Тёмный

Gere emun part 137 | ገሬ እሙን ክፋል 137 ተበላፂት ክፋል 5 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 326 тыс.
Просмотров 420 тыс.
50% 1

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment RU-vid Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Приколы

Опубликовано:

 

22 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 952   
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray 10 месяцев назад
ኣነ ፈበን ይብሃል ካብ መዓስከር ዕምራኹባ ሱዳን ብስም ህዝቢ ትግራይ Like 👍 ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ሃገረ ትግራይ
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti 10 месяцев назад
❤💛
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i 10 месяцев назад
❤❤❤
@user-cf4xo1kq3n
@user-cf4xo1kq3n 10 месяцев назад
ኣጆኺ ጓል ሪመይ ዓድኹም ትኣትውሉ ርሑቅ ኣይከውንን❤❤❤❤❤
@iyfh9131
@iyfh9131 10 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ኣምላክና ይኩነልኩም ይበለና ኣብ ስደት ዘለኩም ኣሕዋተይ ናብ መረበትና ወለዲት ኣምላክ ትመልስኩም
@user-tc1ny1gu7s
@user-tc1ny1gu7s 10 месяцев назад
ኣጀኩም ቀሪባ እያ ኣሕዋተይ
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 10 месяцев назад
ብስም ሰራዊት ሃገረ ትግራይ 𝗧𝗗𝗙 💛❤️🦁🤴✊ ላይክ ግጨውኒ ደቂ ዓደይ 👇
@user-xw5oy3kl2c
@user-xw5oy3kl2c 10 месяцев назад
Kkkkkk እዋይ tdf ዝረክቦ መለመኒ like ኮይኑ
@lionlion3469
@lionlion3469 10 месяцев назад
ትዲኤፍ ድኣ ቀርያ እያ ብስሩ
@ElectronPCFix
@ElectronPCFix 10 месяцев назад
Big like for Jegna
@user-xw5oy3kl2c
@user-xw5oy3kl2c 10 месяцев назад
@@ElectronPCFix ኣበይ ኣለዉ TDF ሕውሓት ሓሽሻቶም ህዝቢ ደቅና ኣበይ ኣለዉ ደቅና ኣጥፊእኩም እንታይ ኣፍሪኹም እንዳበሉ ይሓቱ ኣለዉ።
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti 10 месяцев назад
❤💛
@user-we8kb8im5l
@user-we8kb8im5l 10 месяцев назад
ስዒድ እስርቤት ዘለዉ ኣሕዋትና ድምፅ ንኹኖም ኣሕዋተይ😢
@user-kj5xx2we6p
@user-kj5xx2we6p 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@user-nj3fe5wc9o
@user-nj3fe5wc9o 10 месяцев назад
ኡሺ ለባም ሰብብብብ አጀና ተጋሩዋይይይ
@user-li4oz5lf5c
@user-li4oz5lf5c 10 месяцев назад
በጃኹም ኣብ እስርቤት ስዑዲ ዓረብ ድንሀቡ ድምጽ ኹንዎም😢😢
@user-nj3fe5wc9o
@user-nj3fe5wc9o 10 месяцев назад
ኡሺ
@dgdh5959
@dgdh5959 10 месяцев назад
አረ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ ኡስራት ኣሕዋትና ድምፂ ንኩን 6ተ ወሪሒ ምሉእ ዳሃይ ኣሕዋትና ዝሳኣንና ኣለና በጃክም😢😢😢
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 10 месяцев назад
እህህህ ጨኒቁና ጥራሕ ዶ😢😢😢
