Тёмный
No video :(

#Jstudio 

Jstudio
Подписаться 255 тыс.
Просмотров 276 тыс.
50% 1

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #yosief #jstudioyosief #drismehamedali #tigre #idris ኣብ ድሕሪ አታ ላንድክረዘር 4 ብኣጠምራ ሰራው ዝተጨበጡ ብገምድ ክሳዶምን ብርኮምን ዝተላገቡ ደቂ ኣዳም ብፌሮ ተመቂሖም፣ ብፍርሒ ኣብራኾም እንዳንቀጥቀጠ፣ የዕንቶም ኣብቲ ጸላም ክነጥራ ክሳብ ዝደልያ እናፈጠጠ ብፍስሓጽዮን ተሓጊዞም ወጹ፡፡ ፍስሃጽዮን ንኹሎም ፈቲሑ ደው ኣበሎም፡፡ እቶም እሱራት ካብ መኪና ወሪዶም ኩሎም ደው ድሕሪ ምባሎም ወዲ በየነ ንነፍሰ ወከፎም ማስኬራ ሸፈኖም፡፡ ናብቲ ዝተሃገረ ዝተባላሸወ መድሃኒትን ወረቃቅትን ክቃጸለሉ ዝተባህለ ቦታ ቀረቡ።

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 868   
@iwillnevergiveup.3838
@iwillnevergiveup.3838 5 лет назад
ከምዚ ከማይ ን ጆሲ ዝፈትዎ like ረጊጹ ይሕለፍ ካብ Eri Tv ዘይረከብናዮ ታሪክ ጀጋኑና ካብካ ረኪብናዮ ኢና ኢሞ ጆሲ ሓወይ ኤግዚኣብሄር ይባርኽካ ላይክ ሳብስክራይብ ሸር ንግበረሉ የሕዋት ነዚ ጅግና።
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 лет назад
Zifetwa channel ever. Jossi hawey haderaka kexilo please. Plus hanti hito Alatini, Mesfin Hagos: Adhanom: plus kea Ambassador Haile Menkoryos, G 15 kelewu kemey gerom wexyom??? I hope hade mealti mis medebka serieka ketemxalna Jossi bro.
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 5 лет назад
keep it up 👌👍
@rahelasefaha9077
@rahelasefaha9077 5 лет назад
Kemaka si ynezahe hawena ጆሲ
@arkanshalom7740
@arkanshalom7740 5 лет назад
ናይ ሬድዮ ድራማ! ንሰማዕቲ ምምራኽ እዩ ኣምሲልዎ! ደቀቕቲ ሃዋህው ብጀካ እድሪስ ማሓመድ ዓሊ ክገልጾ ዝክእል ሃዋህው ካበይ ኣምጺእዎ ይገርመኒ!!! እቲ ድምጺ ምቅያር ከ ንምንታይ ኣድለየ ሓቀኛ ታሪኽ ዶ ኣይኮነን? ሰዓቢ ንምርካብ ዝግበር ብልሒ ንትሕዝቶ ታሪኽ ኣፍኪስዎ ኣሎ።
@rahelasefaha9077
@rahelasefaha9077 5 лет назад
Pano Panda nesu yehayesh kab tv 📺 ere
@ib-md5017
@ib-md5017 5 лет назад
شكرا شكرا يوسى تاريخ ادريس محمد علي 😪😪😪 Thanks my dear brother jous I'm proud of you I live Idirs Mohammed Ali 🥰 Yamani Baraya &Abraham
@dawithaileselassie4338
@dawithaileselassie4338 5 лет назад
ኡኡፍፍፍፍ ፡ ዘሕዝን ፡ እግዚኣብሄር ምሕረት ግበረላ ፡ ንሃገርና ፡ ንህዝብና!!!!!
@eritreanlovetv9794
@eritreanlovetv9794 5 лет назад
Welcome Josi Hawey! ብጣዕሚ ኢካ ትሕጉሰና ነለካ።
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 4 года назад
ዓቢ ጸላኢ ህግደፍ ኣቀሚጥና ኣብ ዘይጠቅም ናይ ኣውራጃነትን ሃይማኖትን ጸቢብ ሓሳባት ዕንክሊል ክንብል ኮሎናስ ማራ የሕዝነካ ኣንቱም፡ስባት ጸላኢኩም ኢሰያስን ኣጫፈርቱን እምበር ካልእ ጸላኢ የብልናን ኩላትና ደቂ ሃገር ክንሓብር ኣሎና ምፍልላይ መፍቶ ህግደፍን መናውሒ ዕድሚኡን እዩ
@alekaleko711
@alekaleko711 4 года назад
holbrook 195209 የግረም አዩ መኣስ ሓንቲ ምዓለቲ ኩሉ ተርዲኡዋ ኩሉ ገዲፉ ዘስምርላ ምዓልቲ የረአያና አዚ ኣምላክ
@petirock7280
@petirock7280 5 лет назад
ኤህ ስርዓት ህግደፍ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ😢😢
@awetyosief2605
@awetyosief2605 5 лет назад
ህዝበይ ኣንታ ፈሪሃ ኣምላኽ ዘለዎ ለዋህ ህዝቢ ክወግሓልካ እዩ ኣጆኻ ወትሩ ኣብ፡ልብና ኣሎኻ መሓመድ ዓሊ Thanks josi bless you! you are best!
