Тёмный

Gere Emun Part 175 | ገሬ እሙን ክፋል 175 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 320 тыс.
Просмотров 342 тыс.
50% 1

Приколы

Опубликовано:

 

27 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 961   
@gereemunentertainment
@gereemunentertainment 15 дней назад
🔴ገሬ እሙን አፖልኬሽን👇👇 play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gereemun
@samsungservice8657
@samsungservice8657 15 дней назад
@__-wj7zq
@__-wj7zq 15 дней назад
_ለምለም ዓይነይ ሎሚስ ተወድእዋ እዩ🤣 ተድንቅዋ ክዓ ላይክ👍 ፀፍዕኩም ሕለፉ🥰_
@Sinksar605
@Sinksar605 15 дней назад
ኣነስ እዚ ላይክ ሃቡኒ ምባል ከሕፍረኒ😄
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ሃቡኒ ማለትያዋ 🤣🤣 ደምርኒማ መዓረይ ❤😊❤😊
@Debas97
@Debas97 15 дней назад
😂
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 15 дней назад
😂😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 15 дней назад
ደምራኒ በላ😂😂😂😂
@hfhf-jw2lk
@hfhf-jw2lk 15 дней назад
ኣነስ ኣብ Fbእዩ ዘሕፍረኒ ምበይ ዩቲብስ ምንም ኣይመስለንይ😂
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 15 дней назад
ዝቅዳሴ ደስ ክብል😢 ካብ ስደት ተመሊስና ደገ ሰላም ክንሳለም የብቀዐና ኣሕዋት ☦️💙🌿
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h 15 дней назад
አሜን ለዓመታ እንበሉኩ 12ዓመት መሊኤ😢
@user-lp3vn9ge4z
@user-lp3vn9ge4z 15 дней назад
🙏 🙏 🙏
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 15 дней назад
ኣጆና ማዓረይ ጥዕና ይሃበና እምበር ዘይቀሪ እዩ 😢❤​@@user-st2vr1tw6h
@Hareg675
@Hareg675 15 дней назад
ኣሜን😢🤲
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 15 дней назад
አሜን አሜን አሜን🙏
@helenfanos7526
@helenfanos7526 15 дней назад
ርሑስ በዓል ሆሳእና ይግበረልና " ሰናይ ቅንያት ናይ ሕማማት ግዜ ይኩነልና " ጎይታናን መድሓኒትናን እየሱስ ክርስቶስ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ደቂ ዓደይ😢🙏
@MuluGermay
@MuluGermay 15 дней назад
❤አሜን አሜን አሜን
@user-ue5gh3hx2t
@user-ue5gh3hx2t 15 дней назад
Amen Amen Amen ❤❤❤
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 15 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤
@waskan7162
@waskan7162 15 дней назад
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 15 дней назад
Amen Amen Amen ❤❤❤
@solomonhaileselasenebromne297
@solomonhaileselasenebromne297 15 дней назад
በሸም ለምለም ዓይነይ 😂 ላይክ
@mhretgoitom2134
@mhretgoitom2134 15 дней назад
ዊ ኣነ ቀዳመይቲ እየ ለማዓንቲ ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ ን ሆሳኣና ኣብፀሐኩም ከምዚይ ናዓመታ ካኣ እግዚአብሔር ፈቂዱ ብሰላም ሃገርና መሊሱ ኣብ ዓድና ነክብሮ ይገበረና ፈጣሪ ❤❤
@yonaskidane-mz8yl
@yonaskidane-mz8yl 15 дней назад
