Тёмный

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 22 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2020 

Kemalatkum Entertainment
Подписаться 135 тыс.
Просмотров 257 тыс.
50% 1

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 22 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2020
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#Amel Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

Развлечения

Опубликовано:

 

6 янв 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 337   
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሓና! እንዳ ኣመል ደስ በሃሎ
@hdeh9400
@hdeh9400 4 года назад
ሩሐስ ኣውዶኣመት ምቁራት ቀልዑ ትግራይ
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 4 года назад
Amen Amen Amen zahfetaey yahberu hji tsebku tsehifkya
@helifteetesefay7639
@helifteetesefay7639 4 года назад
ዋውውው ደቅዛ ሓላል መሬት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣታ እቲ ባህልና ክንደይ ይጥዕም
@hhvyyf4083
@hhvyyf4083 4 года назад
ኣሜን ኣሕቢሩ እንኾዕ ኣብጸሕኩም ሙቁራተይ ደስ ባሃልቲ ደቂ ትግርይና
@user-lj3gz8rf1x
@user-lj3gz8rf1x 4 года назад
ዋዉ ደስ ክትብሉ ብጣዕሚ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ልደት ንተወህዶ እምነት ክርስትና ተኸተልቲ ሩታየ ሚዛን ወሲድኪ ከም ኣዴታትኪ ምዕርግቲይ ኾይንኪ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 года назад
ሩታ ማዓረይ ከጥዕመልኪ ማዓት እዋይ ክትሽኩሪ ማዓት ፈጣሪ የብዘሐልኪ ሰስንለይ ሽኮሪናይ ኣይትጥፍኢ በጃኺ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-jr8gj4hk6d
@user-jr8gj4hk6d 4 года назад
ሩሑስ ልደት ክርስቶስ ይግበረልና ምቁራተይ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ይብል ግርማ ሞጎስ ደቂ ትግራይ ክሕሎ
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
አሜን አሜን አሜን!
@user-pr7pu5qd6m
@user-pr7pu5qd6m 4 года назад
እንኳዕ ሓቢሩ ኣብጸሓና ደስስ በሃልቲ እንዳ ኣመል ክፈትወኩም ቀደም ከምዚ ጻዕዳ ክዳን ተኸዲና ናብ ኩስም እንትንከይድ ኣስታዊስኹምኒ 💋💋💋😍😍😍😍
@fanafanafana7824
@fanafanafana7824 4 года назад
እነስ ክፈትየኩም ኣሓዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እምላክ እይፈላልኩም
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
እዋይ ክትሽኩራ ማዓት ደቂ ዓበይቲ ሽኮራት ከጥዕመልኩም ማዓት ምድረ ወርቂ ለምለማት ፍቁራት ምቁራት ደቂ ትግራይ ማዓረይ ፍትውውውውው እየ ዘብለኩም እንቋዕ ንእየሱስ ክርስቶስ ንብርሃነ ልደቱ ዓመት ብዓል ብሰላም ኣብፀሐኡም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣ ርሑስ ሕጉስ ብሩኽ ኣውደ ዓመት፣፣፣።።።።
