Тёмный

Gere emun part 46 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 321 тыс.
Просмотров 460 тыс.
50% 1

Приколы

Опубликовано:

 

11 апр 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 822   
@hiwetabiel2731
@hiwetabiel2731 4 года назад
እስከ ደገፊቲ ለምለም ዓይነይ 👍 ኣግሪጭው
@simonhagos3204
@simonhagos3204 4 года назад
ን ህዝቢ ኤረትራን ህዝቢ ትግራይ ዝፈቱ ላይክ ይግቤር ካብ ኤረትራ
@hiwetabiel2731
@hiwetabiel2731 4 года назад
ሕለፊ ፈስፋስ ከማኻ አረትራዊ የይብልናን ሑልኩስ
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 4 года назад
Simon Hagos 🌺🌺🌹🌹😍😍😍😍😍
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 4 года назад
Hiwet Abiel ስላም ዝፀልእ ፍጣርይኡ ክምዝፀለአ ኣዚሩ ካሓስብ ኣለዎ ምኽንያቱ ኣምላኽ ምስኻም ዘለው ዘየፍቀርኩምዎምሲ ንኣምላኽ ነፍቅረካ ተበልኩም ሓስውቲ እኹም
@hiwetabiel2731
@hiwetabiel2731 4 года назад
ቅቅቅ ንትግራዋይ ኣድሪሮ እምበር ኣይትሕድሮ ሰረቅቲ
@user-wt1kh5ul6l
@user-wt1kh5ul6l 4 года назад
@@hiwetabiel2731 ኪድ ሕልኩስ ልዘልኣለም ፅልኢ ክትቅስቁሱ ፖለቲካ ሒዝኩም ኮለል ምስ በልኩም
@yowhanamehari4502
@yowhanamehari4502 4 года назад
ን ዘራቡሩክ ዓይነይ ትፈቱ ላይክ የእድየኒ ካብ ኤሪትራዊ ሓውኩም
@alwayskeepthefaith8272
@alwayskeepthefaith8272 4 года назад
ድሕሪ ሕጂ ብትግርኛ እንተዘይጽሒፍካ በርበረ ክዓጥነካ'የ። እዚ ናይ ደቂ ሰበይቲ ቋንቋ ግደፎ።
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 4 года назад
faith ata zaketam nay atahasasiba qunqu meflat do hamake eyu mesikinay hanti qunqu eleka aleku heray
@alwayskeepthefaith8272
@alwayskeepthefaith8272 4 года назад
@@tsadeydelaytifkernselamn5484 ኣንታ ቋንቋኻ ዘየጽረኻስ፡ ሕሉስ። እንታይ ማለት እዩ qunqu? Quanqua ማለትካ ድዩ?
@danm1829
@danm1829 4 года назад
የአዴካ አለኹ፡ ምስ ከተብኩ ምርጃዕ ማእሙን ፡ ተዘይኮይኑ ክሳብ ትድውክ ክድርበካ ኢየ lklkkk
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 года назад
እንቓዕ ናብ በዓል ሆሳኤና በሰላም ኣብጽሓና ንሙሉእ ህዝበ ክርስትያን ነዓመታ ብሰላም ብፍቅሪ የጽንሓና ጎይታ
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 года назад
እሜን እሜን እሜን ለሁላችንም
@zaydkiros1450
@zaydkiros1450 4 года назад
amen amen amen abro knkan aderesen
@senaittasf9284
@senaittasf9284 4 года назад
Amen (3)
@user-nv8ud3jy7c
@user-nv8ud3jy7c 4 года назад
ኣሜንንን
@wedebbella3288
@wedebbella3288 4 года назад
@@user-nv8ud3jy7c ö
@user-kv9jt3wf4g
@user-kv9jt3wf4g 4 года назад
ርሑስ ሆሳእና ኩሉኩም የሕዋት ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ምዓት ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትቱ ይስደደልና ድንግል ማርያም ትኩን ጽላልና ኣሜን ካብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿❤️🌿❤️✝️፡#ናይ_ቅዱስ_ኤፍሬም_ሶርያዊ_ጸሎት ኦ ጎይታ ንስኻ ኣነ እግዚአብሔር ኣምላኽካ እየ'ሞ ኣፍካ ክፈቶ ክመልኦ እየ ኢልካ ተዛሪብካ ኢኻ። ናይ ባርያኻ ኣፍን:ናይ ሕልንኡ ኣፍደገውን ከምዝተኸፍተ ተመልከት፡ ከም ፍቓድካ ዝኾነ ምስጋና