Тёмный

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 29 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2020 

Kemalatkum Entertainment
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 158 тыс.
50% 1

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 29 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2020
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#Amel Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 289   
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 года назад
ነዛ ፅሕፍቲ እተንቡቡ እተንባን አሕዋት አሓትን እንካዕ ናብ አዴና ቅድስቲ ኪዳና ምህረት ዓመታዊ ክብረ ባዓል አብፀሐኩም አብፀሐና ካብዚ ዝዓበይ ድማ ዓብይ ፆም አብፀሐኩም አብፀሐና ፆም አቲዩ እዩ ፀሙ ፆሎትና ዝሰምረሉ ሓጥያትና ዝድምሰሰሉ ይግበረልና አሕዋት ቡሩኽ ቅንያት
@mulukonjo5105
@mulukonjo5105 4 года назад
😂😂😂
@tsedalmaryam9778
@tsedalmaryam9778 4 года назад
Amen Amen Amen
@روزالدغما
@روزالدغما 4 года назад
Amen Amen Amen
@hadasshshay1107
@hadasshshay1107 4 года назад
Amen amen amen
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 года назад
ኣሜንንን
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 4 года назад
እንኳዕ ብስላም ኣብጸሐና ናይ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ኣብይ ጾም።
@harekat6287
@harekat6287 4 года назад
የኔ ማሮች
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 года назад
ጅግኑ ደቂ ትግራይ ቀፀለሉ
@melat-dz5uz
@melat-dz5uz Год назад
😅😅😅❤❤❤
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 года назад
ዌል ሙቁራተይይይይይይይ
@zafukonjozafukonjo6790
@zafukonjozafukonjo6790 4 года назад
ቤቲ ሽኮር ዝፈቱ ላይክ ግጨይዋ ተጋሩዋኒ ሽኮራት
@selamyemanesol4639
@selamyemanesol4639 4 года назад
ባቡ ከሲብኻኮ ኹሉግዜ ሻሂ ባኒ ዋይ በለፅ እስቲ መንኣሎ ንባቡ ዝፈቱ
@shewittekia294
@shewittekia294 4 года назад
ምስ ኣማን እንዳ ተዋሳእኩ ሓደርኩ እተራኣኩስ ብሕልሚ እና ኣፍቀርቲ ኣማን like ኣብዝኣ l love u ema ፅዬን ሜሳ ኣይትኩንኒ
@ጋልትግራይፃዕዳዘይብላዕዳ
ሰናይ ምጅማር ፆም ኣርባዓ ይግበረልና ይግበረልኩም እንካዕ ናብ ኣዴና ቅድሰቲ ኪዳና ምህረት ዓመታዊ ክብረ ባዓል ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ኣብ ሰደት ዘለና ሰደትና የሕፅረልና
@gvhugguu4070
@gvhugguu4070 4 года назад
Amen amen amen 👏👏👏
@Ad-de3us
@Ad-de3us 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@sasasoso103
@sasasoso103 4 года назад
ደሰባሃሊት፡ደቅትግራይማዕረይ
@mermermermerfekrr9181
@mermermermerfekrr9181 3 года назад
ኣሜን ኣሜን መኣረይ❤❤❤
@ጓልዘርኢራያትግራይ
ቀዳመይቲ like me ፅባሕ ፆም እዩሞ ፀርፊ ገዲፍና ንሰማመዐሉ ይግበረልና አሜን እስቲ በሉ l love you ክዓ ህዝቢ ኢትዮ ኢርትራ ስላም ንኩሉ ይግበረልና ናፅነት ንረክበሉ ይግበረልና
@ይሳካልአድቀን-ጘ7ቈ
@ይሳካልአድቀን-ጘ7ቈ 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቆንጆ
@yosefberhe9220
@yosefberhe9220 4 года назад
Amen Amen Amen
@gienaweresgienaweres643
@gienaweresgienaweres643 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@Seb15
@Seb15 4 года назад
