Тёмный

Kiros Asfaha - Teamir (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 

Kiros Asfaha
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 533 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 178   
@wazemafkri9199
@wazemafkri9199 2 года назад
ናይ"ዚ ዘመን እዚ ጎብለል ተባሂላ" ብርግጽ ንስካ ኢካ ኣብዚ ዘመን እዚ ጎብለል ተባሂልካ በቲ ጽሩይ ሓሞትካን ሓቅነትካን ኣመስኪርካ ዘለካ ኪሮሰይ ንጉሰይይይይ🔗🦁🦁🦁🦁🦁🦁✊✊✊✊🏆🏆🏆👌👌💫🐅🐅🐅♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💫💫💫💫💫👌👌🕊🕊🕊🕊
@bossbigger6129
@bossbigger6129 Год назад
Ney bhaki
@Soulaiman-mu3jg
@Soulaiman-mu3jg 11 месяцев назад
Good
@Ema.7.7.7
@Ema.7.7.7 8 месяцев назад
Hawi wazma Endika arkey 💙hamot wazma endka mal sere 💦
@salihmahamed9326
@salihmahamed9326 Месяц назад
Kiros king😊😊
@beready2577
@beready2577 2 года назад
ቃላት ኣይገልጾን'ዩ መልክዓ ኣካላ ብጥበብ'ያ ወጽያ ናዓይ ተባሂላ ኣብ እግራ ሮማዲ ደበና ጽላላ ብኹለንትናኣ መን ከማይ ኣቢላ ናይዚ ዘመን እዚ ጎብለል ተባሂላ ናይዚ ዘመን እዚ ጎብለል ተባሂላ ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል ንኽብራ ይደበል ይታዓለል ታኣምር... ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ ንገሩ ስለ ኽብራ ዘምሩ ታኣምር... ካብ ደምን ስጋን ድያ'ታ ካብ ናይ መሬትና ጽፍሒ ዶ ወላስ ካብ ሰማያት ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ ምሰዋርቅ ኣብ ጥፍሒ ይርእይ ኣሎ ዓይነይ ተንቃሳቕሲት ወሒ ተንቃሳቕሲት ወሒ ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ ብልሳን ብቐለም ከቢድ'ዩ ምግላጻ ምግላጻ ኣይኮነን'ዶ ስሩዕ ቅርጻ ኣይኮነን'ዶ ልኡል ድምጻ ኣይኮነን'ዶ ቐላይ ዓይና ኣይኮነን'ዶ በረድ ስና ኣፍቂረዮለኹ ኣነስ ወላ ኽዳና ወላ ትሓልፈሉ ጎደና ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ረቅቕቲ ፍጡራት ኣለዋ ይባሃል ምልኩዓት ሙዃነን ይንገር ብዕላል እዚኣ ግን ሰብ'ያ ስጋ ዝለበሰት ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት ከም ጸባ ትስተ ከም እኽሊ ትብላዕ ካብ ጽባሕ ናብ ጽባሕ መሊሳ ትኹላዕ ዓለም ክተመቅር ብፍሉይ ተላእኸት ኣብ ምንቅስቓሳ ንፍሑላ መለኸት ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል ንኽብራ ይደበል ይታዓለል ታኣምር... ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ ንገሩ ስለ ኽብራ ዘምሩ ታኣምር... ካብ ደምን ስጋን ድያ'ታ ካብ ናይ መሬትና ጽፍሒ ዶ ወላስ ካብ ሰማያት ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ ምሰዋርቅ ኣብ ጥፍሒ ይርእይ ኣሎ ዓይነይ ተንቃሳቕሲት ወሒ ተንቃሳቕሲት ወሒ ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ ብልሳን ብቐለም ከቢድ'ዩ ምግላጻ ምግላጻ ግርማኣ ግርማ ኽራማት ፈዋሲት ኩሉ ሕማማት ኣፍልባ መዕረፊ ደንደስ ሽታኣ ሽታ ቤት ምቕደስ በየናይ መግለጺ ብምንታይ ክትምሰል ገነት ብምልእታ ኣብኣያ ትጥቕለል ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ንሳ'ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ ንሳ ፈጣሪ'ዩ ዋሕሳ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ ንሳ እወ'ታ ማዓር ጠስሚ ንሳ'ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ ንሳ'ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ'ታ ሓያል ሰራዊታ ንሳ'ታ ኹሉ ዝጥምታ ንሳ'ታ ቕቡል ሓሳባታ ንሳ ጌራትኒ'ላ ናታ ንሳ ጌራትኒ'ላ ናታ ንሳ እታ ታኣምር ቅርጻ ንሳ ታ ጽብቕቲ ኣራግጻ ንሳ እታ ጸባ ርሃጻ ንሳ ንዓያ መሪጻ ንሳ ንዓያ መሪጻ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ንሳ'ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ ንሳ ፈጣሪ'ዩ ዋሕሳ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ ንሳ እወ'ታ ማዓር ጠስሚ ንሳ'ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ ንሳ'ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 2 года назад
👍👍👍👍😘
@merhawichayna4305
@merhawichayna4305 2 года назад
ዋውው ይበል
@russomghirmay5062
@russomghirmay5062 5 месяцев назад
Respekt ni xihfetka
@NaxiteygalwikroTDfking
@NaxiteygalwikroTDfking Год назад
ኪሮሰይ ቃላት የብለይን ናዓካ ዝገልፅ ኪሮሳዊ ሕልናዊ ሕጋዊ ፍትሓዊ.......🤴❤️❤️❤️❤️❤️❤️🦁🥺🥺🥺
@mussietn1966
@mussietn1966 2 года назад
ግርማኣ ፡ ግርማ ኽራማት ፈዋሢት ፡ ኩሉ ሕማማት ኣፍልባ ፡ መዕረፊ ደንደስ ሽታኣ ፡ ሽታ ቤት መቕደስ 💚🖤 ኣንታ ኪሮሠይ ፡ ንብሉፅነት ሕደማኻ እንታይ'ቢለ ከም ዝገልፆ ሕርቢት'ልኒ ።
@tigringapluss6925
@tigringapluss6925 2 года назад
Kiros hakenga artis u
@kubi99tesheme11
@kubi99tesheme11 2 года назад
Kiros asfaha is king Art eyu
@dungadunga-f1z
@dungadunga-f1z 10 месяцев назад
ኣሕ ናይ ኪርሰይ ደርፊ ሰሚዕካ ዶ ነዚ ናይ ሕጂ ጨርባሕባሕ ዝኾነ ደርፊ ይስማዕ ኢዩ
@ዘይጋዳእዕዋላ
@ዘይጋዳእዕዋላ 3 года назад
😭😭😭 ነዛ ደርፊ ኣብ 2005 ከም ሑሱም ኣስተማቂርናያ ሙቁር ንእስነት የሕሊፍና ሎሚ ዉን 1 ,1 ,2021 ቀዳም ምሸት ሰዓት 9 እሰምዓ ኣሎኩ እዝክር ።
@aderdeali5667
@aderdeali5667 3 года назад
Behake my dear
@faniwdi3261
@faniwdi3261 2 года назад
2005 wedi 3 amet aleku ane 😁😁😁
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 2 года назад
@@faniwdi3261 way hawey😂😂 ane yhaysh kabaka, ane kea 2005 wedi 7 aleku😂😋 ሽዑ እዋን ክቱር ፍቅሪ ዝሓዘኒ ኩነታት እዩ ነይሩ፡ እዛ ደርፊ ኣስተማቂረያ ኢኻ እኮ ትብል ኣልዕል ኣቢልካ😂🤦
@danielsolomon4839
@danielsolomon4839 2 года назад
Zeygadaa awala I agree with your comment
@Helena-gs7ry
@Helena-gs7ry Год назад
1-2023
@kdsanabrha8668
@kdsanabrha8668 3 года назад