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 года назад
ጽቡቕ ስራሕ ሩሑስ ልደት በዓል ይግበረልኩም
@user-ss2ez5ix1l
@user-ss2ez5ix1l 4 года назад
ኣሜን ኣሕቢሩ እንቃዕ ኣብፀሐና ፁሩያት ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሰይ ኣየ ግርማ ሞጎስ ኣንቱም ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ቀፁሉሉ ሙዑሩጋተይይይይይ
@SalamSalam-qk3ys
@SalamSalam-qk3ys 4 года назад
ክንደይ ደስ ትብሉ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@user-gw7ye9le4y
@user-gw7ye9le4y 4 года назад
ዋይ ደስ ክትብሉ ምቁራት ንኩሊኩም ኣመንቲ ክርስትና እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብ ስደት ዘለና እውን ስደትና የሕፅረልና ኣሜን እስኪ በሉ ኣሕዋተይ
@fiorizeweldi
@fiorizeweldi 4 года назад
Amen
@kill1024
@kill1024 4 года назад
ኣሜን
@samuelbeyin1315
@samuelbeyin1315 4 года назад
ደስ ክትብሉ ብሩኻት ኣሕዋት ኣሓት ዕድመን ጥዕናን ይሃበልይ ርሑስ ብዓል ልደት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@user-tc8ct4dt2h
@user-tc8ct4dt2h 4 года назад
ርሑስ በዓል ልደት ምቁራተይ. ሩታየ ቆንጆ
@dawithagos285
@dawithagos285 4 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እንኳዕ ድማ ብሰላም ንብዓል ልደት ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ብሰላም አብፀሐኩም ብሩኻት ዘርኢ
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 года назад
ርሑስ ብዓል ልደት ደቂ ዓደይ 😍😍😘 ማራ እየ ዘድንቀኹም ሽኾሪናታት ቀፅልዎ የሕቢሩ እንቋዕ ኣብፀሐና ኣደይ ትዕበ እቲ ሸሓነስ ብኽዳንኽን ትሓሳኦ😃😄 ገጠር መዓረይ ያዓኽ😍😢
@user-hc1vc7fv9i
@user-hc1vc7fv9i 4 года назад
ክክክ
@feeffeefad8343
@feeffeefad8343 4 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ
@user-eq4ix3kl3m
@user-eq4ix3kl3m 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ጠፍእኹምና ኻርምኹም ብሰላም ድኡ ኳውኡለ ንባዓል ልደት እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 года назад
ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ኣሰይ ምቁራት ኣጥዒምልኩም ከዓ
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 4 года назад
አሜንንን አሜንንን አሜንንን 🙏🌻🌻🌺🌻🌺🌻ኣሕቢሩ ኣብፅሓና ደቂ ትግራይ ዓደይ🕊🕊🕊🕊
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 года назад
እዋይ ክትሽኩራ ቱፍ ቱፍ ፀላኢኽን ይርሓቕ ኣምላኽ ይሓልወክን ኣይፈለየክን ወለላተይ ኩሉኹም ምዕሩጋት ሽኮራት ደቂ ሓበናት ትግራይ ፅቡቓት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 года назад
እንካዕ አብፅሓኩም ደቂ ዓዲ ጅጋኑ 💖❤💖💖💖
@tdf3074
@tdf3074 4 года назад
አንኮዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ሓባይብ አሜን👍👍👈💪💪💪💪💞💝💛💙
@user-kp3ok7wh6i
@user-kp3ok7wh6i 4 года назад
