Тёмный

July 2,2024-ኢትዮጵያ ንቢንያም መልእኽቲ | ዓወት ቢንያም ኣስመራ | HISTORY MAKER BINIAM GIRMAY 

Solo Media
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 47 тыс.
50% 1

Solo media is an independent and Authentic Eritrean Media Outlet

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 269   
@solomedia9376
@solomedia9376 3 месяца назад
ሰላም፡ደቂ ኤረይ ኣብዛ ቻነል ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ኣይትሕለፉ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-yVjfJfhSY2E.htmlsi=Xu9rHCUoncheakt-
@miniaseium8181
@miniaseium8181 3 месяца назад
Bravo❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
ናይ ዝሓለፈ ገድፍኩም ካብ ሕጂ ካብ እዝኦም ምርሓቅ ጥራይ እዩ እምነት ዝባሃል የልን ኣጋንንቲ እዮም
@gedeytsegay3927
@gedeytsegay3927 3 месяца назад
ፕረሲደንት ኩቡር ኢሳያስ ኣፍወርቂ አንቃዕ አዚ ኣራአየካ 🙏🙏🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷🌹💐 ቢኒ ወደይ ኣንብሳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@almazbeyene7496
@almazbeyene7496 3 месяца назад
ክቡር: ፕሬዝዳንት: ኢሱ: እንቋዕ: ነዚ: ንምርአይ: አብቃዐካ!!!❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷 ኤርትራውነት: ክቡር: መንነት: ቢኒ: ግርማይ: ሐውና: ብዙሕ: አኹሪዕካና: ዕድመን: ጥዕና ን: ይሀብካ !!!!!❤❤🇪🇷🇪🇷
@birneshhagos1954
@birneshhagos1954 3 месяца назад
❤❤❤አሰይ አሰይ እዛ ሀገር ጀጋኑ ብደቃ ኮሪዕ ትሐቢና ኤረይ አደይ ቢኒ ሐዉና ሐበን ሀገር ቃል አብግብሪ❤❤❤
@OgubaiZere
@OgubaiZere 3 месяца назад
አውሊዕ ባንደራ በቶም ገዛእቲ ናይ ዓለምና ንሽሙ ዩናይትድ ነሽን ውድብ ዝተዋበ ንገለ መዓልታት ዓመታት ክብሃል ይከአል ባዕሎም ከአ አውሪደማ አዚ ይመስል ብሓፈሻዊ ነዞም አሾኽ ጎረቤት ጎሓፍዎም አረባዕተ ነጥቢ ።
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 3 месяца назад
አብ ልበይ ዝጸንሔት ዶርጊሕካያ መትከል! ንዓወት ቢኒያም መጀመርታ ዝስራዕ፣ ስድራ ቤት ፣ሕብረተሰብ ብድሕሪኡ ሳዋ እያ ትመጽእ!! ንዓወት መንእሰያትና አብ ኩሉ ዓይነት ስፖርት ሳዋ ዓቢ ተራ አለዋ!! ሐቦ ኒሕ ርእሰትአማንነት ስኒ ምንካስ ክገብር እየ ምባል ክስዕር እየ ምባል ዲሲፕሊን ወዘተ። እዚ ኩሉ አብ ሳዋ እዮም ዝረኽብዎ። ስለዚ ተራ ሳዋ ቀሊል አይኮነን!!!!!