@fishalehadera56
@fishalehadera56 5 лет назад
Jossi ንዘይፈለጥና ንምፍላጥ እትደኽሞ ዘለኻ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ እዩ "ሞ ዕድሜኻ የንውሓዮ ንጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን ከኣ መንግስተ ሰማይ የውርሶም ልዑል ፈጣሪ። ንስኻ ከኣ ኣጆኻ ዕጽፍን ድርብን በርትዕ ጅግና።
@romatela7057
@romatela7057 5 лет назад
Ygermeni alo yesdemmeni. Just keep it guys i am so proud of you thanks
@danaytgual4739
@danaytgual4739 5 лет назад
ኡፉፉፉፉ ኣታ በዞም ኣሕዋቶምን መጋድልቶምን ኽንድዚ ኹሉ ጭካነ ዓኽ 😢😢😢😢😢 ልመወቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም 😢
@kidanetsegu4866
@kidanetsegu4866 5 лет назад
እዋይይይ እንዳበልና ዶ ጸኒትና ክቡር ሓው እዚ ዛንታ ዚ ቀሊል ስለ ዘይኮነ ኩሉ ሰብ ኣብ ዝጥቀመሉ ሚድያ ተትዝርግሖ መሓሸ ይብል የቀንየልና ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ።
@berheeyob6456
@berheeyob6456 5 лет назад
ኩቡር ሓውና ጽቡቕ ታሪኽ እንዲኻ ትነግረና ዘለኻ ብዛዕባ ናይ ዚ ጅግና ጭውያ መታን አቶም ትግሪኛ ዘይፈልጡ ቢሄረ ትግረ መታን ክፈልጡ ብትግረ ዝፈልጡ ኣቶርጊምካ ናብቲ በረኻታት ሳሕል ብ ሬድዮ ዘርግሓያ ሞ ኩሎም ክፈልጡ ነዚ ዲክታተር ን ምጥፋእ ክሕግዘና ዩ
@thegunners4ever755
@thegunners4ever755 5 лет назад
Berhe Eyob ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ'ዩ
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 года назад
Berhe Eyob ጹቡቅ ሓሳብ ኢዩ ነዚ ታሪኽ ዘይፍልጥ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ቡዙሕ ኢዩ ክምዚ ዝበልካዮ ብ ራድዮ ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ክማሓላለፍ ኣለዎ ብ ትግረ ተዘርጊሓ ኣላ ኣብዚ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE--mRFzR49Tuw.html 👈🏽
@user-dy8bz6vl2j
@user-dy8bz6vl2j 4 года назад
ትኽክል ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ብናይ ነፍሰወከፍ ቢሄር ቓንቓ ክፍኖ ኣለዎ
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 5 лет назад
Jossi thanks as always You are well gifted by everything. Your sound is like the sound of KANARI BIRD. You are the best jossi
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 5 лет назад
ኣብርሃም ናይ ትግርኛ ኮኾብ እንተኢልና ኢድሪስ (መርዓዊ) ናይ ትግሬ ኮኾብ ኢዩ። ኤርትራና ዝኸሰርቶም ብሉጻት ኮዋኹብቲ ኢዮም። ኩሎም ብብሓደ ከሲርናዮም ። ዝሕዝን ፍጻመ ።
@sofiaidris1360
@sofiaidris1360 5 лет назад
BRAVO 👏👌👍💯🙏
@jaberaedris3825
@jaberaedris3825 5 лет назад
Bihaki welahi
@alekaleko711
@alekaleko711 4 года назад
የግረም አዩ ኣብ ወሸጢ 10 ዓመት ዘይመለአ ግዛ አዋይ ናይ ሕጂ ዎሎዶ ከንሓምቅ
@edenteklu278
@edenteklu278 4 года назад
Exactly xbuk aleka wedi sheik wn ab gonu
@andatdtapostolicfathers5979
@andatdtapostolicfathers5979 5 лет назад
ኣሕ ኣምላከ እስራኤል ምሕረትካ ንሃገርናን ህዝብናን ኣውርድ።
@bemifnn9770
@bemifnn9770 5 лет назад
ጆሰይ ጅግና ኣብነታዊ መንአሰይ አካ ኣጆካ ቀጽሎ አዝጋብሄር ጸጉ የብዝሓልካ