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb 10 месяцев назад
😢😢😢😢😢
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ሓላላተይ❤ ናይ ኣያ ተኸስተ ኣድነቅቲ ኣበይ ኣለኹም☺️👍 ቡሩኽ ሰንበት❤
@NatiDan-on1ho
@NatiDan-on1ho 10 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ኣብ ናይ ትግሪኛ ኮሜድይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዓብሊላቶ ዘላ ገሬ ኡሙን ስለ ዝኾነት ኣይትጥፉኡና ኣጆኹም በርትዑ ቐጽሉዎ
@user-yn1ug7nn3v
@user-yn1ug7nn3v 10 месяцев назад
ብምንታይ መመዘኒ እዩ
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 10 месяцев назад
Bi kulu
@thankgodforeverything6361
@thankgodforeverything6361 10 месяцев назад
ኣብ ሱዑድ እስርቤት ድነሀው ድምፅ ኸኑልና ገረ አሙን😢
@butman5434
@butman5434 10 месяцев назад
ከማና ኤርትራውያን ጌሩ ዝከታተላስ ይህሉ ዶ ነዛ እንዳ ገርየ እሙን ❤❤❤❤❤
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 10 месяцев назад
ትግርኛ ብትግርኛ ክዓቢ ኣለዎ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 10 месяцев назад
ደቂ ትግርኛ እንዲና ኩላትና❤❤❤
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 10 месяцев назад
እሂናይ ደኣ😊እቲ ዘሕጉሰኒ ነገር እንተሎ እዚ መንእሰይ ካብ ናይ ጽልኢ/ቂም ኣርዑት ወጺኡ ንዓለም ብ2 የዒንቱ ኣፍጢጡ ክሪኣ ከሎን:ኣፍ ልቡ ነፊሑ ይነብር ምህላውን እዩ::ንሕና ተረባሕትን ኣርባሕትን ክሳብ ዝኾንና:ካባና ናባና ወይ ባዕልና ንባዕልና ክንተሓጋገዝ ግድን እዩ::
@ZebibaBelay-dn4dt
@ZebibaBelay-dn4dt 10 месяцев назад
ኤረትሪን ኣለና ወ 🇪🇷🇪🇷
@myownoasis
@myownoasis 10 месяцев назад
ኣለና 🇪🇷 ድሕሪ ደጊም ምፍልላይ የለን... ይኣክል
@hoomsswhggsh3589
@hoomsswhggsh3589 10 месяцев назад
በጃኩም አብ እስርቤት ሱዑዲ ዓረብ ዝሳቆዩ ዞሎዉ ወገናትና ዲምፂ ኩኑና 😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔
@soliyanasoli4688
@soliyanasoli4688 10 месяцев назад
😂😂😂😂😂 ብሳሔቅ ቀቲልኩምና እንዳ ማሃርኩም እንዳ ገሬ እሙኖ መሐጎሳት. 🇪🇷❤😊
@user-pc1eu1xp7n
@user-pc1eu1xp7n 10 месяцев назад
❤❤
@Aleifaking
@Aleifaking 10 месяцев назад
ዳገሬ ኡሙን ቀፅልሉ ኩነታት ህዝብና ባኣግባብ ትሑቡሩና ኩነታት ኡሱር ስዑዲ ዓረብ ድምፂ😊🥰🥰 ንኹኖም😢😢😢😢
@hehhggd
@hehhggd 10 месяцев назад
አንካአ ደሓን መፃኩም አንዳ ገሬ አሙን 🙏 መንበረ ሰላማ ናብ ጥንቲ መንበሩ ተመሊሱ አንካአ ደስ በለና ተጋሩዋይ ❤
@Teweldemulu
@Teweldemulu 10 месяцев назад
ንኣያ ተኸስተ (ፍሩስዃ) ዘድንቅ ፀፊዑኒ ይሕለፍ ❤❤❤
@gfcjcdfgyu9565
@gfcjcdfgyu9565 10 месяцев назад
🖐አሺ😂
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 10 месяцев назад
😂😂😂😂
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j 10 месяцев назад
በጃኹም በጃኹም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ እሱራት ወገናትና ድምፂ ኩኑ በጃኹም😭😭😭😭
@Lewhatey
@Lewhatey 10 месяцев назад
ሓፍተይ እንታይ ኣጋጢምኪ😢