@yonasabraham1868
@yonasabraham1868 3 месяца назад
ብመጀመርታ ንአምላኽና ክብርን ምስጋናን ይብጸሃዮ ነዚ ናይ ቢንያም አወት ዘስመአና እንዳበልኩ ነዞም ብመንነት ቅልውላው ዝሳቀዩ ዘለዉ ንህና ዘይትረዳእናሎም ነገር እንታይዩ አብ አቢ ጭንቀትዮም ዘለዉ እቲ ዝዛረቡዎ ዝገብሩዎ ከም ሰብ አይፈልጡንዮም እቲ ዝሃሰቡዎ ስለዘይሰለጦም አብዚ ጊዜዚ ዝገብሩዎ ዝለዉ ናይ እንጽርጹሮትዩ ካልእ ድማ ክንርሶኦ ዘይብልና ሰልዲ ይክፈሉ ከምዘለዉ አይንረስእ የሕዋት ኩልሻእ አብ ጸሎትና እንዘክሮም ልቦም አእምሮኦም ጸሊምትዎምዩ ዘሎ ከም ወዲ ሰብኮ በስመአም እንታይ እንገብር አለና ኢሎም አይሃስቡንዮም አብ ብረሃን ዘይኮነ አብ ጸልማትዮም ዘለዉ እዚ ኩሉ እንርእዮ ዘለና ጽቡቅ ነገራትኮ ብአምላኽ ሃይሊ ከምዝኮነ አይፈልጡንዮም ክፈልጡ ድማ አይደልዩኖም አምላኽ ምህረት የውረደሎም ልቦና ድማ ይሃቦም ግን ድማ ንቢንያም ሃውና መቃርብቱ ዝኮንኩም ነፍሱ ክሕሉው ንገርዎ እዚአቶም ብጥንቁልናን ብሽሁርን ቀዳሞት ስለዝኾኑ ይጠንቀቅ ይጠንቀቁ
@senay6334
@senay6334 3 месяца назад
ኤሪትራ ንኤረትራውያን ብደቃ ኩሉ ግዜ ምስ ኮርዐት ጸባ ኣስትዩና ቢኒ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤👍👍👍👍👍
@NigstiGebrengus-du3qi
@NigstiGebrengus-du3qi 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🙏
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 3 месяца назад
ናይ ብንያም ዓወት ንኤርትራውያን ብዙሕ ኣሐብኑናን ኣኹሪዑናን እዩ ናይ ኣብስንያ ናይ ሓጎስ መልእኽቲ ኣየድልየናን እዩ ብዛዕባና ኾነ ሃገርና ሓንቲ ቃል ከውጽኡ ኣይንደልን
@senbetumelake6127
@senbetumelake6127 3 месяца назад
ንኪድ ጥራይ ደቂ ኤረይ ጌታ ሰራዊታችን ህዝባችን መንግስታችን መሬታችን በፈቅር በምህረት ባረክልን🎉❤🌹🌹🌹🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 месяца назад
ዮሃና ዮሃና ንብምሉኡ ጸሊም አፍሪቃ ብፍላይ ግን ንኤርትራውያን 🇪🇷🌺❤️ ቢኒ ኸአ እግዚኣብሔር ካብ ኩሉ ኽፉእ ይሰውረልና
@حواءمحمد-ز7ح
@حواءمحمد-ز7ح 3 месяца назад
ንሕናባህከይብሎምምስአምሐሩስላምክድገብርአለናእዞምተጋሩሐሳዳትእሱእዩንድሕሪትከትርፍናእዩሐሳቦንስራሐሎም
@nebyatsolomun8296
@nebyatsolomun8296 3 месяца назад
ኤርትራ ን ኤርትራዊያን ኣምላኽ ኤርትራ ኣብ ዝባን ዚንጎ እዩ ትብል ሶሎ ጅግና❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☔️☔️☔️☔️☔️
@letinagimie539
@letinagimie539 3 месяца назад
Sele hawey selam selam 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 eniqa hagosena wooow Viva Bini haben hager viva eritrea 🇪🇷 ♥️ 💖 ❤️ 💕 ✨️ 🇪🇷 ♥️ 💖 ❤️ 💕 ✨️ 🇪🇷 ♥️ 💖 ❤️ 💕 ✨️ 🇪🇷 ♥️ 💖 ❤️ 💕 ✨️
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 месяца назад
🇪🇷💎💫ኤርትራን….🇪🇷💎💫 ሰላምን 🕊️❤️🕊️💫ምዒባለን ❤️🦁💫 ዓይኒ ናይ እዞም ሐሳዳትን ይድፈነልና እምሌክ ንኤርትራ ሰላምን ፍቅርን መንግስትናን ሰራዊትና ህዝብን ይባርከልና ን የውርደልና 🇪🇷❤️🦁💎🚴🏾‍♂️🏊🏽‍♀️⚽️🕊️👑🌷💐☀️💫
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 3 месяца назад
