Тёмный

Jstudio መን'ዩ ከዳዕ? 

Jstudio
Подписаться 250 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

#Eritrea #TeklayAden #Menkaa #EPLF #asmara #Jstudio “ህዝቢ ኤርትራ በላዒኡ ገበል ኣብ ሜዳ የዕቢ ኣሎ ኢሉ” ንህዝቢ ዘጠንቀቖ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኩሉ ናብ ግዳም ወጽዩ ይተርፍ ዝተሳተፈሉ ወለዶ ኣብ ኩሉ ዘይነበርና ወለዶ ውን ክንርዮ በቂዕና ኣለና። ተኽላይ ሓቁ ነይሩ፣ ሰማዒ ግና ኣይረኸበን። ነቲ ሓቂ ዝነገረ ተኽላይ ዓደን ግን ከዳዕ ወዶ-ገባ ብምባል ህዝቢ ክሳሃሎ እዝኒ ካይረኸበ ብሞት ተፍልዩ’ዩ።

Опубликовано:

 

14 авг 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 157   
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 года назад
ብታዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ዘይተነግረ እንበሪ ዘይተገብረ ስ የለን። ተኽላይ ዓደን ዘይምፍላት ሕሱም። እዚ ሰብ እዚ ኣብ ሜዳ ከም ዓቢ ከዳዕ እዩ ዝዝንተወሉ ኣንታ ተራኺ ዒቢ ክበሪ ይግባኣካ ከማኻ ይብዝሑ ክቡር ብጻይ ሃብትኣብ። J studio ድማ ዓቢ ክብሪ ይግብኣኩም።ስለ እቲ ሕቡእ ታሪኽ ምፍታሽኩም።
@FT--tl2yn
@FT--tl2yn 3 года назад
ታሪኽ ሂወት ተኽለ ዓደን አቅርበልና
@mohamedshagarai1370
@mohamedshagarai1370 3 года назад
Well said
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 3 года назад
ክብረት ይሃብካ ዮሴፍ: ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ::
@mekonenmehari193
@mekonenmehari193 3 года назад
ተመን አብ ሳሕል ይግብል አሎ አስመራ ምስ አተወ ክበልዐኩምዮ ዝበለ ኡሙን ሐቀኛ ኔሩ ሰማዒ አይረኸበን
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 3 года назад
ሞኬ ሀወይ.....hji koyne kihasbo koleku Semaei do sienu tblo ? Abotatna Sean aflto ykonu Nahji dea gedede nasemaena.....nareana Hzbna xenitu.
@raheltewelde847
@raheltewelde847 3 года назад
ሰላም ሰላም ዬሴፍ አጆኽ ምሳኻ አለኹ👍❤️🇪🇷🇪🇷 አጋልጾም ደአ እቲ ሐቂ ይውጻእ ብሩኽ መዓልቲ👍🙏
@tesfuwedieri3478
@tesfuwedieri3478 3 года назад
ጆሲ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ።ነዚታሪኽ ብትብዓት ምግላጽካ??
@thomasmichael7796
@thomasmichael7796 3 года назад
ተኽላይ ዓደን ሓቂ ዳሕዲሕዎ እዩ ምክንያቱ ሕልንኡ ድቃስ ስለዝክለኦ: ኢሰያስ ቀታሊና እዩ::
@bisratweldertsion3775
@bisratweldertsion3775 3 года назад
1983 ወይ ድማ 1984 ክኸውን ይኽእል እዩ ትዝ ይብለኒ፡ ኣብቲ ወልደዝጊ ስሙ ገኒኑሉ ዝነበረ ግዘ ፡ ኣኮይ ሕንሳስ ልደት ገዛ ሓድሽ መርዓዊ ከሎ ተገፊፉ ንገድሊ ምስ ትወሰደ ክዕለም ፍቃደኛ ሰለ ዘይ ነበረ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተኣሲሩ ፡ ኣብዚ ዝጠቅስኩዎ ዓመተ ምሕርት ምስ ብጻዩ ሃዲሙ ንከሰላ ሱዳን ካንቸሎኖ ተኮሕኪሑ ከፋቲት ማዕጾ ባዕለይ ናይ ሹዑ ንእሽቶ ቆልዓ ናይ ሕጂ ኣደ ኣነ ብምንባረይ ፡ ናሽዑ ጥብላሕታ ናይ ኣደይን ሕቱነይን ኣቀባብላ ንእሽቶይ ሓወን ሕጂ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ፡ ብዛዕባ ሓላዋ ሰውራ ከመይ ገሮም ከም ዝሃደሙ ከዕልሉ ይዝከረኒ ።
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 3 года назад
Thank you js ጉዶም ኣውሳኣዮ አዞም ሀፋቱ በጃ አዞም ንሱሃት ይደፉኡ።
@naliru6096
@naliru6096 27 дней назад
ትግርኛ ተመሃር
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 3 года назад
ተክላይ ዓደን አብ አዲስ አበባ ንቡዙሐት ኤርትራዊያን ጹቡቅ ዝገበረ ተባዕ ጅግና እዩ።
@MedheneBelay
@MedheneBelay 3 года назад
ኣብዚ ዎሎዶ ዚውን. ቡዙሐት . ከዳአት. ሓደምቶ.ተሓባበርቲ. ወዘተ.ዳተባሕሎ .ኣአብ ኣሐዱና ዝተረሸኑ ቡዙሐት ..ኢዮም ። ንሕና ግን ኣይተሰቖረናን.