ንዓኻ ምእንቲ ከቕርብ ኦ ጎይታ ብጸጋኻ ምልኣዮ: ኣነ ንርእሰይ ኣብ ቅድሜኻ ኣዋረድኩ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ውን ተቐሚጠ ኣሎኹ ሞ ካብቲ ጸባ ዝኾነ ቃልካ መግበኒ: ኦ ጎይታ ልደትካ ብስቕታ ዝተሓትመ እዩ: ኣየናይ ልሳን እዩ ንዓኻ ምስጋና ምቕራብ ዝከኣሎ ? ባሕርይኻ ሓደ እኳ እንተኾነ: ባሕርይኻ ዝገለጽካሎም መንገድታት ግን ብዙሓት ኢዮም: ንሕና ንስኻ ንርእስኻ ዝገለጽካሎም መንገድታት ክንርድኦም ፈቲንና: ኣነ ካብቲ ናይ ጥበብካ መኣዲ ትርፍራፊ ክምገብ ተመነኹ: ኦ ጎይታ ናትካ ልዕልና ኣብ ኣቦኻ ዝተሰወረ እዩ: ካባኻ ዝኾነ ሃብቲ ውሑድ ኣብ ዝገለጽካሉ ግዜ መላእክቲ ይድነቑ ብዛዕባኻ ዝተነግሩ ውሑዳት ቃላት ኣብ ምድሪ ንዘለዉ ደቂሰባት ከም መንጫዕጫዕታ ምብዝሑ ስብከት ይኾነሎም እቲ ዓቢይ መልእክተኛኻ ዓው ብዝበለ ድምጺ ብዛዕባኻ ተንበርኪኸ ናይ ኣሳእኑ መእሰሪ ክፈትሕ ዘይበቅዕ ካባይ ዝብርትዕ ብድሕረይ ክመጽእ እዩ ኢሉ መስከረልካ:(ማር.፩፥፯) ስለዚ ኣነ ከምታ ሓጢኣተኛ ሰበይቲ ካብኻ ረድኤት እሓትት ኣሎኹ ኦ ጎይታ ብናይ ሰብነትካ ጽላል ፈውሰይ ይጀምር ከምታ ንዓኻ ዝፈርሓትካ ነገር ግን ስለዝፈወስካያ ትብዓት ገንዘባ ዝገበረት ሰበይቲ ዘፈር ክዳንካ ተንኪፈ ስለ ሰብነትካ ብትብዓት ምእንቲ ክምስክር ትብዓት ክረክብ ናይ ልበይ ፍርሓትን ምንቅጥቃጥን ፈውሰለይ ከም ክእለተይ መጠን ብዛዕባኻ ክዛረብ ኣብቅዓኒ ኦ ጎይታ ክዳንካ ናይ መድኃኒት ምንጪ እዩ አብ ውሽጢቲ ዝርአ ክዳን ብሕቡእ ዘሎ ሓይሊ ኣሎ ካባኻ ኣፍ ዝወጽእ ጥፍጣፍ ናይቲ ዕዉር ዓይኒ ብምብራህ ዓቢይ ተኣምራት ገበረት ናይ ዓይኒ ብርሃን ካብ ሓመድ ጡብ ተሰርሐ ኦ ጎይታ ኣብ ውሽጢቲ ዝብላዕ ሕብስቲ መለኮታዊ ሓዊ ተሰዊሩ ኣሎ ኣብ ውሽጢቲ ወይኒውን ክስተ ዝኽእል መለኮታዊ ሓዊ ሓዲሩሎ መንፈስ ኣብ ውሽጢቲ ሕብስቲ ኣሎ ሓዊ ድማ ኣብ ውሽጢቲ ወይንኻ እቲ ዝደንቕ ግን ንሕና ብኣፍና ምቕባልና እዩ ጎይታ ሙታን ናብ ዝነብሩላ መሬት ብምምጽኡ ምኽንያት ምድራውያን ብናቱ ተግባር ሓደስቲ ፍጥረት ብምኻን ንመለእክቲ መሰልዎም በዚ ዝተላዕለ ብውሽጣዊ ተፈጥሮኦም እሳታውያንን መንፈሳውያንን ኮኑ(፪ቆሮ.፭፥፲_፲፯፤ገላ.፮፥፲፭)፡፡ ሱራፊ ብኢዱ ክሕዞ ኢሳይያስውን ክምገቦ ዘይከኣለ ኦ ጎይታ ንሕና ብኢድና ክንሕዞን ካብኡ ሓሊፍናውን ክንምገቦ ሂብካና ሰባት ዝምገብዎ መግቢ ንመላእክቲ ቀሪቡሎም ካብዚ ንላዕሊ ዘደንቕ ግን ጎይታ ንደቂሰባት ክምገብዎ ዝሃቦም ምግቢ እዩ መንፈስን ሓውን ክምገቡ ስጋ ንዝለበሱ ሃብካዮም ቀደም ሓዊ ካብ ሰማይ ወሪዱ ንሓጥኣን ይበልዖም ነበረ፤(ዘፍ.፲፱፥፳፬) ሕጂ ግን ሰባት ካብ ምጥፋእ ተኸልኪሉ ናይ ምሕረት ሓዊ ኮይኑ ወረደ: ብመልክዕ ሕብስቲ ነቲ ሓዊ ተመጊብናዮ ካብኡውን ሕይወት ተቐቢልና: ሓዊ ካብ ሰማይ ወሪዱ ናይ ኤልያስ መስዋእቲ በልዖ(፩ነገሥ.፲፰፥፴፰) ናይ ምሕረት መስዋዕቱ ንዓና ሕያው ዝኾነ መስዋእቲ ኮነልና ብሓዊ ናይ ኤልያስ መስዋእቲ ተቐቢሉ ንዓና ግን ኦ ጎይታ ናትካ ሓዊ ናትካ መስዋዕቲ ተቐቢሉ ንንፋስ ኣብ ዕምኩ ዝኣከቦ ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ኣይፈልጥን ዝበልካ ኦ ሰሎሞን! (ምሳ.፴፥፬) ንዓ እሞ ኣቦኻ ዝሰርሖ ተመልከት፤ (መዝ.፻፲፥፪) ንሱ ካብ ተፈጥሮኣዊ ስርዓት ወጻኢ ንሓውን መንፈስን ዝኾነ ኣብ ውሽጢ ስጋ ሰብነት ገበረ ነዚ ብኢድ ሓዋርያቱ ንደቀመዛሙርቱ ኣፍሰሶ ንማይ ኣብ ክዳኑ ዝቖጸሮ መን እዩ ? ዝበልካ ኦ ሰሎሞን(ምሳ.፴፥፬)፤ ምንጪ ማይ ዝኾነ ንሱ እነሆ ኣብ ሕቑፊ ድንግል ማርያም ኮይኑ ተመልከት ኣገልጋሊቱን ባርይኡን ዝኾነት ድንግል ብክዳና ጠቕሊላቶ ብቕልጽማ ሓቒፋቶ: መሰውኢኡ ኣብ ልዕሊ ታቦት ብማህፈድ ተሰዊሩ ኣሎ እዚ መንፈስ ዝኾነ ኣእምሮ ክርድኦ ዘይክእል ኣብ ውሽጡ ሰዊሩ ዝሓዘ እዩ ኣብ ልዕሊቲ ናይ ምሕረት ዙፋን ዘሎ ማህፈድ እዚ መንፈስ ወሪዱ ይርአ ሓውን መንፈስን ዝኾነ ንሱ ኣብ ዝወለደትካ ማህጸን ከምዝነበረ ንሕሰብ ንሱ ኣብ ውሽጢታ ዝተጠመቕካላ ባሕረ ዮርዳኖስ እቲ ሓውን መንፈስን ከምዝነበረ ኣስተውዕል ኣብቲ ሕብስቲን ወይንን ውን ሓውን መንፈስ ከምዘሎ ነስተውዕል ኦ ጎይታ ስጋኻ ነቲ ንዓና ብሥስዕቲ ሕብስቱ ገይሩ ዝምገበና ዝነበረ ሞት ቀቲልዎ: ንዓኻ በሊዕና ንኣኻ ሰቲና :ናትና ትርፉ ግን ንዓኻ ምምጋብና ኣይኮነን ብስጋኻ ጌርና ሕይወት ረኺብና ኦ ጎይታ ናይ ኣሳእንካ መእሰሪ ገመድ ዘፍርሕ ግርማ ኣለዎ ዘፈር ክዳንካ ንዝተረድእዎውን ዘሰንብድ ሞገስ ኣለዎ ይኹን ደኣ እንበር እዚ ዘይፈላጥ ዝኾነ ወለዶ ብመንገዲቲ ንዓኻ ዘቕርቦ ጸሎቱ ካብቲ ሓድሽ ወይኒ ሰትዩ ከም ጽሉል ኮነ ኦ ጎይታ ንስኻ ኣብ ልዕሊ ማይ ብምኻድ እጹብ ዝኾነ ተኣምራት ፈጺምካ ነቲ ዓቢይ ባሕሪ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ኣግዛእካዮ ፤(ማር.