Тёмный

#Jstduio 

Jstudio
Подписаться 251 тыс.
Просмотров 299 тыс.
50% 1

#Jstudio #yosief #yosef #Eritrea #Tigray #tgray #bitwededabrha #bitweded
........ ተዓጺፊት ካላሽን ተሓንጊጡ መንነቱን መሬት ኣቦታቱን ዝረገጹ ጸላአቲ ኣብራኾም ከምዘይዓጸፈ፣ ሎሚ ኣብ ሸላ ኣብራኹ ተዓጹፉ፣ ቁመንኡ ዝሃረፎ መሬት ዓደብኡ ብንአስነቱ ከምዘይ ጎየየሉ ኣብ ሸላ ስውነቱ ተጠቅሉሉ ኣብ ክሻ ተነጺፉ ተኾርምዩ ክድቅስ ተፈሪዱ፣፣

Опубликовано:

 

11 июн 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 928   
@jstudio1
@jstudio1 5 лет назад
ኣብዚ መደብ ክቀርብ ትደልይዎ ሓቀኛ ፍጻመን ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ደቁን ዝተፈጸመ ግፍዒ ተልዩ ብ dhnethager@gmail.com ክትሰዱልና ትክአሉ ኢኩም። ምስ ቡዙሕ ምስጋና። ኣዳላውቲ J-studio
@kidaneghilay3560
@kidaneghilay3560 5 лет назад
Jstudio ዝከበርካ ኣቃራቢ መደብ እንተ ኪኢልካ ቅያ 18 ደቃይቅ ወይ ወዲ ሓደራ ከተቅርበልና ብ ትሕትና ይሓትት😊
@menkemakumlove9268
@menkemakumlove9268 5 лет назад
Jstudio we’ll do bro kexlo neziy zeyfelt menesey alo bzuh terbayo trah etiy hakiy gze alowo nkulu thanks
@yonasmsgun8211
@yonasmsgun8211 5 лет назад
ሰላም ጆሲ ምስተን ኣብ ኤረትራ ዝዝርገሓ ተለቪጅን ትሓባብርካ ኣብ ኤረትራ ዘሎ ህዝቢ ክፈልጦ ክሰምዓ ክትገብር ብትሕትና ይላቦ።
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 5 лет назад
Kubur haw, Nemesgen Nezey tgebro zeleka Libna hamimna 28 amet meytna ena nerna Ahhhh😭
@romahabtom3830
@romahabtom3830 5 лет назад
Kuburi josy hawuni btekirbo zeleka ezy tarik mitami mehari eyu bflay ezy weledo kifelito zelewo eyu
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 лет назад
ተገዲስካ ኣንብባ ሓወይ ሓፍተይ ኣቦይ ኣደይ ደቀይ ፣፣ ኣብ ዓለም ፍሉይ ነገር ክንገብር ኢና ኤርትራውያን ፣፣ ኣብ ልብና ሓወልቲ ኣለዎ የግዳስ ብሂወቱ ኮሎ ጀነራል ቢተው ኣብ ማእከል ኣስመራ ሓወልቲ ክንገብረሉ ኢና ዝሰማማዕ ምሳይ ላይክ ይግበር ተተጋግየ ከኣ የረድኣኒ ?????????
@haremecho2215
@haremecho2215 5 лет назад
ጌጋ የብልካን ግን ብዙሕ ሓወልትታት ኢዩ ዘድለየና ዘሎ ንዳለወሉ ጥራይ ቀረባ ኢዩ እቲ ግዜ
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 5 лет назад
Bka eto zsgewo jganu atfus ynbr alo amawtu kxyk eyu
@recipenow3080
@recipenow3080 5 лет назад
yes ewe hewelty.ngebrelu.nzi.jgna tebaa.mewedadrty zeblu beteww.
@user-ju2yp6we4t
@user-ju2yp6we4t 5 лет назад
ኣነ ሕልሚ ኣለኒ ኣብታ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ኣብ ጎደና ኡሱራት ቤት መግብን መስተን ቢተው ክከፍት ተደጋጋሚ ዝሓልሞ ሕልሚ
@filmonkesete6185
@filmonkesete6185 5 лет назад
Abshirka kebrtay nay bal posking kemn tesrhlom alo
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 лет назад
ኣንጭዋ ዴገ ነጭዋ ገዛ ተውጻኣ ኢዩ ነገሩ ጅግና ኩሉ ጊዜ ኣይነብር ኢዩ እንዳ ተዘከረ ግን ይነብር So thanks josi bro
@letinak4559
@letinak4559 5 лет назад
Nay bhaki, jeganuna ab thiti mert asfiru sheyshey yblela alo hager. Nhna dima zey kem ajatatna hadimna ahlifna hibnayom 😭😭😥. Natna hmek eu
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 лет назад
Jossi hawey please nay kulom Amxealna tarikna xubuk gerna kinfelit.