አሰይ ሙቁራት አሜን❤ አሕቢሩ እንዃዕ አብጸሐና ንኩሉ ሰዓብቲ ሃይማኖት ክርሰትና ካዓ እንዃዕ አብጸሐና ሰደት ዘለና ንዓመታ ምሰ ሰድራና አሕዋትና ምሰ ሙሉእ ፎተውትና የራክበና ብሩክ ቅነ
@user-hc1vc7fv9i
@user-hc1vc7fv9i 4 года назад
ኣሜን
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@user-sk1es7uz9c
@user-sk1es7uz9c 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-yg8fo4ts5x
@user-yg8fo4ts5x 4 года назад
ክንደይ ድኣ ደስ ትብሉ ኢኩም መልካም በዓል ይኩነልና ደቂ ዓደይይ ማዓረይ
@mohamaddalel2497
@mohamaddalel2497 4 года назад
Akeha AbTshakam
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 3 года назад
Tamralachu 💐💐🌸🌺☘️💐💐💐
@selemun3michael7
@selemun3michael7 4 года назад
ቤቲ ሃይላይ ወሓለ
@user-nk6em3sq2w
@user-nk6em3sq2w 4 года назад
ኣ ሜን,, ኣሜን,, ኣሜን,, አ ን ኴዕ,,,ሓ ብ ሩ,, ኣ ብ ፅ ሕ ና
@ggfh7690
@ggfh7690 4 года назад
ዋይ ሩታ ሽኮር
@user-tm6hr5or6i
@user-tm6hr5or6i 4 года назад
ዋይ ቅርንጫት ክክክክክክ
@user-vd4gl3vy2e
@user-vd4gl3vy2e 4 года назад
አሜን አሜን አሜን እንኳን እሕብሩ አብፀሐና አሰይይይይ ፅሩይት ደቅ ትግራይ
@user-fq5pg1hs7i
@user-fq5pg1hs7i 4 года назад
ደስ በሃሎ እንኳዕ ኣብፀሓኩም ደቂ ዓደይ ንኹለኹም😍😍❤❤❤
@firstronaldo1951
@firstronaldo1951 4 года назад
ርሑስ ልደተ ክርስቶስ ይግበረልና ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና
@user-us5bu7nc2v
@user-us5bu7nc2v 4 года назад
ፁቡቅ ስሪሕ ሩሱ ባዓል ገና ይግበረሊኩሙ😘
@bc8660
@bc8660 4 года назад
ሙቁራተይ እንካዕ ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና ንባዓል ልደት🙏🙏🙏)
@Militube8645
@Militube8645 4 года назад
እንዃዕ ኣብፀሐኩም ናሎምስ ፍሉይ ባህልና ኣርኢኹምና ድሕሪ ነዊሕ
@user-tm6hr5or6i
@user-tm6hr5or6i 4 года назад
ባቡ ሽኮር ይዓኺ
@gualtigray7060
@gualtigray7060 4 года назад
ናይና ጀጋኑ ልክዕ ታባህልና አምፂክማ ክብሪ ወላዲ ማለት ከምዚ እዩ ብፍላይ ቤቲ ሃይላይ አቲ ዋዕሮ ጅግና ብጣሚ ኢኪ ትክእልሉ ባህልና
@SaraSara-qi3hr
@SaraSara-qi3hr 4 года назад
ኣሰይ ይኮራት እንቛዕ ኣብፀሐና
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ንፉዓት ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና
@feeffeefad8343
@feeffeefad8343 4 года назад
ደስ ብልሃሊ
@user-tm6hr5or6i
@user-tm6hr5or6i 4 года назад
እንካዕ ኣብፀሐካቱም ኣብፀሐና ናሰላም ናፍቅሪ ይግበረልና ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SalamSalam-bb6qx
@SalamSalam-bb6qx 4 года назад
እንካዕ ኣብፀሐካም ኣብፀሐና ናፍቅሪን ናሰላምን ይገበረለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካም ፈጣራ
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሓና ብሩኳተይ!
