Тёмный

Lul werki entertainment/ መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ስነ ጥበባዊት ሩታ ሚኪኤል 

LUL WERKI ENTERTAINMENT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 102 тыс.
50% 1

welcome to lul werki entertaiment
unauthorized use, distrubtion, and re upload of this content is strictly prohibited
copyright © Lul werki entertaiment 2022.
#lulwerkientertainment
#eritreamovie
#rutamicheal

Опубликовано:

 

1 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 637   
@user-gr4mu4pe5c
@user-gr4mu4pe5c 2 года назад
ሩተይ ንግስቲ ኣዋልድ ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልኪ ኣሜን(3)❤️🙏 ኣድነቅቲ ሩተይ ላይክ ግጨውኒ ሰናይ ቀዳመ ሰንበት ❤️🙏
@grmayasgedom9846
@grmayasgedom9846 2 года назад
ኣነስ ብኮመንት ወላ ክመጽኣካ የ ሕልፍ ዝበለ ኣድንቖት ዩ ዘለኒ ዝሓወይ ምዓረይ
@vjr7453
@vjr7453 2 года назад
@@grmayasgedom9846 ዋላ አነ ማራ እየ ዘደንቓ❤❤ ግን ማዕተብ ዘይምእሳራ ስክፍታ ኣለን🙏
@user-xu4un7tg2m
@user-xu4un7tg2m 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልክን ግን ሩት ማዕተብ ግበሪ ሓታቲት ሓፍትና ክዓ ፅፍርኪ ቁረፅዮ ንድፍረተይ ይቅሬታ ✝️🤲
@ermiassmret4692
@ermiassmret4692 2 года назад
ኦርቶዶክስ ኣይኮነትን እኮ መስለኒ
@user-xu4un7tg2m
@user-xu4un7tg2m 2 года назад
@@ermiassmret4692 እንታይ ድያ ድኣ 🙄
@ermiassmret4692
@ermiassmret4692 2 года назад
@@user-xu4un7tg2m ካቶሊኽ እያ
@user-mo3wt9zm6d
@user-mo3wt9zm6d 2 года назад
ጽቡቅ እዩ ድፍረት ከዓ አይኮነን ተግሳጽ እዩ፡ግን ክንደይ ግዜ ላተወቀሰት ዘይትቆርፆ
@user-mo3wt9zm6d
@user-mo3wt9zm6d 2 года назад
@@ermiassmret4692 እዋእ እንታይ አለዋ መፍለይ ካብ ኦርቶዶኩስ፡ማለት ኩሉ ሕቶኣ ዝትሓቶ ናይ ኦርቶዶኩስ እዩ
@user-jn9xu8us5j
@user-jn9xu8us5j 2 года назад
ሩት ማዕተብ ግበሪ ክብረተይ
@beyourself5242
@beyourself5242 2 года назад
I think she is catholic Ya she is
@nazreteyob9106
@nazreteyob9106 2 года назад
Niaka ila diya tgeber koina?