@bahabelomasmerom415
@bahabelomasmerom415 5 лет назад
Ajoky kulu dehery hager eyu emo ajokum ajona dekey lomy ayetehemaku hagerna bolu sedate gezeyawe eyu tebaraber menseay
@merihhadgu575
@merihhadgu575 4 года назад
ናይ በሓቂ አዩ ዘኣርከ ይገርመካ አዩ ኣሕ
@helensemere3026
@helensemere3026 4 года назад
ወዲ'ቲ ጅግና ቢትወደድ ኣብርሃ ገለ ኣንጭዋ ማዓኮርካ ይቦንቅሶ ከመይ ዝመሰልካ ነፋጥ ኢካ ወደይ ሰብ ስረ እንተኮይንካ ንቲ ጅግና ቢተው ዘይትስዕቦ
@betugualakeleguzay512
@betugualakeleguzay512 5 лет назад
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኢለካ ኣለኩ ጆሲ ሃዉና ብርዕካ የሰስነልካ
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 5 лет назад
ብጣዕሚ ና ነመስግነካ ጆሲ።ናይ ጀጋኑ ታሪክ ክስማዕ ኣለዎ።
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 5 лет назад
ቢተው ጅግና ጥራሕ አይኮነን መጻኢት ኤርትራ ናበይ ገጻ ከምትኸይድ ዘንበበ ሰብ ኢዩ ።ንዝቀረብካዮ ታሪኻዊ ሰነድ ብጣሚ ጹቡቅ መንእስይ ዎሎዶ መታን ክሰንቅ።
@danielmicheal2534
@danielmicheal2534 5 лет назад
ዩሲ ሓወይ ከየመስገንኩካ ኣይሓልፍን እየ እቲ ዝረከብካዩ ታሪኪ ተመላልፎ ስለ ዘለካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ህወትካ
@tatiwd8305
@tatiwd8305 5 лет назад
ሓወልቲ ግድን ክግበረሉ ኣለዎ።ኣነ እንተኺኢለ ዉን ክጽዕረሉ እየ
@user-wc3ye5sw8w
@user-wc3ye5sw8w 5 лет назад
ቅኑዕ ዘረባ ምሳኻ ኣለኹ።
@aminemelakekidane
@aminemelakekidane 5 лет назад
❤️
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዪ ' ናይ ቢተው ፍሉይ እዪ '! ኣብ ኣፍሪቃ ከም ቢተው 10 ተዝርከቡ ኣፍሪቃ ገነት ምኮነት ነይራ
@aronwadgare3051
@aronwadgare3051 5 лет назад
Nay behake
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 5 лет назад
Ane wan ab gonka aleku sehabey
@kentebtab7178
@kentebtab7178 5 лет назад
ኣሕሕ ብትወደድ ጅግና ኣቱም ህዝቢ ምንባር እኮ ሃንሳብ እያ ንኪድ እንዶ ጀጋኑና ነድሕን
@healthprogram10
@healthprogram10 5 лет назад
Bhaki hizbinan adinan nedhinelu gzie hiji eyu. Entekone nezom neashtu weledo 18_25 amet zelo mensey wala ka dlyetin qurubunetn entelewo bkemeyn abeyn kemzqales eyu harbitwo zelo.
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 лет назад
ኣበይ እሞ ኩልና ነብስና ንፈቱ ጥራይ ኮይና ዘይ ከም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዝኾና ወለዶ ዘረባ ጥራይ።
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 5 лет назад
Nkhid endo malelit nedhn maletka dyu redio hasena
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 5 лет назад
Ezi welodzi shlet beial drb melhas. zeykemebotatu tfue fetaw nebsu. Kabay jemirka. Neuba neuba neziqa nezi jgna bhiwetu kenerkbo gdefu wayyyy
@bntemelso
@bntemelso 5 лет назад
ATV Asena, we really appreciate for what You are doing - informing our people back home. As you can tell, Jstudio is doing a great job, too. It would be great if you can collaborate with jstudio and share some of their works with our people back home. Just an idea.
@ghirmayabraha8807
@ghirmayabraha8807 5 лет назад
መሳጢ ኣቀራርባ ሓቀኛ ታሪክ ጅግና ቢተው ዕድመ ይሃብካ እግዝኣብሄር የክብርካ ጆሲ።
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 лет назад
Hiji gram bitow jigna king Africa I like hem 🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍👍👍
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 5 лет назад
Bitiweded jigna egziabher amlak mewaxio yfterelika Ezi kedae eba bwushti wuhsti jeganuna atifewom
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 лет назад
ቢቶው ነቢ ertirea amlek mawxo yftralka amen🙏🙏🙏
@tesfalemhailu7194
@tesfalemhailu7194 5 лет назад
ቢትወደድ ሓደ ካብቶም ብሂወት ጸኒሑ ወላ ወላ ንቑሩብ ዓመታት ፍትሓዊት ሃገሩ ክርእያ ብዙሕ የ ዝምነ ፡ ጆሲ gd Job ,
@Mashn_2G
@Mashn_2G 5 лет назад
ብሂወት ኣሎ ዶ ኣበየናይ ቤት ማእሰርቲ ከ ኣሎ ?
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 5 лет назад
03 Bela belew zamn hzbey! Abey kxenhew 27 amet koynew🙏
@hager39
@hager39 5 лет назад
Esyas aykonen asereka lomi ab meda ko yeketel neru intay texebe alka
@user-wc3ye5sw8w
@user-wc3ye5sw8w 5 лет назад
ናይቲ ኩቡር ጅግና ታሪኽ ምምጻኻ የመስግነካ
@gashalomi.3426
@gashalomi.3426 5 лет назад
ሰሚዓ ዘይመንዎ ታሪክ ቢትወደድ ኣብርሃ long life
@wedi6370
@wedi6370 Год назад
Kesbi hji yedgagma alku ansi
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
ቢተው ጅግና ኣርሓ ግንባር ደንካልያ ዓሰብ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ኮማንዶ ኮይኑ ነቲ 500 KM ሰፊሕ ናይ ምድረ በዳ ደንካልያ ብጅግንነት መሪሑ ን ወደባዊት ዓሰብ ሓራ ዘውጸአ ዘይጽዓድ ጅግና ንኩሎም መራሕቲ ዘገረመ ተባዕ መራሒ እዪ ' ዓሰብ ምስ ኣተወ ክኣ ክሳብ ናይ ሜ/ጀነራል ማዕርግ ዝበጽሐ እዪ ' ታሪክ ቢተው መምህር ኣፍሪቃ እዪ "!