፲፬፥፳፭) ነገርግን ንርእስኻ ኣብታ ንእሽቶይ ወሓይዝ ኣትሓትካ ኣብ ውሽጢዛ ወሓይዝ ሰብነትካ ብምጥላቕ ተጠመቕካ ወሓይዝ ንጎይታ ዘጥመቐ ዮሓንስ ትምሰል ኣብ መንጎ ጎይታን ባርይኡን ዘሎ ምብልላጽ ድማ ትሰብኽ ኦ ጎይታ ነታ ንእሽቶይ ወሓይዝን ድኹም ባሕርይ ዘለዎ ኣገልጋሊኻ ገዛኢኦም ዝኾንካ ንስኻ ግን ተኣዚዝካ ኦ ጎይታይ ካብ ናትካ መኣዲ ዝወደቐ ትርፍራፊ ተመጊበ ጉልበተይ ከምዝጸንዐ ተመልከት ኦ ጎይታይ ከም መጠን ምሕረትካ ውህበትካ ኣብ ውሽጠይ የሕድር ንዘልኣለም ኣሜን:: ስብሓት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን !
@semiryesue3587
@semiryesue3587 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዐልና ድያቆን ሓወይ ግን ነዊሃ ኣይወደዕክዋን
@user-kv9jt3wf4g
@user-kv9jt3wf4g 4 года назад
@@semiryesue3587 ሓወይ/ሓፍተይ እወ ግን ቐስ ኢልና ነምብባ ርሑስ ብዓል ክኣ🌿🌿❤️🌿❤️✝️
@semiryesue3587
@semiryesue3587 4 года назад
@@user-kv9jt3wf4g ሕራይ ድያቆነይ
@user-zm9vk4oo9b
@user-zm9vk4oo9b 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@user-cw4du8ow2z
@user-cw4du8ow2z 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@sikublessed8147
@sikublessed8147 4 года назад
እዋይይይይ ለምለም ዓይነይ ደስ ክትብለካ ናብሓቂ ኣደ ሓበሻ👍👍❤️❤️
@tube41
@tube41 4 года назад
ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ህዝበ ክርስትያን እንቋዕ ንዓመታዊ በዓል ሆሳእና ኣብ ፀሓኩም ኣብፀሓና ሰናይ ሰንበትን ሕማማትን ይኩነልና። ኣምላክ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ይሰውረና
@user-zr8rc3zm4h
@user-zr8rc3zm4h 4 года назад
🙏ኣሜን🙏💐💐
@aslibm7770
@aslibm7770 4 года назад
Amen Amen Amen
@user-bw8up9pp6j
@user-bw8up9pp6j 4 года назад
Amen amen
@user-me2vb5kp3i
@user-me2vb5kp3i 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@tigrayferest3186
@tigrayferest3186 4 года назад
Amen
@lioneltesfagabr5546
@lioneltesfagabr5546 4 года назад
ኣነ ኤርትራዊ ሓዉኹም እየ ሓዱሽ ነዛ ተኻታታሊት ፊሊም እየ እሞ ብስም ዘብራኣብሩኽ Like ሃቡኒ ሩሑስ ሆዉሳዓና ይግበረልና 🙏🙏🙏
@shamentertainmententertain6373
@shamentertainmententertain6373 4 года назад
ኣቱም የሕዋተይ ኣነስ ን ጆኪር አየ ዝፈቱ አሞ ግና አዚ ሰባይ ገዛ የብሉን መስለኒ ኩሉ ግዚ ኣብ ደገ ወይ አንዳ ሰብ ገዛ ኢየ ዝርአዮ ክክክክክ ገዛ አባ ዳም ዳም በልሉ ። ን ጆኪረይ ዝፈቱ ኣብዚኣ ከምቲ ልሙድ ያጀምዓ,
@alexlondon3659
@alexlondon3659 4 года назад
ልክዕ ኣለካ ጋሻ እንዳሰብ ሒዝዎም ዘብ ዘብ ይብል ካካካ
@user-ot8xz9vy3j
@user-ot8xz9vy3j 4 года назад
Kkkkkkkkk
@user-tu3sr9rs7f
@user-tu3sr9rs7f 4 года назад
Kkkkkk
@rbl.6917
@rbl.6917 4 года назад
Kkkkkkkk
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 года назад
ክክክክክ ልክዕ አካ ሓድ ገዜ አለን አን ለጆኪረ በዝ ስልክ ድውልለይ 05$%&#@+-)?
