፎ
@selamdesta2489
@selamdesta2489 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ጌር እሙን ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልና ❤💜
@HeluyeN
@HeluyeN Год назад
መጀመርታ ባዕለይ🥰🥰🥰
@chicofresh4396
@chicofresh4396 Год назад
@TititTitit8
@TititTitit8 Год назад
Enko desa beleka ata wuaro❤❤❤❤😂😂😂
@amant2543
@amant2543 Год назад
Anele
@HeluyeN
@HeluyeN Год назад
@@TititTitit8 Amen😅🥰
@YafaHyab
@YafaHyab Год назад
Entay emo hji😂😂
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 Год назад
ጎሮቤታችን እንኳዕ ብሰላም መጻኹም ❤😂😂😂
@TititTitit8
@TititTitit8 Год назад
Amen Amen Amen 🙏
@user-po5gs6pj4z
@user-po5gs6pj4z Год назад
ሰላም እግዚአብሔር ምሰ ኩልትና ይኩን ከመይ ውዒልኩም ብሩክ ሰንበት እንኳዕ ብሰላም መፅኢኩ እንዳ ገሬ እማን ❤️❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሰላምን ፍቅርን ልህዝብና የውርደልና🙏✝️🙏🥀🥀💛⭐️❤💛⭐️❤
@gvvcccc1938
@gvvcccc1938 Год назад
ኣሜን አሜን
@user-ib3ve8pv9w
@user-ib3ve8pv9w Год назад
እንዳ ገሬ ሽኮራት ተናፈቅቲ ❤❤❤ 👍👍👍👍
@user-xv7pq1gk5b
@user-xv7pq1gk5b Год назад
ኣያ ተከስተ😂😂😂😂😂 ቡሉፅ ተዋሳኣይ❤❤❤
@AsAs-kv3lq
@AsAs-kv3lq Год назад
ኣያ ተከሰተ ናብ ሽግረ ኣትዬሞ በይዛኩመ ደመፅ እባ ንኩኖም 💋💝💝💝💐💐
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw Год назад
ተጋሩዋይኒ 💛♥️💛♥️💪
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ማዓረይ❤
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Год назад
ቀዳመይቲ ባዕለይ🙄🤨🤸🤸 ዝተባረከ ሰንበተ ክርስትያን ይኩነልና❤🎉🎉🎉🎉
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ደቂ ሪመይ ሓላላት ❤️ ብሩኽ ሰንበት ፅሩያተይ 🙏❤️
@rivanatey8403
@rivanatey8403 Год назад
እዛ ፊልም ተባላሽዉዋ ኣለኹም ናይ ዝሙት እና ኣምጻኹም ናይ(ናይ ሰሙን ሂበኪ ግዛዕ እናበልኩም)
@tamrat7
@tamrat7 Год назад
ኣነስ ለምለም ዓይነይ ፈትየያ ኣለኩ ንፍዕቲ ተዋሳኢት❤
@user-ei8ne9je1i
@user-ei8ne9je1i Год назад
እንዳ ገሬ እሙን እታ ናይ ኣያ ተኸስተስ እንታይ ንማሃረላ እስቲ ዝተረዳአኩም ኑገሩኒ አይተብዝሑዋ ቧእ ዝሙት ነገር አይተምፅኡ😢😢
@kalkidan555
@kalkidan555 Год назад
እንኳዕ ድሓና መፃኡኸም እንዳ ገርየ እሙን❤❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_ማዕርግ ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንኡሰይ ኣይ ግዜ መንእሰይ ተወድኦም እህህህ_
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 Год назад
ኣድናቂኹም እየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፅቡቅ ድራማ እዩ ቀፅሉሉ!❤
@weditewedite5915
@weditewedite5915 Год назад
ዘይሓሰብኩዎ ገዓት ኣብሊዕኩምኒ Thanks well done.