@daarit4069
@daarit4069 5 лет назад
ዝሕዝን ታሪኽ ። thanks J
@misganakahsay6830
@misganakahsay6830 4 года назад
ጆሲ ሓውና ጽቡቅ ታሪኽ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና ። እቶም ታሪኾምስ ዛንትኦምን ዝንገረሎም ዘለው ሰባት ግን ስእልታቶም እንተትገብረልና ዝያዳ ምመቀረ። thanks more good job josiii
@slum6
@slum6 3 года назад
እዋይ ከምዚ ኸ ኣሎ ድዩ፡፡ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና እምበር እዝሲ ኣይግድን ክሳብ መዓስዩ ግን እዚ። እዝስ ዘይፈለጥናዮ መርገም ደኣ እንተ ሃልዩ እምበር ስቕ ኢልካዩ፡፡
@regataraya8227
@regataraya8227 5 лет назад
Thank you.....every story hurts me so bad my ❤ hurts...so sorry Eritrean people.😭
@woredeimam6966
@woredeimam6966 5 лет назад
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ምጽኣት. ዓለም
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 лет назад
Thanks josi qexilo Men kiblon nikulom eritrean wian mereton gidifon ema keydom, RIP
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 5 лет назад
ከምናይዚ ኮኾብ ድምጻዊ ዘሕዝን ታሪኽ ኣይጎነፈንን ኣዝየ እየ ዝሓዝን ግን ንኹሉ ግዜ ስለ ዘለዎ ምስ ጨወይቱ ፊትንፊት ንተሓተተሉ ግዜ ይቐርብ ኣሎ ኣብ ዝኾነ ጫፍ ዓለም እንተኸዱ ውን ኣይንርሰዖን ኢና!!ክንተሓታተት ኢና !!!ኣጆኹም ኤርትራውያን !!
@alimahmmud7792
@alimahmmud7792 4 года назад
P/s lord mercy proud to through this history
@samuelberhe7012
@samuelberhe7012 5 лет назад
The agony the kids have to endure... just heartbreaking . Please God help the Eritrean people.
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 лет назад
እውይ እዛ ሃገር እዚኣ ሒዛቶ ዘላ ናይ ገሃነብ ታሪኽ እባ ኣይውዳእን እዩ ብሓቂ በላዕቲ ሰብ። በላዕቲ ኣሕዋቶም ነዚ ፈጺምኩም ሲ ኣብ ልዕሊ መሬት ጠጠው ኢልኩም ትኸዱ ኢለኹም በሉ እግዚኣቢሃር ዕጫኹም ዕጫ ናይዞም ንጹሃት ኣሕዋትና ትኹን ንዓኣቶም ግን እግዚኣቢሔር ኣብ ገነቱ የንብሬም። ክብርን ዝኽርን ድማ ንዓኣቶም ይኹን። እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ካብዞም ጉጅለ ጥፍኣት ገላግላ እዛ ሃገር
@Samuel-oc3jx
@Samuel-oc3jx 5 лет назад
Ygerm eyu
@unicon6019
@unicon6019 5 лет назад
@lete G/kiristos ኣብ ኤርትራ ዘይተዘርበ እንበር ዘይተገብረ ኣርሜናዊ ፍጻመ የለን ....
@efi889
@efi889 5 лет назад
መግለጺ ሲኢነልካ ጀሲ ሓወይ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ኤርትራ ሃገርና ክሓልፈላ
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 5 лет назад
ኦ ጎይታይ ካብ ኢዚ ማዓት ኣድሕነና ኦ እመቤተ ብኣማልደትኪ ርድእና ነቶም ዝመቱ ናብ መንግስተ ሰማይ መርሒኪ ኣእትዊዮም እግዛኣቢሄር ነብሶም ኣምሃር ነቶም ኣብ ስቃይ ዘለዉ ኣሕዋትና እግዛብሄር ካብ ስቃይ የውጻእዮም
@isaacamanuel922
@isaacamanuel922 5 лет назад
ጆኦሲ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘመስገነካ, እዞም ኩሎም እተቕርቦም ዘለካ ጀጋኑ ኤርትራ ብስሞም ክብርን ምስጋና ንዓካ ይኩን ክንደይ መንእሰይ ኢካ ትምህር ዘለካ .keep going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🕌⛪️🕌⛪️🕌⛪️ .