@hakiyser403
@hakiyser403 3 года назад
Thanks Josi please we need more about teklay aden story thanks again
@ghbarwedihzbi5726
@ghbarwedihzbi5726 3 года назад
ጆሲ ተባዕ ኤርትራዊ ቀጽሎ
@user-cp1rv7ky1e
@user-cp1rv7ky1e 3 года назад
ከዳዕ ኤርትራዊ ክትብል ዲኻ
@romahagos2615
@romahagos2615 Год назад
​@@user-cp1rv7ky1e gunuf
@awetyosief2605
@awetyosief2605 3 года назад
Thanks 🙏 josi we will remember our heros forever!
@harnetfthi9891
@harnetfthi9891 3 года назад
በትምርቲ ሙስየ ተስፋንኬል አወ ክብሃል. ንዓይ ete ቀተልካኔ ን ስነ ሓሳበይ ግን ዘበት ኣይክትክትሎን ኤኻ
@pacKing-wj8sw
@pacKing-wj8sw 3 года назад
Jstudio ሰላም ንዓኻ ምስ ምስርሕተካ ፈጣሪ ስድተና ይሕስርለና ples ples ples ኤባ ንኣይ ዊንታ ኣብርሃ ኣምጻለና ብዞም ጭሕካናት ሃግደፍ ዝጥፈት 🥰🥰🥰😍😍😘👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@degenbrehane8201
@degenbrehane8201 3 года назад
Sorry hawey natey shim abo tegagika da keytikewun Winta Abera eya mesleni tezey tegagye 🙏🙏🙏
@fiametayohannes3820
@fiametayohannes3820 3 года назад
Bravo Habteab, Thank You Josef, we are proud of you.
@fuhf1923
@fuhf1923 3 года назад
ሰላም የሴፍ እዚ ወዲ በራድ አነ ከምዝፈልጦ ክሳብ ሎሚ ሐደ እካ ናይ ትግራይ ወለዶ ዘለዋ ዝተቐንጰለ ወይ ተአሲሩ ዘሎን የልን: እዚ ሰብ እዚ ንዓይ ኤርትራዊ ከጵንት ከምዝመጰ ስብዩ::
@simontekali2738
@simontekali2738 3 года назад
Josy What I astonished about you is “ You are always use perfect Words” "ኣያይ". I wish if I could bring back the Life of These Legends to life again!!