ኣሜን! ኣሜን ! ኣሜን! ሰላም እንድዩ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ዘበለ ቁልፊ።👍🙏
@SsSs-yv9di
@SsSs-yv9di 4 года назад
ዋዉ ደቂ ትግራይ ሸኮራት
@selamawit_28
@selamawit_28 4 года назад
ሰላም ደቂ ዓደይ ማዕርይ እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም ኣነሰ ንሓጊዚ ኣፍቅርዮ ኣለኩ ilove you alll
@ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት
ዌል ሙቁራት አንካዕ ንፆመ ኣርባዓ ብሰላም ኣብፀሐና ማሮች
@ሰላሜነሸድንግልእመቤቴ
ፋና ኣድናቅትኪ እየ
@ማሾጓልማይምክደን
@ማሾጓልማይምክደን 4 года назад
እንኳዓ ብሰላም መፃእኹም ብሩኽ ፆም ኣርባዓ ይግበረና የነገ ሰው ይበለ
@እስከመቼስውቤት
@እስከመቼስውቤት 4 года назад
አሜን ፫ ማአሬዬ❤️❤
@melatmelat9392
@melatmelat9392 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ቦአግዜለኩሉ05
@ቦአግዜለኩሉ05 4 года назад
ንፉዓት ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ሽኮራት 😍😘🇻🇳🇻🇳
@tigrayadey7559
@tigrayadey7559 4 года назад
ውይ ባቡዋይ ሽኮር ትፈትውዎ like
@salamah0119
@salamah0119 4 года назад
ሓጋዚየይ የኔ ፍቅር ፍትውትው በቃ
@alemxinchao2925
@alemxinchao2925 4 года назад
ባቡ መሪርዎ ሎምስ ክክክ ብዝኾነ ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ ካብ🇪🇷💓
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Год назад
ካብ❓🤷‍♂️
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ሎማዓንቲ ሶኑይ ዕለት ፲፮/16 ለካቲት 2012 ዓ/ም። እንቋዕ ንቅድስቲ ኪዳነምሕረት ወርሓዊ ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብፍቅሪ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም፤ኣብፀሐና በረኸታ፥ረዲኤታ፥ኣማላድነታ፥ፍቅራ ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንዘለዓለም ይኹነልና ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣ እንቋዕ ንዓብይይ ፆም ብሰላም ብሓጎስ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ፤፤፤ ቅዱሳን መላእኽት ቅዱሳን ፃድቃናት ብፀሎቶም ብኣማላድነቶም ኩሉ ኣይፈለዩና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣ እናፈለጥኩ ብድፍረት ከይፈለጥኩ ብስሕተት ዝበደልክኹም ዘበደልክኹምን እንተሃልዩን እንተዘየሎን ኩሉ ይቅሬታ ግበሩለይ ብፀሎት ንዘኻኸር ብፀሎትኩም ዘክሩኒ ሰናይ ይምነየልኩም ንኹልኹም ተዋሕዶ ኦርቶዶግስን ንኹልኹም ደቂ ኣዳም ዘርኢ ኩሉ ፈጣሪ ሰናይ ድልየትኩም የስምረልኩም የስምረልና ብምሕረት ዓይኑ የማዕድወና ካብ ሕማቅ ዛዕባ ካብ ሓጥያት ኩሉ ይሰውረና ሓጥያትና ይደምስሰልና ከም ቸርነቱ ብዝሓት ከም ርህራሄኡ ሕያው ጎይታና መድሓኒዓለም ኣቦ ፍቅሪ እየሱስ ክርስቶስ ሕያዋይ ኣማኑኤል ኣምላኽና ሥላሴ ልዑል ኣቦይ እዝጊ ፈጣሪና ብቅድመና ኩልሻዕ ይቅደመልና ኣይፈለየና ምስ ርህርህቲ ኣዲኡ እመ ኣምላኽ እመቤትና ቅድስተ ቅዱሳን ማርያም ድንግል ርግብና ህያብና ናፍቆትና ኣደና ማርያም ምስ ፍቁረሰ ወዳ ኣይትፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለም ዓለም ክብርን ምስጋናን ኣምልኾትን ውዳሴን ኩሉ ይግቦኦ ንልዑል ፈጣሪና ንእግዚኣቢሔር ምስጉን ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፣፣፣፣
@ማሚየይሂወተይ
@ማሚየይሂወተይ 4 года назад
ባቡ ሽኮርርር ፈናዋይይይይ
@ድንግልማርያምእናቴ-ቈ9ኈ
እንኳ ኣብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ
@ሚልካናጓልትግራይ
@ሚልካናጓልትግራይ 4 года назад
ትዕበን ክፍላይን ክፋቀሩ ኣለዎም ዝብል ሕፍስ ዝበለት like በጃኩም
@ማማየእናባባየንስለኩምአየ
እንካዓ ዳሓን መፃኩም ንፆም ኣርባዓ እንካዓ ኣብፀሐኩም
@SalamSalam-bb6qx
@SalamSalam-bb6qx 4 года назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ናይ ሰላም ፆም ኣርባዓ እንኳዕ አብፅሓኩም