እውይ እዛ ደርፍ ክእልሽ ዳርጋ ሐደ ዓመት ገይረ አርእስታ ረስዐናዮ ገለ እያ ገለ እናበልኩ ክእልሻ ሓሚመ ሕጂ ረኪበያ ዘይሓሰብኩ ቡዙሕ ተዘኩሮ ዘለዋ ደርፍ አየ ስደት አፍ ።ኪሮስ ኦቦ ጥበብ
@kibromaregay1070
@kibromaregay1070 3 года назад
ጋል ሱንዑፍ
@ove6164
@ove6164 2 года назад
ንዓይ ከኣ ጥበብካ እዩ ትኣምር 𝐊𝐢𝐫𝐨𝐬𝐞𝐲 ጎብለል ጥበብ👑💙🌟
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo Год назад
💙💙💙💙💙
@TaflaTafla-k1q
@TaflaTafla-k1q 10 месяцев назад
ኪሮሰይ❤❤❤መምህር ሂወተይ መምህር ቃላት ንፍቅሪ መምህር ጥበብ ተፍጢረ ክሳብ ዝቅበር ኪሮሰይ ኢዩ መምህረይ ነብሰይ❤ታፍላ ሕጋዊ ስደተኛ❤ ደርፊ ኪሮስ ዝሰምዕ ገጽ ወለዱ የርእዮ❤
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon 2 года назад
ጅግና ናይ ጀጋኑ ኪሮስ ናይ እዚ ዘመን እዚ ናይ ዝመጽእ ጎብለል ኢካ እንታይ እሞ ንክገልጸካ እንደሞ ቃላት ስኢነ ምሳኻ ኣለና ኣጆኻ ❤❤❤ ። ።
@erimonia6574
@erimonia6574 4 года назад
እዛ ደርፊ እዚኣ part 2 ናይ ኤልዛ ኮይና ኢያ ትስማዓኒ። ኪሮስ ጎይታ ሓቂ ፈልፋሊ ጥበብ
@kirosbeluley3395
@kirosbeluley3395 3 года назад
Kiki hlna
@eyobyirga6379
@eyobyirga6379 Год назад
ኪሮስ ጅግና ዘዕበየና ደርፍካ ተዘኩሮታት ኣለዎ ኣብ ልብና።❤❤❤
@kbriAabbb
@kbriAabbb 3 месяца назад
ልቢ ካብ ዝሰኩዕ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ዘፈን ተምሃራይ ይንቨርስቲ ከለኹ በዛ ዘፈን ጋል ሰፈረይ የእሚነያ ብክራር ናጫወትኩ ኸዚግን ተሰዊኣ ኣብ ኪናት ፀሊሞይ ዕለት 13 9.2014😢 ኣነድማ ስደት ወፅየ 19,8,2015 ኩሉ ጊዘድማየ ዝዝክራ😢
@Goitom2016
@Goitom2016 3 года назад
Since I was 8, up to Now I have been listening kiros’s music , hanti malti krekbo btami des mbeleni. He is my model
@semeretesfagabr2259
@semeretesfagabr2259 3 года назад
b kasiet enda semaena ewe kirosey we love you king of Truth
@tesfaymenghis5329
@tesfaymenghis5329 2 года назад
King kiros
@aminegebrezgi2045
@aminegebrezgi2045 2 года назад
ኩሮስ ድግና ኣብ ጡዑም ግዜ ጡዑም ደርፊ ዝደረፍካዮም ሎሚ 2022 ነስተማቅሮ ኣለና ❤❤❤
@mera3126
@mera3126 2 года назад
2022/8/ Agust 12:20 ናይ ወዲ ኣስፍሃ ጅግና ደርፊ ካይሰማዕኩ ዊዒለ ኣይፈልጥን 😔
@SurafelbereketSurafelbereket
@SurafelbereketSurafelbereket 4 месяца назад
Kmay ekea maltyu mdhant nay rese ekayu
@cristiano-g6h
@cristiano-g6h 6 месяцев назад
Eske ksab hji 11/4/2024 tsemwa zelekum like regixkum hlefu
@user-um3fg
@user-um3fg 4 месяца назад
ዋው ሑሉፍ ተዘክር ኣዝያ ትዕምቲ ደርፊ ኪሮሶይ❤❤❤❤❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