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 3 года назад
ብጻይ ዝብሎ መን ኢዩ ? " እቲ ብጥይት ጸላኢ ብቕድሚኡ ዝህረም'ዶ ወይስ እቲ ብቓጻ ተትሓርዩ ብድሕሪት ብሓዉ ዝርሸን " ቓል ክቡር ከም ነሓስ ወናኒ ብሉጽ ኣእምሮን ተቓላሳይ ወዲ መርየት ጅግና ጎይትኦም በርሀ(ብጻይ) ታሪኹ ብሃንቐዉታ ክጽበ ኢየ ጆሲ ኣምበሳው ፡ ሓቂ ዝፈልጥንን ንስለ ሓቂ ዝማጎትን ወናኒ ብሉጽ ኣእምሮ ኣብቲ ዉድብ ከም ቐንዲ ጸላኢ ይቑጸረሉ ብምንባሩን ጅግና ጎይትኦም ብሰለሙን ወልደማርያም ደንቖሮ ብሽም የሚን ተደናጋጺ ኢልካ እንዳ ኣጠመቕካ ሽሞም ጠቒኑ ኣብ ልዕሊኡ ዝፈጸሞ ግፍዒ ፍጹም ነቲ ግሩም መልክዑ ዝደወነን ከም ከልቢ ኣሲሩ እንዳ ኣዘረ ኣብ ጋንታታት ተጋግየ ኢልካ ተናሳሕ እንዳ በለ ፍጹም ትሕቲ ባይታ ብዘዉርድ ክብረት ብዘይብሉ ኣገባብ ነቲ ናይ ሽዑ ተቐላሳይ ጎቦዝ መንእሰይ ራዕዲ ንምሕዳር ኣብቲ እዋኑ ዝረኣይዎ ተጋደልቲ ናይ ሽዑ ምስክሮም ሂቦም ኢዮም፡ በጃኻ ታሪኽ ሂወቱ ኣቕርበልና ታሪኽ ናይዞም ዝሓቐቑ እንከንብብ ንብዓተይ ከም ዉሕጅ ይዛሪ ቕድሚ ክንደይ ዓመት እዚ ክትብሎ ዝጸናሕካ ጽቡቕ ትምኒት ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ክሓድረኒ ጀሚሩ እዚ'ካ ክወሕዶም ነዞም ጀጋኑ ኣማዉትኦም እንክሰምዕ እታ ረዛን ሂወቶም ዝተሰሓገቶ ስቓይ ኣብ ቕድሚ ዓይነይ ይስእሎ እሞ ንብዓተይ ምቑጽጻር ይኣብየኒ ድቓስ ዝስእነሉ እዋናት ነሩ ብዘይ ምግናን በቲ ናይ ሽዑ ግዜ ከምዚ ናይ ሕጂ እዋን ናይ የሕዋትና ዕድመ ዝዉንኑ ክኾኑ ከለዉ በዚ ናይ ሎሚ ኣያታትና ዝኾኑ ናይ በሓቒ ደቒ-መርየት ጥራይ ዘይኮኑ ጀጋኑን በላሕትን ስእሎም ብሓወልቲ ሃኒጽና ታሪኾም ብመጻሓፍቲ ክንስንዶ ቤት ትምህርትታት ብሽሞም ክንሰርሓሎምን ኢና ንሕና ጥራይ ነንሕድሕድና ንሕበር፡ንፋቐር፡ ሰላም ንብሃግ ካብዚ ንላዕሊ ንጸላኢና ዝብትኖ ሓይልን ስዕረትን የለን። ኢሰያስ ኣርዮስ ሽሙ ጥራይ ዘይኮነ ሒዙ ክኸይድ ኢሰያስ ዝበሃል ስም ከማን ክዉገዝ ኣለዎ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ። ኣብ ህዝብና ዘዉረዶ ግፍዒ መጻሕፍቲ ሓቲምካ ኣይዉዳእን። ንቡር ኣሞዉታ ክመዉት የብሉን ኣብ ቕድሚ ህዝቢ ከም ጉዚ ኩቖራረጽ ኣለዎ ኢሰያሳዉነት ኣተሓሳስባ ሽዑ ኢዩ ዘኽትም፡ እቶም ተረፍ መረፍ ሽዑ ኢዮም ዝጸርዮ። ተኽላይ ዓደን ኢዱ ምስ ሃብ ብሪድዮ ኢትዮጵያ ብቐጠታ ነዚ ጉዳም ስማዕ መልእኽቲ የመሓላልፍ እካ እንተነበረ፡ ኢሰያስ ተምን ግን ነቲ ዉጹዕ ተጋዳላይ ኩሉ ዝሕብኦ ነዚ ኣረሚን ተግባራቶም ንኸይሰምዕ ብዉድብ ደረጃ ናይ ባህሊ መደብ ተኣዊጁ ተጋዳላይ ከም ዝዘናጋዕ ተገይሩ። ገረግር ሳሕልን ሩባታት ዓራግን ትንፋስ ኣያታትና ሕጊግ ኢላ ትሰሓገሉ ደሞም ከም ሩባ ይዛርየሉ እቶም ፋሽሽታዉያን ሓለፍቲ ኸኣ ሽዑ ይዓብዱን ባህሊ የጻዉቱን ሰብ ንኸይፈልጦም። በጋሚንዶታት። ደምካ ኢዩ ዘፍልሕ።
@harnetfthi9891
@harnetfthi9891 3 года назад
3000 ምሁራት ይቀቡ ኤንበር ይሃልቁ ዶ. ወዲ ብዳማ ንዓኻ ክትወልደልና ዶ ኣዴኻ ሓሜማ. ሓደ ጅግና ድፍአአ ዘብል senka ኤረይ ኣይወለደትን ኣሕሕሕ
@amlakmaharenibetilwuhatka6832
@amlakmaharenibetilwuhatka6832 3 года назад
ሎሚ ለቢምና መን ሓዉና መን ከ ጸላኢና ኣረጋጊጽና ፈሊጥና ኢና። ታሪኽ ገና ተፋሒሩ ክወጽእ ኢዩ። ንስኻ ንመን ክንደይን ከም ዝቀተልካ ዉን ክመጽእ ኢዩ። ሕጂ ግና ታራኻ ኢዩ ፡ ባዕልኻ ንነብስኻ መት ክትፈርዳ ኢኻ። ፈራስ ሓንጎልን ፡ በጋሚዶን ዘጥፋእኩሞም ጀጋኑን ፡ ሊቁንትን እንዳ ኣግሃየናን ነዞም መሊቆም ዝዓንበቡ ከኣ ክጥቅንጥብ ደሊካ ፡ ኣድራሻካ ስደደልይ ንዓኻ ክቅንጽለካ።