@user-bn9vs5yq3p
@user-bn9vs5yq3p 4 года назад
ኣምላኽ ካብዙ ብሰሪ ሓጥያትና ዝመፀ ሕማም ይምሓረና 🙏🙏🙏
@helenyonas2475
@helenyonas2475 4 года назад
እማዬ ህይወቴ እማ የኔ ገላ Amen
@tsigehalafi1755
@tsigehalafi1755 4 года назад
አሜን
@user-ho8cw5bb7c
@user-ho8cw5bb7c 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ad-jl3kg
@ad-jl3kg 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ካብዚ ኩፉእ ሕማም ኣምላክ ይሰውረና ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ኣብ ጎንኩም ትኩን ኣሜን
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
Amen
@smrahgazi2851
@smrahgazi2851 4 года назад
ኦርቶዶክስ እምነት ተኸተሊቲ ብሙሉኹም እንኳዕ ንሆሳዕና በኣርያመ🌿🌿ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና እዚ ዓለምዘጨነቀ ሕማቅ ሕማም ካብ ገፀ ምድሪ ጠፍኡ ዚበሃል ምሕረት የስመዓና🙏🙏🙏
@Ad-de3us
@Ad-de3us 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@gvhugguu4070
@gvhugguu4070 4 года назад
Amen amen amen
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
Amen amen amen
@senafe12367
@senafe12367 4 года назад
Amen
@user-pj9ee9vm1r
@user-pj9ee9vm1r 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@aminearaya6682
@aminearaya6682 4 года назад
ክክክክክ ኣታ እዛ ለምለም ዓይነይ ምቅርቲ ዝኾነት ሰበይቲ ክክክክክ
@ermile2091
@ermile2091 4 года назад
yegrmeka u lewah ka mber
@rechorahela1460
@rechorahela1460 4 года назад
zebreabruk ewinko Lemlem ayney mikirti silezikonet eyu eskab hiji fkrom zeytewedee kkkkk
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 4 года назад
እንኳዕ ኣብ ጻሓኩም ናብ ሆሳእና ወዲ ዳዊት ጎይታና ካብ ዘፍርሕ ሕማም ይምሓረና ምሕረቱ ይስደደልና ኩብራት ተፈተውቲ የሕዋትና ጽቡቕ ትምህርቲ ብዛዕባ ኮሮና መድሃኒ ኣለም ምሕረቱ ይልኣኸልና።
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Amen amen amen
@netsanetsolomea9703
@netsanetsolomea9703 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@globalcell3044
@globalcell3044 4 года назад
ደቅዓደይ ማዓረይ እንካዕ ንባዓል አዉሳኢና አብፅሐኩም አብተሐና ካብዙ ኩፈእ ሕማም ድማ ይሰውረና እስቲ ሎሚ ቀዳመይቲ ተራኪበ አለኩ ላይክ ግጨዉኒ
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 года назад
እስቲ ሰለ ብዓል ሆሳእና like ግበሩ እንኳን አብፅሐኩም ኢትዮጵያን ❤❤ኤርትራውያን
@blackdimond8318
@blackdimond8318 4 года назад
አባቴ ኑርልኝ እንጂ የትም ይመቸኛል ❤️❤️❤️ enkua abxhana Haftey marey sle bal hoseana
@user-bx7hq1wh5l
@user-bx7hq1wh5l 4 года назад
ኣሜን እንካን እህብሩ ኣብፀሐና ማር
@user-nv8ud3jy7c
@user-nv8ud3jy7c 4 года назад
ኣሜንንን
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 года назад
@@blackdimond8318 እንቋዕ ሓቢሩ አብፅሐና ዝያዳይ
@selamberhe920
@selamberhe920 4 года назад
አባቴ ኑርልኝ እንጂ የትም ይመቸኛል ኣሜን(፫) 🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽❤️❤️❤️
@flasfachannel5120
@flasfachannel5120 4 года назад
ኣያ ጆከር ደኣ ኣብቲ ናርማል ሂወቱ፡ ኣዛራርብኡን ትርኢቱን ኬፍ ዘለዎ። ጆኮሪኖ ያሁ
@hlnaeyumnbar2946
@hlnaeyumnbar2946 4 года назад
አፍቅረዮ ናይ ብሓቂ ጆኮር
@wedimazu8018
@wedimazu8018 4 года назад
@@hlnaeyumnbar2946 ati ana ka entay kikawen watam l love u
@flasfachannel5120
@flasfachannel5120 4 года назад
Kkkkkkk
@ove6164
@ove6164 4 года назад
ደቂ ተዋህዶ ርሑስ ብዓል ሆስዓና ይበረልና 🙏 ብሰላም ብጥዕና ናይ ዓመት ሰባት ይግበረና 🙏 ሰናይ ሰንበት🙏ኮሮና ጠፊኡ ዝብል ብስራት የስምዐና
@user-ir6xt5wh9o
@user-ir6xt5wh9o 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Ad-de3us
@Ad-de3us 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-xj8gj4ry1u
@user-xj8gj4ry1u 4 года назад
Amen amen amen yene mar🙏🙏🙏
@kunamawedisheraro8918
@kunamawedisheraro8918 4 года назад
Amen Amen Amen
@user-hq6kz5sg4w
@user-hq6kz5sg4w 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@samarmu7244
@samarmu7244 4 года назад
ንኩሉኩም ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና እንኳዕ ንሆሳእና በኣርያም ኣብፀሐኩም ኣብ ዘለክሞ ሰላም ይስፈነኩም ሕያዋተይ
@semerezerom4899
@semerezerom4899 4 года назад
ሩሑስ ሆሳእን ይገብረልና ይሕዋትይ ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 года назад
Amen amen amen
@mobaramobarak5256
@mobaramobarak5256 4 года назад