@user-jn9xu8us5j
@user-jn9xu8us5j 2 года назад
ንባዕላ እባ ማዓረይ
@fjdffrtyy213
@fjdffrtyy213 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዐልና ብምቅፃል መንፈሳዊ ሕቶ ትሓቲ ሓፈትና ቻብስቲክ ኩሕሊ ፅፍሪ ተጠቂምኪ ኣለኪ ትኽኽል ኣይኾነን ምኽንያቱ ንባዕልኪ እቶም ዝፀራሕኩዎም እንድሕር ተጠቂምኪ ቃለ መሕተት ትገብሪ ተኾይንኪ ንተዓዛባይ ፅቡቅ ኣይኾነን ሩታ ከዓ ነፀላ ተትገብሪ ፅቡ ነይሩ ብዘዕባ ኣከዳድና ሓሪፍ ኣለክን ቀፅላሉ ተተጋግየ ምስ ይቅርታ
@dontlovetheworld.8016
@dontlovetheworld.8016 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና! ጽቡቅ መደብ። ጋዜጠኛ ግን ከም መንፈሳዊት መጠን ጽፍርኺ እለይዮ። ማራ ኣኽፊእልኪ ኣሎ።
@lave9644
@lave9644 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡራት የሕዋት ፀግኡ የብዝሓልክን እግዚአብሔር ኣምላኽ ሩትየ ንፍዕቲ ❤
@selam801
@selam801 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኽን ፍትዋተይ እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናችሁ so ክብርቲ ሓፍትና ሕጂ ውን ጸፍርኺ አሰተኻክሊ ሩታየይ ንፍዕቲ ከአ አብ ቀጻሊ ማዕተብ ግበሪ ነጸላ ልበሲ ንክብሪ እግዚአብሄር አምላክና
@yohannesmebrahtu2792
@yohannesmebrahtu2792 2 года назад
Kotie ya ko
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 года назад
Ya xbuk aleki zgodele nmalalae ajona egzabiher
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 года назад
Xbuk aleki ajona zgodele enatemelalaena nkdmit nsogum egzabiher khgzena yu rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun amen amen amen
@fiqrimiskulilove6595
@fiqrimiskulilove6595 2 года назад
She Chatolic
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 года назад
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኪ አብ ኩሉ እትብዮ ሪኦቶ ብጣዕሚ ዕግብቲ እየ አነ አብ ዝካታተሎ አብ ኩሉ ይረክበኪ ቃፅልሉ
@wehazittekle2773
@wehazittekle2773 2 года назад
ጾም ማለት ካብ መግብን ማይን ምኽልካል ጥራሕ ኣይኮነን ሓፍትና ፡ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገር ውን ምኽልካል ኢዩ ኣብ ማይን መግብን ጥራሕ ኣይትሕጸርዮ ጾም
@user-si5pg7iw7l
@user-si5pg7iw7l 2 года назад
ጽቡቅ እንዲኻ ዘለኻ ብሩኸይ ጾም ማለት ካብ ማይን መግብን ምኽልካል ነብስኻ ምግታእ እዩ ሕማቅ ካብ ምግባር ግን ኩሉ ግዜ ኢና ክንክልከል ዝግባኣና ተተጋግየ ኣርመኒ ምስናይ ይቅሬትኡ
@wehazittekle2773
@wehazittekle2773 2 года назад
@@user-si5pg7iw7l ጽቡቅ ኣለኪ ሓፍተይ ናተይ ፡ ጾም ዝበሃል ግን ምኽልካል ምሕራም ካብ ኮነ እቲ ቀንዲ ትርጉሙ ካብ ማይን መግብን ክንክልከል ብፍሉይ ውን ኣብዚ ጾም ኣርብዓ ብጾምን ብጾሎትን ብሰናይ ተግባርን ማለት ካብቲ ዝጾምናዮ ንድኻታት እንዳመጽወትና (ጾም ንቁጠባ ኣይኮነን ) ብዝያዳ ከኣ ካብ ብዙሕ ሓጢኣት ክንክልከል ይግበኣና ኢዩ ልክዕ ኣለኪ ሓጢኣት ሲ ኩሉ ግዜ ኢና ክንክልከል ዝግበኣና ኣብ ጾም ኣርብዓ ከኣ ብፍሉይ ማለት ኢዩ መኽንያቱ ምሰጋገሪ ናይ ኩሉ ግዜ ስለዝኾነ
@wehazittekle2773
@wehazittekle2773 2 года назад
ብፍሉይ ሕማማት ክርስቶስ እነስተንትነሉ ግዝየ ስለዝኾነ
@fanotekle3824
@fanotekle3824 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓና ኤግዛኣብሄር ሩቲ ምቅርቲ ንፍዕቲ እዛ መድብ ቀጽሉዋ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማሃሪ እዩ ሉል ወርቂ ኢንተርተይንመንት