ንኹሉ ኪርስቲያን አንተ ትብሊስ ታይዶ ሙጎደለኪ
@Hk-xz3qc
@Hk-xz3qc 15 дней назад
Naydeki tewahdo endiyu
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 14 дней назад
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
@yonaskidane-mz8yl
@yonaskidane-mz8yl 14 дней назад
ናይ ካቶሊክ በተክርስቲኣን ምንኣቅ ማለት ድዩ ዝኸዉን ዘሎ
@salamsere6403
@salamsere6403 15 дней назад
ኣድነቅቲ መዝገቦ ተበዕታይ ናብ ቃል ሕለፉ❤❤❤💛💛💛
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 15 дней назад
ሆሳእና በኣርያም ንወዲ ዳዊት💞💞💞 እንዃዕ ኣብፀሐና🙏
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x 15 дней назад
ክቡራተይ ናይ ንስሃ ሰሙን ሕማማት ይግበረልና ፈጣሪ ሓጥያትና ገዲፉ ይታዓረቀና😢
@user-lc7tk2yw7t
@user-lc7tk2yw7t 9 дней назад
Amen
@EfremYemane-ub5nk
@EfremYemane-ub5nk 15 дней назад
ብርኽ ናይ ሕማማት ግዜ ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏
@Alemey_1
@Alemey_1 15 дней назад
ርሑስ በዓል ሆሳእና ይግበረልና።ቡርኽ ናይ ሕማማት ግዜ ክገብረልና ይምነ።🙏🙏🙏
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ደምርኒ ኣለመይ🎉😊😊❤
@Selugaltigray
@Selugaltigray 15 дней назад
ደምርኒ ዝሓፍተይ😊
@Atsuhabeshawit
@Atsuhabeshawit 15 дней назад
አሜን አሜን አሜን ❤️🙏❤️🙏
@user-kt7nj7hh3u
@user-kt7nj7hh3u 15 дней назад
ሩሑሰ ባዓል ሆሳአና ይገብረልና ❤❤❤❤
@richochewa1640
@richochewa1640 15 дней назад
አሜን ኣሜን ኣሜን ❤🙏❤
@YosefYemane-rr5pz
@YosefYemane-rr5pz 15 дней назад
ያ ጀምዓ. ከመይ. ዊዒልኩም. ላይክ. ግበሩለይ. እንዳ. ጌሬ. ድማ. ገለ. ዓይነት ! ህዝበ ክርስትያን. ድማ. እንቃዕ. ኣብጸሐና. ናብ. ኣጋሽዓና. 🎉❤❤!!!
@Bahgi_
@Bahgi_ 15 дней назад
"መዝገቦ ተባዕታይ" ንፉዕ ተዋስኣይ ናብ ገሬ እሙን እውን ምምጽኦም ጽቡቕ እዩ። ምጥዕዓም ጥዑም! 😀
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 15 дней назад
ሞዝጎቦ ተባዕታይ ጽቡቕ መፍትሒ 😜🤣🤣🤣ለምለም ዓይነይ ፍትሒ ካብ አግዝብሄር አምበር ካብ ሰብ ኣይርከብን ትዕግስቲ ይሃንክን ጥራሕ 🙏❤️
@HhHh-qh2lj
@HhHh-qh2lj 15 дней назад
እንኳዕ አብፀሐና ንባዓል ሆሳእና ተጋሩዋኒ☘️💊🙏🥰
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ኣሜን መዓረይ ደምርኒ መዓረይ🎉
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 15 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊
@CffGgg-eu4if
@CffGgg-eu4if 15 дней назад
ኣፍቀርቲ ናይ ጎታና መዳሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ልኮንኩም ሳብስክራይብ ግበሩኒ በዛኩም 😢❤ ስለ ትገብሩለይ ሓገዝ ልሓሰብኩምዎ የፈፅመልኩም ኩሉ ጊዜ ካብ ዝርያኩም ኣይፈለ ተሓባቦሩኒ❤
@HelloGOfficial
@HelloGOfficial 15 дней назад
ሰላም፣ ፍቕርን ስኒትን ይዓድለና💓ኣሜን 3💖
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ኣሜን ደምርኒ መዓረይ🎉❤
@Firata2721
@Firata2721 15 дней назад
አብርሃም ....አቤት መን ፀዊዑ ዳንኤል ...አቤት ሓውቦይ ፅናሕማ መን ፀዊዑ 😂 ለምለም እህህ 😅😅
@KalidApp-ry5xi