መፅእኩም ድቂታ ሓላል መርየት ካፍቲ መፅኡ ዞሎ ወረርሽን ማርያም ፅዮን ታሓልወና ሽኮርናታት እንካዕ ንሆስዓና ባዓል ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ ናዓመታ ከምዚ ብሰላም ያብፀሐና ኣሜን
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-xs2ev7sk8f
@user-xs2ev7sk8f 4 года назад
እንኳዕ ንበዓል ሆሳእና ብሰላም ኣብፅሐና ህዝበ ክርስትያን ብሩኽ መዓልቲ ሰንበት ይኩነልና ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ናይ ሕማመይ ለምለም ዓይነይ ዋሓለ ለባም ኣዶ
@debesayzeray6130
@debesayzeray6130 4 года назад
ክክክክ ኣበይ ዘርኣቡሩኽ መሕጎል ማዓንጣይ ቆሲለ🤣🤣🤣🤣
@GalaxyJ-qx5td
@GalaxyJ-qx5td 4 года назад
debesay zeray እረ ናተይ ቶግ ኢላ ኣያ ዘበረአብሩክ ሰሐቅ ቀትልኩምኒ
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 года назад
ያ ዘብራኣብሩኽ ዝብሉኻ ሰብ ናይ ከተቁስል ኢኻ ተፈጢርካ ክክክክ
@user-jy5zu8ve7h
@user-jy5zu8ve7h 4 года назад
ካብ ኾረና ሙሒሩ ብሰላም ዓድና ይምለሰና
@user-kb4px7kr9z
@user-kb4px7kr9z 4 года назад
አሜን ምስ እንፎትዎ ብሰላም የራክበና
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Amen amen amen
@diamondmedia9766
@diamondmedia9766 4 года назад
Nefuat tegru tehiwatna keslwo ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹✌🙏💪
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 года назад
አድነቅቲ ገሬ እሙን ላይክ ሃቡኒ ኩሉ ግዝየ ለማኒት በቃ😂😝 ብሩኽ ሰንበት ካዓ ይግበረልና አሕዋተይይ ክፈትወኩም 💗💗😍😍
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 года назад
ይርዳእኪ ኣይንብለክን ይሀው ወቂጥናልኪ ጓል ዓደየ
@welduandebrhan8206
@welduandebrhan8206 4 года назад
Ab 21kiflezemen lemena yiheaw
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ዳገሬ እሙን ተፈተውቲ ገለ ዓይነት በቃ 😁 ርሑስ በዓል ሆሳእና ይኹነልና ደቂ ዓደይ ልዑል ፈጣሪ ሕማም ኮረና ካብ ገፅ ምድሪ ፀራሪጉ የጥፈአልና።
@freweinizeray8426
@freweinizeray8426 4 года назад
ኣያ ዘረኣብሩክ ሙቁር ናይሕማመይይይይይይ😘😘😘😘
@galtigray6523
@galtigray6523 4 года назад
ዋውው ሙቁራተይ እንኳዓ ሰላም መፃእኹም ሩሑስ ባዓል ኣውዳኣመት ይግበረና እዚ ሕማም እ/ር የርሕቀና ላዓመታ ሃሙዙይ ብሓጎስ ብደስታ የፅንሐና ኣብ ስደት ዘለና ውን ምስ ወለድና የራክበና🙏🙏🙏
@user-nv2by4gg4n
@user-nv2by4gg4n 4 года назад
ኣሜን
@zelenayo1964
@zelenayo1964 4 года назад
Amen haleluya
@user-si8ep5ut2k
@user-si8ep5ut2k 4 года назад
Fetari kab.korena yhalwen wegnatey so enkae bselam mesaekum enda grye
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
Amen amen amen
@onedey2009
@onedey2009 4 года назад
Amen amen amen🙏🙏🙏
@user-rn4ze9yd3l
@user-rn4ze9yd3l 4 года назад
እንዳ ገሬ እሙን ውቁባት እንካዕ ብሰላም መፃኩም ።ማርያም ፅዮን ካብዚ ወረርሽኝ ዝኮነ ሕማም ኮረና ቫይረስ ትሓልወና ደቂ ትግራይ ማዓረይይይይይ🙏💓💓💓😍😍😍❤❤❤
@gdfd5905
@gdfd5905 4 года назад
አሜኖ አሜን አሜን
@user-rn4ze9yd3l
@user-rn4ze9yd3l 4 года назад
@@gdfd5905 amen.amen.amen
@binyamgebremedhin8623
@binyamgebremedhin8623 4 года назад
ጡዕማይ ጨናዊ ብጣዕሚ ለፅልእ ከምዚ ዓይነት ገፀባህሪ .
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ዙ ጋሻ ስብኣይ አሕዚኑኒ ዋይ መግለሲ ሰኢነ ኢሉስ ዊዊዊዊዊ ጨካን ግዜ
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 4 года назад
አነ ደማ ረሳሕ ኮይኑ ፀሊኤዬ ክክክ
@nomorelove8169
@nomorelove8169 4 года назад
N aya joker dfetu eske like geru kem nay abraham yentiani
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 4 года назад
Well came gere emun
@tsegatsehaye5781
@tsegatsehaye5781 4 года назад
Fani gere ayney gerelka aleku😂😂😂
@hey_sese6994
@hey_sese6994 4 года назад
@@adyamyemane4862 türkische
@user-qi2vi5by7s
@user-qi2vi5by7s 4 года назад
hhhhhhhh aya joker geza alewo,do kulu gezi du ab degi zerkib
@borntodie6459
@borntodie6459 4 года назад
እንኳን ደህና መጣችሁ ምርጦቼ በጣም ነው የምወዳችሁ ትግርኛ ይገባኛል በደንብ ወልቃይት ስለተወለድኩ ተጋሩዎች እወዳቹሀለው ከአማራ ተወላጅ ወንድማችሁ
@TechTalkWithAwel
@TechTalkWithAwel 4 года назад
እኔም ሰለማለሁ መናገር አልችልም የሸዋሮቢት ልጅ ነኝ
@MrJohnabel
@MrJohnabel 4 года назад
እቲ ቅድም እኳ ንገረን : ቤቲን እየ ዝፈቱ ነይረ ሕጂ ግን ንዘርኣብሩኹን ለምለም ዓይነይን እየ ዘፍቅር ዘለኹ ሓውኹም ካብ ኤረትራ
@madoozogabi1111
@madoozogabi1111 4 года назад
JA DK ❤️
@user-tu3sr9rs7f
@user-tu3sr9rs7f 4 года назад
ኣነለ
@gdfd5905
@gdfd5905 4 года назад
ትክክል
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 года назад
ብትክክል
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r 4 года назад
I like all of Tigray actors Gere emun!