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j 10 месяцев назад
@@Lewhatey ኣነስ ፅቡቕ ኣለኹ አምላክ ይመስገን እቶም ኣብ እሱር ዘለዉ የሕዋትና ተሳቅዮም እምበር
@YestunaTedros
@YestunaTedros 10 месяцев назад
😭😭😭😭
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 10 месяцев назад
ተጋሩ ንሕበር ንከባበር ምስጢርና ንዓቅብ ነንባዕልና ተዘይተፋቲና ማንም ኣይፈትወናን ሪኢናዮ ኢና.ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና🙏❤️💛
@tsigerada
@tsigerada 10 месяцев назад
ብሽም ትግራይ 👍😢
@destateklu1465
@destateklu1465 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤MN m
@YestunaTedros
@YestunaTedros 10 месяцев назад
😢😅
@YestunaTedros
@YestunaTedros 10 месяцев назад
T0fyfeb0g😢👍
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti 10 месяцев назад
እንዃዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋኒ😊 እንዃዕ ደስ በለና መንበረ ሰላማ ናብ ጥንቲ መንበሩ ተመሊሱልና😊ትንሳኤን ወጋሕታን ሃገረ ትግራይና❤💛የርእየና ኣምላክ! ስቃይ መከራ ህዝብና የሕፅረልና
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 10 месяцев назад
አሜን አሜን🙏
@selam801
@selam801 10 месяцев назад
ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል እናታችን ቅድሰት ኪዳነ ምሕረት እንኳን አደረሳችሁ ምእመናን ቸሩ ሰንበት❤
@fyyg4017
@fyyg4017 10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
@jjssjjss6586
@jjssjjss6586 10 месяцев назад
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤
@sauk1248
@sauk1248 10 месяцев назад
አሜን(3) እንዃን አብሮ አደረስን🙏
@messiberhe20
@messiberhe20 10 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን🙏
@Brey8984
@Brey8984 10 месяцев назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ዝፈትወኩም ❤ ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ኣለኩም ዶ 👍ርገፁ ❤💛
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን😍 ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ተካታተልቲ ገሬ እሙን💚🌹💐 በቢ ዘለናዮ ኪዳና ምህረት ካብ ክፉእ ትሓልወና ድሃይ ዘጥፍኡ ተጋደልቲ የሕዋትና ድሃይ ወረ ሓጎስ የስመዐና ፈጣሪ🤲
@zedulove7611
@zedulove7611 10 месяцев назад
Amennnnn❤❤❤❤
@emebtuhiluf7558
@emebtuhiluf7558 10 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 10 месяцев назад
ኣሜን ///3///❤🙏
@user-vr2jc1di3i
@user-vr2jc1di3i 10 месяцев назад
Amennnnnnn❤❤❤❤
@jjssjjss6586
@jjssjjss6586 10 месяцев назад
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤
@fhyytt7050
@fhyytt7050 10 месяцев назад
ዝኹሉ ክፅበ ዊዒለስ ተቐዲመ እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ Like ርገፃኒ ደቂ መዳም ቅመማት