ቃላት ኣይገልጾን'ዩ መልክዓ ኣካላ ብጥበብ'ያ ውጽያ ናዓይ የ ኣሂላ ኣብ እግራ ሮማዲ ደበና ጽላላ ብኹለንትናኣ መን ከማይ ኣቢላ ናይዚ ዘመን እዚ ሆብለል ተባሂላ ናይዚ ዘመን እዚ ሆብለል ተባሂላ ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል ንኽብራ ይደበል ይታዓለል ታኣምር... ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ ንገሩ ስለ ኽብራ ዘምሩ ታኣምር... ካብ ደምን ስጋን ድያ'ታ ከብ ናይ መሬትና ጽፍሒ ዶ ወላስ ካብ ሰማያት ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ ምሰዋርቅ ኣብ ጥፍሒ ይርእይ ኣሎ ዓይነይ ተንቃሳቕሲት ወሒ ተንቃሳቕሲት ወሒ ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ ብልሳን ብቐለም ከቢድ'ዩ ምግላጻ ምግላጻ ኣይኮነን'ዶ ስሩዕ ቅርጻ ኣይኮነን'ዶ ልኡል ድምጻ ኣይኮነን'ዶ ቐላይ ዓይና ኣይኮነን'ዶ በረድ ስና ኣፍቂረዮለኹ ኣነስ ወላ ኽዳና ወላ ትሕልፈሉ ጎደና ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ረቅቕቲ ፍጡራት ኣለዋ ይባሃል ምልኩዓት ሙኻነን ይንገር ብዕላል እዚኣ ግን ሰብ'ያ ስጋ ዝለበሰት ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት ከም ጸባ ትስተ ከም እኽሊ ትብላዕ ካብ ጽባዝሕ ናብ ጽባሕ መሊሳ ትኹላዕ ዓለም ክተመቅር ብፍሉይ ተላእኸት ኣብ ምንቅስቓሳ ንፍሑላ መለኸት ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል ንኽብራ ይደበል ይታዓለል ታኣምር... ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ ንገሩ ስለ ኽብራ ዘምሩ ታኣምር... ካብ ደምን ስጋን ድያ'ታ ከብ ናይ መሬትና ጽፍሒ ዶ ወላስ ካብ ሰማያት ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ ምሰዋርቅ ኣብ ጥፍሒ ይርእይ ኣሎ ዓይነይ ተንቃሳቕሲት ወሒ ተንቃሳቕሲት ወሒ ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ ብልሳን ብቐለም ከቢድ'ዩ ምግላጻ ምግላጻ ግርማኣ ግርማ ኽራማት ፈዋሲት ኩሉ ሕማማት ኣፍልባ መዕረፊ ደንደስ ሽታኣ ሽታ ቤት ምቕደስ በየናይ መግለጺ ብምንታይ ክትምሰል ገነት ብምልእታ ኣብኣያ ትጥቕለል ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ንሳ'ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ ንሳ ፈጣሪ'ዩ ዋሕሳ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ ንሳ እወ'ታ ማዓር ጠስሚ ንሳ'ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ ንሳ'ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ'ታ ሓያል ሰራዊታ ንሳ'ታ ኹሉ ዝጥምታ ንሳ'ታ ቕቡል ሓሳባታ ንሳ ጌራትኒ'ላ ናታ ንሳ ጌራትኒ'ላ ናታ ንሳ እታ ታኣምር ቅርጻ ንሳ ታ ጽብቕቲራግጻ ንሳ እታ ጸባ ርሃጻ ንሳ ንዓያ መሪጻ ንሳ ንዓያ መሪጻ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ንሳ'ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ ንሳ ፈጣሪ'ዩ ዋሕሳ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ ንሳ እወ'ታ ማዓር ጠስሚ ንሳ'ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ ንሳ'ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo Год назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@mussietn1966
@mussietn1966 2 года назад
ተኣምር ዝኾነ ሕደማ 💚🖤
@funworld2166
@funworld2166 4 года назад
One the best song's and singer's of Tigrigna.