@semharteamrat1148
@semharteamrat1148 3 года назад
Teklay Aden jignan belihn eyu ab zamnelu ka zgebr eyu
@alazarmichael5973
@alazarmichael5973 3 года назад
ኣቱም ሰባይ እዚ ሰብ ኣይኮነን ዝብኢ ከማን ከምዚ ገሩ ዩእዱግ ኣይ በልዕን እዩ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 года назад
ኣሜን ሓውልቲ ይሰርሓሎም ናይ ፑሽኪን ጉሒፍና ናታቶም ክትከል ኣሎዎ።
@selebabrhane3956
@selebabrhane3956 3 года назад
ጆሲ ኣምበሳው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፋኣት ናይዞም ሰጣውንቲ ዝጠቐስካዮም ንጉሆ ንጉሆ ከተቃልዕ። ናይባሓቂ ከብድኻ ዝበልዕ ተሪኽ!!!
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 3 года назад
Thank you josi
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 года назад
Josi ajokha brother it's your godly right to expose the dirty history as much as its our Godly right to listen and make our judgment..those who oppose history are those who want to deny our human existence and learn from our mistakes..
@sgh3134
@sgh3134 3 года назад
Your are hero go ahead with such hidden secrets of the dectater , viva jstudio
@berhanehagos25
@berhanehagos25 3 года назад
ሂትለር ወዲ ኦስትሪያ አሰያስ ወዲ ትግራይ
@andomangosom9843
@andomangosom9843 3 года назад
J studio ብጣዕሚ ጹቡቕ መድበ ብፍላይ ጆሲ ጹቡቕ ኣቃራርባን ኣታኣላልያን
@amanmichael7352
@amanmichael7352 3 года назад
well done brother
@meharitesfamriam9010
@meharitesfamriam9010 3 года назад
Welcome 🙏 josi
@eritrealove7981
@eritrealove7981 3 года назад
ጆሲ ጽቡቕ ጌርካ ደኣ ንፈዮም እዞም እራይ ምራይ ፍጮ ታሪኽ። ኣነ ዘሕዝነኒ ታሪኽ ጀጋኑና ብዞም በላዕቲ ሰብ ምሽፋኑ ኢዩ።
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 3 года назад
እዚ ትህቦ ዘለኻ ታሪኽ ንሰማዒ መፈጠርካ ዘጽልእ እሞኸደኣ እንታይ ኢዩ ወርዱና ዘሎ ሰሚዕና ከምዘይሰማዕና ርእስና ኣድኒና እታ ሴፍ ዲክታተር ኣባይ ኣይትብጻሕ ናይ ካሎኦት ኣይግድሰንን ኢዩ ኢልናዲና መሲሉናምበር ኣብ ዓለም መን ከምዝነበረ ንዘለኣለም ክትነብር
@natsennetnagasi9115
@natsennetnagasi9115 3 года назад
Josi hawna enqua tefeterka nezi kulu zesdemem tarik temehalalefelna zeleka egziabehier berech yebelka🙏
@shamhabtu4919
@shamhabtu4919 3 года назад
Merci beaucoup Bro
@asmeraeritrea740
@asmeraeritrea740 3 года назад
Great job Jossi !!!