@KalidApp-ry5xi 15 дней назад
ሕደጉናባ ክንጸዊ ይብል እምበር ባዕሉ ጸጸዊዑ😂😂😂
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 15 дней назад
​@@KalidApp-ry5xiመን ፀዊዑ ክክክ🤣
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k 15 дней назад
😂😂😂😂😂
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 13 дней назад
😂😂😂😂
@AmiraAhmed-ju6qg
@AmiraAhmed-ju6qg 12 дней назад
@@KalidApp-ry5xi😂😂😂😂
@sameraahmed1907
@sameraahmed1907 15 дней назад
ሞዝጎቦ ተባዕታ ምምፁኡ ልተሐጎሰ ካሙዙ ካማይ ኣሎዶ❤😂
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 15 дней назад
እንኳዕ ኣብጸሐና ናብ ሆሳዕና❤❤ ደቂ ጽዮነይ ተመስገን ፈጣሪ ነዛ ጽሕፉ ተንብቡ ዘለኩም ፈጣሪ ካብ ኩሉ ክፍእ ይሓልኩም እመኣምላክ ጽላል ትኩንኩም ❤❤❤
@user-rl9nz5gw6q
@user-rl9nz5gw6q 15 дней назад
Amen... nkulatena
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 15 дней назад
ሳብስክራይብ ግበራለይ ክብራተይ❤❤❤❤
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 15 дней назад
​@@user-uy4ek2zj3sእሺ
@user-fx3ce3wh4e
@user-fx3ce3wh4e 15 дней назад
Amen🙏🙏🙏
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j 15 дней назад
መዝገቦ ተባዕታይ እንቃ ብሰላም መፃኹም ናብ እንዳ ጌሬ እሙን እዛ ፊልሚ ግርም ጌርኩም ኣጠዓዒምኩማ😂😂😂
@jdis2621
@jdis2621 15 дней назад
ዋውውውውውው መዝገቦ ተባዕታይ ኣጠዓዕምዎ ብትክክል ሂወት ብምጥዕዓም እያ ትንበር እበር ኩሉ ግዘ ከም ድልየትካ ዝከውን ነገር የለን ስለዚ ንኩሉ ከከም ኣማፃፅኡ ኣጠዓዕምዎ ኣቱም ሰብ
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 15 дней назад
ተጋርዋይ ፍትውትው እየዘብለኩም ዘፍቅረኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤ጥንስቲ እየዋኢ ላይኪ ግጨውኒ👍👍💊💊💊💊💊
@MuluGermay
@MuluGermay 15 дней назад
😂❤አብሽሪ
@user-ev9ne1zm7d
@user-ev9ne1zm7d 15 дней назад
ደቂ ተዋህዶየ እንካዕ ንሆሳእና ኣርያም ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣበይ ኣለኹም🙏🙏
@user-bo2lc6bd3w
@user-bo2lc6bd3w 15 дней назад
ኣንቱም ሰባት ኣያ ጆከር ኣበይ ዮም ዝጠፍኡ ዘለው፡ በጃኹምምም ኣያ ጆኬር ኣምጽኡልና ሚሒር ናፊቅናዮም። ብዝተረፈ ስራሕኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ቀጽልዎ።
@user-ev9ne1zm7d
@user-ev9ne1zm7d 15 дней назад
ደቂ ተዋህዶየ ኣበይ ኣለኹም እንኳዕ ንባዓል ሆሳእና ኣርያም ኣብፀሐኹም 🙏🙏
@user-sd8bw7jx7u
@user-sd8bw7jx7u 15 дней назад
ኣሻዓ ቃድሙኹምና ተጋሩዋኒ ፅሕፍኹም ድኹም ትፅበለኹም ብዝኾነ ርሕስ ኣዉድኣመት ይኹነልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😊😅
@user-es7bi4df5v
@user-es7bi4df5v 15 дней назад
መዝገቦ ተባዕታይ እንካዕ ደሓን መፃኩም ናብ እንዳገሬ እሙን ርሑስ በዓል
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 15 дней назад
3ቲ ኮሜንት ባዕለይ 😁እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኩቡራት ተጋሩ እንኳዕ ንባዓል ሆሰዓና ኣብፀሐኩም ንዛ ኮሜንት ታንቡ #ሳብስክራይብ ተማለኡኒ ኣሕዋተይ ናተይ ♥️👏💚✝️
