#Jstudio #Eritrea #Eritrean ።ንሕጂ እምባኣር ፡ዝተሰለፍሉን ዝተረሸንሉን ዓመት ቦታን ዝገልጽ ብኸፊል ኽንቅርብ ኢና። ኣብዚ ግን ኣስማቶም ናይቶም ብምኽንያት መንካዕን የሚንን ዝተረሸኑ ፡ተጋደልቲ ኣዝዩ ብዙሕ' ኳ እንተኾነ ፡ካብቶም 4 ሽሕ ናይ 1700 ኣስማት ተጻሪዩ ኣብ ኢድና በጹሑ ኣሎ ። ድሮ ዉን ኣብ ኢድ ብዙሓት መታን ክባጻሕ ብብዝጥዕመና ዘርግሕናዮ ኣለና
13 авг 2020