@user-xn7hj2fq3w
@user-xn7hj2fq3w 10 месяцев назад
እንዃዕ ሰላም ምፃእኩም ተጋሩዋይ❤ ያጀማዓ ዕልልል እዩምበይ አኮዋኒ አባ ናበይ ከይዳ😊
@militgraweyti9632
@militgraweyti9632 10 месяцев назад
ተጋሩዋይ ዝፈትወኩም♥️አረ ድምፂ እሱራት ኩኑና ኣብ ሳዉዲ ዘለና😢
@emmaq1588
@emmaq1588 10 месяцев назад
እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ተጋሩዋይ እንዃዕ ናብ ወርሓዊ በዓል ኣዴና ቅድስቲ ኺዳነ-ምህረት ብሰላም ኣብፀሐና(ኩም)
@nfffdt931
@nfffdt931 10 месяцев назад
ብሹም ትግራይ ዓደይ ላይክ ግጮይኒ❤❤❤
@user-lj3gr3kc4n
@user-lj3gr3kc4n 10 месяцев назад
ኣሕዋተይ ድምፂ ኣሕዋትና ንኹን ኣብ እስሪቤት ስዑዲ ዓረብ ዘለው😢😢😢😢
@user-wt8dd3sz3f
@user-wt8dd3sz3f 10 месяцев назад
ኣረ እወ በጃኩም 3 ወርሒ ምንም ዳሃይ ዘይገበሩ በጃኩም ድምፂ ኩኑና
@suhhd
@suhhd 10 месяцев назад
ሓፊተይ እዉን 3ወርሓ ድምፃ ዘይሰማዕኽዋ አሬ ድምፅ ንኹኖም
@user-lj3gr3kc4n
@user-lj3gr3kc4n 10 месяцев назад
@@user-wt8dd3sz3f ናይ ኩላትና እዩሞ ኣይዘና ኣምላኽ ኣሎ🤲
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 10 месяцев назад
ከምዚ ከማይ መጀመርያ ላይክ ገይሩ ዝኣቱ ኣሎ ዶ ኣብ ኩሉ ምድያታት ትግራይ
@Mise713
@Mise713 10 месяцев назад
ኣነ ከማኪ ከይራእኩ ላይክ እየ ዝህብ❤🥰🥰
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 10 месяцев назад
​@@Mise713❤❤❤❤❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 10 месяцев назад
❤❤❤
@user-pf5hg5hx3g
@user-pf5hg5hx3g 10 месяцев назад
አረ በጃኩም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ ኣሕዋትና ገለ ጉበሩ አረ አረ ሰደት ረሳሕ 😢😢😢😢
@user-ms4kf5vu7h
@user-ms4kf5vu7h 10 месяцев назад
በጀኩም ኣብ እስርቤት ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ ድምጽ ኹንዎም 😢
@user-et9uq7dg7g
@user-et9uq7dg7g 10 месяцев назад
በጃኹም ኣብ እሰርቤት ሰዑዲ ዓረብ ዘለዉ ኣሕዋትና ድምፅ ንኹኖም ኣሕዋተይ💔💔😢😢
@user-yi7ik6rz4e
@user-yi7ik6rz4e 10 месяцев назад
ድራማ ታይ ከም ዝብል ከይረኣኩም ከይሰማዕኩም ላይክ ወቂጥኩም ትከታተሉ ኣለኩምዶ ከምዚ ከማይ😂😂
@merhawitabrha4084
@merhawitabrha4084 10 месяцев назад
ኣነ ኣለኩ
@sabiyasook9655
@sabiyasook9655 10 месяцев назад
ኣነ ኣለኹ
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 10 месяцев назад
👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬዋይ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ንህዝብና ሙሉእ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና🙏🙏🙏❤❤🥰🥰
@melesmeles2121
@melesmeles2121 10 месяцев назад
❤❤❤❤
@zegelilaaccount
@zegelilaaccount 10 месяцев назад
እዛ ዕንባባ ትበሃል ዘላ ቆልዓ ምስ ዓበየት ውድእቲ፡ ሓያል፡ ጽብቕቲ፡ Great Sense of Humor ዘለዋ ስነ-ጥበበኛ ክትከውን'ያ !!