@user-yd8lb2gk9i
@user-yd8lb2gk9i 2 года назад
ሓታቲት ግን ሪኢቱ ኣይተንብብን ዲኪ ወይለይ መንፈሳዊ ሕቶ ኣናቅረብክስ ፅፍርኪ እንታይ እዩ 😔 ሩታ ሓፍትና ከዓ ማዕተብ ገበሪ 🙏
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 года назад
ታይ እና ግን ኩሉ ግዜ ደጋዊ ንጥምት ንኩሉ እግዚአብሔር አሎ ፍራዲ ዘይፈለጥ ተኮይኑ እካ ተረደኦ እንብር ዝፈለጥ ሰብ ተኾይኑስ ኩሉ ባዕሉ ይወሰን እና ንሕና አቲ ሕቶ ዝጠቅመና ተኮይኑ ሰመዕና ረእሰና ንፈተሽ
@user-yd8lb2gk9i
@user-yd8lb2gk9i 2 года назад
@@medihintadese7390 ፅቡቅ እንዲኪ ዘለኪ ግን ከዓ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝኻታተል ስርዓት እውን ክህልወና ኣለው ቤተ ክርስቲያን እዉን ኣይትፈቅዶን ።
@user-ui6pd3yc3o
@user-ui6pd3yc3o 2 года назад
@@medihintadese7390 ካብኣ ለባ ብዘረባ ጥራሕ ዘይኾነ ብተግባር ንምሃሮ ተኻታተልቲ ኮ ኣለና ስለዚ ውጉዝ ዝኾነ ነገር ምጥቃም ሓጥያት እዩ ርእቶ ምሃብ ደማ ፅብቕ እዩ ።
@kiebrontube2692
@kiebrontube2692 2 года назад
ምናልባት ግን ብሓንቲ መዓልቲ ተቀዲሑ ከይከውን ናይ ኩሎም
@user-yd8lb2gk9i
@user-yd8lb2gk9i 2 года назад
@@kiebrontube2692 ኣነውን ከምኡ ጠርጢረ ኣለኩ ?
@ambesmedia4189
@ambesmedia4189 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡራት ኣሕዋት። ብምቅጻል ሪኢቶ ኣብ ጋዜጠኛ ሓፍትና ከም ትሕዝቶ ብፍላይ ብጸለውቲ ሰባት ዘቅረብክዮ ክትምስገኒ ይግባእ ግን ከተማልኢዮ ዝግባኣኪ ነገር ነይሩ ከም ኣብነት ምጥቃስ ሓደ ኣጽፋርኪ ክትሰዲዮ ይግባእ ካላኣይ ድማ እታ ትሕተት ዘላ ሓፍትና ነጸላ ከምቲ ናትኪ ገርኪዮ ዘለኺ ክትገብር ነይሩዋ ሕጂ already ሓሊፉ ኢዩ ኣብ ዝመጹ ኣሕዋትና ግን ነዘን ነቀፌታ ረኢኺ ኣዐሪኺየን ምጺ ። Thank you
@lovesesu840
@lovesesu840 2 года назад
ናይ ብሓቂ ሓወይ ናተይ ጽቡቅ ኣለካ
@sanaitairo8565
@sanaitairo8565 2 года назад
Nay bahqe
@semiwedi318
@semiwedi318 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለካ ዝሓወይ
@wilized8584
@wilized8584 2 года назад
ሓቒ
@maekelemisgna6660
@maekelemisgna6660 2 года назад
Catholic mateb ስእሊ ቅድስቲ ድግል ማርያም ኢና ንገብር ነጸላ ከኣ ቤተክርስትይስን ኪኣትዋ ከለዋ እየን ዝሽፈና ሩቲ ከኣ ኣብ ገዚኣ እያ ዘላ ስለዚ ጸገም የብሉን
@user-vb3ud3tl2e
@user-vb3ud3tl2e 2 года назад
ቃልህወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኽን ደቅ እመ አምላክ 🥰
@asfahalearaya9023
@asfahalearaya9023 2 года назад
ብጣሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ መዓተብ ግን ግበር ሩታ ሐፍትና ሓደራ ሐደራ
@sosoli8781
@sosoli8781 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ጸጋኡ የብዘሓልክን አሜን፫
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ከም ለበዋ ግን ክትጅምሩ ከለኹም ብትእምርተ መስቀል ክትጅምርዎ ሓደራ ሓደራ ሓደራ
@genetgenet6050
@genetgenet6050 2 года назад
ሩቲ ማዕተብ ዘይ ምግባርኪ ነፀላ ብዘይ ምድራብኺ ቅሩብ ብዝተረፈ ቃለ ሂወት ይስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኽን ቀፅላሉ ብጣዕሚ መምሃሪ እዮ
@saliemsolomon2791
@saliemsolomon2791 2 года назад
Neriskum ab hege nebrkum n sebi ayttfu nesia nexla gera aygbrt entay yewska entay yegodila ?