ቢኒ ሓበን ሃገር ኩርዓት ኣፍሪቃ እቲ ዝገርም ግን እቶም ንመለይ ሒዞም ዝመጹ 😂😂 😂 ከም ሃገር ንዓለም እንዳ ኣዛረብካ ንሱም ድማ ናብ ፈደረሽን ይምለሱ 😂😂😂 ምድረ ዕኑዳት😂 ምድረ ትሩፋታት😂 ምድረ ፋራታት😂 ናይ ኣእምሮ ዕውራት😂😂😂 ምድረ ሃንግታት😂😂😂
@sabasimon4736
@sabasimon4736 3 месяца назад
አሰይ ኤረይ ዓድና አብ ሙሉእ ዓለም ብጽቡቕ ዘፍልጣ ጅግና ወሊዳ ቢንያም ሐበን ስድርኡን ኩልና ህዝቢ ኤርትራ ሐበን ሃገርናን ሙሉእ አፍሪቃን እዩ የቐንየልና ደቂ ኤርይ🙏🙏🙏✌🏾✌🏾✌🏾👍👍👍👍♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hana-i3z7y
@hana-i3z7y 3 месяца назад
ኤሪትራዊነት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካባኻ ምውላደይ የኹርዓኒ የሕጉሰኒ ዕልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MehariYohannes-ws8tq
@MehariYohannes-ws8tq 3 месяца назад
ኤርትራ24 ግንቦት 1991 ንዘራያት ዓለም ሲዒራተን፡፡ ሎሚ 1 ሓምለ 2024 ንዓለም ኣብ መበል 111 ዓመት ቅድድም ብሽግለታ ቢኒያም ሰዒርወን፡፡ነዚ ንክከውን እቶም ነዚ ንክበጽሕ በጃ ዝኮኑ ሰማእታት ክብርን ሞጎስን።ነቶም ነዚ ንክከውን ዝገበሩ ስድራን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ፡፡1 ፡ 24 ተቀያይረን ኤርትራ ታሪክ ድሰርሓትለን 24 /91(1)፡ 1/24(1 ፡24)፡ 111፡፡ቢኒ ኣኩሪዕካካ፡ሞ ኩራዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MetkelHzGn
@MetkelHzGn 3 месяца назад
ተጋጊኻ ዓቢ ጌጋ ተዛሪብካ ፡ ክሳብ 1991 ኣይተጠቀምናላን፡ ፈደረሽን ምስ ፈረሰ ተደርብያ እያ፡ ክሳብ 1991 ናይ ቃልስና ባንዴራ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኢና ተጠቂምና፡ ስለዚ ይቅረታ ሕተት ፡ዓቢ ጌጋ ተዛሪብካ ን ረዚን ታሪኽና ብግምት ኣይትዛረብ።
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 3 месяца назад
ዮሃና እንቋዕ ሐጎሰና ቢኒ ሐበን ሃገር አሰይይይ አሰይይይ እልልልል እልልል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዓይኒ ሐሳዳት ይሰውረልካ 🇪🇷💪💪💪🇪🇷🥂🍾🎊🇪🇷👑👑👑🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
@Asmara1991
@Asmara1991 3 месяца назад
ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ 60-70 ዓመታት ንድሕሪት ምልስ ኢልና ምስ እንዕዘብ፡ብዘይ ዕንቅፋት ዘሕለፍናዮ ዓመት የላን።ብጽፍርና ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓገዝን ቆላሕታ ናይ ዓለም ምርካብ ከኣ፡እዚ ኣብ ዓለም መወዳድቲ ዘይብሉ ንጹህ ነጻንትና ክንረክብ ክኢልና።ሕጂ ከኣ በታ ነጻነትና ንምርካብ ዝተጓ ዓዝናያ ቅንዕቲ መገዲ ብምክታል ኣብ ዓለም ታሪኽ ንሰርሕ ኣሎና። ኤርትራ ደስ ይበልኪ ዓለም ብደ ቅኺ ዓለም ትዛረብን ትድነቅን ኣላ። ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ከምኡውነ ጎረቤት ህዝቢ፡ኣብዚ ናይ ሓጎስና መኣዲና ብዘይምክፋለ ዘሕዝን እዩ።
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 3 месяца назад
Yes, sawa is a real building block to create human beings with dedicate resilience!