@user-rk4nq6bx4m
@user-rk4nq6bx4m 15 дней назад
መዝገቡ ተባዕታይ 👏👏👏
@cbffhf1567
@cbffhf1567 15 дней назад
ርሑሰ ባዓል ሆሳእና🤍🕊 ሑቡሸይ ጥንሰቲ እየዋ👍ሃብኒ😢🙈
@user-mi7xq5fc9h
@user-mi7xq5fc9h 15 дней назад
ኣጣዓዕምዮ😂😂😂
@cbffhf1567
@cbffhf1567 15 дней назад
@@user-mi7xq5fc9h ሞይተ😹ምቁሩ ክርብቲ 😹😹
@amanuelassfaw1678
@amanuelassfaw1678 15 дней назад
ዚሓዲሽ ተዋስኣይ ዛስም ምድግጋም ትበዝሕ ኣላሞ። ከይተሰልቹ ይተሓሰበላ ብገናኣ። ኣጠዓዕምዎ ኢኩም።
@user-ei8ne9je1i
@user-ei8ne9je1i 15 дней назад
እኮ ብጋናእያ በለ😂😂😂😂😂😂
@MartialEntertainment
@MartialEntertainment 15 дней назад
ሰናይ ቅንያት ናይ ሕማማት ግዜ ይኩነልና
@TaemoTadese
@TaemoTadese 15 дней назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንኩለኩም ህዝበ ክርስትያን🙏
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ኣሜን መዓረይ ደምርኒ ❤😊😊❤
@TaemoTadese
@TaemoTadese 15 дней назад
@@user-jg4cx5nt1z ገይረልኪ ማዓረይ
@ds3zs9
@ds3zs9 15 дней назад
ኣያይ መጠዓዓሚ ምስ መዳመይ ስኒት ሲኢናዊ ኣጠዓዕሙለይ እንዶ😢😂
@hgdc6597
@hgdc6597 15 дней назад
😂😂😂😂
@KusuKusu-xe3rb
@KusuKusu-xe3rb 15 дней назад
😂😂
@Mhkldhjd
@Mhkldhjd 15 дней назад
ኣጣዕሞ😂😂
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k 15 дней назад
ኣነ ለ ደምርኒ ናጋ ስራሕ ተዉፅኣኒ ላ😢😢😢😢ኣጠዓዑሙና😂😢
@ds3zs9
@ds3zs9 14 дней назад
@@user-ko1ih7io7k እሺ መልስለይ ነዓይ እውን
@Debas97
@Debas97 15 дней назад
ለምለም ሎሚ ፈንቲራ ...😂
@hierugaltigray4719
@hierugaltigray4719 15 дней назад
ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም❤❤❤
@semimisgna243
@semimisgna243 15 дней назад
አዋይ ለምለም ዓይነይ ሎሚስ ተወድእዋ እዩ ደግፍት ለምለም ክኣ ላይክ ጋርኹም ሕለፍ❤🥰🥰🥰🥰
@AronAbraham-zt1sd
@AronAbraham-zt1sd 15 дней назад
ክክክ ምሉእ ምጥዕዓም እስከ ይግበረልኩም፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለኹም ህዝብታት ❤❤❤
@KalidApp-ry5xi
@KalidApp-ry5xi 15 дней назад
እዚ ምቁር ክርቢት ዝብልዎ ሰብኣይ (እዋይ እኒአኻ ሽም😂😂😂) ኣብቲ መጀመርታ ኣሀክይ ኣቢሉኒ ነይሩ ፣ ዳሓርሲ'ኳ ሳሓቕ ወዲእኒ 😂😂😂 ።
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 15 дней назад
ኣያ ዘብረኣውርኽ ባ ልምንታይ እዮም ኹሉ ግዜ ልልቅሑ🥺😂😂😂😂 አረ ኣይተቆቁዑ ዘውረኣውርኽ ዓይነይ...🤕🙄
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k 15 дней назад
😂😂😂😂😂ኣመል ዋላ ዳሃለዎ ኮእዩ ዝልቃሕ
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 14 дней назад
@@user-ko1ih7io7k 😁😁😁
@temuaraya7007
@temuaraya7007 12 дней назад
ኣብ ገነት ሰብ ከይሃለዎም ኣይቀርይ
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 12 дней назад
@@temuaraya7007 😁😂😂😂😂😂😂
@hailee1036
@hailee1036 15 дней назад
ክብሪት መራሕ ትግራይ እንተመሪፅናዮም ካብዝሰረቐ ኩሉ ወሲዶም ንኹሉ ፀገም ትግራይ መጣዓዓምዎ ኔሮም 👏👏👏👏👏❤️❤️❤️
@user-dx8by6xw8n