@hermanaregai6762
@hermanaregai6762 5 лет назад
ርግጽ 'ዩ። ኢቲ ጸገም መብዛሕቱ ግዜ ኢዛ ዓለም 'ዚኣ ንቄናናት 'ምበር ንሓቂ ዘፍቅሩን ንቅኑዓትን ዕሾኽ 'ያ። ንለኽባጥን ሕልናኡ ንዝሸይጥን ድማ ኢትልሓስ መልሕስ 'ያ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
@@hermanaregai6762 ናይ ብሓቂ ብሮ
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 5 лет назад
👍
@hermanaregai6762
@hermanaregai6762 5 лет назад
@@user-wq8mk2xh7t ፣ ነቶም ንተዃሉ ተጋሩ ጎተቶምን ጣኦታቶምን ገይሮም ንህዝቢ ኤርትራ ዓንኬል ኮይኖምዎ ዘለው ጥራይ።
@tsegayh5798
@tsegayh5798 5 лет назад
ዝኸበርካ ዮስየፍ ብተቕርበልና ዘለኻ ወርቃዊ ታሪኽ ብዙሕ እናመስገና ድኻምካ ከይቆጸርካ ታሪኽ ኣብ ምብርባር ድሕር ኣይትበል
@asmertmokenen106
@asmertmokenen106 5 лет назад
kubur. hawu. jgna. kexlo
@tsegayh5798
@tsegayh5798 5 лет назад
@@asmertmokenen106 Thank you
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 лет назад
ዓሕ ናትና ስንፍና ኢዩ። ነዚኦም ኣብ ትሕቲ-መሬት ኣእቲኻ ዶ ብዘይጠቅም ክትካታዕ ዓመታት ተሕልፍ። Jossi ሓወይ ልሳን ውጹዕ ብምዃምካ ከም ወትሩ የመስግነካ።
@anbes492
@anbes492 5 лет назад
ናይ ሃገርና ሌሰን ማዴላ ቢተወደድ ኣብርሃ እቲ፡ጅግና ክገልጾ ኣይክእልን ናትካ ኩሉ፡ነገር ንኣምላክ ዝልምኖ ሓንቲ ካብታ ዘለካያ ወጺኪ ንፋስ ኣዱና ክተስተማቅርን ን ቢትወደድ ዝፈቱን ኣብዚ ፈርም
@aminemelakekidane
@aminemelakekidane 5 лет назад
Moss Goitom ❤️
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 лет назад
Bitew ❣🤝
@mansurnur7789
@mansurnur7789 5 лет назад
Betow.jgnae.kmzae.deae.ab.alem.aytwelden.60.amet.naenaexet.mretn.sebn.tkalese
@shewitaman8307
@shewitaman8307 4 года назад
Bitew😍😍😍😍😍
@segumsemere8094
@segumsemere8094 4 года назад
May gad Esyas wedi shirmuta
@user-yy5zt1uc2u
@user-yy5zt1uc2u 5 лет назад
ኣብ'ታ ትመጽእ ፍትሓዊት ሓርነታዊት ኤርትራና ሓውልቲ እቲ ጅግና ወዲ ጅጋኑ ቢተው ኣቦ ዉጹዓት ክንሰርሓሉ እዩ ዕላማና። ኣምላኽ ባዕሉ ጽላሉ የንብረልካ።🙏🙏🙏
@aas2845
@aas2845 5 лет назад
Jossi b Eritrea emo zay amen
@aminemelakekidane
@aminemelakekidane 5 лет назад
❤️
@abrahamgebrehiwet4128
@abrahamgebrehiwet4128 5 лет назад
29 ዓመት ጻሓይ ከይ ራኣየ ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪክ እዩ ዝውረስ ነያታተይ ኣብ ጉድጋድ እይቲካ እባ ናዓይ ጎዮካኒ ዋላ ኣብ መቃብርካ ከይደ ኣይ ገድፍካን እየ ወዲ ኣፈወርቂ ጽናሕ ኣብ ርእስካ ኣለኩ like እስከ ርጎጽኒ
@user-oo5bn9lj4z
@user-oo5bn9lj4z 5 лет назад
ሓሞት ኣለኒለ እንክፍክር ሱቕ ይሓይሽ እንታይከ ክብል መዳርግቲ ኣልቦ ፍትሒ ዘየዝብል ጀሚሩ ዘወድእ ጎብለል እወ ጸብደል ተሰኒፍካ ክርኢ ከመይለ ከዕልል ቢተው ተወርዋሪ ሰብኣይ'ኻ ሃምበል ቅዱስ በዓል መሰል ዘይብሎ ድምብርጽ ኣግዲዕናካ ባ ኮይንና ሎቓምጽ ነብሰይ ጸሪፈ ኣንበብቲ ክጸርፍ ሕመቕ ኣይኮነን ንዓኻ ክገድፍ ስምካ ፈሊጠዮ 2015 ክሓልፍ መን ይፈልጦ እንትርፎ ወኻሩ ሃገር ዘምጸአ ከምዚድዩ ህያቡ ለኽባጣት ቤ/ት ሰውራ ዝዓበኹም ኣብ ደረጃ ዘብጸሐ ሂቡ ሞያኹም ኢዱ ሰቢርኩሞ ሓሰውቲ ኣሚንኩም መንእሰይ ወለዶ ዘይፈለጦ ቢተው ወዲቶም ሃንደስቲ ንስልቲ ወጠንቲ ወዲ ወልወል በሎም ሓው በርሀ ጻዕዳን ክብርኻ ረዚንዩ ኣጆኻ ሰረት ድምቀት ውህደት እንበሪ'ኻ ንርሑቕ ትጥምት መላዝብቲ ወዲ ፍላንሳ በዓል ሓሞት ፈገግ ክትብልያ እምነትካ ዘብሰረት ጽልግልግ ዝኣለኻ ኣብቲ ደልሃመት ሓጺን ዝበተኽካ ሕላገቱ ምረት ፈጣሪ ትፈርሕ እምቢ ንባርነት ተፈራዲ ሕጊ ዘንገስካ ንናጽነት ድርቅና ድኻኣይለሞ ነቲ ኽብረት ሃገረይ ዝበለስ ኣይሃስስን ዘበት!🚼🔶