@rgatangheso2927
@rgatangheso2927 3 года назад
Yes 💯
@Naighikiflu
@Naighikiflu 2 года назад
ትኽላይ ዓደይ ተባዕ ወዲ ምድረ ባሕር
@robeltewelde9705
@robeltewelde9705 3 года назад
Beteweded Abraha resikayo kedamay hero
@user-zt6ny4hn5k
@user-zt6ny4hn5k 3 года назад
ጆሲ ናይ ብሓቂ መግለጺ ስኢነልካ
@welduzeray3632
@welduzeray3632 3 года назад
ናይ ብሓቂ ብሉጽ መደብ ጆሲ ሓው
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Tekle ma hero eritreawi forever
@hiwetghebreab5796
@hiwetghebreab5796 3 года назад
❤️
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 3 года назад
ትክክል
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 3 года назад
Well done
@user-wc6pb8lp3c
@user-wc6pb8lp3c 3 года назад
78 ሰታንታ ኦቶ ምኻኑድዩ ?
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 3 года назад
@@user-wc6pb8lp3c የፕ
@user-pu6dn5tc8q
@user-pu6dn5tc8q 3 года назад
እዚ ተንኮለኛ ስርዓት ህግደፍ ብዙሕ ኣጀናዳ እኻ እንተ ሃለዎ ። ሳላኩም ግን ጆሲ ኩሉ ዉሽጡን ድጊኢኡን ፈሊጥናዮ ።
@sebmekseb4343
@sebmekseb4343 3 года назад
Ja, tsubuq aleka arku gn josi wn kiniamno yeblnan ms gze eyu kulu zimzen
@Natuya.yemane9295
@Natuya.yemane9295 3 года назад
Dem wuxaat konto ayfesisin mealtu haliyu kulu gud kiwexie eyu well j studio amlak msakum ykun 🙏
@yosiefgebreyesus9501
@yosiefgebreyesus9501 3 года назад
Good job
@yd6866
@yd6866 3 года назад
J ንሕና ሕጂው ነዚ ሰሚዕና ሐደ ክንከወን ክንሐብር ዘይ ምክአልና አብ ውሽጥና ካባና ዝበዝሑ ተኳሉ አለው አለሊ አብ ጎንኩም ዘለዉ
@senumebrhatu1745
@senumebrhatu1745 3 года назад
😭😭😭😭😭
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 3 года назад
ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ብዓይንና ርኢና ኣብ ሰውነት ስድራና በሰላ እናረኣና ዓቢና ኣብ መናድቅ ቤትና ምስክር ጅግንነት ናይ የሕዋትና እናረኣና ዓቢና ህዝባዊ ግንባር ጽቡቁን ሕማቁን ተተዘርበ ኦሮማይ ኣብ ኣብ ደምና ኣትዩ እዩ ኢሰያስ ከኣ ኣካል ናይዚ ውድብ እዩ ስጋ እንተወደቀት'ሲ ሓመድ ሒዛ ትትስእ ።
@Progressive2468
@Progressive2468 3 года назад
Abraha kasa, Simon gebredngl ke
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 3 года назад
ጽቡቅ መደብ እዩ፡ የግዳ ከምቲ ዝበልካዮ ኢሰያስ፡ፍሊፖስ ፡የማነ ወዘተ ዝብል ኣስማት ካብ ዞም ንጸላኦም ጸላእቲ ህዝብና ኢልና ዘቀመጥናዮም ሰባት ኣይኮነን ዝጅምር። እቲ ኣስማት ሲ ኩቡር ናይ እምነትና ኣስማት እዩ ሞ በዚኦም ዝራኸስ ኣይኮነን።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 года назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👍👍👍
@habtomkahsay6930
@habtomkahsay6930 3 года назад
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚብክትድነቕ ዝግብኣኻ ሂወትካ ወፊኻ ታሪኽና ትነግረና ዘለኻ ኣምላክ ዓወት ይምነየልካ!
