#Jstudio #Eritrea #Eritrean #ibrahimafa #afa #jstudioyosief #yosief
ኣብ ጎቦ ዓጋማት ኮይኑ ማዕዶ ናጽነት ህዝቡ ዘስተማቅር ዘሎ ብዝመስል መልክዑ ምስ መሳርሕቱ ውህደት ስራሕ ፈጢሩ ጉዳይ ቃልሱ ገበረ። ሃንደበት ግን ኣድራጋ ጠያይቲ ተስምዐ። መሬት ኣማን ኣሎ ጉዳይ ቃልሲ ነካይድ ኣለና ናጽነት ቀሪባ አያ ዝብሉ ዝነበሩ ኢብራሂምን መሳርሕቱን ድማ ኩሎም ተረፍረፉ።
6 окт 2024