@tgihabeshawit9608
@tgihabeshawit9608 4 года назад
Amennnn meaze dye drar tsom meareyyy
@ማማየእናባባየንስለኩምአየ
@@tgihabeshawit9608 ለማዓቲ በልዒካ እዩ ፆም ፅባሓ ፅም እዩ
@hrithailay5904
@hrithailay5904 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ማማየእናባባየንስለኩምአየ
@@hrithailay5904 ተባረኪ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ባቡዋይ ክፈትወኻ ኣነስ
@genetakeza4477
@genetakeza4477 4 года назад
ፋናዋይ ጣእበል ፋና ኣይፋልክን ብዝኮነ ብጣእሚ ደስ ዘብእል ስራሕ ኩሉ ዝወከለ ባህሊ ኣነ ኤርትራዊት ካብ ኤስ ራኣል ኣጆኩም
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ
@ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
አንካዕ ነፀም 40 ብሰላም አብፀሐና ንተከተልቲ አርተደኩስ ከምዝይ ከማይ አብ ስደት ዘለኩም እሕዋተይ ለ የክእለና
@samiramnb6440
@samiramnb6440 4 года назад
እንኳዕ ኣብፀሐክም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ንባዓል ነፀም 40 ኣርባዓ ብሰላም ይፈፆሞ
@ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
@@samiramnb6440 አሜን (3) ዝያዳይ
@albadrteslotealbadr647
@albadrteslotealbadr647 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ማርርር
@ቅሳነት-ቘ3ቀ
@ቅሳነት-ቘ3ቀ 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ምቅርተይይይይይይ
@ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
@@ቅሳነት-ቘ3ቀ የቀንየለይ ሓላለይይ
@selamtigray8706
@selamtigray8706 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
✝☦ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና☦✝ ኣብ ሰማይት እትነብር ኣቦና ፤ ሹምካ ይቀደስ ፤ መንግስትኻ ትምፃእ ፤ ፍቃድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ከምዝኾነ ፤ ከምኡ እውን ኣብ ምድሪ ትኹን ፤ ናይ ዕለት ምግብና ሎማዓንቲ ሃበና ፤ በደልና እውን ሕደገልና ይቅረ በለልና ፤ ንሕና እውን ንዝበደሉና ከም እንሓድገሎም ይቅረ ከም እንብል ፤ ኦ ጎይታይ ናብ ፈተና ኣይተእትወና ፤ ካብ ሕማቅ ኣድሕነና እበር ፤ መንግስኻ ናትካ እያ እሞ ፤ ሓይሊ ክብሪ ምስጋና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን። ኦ እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፤ ብመልኣኹ ብቅዱስ ገብርኤል ሰላምታ፥ ሰላም እብለኪ እየ ፤ ብሓሳብኪ ድንግል ኢኺ ፤ ብስጋኺ እውን ድንግል ኢኺ ፤ ናይ ኣሸናፊ ናይ እግዚኣቢሔር ኣደ ፤ ኦ ሰላምታ ንዓኺ ይግበአኪ ፤ ካብ ኣንስቲ ኩሉ ተፈሊኺ ንስኺ ዝተባረኽኪ ኢኺ ፤ ናይ ማህፀንኪ ፍረ እውን ዝተባረኸ እዩ ፤ ፀጋ ዝተመልአኪ ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ ፤ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሳኺ እዩ እሞ ፤ ካብ ዝተፈተወ ወድኺ ፤ ካብ ጎይታና ፤ ካብ መድሓኒትና ፤ ካብ እየሱስ ክርስቶስ ዘንድ ፤ ይቅሬታን ምሕረትን ለምንልና ፤ ሓጥያትናን ይድምስሰልና የስተሰርየልና ዘንድ ንሓዋሩ ንዘለዓለም ኣሜን። በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ዓብይይ ፆም እግዚዮ ምሓረና ክርስቶስ።።።።፣፣፣፣✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ ምእንቲ ማሪያም፡ማሓረና ክርስቶስ ምእንቲ መልኣኽቲ፡ መሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ነብያት፡ መሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ጻድቃን፡ ምሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ሓዋሪያት ፡ማሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ሰማእታት ፡ማሓረና ክርስቶስ ምእንተ ቁድሳን ፡ ማሓረና ክርስቶስ እግዚዮ ማሓረና ክርስቶስ ( ፲፪/12 )