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 5 лет назад
ደገፍቲ ሕግደፍ እዚ ኹሉ ደም ንጹሓት ኤርትራውያን ኣብ ልዕሌኹም ኣሎ.
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 5 лет назад
great job josi፥ ግን ካብ ስነ ሓሳብ ኣግኣዝያን ጠቅሊልካ ውጻእ ዝሓወይ፥ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ጥራይ ግለጽ።
@Dawitchelsea
@Dawitchelsea 5 лет назад
*ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ኣማዉታ ከኣ ክሳብ ሕጂ ንጹር ኣይኮነን ዘሎ ዝኾነ ኣፍልጦ እንተለካ እስከ ገለ በለና።*
@user-du5lm3bg4i
@user-du5lm3bg4i 5 лет назад
ya kesab hji amawtu aynxerlnan gele tezblnas xebuk neru agdasit ntbi eya so thanks bro.
@user-du5lm3bg4i
@user-du5lm3bg4i 5 лет назад
kenday xebuk neru nay abrham afwerki tezqrblnas
@funnyerilove6834
@funnyerilove6834 5 лет назад
Dawit Chelsea ab Rahena Intertanment aleka Abu simiayo msiu zinebere Seb kabi ziwexe interview aleka
@musaromodan5152
@musaromodan5152 4 года назад
ሓምደ ትብጻሓካ ሑ ጆሲ አንደ ላይክ ሃብዎ 👍
@robelyemaneab7574
@robelyemaneab7574 5 лет назад
ኡይ ኡኡኡኡይ በሉ ዓድና ወይ ኣፍሪቃ ደቀይ ንኣፍሪቃ ገጾም ተወዝ ከየብሎም ቃል ይኣቱ ኤርትራ ንበዓል እድሪስ መሓመድ ዓሊ ዘይጠቀመት ዶ ንደቀይ ጠቂማ ትሩፍ ድሕሪ ደጊም ፐው::
@danisuper9675
@danisuper9675 5 лет назад
Dankeschön josi hawey shikor ajoka kexlo nay behke sebay ⚘
@mentakeremla7626
@mentakeremla7626 4 года назад
ብሓቂ ዘሕዝን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ደቅካ እቶም ምእንታካ ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ከርተት ኢሎም ናጽነት ዘምጹኡ ደቅካ ኣብ ቅድሚ ዓይንካ ክምንጠሉ ሱቕ ኢለካ ምርኣይካ ብሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ።
@aslidrogba9113
@aslidrogba9113 4 года назад
Danke schön kemzi amxalena arkey
@josephabraham4376
@josephabraham4376 5 лет назад
እሾኽ ዝኾነት መሬት/ክኽሰር ዘይግብኦ ዓቢ ስነጥባዊ 💙🇪🇷🎵🎶
@salmantvsalman3573
@salmantvsalman3573 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ፊጻሜ
@amanmoss5812
@amanmoss5812 5 лет назад
ንኣቅራቢን ኣንባብን ዓቢ ሞራል።ዝንኣድ ስራሕ፣subscribe.share.like..comment..ሃቡለይ።
@lomientertainment-6791
@lomientertainment-6791 5 лет назад
"ብዓትና ሓሊብካዮ በቃ " ስቅ ኢልካ ብኸ ብከ ይመጻካ ፡ ኣርካናትና ባ ተተመዝሒቆም ከም ዳይኖሶርባ ሃሉቅኩም፡ ብርዕኻ ትሰስን ፡ ጹቡቅ ኣቅርራርባ ጆሲ ሓወይ !!!!