@alemethiopia8394
@alemethiopia8394 4 года назад
ኣቱም ሰባት ኣብ 3 ደቂቃ 561 veiw ክንደይ ደስ ከም ዝበለኒ ኣጀኩም ናይና
@bereketb4886
@bereketb4886 4 года назад
400 veiw ertrawyan ina kkkkkk😂
@user-nx6vo2ks7f
@user-nx6vo2ks7f 4 года назад
@@bereketb4886 የቐንየልና ማዓረይ
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 года назад
ነዛ ፅሕፍቲ እተንቡቡ እዚ ዝአቱ ዘሎ ሰሙነ ሕማማት ሕማም ዓለም ዘጨነቀን ዘጨነቀናን ቀጢጥልና ይኺድ ሩሑስ ባዓል ሆሳዕና ንዓመታ ከምዝሎሚ ይዕቆረና ገፅ ዝናፈቅናዮም ስድራና የሪኤና ቡሩክ ሰንበት ሰላም ናይ ሕማማት ሰሙን ይግበረልና ንገሬ እሙን ቆፆሩኡ ዘይጠልም like
@senaittasf9284
@senaittasf9284 4 года назад
Amen (3)
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 4 года назад
Amen Amen Amen enkue ahbiru abtsehena
@kudusannguse2418
@kudusannguse2418 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-xs2ev7sk8f
@user-xs2ev7sk8f 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-bl8hv7ux4o
@user-bl8hv7ux4o 4 года назад
አንደ ገሬ አሙን ኣንቁዕ ንብዕል ትንሰአ እብፅሓኩም ንኩለተነ ትክተልተ ኦሮቶ ዶኮሰ ሃይሙኖት እንቁዕ አብፅሓነ ኣሜን። እግዝብሃር ሕማም ኩሮነ ይጠፍአልን
@hiwet1599
@hiwet1599 4 года назад
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ፅቡቃት ኣሕዋተይ ከምዚ ንዓመታ ምስቶም ንፈትዎም ስድራና ብሰላም የራክበና🇪🇹🇪🇷
@samisenay
@samisenay 4 года назад
ሆሳዕና በኣርያም ብ እ/ር ኣምላኽ ዝመፅእ ኹሉ ዝተባረኸ እዪ። እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣምላኽ ምሳና ይኹን🙏🙏🙏
@user-ih5gn5hq3m
@user-ih5gn5hq3m 4 года назад
ዓመት ዓመት ምስ ሙሉእ ስድራኩም ብሰላም ብጥዕና ገይሩ አምላክ ለፅነሐኩም ኩሉኩም እስኪ ተመስገን በልዎ ለጎይታ ናማረርናዮ እዩ እዝይ መዓት መፂኡና ለሎ
@mussietn1966
@mussietn1966 4 года назад
ብሩኽ ሰንበት ስከ ታ
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 года назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም amen 🙏
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
*ርእካያ ዶ እዋኔ ኣብዘለካያ ምካነ ሃላሎይይይ እንታይ ከይከውን እንታዬ ዘር ኣብሩኽ ኮሎ ምሳዬ ሃይላሎይይይ*
@senigalabrsh9070
@senigalabrsh9070 4 года назад
kkkkkkkkkkkkkk i love you deki tigray adey atum meksenat miss you ollofiw
@yorusentertainment7172
@yorusentertainment7172 4 года назад
Kkkkkkkkkkk
@user-qp2rp2fu5j
@user-qp2rp2fu5j 4 года назад
መጀመርያ እንኳዕ ኣብፀሓና የሕዋት ሆሳእና በኣርያም ኣታ ተመስገን ማዓፆ ገዛኹም እየ ሒዘ ይፅበ ነይረ ፩ ወፄ ዓሽኪ like ማንም ስብ ከይህበኒ ባዓልኹም ከይትድቕደቕዋ ለቢምኪ ኣይትበሉኒ ጊዜ እዩ ኣለቢሙኒ ክክክክክክክ
@user-qq2bt8vc8m
@user-qq2bt8vc8m 4 года назад
እንኳዕ ናብ ባዓል ሆሳእና ብሰላም ኣብጸሐና ናዓመታ ከምዚ ሎሚ ብሰላም ብስኒት ብፍቕሪ የጽንሓና ካብዚ ሕማቕ ዘመን ካብዚ ሕማም ኮሮና ይሰውረና ፈጣሪ ብምሕረቱ ይጠምተና። እንዳ ገሬ ድማ ንፉዓት ቀጽልዎ ሽኮሪናታት
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 4 года назад
ፈጣሪ ንኩልና ይሓልወና እግዛብሔር ኩሉኣይሳኣንንእሞ ምሕረቱ ይላኣከልና ቀፅልሉ
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 4 года назад
*1)ጫማኻን እግርኻን ብስውር ሰፊኻየን 2) በል ውረድ ተሓጺብካ ደይብ ዓባይ ካልሲ ከይተምስላ እዛ ኮበርታ ክክክክክ ዘርኣብሩኽ መሕጎል*
@amankifle706
@amankifle706 4 года назад
Kkķkk abay kalsi ewe hakika zereabruk
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 4 года назад
@@amankifle706 እዛ ሰባኣይ እኮ ሰሓቕ ኢያ ትቐትለኒ
@alicopt4161
@alicopt4161 4 года назад
ኮምፒውተር ብትግርኛ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ቻነለይ #ሰብስክራይብ ግበሩ።
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
እንኳን አብፀሐኩም ሆሳአና ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን አሜን
@alicopt4161
@alicopt4161 4 года назад
ኮምፒውተር ብትግርኛ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ቻነለይ #ሰብስክራይብ ግበሩ።
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 года назад
ደቅ ትግራይ ምዓረይ እንኳዕ ንአውሽዕና (ሆሳእና በአርያም) ዓመታዊ ብዓል አብፀሐኩም አብፀሐና ካብ ሕማም ኮሮና እመብርሃን ትሓልወና ፈጣሪ ካብ ምድረ ገፅ ያጥፈኤልና አሜንንንንንንንን. ፫ እንዳ ገሬ እሙን ሽኮሬታት እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም
@rahwarahwa2494
@rahwarahwa2494 4 года назад
Amen mearey nay amet seb ybelena
@fenkiljougar6052
@fenkiljougar6052 4 года назад
ኣዝመራ የ ኣዝመራይ መርውኢተይ ምጥረይ ናፊቀኪ ቀኒየ ትዓራት ኣንጺፍኪዮ ጽንሒ ሚሸት
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 года назад
@@rahwarahwa2494 አሜን አሜን አሜን ምዓረይ
@agiazitalula3331
@agiazitalula3331 4 года назад
እንቋዕ አብፀሓና ን ሆሳእና!! ብፀጋኡ ሓሊዩ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም የብፀሓና!! ለምለም ዓይነይ ትዕበ ቅጭን ትፈትዉ!?👍👍👍👍👍👍