@alembrhane6325
@alembrhane6325 3 года назад
Kiros King, the Father of the truth
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 года назад
Ya really my dear Bro good divace so thanks ✌️🇪🇷 this wenderful brifully in the best of Playboy
@huruyyosief5023
@huruyyosief5023 2 месяца назад
Abza derfi fuluy tezekrotat aleni derfi mstmkar zjemernalu ewan a cant explain my feeling
@henokzayd4514
@henokzayd4514 3 года назад
You talk about Mariam Mariam ❤️👍🏼🙏🏽 good guy
@eritrea2306
@eritrea2306 10 дней назад
Ah neaka zeytkwen Politik mesa kiros kedm eba melsulna 😢
@mussietn1966
@mussietn1966 3 года назад
ስኻ ኢኻ ተኣምር
@falaema9711
@falaema9711 Год назад
2006 ሚዕጢር ተኣሲረ ከለኹ ኣስተማቂርናያ ምስ ኣባላት ነዚኣ ምስ ወልዕዋ ኣይቅይሩን ኔሮም በዓል ወዲ ጃግር, ወዲ ሰሌ ባእ ምቁር ግዜ ሓሊፉ😢
@bahlatgezae4025
@bahlatgezae4025 Месяц назад
እቲ እሱር ቤት ድዩ ምቁር ግዜ
@godislove3110
@godislove3110 3 года назад
Thanks for sharing My favorite kiri song
@loveyourlivetoloveyourlife9859
@loveyourlivetoloveyourlife9859 3 года назад
Teamr eka nska kirosey Abo the new generation
@FlilmonEsey
@FlilmonEsey Месяц назад
Kiros hgawi hlnawi abnetawi ❤❤❤
@جعفرنبراي-ك2ز
@جعفرنبراي-ك2ز 4 года назад
في البداية قال الكلمات لا توصف او تشرح شخصيتها ثم بدأ في الوصف روعة يا كيروس
@semereabhabtom9163
@semereabhabtom9163 4 года назад
I love this song
@mikefx8468
@mikefx8468 2 года назад
kiros wedy hzbi..... The King ❤❤❤
@selammeles7265
@selammeles7265 3 года назад
Kirosey natey nezlalem alem nebrely💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗🥰🥰🥰🥰🥰
@isaiasmengisteab7070
@isaiasmengisteab7070 3 года назад
Kiros nskas enkae natna konka ab wushti buzuhat sebat tnebr kokob semay eka I love you too
@kebreabweldemichael4132
@kebreabweldemichael4132 2 года назад
Ahhhhhhhh mhari Gebrendras yizikirr wey dima Shkafa
@habenkidane9097
@habenkidane9097 2 года назад
Kiroseyyyy 💘💘fuluy eka niska
@HebanTekel
@HebanTekel 11 месяцев назад
Kiros asfaha nay buluxat bulux ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DdxffGgfhy
@DdxffGgfhy Год назад
ኪኪ መዕበዲ ይዓብድ ኣሎ ሰብ ብጥብካ ሽሕ ዓመት ንበረለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@huruyyosief5023
@huruyyosief5023 Год назад
I ur fan kiros i appreciate your lyrics and poems ,
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
ቃላት ኣይገልጾን'ዩ መልክዓ ኣካላ ብጥበብ'ያ ውጽያ ናዓይ የ ኣሂላ ኣብ እግራ ሮማዲ ደበና ጽላላ ብኹለንትናኣ መን ከማይ ኣቢላ ናይዚ ዘመን እዚ ሆብለል ተባሂላ ናይዚ ዘመን እዚ ሆብለል ተባሂላ ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል ንኽብራ ይደበል ይታዓለል ታኣምር... ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ ንገሩ ስለ ኽብራ ዘምሩ ታኣምር... ካብ ደምን ስጋን ድያ'ታ ከብ ናይ መሬትና ጽፍሒ ዶ ወላስ ካብ ሰማያት ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ ምሰዋርቅ ኣብ ጥፍሒ ይርእይ ኣሎ ዓይነይ ተንቃሳቕሲት ወሒ ተንቃሳቕሲት ወሒ ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ ብልሳን ብቐለም ከቢድ'ዩ ምግላጻ ምግላጻ ኣይኮነን'ዶ ስሩዕ ቅርጻ ኣይኮነን'ዶ ልኡል ድምጻ ኣይኮነን'ዶ ቐላይ ዓይና ኣይኮነን'ዶ በረድ ስና ኣፍቂረዮለኹ ኣነስ ወላ ኽዳና ወላ ትሕልፈሉ ጎደና ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ረቅቕቲ ፍጡራት ኣለዋ ይባሃል ምልኩዓት ሙኻነን ይንገር ብዕላል እዚኣ ግን ሰብ'ያ ስጋ ዝለበሰት ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት ከም ጸባ ትስተ ከም እኽሊ ትብላዕ ካብ ጽባዝሕ ናብ ጽባሕ መሊሳ ትኹላዕ ዓለም ክተመቅር ብፍሉይ ተላእኸት ኣብ ምንቅስቓሳ ንፍሑላ መለኸት ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል ንኽብራ ይደበል ይታዓለል ታኣምር... ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ ንገሩ ስለ ኽብራ ዘምሩ ታኣምር... ካብ ደምን ስጋን ድያ'ታ ከብ ናይ መሬትና ጽፍሒ ዶ ወላስ ካብ ሰማያት ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ ምሰዋርቅ ኣብ ጥፍሒ ይርእይ ኣሎ ዓይነይ ተንቃሳቕሲት ወሒ ተንቃሳቕሲት ወሒ ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ ብልሳን ብቐለም ከቢድ'ዩ ምግላጻ ምግላጻ ግርማኣ ግርማ ኽራማት ፈዋሲት ኩሉ ሕማማት ኣፍልባ መዕረፊ ደንደስ ሽታኣ ሽታ ቤት ምቕደስ በየናይ መግለጺ ብምንታይ ክትምሰል ገነት ብምልእታ ኣብኣያ ትጥቕለል ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ንሳ'ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ ንሳ ፈጣሪ'ዩ ዋሕሳ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ ንሳ እወ'ታ ማዓር ጠስሚ ንሳ'ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ ንሳ'ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ'ታ ሓያል ሰራዊታ ንሳ'ታ ኹሉ ዝጥምታ ንሳ'ታ ቕቡል ሓሳባታ ንሳ ጌራትኒ'ላ ናታ ንሳ ጌራትኒ'ላ ናታ ንሳ እታ ታኣምር ቅርጻ ንሳ ታ ጽብቕቲራግጻ ንሳ እታ ጸባ ርሃጻ ንሳ ንዓያ መሪጻ ንሳ ንዓያ መሪጻ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ገለያ'ዚኣስ ገለ ገለ'ያ ገለ ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ ንሳ'ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ ንሳ ፈጣሪ'ዩ ዋሕሳ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ ንሳ እወ'ታ ማዓር ጠስሚ ንሳ'ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ ንሳ'ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ ንሳ ንግስቲ'ያ ንሳ ንሳ ልእልቲ'ያ ንሳ
@Adalalpha
@Adalalpha Год назад
ከምዚኣ ጌራ ውሽጠይ ትዘራርግ ደርፊ የላን ዜማኣ ምስቲ ግጥሚ ዘለዎ ውህደት ዝሕል ዝበለ ህርመት ምስቲ ካናሪ ዝኾነ ድምጺ ትሓዊስዎ ትኣምር ሲ ናትካ ዩ ኪሮሰይ
@Etchannel607
@Etchannel607 3 года назад
Kiros abo haki abo tibeb abo qiniena enqae wedi erey konka nskas💞💞✌✌🇪🇷💞💞🙏
@mnasiesolomun423
@mnasiesolomun423 2 года назад
Kirosey abserka habibi good 💯🙏 job
@ትግራይካሓልፍዩኩሉመከራ
ኪሮሳዊ ጎብለል ናይ ጥበብ ።
@samuelweldeslasse7396
@samuelweldeslasse7396 3 года назад
Kiri ayney you are always King
@HenokGebrehiwet-sq8st
@HenokGebrehiwet-sq8st 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤kirosyyyy jegna
@romhay7853
@romhay7853 Год назад
ኪሮስ አቦ ጥበብ❤
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 3 года назад
Wow well come back
@HhHh-xs9es
@HhHh-xs9es 7 месяцев назад
Nuy bahake tamer
@medawi-asli
@medawi-asli Год назад
nay bhaqi xbqti derfi mezekerta ab uganda zelena jema 15\5\2023 zkrtat eritrean old music wegah fetah beqa
@MameMenge
@MameMenge 7 месяцев назад
Kirosey bzaabaka kzareb kalat eyu zhatsreni nska eka goblel kemaka zednko dmtsawi yelen
@habenmebrahtomhaben500
@habenmebrahtomhaben500 2 года назад
M'y king one of m'y heart
@aronwedieri
@aronwedieri 2 года назад
Old is gold