@user-dx8by6xw8n 15 дней назад
ኣያ ዘራቡሩኽ እና ለምለም ዓይነይ ብሓቂ ን ተጋሩ ዝዉክል ባህሪ እዩ 👍
@asfahalearaya9023
@asfahalearaya9023 15 дней назад
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ሰራሕ100%
@HdjbHxjbih
@HdjbHxjbih 15 дней назад
ምጥዕዓም ዝኮንካ ማዓልቲ ጥዑም እስኪ ይግበረልና😅❤🎉
@hanayemaryamlij
@hanayemaryamlij 15 дней назад
እኳዕ አብፀሐኩም ንባአለ ሆሳእና ልወዲ ደዊት አሜን ብሰላም ናቦ ብርሃነ ትንሳኤ የብፀሐና አሜን
@negaseyoum7591
@negaseyoum7591 15 дней назад
ሓደ ዓይነት ገፀባርይ ፀገም ዘረአብሩኽ አሰልችዩ ከመይ ከምትቅየር መምሃሪ አብዝቅፅል ንፅበ
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 15 дней назад
ኣድነቅቲ ዳኒ እስኪ👍💗
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ደምርኒ መዓረይ🎉❤😊
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 15 дней назад
መዝገበ ተባዕታይ ጅግና❤❤
@user-tf5ko7nq8r
@user-tf5ko7nq8r 15 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኤኹም ሙቁራት እንኳዕ ኣብፀሐና ናብ ባዓል ሆሳዕና 🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿
@samemekseb5650
@samemekseb5650 15 дней назад
ቃላት ኣብ ምምልላስ ኣብ ገለኡ ይነውሕ ኣሎ ተነዊሑ ከኣ ኣሰልቻው ይኸውን ስለዚ ቃላት ኣብ ምምልላስ ኣይተንውሕዎ ንኣብነት ንዘርኣብሩኽ ሓዊ ንገዛ ምስ መጾ ቁሩብ ነዊሑ ኣብ መንግኦም ዝነበረ ዘረባ ይዳጋግምዎ ጥራሕ ኔሮም ክነውሕ ተኾይኑ ዘይድገም ቃላት ክኸውን ተመራጺ ዩ ኣድናቖትን ሰናይ ምንዮትን ኣብ ቦትኡ ኮይኑ🤍🕊️ ሰላምን ቅሳነትን ነቲ ንዘበናት ኣብ ኩናትን ሽቓይን ዝነብር ሕብረተ-ሰብና
@user-rl8xx6sp1x
@user-rl8xx6sp1x 15 дней назад
መዝገቦ ታባዕታይ ኣብራሂም 😂ዳንኤል ኣቤት ሓወቦይ መን ፀዉዑ😂😂😂😂
@user-hx7ry4gj9k
@user-hx7ry4gj9k 15 дней назад
ኣጣዓዕሞ
@lulaweldelchel8502
@lulaweldelchel8502 15 дней назад
❤❤ God bless you.AMEN 🙌 🙏
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 15 дней назад
ኣየ ሞዝጒቦ ተብዓታይ ኩሉ ብም ጥዕዓም ወዲእካዮ😁
@hannahhagos279
@hannahhagos279 15 дней назад
ምጥዓዓም ፀብቅ ኩላ አጣዒምካያ ከይድካ 😂😂 i really liked this ምጥዕዓም ሙቁር ክብርት 😂
@user-rs3qj2my3n
@user-rs3qj2my3n 15 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፃኡኹም ሙቁራተይ ❤❤❤🎉🎉🎉😊
@almazgiday9935
@almazgiday9935 15 дней назад
እካዕ ብሰላም መፀኩም መዝገቦ ተባዕታይ እካዕ ምስ እዳገርየ እሙን ብሰላም መፀኩም ።
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 15 дней назад
Nhna eritreawyan nftwkum ahwatna eykum kulu hizbi eritrea ynafkum
@aminhusen1526
@aminhusen1526 14 дней назад
እቲ ሓድሽ ዝመፀ ትድብር ካልአይ ከይድገም አብዚ አቋርፅ ኣጣዓዒም እናበለ ሃውኪና
@tsegushdad-im8bu
@tsegushdad-im8bu 11 дней назад
ካብዚ ንላዕሊ ዘምህር ኣሎ ድዩ ኾይኑ ዝድብረካ ዶስ ሰብ ክሓስብ የብሉን ብዘፈቀደ ይጓዓዝ በሃላይ ኢካ
@tekleweynitesfazgi8483
@tekleweynitesfazgi8483 14 дней назад
አዚ ሓዊ ዘራኣብሩክ ጽይቅ ኣብልዋ አዛ አንዳ ገርየ አሙን ብሰንኩ ካብ ሕጂ ኣይርአያን አየ ብጣዓሚ የሸልችወካ !!!!!!!!!