@maekelemisgna6660
@maekelemisgna6660 2 года назад
Catholic eritrea 🇪🇷 ruti
@jonjob1070
@jonjob1070 2 года назад
መጀመርያ ቃል ሂወት ይስምዐልና ቀጺሊ ክድሎ ዝድለኩ ድያና ሓፍተይ ጽፍሪ ብመጽሓፍ ቅዱስ ይፍቃድ ድዩ መልሲ ንገርና
@susytesfamariam7704
@susytesfamariam7704 2 года назад
True xbkti hto & nay ezni ke?
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 2 года назад
@@susytesfamariam7704 ሰላም ኣሕዋት ከም ክርስትያን መጠን ዝኾነ መመላኽዒ ክግበር መጽሓፍ ቅዱስ ኣየፍቅድን እዩ ጽሑፍ እዩ 1ይ ጴጥሮስ 3 (1 Peter) 3-4፤ ስልማትክን እቲ ብሕቡእ ናይ ልቢ ሰብን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክቡር ዝዀነ ለዋህን ህዱእን መንፈስ ይኹን እምበር፡ እቲ ናይ ስሩሕ ርእስን፡ ናይ ስልማት ወርቂ ምእሳርን፡ ናይ ዘጌጸ ኽዳውንቲ ምኽዳንን ኣፍኣዊ ነገር ኣይኹን። 5፤ ቀደም ድማ እተን ተስፋኤን ናብ ኣምላኽ ዝገበራ ቅዱሳት ኣንስቲ፡ ንሰብኡተን እናተኣዘዛ፡ ከምዚ እየን እተሰለማ። 6፤ ከምቲ ሳራ ንኣብርሃም ጐይታይ እናበለት እተኣዘዘቶ፡ ንስኻትክን ከኣ ሰናይ እንተ ገበርክን፡ ብሓደ ዜሰምብድ ነገርውን እንተ ዘይፈራህክንሲ፡ ኣዋልዳ ኢኽን።
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 2 года назад
ካብ መጀመርታ እቲ ሽማ እዩ ክቅየር ዘለዎ ፀላኢና ድያና ኢልካ ይጸዋዕ
@user-mo3wt9zm6d
@user-mo3wt9zm6d 2 года назад
@@RstiAbotatey19 ታይ ማለት ድዩ ድያና
@user-df9rz4oo2o
@user-df9rz4oo2o 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ሩቱየይ ማዕተብ ግበሪ ግን ካብ አምላክ ዝዓቢ የለን እምነት ብግብሪ
@rutaamaniel7345
@rutaamaniel7345 2 года назад
እግዚኣብሔር ይባርኽን ኣብ ቀጻሊ ግን ጽፍርኪ ሰዲድክዮ ምጽና❤️🙏🥰
@meramera9727
@meramera9727 2 года назад
እዝጋኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሃልና ይሕዋተይ ሩታ ሓብተይ ማዕተብ ነጸላ ግበሪ ሓታቲት ሓብተይ ከኣ ጽፍርኪ ስደድዪ
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪን ብጣዓም ንፍዕት ኣጃኪን ቀጽልዎ ሉሉየ ግን ጽፍርኪ ቁርጽዮ ኮሙኡ ውን ሩትየ ማዕተብ እስርይ
@yonaszeru2517
@yonaszeru2517 2 года назад
ሩቲ ሓፍተይ ኣምላክ የባርክን ኢግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላም የውርደልና 🙏🙏🙏
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 года назад
ንኩለኩም ቃል ህይወት የስመዐልና ንሓተትን መልስትን ግን ፅፍርኪ አምልቅዮ ክብርተይ
@user-sx2pu8hh1u
@user-sx2pu8hh1u 2 года назад
ቃለሂወት የስመዐልና ዘን ኣሕዋትና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐልክን ቀፅላሉ 🙏🙏🙏
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ሓተይ 🌹🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🥀🥀🥀🥀🌿💐🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@betielghebrehiwet4236
@betielghebrehiwet4236 2 года назад
Amen amen amen qalehiwet yesmalna egzabhier tsegueu yebzhalka