@user-dj7ue7vl9m
@user-dj7ue7vl9m 5 лет назад
ኣየ እወ! ኣግዲዕናዮ ንሕና ናሕጂ ወለዶ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ግጥሚ ልቢ ዝሃርም ቀጽሎ ዝሓወይይ።
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 4 года назад
Thank u🇪🇷👍
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 лет назад
🙏 ሰላም ኤርትራውያን 🙏 ኤርትራዊ ዝገብሮ ጌሩ ! ንሕና ከ አበይ አለና ? ኤርትራውያን ብሒልና ምስ🍃 ቢትወደድ 🍃 አለና, ግን ከ ምስ🍃 ቢትወደድ🍃 ዝወዳደር አይገበርናን ሐቂ እዚ እዪ, ኤርትራውያን ከምዚ ጀግና 🍃ቢትወደድ🍃 መስመር ንሐዝ, 🌾🌾🌾🌿🌿🌿ሰላም ንውጹዓት ኤርትራውያን🌾🌾🌾🌿🌿🌿
@michealtekle435
@michealtekle435 5 лет назад
Biteweded Abraha lebam seb seb halin Fikir tesfa aqeil eminet mihar God bless you!!!
@user-bb8en5yv5s
@user-bb8en5yv5s 5 лет назад
Bitew star of Afrika:: thanks you more wedi eriy halal!!
@user-bk9kf3ki2b
@user-bk9kf3ki2b 5 лет назад
ቢተው ናይ ኣናብስ ኣንበሳ ልዕሊ ቢተው ወላ ሓደ እካ ጅግና የለን ኣሕሕሕሕ
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 лет назад
ጅግና ቁኑዕን ሰብ ጸላቱ ኣይኮኑ ዘጥቅዑዎ ዘሕቁዎ።ፈቶውቱን ኣሕዋቱ ኢዩ ዝጠሉሙዎ ዘግዱዑዎ!!!!!?
@moses9882
@moses9882 5 лет назад
I love him Bitweded Eseyas resah ftret. 28 years in prison.
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 5 лет назад
ዚኸበርካ ኣዳላዊን ተራኽን ጅግና ቢቶወደድ ኣብርሃ :: መቸም ከስዐ ኣደ ጉራሙራ ከምዚበሃል ገለ ተስፋ ዚቆረጹ መንእሰያት ካብቲ ንቡር ስነምግባር ወጺኦም ነዞም ጀጋኑ ከማሩሩን ክጸርፉን ክትሰምዕ ከለኻ ይገርመካ እሞ እንታይ ዘይገበሩ ኢዮም ካብ ሂወት ወዲሰብ ዚኸብር ኣሎ ድዩ ሂወቶም ዋጋ ናጽነት ዚኸፈሉን ምእንቲ ህብሪ ሃገሮምን ህዝቦምን ዕድሚኦም ቁማር ዚተበልዑን ብምንታይ ይውቀሱ ካን ድዩ ህዝቢ ኤሪትራ ካብ ተሓታትነት ዚሃድሙ ወሊዱ መኻን ሃገር ኮይና ክትተርፍ :ኢለ ኣብ ምስቁንቃን ክኣቱ ይፍትን እሞ ከምዚ ከማኻትኩ ጥረ ካብሱል ኮንኩም ታሪክ ወለዶም ክትርኹን ክፍሕትሩን መተካእታ ኣለናኩም ኢሎም ጸደፍደፍ ዚብሉ ፍረ ሃገር ክትርኢ ኸኣ ሞት ከም ኣዳም እንቋዕ ድኣ ንሕና ኤሪትራውያን ኢና ዚብሉ ሕሉም ታሪክ መምህር ኮይንዎም ኣርሒቆም ዚጥምቱ መንእሰያትተፈጥሩ ድኣምበር ሰብ ኣይነብርን ኢዩ ይወልድ ጥራይ ኢዩ እሞ ዋናታት ኣለዋ እዛሃገር ደጊም ሞት ከም ኣዳም ንብል ክብሪ ይሃብኩም ኣጆኹም ከይጸበበ ኣይርሁን ኢዩ ንሕና ኣብ እቅረ ምብህሃልን ሓቢርካ ኣንጻር እቲ ደመኛና ሓቢርካ ምስራሕን ኢዩ ረብሓና ሕጂ እውን ህዝቢ ኤሪትራ ብሓደ ንሓምም ብሓድ ከኣ ንሓዊ ወጊንምፍልላይ ኣብ መንጎና ከፋት ኣይንግደፍ::
@FreedomOfEritreanPeople
@FreedomOfEritreanPeople 5 лет назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ጅግናን ቢትወደድ ኣብርሃ! Thank you Jossy ናይ ወዲ ፍላንሳ ታሪኽ እባ ኣምጽኣልና ጆሲ ሓወይ።
@abadieri8870
@abadieri8870 5 лет назад
ኣሕሕሕሕ ሓርነት ዶ በልካ ብድሕረካ ፈሊጥናዮ ሓርነት
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 лет назад
ኩሉኩም ምስ ናይ ይቅሬታ ዋላ ኣዳላዊ እዚ መደብ ፣፣ ብርጋደር ጀነራል ቢተወደድ ኣብርሃ (ቢተው) እንተንብሎ ጽቡቅ ይመስለኒ ማዕርጉ ኣይንቀንጥጦ ክሳብ ጉቡኡ ዝወሃብ መአረምታ ይቅበል ፣ የቀንየለይ ምጭዋት ደቂ ኤረ ።
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 лет назад