@yasminlove5351
@yasminlove5351 5 лет назад
ጆሲ ሓወይ ብጠዓሚ ጅግና ኢካ ነዚ ታሪክ ምዝታዉካ ኣንታይ እሞ ክብለካ አየ ናይዚኦም ዝተኣሰሩ ኣቦታትናን ኣሓዋትናን ክሰመዕ ከለኩ ብጠሚ እየ ዝሰከሕ ነብሰይ ከም ገለ እዩ ዝገብረኒ 😭😭😭 ኣንታይ እሞ ክንብል ጆሲ ሓወይ ኩላትና ኣብ ሓገርና ከለና እዝኒ ዋና ጋና ኮይናትና ሓሊፋ ሕጂ ግን ተገሂዶልና። ብተዓሚ አየ ዘመኣግነካ ነዓካ ግን
@tomastesfahiwot7854
@tomastesfahiwot7854 5 лет назад
Thanks you for heard work man
@user-kx2bt4fk8c
@user-kx2bt4fk8c 5 лет назад
Thank you jossi habibi ብትገብሮ ኩሉ ዕጉብ ኢዩ ዝታሓበአ ታሪክ ፊሒርካ ተዉጸኦ ኣለካ ኣጆካ ወገነይ በርትዕ
@danialves3825
@danialves3825 5 лет назад
btaemi zehezn u egzabihar mhretu ylakelna ember
@selamtewelde7147
@selamtewelde7147 5 лет назад
ብታእሚ ከብድካ ዝበልእ ዛንታ ጆሲ ሃወይ እግዚአብሄር ኣምላክ እድመን ትናን ይሃብካ ከሙ ገርካ ደኣ ኣዘንትወልና እምበር በዓል ደም ሰብ መግቦም ደኣ እንታይ ከ ዘይገብሩ ጽባሕ ንጉሆ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ የራክበና
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
ጅሲ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ነቲ ታሓቢኡ ዝነበረ ታሪኽ በርቢርካ ትውጾኦ ኣለካ ቀጽል ናይ ባሓቂ ህግደፍ ጀጋኑና ኣጥፊኢዎም ኢዩ ስነ-ጥበባዊ ድምጻዊ ኢድሪስ ሙሓመድ ዓሊ ሓደ ካብቶም ብ ስርዓት ህግደፍ ዝጥፍአ ኢዩ እቲ ኮኮብ ደራፋይ ናይ ትግረ ኣሕ ብዛዕባ ባጽዕ ዓስብ ወድብና ዝደርፎ ሎ ስምዕዎ ኢኩም ባሕርና ወደብና ንዝኮነ ኣሕሊፍና ኣይንህብን ኢሉ ዝደርፎ ነዚ ሕጂ ኩነታት ዝንጻባርቅ ህርፋን ኣምሓሩ ብ ትግረ ገይሩ ኣይትሕለሙ ኢልዎም ኣሕ ዓለም ጎዶሎ
@nejatmohammed7318
@nejatmohammed7318 5 лет назад
ربنا يرحمه ويجعل مثواه الجنه
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 года назад
NEJAT MOHAMMED Amin Ya Rebi Allah Yerham
@BACK580
@BACK580 4 года назад
it has a day for everything so we will see soon the new eritrea just keep up all mum's fathers and brothers and sisters never give up god bless up
@kibrommaharena2299
@kibrommaharena2299 5 лет назад
Bejaka ezi medeb nab hzbi Eritrea 🇪🇷 kibexih kibexh b Tv 📺 kimehalalef gberwo Bi Asena wey beten kaliot
@michealgebrengus951
@michealgebrengus951 5 лет назад
Good job, ቐጽሎ ኣጆኻ 🇪🇷🤙
@Lovt143
@Lovt143 5 лет назад
እድሪስ መሓመድ ዓሊ እቲ ኮኾብ ትግረ እግዛብሄር ኣብ ዘለኻዮ ምሳኻ ይኹን
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 лет назад
Filmon eyob, Meytu eyu, 2016 Edris m/dali
@mulugetawedihabesha6404
@mulugetawedihabesha6404 5 лет назад
You so great full bro I'm proud of you
@lidialove4181
@lidialove4181 5 лет назад
Betami eye zemsegenka jose hawey kexlo
@honeyshimet2136
@honeyshimet2136 5 лет назад
በጃኻ እቲ ብሂወት ዝተረፈ ዝብልካዮ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ከትቅርብልና ብትሕትና እሕትት ክብር ሓው ጆሲ ሓወይ
@hanuhanaezain3788
@hanuhanaezain3788 4 года назад
Zeytezemerelu jigna rebi yrhamelka!!
@ttek9180
@ttek9180 5 лет назад
Jstudio አንበሳ ንፉዕ ቀጽሎ ኢኻ በርትዕ አጆኻ!!
@bornrebel7657
@bornrebel7657 5 лет назад
ዝከበርካ ኣዳላዊ እዚ መደብ jossi እዚ ታሪኮም፡ ክጻሃፍ ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ audio ኣውሪዶም ክሰምኡ ኣይክእሉን እዮም።ብጹሕፍ ግን share ምግባር ይካኣል እዩ። Well done.keep it up deki Eri.
@musaromodan5152
@musaromodan5152 4 года назад
نشكرك جوسي وبالتالي لا تنسوا إعجاب رجاءا
@ansabatv1875
@ansabatv1875 5 лет назад
Kemaka yebzhu habibi Thanks more
@hailezghigebrengus547
@hailezghigebrengus547 5 лет назад
ሕጂ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ዝገርም ዛንታ! ዋይ ንሕና! አቱም ሰባት ከመይ ዲና !!!!!