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
welcome ምቅራተይ ጸጉኡ የብዘሐልክን እግዚአብሄር አምላክና ክብርን ምስገናን ይብጸሐዮ❤️❤️💕ሩተይ ጽብቅተይ ክዳን ክበሪ ❤️❤️
@user-xv2qv9dw7i
@user-xv2qv9dw7i 2 года назад
ጸግኡ የብዛሓልክን ክብራት ኣሕዋት ቃል ህይወት የስማዕልና
@yohannestekleab3226
@yohannestekleab3226 2 года назад
ቃል ሂወት የሰምዓና ክብረት ይሃበልና የሕዋት!!
@tekieazeriya9993
@tekieazeriya9993 2 года назад
በስመኣብ ውልድ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብመጀመርታ ሰላም ኣብ ጥዕናኩምን ስራሓ ኩምን ይምነይልኩም ጽብቕ መድብ እዩ ቀጽልዋ ክበልል ይፈቱ
@esayastv7095
@esayastv7095 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣብ ልብና ግብርናን ይሕደር ኣሜን፫
@mostafaa663
@mostafaa663 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏💒🙏
@selamgebrehiwet5639
@selamgebrehiwet5639 2 года назад
ሩተይ ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልን ፍቁራተይ
@tesfaysemere7220
@tesfaysemere7220 2 года назад
ቃል ሂወት የስማልና ቡርካተይ
@user-bc7kv4jw9o
@user-bc7kv4jw9o 2 года назад
ፀጉኡ የበዘሐላ ብእነት መስተወዐሊት እያ ✅🤲🤲
@user-dr7ku3yz9w
@user-dr7ku3yz9w 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሓልክን ነጸላ ድአ ድርብ ዘይመበልኪ ዛመዓረይ ♥
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 года назад
ብጣዕሚ ንፉዓት በርትዑ❤🙏 ሓታቲት ግን ኣከዳድናኪ ጽቡቅ የግዳስ ጽፍርኪ ኣግድዓትኪ ብዝኮነ ቀጽልዎ
@shhdehe9674
@shhdehe9674 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራት አሕዋትና ግን ሪአሰቶ ከንፈሪኽ ፅፊሪኽ ተትቆሪፅዮ ድበለፀ መስሉ ይሪአየን ምኽንያቱ ስዓብት ናይኽ ሪእየን ክስዕባ ምስ ይቅረሐታ
@user-dq1vw1gc6o
@user-dq1vw1gc6o 2 года назад
ቃል ህወት የስመዐልና ሓታቲት መላሲት ፀጉኡ የብዘሐልክን
@edenghebremicael5254
@edenghebremicael5254 2 года назад
Btaemi xbuk Medeb kexlo kale hiwet yesmealna
@user-mw1dz1rh8n
@user-mw1dz1rh8n 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዝሐልክን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፁልሉ ፍቅራት ኣሕዋተይ (ሩቱ ሓፍትና ማዕተብ ግበሪ ክብርተይ ) ( ክቡርቲ ሓፍትና ሓታቲት እውን ኩሉ ፅቡቅ ብዘይ ጎደሎ ነገር ጊን እቲ ጭፍሪ ሲ ምቃረየኪ ክብርተይ ተደፊረ እውን የቅርታ )
@embasoyra7916
@embasoyra7916 2 года назад
ጽቡቅ መደብ Ruta ሓፍትና ግን ማዕተብ ግበሪ 🙏
@girmayzerabruk8477
@girmayzerabruk8477 2 года назад
Anes eza kola btami eya des tebleni malet kulu nay kbretatna telabisa bmmxa zegus neger des tebla god bless you sisters. 💕🙏
@dngleywahsey5061
@dngleywahsey5061 2 года назад
ብመጀምርታ ጽቡቅ መደብ ደስ ዘብል እዩ ሓንቲ ግን ኣቅራቢት እዚ መደብ ሓደራ እዘን ኣጽፋርኪ ርእይ ኣብልየን