@francescogardelli9745
@francescogardelli9745 3 года назад
It is ok
@francescogardelli9745
@francescogardelli9745 3 года назад
The video is running thank you for u r doing keep it up
@hagasha4234
@hagasha4234 3 года назад
This is only bring a trauma, it boils blood of every Eritrean, we had enough of it ,We couldn't be ourselves that means we are speechless the horrific of Victims anyway it will make no difference right now announced it instead of it we must seek for the solution unless the world is full of darkness it like the fittest survive!!!!
@goytomtewelde6749
@goytomtewelde6749 3 года назад
ጆሲ ሓውና ኣጆካ በርትዕ
@wediakeleguzay4651
@wediakeleguzay4651 Год назад
ተክላይ ዓደን ኣቀዲሙ ዝነቅሐ ጅግና
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 3 года назад
ሰላም፡ኣዳለውቲ Jstudio እንቋዕ ብድሓን መጻኹ፡ ጆሲ ኩቡር ሓው ናይ ወትሩ ጽቡቅን ጽፉፍ ስራሕ ኣጀኻ ፡ንጻሓፍቲ ክኣ ብርዕኹም ይሰስን ይብል ናይ ወትሩ ተኻታታሊኹም።
@muluegebrehiwt936
@muluegebrehiwt936 3 года назад
Jstudo kulu tkrbo btami znad eyu kemu gerka terk ebotatna ekrblna
@tesfaluulmichael9222
@tesfaluulmichael9222 3 года назад
ዘሕዝን ታሪኽ ።
@merebrivermereb9307
@merebrivermereb9307 3 года назад
ተክላይ ጂግና
@tesfayarays5390
@tesfayarays5390 3 года назад
ሰላም ጆሲ ስላምን ጥዕናን ከሙኡ ውን ዓወት አብ ስራካ እናተመነኩ ናይ ሎሚ ርኢቶይ በዚ ሰፍ ዘይብል ታሪክ ንህዝቢ ተቅርቦ ዘለካ ካብ ልበይ እናተሐጎስኩ ተወሳኪት መሃሪትን ነዚ ተቅርቦ ዘለካ መራጎድትን ክትኮውን ትልሚ ዘርኢ ክርዳድ ውን እንተተቅርበልና ጽቡቅ ምስኮነ ነሩ።
@yhaishmebrahtu9933
@yhaishmebrahtu9933 3 года назад
ኣጆና ኢሲከ
@bisratweldertsion3775
@bisratweldertsion3775 3 года назад
ጀጋኑ J ስትድዮ ቀጽልዎ
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 года назад
Ertra bzuh waga hatita 🤔
@wedikeshi9502
@wedikeshi9502 3 года назад
Hzbi Eritrea gebel zeykone yebiu ganen b hiwetu u hizu atiu. Gena bhji kalie knsemi eina. Adalewti medeb Jstudio btaemi nemesgn, gda nbskum halwu ganen ganen mqanu ayterfon u
@meracolorado
@meracolorado 3 года назад
RIP... ህግደፍ,,,,, ካብቱ ሕሱም ጭካንኦም 't ረሳሕ ታሪኾም ይከፍእ....