@sameerahmohammed795
@sameerahmohammed795 4 года назад
ሓጋዚየይ ሸኮር ፍትውትው በቃ
@aedhanombelay5850
@aedhanombelay5850 4 года назад
እውይ ባቡ ሕማቅ ገይርካ ግን ካኣ ፍቅሪ እንድዩ ንጽበየኩም ንሃምቅርውታ
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 4 года назад
እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ደቂ ሓላል መርየት ርሑስ ፆም 40 ይግበረልና
@ወዲሃገረትግራይ-ጀ6ሰ
እካዕ በሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ብብዘለኩምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ
@ኣደይእያዓለመይ-ፈ4ዐ
አሜን ጋል ዓደይ ሽኮር
@ጋልትግራይሓላል-ገ9ከ
አሜን አሜን አሜን👏👏👏💕💕። ጋል ዓደይ ሽኮር
@blen9505
@blen9505 4 года назад
Amen gal atsbi shkor
@ኣሱፍቅር-ጰ8ቸ
@ኣሱፍቅር-ጰ8ቸ 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋል ዓደይ ሽኮር
@garmshgg6101
@garmshgg6101 4 года назад
ኣሜን ማዓረይ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
እንኳዕ ደሓን መፃኹም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ቀዳዊና ፆም ይኹን ፆመ አርባዓ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ
አሜን ጋል ዓደይ ሸኮርርርርር
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
ተንኪው ምቅርተይ 💖💖💖💖💖💖💖
@ኣቢቲትግራወይቲ
@ኣቢቲትግራወይቲ 4 года назад
አንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቅ ሓላል መርየት ሩሁስ ቅንያት 💘❤️
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 4 года назад
ኣማንየ ስዎድህ እኮ እንኳዓ ስላም መፃእኩም ፅብቅ ምጅማር ፆም ይግብረልና🙏🙏🙏❤💘💘💘
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ሙቁራተይ
@ሓውሳሮንቁንጂተይ
@ሓውሳሮንቁንጂተይ 4 года назад
ባቡ ጅግና ግርም ጌርዋ ኣሎ ንጼን ንባቡ ዝፈቱ እስከ ከምቲ ሓደ ግበሩ።
@መዓዛፃዲቅ
@መዓዛፃዲቅ 4 года назад
ስላም ድቂ ዓደይ መዓረይ እንካዕ ንዓብዪ ፆም ኣብፀሐና እንካዕ ዳማ ንቅድስት ኪዳነ ምህረት ኣዴና ዓመትልዊ ክብረ ባዓል ብስላም ኣብፀሕና ፆምና ፆሞ በረከተ ፉቅሪ ስላም ሓድነት ይግብርልና ድቂ ተዋህዶ
@sameerahmohammed795
@sameerahmohammed795 4 года назад
ሓጋዚይ ሸኮር
@ኤማየተዋህዶልጅ
@ኤማየተዋህዶልጅ 4 года назад
ዝፈትወኩም
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ሎማዓንቲ ሰንበት ዕለት ፲፭/15 ለካቲት 2012 ዓ፤ም እንቆዕ ንቅዱስ ጭርቆስን ንቅድስቲ ኣዲኡ እየልውጣ ዓመታዊ ክቡር ብዓል ብሰላም፥ብደስታ፥ብሓጎስ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም፤ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣፣።።
@brhinyemane7655
@brhinyemane7655 4 года назад
Amen amen amen
@ktube2655
@ktube2655 4 года назад
ባቡ ፎንቋ ተጠሊፋ መሰኪናይ ፋና በጃኪ ተረድእሉ የፍቅረካ እየ በልዮ😂😂😂
@herugaltigray8634
@herugaltigray8634 4 года назад
እጭ ዛ ፂዎን ዝብልዋስ ኣፂሊኣ ኣፍቂረኪ ኢሉዋ ኣብያ ሐጂ ከ እንታይ ምስ በላ እዩ ኣፋ ሒዛ ስቅ ዘይትብ ክፍእቲ ኣማነይ ለዋህ ሰብ
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 года назад
ፍቅሪ ናባዕላ ዝተገልበጠታ ይመስለኒ
@ሂወትደስታጓልትግራይ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ኣምላክ ይባርኩም
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 года назад
ትዕበዋኒ
@tsedalmaryam9778
@tsedalmaryam9778 4 года назад
እንኳዕ ድሓን መፃእኩም.