@user-tm6hr5or6i
@user-tm6hr5or6i 4 года назад
Amen amen amen እመብርሃን ትሓልወና በቢዘለናዮ
@yemaryamlij2282
@yemaryamlij2282 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ድንግል ማርያም ትሓልኩም🙏🙏🙏
@applekwt8668
@applekwt8668 4 года назад
Amen (3)
@hevenabraha1
@hevenabraha1 4 года назад
ብጣዕሚ ደስዝብል ስራሕ : ባህልኹም ንምዕቃብ ትገብረዎም ዘለኹም ስራሕ ደስ ይብል። ኣብ ስነጥብብ ውን ብጣዕሚ ትነፍዑ አለኹም።
@milihabesawit3193
@milihabesawit3193 4 года назад
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ምቁራተይ🙏🙏
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 4 года назад
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጀኩም በርትዑ😍😍😍👍👍👍
@fanafanafana7824
@fanafanafana7824 4 года назад
Kkkkk ሓጋዝ ሽኮር ስክርካ እዋይይይይይይይ
@tsegaarefayne438
@tsegaarefayne438 4 года назад
እንካዕ ኣብፀሐኩኩም ማራ ይፈትወኩም ኣሰይ ቤቲየ ትግርኛ ኣብ ዝኮነ ቦታ ከብፅሖ ይደሊ እየ ቤቲ ሃይላይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ዋውውውው ሓሪፍ ፋልሚ እዩ ምቁራት፣፣፣፣ ካብ ጭቃ ዝተሰርሐ ሓሪፍ ዋንጫ እውን ኣሎ ናይ ባህልና መስተይ ስዋ ብጣዕሚ ሓሪፍ ዋንጫ ካብ ጭቃ ዝተሰርሐ ዋንጫ ምርኣይ ናፊቁኒ ዓደይ ማዓረይ፣፣፣ ካብ ጭቃ ዝተሰርሐ ዓብዩይ ዋንጫ ኣብ ገጠር ትግራይ ማዓት እዩ ካብ ወይዘራዝር ዝተሰርሐ ዋንጫ እዩ ካብ ጭቃ ሓሪፍ ገይረን ዝሰርሓኦ እዋይ እነበይተይ ማዓረይ ናፊቃትኒ እተሰርሖ ናይ ባህልታት ነገር ክንደይ ይምቅር ካብ ቀርኒ ብዕራይ፥ካብ ላስቲክ ጎማ ፥ካብ ዕንጨይቲ ፅዕዲ፥ካብ ጭቃ ዝተሰርሑ ዋንጫታት ኣሉ እቲ ዝበለፀ ግና ካብ ጭቃ ዝተሰርሐ ዋንጨ ምስ ዝግዛጉ ሓሪፈ ዋንጫ ዝፈትዎ እዩ😘😘😘😍😘😘😘 ይመችኹም ደቂ ዓበይቲ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራት I love youuuuu😍😘😘😘😘😘😚
@user-yd2ub3xl2j
@user-yd2ub3xl2j 4 года назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሙቁራተይይ
@user-is5fh9wf7z
@user-is5fh9wf7z 4 года назад
እንኳዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ሓባይበይ
@user-yd2ub3xl2j
@user-yd2ub3xl2j 4 года назад
@@user-is5fh9wf7z ኣሜንንንን ምቅርተይይ
@letuhgerwmaryam4805
@letuhgerwmaryam4805 4 года назад
እውይ አነስ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ደስ ክብሉካ ቀፅሉሉ
@merilve1869
@merilve1869 4 года назад
ሩሑስ ብዓል ይግበረልኩም ሙቁራት
@user-jq6sb6yg6q
@user-jq6sb6yg6q 4 года назад
ሩታየ አምሮብሻል
@yonasalem5819
@yonasalem5819 4 года назад
ኬፍ ኣለኩም ብ ፍላይ ሩታ ማራ ሽኮር ቆልዓ ኢያ
@user-bl8hv7ux4o
@user-bl8hv7ux4o 4 года назад
ኣመተ ብዕለኣንቁዕኣበፅሕኩም።ቁፅሎሎ ባጣዕሚፅቡቃ ስርሕ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 4 года назад
ንዐካትኩም እውን እኳዕ አብፅሐኩም ማዐራተይ ሽኮራት
@Kw-ek3no
@Kw-ek3no 4 года назад
አሰይ ዝያዳታት እንኳዕ አብፀሐኩም
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 4 года назад
ደስ ባሃልቲ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 года назад
እንኳዕ ኣብጽሐኩም ብሩኻት ዘርኢ።
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 года назад
እንኳዕ ኣብፀሐኹም ደቂዛ ሓላል መሬት ከመይ ዲኹም መቅሰነይ ስላም ቅሳነት ናዓኹም
@robalrobal4218
@robalrobal4218 2 года назад
ዋይ ኣብታ ምግቢ ግን ኣፍና ማይ ምልእ ኢሉ ደሞ ባህሊ ዓድናን ወለድናን ተዘኪሩና ብሓቂ ግን ፅቡቕ ስራሕ
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 4 года назад
ቆናጁ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@user-habeshawit
@user-habeshawit 4 года назад