@user-in3fe8iq8r
@user-in3fe8iq8r 3 года назад
ልዕሊ ተክለ ዓደን ጂግና ኤርትራዊ የለን
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 3 года назад
ንተኽለ ዓደን ንስውራ ኤርትራ ምግዳፍ ቁኑዕ ምርጫ ወሲዱ ምበልኩ፡ኣንጻር ሰውራ ኤርትራ ምስ ደርጊ ኮይኑ ምውጋኡ ግን ሕማቅ ታሪኽ ምበልኩ ምስ ኣኽብሮት።
@semharteamrat1148
@semharteamrat1148 3 года назад
Nay bahaki jignan eyu
@deregeabay4735
@deregeabay4735 3 года назад
You don’t want to listen when Tekle aden speaks about isayas afewerki also,!!!!!!peace
@jacibini2691
@jacibini2691 3 года назад
Sheme ezome G15 keman mestome Arose seytawnti telamat eu kexwe delewo
@zegaiermias948
@zegaiermias948 3 года назад
He is
@MedheneBelay
@MedheneBelay 3 года назад
ሕጂ ዘድልየና ዘሎ ከመይ ገርና ንጥርነፍን. ሐደ. ንከውንን ኢዩ ። ሐደ ክንከውን ከቢድ እኻ እንተኮነ ግን . ኣብቲ መሰረታዊ ነጥቢ ክንሳምምዕ ተደይ ኪኢልና . ብላሺ ክንከውን ኢና . ኑሱ ኻኣ . ንሓውና ከም ነብስና ንፍቑሮ ሞ. ፍትሓን. ዲሞክራስን ኣብ ሓገርና ዘይ.ክነስ ኣብ ማኣልታዊ ሒወትን ተደይተላማሚድናዮ. ኣብ ሐገርና ምንም ሎውጽልጢ ከነምጽእ ኣይንክእልን ኢና. እመኑኒ ካሓዱኒ ... that is I believe
@semereabsemere2270
@semereabsemere2270 3 года назад
Zigerm eyu nayza Hager ezia Gud
@user-ok6ow6if3l
@user-ok6ow6if3l 5 месяцев назад
ንተኽላይ ዓደን ጅግና ዩ ብሓቒ እቲ ዘገርም ግን ክሳብ ሕጂ ከዳዕ ይብልዎ እዞም እንዳ ፋፋ ሩኹሳት ዝኮኑ ህዝቢ
@filmontesfazghi3738
@filmontesfazghi3738 3 года назад
Ata Josi dika Yosief zeytegedfena
@hagosgebremedihin5969
@hagosgebremedihin5969 3 года назад
john of the brain ሓሊፉ ታሪኽ ሰሪሑ jossi of the brain ተኪኡ ። ኣጀና ኣጀኹም ተስፋ ኣለዋ ዛሃገር ነገር ክጋላበጥ እዩ ።
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 года назад
ከም አመሎም እቶም ደገፍቲ ብአውራጃዊ ካብ ምጥማቅ አይቅደሙን ። ካብ መፍትሒ ሽግርና ምንዳይ ንምጽራፍ ይቃዳደሙ ።
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 3 года назад
Ezi kulu temxeo tarik nayzi kedae yhuda nab wushti hager khalif ygbeo nieru! Ksab hji keyniewet hade kabti xegem ezi u, kburat j studio please b asena tv,alena media tv or erisat nab wushti adi yehlfwo !!
@yohanaandemariam8606
@yohanaandemariam8606 3 года назад
Tsbuq neru gn beyen krieywo electri zeyblom
@tsegailuul1213
@tsegailuul1213 3 года назад
ውሽጥኻ ዘቃጽል ናይ ዘልኣለም ሓዘን
@hayaluberha5887
@hayaluberha5887 3 года назад
tekle Aden ne isayas temen mukuanu yfelet neru eu Hzby Eritrea gen maere kemzy gefen bdlelen kwerdo zehnke eu
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 3 года назад
Nay hji gedede josi eritrawyan grhinet tebit kelo Gena kxawetuluna eyom😭😭😭
@helenokube2911
@helenokube2911 3 года назад
Wow meanta kebdka ziqerx gin dima zehbin nezi keyfeletna sile zeymetna
@frewoinidebesai8893
@frewoinidebesai8893 3 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@solomonhaile3132
@solomonhaile3132 3 года назад
Btaemi ena nemesgneka jossy hawna nezi ztekebre Tarik berbirka nab hzbi bmkrabka
@WediFares-jf2cm
@WediFares-jf2cm Месяц назад
ጅግና ተክላይ ዓደን ሕጹብ ምዓንጣ ዋላ ሞት ድንብርጽ ዘይብሎ ታሪኩ ሻዕብያ ክቀብሮ ሓሲቦ ግን ኣይኮነሎምን🫡🫡💪💪💪✌️✌️
@user-wc6pb8lp3c
@user-wc6pb8lp3c 3 года назад
እዚ ኣርእስቲ ጥራይ ርኢኻ ምስ ባህሪ ሓለፍቲ ህግሓኤ ደሚርካ ከድዓት ተባሂሎም ዝጽውዑ ከም ተኽለ ዓደን ወድ ስዩምን ብዙሓት ካልኦት ጀጋኑ ኤርትራውያን ከደዓት ዘይኮኑ ኣቀዲሞም ንኢሳያስን ሕልሙን ዝተረድኦም ጀጋኑ እዮም ። ታሪኽ ድማ መዓልቲ ኣለዎ።
@kusuntv1803
@kusuntv1803 3 года назад
Shabya gudom yewxu alwu ezom shfatu.30 amet nebxotom qetilom 30 amet nehzbi Eritrea axnitom.