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
😂😂
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን ❤💛❤💊
@wawa8948
@wawa8948 10 месяцев назад
ኣነሱ ፈጣሪ ከብ ክፍእ ይሓልውና ሓላላት ደቂ ትግራይ ፍትውትውውው እየ ዘብልኩም እሕዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይኒ ሰይሰይ❤️❤️💛💛
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 Год назад
እንቃዕ ብድሓን መፃእኩ ሓላላተይ ግን ሃለዉለዉ ቅሩብ ኣተብዝሑ ❤
@rahilove9599
@rahilove9599 Год назад
Kemey malet😂😂
@user-wt8dd3sz3f
@user-wt8dd3sz3f Год назад
እወ ብሓቂ ቅሩብ እኮ ትከዶም ኣላ እያ
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v Год назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉💛💛💛💛🥰❤️❤️💛💛💛
@user-np6ip2sl8r
@user-np6ip2sl8r Год назад
ኣያ ተከስተይ😅😂🎉❤
@rhwaaaa4695
@rhwaaaa4695 Год назад
ይቅርታ ግበሩለይ ግን ደራሲ መንገዲ ትስሕት ደለካ ይመስለኒ ኣብ ናያ ተክስተ ዋላ ዋላ ኣተበረህትንን እዛ ስራሕ ?? ብዝኮነ ኣድናቂቱኩም ተከታታልትኩም እየ የቀንየለይ❤ ተጋሩዋኒ ሕበሩ ስመሩ ❤❤❤
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw Год назад
ዋይ እንታይ ኮይኖም እዮም ንዚ ሓሳብ ዘቅርብዎ ግረምኒ ሰብ ብጥምየት እናተሃለገ እሲ ናይ ቆልዓ ሓሳብ የቅርቡ ይገርም እዩ😢😢😢
@ፈራጭ
@ፈራጭ Год назад
ታኮይኑ ዘይርዳኣኪ ሓራኢት ስቅ ኢልኪ ራኣዪ😅😅
@senaitkahsai
@senaitkahsai Год назад
​@@ፈራጭkkkkkkkkk
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
ትክክል ህጻውንቲ ይሪእዎ ግን እዚኦም ኣደ ትግራይ ይኩን ኣቦ ትግራይ ዘይብልዎ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ስድነት ዝበዝሖ ብፍላይ እታ ሰበይቲ እንታይ እዩ መጻኢኣ ሓሳብ ከምዝጠፍኦም ህልወሳ ኣብዚሖም
@bjji4153
@bjji4153 Год назад
ብሩኽ ሰንበት ተጋሩ ናተይ😂😂❤❤
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ክቡራት በረኸ ዕለተ ስንበት❤❤❤💛💛💛💛
@wejereteyti6678
@wejereteyti6678 Год назад
ዘክር ድኾነ ግዜ አየ ዳገሬ ዋይ🤣🤣😍😍😍
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Год назад
እንዳ ገሬ ሽኮሪናታት ኣዚኹም ንፉዓት ተዋሳእቲ ኣጆኹም ❤❤❤❤
@lemlem7065
@lemlem7065 Год назад
WeliCom ደቂ ሃገረ ትግራይ ሓላላት♥♥♥ ሰበይታ ኣያተኸስተ ግን ማዕተብ ግበረ በልዋ
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን♥♥❤❤💛💛💛💛💊💊
@aaaall7364
@aaaall7364 Год назад
አሰይ ደቂ ትግራይ ቆናጁ💖💖💖💖
@arsemamelles9431
@arsemamelles9431 Год назад
😂😂😂aya tekste is the best actor ever 😂😂😂❤
@ndjs6045
@ndjs6045 Год назад
😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ኣደነቅት ኣያ ተከስተ አለናዶ_
@hierugaltigray3841
@hierugaltigray3841 Год назад
እንቃዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሽኮራት❤❤❤ብሩክ ሰንበት ካዓ ደቂ ዓደይይይ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤
@rcftcg3667
@rcftcg3667 Год назад
በትይ ሽኮር 👍👍👍👍👍👍👍😂😂😂ሓዳር 💞💞💞👍👍
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
Wellecam እንዳ ገሬ ብሉፃት ናትና❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q Год назад
እንኳዕ ድሓን መፃኩም ዳገሬ እሙን ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😘😘😘😘💋💋💋💐💐💐💖💘
@dahlak3739
@dahlak3739 Год назад
ነዛ ኮመንት ተንብባ ተሊኻ ዝምልክተካ ኣካል ስለምንታይ ኣያ ተኸስተ ነታ ( ግደፍ) ትብል ኣቋሪጽዋ ኣሎ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዋ ኔርና ግደፍ ክብል ከሎ ክንደይ ግዜ ሓቲትና ግን ዝምልስ ሰብ የለን በጃኩም ኢታ ( ግደፍ) ክብሉ ከለዉ ኣያ ተኸስተ ነዛ ፊልም መቐረት ያ ትህቦ ሞ ቀጽልዎ ኢሂ የሕዋት ቀጽልዋ ኢልና ኣብዛ ኮመንት ንሰማማዕ።