@smrahgazi2851
@smrahgazi2851 4 года назад
እንዃዕብደሓን መፃኩም 😍😍😍ግን ይሪዳኖስ ናይ ቀደመይቲ ፍቅረኛ ሓጋዚ ደበይ ኣውእኹማ
@mebrhitteklay6720
@mebrhitteklay6720 4 года назад
Selamm deki tegrai mearey ankaa selam metsakum ankaa abtsehskum kea tsom atiyu alo e ,r amlak tegraina yhalwelna amennn eski belu selam 🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ኩቡራት ተጋሩ..!❤💛 👉#ባቡ ሓቀኛ ትርጉሙ ብግብሪ ከርእይ ጀሚሩ ካብ "ምረት"ተበጊሱ.. 👍#ስራሕኩም ብጣዕሚ እናመቐረ እዩ ዝመቅር ዘሎ ቀፅልዎ 👍👍❤💛❤👍👍👍
@elenieleni5458
@elenieleni5458 4 года назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኲሕሎ
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 года назад
ኣጆኩም በርቱዑ ደቂ ዓደይ ንፈትወኩም ኢና
@nuratfkrgalgiijet5960
@nuratfkrgalgiijet5960 4 года назад
እንካዓ በስላም መፃኩም ምቁራት
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ሰላም፣ደቂዓደይ።
@dweffwet7626
@dweffwet7626 4 года назад
Faniyey mkrti
@zafukonjozafukonjo6790
@zafukonjozafukonjo6790 4 года назад
ኣማነይ ኣፍቃረዮ ኣነስ ለሙንለይባ በጃኩም
@ጋልትግራይሓላል-ገ9ከ
😎😎
@senyitgebremariam7745
@senyitgebremariam7745 4 года назад
Wwwwww Aseyyyy mashela 👌👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍❤❤❤❤❤💖💖💖💋💋💋💋💋💋💌💌💌💌1000/ 👈
@ፍረውይንጓልጥዕማይ
ዋዉዉዉዉዉዉ የኔ ውቦች ስታምራው
@حياهالحبشي-و5ز
@حياهالحبشي-و5ز 4 года назад
እካዕ ደሓን መፃኩም ሽኮረናታትትትት ደቂ ሓላል
@nigusberwo2274
@nigusberwo2274 4 года назад
Hai
@MerghhiMerdfgh
@MerghhiMerdfgh 4 года назад
አንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ሙቅራት ደቂ ትግራይ ዓደይ ፍትውትው እየ ዘብለኩም 💕💕💕
@ሸዊትሰናይ
@ሸዊትሰናይ 4 года назад
ዋውውውው የኔ ማሮች ስወዳቹ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ወይ ባቡ ሚስኪን ብፍቅሪ ክዓብድ ኢሉ ሚስኪናይ ልበይ ባባ
@ትግራይመበቆልስልጣነእያ
Kkkkkk.beti.ashikatni.lomanti.bzkone.tsbuk.alekum.ketslulu.deki.tgrauy.adey
@እናቴነሽሂወቴ
@እናቴነሽሂወቴ 4 года назад
ኣነስ ንሓጋዚ ኣፍቂረ ክሞት ደልየ
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 года назад
ፋኒዋይ እንኳዕ ድሓን መፃኪ ናፊቀኪ ቀንየ
@tijihagos7008
@tijihagos7008 4 года назад
ሓጋዚ ሽኮር love yuo
@ሃገረይእዩክብረተይ
ደቂ ትግራይ ሙቁራት ክፍትውኩም ማዓት እዩ አነ
@titititi8574
@titititi8574 4 года назад
ኣሰይይ ሙቁራት
@hadushberhe7712
@hadushberhe7712 4 года назад
እንኳዓ ዳሓን መፃእኩም ደቅ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ
@temuzgiselomon7493
@temuzgiselomon7493 4 года назад
ባቡ ጅግና 🤣🤣🤣 🖐🏿
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ዋውውውውው ትዕበየይ ፍቅረኛ ረክብኪ ኢባ ክክክክክክ ደሞ እንኮዕ ኣብ ፀሐና ናብ ዓብዩ ፆም ናይ ስላም ናይ ፍቅርን ይኩነልና ደቂ ዓደይይ
@ፈቃሪእዩልበይAነኝየፍቅስ
ዋው ማሮች ❤❤❤❤
@ፍቅርበፍቅር-የ9ጘ
@ፍቅርበፍቅር-የ9ጘ 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፅእኩም ደስ ክትቡሉ ሓደ ደማ ተዋነቲ ዘይትቅይሩ ብምካንኩም እዩ ምቅራት
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 года назад