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 месяца назад
እዞም ሓሳዳት ምስዚኦም ጎረባብቲ ምኻንና ዕድል ኣይገበርናን🥲🤔: ለባማት እንተዝኾኑስ ስፖርትን ፖለቲካን ክልተ ዝተፈላለየ እዩ🤔
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
ፍሎጥዎም ኤርትራውያን እንታይ እና ሓደሽቲንኮውን ተጋሩ እዮም ትግራዋይ ማለት ክኣ ምስቶም ዕሱባቶም ንምጥፍኣእ ኤርትራውነት እዩ
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
እዝኦኦም ተጋሩ ንህዝቦም ዘይገደፉ ንዓና ኤርትራውን ጽቡቅ ክሓስብልና እልኩም ኣይትጸበዩ
@ber771
@ber771 3 месяца назад
ኮምዚ ዓይነት ድንቁርና ተራእዩ ኣይፈልጥን ኣድጊ ይሓይሽ ገዝኡ ከማን ይፈልጥ ርእሲ ደንጎላታት ኢዮም
@aishaibrahim8097
@aishaibrahim8097 3 месяца назад
انتو ليش بتستغربو وانتو عارفين هادول التغراي عندهم الغيرة والحسد الشديد من ناحية الارترين عايزين يجرو الارتري لا يكون زيهم عبد الكل مافيهو فايدة في حياتهم عايزين الارتري يكون بي الظبط زيهم ودة ما راح يحصل أبدأ لانو البطن الشالت❤ الارتري❤ والحليب الشربو من❤ ام ارتريا حرة فرق كبير من ام ارتريا ❤ومن امهم التغراي تسلم بطن الام الارترية وتربيتها النضيفة❤
@eseyasmulugheta1342
@eseyasmulugheta1342 3 месяца назад
ሶሎ ሓወይ ሕጂ ከአ ንብንያም ትግራዋይ ክብሉ ዘምሮም ኢዞም ደናቁር
@danisami2492
@danisami2492 3 месяца назад
ዝረብሕ ዓጋመ ኣሎ ድዩ
@Sillysanriofan
@Sillysanriofan 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤​@@danisami2492
@ibrahimbayan1622
@ibrahimbayan1622 3 месяца назад
ሶሎ ሓውና ካብ ትግራዎት እንታይ ትጽበዮ፡ ጽቡቕና ንዖኦም ሞት እዩ፡ ሓሰድ ቀቲልዎም እዩ።
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 3 месяца назад
Don't give them too much attention ❤🇪🇷♥️Agmme evil not happy for Eritrean. Chang the speech.