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
Amen❤❤❤
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 Год назад
እንኳዕ ድሓን መፃኩም ሙቁራት🥰🥰🥰🥰
@rrfdfgfdxy1960
@rrfdfgfdxy1960 Год назад
ንህዝብና ዘምህር ሰራሕ ሰሩሑ ታይ እዩ ዚ ሃለዉለዉ 😕
@user-oe5kj2rt8e
@user-oe5kj2rt8e Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩ ዋይ መቀረት ዓለም 🌍🥰🥰🥰💊💊❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🏖🏖🏖
@samitsegaay7359
@samitsegaay7359 Год назад
Comment ብድንጋላ ፈጣሪ ካብ ወፂካ ምትራፍ ይምሐረና🙏 ባይ ዘወይ ናይ ሰሙን የያ ሂበኪ የበሉይኣያ ተክስተ😂
@TititTitit8
@TititTitit8 Год назад
metuka😂😂😂😂😂
@user-xj3hs5ic1d
@user-xj3hs5ic1d Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ሙቁራት🙏❤😘 መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንኡሰይ😢😢
@ma-m7377
@ma-m7377 Год назад
ዌል ካም እንዳ ገሬ እሙን ቡሩኽ ሰንበት የግበረልና ፈጣሪ
@SsSs-hi4is
@SsSs-hi4is Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ💊❤💗 ቀዳመይ ባዕለይ 😂
@simonnguse-kn9
@simonnguse-kn9 Год назад
I love you more enda gerye emun from Eritrea ❤❤
@selamenat2212
@selamenat2212 Год назад
ብሉፃተይ እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤💛💛💛🌺🌺🌺🌺
@samriguggalmekele1270
@samriguggalmekele1270 Год назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንሓውና 😭 ካምታ ዝነበርዋ መሓሾም ኣያ ተኸስተ መከራ ኣላጊዓ ወድኣቶም
@senedmezengie7279
@senedmezengie7279 Год назад
Ewayy ketseltu Ab Comment 😂 Bezkone Welcome Enda Geri Emun ❤❤❤
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne Год назад
እንቋዕ ሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ሽኮሪናታትትት💕💕💕 ሓቁ እዩ ኣያ ተከስተ ዋእእ ድቃስ ጡዑም ዋእእእ😂😂😂 ካብዚ ይምሓረና
@bri7094
@bri7094 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢ወድነይ መንግስተ ሰማይ ይዋርሶ ገሬዋይ ልኣይ ግዲእዩ ፅበሎ😂😂
@EeEe-ko4px
@EeEe-ko4px Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ምቁራተይ ❤💛 ብሩኽ ሰምበት ደቅ ዓደይ🙏❤️❤️❤️❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛
@GhGh-sr8hv
@GhGh-sr8hv Год назад
ፁሩያት ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤❤❤
@user-lg6px9ts1g
@user-lg6px9ts1g Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤❤
@mebigalmekele9054
@mebigalmekele9054 Год назад
ኣያ ተከስተ 😂ተጋሩዋይ ፅሩያት♥️♥️♥️
@freywoldu9901
@freywoldu9901 Год назад
ናይሰሙንኪ አየ ሂበኪ ኣያ ተከስተ 🤣🤣🤣🤣
@XehayYebyo-vt9eh
@XehayYebyo-vt9eh Год назад
God bless you Shikorinattt 🙏 ❤️.
@user-pt7tr3fk3u
@user-pt7tr3fk3u Год назад
ዋዉዉ ሎሚ ቀዳማይ ኮነ ❤❤❤
@user-hm7cj1cl7o
@user-hm7cj1cl7o Год назад
እንኻዕ ብሰላም መፀኩም ገዛና💊🥰🥰🥰🥰🥰
Далее
gere emun part 193 | ገሬ እሙን ክፋል 193
43:32
ДОКАЗАЛ ЧТО НЕ КАБЛУК #shorts
00:30
Просмотров 933 тыс.
gere emun part 102 | ገሬ እሙን ክፋል  102
32:36
gere emun part 123 | ገሬ እሙን ክፋል 123
29:50
gere emun part 117 | ገሬ እሙን ክፋል 117
34:25