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@dngleywahsey5061
@dngleywahsey5061 2 года назад
ኣሜን ንኩልና
@callmeshikorina7717
@callmeshikorina7717 2 года назад
Amen Amen Amen ewe haftey ezen axifariki
@freweiniberhe6905
@freweiniberhe6905 2 года назад
አግዚኣብሄር ይባርክኽ 👏ሩት ❤
@samitisamiti9716
@samitisamiti9716 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
@yordanosyordi9627
@yordanosyordi9627 2 года назад
Aseyyy muqurat qale hiwet ysmealna egzabiher xeguey yebzhalkn
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom 2 года назад
ሩታ ማራ ተጋጊኺ ንምታይ ማዕተብ ዘይትገብር🙏
@fitsumsolomon1746
@fitsumsolomon1746 2 года назад
ሩታ ሓፍተይ!!!so sweet ትሕትቲ በቃ ደስ ትብል ሰብ!
@okbeabsandras859
@okbeabsandras859 2 года назад
ቃል ህይወት የስሞዓና የሕዋት ቀጽሊኦ ከኣ ኩሉ ግዚ የሕዋት
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሓልክን ግን ክብርቲ ሓፍተይ ሓታቲት የቅርታ እበር ኣጫፍርትኪ ተተቆርፅዮ ደስ ይብል ነይሩ ዝሓፍተይ የቅርታ ግን
@ilovemymam8875
@ilovemymam8875 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስማኣልና የሕዋተይ
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 2 года назад
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልክን አሰይይ ክንደይ ደስ ይብል ቀፅልዎ ኢኩም አጆኩም /ክን
@user-wk7ik5uk7o
@user-wk7ik5uk7o 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን👏
@amiatek5089
@amiatek5089 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaina yhwateye egizabheri Amlak Teguue yebzhukin
@semhartes3445
@semhartes3445 2 года назад
Rutye brkti tebareki 💕
@snitghebremedhn9981
@snitghebremedhn9981 2 года назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ኣሜንንንን
@user-jx3sq1zp6u
@user-jx3sq1zp6u 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓና አሕዋተይ እግዚአብሔር ብሞገሱ ይሐልኽን አሜን🙏🙏🙏
@feshahabte3715
@feshahabte3715 2 года назад
ቃለሂወት የስመዓልና ብጣዓሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶታት ቀጽልዎ።
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ሩቲ ሓፍተይ ኣምላኽ ጸጉ ይብዝሓሊኪ ብጣዒሚ ንፉዓት።
@mehrtumahari4217
@mehrtumahari4217 2 года назад
ቃል ህይውት ይስምዓንአ ይእሕወአት
@selameyezdeli4249
@selameyezdeli4249 2 года назад
Kal hiwet yesimeana
@selammebrahtu4747
@selammebrahtu4747 2 года назад
Btaemi xbuk medeb. Egziabhier xegu yebzhalkn xomna ybarkelna.