Thankss kibur hawe kibul zerba iyu
@greatlife7576
@greatlife7576 5 лет назад
Simon Labet Sorry i think nsu zbl zelo mearemta kkbel maletu hasabkum kea ksemie maletu eyu b wetehaderawi meargu ente xewaenayo kemey ymeslekum hasabkum akafluni eyu zbl zelo kubur hawna! thanks
@arounadembele303
@arounadembele303 5 лет назад
Jegna ekulyu nay shaebya maergee ab tizom yewetfwo from ADI mongoti
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 года назад
There shall be time when Biteweded becomes a true leader of Eritrea..
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 5 лет назад
ቢተው ጅግና ኣቦ ሓቂ ባዓል ሕልና ወዲ ህዝቢ
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 5 лет назад
ቢትወደድ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኣሕ ኣቤት እወ ምስ'ቲ ዜማ ፒእ እዋይ እዚ ስርዓት እዚ'ስ ኣክክክክክ። ንፍትሒ ዝተቃለሱ ኣቦታትና ብንግህኡ ኤርትራ ናበይ ከም ትኸይድ ዘላ ዘለለየ ጅግና
@rapperman7801
@rapperman7801 5 лет назад
☝️በትሪ ሓቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን ቢትወደድ ካ ወትሩ ክዝከር እዩ 🇪🇷
@melesyosief5017
@melesyosief5017 5 лет назад
Geganu ab thti gudgad belyom bal eseyas lokomx ka ksab hji bhzbi Eritrea yxawetu thanks you Josi wedi nay bhaki xbuk meglexi ktkxlo ka tesfa ygebr GBU. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-og6cm2pp4g
@user-og6cm2pp4g 5 лет назад
ቢተው ጅግና መዋጽኦ ይፍተረልካ ንካልኣይ ግዜ ንራከብ ንከውን ኤርትራዊ ኣቦ
@user-se9eq4be2v
@user-se9eq4be2v 5 лет назад
ቪትወደዱ ጂግና ሓቀና ሃገርዊ we love you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@esayaskidane2241
@esayaskidane2241 5 лет назад
ቢትወደድ ጀግና ኩልሻእ ብልብ ኤርትራውያን አለካ
@jossitsegay2060
@jossitsegay2060 3 года назад
ቢተዉ ጅግና ኣንታ ኣቦ ኩላትና ወትሩ ኣብ ልብና ኣለካ ንዘልኣለም ንዝክረካን ንዝይመልካን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-uf7js5bs2p
@user-uf7js5bs2p 5 лет назад
መራ ነቢዕ ኣሕ ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሬክ እዩ ዝውረስ ክብር ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 5 лет назад
Ahi seb senu embar nusu da mejmray endu tekwemwo amlk teray beslam yexnhiyo amen amen amen
@ftsumgebrekidan7624
@ftsumgebrekidan7624 5 лет назад
🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅
@Maico_oo
@Maico_oo 5 лет назад
I really appreciate you, u r intelligent,smart....so keep it up josy bro.ሃገርና ምስ ተረከብናያ ኣብ ናይ ፑሽኪን ቦታ ን ብርጋዴል ጀነራል ቢተው ሓወልቲ ክንገብረሉ ኢና።
@danaytgual4739
@danaytgual4739 5 лет назад