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 3 месяца назад
Eseyy essseeyyyy ertrana nkdimittt💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹Biny biny king king of Africa tseba astikana ambesa ambesaaaaa👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑💋💋💋💋💋💋🌹🌹🌹🌹🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🍓🍓🍓🍓❤❤❤❤❤❤
@frehaile6298
@frehaile6298 3 месяца назад
Azom aglabat hewehet hesdat kulom agame iym 👈🏼 Eritreawnet bulux mennet 🇪🇷❤️🇪🇷
@NeemaMUSSA-r1d
@NeemaMUSSA-r1d 3 месяца назад
ሰላም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@حواءمحمد-ز7ح
@حواءمحمد-ز7ح 3 месяца назад
ፀለሎይክደኖምያረቢእዞምሐሳዳትዝተረገሙባዓልመርገምስንቆምረቢይሐልዋእዛሐላልመሬትና
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
መርዚ ከይንስንስልና ክሉ ኤርትራውያን ልቢ ገሩ ከስትውህለሎም ኣሎው
@rahelbey1004
@rahelbey1004 3 месяца назад
እዞም ትግራይ ዝብሃሉ ነቅጽ ዞባና ካብዚኦም ኣምሕሩ ጉራገ ሶማለ ይሕሹ
@tesfaldetleghesse2679
@tesfaldetleghesse2679 3 месяца назад
anti denkoro resah
@rahelbey1004
@rahelbey1004 3 месяца назад
@@tesfaldetleghesse2679 እዚ ስለዝኮንኩም ድማ እየ ጽቡቅ ገርካ ኣረጋጉካለይ ተመክሮ ምሂሩና እዩ ንመን ንፈቱ ንንመን ነርሕቅ መርጫና እዩ
@letinagimie539
@letinagimie539 3 месяца назад
Woooow 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 🌹 👍🏻 🇪🇷 eritreawi eniqa hagosena
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 3 месяца назад
ሰኣም፡ሰላም ሶሎ። ኣነ ብዋትኣብ ኣለኺ ኢለካ ነይረ ሓደ ግዜ ክምዚ ትብሎ ዘለኻ ምስ በልካ።
@Hagere214
@Hagere214 3 месяца назад
ሰማያዊ: ጨርቂ: ጡረታ: ካብትወፅእ: 30: አመት: ሖልፊዎ: አሎ: አድጊ: ንሖመዱ: የመጨረሻ: ዉድቀት: ወድቃቸሖል: ሰለዚ: የአበደ:ዉሻ: ሖናቸሖል:🐕 ኢርትራዊ: ኩሉ: ቅሰን: ቅሰን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Lemmeyoh4312
@Lemmeyoh4312 3 месяца назад
LET THE DOGS BARK, THE LION IS STILL A KING❤ ERITREA WAYMOT 🇪🇷💯🙏
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 3 месяца назад
Social skill, independence, discipline is very important in life
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 3 месяца назад
ሰላም መትከል ሐዉና እወ እንኳዕ ሐጎሰና❤ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🌹🌹🌹❤️❤️💪💪👊✊👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️🙏🌹🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤️
@A.S-ge5hz
@A.S-ge5hz 3 месяца назад
እንቋዕ ኣሐጎሰካ ቢና ሓላል ውላድሲ ከም ኣብኡ እንተኾነ እዩ'ምበር ክበሃል ከሎ ልክዕ ከምዚ ከማኻ ብዓወት መሰስ ዝብል እዩ'ሞ ኣሕጒስካና ኢኻ ኣምበሳየ 👏👏👏👏 ደጊመ እንቋዕ ደስ በለካ ምስ መላእ ስድራቤትካን ፈተውትኻን ክብለካ ይፈቱ ቢኒ ጅግና።
@birneshhagos1954
@birneshhagos1954 3 месяца назад
ሴሌ ሐወይ ምስመን ትዛረብ አለካ ሞዞሞ ተመሲሖሞ ዘይድረሉ የእድጉ አበይ ኮይኖሞ ከሞብቡ ደናቁር እምኒ ጥራሕ ምድርባይ እዮሞ ዝፈልጡ አንቱም ኤሪትራዉያን የሕዋተይ ፎእ ዘይትብልወም እዚኦሞ ሙልቡሳት ሐንጎል እዩሞ እበር አሌክስ ኢሳቅ አብ In este gram አዉጺእወ አሎ ኤሌክስ ንባዕሉ አንበሳ ንቢኒ.አምበሳ አለዉ እዞሞ ብርጌድ ንከብዶሞ ትግራይ ትግራይ ትዕወት ዝብሉ አ Sport እንታይ ሙካኑ አይፈልጡወን እዮሞ ሞክንያቱ ብ discipline አይዕበዩን እንታይ ክገብሩ ኢልካዮሞ ከሞ እንስሳ አበረካ ዝዕበዩ እዮሞ አብ ኤሮፓ መጺኦሞ ዘይማሐየሹ ስለዚ በዚኦሞ አይትገደሱ. X ንሀቦሞ.ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@abogida669