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 10 месяцев назад
ዓባይ ገዛና ምንጪ ሰሓቅና ንበሩልና😍😍😍😍❤💛❤💛
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰሙን ካብ ሰሙን ክንበፁሑ ዝፉቀደልና እግዚአብሔር አምላክ ይክብር ይመስገን ናይ አደና ቅድስት ኪዳና ምሕረት ፅሎታ ረድኤታ ኣይፈለየና ሠላም ንሃገሩና ንኩሉ ዓለም ❤❤❤❤ተመስገን ፍጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤
@buudla8284
@buudla8284 10 месяцев назад
ኣብ መጀመርያ ናይ ጀኮር ተንኩል ምካና ተረዳአያ ናይረ 😂😂😂 ፍርቃ መርየት እኮ ኔፊቅኒ😄😄
@abduahmed5477
@abduahmed5477 10 месяцев назад
ወላ አነለ ብጆኬር ልመፀ ሐዳርሰ ኢለ ፖሰት ጌይረ ነይረ ካብዚሰ ህዝቢ ታይ እዩ ክማሀር
@jfififi4878
@jfififi4878 10 месяцев назад
ክክክክክክክክ
@user-vy2fq6xb4c
@user-vy2fq6xb4c 10 месяцев назад
​@@abduahmed5477ንመሃረሉ ደኣ የሕዋተይ ኩሉ ዝቀርበካ ፈትዩካዘይኾነሰ ንኽብለጸካ አዩ ሰለዚ ጠቢብ ኸምተመን የዋህ ኸምርግቢት አዩዘዋጽአ ብዝግዜ መሰተውዓሊ ምኻን ኻብዝተረዳአኽወ😊
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 10 месяцев назад
ኣነስ ዘይፈለጥክዋ ፀኒሐ 😂😂😂
@bri7094
@bri7094 10 месяцев назад
😢😂😂ኣነስ ኣይገመትኹይ ኔረ ጄክ መሕረር
@wediwelday7862
@wediwelday7862 10 месяцев назад
ምንጪ ሰሓቅና❤ ፁሩያት ሱዑዱ ተኣሲሮም ዘለው ኣሕዋትናባ ድምፂ ንኹኖም
@BrhanHaki-vx6xu
@BrhanHaki-vx6xu 10 месяцев назад
አንዳ ገሬእሙን ብጣዕሚ ጽቡቅ ትቕጽል ኣላ፡ ይመላልኩም። አዛ ሓዳስ ቆልዓ ግና ብጃቂ ክትዓቢ ዘለዋ ንፍዕቲ አያ አሞ ዕድል ክፈቱላ፡ ብፍላይ ምስ ኣያ ዘራብሩኽ ጽቡቅ ዕድል ክፈቱላ።
@user-bk8hr9ww9i
@user-bk8hr9ww9i 10 месяцев назад
I love you enda gere emun ❤ from Eritrea 🇪🇷
@millionblackboywedie5985
@millionblackboywedie5985 10 месяцев назад
ምንጪ ሰሓቀይ 😂😂😂😂 እንዳ ጌሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
@gaulkeshitube2499
@gaulkeshitube2499 10 месяцев назад
እንዳ ጌሬ እሙን ብሩኽ ዕለተ ሰንበት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣሕዋተይ ፅፉፍ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ🙏❤
@AgAg-sl1gu
@AgAg-sl1gu 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😅😅😅😅😅😅😅😅
@user-gt2jv1ew5h
@user-gt2jv1ew5h 10 месяцев назад
ኣስይይ ሓላለተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@slam4790
@slam4790 10 месяцев назад
እንኮዕ ዳሓን መፃእኩም ብሩክ ሰንበት❤ ❤❤❤ኣድነቅቲ ዘረኣብሩክ ኣበይ ኣለኩም❤❤❤
@merrypam1376
@merrypam1376 10 месяцев назад
በጉጉት የምጠብቀው ድራማ 😅❤
@zofnazof
@zofnazof 10 месяцев назад
ትግርኛ ትችያለሽ ማለት ነው አህያ አምሓራ
@abebagebrehiwet6594
@abebagebrehiwet6594 10 месяцев назад
እቲ ድራማ እኾ ብትግርኛ ዩ። ወይ ስለ ዝማዕበልኪ ዩ 🤣🤣🤣 ኣምሓርኛ ናይ ምዕቡል ዒሉ ዩ።
@tedesberhane2836
@tedesberhane2836 10 месяцев назад
hi merry sel naw kamy enke
@tedesberhane2836
@tedesberhane2836 10 месяцев назад
Txt to me ur addres pls
@user-wf3bg2zu2x
@user-wf3bg2zu2x 10 месяцев назад
@@zofnazof ውይ አይትፅረፍያ ታይ ገይራ