@liyaminase5236
@liyaminase5236 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ሩቲ ሽኮር ካብ ልበይ እየ ዝፈትወኪ 😘❤❤🙏🙏
@ufjgfjd2564
@ufjgfjd2564 2 года назад
ኣስይይይ ምቁራት ቃል ሂወት የስመዐለና ፀጋኡ የብዘሐልክን
@selam-G3LT
@selam-G3LT 2 года назад
ቃል ህወት የስምዓልና💓🙏🌺⛪️💒💞
@biniammantuy6706
@biniammantuy6706 2 года назад
ቃልሂወት የስምዓልና ኩቡራት ይሕዋት ሩት ንፍዕቲይ ግን ሓደራ ማዕተብ ግበሪይ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ
@user-pg6ut5po6s
@user-pg6ut5po6s 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሕ ፈጣሪ
@Godolyas657
@Godolyas657 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሕዋተይ። ንቅዱስ ቃል እግዚኣብሄር ግን ከምዚ ኢልካ ኣይኮነን ትቅበሎ ። ሓፍተይ ከም ኣማኒት መጠን ማዕተብን ፡ መንፈሳዊ ኣልባሳትን ክትገብሪ ይግብኣኪ ኢዩ ።
@eldanaqudus7919
@eldanaqudus7919 2 года назад
ቃል ሂወት የስምኣልና ጸጋ የብዝሓልክን አግዛቢሄር ኣምላክ 💖
@user-fc7gj9su7q
@user-fc7gj9su7q 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁራተይ ሩታ ሓፍተይ ንፍዕቲ ቀጽልዮ በርትዒ
@haftisami
@haftisami 2 года назад
ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣሕዋትይ ጽግኡ ይብዝሓልክን ጎይታ🥰🥰🥰🥰
@stgeasefa7389
@stgeasefa7389 2 года назад
ፅቡቅ ነይሩ ታይ እሞ ማዕተብ ዘይብሉ ቃላት ብቻ ዋንኡ ማዕተብ ምስ መስቀላ ኣብ ኩሉ ክትህሉ ኣለዋ።
@kokobgerensea504
@kokobgerensea504 2 года назад
Amen qale hiwete yesmalna
@asmeretyosief8020
@asmeretyosief8020 2 года назад
ቃል ህይወት የስማዓልና
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 2 года назад
ንፍዓት ቀጽልዋ ጽብቅ መደብ አዩ ኣምላክ ጸጉኡ ይብዛሕልክን ኣሚን
@samera7043
@samera7043 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዐና ደቂ እመብርሃነይ ፀግኡ የብዘሐልክን 🙏🙏🙏💕💕
@alayeyasu4695
@alayeyasu4695 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ 'ዩ ንፉዓት
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቑራት ስድራ እግዚኣብሔር መጀመርያ ልኡለ ባህሪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብቅዱስ ቃላቱ ክንዘራረብ ዝፈቐደልና ሕቶ ንጋዜጠኛን ወነንቲ ናይታ ቻነልን መጀመር ኣብ ዩቱብ ተእትዎ ዝኾነ ነገር ኮሞንት ዝመጻኩም ተኸታተሉ? እታ ሓታቲት ሓብትና ጽፍራን ማቲታን ጌጋ ኣይትጠቀሚ ካልኣይ ነታ ሩታ ሓብትና ድማ ከም ሄዋን መጠን ነጸላ ክትገብር ሓፈሻዊ ኣቃውምኣ ክትራዳድኣ ነይሩክን
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 года назад
ብትክክል
@dawitabrham5364
@dawitabrham5364 2 года назад
Matita aygebereten kbru haw ab gexa mnm makeup yeblan.