እዋይ እዚ ባህልና ክጥዕም ናይ ብሓቂ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ዓመተ ራህዋ ዓመተ ቅሳነት ይግበረልና ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ንኩላትና
@user-gj2hk3rz6d
@user-gj2hk3rz6d 4 года назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት
@weynifkrrweyni4863
@weynifkrrweyni4863 4 года назад
ቤተ ምቅርቲ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ሓፍተቦይ ትዕበ ሽኮርና😃😃
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ኣሰይፁሩያተይእንካዕኣብፀሐኩም
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 4 года назад
ትዕብሸይ ምቅርቲ
@ilovetigray2337
@ilovetigray2337 4 года назад
Enkon abthuekm deky aday 🙏❤️❤️
@oneday9258
@oneday9258 4 года назад
እዊ ሩታየ ሽኮር በዛ ዓይነይ ክትወፂልኪ
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 4 года назад
Tgy Tgy me to my love miss you hani tizki kemey alo and alitaki
@oneday9258
@oneday9258 4 года назад
@@sebetayzeybele8527 ክክክክክክክክክ
@genetgetachew8976
@genetgetachew8976 4 года назад
እንኳን አደረሳቹሁ ውድ የአገሬ ልጆች
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 года назад
እዛ ገዛን እዛ ኣፍደገን ቓላሚንጦስ ብቓላሚንጦስ ጌርክያ ትዕበዋና ክክክክክክ
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 года назад
ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና ዓመተ ፍቕርን ሰላምን ይግበረልና ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ
@rahwagebretsadik2950
@rahwagebretsadik2950 4 года назад
ዋውውውውው ብጣዒም ደስስስስ ትብል
@habesha896
@habesha896 4 года назад
ከፍ ደለኩም ኮንኩም ሩሑስ በዓል ሊደት ከኣ ኒኩሉኩይ ኣመንቲ ክርስትና like ኣይቲረስዑ ፥)
@user-cq3zs7ku4r
@user-cq3zs7ku4r 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌷♥🌷♥🌷
@mubaratbangky4564
@mubaratbangky4564 4 года назад
አሰይ ደሰከትብሉ
@user-yi1sl8es5q
@user-yi1sl8es5q 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@dngleyadefkri2266
@dngleyadefkri2266 4 года назад
አሜን፫እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና አዳ አማን ፅሩያት ደቂ ዓደይይይ 😘😍💞👍👍👍
@applekwt8668
@applekwt8668 4 года назад
Des bhalti deki adey mareyyyyy❤️❤️❤️❤️❤️
@saraabdu4486
@saraabdu4486 4 года назад
መልክዕ ኣብ ቤቲ ሃይላይ ኣሎ። ወርዒ ኣብ ሩታ ። ፋና ቅመም። ኣማን ጎበዝ ። ኣቦ ከቤ ንፉዕ። ሓጋዚ ንፉዕንድዩ ግን ሕጂ ግራ ዶ ኣትይካ ናይ ዓርክኻ ሰበይቲ ኣፍቅርካ እና ኣጀኹም
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 года назад
Amen amen amennn enqae ahbiru abtshena endaamel shkorat
@eyobkidane250
@eyobkidane250 4 года назад
Beti shkorrr btami eki tklyo👍
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ
@alemhabibi5417
@alemhabibi5417 4 года назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ልብዓል ልደት
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
Beti haylay Mkrti ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pb7rz5xn2x
@user-pb7rz5xn2x 4 года назад
ደስስስስስስስ በሃልቲ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 4 года назад
ርሑስ ብርሃነ ልደት!! ንህዝቢታት ትግራይን ኤርትራን እንኳዕ ንልደት መድሓኒናን ጎይታናን እየሱስ ክርስቶስ ኣብጸሐኩም!