ዋው እንቋዕ ደሓን መጻኹም
@fa4r269
@fa4r269 4 года назад
Woww deki adey mary ❤❤😙❤
@mussiegidey9178
@mussiegidey9178 4 года назад
አቱም ሰባት ንፋና ባቡ ከይዓብጣ ተጠንቀቁ ሓሓደሻዕ ከይሰበሎ የስግእ እዩ 😂😂😂😂😂
@wedebatadey3232
@wedebatadey3232 4 года назад
Fana way himak xilie abileki
@ኣሱፍቅር-ጰ8ቸ
@ኣሱፍቅር-ጰ8ቸ 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሽኮሪናታት
@ሃኒነኝየሃብትሽእህት
ፋናዋይ ህ ጥዑም ጣዕ በል ባቡዋኒ ቻለው ክክክክ
@ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ
@ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ 4 года назад
ዋውውው ሽኮርናታት ደስ ክትብሉ
@merrytube8231
@merrytube8231 4 года назад
Tebe gn ete sebay fetyato ala kkk
@ተመስገንአምላኬ-ቸ3ቐ
እንካዕ ብሰላም መፃእኽም ደቂዓደይ ሽኮር
@ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
ሓባይብ ፍትውትው
@lidulove3192
@lidulove3192 4 года назад
እንቓዕ ብድሓን መጻኩም እንዳ ኣመል ብሩክ ምጅማር ጾም ኣርብዓ ይግበረልና ንሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመና።
@meazygaltigray2892
@meazygaltigray2892 4 года назад
እንኳዕ በደሕነ ምፅከም ደቅ ዓደይ ማዕረይ
@gtsgkgbc5418
@gtsgkgbc5418 4 года назад
እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ምቁራተይ
@tedrosgebrekrstos6316
@tedrosgebrekrstos6316 4 года назад
Atum eta mkrti ruta Abey atifikuma zeytemxwa ekum
@ጓልዞምሰረሕቲቅያ
@ጓልዞምሰረሕቲቅያ 4 года назад
ክፈትወኩም ምዓት ኹሉኹም ናባዕለይ 💝💋💋💋💋💝💝💝💝💝
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 4 года назад
ያኣማን ፊልሚ ተባላሽዋ ኣልካ ጽዮን እንታይ ገራ ንስካ ምስ ሩታ ወድእ ዘይከዊን
@merehawithagos2335
@merehawithagos2335 4 года назад
Aseyyyy mukuratey Love you Somach
@roza8592
@roza8592 4 года назад
ኣመል ፅቡቃት ኣመል 😍😍😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ
።ክክክክ ወኔ ትዕበ እና ፍና ኣይትኮርይ እባ ድራማ ፍሽኽ እናበልካ እዩ ትኩርይ እንካለኪ ብጣዕሚ ተፍርሒ ኣማሓይሺ ካላኣትኩም ቀፀሉሉ የሕወተይ።
@ጓልትግራይእናቴ.ህወቴ
አንካን በሰላም መፃአኩም ደቅ ዓደይ
@Seb15
@Seb15 4 года назад
ባቡየ ሽኮር እዛ ከባድ ኣሸኪሞምካ ግን ገወዝ ኣንበሳ ኢካ👍🙏
@እናቴንናፈቀችኝ
@እናቴንናፈቀችኝ 4 года назад
በጃክን አርእያና ንሓድ ወዲ ሓንቲ ጓል ፎትየዮ አንተ እላስ ኩልክን እኪን አፍቅረዮ ትበላ አንኤካ ማዓተ ተገርማ እኪን
@tarhassolomon7174
@tarhassolomon7174 4 года назад
ውውው እንዃዓ ብሰላም መፅኩም
@ንስድራይአየዝነብሪ
ተብዝሕዮ አለኪ😂
@genigaltgraym5206
@genigaltgraym5206 4 года назад
ፋናዋይ ሽኮር በጃኺ ንባቡ ተረድእሉ
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 4 года назад
❤️❤️❤️ክፈትወኩም❤️ እኮ❤️ ደቂ❤️ ትግራይ ኩሕሎ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Далее
Ко мне подкатил бармен
00:58
Просмотров 119 тыс.
# Rural Funny Life Wang Ge
00:18
Просмотров 598 тыс.
🦊🎀
00:16
Просмотров 311 тыс.
Nek'e Ethiopian Sitcom Drama Part 50
21:45
Просмотров 343 тыс.
Eritrean Actor Filmon Maku ( Melody Filmon Baptism )
26:55
Ко мне подкатил бармен
00:58
Просмотров 119 тыс.