Тёмный

Habesha Education: ኣብ ባንክ ዘቀመጥክዎ ገንዘብ ክሳራ ናይ $11,423.90  

Habesha Education
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 2,2 тыс.
50% 1

Habesha Education: ኣብ ባንክ ዘቀመጥክዎ ገንዘብ ክሳራ ናይ $11,423.90 #economy #geopolitics #finance #stock።
Disclaimer/ መተሓሳስቢ
This video contains information for educational purposes only. Before implementing the teachings, please consult a licensed attorney, financial advisor, or accountant.
ኣብዚ ቪድዮ ዝቐርብ ሓበሬታ ንመምሃሪ ጥራይ ዝዓለመ እዩ። ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዝተኣከበ እዩ። ቅድሚ ዝኾነ ትምህርተይ ምትግባርኩም ብሕያውነት ካብ ፍቓድ ዘለዎ ጠበቓ፡ ኣማኻሪ ፋይናንስ ወይ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ኣካውንታንት ምኽሪ ድለዩ።

Развлечения

Опубликовано:

 

7 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 16   
@tekleawat7310
@tekleawat7310 20 дней назад
ብጣኣሚ ንፉዕ ቀጽሎ ኣነቓቒሕካና ካባኻ ብዙሕ ተማሂርና
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 20 дней назад
Btaemi subuk tmhrti desbele ❤❤❤
@danugermai6265
@danugermai6265 20 дней назад
Great man selam
@biniamkebrom6818
@biniamkebrom6818 20 дней назад
👍
@Robel-oi4pe
@Robel-oi4pe 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@SomebodyRBX
@SomebodyRBX 19 дней назад
ሓው ደስበለ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ እዩ። ንሕብረተሰብናውን ኣዝዩ ሓጋዝን ዓይኒ መንቁሕን እዩ። ብዛዕባቲ ናይ ባንክ ዝበልካዮሓቂዩ። እቶም ባንክ ንባዕሎም ካብቲ ናይ inflation rate ብዝተዓጻጸፈ እዮም ዝኸስብሉ። ስለዚ እቲ መኽሰብ ንመን የርብሕ ኣሎ እዩ እቲ ሕቶ'ምበር፡ ኣብ ባንክ ነቐጦ ገንዘብ ኩሉ ግዜ እተዕጻጸፈ መኽሰብ (ልዕሊ 10%) የምጽእ እዩ። እቲ ረብሓ ግን ነቶም ባንክታት እዩ። ሓደ ነገር ከብርሆ ዝደለኹ ግን፡ እዘን ዝበልካየን $50,000 ኣብ 5 ዓመት ዳርጋ ዕጽፊ ናይቲ ንስኻ ዝቐመርካዮ መኽሰብ ከምጽኣሉ ዘኽእል investment strategy ኣሎ። እሞኸኣ ብዘይ ናይ ዕዳጋ risk ምስ ካልእ ተወሳኺ ረብሓታትን። ስለዚ ናተይ እምነት diversification ምጥቃም ኣዝዩ እርባሒ እዩ። ስለቲ ትገብሮ ኣስተምህሮን ኣበርክቶን እንእደካ። ኣነውን ኣብ ፋይናንስ እየ ዝነጥፍ።
@tesfit2518
@tesfit2518 20 дней назад
memhr kemeu qenka ❤❤❤❤
@weldubrhane
@weldubrhane 20 дней назад
Gob...
@andomtesfay7046
@andomtesfay7046 20 дней назад
ሓጻርን ገላጺትን ደሱ ፣ ኣቀዲምና ንፍለጥ ክሳራ ውን ኣሎ እዩ ትምህርቲ ነቀድም ከምቲ ኩሉ ግዜ ድብሉና
@selamtekie1674
@selamtekie1674 20 дней назад
ሰላም ደስበለ ክረኽበኩም ደልየ ኔረ ቴሌፎንካ እባ ጸሓፈለይ ወይ ብምንታይ ክረኽበኩም ይኽእል
@militetsegaghebremichael9576
@militetsegaghebremichael9576 20 дней назад
Anta neseka sik elka sakit eika
@hazomohazomo217
@hazomohazomo217 20 дней назад
ሕራይ ናይ ብሓቂ ደስ ይብለ ነቲ ቪዶዮ ምርኣይኪ፡፡
@Yonas5181
@Yonas5181 20 дней назад
Dasu hawey takk
@temesgengere3712
@temesgengere3712 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
Далее
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
Просмотров 7 млн
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19