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 года назад
ኣይትሳኣኑ ማዓረተይ መልእኽትኩ ልበይ ተንኪፍኒ #ፈታኒ ግዜ ኣለና በጃኹም ብልቢ ጸሎት ንግበር
@wedimisgna9259
@wedimisgna9259 4 года назад
ኣሰይ እና ኣቦይ ዘረኣብሩክ ዓይበይ ደስ በሃልቲ
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
ይይይይይ ሕማቅ ግዝየ ሓውካ ዘፃልእ
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 года назад
እወ ፊሊየይይይይይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን እሙናት ኣብ ግዜኩም ኢኩም ትሰድዋ እንቃዕ ብሰላም ብጥዕና ናብ ሆሳዕና ኣብጽሃና ክቡራት ኣሕዋት
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Amen amen amen
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Amen amen amen
@bahabelommekonen4326
@bahabelommekonen4326 4 года назад
ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረት የውርደልና ንኹላትና
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 года назад
Amen amen amen
@ghnhh8615
@ghnhh8615 4 года назад
ኣሰይ ሙቁራተይ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅልዎ
@user-habeshawit
@user-habeshawit 4 года назад
Kkkkkkk ኣየ ዘርኣብሩክ ብ100 ቅርሽስ ፅጋበኛ እየ ኔረ ኣይትሳኣን ንስካስ
@alicopt4161
@alicopt4161 4 года назад
ኮምፒውተር ብትግርኛ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ቻነለይ #ሰብስክራይብ ግበሩ።
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 4 года назад
ወይ ኣያ ጆኼር እና ኣያ ዘብርኣብሩክ ብዓበይቲ ብኣናእሽተን ብኩሉ ትክእልሉ
@tibletstewelde5138
@tibletstewelde5138 4 года назад
3:26🤔 እውይ እዛ ጆኪር መንእሰይ እባያ😂
@ove6164
@ove6164 4 года назад
ኣብ ቀዛሕታ ኣለኪ ሙሉእ እንተርቪው
@tibletstewelde5138
@tibletstewelde5138 4 года назад
@@ove6164 Thank you 😊
@user-mp5vc9sh6j
@user-mp5vc9sh6j 4 года назад
ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል መማሃርይ መዛንግዕይ እዩ ግን እዛ ናይ እግሪ ጨናስ ፀርፊ እያ ልዘዋም ኣድስኣበባ ዘለዉ ተጋሩ ክክክክክክክክ
@merrymerry139
@merrymerry139 4 года назад
We live in the USA and me n my family watching it every Sunday drinking coffee 😍😍
@TewahdoTube26
@TewahdoTube26 4 года назад
ብሩክ ሰንበትን በዓል ሆሳእናን ይግበረልና የሕዋት
@zenithzenith8941
@zenithzenith8941 4 года назад
እግዚአብሔር ሆይ ንዞም ህዝብታት እዚኦም ሓልወለይ ሓደራካ
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 4 года назад
*ለምለም ዓይነይ* ❤❤❤ *ዘርአብሩክ ዓይነይ* ❤❤❤
@zaidshimendi9145
@zaidshimendi9145 4 года назад
ዘረአብሩኽ ሓዉ ኪሒዱ ::ክክክክክክክ ቤቲ ሃይለ በሰሮ
@mymommylife5837
@mymommylife5837 4 года назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ካብዚ ሕማም ክዓ ረቢ ባዕሉ የርሐቀልና
@user-tu3sr9rs7f
@user-tu3sr9rs7f 4 года назад
ካም ለማዓንቲ የሳሓቁይ መቅሰናት 😘
@ashuhabshweti2437
@ashuhabshweti2437 4 года назад
እስክ ከማይ ዝፎትዎም ንዞም ጡዑማት ላዛ ብlike ግጨውን
@weyenilove7056
@weyenilove7056 4 года назад
enkai ni hosaina bearyam beselam abetsehena ezi himam izi abzey kidah may abzey siber incheyti yerhikelina amlak amen amen amen🙏🙏🙏
@eritiktokfunnycomedy7242
@eritiktokfunnycomedy7242 4 года назад
*ደቂ ኤረይ ኣድነቅቲ ገርየ እሙን* *ካብዚ ግናይ ሕማም ከኣ ይሰውርኩም* *ደቂ ኤረይ ጥራይይይይይይይይይይይይ* *ከይረገጽኩምኒ ከይትሓልፉ*
@erilifey
@erilifey 4 года назад
Ata kab ne nay tegaru tewesaeti tedeneq ne nay hagerka zeytedeneq
@kbromgrmay19santi30
@kbromgrmay19santi30 4 года назад
@@erilifey ክላእ ትግራዋይ መነዴካ ፍለጥ ኢልካ
@user-ot8xz9vy3j
@user-ot8xz9vy3j 4 года назад
ዋይ ታይ መለት እዩ እዚይ ከ
@user-eb7rg1id1r
@user-eb7rg1id1r 4 года назад
@@erilifeyአቤት ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ዘለኩም እኮ ሓሳዳት ኢኩም እኮ ደነዛት
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 года назад
ዕንዙዝ ታይ ክትገብር ደኣ ናብ ናይ ተጋሩ ትኣቱ
@user-kv3cz6hi1s
@user-kv3cz6hi1s 4 года назад
እንኳዕ ንሆሳኤና ብስላም እቡፀሐኩም እብፀሐና ክርት ደቅ ዓደይ መዓረይ 😍
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 4 года назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ግን ርግኣት ነበይ ከይድ እያ
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Год назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ዝፈትወኩም እንዳ ገሬ ጽሩያት💛❤️ __#እንኳዕ_ንዓመታዊ_ክብረ_በዓል_ኣጋእዝተ_ኣለም_ቅድስት_ስላሴ_ብሰላም_ኣብጸሐና_ኣብጸሐኩም_ህዝበ_ክርስትያን__✝️💐💛❤️__#ሰናይ_ሰንበት_ይግበረልና__💖🥰_
@lastkingty1447
@lastkingty1447 4 года назад
ጆኮረ ናሰራሕ ሰብ 😂😂😂😂