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፍትዋት ስድራ እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤❤
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 10 месяцев назад
ዛ ቆልዓ ግን ፍልይ ዝበለ መቀረት ኣለዋ ዛ ናይ ኣያ ተኸስተ መርዓ ከዓ ኢድ ጆኬር ኣለዋ እዩ ኮ ኢልና ኢና😂😂
@user-kj5xx2we6p
@user-kj5xx2we6p 10 месяцев назад
በጃኹም ኣብ እሰርቤት ሰዑዲ ዓረብ ዘለዉ ኣሕዋትና ድምፅ ንኹኖም ኣሕዋተይ😢😢
@user-rh7zf4vz2o
@user-rh7zf4vz2o 10 месяцев назад
እንኳን ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ኣኽፊእኹም ካብ ናይ ህዝብናን ታሪኽን ባህልን ዝይጣዓዓም ባህሪ ጆኬር ንየ በልዎ ክፍኣት የብልናን ስቅ ኢልኩም ይገበር ያ ኣሎ ኢልኩም ወንጀል አይተምሁርና
@brhanhaylu1015
@brhanhaylu1015 10 месяцев назад
way kkkkkk drama eko eyu marey
@tdftdf5811
@tdftdf5811 10 месяцев назад
ድራማ እዩ እዚ
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 10 месяцев назад
ለምለም ዓይነ ዘብረአርክ ዓይነይ ናይ ፍቅሪ መምህራን እዮም Like አጋርጭው❤❤❤
@asterdessie6158
@asterdessie6158 10 месяцев назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋኒ🎉🎉🎉🎉❤❤❤ 💊💊💊💊
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳ ገሬ እሙን ሙቁራት እንካዕ ድማ ኣብጸሐና ንናን ኣዴና ኪዳና ምህረት ወርሓዊ በዓለ ብቃል ኪዳና ኣውጊሓቶ ባዕላ ጸሎታ ኣይፈለየና ተጋሩዋይ👏♥️
@haylushselomon6842
@haylushselomon6842 10 месяцев назад
ኣያ ተከስተ ዝፈቱ ላይክ ርገፅ👌
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m 10 месяцев назад
አይ ለምለመይ ❤ ፅሪቲ
@tedggfdmm5516
@tedggfdmm5516 10 месяцев назад
እንካዕ ድሓን መፅእኹም ተጋሩዋይ ኣቤት ለምለም ዓይነይ ምያይ እቲ ታንቴል ደስ ክብል ❤
@dagmawiadwa8882
@dagmawiadwa8882 10 месяцев назад
ከ 2 አመት ብሃላ ዛሬ ሆዴን እስኪያመኝ ነው የሳኩት ገሬ እሙን ትግራይ ብሄራዊ ትያትር መድረክ ላይ እንድናያቹ ፈጣሪ ፍቃዱ ይሁን አርት ሃይል ነው!!💛❤️
@jemberamen9554
@jemberamen9554 10 месяцев назад
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ቡሩክ ሰንበት ክርስትያን🙏
@zahracouch8452
@zahracouch8452 10 месяцев назад
Gere Umun BEST show ever. Keep up the great job.
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 10 месяцев назад
እንዳ ገሬ እሙን ምጪ ሳሓቅና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ምሉ ሰላም የውርደልና ንዓድና እስቲ ከምታ ልማድኩም ኣብ እስሪቤት ሱዑዲ ዘለው ኣሕዋትና ህፃውንቲ ድምፂ ኮንዎም ❤❤
@user-oq9yi5ds8x
@user-oq9yi5ds8x 10 месяцев назад
ካልሲ ካልሲ ካልሲ ተኸስተ ተዘይህሉስ ብመን ምስሓቅኩ😂😂😂😂😂
@dejenyehalawgebreslassie2906
@dejenyehalawgebreslassie2906 10 месяцев назад
ኣብ'ዘን ክልተ ወይ ሰለስተ ሰሙን እኳ እቲ ድርሰት ቁሩብ ድኽም ኢሉኒ ኣሎ ንዓይ! ቀሊል ስራሕ ከምዘይኮን ይርዳኣኒ እዩ: ግን ድማ እቲ ትፅቢትና ልዑል እዩ!🙏🏾
@lilitylility4864
@lilitylility4864 10 месяцев назад
ባሓቂ ኣሲሒቁኹምኒ ኣይትሳኣኑ😁😁🙏🙏🙏🙏❤❤
@user-bp1ue6fx4w
@user-bp1ue6fx4w 10 месяцев назад