መርገምያ ወላዲስ ተዘይቀተለ የዕነውንው ኣቱም ነታ ወላዲት ክንድወደይ ልበለት ብፅፊዒት ዝወቃዕኹሙዋ ኤህ መጨረሻኹም የርእየና ግዜ ይነውሕ እምበይ ፍርዲ እግዛብሔርስ ኣይቀርይ !!!😢ኣዶ ጅግና መንግስተ ሰማያት የዋርሰን 😢ቢትወደድ ኣብርሃ ስእሉ እምበር ታሪኩ ኣይፎልጦይ ነይረ ኸዚ ግን ታሪኩ ምሰማዕኹ ግን ኮሪዐሉ ንህዝቡን ንሃገሩን ሂወቱ ዝወፈየ ጀግና። እመብርሃን ካብቲ ተኣሲርካሉ ዘለኻ እሞ ኸኣ ብዘይገበንካ እትወፀሉ መዓልቲ ኣብ ቀረባ ጊዜ ትግበረልካ ነታ ልዕሊ ሂወትካ እትፈትዋ ሃገርካ ብዓይንኻ እቲ ሪኤላ ማዓልቲ ባዕላ እማምላክ ተሕፅረልካ ኣታ ጅግና ወዲ ህዝቢ💪💪💪
@user-oq6xx8vs1d
@user-oq6xx8vs1d 5 лет назад
ዓበይቲ መምሃራን ስኢና ኢና ብመርዚ እኩያት ን ረሳሓት ።
@haremecho2215
@haremecho2215 5 лет назад
ጅግና ቢተወደድ ብኸመይ ከም ንገልጸካ ጠፊኡና
@haile.785
@haile.785 5 лет назад
Thank u bro ! Bitewded Abriha 🇪🇷☝️ mite hager kibel tsxlemit zemeratsx kubri jigani mor then nelesan mandela
@destabahtabarihannes140
@destabahtabarihannes140 5 лет назад
Thank you ጆሲ ናይቲ ሓርበኛ ተ/ጋ ቢተው ዘቕረብካልና, ኣነ ሕስብ ከብሎ ከሎኹስ ካብ ተ/ጋ እሞ ኻኣ በቲ ግዜቲ ከመይ ዓይነት በሊሕን መስተዋዕልን ሰብ እዪ ነይሩ ቢተው ድንጹው እዩ ዝብለኒ ብጣዕሚ ካኣ የሕዝነኒ !!! እሞ ካኣ ካብቶም ደቁ ዓዱ ደገፍቲ እቲ ስርዓት ክሪኢ እንከለኹ ድንጽው እዩ ዝብለኒ ኣሕ, ዳሓን ግን ኣቦ ኤርትራ ኮይኑ ክነቢር እዩ።
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 лет назад
ዝገርም ዩ ዓርኩ ንዛ ሃገር ዓቢ ኣበርኪቶ ክገብረላ ዝኩእል ምስ ፍልጠቱን ንቅሓቱን ኮሎ ታዓቢጡ ኤርትራ ንተ/ጋ ቢትወደድ ከስራ እያ
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 лет назад
ያ ዚ ጅግና ኣብይ ኣሎ
@debishemeha1236
@debishemeha1236 5 лет назад
ቢቶው ጂግና ፍጹም ኣብ ሂወት ኤርትራዊ ሃወልቲ ተተኪልካ ኢዩ።
@user-hn2xb8gn2w
@user-hn2xb8gn2w 5 лет назад
የቀንየልና ኩቡር ሓው
@Aduliss
@Aduliss 5 лет назад
Betweded abrha jegna amlak mesaka yekun
@iamproudofmyself2435
@iamproudofmyself2435 5 лет назад
Zikeberika Josi hawey beteqribelina zeleka medeb kemsgineka yfetu so ajoka nhina Nashtu weledo Budelati Ena Kemzi gerkum maharuna Tarki Abotatina 👍👍👍❤
@desbelealem6581
@desbelealem6581 5 лет назад
Btweded abrha eti jgna Nay jeganu 💪🏻💪🏻❤️🙏
@mebrieg4542
@mebrieg4542 5 лет назад
btwelid ab eritrea hawelti zgbo seb eyu Jgna eyu💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤.
@almazweldu3914
@almazweldu3914 5 лет назад
ንኢሳያስ ብጻይ አይትበሎ ነዚ ጉሒላ እንበር ቤተ ወደድ ሲ ሐቅነቱ አርጋጊጹ ዝይሃስስ ታሪኽ ቃላትን ገዲፉ ቃላቱ ደጋጊምና ሰሚዓናዮ ምምናው ሲኢናዮ እለና
@matiwesaraya9053
@matiwesaraya9053 5 лет назад
ጂግና ናይ ብሃቂ እሞ ኣጆና የሕዋት ኣሰር እቲም ጀጋኑ ንስዓብ ሓወይ ሓፍተይ ንበል ንዓይ ይትዓመኒ ነቃርጽ ምእንታን ክንእወት።ጆሲ ቀጽሎ ሓወናተይ
@isaaksibahtu4027
@isaaksibahtu4027 5 лет назад
ናይ ብሓቒ ጅግና
@yotem6501
@yotem6501 5 лет назад
You are voice of Eritrean for Eritreans.
@habtaidawit5519
@habtaidawit5519 4 года назад
Wow Biteweded Abraha i do not think so if Eritrean mother will give BRAVE MAN LIKE FOR EVER. Hero of Hero's for ever.
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
ካብቶም ኣብ ኣፍሪቃ ዝተራእዪ ውሑዳት ፍላስፋታት ጀጋኑ ሓደ ቢተው እዪ '
@user-ye3bl8nj1l
@user-ye3bl8nj1l 5 лет назад
ጆሲ ንፉዕ ቀጽሎ ጹቡቕ ትምህርቲ ኢኻ ትምህረና ዘለኻ!