@JonBeyene-ux6hb
@JonBeyene-ux6hb 4 месяца назад
wetru msak alena
@knowlife5349
@knowlife5349 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ንኣባላትን መሪሓቲ ቡሩህ መጻኢ ኤርትራ ፡ሰብ ሰብ ከም ዝጨኑን ናይ ሰባት ሓሳባት ክሓስብ ዝገበርኩምኒ ፡የቐንልና ። እወ ሓወልቲ ክንሰርሓሎም ኢና ። እስያስ ፡ፍልፖስ ፡ ውጩ ፡ኢብራሂም፡ሮማዳን ....ወዘተ መይቶም ከለው ላምባ ክንደፍኣሎም ኢና። ምሁርን ለባምን ሃብታኣብ የማነ የቐንልና ❤️ ቐጽሎ ...
@berhanetesfay9782
@berhanetesfay9782 3 года назад
Eta nay lbey rekibkaya tarik hwetu kea ab qexali. Nay wedi George kea amxaalna
@ghrmaykbraeb901
@ghrmaykbraeb901 3 года назад
Away kemey hamak gzi yehlifom eyom metsiom kab mida kurub ke ayhasbwon diom wedey away mosiba
@tsegakelati7730
@tsegakelati7730 3 года назад
እዛ ሕጂ ብትግራይ ጌረ ሓራ ከውጽኣኩም እየ ትብል ዘላ ኣረጊት መስፍን ሓጎስ ክንደይ መንእሰይ ቀቲላ እያ ኢሎማ ኣነ ዝኮነ ካብዞም ኣረገውቲ ኣዛብእ ሻዕብያ ክመርሓኒ ኣይደልን እየ
@kbrabandu6153
@kbrabandu6153 3 года назад
ኣይትጋገ መስፍን ሓጎስ ኢድ ዝባሃል ኣይነበሮን ፡፡ ተጋድላይ እዩ ምስ ኢሰያስ ካ ኣብ መወዳታ 79 ተራኪቦም ስለዚ ሰብ ከምኡ ኢልኒ ኢልካ ኣትበል መስፉን ሓጎስ ካ ጸቂጥካ ዝረአ ሰብ ኣይኮነን ትምህርቲ ብዝሕ የብሉን ፡፡ ኢሰያስ ዝኣምነሎም ንተወልደ ኢዮብ ፡መስፉን ። ቀንዲ ተወልደ ኢዮብ ጥብቅ ዝምድና ስለ ዝነበሮም ክቀትሎ ኢልካ ኣሕሰብን እዩ ከምእውን መስፉን ሓጎስ ከም ከዳዕ ኢልካ ክትሕስቦ ከብድ እዩ ፡ ብዝኮነ 03 ኢዮም ሰብ ዝቀትሉ ነሮም ። ካብዞም ሓለፍቲ ኣፍልጦ ዝበሃል የብለምን ።
@amanbb
@amanbb 3 года назад
ስለምንታይ ዶክተር ኢዮብ ዘይነገርካሉ
@romahabtom3830
@romahabtom3830 3 года назад
Eway erey hhhhhh eske mewedaatakiy yetsebko fetari
@letsgo4323
@letsgo4323 3 года назад
ተኽስተ ዓደን ኣበይ ተቐቲሉ Dehar
@sahlesbhatu9794
@sahlesbhatu9794 3 года назад
Josi admen tanan yhabka fetari
@user-oj5re1nm1c
@user-oj5re1nm1c 4 месяца назад
Kla eziy dae hade kedae endiyu aye josi halay nhzbi ktdanagr 😂😂😂
@bltblt2473
@bltblt2473 3 года назад
ሻዕብያ እትብሃል እከይቲ ገድሊ ብኡኩይ ሰብ ተመሪሓ ዝመጸት ውድብ.
Далее
На чем играют ПРО | Standoff 2
07:25
Просмотров 309 тыс.