@abogida669 3 месяца назад
Eritrawinet zeytsead meninet lomi kem timali 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AsmeretMogos-j7j
@AsmeretMogos-j7j 3 месяца назад
እነቋዕ ሓጎሰና ዞምደቀይ ዘመንኩም ይባረኽ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@letinaweldish9293
@letinaweldish9293 3 месяца назад
Selam solo jigna mis deki erey anabis meksenat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏anabis
@lettetecle4258
@lettetecle4258 3 месяца назад
Hji be seme gele tegatimu SELTENE, HENOK, BEYENE, TIGRAI MEDIA HAUS AKLILU, DEDEBT MEDIA HAILE kamot natom maheber Tigaru eyom. Amlak ne Eritrea Eritreawian 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letinagimie539
@letinagimie539 3 месяца назад
Temesgen Amilakey woooooow viva eritrea 🇪🇷 ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ viva Bini haben hager haben hezbie Elllllllllelllllllllelllllllellllllllellllllellllllllelllllllelllllellllllle
@almasghebre6647
@almasghebre6647 3 месяца назад
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
@aishaibrahim8097
@aishaibrahim8097 3 месяца назад
انا الطيور على أشكالها تقع😂
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 3 месяца назад
አሰይ አሰይ ደቂ ኤረይ ወርቂ ኢኩም ድያሚንት እንኳዕ ሐጎሰና ልልልልልልልልልል ንኪድ ጥራይ ብረሃን እዩ ቅርሜና ዓንቃፊና ይትዓንቀፍ ዓወት ንሐፋሸ ሶል ሐዉና ዕድመ ይሃብካ አጆካ አይትሰምዓዬም ቀጽሎ ሰዒርካዬም ኢካ ረሰዓዬም ነዞም ሃሱሳት ❤🎉🌹🌹🌹❤️👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊👊💪✍️🌹🌹🌹👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍✊👊💪❤️🌹
@GualEri13
@GualEri13 3 месяца назад
Adey welelay yesss 🙏👏. Eritreawinet Kubur meninet. Congrats deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🎉🍾🐪
@Zewdi-z6n
@Zewdi-z6n 3 месяца назад
ሰላም ሓው ሶሎ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ እንዳተመነኩ ብመሰረት ንስካ ብዘውጻእካዮ ኣብ ስርሐይ ዝሕግዘኒ ይደሊ ኣለኩ ኣብ ዜና ስለ ዝበልካ ኣነ ክሕግዘካ ወይ ምሳካ ክሰርሕ ይደሊ ኣለኩ ዝነብረሉ ሃገር ጀርመን ተሌፎንካ ስደደለይ
@sarayohannes180
@sarayohannes180 3 месяца назад
ዓደየ ዓደየ ወትሩ ስመርለይ ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 3 месяца назад
Don't give too much attention to Agmme kamlet.
@asmerommichael4279
@asmerommichael4279 3 месяца назад
ሰማያዊ ባንድራ ንዝኮነት ሀገር አብ ትህቲ ፌደረሽን ንዝኮነት ዝዋሃብ እዩ ሃገር ምስ ኮነ ነዛ ባንዲራ አይትጥቀመሉን እዪ አብዚ ግዜ ኤርትራ ነጻ ሃገር ሰለዝኳነት እዚ ባንዴራ አይመከታን ዋንኡ un እዬ
@عمر-ع3ل
@عمر-ع3ل 3 месяца назад
الف مليون مبروك نحن اريتريين هاكذا ننتصر النصر للجماهير
@tesfaldetleghesse2679
@tesfaldetleghesse2679 3 месяца назад
wozoro suliana tfelt do BINIAM GHIRMAY TGRAWAY MUKANU WEDI ADWA SDRU HIS FAMILY
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 3 месяца назад
Eritrea ab alem chebitato gubue kbra. Gzekiyu adey athalal merat. Egzeabhar yiakleki hiji gzakiyumo tesei eiluki nEgzeabharu ziamene zhafere yelenmo. Gzakiyu.