@tesfuseum5610
@tesfuseum5610 5 лет назад
Behaki Nfe ajoka kexlo enbr Nay biteweded tarek mewddrti yebln Tebety ade welda Temkn ♥️💐👍
@user-om8vh5pj1e
@user-om8vh5pj1e 5 лет назад
ኣሕ በኽየ በቃ እውይ ትብዓት ኣታ እዞም ናይ ሎሚ መንእሰያት ደኣ ኣንታይ ኢና ዓጢነታት ኬና ኡይ መዋጽኦ ይፍጠረልካ ቢተው ጅግና የቐንየልና ከኣ ጆሲ ሓውና
@bibifeqar23
@bibifeqar23 5 лет назад
Ah beke beqa hahaha wa anta....
@bibifeqar23
@bibifeqar23 5 лет назад
Wa anta
@nkedem_belu
@nkedem_belu 5 лет назад
ንእስያስ ቀሲኑ ክነብር የብሉን ኣነ ኣብ ዓለም ከለኩ። ሕማቅ እሰያስ ብ ዓይነይ ክርእዮ ኣለኒ። ተስፋ ይገብር ከኣ ባዕለይ ክዕወተሉ።
@bibifeqar23
@bibifeqar23 5 лет назад
🤣🤣🤣
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 лет назад
@@bibifeqar23 Rip
@aztes9960
@aztes9960 3 года назад
ሸንካ ደቅስ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
ታክስ ብሮ ነዚ ተቅርቦ ዘለካ ዕጉባት ኢና ቀጽሎ
@hailetecle8486
@hailetecle8486 5 лет назад
Thanks more bro for explaining about my Hero
@zo-ma6557
@zo-ma6557 5 лет назад
ቢተው ጅግና! ❤️
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 5 лет назад
እቲ ናይ ትማሊ ጅግና ጀጋኑ፡ ሎሚ ኣብ ሽላታት ጠላማት ምብላዩ፡ መግለጺ ሕመቕናን፡ ምልክት ፍትወት ነብስና'ዩ ዘርኢ፡ ስለዚ መንእሰይ ኤርትራ ሓላፍነትካ'ዩ እሞ ሃየ ንቃሕ ተበራበር
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 лет назад
ናይ ባሓቂ ፈታዉ ነብሱ ዝኾነ ወለዶ ጥራይ ተሪፍና
@kubromfutsum3982
@kubromfutsum3982 5 лет назад
Mama hidat kemey dik mekesn amlek selam rehaw yewrdaln
@hiwettesfaeyaabesdet1507
@hiwettesfaeyaabesdet1507 5 лет назад
Btweded jgna nay jeganu hzbi nzlalem btweded kbel knber eyu abe alem hade jgna khulu gden eyu nsu kea nska eka lomi kulu hzbi Eritrea jgnetka feltwo eyu eta tdelya harnet keriba eya kbur wedi kburat
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 5 лет назад
ብሓቂ ድርባያትትት ኢና ከማን ኩሉና ሓቀን'የን ኣዲኡ ጠላማትት ማለት ኡካ'ዩ ፖውው
@filmonangosom7336
@filmonangosom7336 5 лет назад
ብጣሚ ንፉዕ ኢካ
@musiegirmatsion2595
@musiegirmatsion2595 5 лет назад
ብጣዕሚ መሳጢ ኣገላልጻ። I appreciate you for your narration and the beauty of the story!!
@hadishketema1545
@hadishketema1545 4 года назад
Hero for ever Bitweded Abraha, i hope you are living still
@user-tz1be5ch1j
@user-tz1be5ch1j 5 лет назад
ጆሲ ጅግና our hero
@bitewededjgnaertrawiye5348
@bitewededjgnaertrawiye5348 5 лет назад
Eway btami eye zmesgn nayzi teba tekalasay zega zekrebkalna
@meronghebreigzabiher1634
@meronghebreigzabiher1634 5 лет назад
Waww Josi well done good job bitew. Amlak eta kiniety lbika yrayelka so sad !!!
@user-pg2pp7tt7e
@user-pg2pp7tt7e 5 лет назад
bitewded jegina Amlak mewaxo yfterelka ❤❤❤👍👍👍👍
@netsereabtomas8348
@netsereabtomas8348 5 лет назад
Thanks more 🙏 Kamzitat naytom jganu Abotatna zrghyo ajoka
@fretasmirnova8908
@fretasmirnova8908 5 лет назад
Eway chikane nay ezi eqa meret anketkitu amlak ftah yewurdelna 🙏🙏🙏🙏🙏😭
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 5 лет назад
Josi hawey kemaka ybzihu God bless you bro
@habenablel1544
@habenablel1544 5 лет назад
WELDEBRUK HADGU ንክ
@tesfithabtemichael8042
@tesfithabtemichael8042 5 лет назад
Appreciated, keep searching our hero’s history and sharing thank you
@chakurmedia
@chakurmedia 5 лет назад
ካብዞም ኩሎም ቻነል ነዚኣ መሪጸ ኣለኩ እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣይፈልጥን እየ ነይረ ሎሚ ግን ኩሉ መልኣክቲ ናዚ ታኣሪኸጃታት ሪአዮም በቲ ሓደ ሓዚነ በቲ ሓደ ከኣ ትሕጎስ ማለት ተባዓት ሓርበጃታት ብምንባሮም
@hager39
@hager39 5 лет назад