@slamslam-ss7oo
@slamslam-ss7oo 11 дней назад
ቃሕቦ ደይዉል እዝ ገሺ 😮 ኣነስ ያኒደድንሎ ሕት ፁዋስ ክደይ ግዝየ ዩኡ ድደግማሎ 👊ኣየ ለምለም ዓይነይ ❤❤❤
@HappyGlobe-yp4xb
@HappyGlobe-yp4xb 15 дней назад
Well come anda gerye amun ankan nbeal hosaana abtsehekum deki tewahdo senay knyat hmamat ygberelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@samerhmahlet
@samerhmahlet 15 дней назад
መዝገቡተባዕታይ❤
@zekariasberhe1059
@zekariasberhe1059 15 дней назад
Great job
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 15 дней назад
Kkkkkkkkk kab hawkum eritreawi fetawikum hawkum
@Hagush-love
@Hagush-love 15 дней назад
መዝጎቦ ተባዕታይ❤👌
@FerezgiAsmerom
@FerezgiAsmerom 15 дней назад
ሓያል ሰባኣይ ኣጣዓዓሚካያ
@tishasolomon5452
@tishasolomon5452 15 дней назад
Selam enda gere emun selam meskum ykun thto alatni aya zeraburk ayney serah kserh reiyo ayfelten bmntay ynebarer harsty keynblo ka khares reiyo ayfelten gele nger endserhe areyuna tgarwani selamkum ybzhaley ❤😍🙏🙏🙏
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 15 дней назад
ምጥዕዓም ክብል ልብና ጣዕ ከብለና ደልዩ እንታይ ዝብልወ ዘረባ እዩ!!!
@TijbreNigstebrhnu
@TijbreNigstebrhnu 15 дней назад
😂😂😂😂😂😂😂
@user-el1rx6zm6v
@user-el1rx6zm6v 15 дней назад
😂😂😂😂😂
@azmerafikadu1116
@azmerafikadu1116 15 дней назад
Zereba eya 😂😂😂😂😂
@fikaduboy7722
@fikaduboy7722 15 дней назад
ብም ሆሳዕና ላይኪ❤🎉
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ደምርኒ መዓረይ🎉❤
@NigistiNugusa-mf1pn
@NigistiNugusa-mf1pn 15 дней назад
አጣዓዕምዎ❤❤❤❤❤
@dessalegntadele1626
@dessalegntadele1626 15 дней назад
ዘብራብሩኽ በርሀ ንሃለቃ ፀጋይ በርሀ ሓወም ማለት ድዩ ዝኾን ዘሎ😂😂
@user-yh2ij8xn3e
@user-yh2ij8xn3e 15 дней назад
መዝገቦ ተባዕታይ ይሞቸኹም ናጣዓዓምና ኣቱም ህዝቢ 🎉😁😁😁💛❤😍
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 15 дней назад
ኣድነቅቲ መዝገቡ ተብዓታይ❤
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 15 дней назад
Enda Gerie Enqae bselam metsakum 🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍😍
@user-ue4fb2ry8j
@user-ue4fb2ry8j 15 дней назад
Aseyy.xbukat.enkaa.bselam.mexakum❤❤❤❤
@edon7537
@edon7537 15 дней назад
መበል56 ብዓለይ እንኮአ አብፀሐኩሙ ተጋሩዋይ🎉
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ኣሜን መዓረይ ደምርኒ 😁🙄🥰🥰💘
@edon7537
@edon7537 15 дней назад
ታይ ንማለት እዩ ማዓረይ😢
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
@@edon7537 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ 🙏🙏🥰🥰
@habesha896
@habesha896 15 дней назад
Enda gere emun Wellcome ❤️❤️❤️🥰🥰🥰
@Keeulee2305ke
@Keeulee2305ke 10 дней назад
ለምለምዬ ፀባይሽ እንዲ ከሆነ በኖርማል መቤታችን ።
@abdllog1723
@abdllog1723 15 дней назад
ኤረ ምጥዕምም ይህ ሰው ደሰ ይላል ይቀጥልልን
@tijichannal27
@tijichannal27 15 дней назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ልባዓል ኣሸዐና ክብረተይ እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም ካብ ክፍእ ይሰውርኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ 💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k 15 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@MssMedina