@user-lh6hy7oq4l
@user-lh6hy7oq4l 4 года назад
ጀኮር አነስ ብጣዕሚይ አየ ዝፋትዎ
@TechTalkWithAwel
@TechTalkWithAwel 4 года назад
እግዚአብሔር ሀገራችንን ብሎም አለማችንን ሰላም ያድርግልን ማስታወቂያው በጣም ቆንጆ ነው ከስር አማሪኛ ትርጉም ቢኖረው የበለጠ መልካም ነበር በርቱ
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ስንበት & ርሑስ ብዓል ሆሳእና ይግበረልና/ኩም ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኩን 🙏🙏🙏💕
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 4 года назад
ወልካም እዳ ገሬ ንኹላትኩም ኦርቶዶክስ እንካዕ ንሆሳኣና ኣብፃሓኩም ናይ ዓመት ስብ ይበለና🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@salamhammad5679
@salamhammad5679 4 года назад
ርሑስ ሆሳእነ ኩሉኩም ያሕዋት ከብዚ ወራድ ዘሎ ምዓት ፍጠር ኩሉ ዓለም ምሕረት የወርድ አሜን. አሜን. አሜን. ገል መቀሌ ስላም የባህል ካብ ዳባይ
@user-ll7yy3rv4i
@user-ll7yy3rv4i 4 года назад
ዋዉ እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ምጭዋት እንኻዕ ድማ ንበዓል አዉሽዕ ብሰላም እግዚአብሄር አምላከ ድማ ካብቲ ሕማም ባይረስ ይምሓረና አሕዋተይ መዓረይ አሜን💖💖💖💖
@tesfalembirhe5904
@tesfalembirhe5904 4 года назад
ካካካካካካ ኣያ ዘብራኣብሩኽ መሐጎል
@beshirsaleh3352
@beshirsaleh3352 4 года назад
Betami sebuk Akerarba👌🏾🙏🙏🙏👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@danielhayle9687
@danielhayle9687 2 года назад
Aha nzerabruk haftudya aza schkor gall wowww😍😍😍
@zemenpepsi5631
@zemenpepsi5631 4 года назад
እንኳዕ ንሆሳእና ኣብፀሐና ካብ ሕማም ኮረና ይሓልወና ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልና አሜን
@neymarashu8638
@neymarashu8638 4 года назад
ኣንደኛ እየ ባዕለይ
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 года назад
Wawwww xbuk srah u senay nay hmamat yegbrelna amlak amen 🙏🙏🙏
@rahwaimaha9414
@rahwaimaha9414 4 года назад
ዘረኣብሩክ ኣይነይ አግዚኣብሀረ ምሕረቱ ይስደደልና አንበር ነሓውካ ዘፈንፍን ሕማም መጺና
@user-yg8fo4ts5x
@user-yg8fo4ts5x 4 года назад
እንኳዕ ንበዓል ሆሳእና በኣርያም በዓል በሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም በዓሉ ናይሰላም ጥዕናን ካብ ዝመፀና ወረርሽን ካብ ዓድና የጥፈአልና ናይ ዓመት ሰብ ይበለና ደቂ ሓላል መሬት🙏🙏🙏
@user-ls9rf1zl4u
@user-ls9rf1zl4u 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 4 года назад
Well come endaboy Geremun u did great job great acting specially lemlem ayney keep going stay blessed and be save USA
@user-zt6ny3oo5f
@user-zt6ny3oo5f 4 года назад
ኣምላኽ ካብዚ ተኻል ሕማም(corena virus) የድሕነና የሕዋተይ።
@hopesgualtigray4333
@hopesgualtigray4333 4 года назад
😄😄😄Aya zebrabruk 😂😂😂 💒🌿እንኳዕ ኣብጸሓና ኣብጸሓኩም Nab ሆሳእና በኣርያም💒🌿🙏. Nice one enda Gere emun❤.
@merryyemanezale9738
@merryyemanezale9738 4 года назад
ዳ ገሬዋይ ተናፈቅቲ
@ayatinnafkshign1291
@ayatinnafkshign1291 4 года назад
Lemlem ayney and zerabruka are real artists
@melakudlnesa157
@melakudlnesa157 4 года назад
በቅድሚያ እንኳን አደረሳችሁ ለሆሳህና በአል ያመት ሰው ይበለን አያ ጆከር ሚባል ወጣት ደግሞ ስራቸው ደስ ይላል
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ኣነስ ዞም ቆልዑ ክፈትዎም በስምኣብ ኩሎም ዋይይይዮዮ ተመስገን ካብ ኣማርኛ ተጋላጊልና ኣጀኩም እስከ ደቂ ትግራይ
@user-nm8cg2sl7u
@user-nm8cg2sl7u 4 года назад
ኣያ ዘራኣብሩኽ
@CousinDances
@CousinDances 4 года назад
Really educational program,Thanks deki tigray👌🙏
@gelilahaftom9719
@gelilahaftom9719 4 года назад
ኣብ ገለስ ይፈልጣ እየ እዛ ጨና 🤣🤣🤣
@user-og4ok5fr9i
@user-og4ok5fr9i 4 года назад
⛪እንካዕ ንክብረ ብዓል ሆሳእና ብሰላም ኣብፀሐኩም ንመላእ ህዝበ ክርስትና ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የውርደልና🙏🙏🙏
@EthioGeneral
@EthioGeneral 4 года назад
Amen
@tigray4212
@tigray4212 4 года назад
Amen sister
Далее
gere emun Part 47
28:34
Просмотров 367 тыс.
Chelovek pauk | Bravo jamoasi
00:48
Просмотров 533 тыс.
Lablaringdan chaqib olaman🐝
00:30
Просмотров 509 тыс.
Ботанша от 1 до 11 класса !
28:06
Просмотров 818 тыс.
gere emun Part 39
34:08
Просмотров 484 тыс.
Gere emun Part 58
29:50
Просмотров 495 тыс.
New Eritrean Comedy By Dawit Eyob  klemdado  2022
33:45
Просмотров 311 тыс.
Gere emun part 67 ( ገሬ እሙን ክፋል 67 )
28:55
gere emun part 48 / ገሬ እሙን ክፋል 48
27:07
gere emun part 36 ገሬ እሙን ክፋል 36
29:25
Просмотров 452 тыс.
ТАТУ из БУДУЩЕГО
0:25
Просмотров 848 тыс.
Epic Fails Compilation 😅😅
0:54
Просмотров 13 млн
АХАХХАХАЪАЪА
0:26
Просмотров 5 млн