@robieleyob1204
@robieleyob1204 6 месяцев назад
𝐆𝐞𝐥𝐞 𝐲𝐚 ኪሮስ ኣንበሳ
@awetwedkeshi7605
@awetwedkeshi7605 3 года назад
Nice music 🎵 keep it up bro
@Abiabi-i4e
@Abiabi-i4e 10 месяцев назад
ኪሮሰይ❤
@ፈቃርእየብተፎጥረይ
Kiros arkey
@Meko86
@Meko86 7 месяцев назад
❤❤❤💙💙💙
@menkemade622
@menkemade622 2 года назад
kiroseyyyy nay mudeyyyy
@marknmedri
@marknmedri Год назад
Wow kiros❤❤❤❤❤
@eseyasgebremedhn6470
@eseyasgebremedhn6470 Год назад
Kirosy❤
@efremkidane6597
@efremkidane6597 2 года назад
Kiros malet werqi senselt
@faniwdi3261
@faniwdi3261 2 года назад
16/11/2021 3y gize ydgma aleku 😴😴
@pablogeb496
@pablogeb496 3 года назад
Love you kiros
@kingboy7494
@kingboy7494 2 года назад
King 🤴🏽
@מארימארי-ח9פ
@מארימארי-ח9פ 3 года назад
Kiros nay hemmay
@eritreanboy8740
@eritreanboy8740 Год назад
Kiros abey tefeu dmtska 😴
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Год назад
Eppppe 2005 Sawa Keleku Astemakireya ❤❤❤
@aklilutesfamariam1565
@aklilutesfamariam1565 2 года назад
away massawa terno alambra yzker
@menbreynselam7818
@menbreynselam7818 11 месяцев назад
Ayewe weshti baxe enda mater Bar hewent Halifu
@gotomabodom9008
@gotomabodom9008 2 года назад
Abet getimey and zeman kem kiros eko yelen
@yonatanweldu7730
@yonatanweldu7730 3 года назад
Kirosey 💓💓💓💓💓
@hisabutsegay
@hisabutsegay Год назад
ጥበበና ነበር
@habeshaminde68
@habeshaminde68 6 месяцев назад
Kiros is the over the negeset
@adenakittube6412
@adenakittube6412 Год назад
ኣብዚ ለካ ደርፊ
@ሳባዊሳባዊ
@ሳባዊሳባዊ 2 года назад
ጥዑም ግዜ ሓሊፉ
@kbriAabbb
@kbriAabbb 3 месяца назад
❤❤❤
@ahferommsgna999
@ahferommsgna999 Год назад
Kirosey
@kgkg-ub1bw
@kgkg-ub1bw 3 года назад
2004,2005 ህጻን እነከሉኩ ምስ ፈተክዋ
@desubrhane8253
@desubrhane8253 Год назад
Kiros jigna
@fthimaekele2008
@fthimaekele2008 3 года назад
Kirosey goney ata tbeb meglexi yebleyn
@ከምዚልካናብራኣይኮነን
Memhr tbeb kirosey natey
@mesalltechnology5717
@mesalltechnology5717 3 года назад
Kiros 💖
@yonashaile8341
@yonashaile8341 6 месяцев назад
❤️❤❤❤❤
@EfremWedimanie
@EfremWedimanie 2 месяца назад
❤❤😢😢
@nora5315
@nora5315 3 года назад
--!> king
@ማራናታፍቅር-ቐ8ለ
@ማራናታፍቅር-ቐ8ለ 3 года назад
Wow big 😍like this song 🎵🤩🤩🤩🤩😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇹
@yohanagebremicheal4941
@yohanagebremicheal4941 7 месяцев назад
@Pencipta_tahu
@Pencipta_tahu 2 года назад
"ተኣምር" ተኣምር ዝኮነ ትዝታ ብ 2006 ኣለኒ🙌
@tesfaymenghis5329
@tesfaymenghis5329 2 года назад
King medrek
@erifgraintertainment7454
@erifgraintertainment7454 3 года назад
Nayzi zemen ezi goblel tebahila kiki malet werki senselen
@Rijasebna
@Rijasebna 2 года назад
ንጽባቐ ጓልንስተይቲ ዝገልጻ እዚኣን ሓመልማሎን ትብል ደርፊ/ኀሌት ናይ ኣብርሃምን ኣዳሚጸ ኣለኹ ፡ እምበረመጠን ገላጺ ፡ ንትግርኛ'ስ በል ትጥቅምምም ኣቢልካሉ ።
@adenakittube6412
@adenakittube6412 Год назад
❤💙
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 Год назад
ኣየኪሮስ ኦኪያለገርካ ኤሪትራዊ ንኽትመስል OROMAY ትግራዋይ ገሩካዩ ኣቦኻ!!!