@MssMedina 15 дней назад
ደቅ ትግራይ ሓላላት ❤️💛🌹🌼እንካዕ ንባዓል ሆሳኣና ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ናይ ሰላም ደስታ ፍቅሪ ስኒት ርሑስ ሆሳኣና ይግበረልና እግዚአብሔር ⛪⛪⛪🤲🤲🤲👏
@user-id1fe5cn4g
@user-id1fe5cn4g 15 дней назад
Gere❤❤❤
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 15 дней назад
እንኳዕ ዳሓን መፅኹም ዳ ገሬ እሙን አይ ግዜ ሰለምለም ዓይነይ ትዕግስቲ ዝትዉዱኡሉ በፅሓ❤❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 15 дней назад
❤❤
@HagosHailu-zp8cl
@HagosHailu-zp8cl 15 дней назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና 🙏 በይዛኩም ሳብስክራይብ ወሉኒ ሓድሽ ጀማሪ እየ ሓደ ግዜ ፅቀጥዋ ኣይክፎሎን እዩ❤❤
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j 15 дней назад
ገይርናሎም❤❤
@haregalkebedademyworld8756
@haregalkebedademyworld8756 13 дней назад
ገይረልኻ እንኦኹ ኣነውን ሓዳስ ጀማርት እየ ሳብስክራይብ ታሓባበሩና
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 14 дней назад
ኣጠዓዕምዎ ኣቱም ህዝቢ ኣምጥዕዓም አዩ ዘሎ ሂወት❤😂😂
@user-ji9os1md9n
@user-ji9os1md9n 15 дней назад
ኣይይይ ኣያ ዘብረኣብሩኽ ኩሉ ግዜ ሓዞ በዞ ብዝኾነ ሰላምኹም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤
@user-pe5zl4vg6i
@user-pe5zl4vg6i 15 дней назад
ተመስገን ሎሙስ ቃደሞይቲ ኮይነ😅😅 ❤❤❤❤
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ደምርኒ መዓረይ 😂😊❤
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 15 дней назад
እዛ መልእኽቲ ን ኣጋላት እያ። በጃኽን ምጥዕዓም ፍለጣ ኣትን ጥዑማት ፍጥረት። ሓደ ወዲ ኣተሓሳስብኡ፡ ተመሃረ ድዩ፡ ካብ ልቡ ይፈትወኪ ዶ፡ ብሓደ ክትዓብዩ ትኽእሉ ዶ ብዝኾነ ዕንቅፋት ዘይዕንቀፍ የፍቅረኪዶ ስራሕ፡ ሞያ፡ ራኢ ወዘተ ኣለዎዶ ኢልክን ሕሰባ ፡ ቅርሺ፡ መርዓ፡ ወርቂ ኣይትሕሰባ ምጥዕዓም የድሊ ክሳብ ዝሓልፈልካ፡ እዚ ኩሉ ተልዩ ገንዘብ ምርካብ ቀሊል እዩ ዕድል ምስተፈጠረ ብሓደ ኮይንካ ምዕባይ ድማ ዝበለጸ ሂወት እዩ
@alialii8730
@alialii8730 15 дней назад
@fyuuiigt16
@fyuuiigt16 14 дней назад
thanks❤💛
@yohannesghilay5297
@yohannesghilay5297 13 дней назад
Nice one getting better.
@tesfaysielay8703
@tesfaysielay8703 15 дней назад
Tebe amxulnaaa ❤❤
@zoozzaaz4468
@zoozzaaz4468 15 дней назад
ብደንግል ረክበይ Lik❤❤❤ተጋሩዋይ አሓተይ❤❤❤
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 15 дней назад
ላይክ ገይረልኪ እየዋ ደምርኒ መዓረይ🎉😊❤😊❤
@genethagas7716
@genethagas7716 15 дней назад
🎉🎉🎉 ይዓኺ መዝገበ ረዳ😂😂❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 15 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Kacher_mk21
@Kacher_mk21 15 дней назад
I like this new character, please ኣጠዓዕሙዎ! 🤣🤣🤣
@SenoGul-ds2cy
@SenoGul-ds2cy 15 дней назад
Senay mealti da geri emun ❤
@NatuAtobrhan
@NatuAtobrhan 15 дней назад
Nais flim 🎉🎉🎉🎉
@hbhf8927
@hbhf8927 15 дней назад
መዝገብ መጽእኩም ናብዙይ❤
Далее
Gere Emun Part 177 | ገሬ እሙን ክፋል 177
40:02
Gere emun part 176 | ገሬ እሙን ክፋል 176
56:48
КОРОЧЕ ГОВОРЯ, 100 ДНЕЙ В СССР
09:31
መልእኽቲ ናብ ኣዋልድ ክርስቲያን
23:24