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 лет назад
ዝኸበርካ ጆሲ ነዚ ታሪኽ ኣብ ፌስ ቡክ እንተትዝርግሖ ጽቡቕ ኔሩ።
@abielt962
@abielt962 5 лет назад
Elsa Jefter ✅✅✅✅✅
@user-ys5wb8pf1m
@user-ys5wb8pf1m 5 лет назад
@Link ገዲፍና ባዕልና ሸር ክንብሎ ይክኣል ኢዩ። ናይ ሎሚ ወለዶ ዘይፈልጦ ምስጢር ኢዩ ከምዚ ከማና ክፈልጥዎ ። ተኻታታልን ኣድናቕን ናይዛ ቻነል ኢየ። @ጆሲ ቀጽሎ።
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 5 лет назад
Nay bhaki ane wn msaka alku
@iamproudofmyself2435
@iamproudofmyself2435 5 лет назад
Josi Natina Betami eye zemsgneka kulu Gize keb Budulati weledo Eye Josi kibretey so Ajoka qexilo wegeney ❤❤❤❤❤
@user-mh7wb9ct2j
@user-mh7wb9ct2j 5 лет назад
እዋይ ይሕዋተይ ብገዛእ መሬትኩም አብ ውሽጢ ገዛኩም በላዒ ረኪብኩም ዳሓን መሬት ክትወግሕ እያ ኢዶም። ክረክቡ እዮም ። ጆሲ እቲገብሮ መደብ ብሃቀውታ እናተጸበና ንካታተሎ እና ብጣዕሚ ነመስግነካ thank you ቀጺሎ ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@bariatventertainment657
@bariatventertainment657 5 лет назад
ዝገርም ዮ ጆሲ የቀንየልና።
@user-df2rb2ng2y
@user-df2rb2ng2y 5 лет назад
ነዚ ታሪኽ ምስ ሰማዕኩስ ደም ነቢዔ በቃ ደም እንዳ ተረደኣኒ መዓንጣይ ሕርር ኢለ ኡፍ አዋይይይይይይይ ኣየ ኤርትራራራራ
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 лет назад
Abayki halaleyy ajoki khalff u
@mohammedwediali1141
@mohammedwediali1141 5 лет назад
Bayniki aykonen kulatna dem nabina offfffffff 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@loveeri6910
@loveeri6910 5 лет назад
Thanks josi Nebsi.
@ggk8451
@ggk8451 5 лет назад
i really sorry for all Eritreans. it is a deep sorrow and RIP for these who pass away.
@user-xm4dd6lc3q
@user-xm4dd6lc3q 5 лет назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ዝነኣድ እዩ 100% ግን ናይ ዓሊ ስዒድ እባ ኣምጽኣልና ታሪኽ ሂወቱ ል።
@herrkelati7596
@herrkelati7596 5 лет назад
U.r the best Tarik kem terakiu eyu dbehal emo That is really Jast keep it up!!!!!
@musaromodan5152
@musaromodan5152 4 года назад
Vielen Dank und deshalb die Wunder nicht vergessen.
@nassiradem596
@nassiradem596 5 лет назад
Jossi , the great man, I admire your impressive work as usual, you are talented person, so we expect more from you.