እንዳ እያ ዘብርኣቡርኽ ሲ ከጋንኒ ዋይይይ 🙄ኣብ ጉዳ ገሬ ተሎ ዩኮ ጨኒዎም 😁😁😁😁😁😁ማራ እየ ኻኣ ዝፈቴኩም ደቂ እታ ሓላል መሬት ትግራይና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jhdccvbbvg9050
@jhdccvbbvg9050 10 месяцев назад
ኣብ ሰዑዳ ዓረብ ዘለዉ ኣሕዋትና ደምፃ ገለ ጉበሩ ረጎ😢😢😢
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 10 месяцев назад
እንቃዕ ዳሓን መፃእኩም ገዛና❤❤❤❤
@user-ei8ne9je1i
@user-ei8ne9je1i 10 месяцев назад
መን ኣሎ ኸምዚ ከማይ ኣያዘብራአቡኽ ከማይ ዘስሓቆ አብ ጉዋቦ ውሽጢ ኣትዮም😂😂😂😂😂😊
@Laza_Mekelle70
@Laza_Mekelle70 10 месяцев назад
ምስራሕ ትሰርሕለኩም ገነ ብጣዓሚ ተጋንንዎ ለኪም
@kidusaraya4920
@kidusaraya4920 10 месяцев назад
ዳኒ ግን ብሰላም ድዩ ኣረ ተሓባበሩና ኣምጽኡልና
@user-zj1cm6nm7u
@user-zj1cm6nm7u 10 месяцев назад
እንካዓ ብሰላም መፃእኽም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fhifhu2625
@fhifhu2625 10 месяцев назад
አንካዓ ብሰላም መፅአኩም ደቂ ዓበይቲ🥳♥️🙌ኣነስ ብሰሓቅ ቆስለ ኣቦይ ተክሰተ ኣይትሰኣና😂❤
@fanafani2638
@fanafani2638 10 месяцев назад
ዝያዳይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤❤
@fhifhu2625
@fhifhu2625 10 месяцев назад
@@fanafani2638 ገይረልኪ ክብረተይ🥳♥️
@fanafani2638
@fanafani2638 10 месяцев назад
@@fhifhu2625 የቀንየለይ ክብረተይ🙏🙏
@Rosa-qo6zl
@Rosa-qo6zl 10 месяцев назад
እንኳን በሰላም መጣቹ በጉጉት የምጠብቀዉ ድራማ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 10 месяцев назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ ፅሩያት ብርክ ሰንበት ንኹሉም ኪዳና ምህረት ታሓልይኹ አሜን፫_
@user-kp9zk5xe7w
@user-kp9zk5xe7w 10 месяцев назад
ሰላም ናህዝብ ትግራይ
@SenayWelde-bl7dl
@SenayWelde-bl7dl 10 месяцев назад
እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ በሰላም ተመለስኩም 💚❣️❣️💚❣️💊🇻🇳🥰🥰💊❣️💚
@SalamA-dp8dg
@SalamA-dp8dg 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን ልትግራይናን ልህዝብናን የውርደልና ሰሰናዩ ንዓኹም🙏✝️🙏ክብርን መጎስን ልጀጋኑ TDF💛⭐️❤💛⭐️❤💛⭐️❤💛⭐️❤💛⭐️❤🥀🥀🥀
@user-om4yd8ln3z
@user-om4yd8ln3z 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹💓💘🙏ብርኺ ሰንበት🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏
@sratasrata5383
@sratasrata5383 10 месяцев назад
እንኳዕ ብዳሕን መፃእኩም ዳ ገሬ እሙን
@aleemlove3832
@aleemlove3832 10 месяцев назад
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ🎉🎉🎉❤❤❤
@user-gm5qr4jk9f
@user-gm5qr4jk9f 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን ጹሩያት❤❤❤
@trhasss7328
@trhasss7328 10 месяцев назад
እንካዕ ድሓን መፃኩም,ዳገርየ እምን በይዛካትኩም አብ ስዕዲ ዓረብ ዘለው እስርራት ድምፂ ኩንዎም በይዛኩም ቀፃሊ ሰንበት ድምፂ ክትከንዎም ተስፍ ንገብር አረ ፍትሒ,ፍትሒ ሓባሪ,ዘይብሌም,አይ,አህዋተይ,ስደት ረሳሕ,እፍፍፍፍፍ ኩለ,ግዜ ከርተት😢😢😢😢😢😢
@berhefray7599
@berhefray7599 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን
@lemlemfsahaye3215
@lemlemfsahaye3215 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@fritiAbadi720