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 3 месяца назад
Really I am proud of solo🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 3 месяца назад
ዝኾነ ክፍትኑ እዮም:: እክይ እዮም ፎሓፍት! ስብ ጥቃ ተጻወት ክቀርቡ ይብሎሙን ሓደግንናይት እዩኦም ::
@merrygoytom9357
@merrygoytom9357 3 месяца назад
❤❤❤Eritrean with Eritrean that set We're all proud to bini
@danielmehari8331
@danielmehari8331 3 месяца назад
Entay sia bizaeba binyam zeytizarebu kaboom gedidkum silemtay bota tihbuwom
@norinafereg8400
@norinafereg8400 2 месяца назад
IF THERE IS A WISH THERE IS A WILL AND THAT IS BINIAM GHIRMAY HERO PRIDE OF ERITREA 🇪🇷 PRIDE OF AFRICA 🌍 AND PRIDE OF WORLD 🌎 VIVA VIVA VIVA BINI 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MusieAsterayo
@MusieAsterayo 3 месяца назад
ሓሳድ ሓሳድ ኢዩ ኩሉ ግዜ።ንኺድ ጥራይ ደቂ ኤርትራ።ብዙሕ ግዲ ኣይትግበርሎም ነዞም ኣምበጣ ሓሳዳት።
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 месяца назад
አታ ሐውና ይናይትነሽን ዶ ሂባትና እያ አቦሐጎታትና ካብተን ዘቅረብወን ዶ አይኮነትን አይተነእሳ ወፊራ ኸአ ናጽነት አምጺአትልና ብወገነይ አጸልአን እየ ንሳቶም ክሕዝዋ ከለዉ ግን የሕርቀኒ
@norinafereg8400
@norinafereg8400 2 месяца назад
IZOM HASADAT KAB HISIDINAOM YIHALIWENA MAZ XUBUQ NAY ERITREA 🇪🇷 YIMINEYU KOYNOM ABTY XEXIBUQI NAY ERRITREAWYAN ITY AYNOM YIAWIR NAY AMIRO SUWURAT UWURAT IYOM
@almazbeyene7496
@almazbeyene7496 3 месяца назад
ክቡር: ፕሬዝዳንት: ኢሱ: እንቋዕ: ነዚ: ንምርአይ: አብቃዐካ!!!❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷 ኤርትራውነት: ክቡር: መንነት: ቢኒ: ግርማይ: ሐውና: ብዙሕ: አኹሪዕካና: ዕድመን: ጥዕና ን: ይሀብካ !!!!!❤❤🇪🇷🇪🇷
@Tyla578
@Tyla578 3 месяца назад
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@venusvenus1654
@venusvenus1654 3 месяца назад
Thanks Metkel for the best comments that you investigate what the world said about Bini wedi Erey🙏🏽🙏🏽🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 месяца назад
የቀኒየልና አናብስ ሶል መትከል ጺብቅ ቀጺልዎ ኩሉ ጊዜ ጺብቅ ሐበረታ ትንተናን እዩ ክሉ ጊዜ ንበሩልና እናብስ የሕዋትና 💕💕🙏🏽🙏🏽💕💕🙏🏽🙏🏽💕💕🙏🏽🙏🏽💕💕🙏🏽🙏🏽💕
@fatma.jamala4793
@fatma.jamala4793 3 месяца назад
ሐንቲ ዘይቀደሕዋ ተሪፋቶም ዘላ ሳዋ ጥራይ እያ ውዒግን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danisami2492
@danisami2492 3 месяца назад
ኮርሶ ካብ ባዓል ካቫንድሽ ናብ ባዓል ተስፋገርግሽ ተሳጋጊራ
@sabatekle6752
@sabatekle6752 3 месяца назад
Asey edmen t enan nkulukum Deleyti fkri 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MebreGere-yf3kd
@MebreGere-yf3kd 3 месяца назад
Wedi erey jigna bini jigna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fsehazekarias7074
@fsehazekarias7074 3 месяца назад
ሰሌ እቲ ከልቢ ይንባሕ ግደፎ እቲ ግመል ጉዕዞ ኣየቃርጽን እዩ_____ ዓወት ንሓፋሽ
@Genet1-qq7ui
@Genet1-qq7ui 3 месяца назад
አልልልልልልልልልልልልልል ጅግና ወዲረ ሓላል🙏🙏🙏💐🌹💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷🌹💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷
@amlesomgawed1929
@amlesomgawed1929 3 месяца назад
Dear, seleo. If you don't mind, would you remind a gentle reminder to the Eritrean Artist, to compose victory of song for Eritrean sport's men. Specially for Ghirmai