@trhasefrem7262
@trhasefrem7262 5 лет назад
ይዝከረኒ ድምጻዊ እደርስ ዓሊ ከኣስርዎ ከለዉ ኣብ ጉንበት 24 ን ኢስያስ ክቀትል በሬን ሑዙ ኣብ ሓደ ተራሶ ተታሒዙ ዚብል ብ 03 ወረ ዘርጊሖም ነይሮም
@hadush0543
@hadush0543 5 лет назад
ናይ ሰብ ባህርያት የብሎም እተ ደቁ ኸ ከብጸሐን ዕድል ዘይህብዎ ናይ ሰብ ዘይብሎም።
@ibrahimhagoss8567
@ibrahimhagoss8567 4 года назад
الله يرحمه ويغفر له ويسكنه فسيح جناته
@mickelemehari8578
@mickelemehari8578 5 лет назад
ህግደፍ ረሳሕ ነዝ ኩሉ ክገብር ደቅሱ ኣሎ ሕጂ ግን ዘብቀዓሉ ስቃይ ናይ ቶም ዘሳቀዮም ንጹሃት ጀጋኑ ኣብ ዝባኑ እዩ ዘሎ። ጆስ ሓወይ ነዝ ታርክ ዘፍለጥካና ዕደመን ጥዕናን ተሃብካ ፈጣሪ ሕጂ ውን ኣብ ቀጻል ናይ ብዝሓት የሕዋትናን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ታርኮም ዘይተገንጸለ ኣሎ እሞ ከም ወትሩ ክንጽበየካ እና ደግም ብሓንት እምኒ ክልተ ዑፍ እምበር ክልተ ግዜ ዝዕንቀፍ ፍጡር የለን ኤርትራዊ ወሎዶ ከኣ ከምዝ ከይትከውን ኣስተውዕል።
@wadghindaeritrea8794
@wadghindaeritrea8794 5 лет назад
Allah yarhamek Legend Idris Mohammed Ali😭😭😭😭😭
@jimewaitehowaiteho756
@jimewaitehowaiteho756 5 лет назад
Zebene hegdef aitereayen Thank you Joseph hawna
@dawit7956
@dawit7956 5 лет назад
እንታይ ኢና ንሰምዕ ደለና። እዋይ ኤርትራዊ።
@samuelkesete9896
@samuelkesete9896 5 лет назад
Naey behqe kesalo nice
@samuelkesete9896
@samuelkesete9896 5 лет назад
👍👍👍👍
@merryzerai9399
@merryzerai9399 5 лет назад
Josi hawey buzuh zeynfelto aflitkana.. buzuh ewn temahirna ..haki feltna..nmntay kulu gzye haki eu hara zewxaka..so praud of you keep it up...i saport you!!
@dawittesfay4465
@dawittesfay4465 5 лет назад
I hope one day I want to see this story in movie
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 лет назад
Thanks for all ✌🇪🇷👍
@fiametayohannes3820
@fiametayohannes3820 5 лет назад
Bravo J, Thanks
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 лет назад
እዋይ ልበይ ፡ ዓሕ !!! * ተወላዲ እዛ መቓብር ንጹህ ኮይና ተረቚሓ ዘላ ዓዲ(ደቂ-ናዞ) ኢየ። ዋላ እኳ ቀደም ብኣገልግሎት ጸኒሐ ድማ ብስደት ካብዘይቅመጠላ ነዊሕ እንተገበርኩ ፡ እዚ ሓቂ እዚ ግን ብጓሶት ናይቲ ዓዲ "ኣብቲ ጥቓ ጽርግያ ኣስመራ ደቀምሓረ ዘሎ ዓበይቲ ደናጉላስ ሓድሽ መቓብር ርኢና" ተባሂሉ ከምዝተዓለለ ሰሚዐ ነይረ ፡ ናይ ኣልኣሚን ምዃኑ ግን ኣብቲ ግዜ'ቲ መን ይፍለጦ። * ኣንትን መቓብራት ንጹሃት ረጊጽክን ዝተጓዓዝክን ኣእጋርና ተጋጊኽን። * ታሪኻና ዝባላዕ ከም ኣሲድ ኢዩ። * ዕድመ ይሃብካ ጆሲ ሓወይ !!!
@susugidey8571
@susugidey8571 5 лет назад
I am 💔💔💔 to hear this story 😭😭
@danielkidane3572
@danielkidane3572 5 лет назад
ይገርም ዩ፡ ንህዝብና ብናይ ሓሶት ወረ እናጠበሩ፡ ክንደይ ንጹህ ደም ኣፍሲሶም።
@Eri-Freedom
@Eri-Freedom 5 лет назад
Adika dem nitsuhan afsisemula akindi ekli eshok tebukul ala midrebeda geroma ezom chew egrom
@thegunners4ever755
@thegunners4ever755 5 лет назад
ጆሲ ጅግና ኩሉ እቲ ተቅርቦ ብታዕሚ ኣገዳሲን መሃሪን'ዩ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ከም ናይ በዓል እድሪስ ዓቢ ዝና ዘለዎም ሰባት እንተ ተካኢሉ ብትግረ ኣቶርጊምካ ናብ ኩሉ ህዝቢ ጋሽ ባርካ ከምኡ ውን ናብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ንክበጽሕ ኢለ እየ ምክንያ'ቱ ኣገዳሲ ታሪክ ስለ ዝኮነ please please
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 5 лет назад
ዝገርመኒ ኣብ ዘመን ህግደፍ ሃመነታዊ ምፍልላይ ክጥቀሙ ከለዎ ህዝቢ ክኣምኖም የቡሉን ኣስላም ክርስትያን ወሊዶም ተዋሊዶ ተፋቂርና ንነብር ኤርትራ ንኩሉ ማዕረ እያ