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
ሰብ ኣይተጸልም ብሮ ትግራዋይ ሙካን ገበን እንተኮይኑ ተዛረብቲ ትግርኛ እውን ተጋሩ ኢና ክትፈቱ ኽትጸልእ
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 Год назад
@@Kiros.meksebalem ተጋሩ ትብልዎዶ ?
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
⁠ ለማኒ ኤርትራዊ ሙካን እንታይ ኢዩ ፍሉይነት? ንገረኒ እስከ?
@mussietn1966
@mussietn1966 2 года назад
💚🖤😊
@efremtekia4838
@efremtekia4838 3 года назад
ኪሮስ ሰማይ ደይቡ ብዘይ ኣስካላ ዝወረደ ሜሬት ከም ሎሚ ተጣባቂ ወያነ ከይኮነ ኮሎ ፍቱው ኔርካ ከምሎሚ ከይተመራሳሓካ ሕማም ወያነ ከይሓዘካ ከሎ ንጉስ ኔርካ ።
@kebronfisehaye9599
@kebronfisehaye9599 3 года назад
Nay bhaqi !!!!!
@kidanegebrekidan7154
@kidanegebrekidan7154 2 года назад
Nay bhaki bro
@ትግራይካሓልፍዩኩሉመከራ
ናይ ወያነ ተጣባቂ ኣይኮነን ብሮ ናይ መንእሰየት ኤርትራ ተጣባቂ 'ዩ ፅብቅ ገይርኩም ኣይፈለጡኩሞን ንኪሮስ 👌
@efremtekia4838
@efremtekia4838 2 года назад
@@ትግራይካሓልፍዩኩሉመከራ ምስ ወያነ ኮይኑ ይሕዋቱ ቀቲሉ : መንግስቲ ክቅይር ዝሓስብ:ናይ ይእምሮ ጸገም ዘለዎ ጥራይ ዩ".
@ትግራይካሓልፍዩኩሉመከራ
@@efremtekia4838 ኣታ ወደይ ዝፈተወ ይመስለካ ኣሎ ግን ሓደ ነገር ክትርዶኦ ዘለካ ሰባት ኣብ ርእሲ መሬት እንዳሃለኻ ካብ ትፈቱወም ስድራኻን ኣዑርኽትካን ክትፋላለ እንከለኻ ከቢድ'ዩ ስርዓት እሰያስ ምቁዋሙ ካኣ ጌጋ ዘለወ ኮይኑ'ዩ ዝስማዓንን ንህዝቡን መሬቱን ኣሑሉፉ ኣይሃበን ስለዚ ንስኻ ዲሒርካ ኣለኻ ቀስ ኢልካ ሓሳባቱ ተረዳኣዮ ሓው
@biniam9650
@biniam9650 10 месяцев назад
2023.12.28. A.A Ethopia Hamos ya qan qados
@WEDITINSEAW
@WEDITINSEAW 5 месяцев назад
2024 21 5 7:27 Tuesday
@betielmosazghi3169
@betielmosazghi3169 2 года назад
wawwww 2022
@godslove111
@godslove111 4 месяца назад
ነዛ ደርፊ እዚኣ እናሰማዕኩ ተቆጢዕ ማለተይ ድንግልናይ ዘፍረስኩላ😅
@mera3126
@mera3126 2 года назад
🥰🥰🥰
@henoksamuel2624
@henoksamuel2624 10 месяцев назад
Biela
Далее
Скинь той самой ❤️‍🔥
00:15
Просмотров 17 тыс.
NAH UH
00:17
Просмотров 2,2 млн
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Просмотров 637 тыс.