@lifeisagift8504
@lifeisagift8504 3 месяца назад
Ewe Solo and Metkel iza melikti degagimkum again and again please DISTANCE yigber kiguat hasadat ayimenun eyom thank you nisikum yehiwatna kea Anabis ikum 🦁❤🇪🇷🙏🏾🦁🎉🎉wetadarat hager
@kiliawta
@kiliawta 3 месяца назад
Biniam is a pride of himself, his family , his nation, his continent Africa , the black race in general and the oppressed ppl where ever they may be. Eritrea is the most googled nation because of benni man. Congrats deki erey , it is our time to shine and yet the best is going to come. 🇪🇷🇪🇷🇸🇩🇸🇩🇸🇴🇸🇴
@kiliawta
@kiliawta 3 месяца назад
Biniam is a pride of himself, his family , his nation, his continent Africa , the black race in general and the oppressed ppl where ever they may be. Eritrea is the most googled nation because of benni man. Congrats deki erey , it is our time to shine and yet the best is going to come. 🇪🇷🇪🇷🇸🇩🇸🇩🇸🇴🇸🇴
@venusvenus1654
@venusvenus1654 3 месяца назад
Congra PIA 🎉🎉🇪🇷🇪🇷 able to see Our heros victory Niberrr🙏🏽🇪🇷❤️
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
ሓቅካ መትከል ምቅሰን እዝኦምሽይጣውቲ እዮም ገጾም ትከወል ሃሳዳት
@ElamKeleta
@ElamKeleta 3 месяца назад
Bini kdamay mis weze bandera 🇪🇷 ambelbila inkua hagosena deki Erey
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
እንታይ እና ሓደሽቲ ንኮውን ትግራዋይ ማለት ጋኒን ምካኑ ሕሰቦም
@gualmehari999
@gualmehari999 3 месяца назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
Thank you so much Metkel 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@venusvenus1654
@venusvenus1654 3 месяца назад
Anabs Nakfa I call them realy Nebiat 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@tsigeredahaile-i1m
@tsigeredahaile-i1m 3 месяца назад
EZEOM DA TEGARU EYOM MISMAM ENTE ELOM DA TETENKEK ERITRAWI
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 месяца назад
ተደአ ቶርስት ተባሂሎም እዛ ሒዞማ ዘለው ዝሐዙ ከይተቅርቡ ዘይበሃሉ
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 3 месяца назад
Aseyyyyyy ❤❤❤❤❤🎉🎉
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 3 месяца назад
Congratulations Bini 🇪🇷 ❤️
@anna-mariaasfha9264
@anna-mariaasfha9264 3 месяца назад
ELLLLLLLLL ❤❤❤🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽
@MeleteKidane-o5c
@MeleteKidane-o5c 3 месяца назад
Congratulations Bini ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@zeresenaytecle9988
@zeresenaytecle9988 3 месяца назад
Tezergihu alo nay Aleksander ambesaw
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 3 месяца назад
ሶሎ ሓቅኻ እኻ ክቀርቡ ይብሎሙን!! ንኾነ ሰብ ክኸሩብ የብሎሙን ::
@danielmehari8331
@danielmehari8331 3 месяца назад
Wala nsika kemom eka sulikum bzaeba eritrea tezarebu kemzom game konkum
@meleykidane838
@meleykidane838 3 месяца назад
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Далее
Свадьба Раяна Асланбекова ❤️
00:12