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 4 года назад
Away kitsemA zesenbd Ayu Azit tarik kitgelxo keleka SiAlom ke misu Away Away
@abduosman2446
@abduosman2446 5 лет назад
Josi asli mara bezhu eka afileti kane Tnx bror be continued 👌👍👏👏👏
@degenbrehane8201
@degenbrehane8201 5 лет назад
ዓሕ እዋይ ይርህዋተይ ቤትካዶ ወደይ ሲኦል ትቅየረካያ ዳሓን ጊን ኣምላክ ኣሎ ኩሉ ግዜ ኣለዎ የህዋተይ ማዓረይ ኣምላክ መንግስተ ሰማያ የዋርስኩም
@emebrhan4891
@emebrhan4891 5 лет назад
ከብረት ይሃብካ ናይ ኩሎም ከምዚ ገርካ ከትቅርቦ ንምጸነካ ከብረት የሃብካ ንአኦም ከኣ አድመን ተናን ኣምላክ መሶም የኩን ጸግሞም ደዛርቡላ አዋን አፍጠረሎም
@adeyiyaalemey9382
@adeyiyaalemey9382 5 лет назад
Btaemi zehezn iyu oh amlakey baelka mewagho fterlna
@haile.785
@haile.785 5 лет назад
ጆሲ ሃወይ ናይ ብሃኪ ጅገና ከማካ የብዝሃዮም ። አዝእ ግን ናብ ህዝቢ ክምሃላለፍ ኣለዎ።
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 года назад
ብ ትግረ ተዘርጊሓ ኣላ ብ ብክሪ ነዚ ታሪኽ ዘይፍልጥ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ቡዙሕ ኢዩ ክምዚ ዝበልካዮ ብ ራድዮ ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ክማሓላለፍ ኣለዎ ብ ትግረ ተዘርጊሓ ኣላ ኣብዚ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE--mRFzR49Tuw.html 👈🏽
@danisolomon3750
@danisolomon3750 5 лет назад
ዓኽኽኽ እዋ ይ ዓለም
@saeedna1
@saeedna1 4 года назад
ኤህ ኤህ ህግደፍ ኢድኩም ኣይትስኣኑ ግን ግን እትህዝቢ እዩ ጠላም ስንኩላን ክቅተሉ ስቅ ዝበለ ህዝቢ ካብዚ ዝዓቢ ጥልመት የለን ጥልመት ዘለዋ ሕልፈት የብሉን።
@lene6205
@lene6205 5 лет назад
Higdef Belaeti SEB hayal Senetebebawi Eritreawi Edris Ali❤️❤️♥️
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 года назад
Keep it up
@letinagrmasion4437
@letinagrmasion4437 5 лет назад
Bihazen libna tegodiu Eritreawyan ahh✊✊
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 5 лет назад
ኣቦና እድሪስ ጅግና እግዚአብሔር መውጽኦ ይፍጥርልካ ጆሲ ሓወይ ከአ ብነገር ኩሉ እግዚአብሔር ኣእምሮኻ ይባርኽ
@zemenamerica5643
@zemenamerica5643 5 лет назад
Kab mot do mexo yfetrelka ayu edit gbera wey gberiya swue ayu abona edris
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 5 лет назад
@@zemenamerica5643 ኣርምያ ኣሎኹ ክብር ሓው
@user-pl1vs3hc3s
@user-pl1vs3hc3s 5 лет назад
Shimet Brhane ዝመተ ዳኣ ከበይ ክወጺኢ ናይ ምስማዕ ጸግም ኣለካ ዲዩ ረሺኖሞም እኮዩ ዝበለካ ዘሎ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ክትብል ዲካ
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 5 лет назад
@@user-pl1vs3hc3s ክብር ሓው ኣብቲ ምርሻን ከይበጸሐ እየ ጽሕፍያ ምስ ይቅረታ ስሚዒተይ ምቁጽጽር ሰለ ዝሰኣነኩ የ ደጊመ ይቅረታ ይሓትት ክብር ሓው
@faratventertainment5803
@faratventertainment5803 5 лет назад
Nemesgin habibi Edris Mohammed Ali rebi erhamelka amaxi nebari aykonen
@etebarkweldu849
@etebarkweldu849 5 лет назад
J studio btaimi ye zfetwekum thanks more yehwat
@robeltesefamaryam2646
@robeltesefamaryam2646 5 лет назад
ጆሲ ብሓቒ ብከምዚ ንኩሉ ታሪካት፡ኤርትራውያን ከተፍሉጦ አለካ ንኩሉ ኤርትራዎ አጆካ በርትዕ፡ሰንዶ ድማ
Далее
I'll do it for you!
00:37
Просмотров 2,6 млн
IDRIS MOHAMED Ali እድሪስ መሓመድ ዓሊ
16:09