Kemzom yelen gele aynet twehbo eyu
@tesfamariamnegasi5791
@tesfamariamnegasi5791 4 года назад
ኣነ ደኣ ክልተ ዓመት ጌረ ኣለኹ ነዛ ቻነል ካብ ዝካታተላ ግና ካብ ዝፈልጣ ነዛ ቻነል ዝመጸ ሓድሽ ብዛ ቻነል ኣሕሊፈ ኣፈልጥን እየ ብጠዓሚ እየ ዝካታተሎ ።
@ftwihadish6162
@ftwihadish6162 5 лет назад
Ahhhh betwded jigna egzabher amlak mewtseo ygberlka ember hezbi Eritrea da telmuka eyu
@kremhredgh6381
@kremhredgh6381 5 лет назад
ጅግና
@satrebsahil5090
@satrebsahil5090 5 лет назад
እዋይ ጀጋኑና ኣሕ እግዛእቢሄር መዋጽኦ ይሃብካ ቢተው ጅግና።
@msleyyoutubechannel467
@msleyyoutubechannel467 5 лет назад
ኣንታ ነዚ ታሪኽ እዝስ ከምዘይሰማዕናዮ ኮ በቃ ነዚ ከብድና ግልብጥብጥ ኣቢልዎ ሓርበኛ ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ እነሆ ድማ ተወሪሱ ጅግና ቢተው
@user-hc2se3qn6c
@user-hc2se3qn6c 4 года назад
እሕሕ ዝሕፍርዩ ኣብዚ ዘመን ዘሎ ኤረትራዊ ድዩ ኸ ዘብል ጊዘ በጺሓ ወረ ናይመን ኢና ወሲድና ይገርመኒዩ ዘሎ
@stellagirma8312
@stellagirma8312 5 лет назад
Bitewede jgna yu Amlak yfelt Etom Seytawnti Ktefeu yom kab Hagerna. Egzabiher Nklom Esurat Edmen Mewatso yfterelom🙏🙏🙏🙏
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 года назад
The one and only Bitew hero
@yikaalobokure482
@yikaalobokure482 5 лет назад
Abeyt ewe jegena Eritreawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 лет назад
Buenet kemzi aeynet jigna never yelen.
@eyobnegash5036
@eyobnegash5036 5 лет назад
Josi hawey thanks
@sanitasfaw9638
@sanitasfaw9638 3 года назад
Bitewedebi abrha king of eri
@user-kx2bt4fk8c
@user-kx2bt4fk8c 5 лет назад
ናይ ሳሚኤል ሙኑይ ዝተባሃለ ጅገና ኣብ ባጽዕ ዝፈጸሞ ታሪክ ኣለዎ !!!ወዱ( ዓዲቀይሕ ደርዓ )ዝተባሃለት ገጠር ዝዓበየ ኢዩ please josi hawey dleyeley eka
@blackpower5619
@blackpower5619 5 лет назад
selam kubur haw ..eza tarik mis shimey ttaasaser eya b kemey kinzerareb nkiel aflito teleka wey sidra nay samuel wedi miney tftom tekonka arakbeni pls
@user-kx2bt4fk8c
@user-kx2bt4fk8c 5 лет назад
ኣብ facebook. saere gebrihiwet ኢልካ ርከበኒ ሓወይ
@blackpower5619
@blackpower5619 5 лет назад
mnalbat nay kalie seb add ele keykewn sami negu mg elka add beleni ...
@kubromselemuna
@kubromselemuna 5 лет назад
ኣሕ እወይ ኣነ ወዲ መዲሒን በራድ ኢድካ ዳኣ ኣይትሳኣን ሰብ ዘይብሃል ሰብ እባ ኣጥፊኢካዮ
@mussieasmorum3206
@mussieasmorum3206 5 лет назад
Btweded abraha jgna nerka bzi resah eseyas tebedilka sa tanks Yosef Hawna
@amaneulteklay1295
@amaneulteklay1295 5 лет назад
ቢተው ጅግና።
@simontsige7361
@simontsige7361 5 лет назад
ነዚ ታሪክ ምስ ሰማዕኩ ነቢዕ ፡ገግመ ክስምዓ አለ ግን ሕልናይ ኣቢኒ፡ ምክንያቱ Sam አንታ ጠላም ዝብለኒ ዘሎ ኮይኑ ተሰማዓኒ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ወዲ ማይ ተከላ።
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 5 лет назад
Ajoka nezi jigan Wedi may tekela amlak kananu riu bahiwet katsanho eyu
@simontsige7361
@simontsige7361 5 лет назад
haben.ናይ ብ ሓቂ እቲ ዘጉሀካ ኮ ብ ኢድ፡መቃልስቱ፡የሕዋቱ፡ደቂ ሃገሩ፡ ምካኑ አዩ፡ ኣደ ቢተው ዶ ትውቃዕ እንድዒ፡
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 5 лет назад
@@simontsige7361 ya haqka ayewrdo ember talmet da bamen zeymets. Tray Kemzi Abrham Afewerki zabelo Kab zamno haweni ember na tselai fetrka habeni eyu negru wedi abeyti gan hademalti kulu tarki kakewan eyu habibi.
@coyg6315
@coyg6315 5 лет назад
ህዝቢ ኤርትራ ዓስቢ እቲ ጠላም ግብርና ኢና ንቅበል ዘለና፡ ቀደም በዓል ቢትወደፍ ኣበይ ኣለዉ ከይንቢል ሕጂ ሃገር ምልእቲ ዕጫ ቢተወደድ ዪበጽሃና ኣሎ😭😭😭
@temesgennaizge4890
@temesgennaizge4890 5 лет назад
ቢትው ጅግና ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ምሕረት
Далее
ТРОЛЛИНГ СКАМЕРА СТАНДОФФ 2
00:59