@user-hc1vc7fv9i
@user-hc1vc7fv9i 4 года назад
ኣሜን
@user-zm9vk4oo9b
@user-zm9vk4oo9b 4 года назад
ኣሜን(3)
@lamlamlamlam3792
@lamlamlamlam3792 4 года назад
Amen
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 4 года назад
Anes Aboy kebiye kifetwom mat jigna eyom nay bihaki
@user-fx3oy1hh3v
@user-fx3oy1hh3v 4 года назад
ውውውው ደስ በሃልቲ
@gghhh7682
@gghhh7682 4 года назад
እንካዕ አብፀሐኩም ፁሩያት......
@biniwedimama2985
@biniwedimama2985 4 года назад
Nay bhaki nfati elkum alku.🥂💋💋🥂
@milimili3774
@milimili3774 4 года назад
Amen mkurat kemzi niameta bselam btiena yiekorena
@user-mn6ej2tx6m
@user-mn6ej2tx6m 4 года назад
ክፈትወኩሙ
@user-jq6sb6yg6q
@user-jq6sb6yg6q 4 года назад
ውይይይይ ደስ ስትሉ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
Wow ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ባህልና ክፅብቕ ምዕርግ ኢልኩም ናብቲ ገጠር ከባቢ ክትከዱ ከለኹም ኣምሒርልኩም😘😘 ኣብ ቀፃሊ ኣማንን ሓጋዝን ተዓሪቕኩም ምፁና ሐዚስ ተዃራሪፍኩም ኢኹም ዘለኹም 😀😀😀 ርሑስ በዓል ልደት ኩሉኹም ኣመንቲ ክርስትና 👌
@suedsuleman5347
@suedsuleman5347 4 года назад
Kem Ritoy Nezi gejef Ascha tray dikum Tegbrwo nkalu geze Bkalu caracter kenrio des mbelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kab jermen.
@hylemariyam5162
@hylemariyam5162 4 года назад
Asey maroch melkam Adis Amet
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ንኩልኩም ሰመዓቲ ትግርኛ እንኮዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ በዓል ናይ ስላም ናይ ራህዋ ናይ ሳሓቅ ናይ ደስታ ይኩነልና አሕዋተይ ብብዘለናዮ ።🕊🕊🕊🕊🕊🌿🌹💮🍃🌸🌸🌸 👇like ካዓ ናይ ኣውድአመት ተሓባበሩኒ💟
@user-hc1vc7fv9i
@user-hc1vc7fv9i 4 года назад
ኣሜን
@user-fq5pg1hs7i
@user-fq5pg1hs7i 4 года назад
Amen ፫ መዓራተይ 💕💕
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
@@user-fq5pg1hs7i 💟❤
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
@@user-hc1vc7fv9i ❤
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
@@user-fq5pg1hs7i 💟🕊
@smrahgazi2851
@smrahgazi2851 4 года назад
💚💚💚💚💚dekiy tigray adey😍😍😍
@samiwedimaiaini9467
@samiwedimaiaini9467 4 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኣኩም ደቂ ትግራይ እንታይ ዳኣ እዛ ትዕበ ቆሎ ኣለዋ ድዩ ክክክክክክ
@user-hc1vc7fv9i
@user-hc1vc7fv9i 4 года назад
ቆሎ ዘይኮነስ መሸጣ ስዋ አዩ ዝመስል
@samiwedimaiaini9467
@samiwedimaiaini9467 4 года назад
@@user-hc1vc7fv9i ክክክክክክክክ
@rozaroz6871
@rozaroz6871 4 года назад
ክክክክ ክሙችውካ ሶ እንካን ኣብፀሓኩም
Далее
220 volts ⚡️
00:16
Просмотров 131 тыс.
ገሬ እሙን ሜኪንግ Making
24:08
Просмотров 433 тыс.
Как экзамены сдали?😅
0:13
Просмотров 1,1 млн