@fritiAbadi720 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን🥰🥰😘😘
@user-kt4yf7cy1w
@user-kt4yf7cy1w 10 месяцев назад
እንኳዕ ብስላም ሐፅኣኩም ኣንዶ ገሬ እሙን❤❤❤
@TesfayZeray-ok2gn
@TesfayZeray-ok2gn 10 месяцев назад
Welcome❤ ጡዑማት ፍጥረት
@user-rn4ze9yd3l
@user-rn4ze9yd3l 10 месяцев назад
well come ተናፈቅቲ❤❤
@hani6817
@hani6817 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅሩያተይ♥️🕊 ጋል ሓወም ነያ ዘብረኣብሩክ ክትፍተወካ ምጭውቲ♥️🥰
@user-mp4js3fd4k
@user-mp4js3fd4k 10 месяцев назад
እንኳዕ ብዳሒና ምፃእኹሙ ኪብራተይ❤❤❤❤❤❤
@ruthmisgun8792
@ruthmisgun8792 10 месяцев назад
Betame ena niftwkum ❤️❤️❤️
@merybaraki2217
@merybaraki2217 10 месяцев назад
እንቃዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ
@galtigray5257
@galtigray5257 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤❤
@selammahari1477
@selammahari1477 10 месяцев назад
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት❤❤❤
@user-dc4fz6lo1n
@user-dc4fz6lo1n 10 месяцев назад
አረ ድምፅ ኣብ እስሪበት ሱዑዲ ዓረብ ዘለዉ ኣሕዋትና ይሰማዕ ብጭንቅን ብጥምየትን ከሙቱ ደልዮም ዋ😢😢
@user-fz3pe5ek8q
@user-fz3pe5ek8q 10 месяцев назад
እንኳን ብሰላም መፀኩም❤❤❤❤❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 10 месяцев назад
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምታኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ💘✝️
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray 10 месяцев назад
እንዴ ገሬ እሙን ክፈትወኩም መዓት ቀፅሉሉ መ ማዝ እያ ሰንበት ትበፅሕ እናበልኩ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ እያ ።💞ሰለዚ ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ ፅሩያት ዓለም መዛናገዕተይን ዋዛ ምስ ቁምነገርን በርትዑ💞💞💞💞💟💟💟💟
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 10 месяцев назад
መን ኣሎ ከማይ ዝናፈቆም እንዳ ገርየ ሙቁራት እንካዕ ብሰላም መፃእኹም😂❤❤😂😂😂ኣታ ሞይተ😂ግን ተጋኑኑ በጃኹም ኣስተኻኽሉ
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 10 месяцев назад
ደስብሃሊ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@abrhaab8804
@abrhaab8804 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ዝተፀበኩም
Далее
gere emun part 141 ገሬ እሙን ክፋል 141
34:29
gere emun part 122 | ገሬ እሙን ክፋል 122
33:45
NAYEON "ABCD" M/V
03:42
Просмотров 17 млн
gere emun part 142 ገሬ እሙን ክፋል 142
34:57
Gere emun part 155 | ገሬ እሙን ክፋል 155
40:35
gere emun part 158 | ገሬ እሙን ክፋል 158
38:32
Gere emun Part 17
32:12
Просмотров 1,2 млн
gere emun part 129 ገሬ እሙን ክፋል 129
24:00
gere emun part 69 ገሬ እሙን ክፋል 69
19:57
Просмотров 387 тыс.
Ilk uchrashuv va bir yildan keyin farq
1:00
Просмотров 3,4 млн