@user-bt4gc5br6n
@user-bt4gc5br6n 2 года назад
ብትክክል
@fiqrimiskulilove6595
@fiqrimiskulilove6595 2 года назад
Ruta Nisa timerxo kitgebri mesela eu sile ziteshefina du weys maiteb sile zigebrika ayekoneni.so teshfineni maiteb asireni kendey zigebru and zigebra alewa.silezi naye ruta migibri zeyimigibri nia enber niakum nothing eu
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 2 года назад
ብትክክል
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f 2 года назад
ሰላም ናዓኹም ይኩን ደቂ እግዛቢሄር ይቅሬታ እምበር እታ መንፈሳዊ ሕቶ ታሓትት ግን ፅፍርኻ ምንዋሕ ይፍቀድ ድዩ ቃለ ሂወት ድማ የሰመዕልና !!!
@user-us3iw8mf6p
@user-us3iw8mf6p 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመአና ክቡራት ብዝኮነ ሓፍትና ማእተብን መስቀልን ኣይረአኩላን ታይ ስለ ዝኮነት እዩ ንስኪ ደማይ ኣስትውዐልኪ ክትሓትያ ነይረኩይ መንፈሳዊ ሕቶኪይ ካብ ኣከዳድና ተትጅምር ደስ መበለና ነይሩ ንምዝካር እለይ እየይ እንተ ደፊረ ይቅርታ
@chelseathebest3382
@chelseathebest3382 2 года назад
Bienvenue deki Eri Halalat 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@ezgamenyemane5769
@ezgamenyemane5769 2 года назад
መደባትኩም ብጣቢ ኢዩ ደስ ዝብል ተሓታት ሓፍትና ማዕተብ ግበሪ ሓታቲት ሓፍትና በጃኪ ዳግማይ ከምዚ ገርኪ ከይትመጽና ደቅና ጽፍሪ ሓጥያት ኣይኮነን ይብላና ኣለዋ ሓደራኪ ስደድዮ
@user-uo6ze9ll2t
@user-uo6ze9ll2t 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፍቅራተይ
@samsommicheal6248
@samsommicheal6248 2 года назад
ኹቡራት የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቓል ሂወት የስማዓልና ንእሽተይ ኣጉዲልኽን ትሓቲ ዘለኺ ጽፍርኺ ኽትቖርጽዮ ይግባእ ሩቲ ኽኣ ማዓተብ ግበሪ ኻልኣይ ውን ነጸላ ግበሪ ኻልእ ዝጎደለ የለን ይቕሬታ ግበራልና ኸም የሕዋትና መጠን ኣቕሪብና ኢና ✝️✝️🤲🤲
@banadebterzeresenay9733
@banadebterzeresenay9733 2 года назад
Aseyyy kal hiwet yesmalna 🙏🙏
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና በጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ አቲ ሓደ ሓደ ጉድለታት ሰባት ኣብ ኮመንት ዝጽሕፍዎ ዘለዉ ርኢኹም ኣብ ተግባር ከተውዕልዎ ንምሕጸን ንክብረት ተዓዘብቲ ክትብሉ ወላ ተቃለስሉ!
@awettsegay7214
@awettsegay7214 2 года назад
ቃልሂወት የስማዓልና ይሕዋሓት
@goodplaza1342
@goodplaza1342 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራተይ ግን ሓታቲት ሓፍትና ቃል እግዚኣብሄር እንድሕርዳኢ ትመሃሪ ኮይንኪ ንምንታይ ፎርጅት ፅፍሪ ትገብሪ ፈጣሪ ዝሃበና ይኣክለና እዩ
@tg6336
@tg6336 2 года назад
ብጣዕሚ ፅብቅ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ምቅራተይ ግን ሓንቲ ሕቶ ሕተትለይ ንዘም ስነጥበብያዋን መስቀልስ ንምታ ዘይትኣስሩ በልለይይ ምስትሕትና ይሓትትትት❤❤❤❤
@seare448
@seare448 2 года назад
Ruti Schukorrr God bless you for ever my Lovly Acter.
@habtugezae7135
@habtugezae7135 2 года назад
Selam amlak mskultna ykun qal hiwet yesmealna gen Ruta way meateb zey geberki
@filmontesfamichal1698
@filmontesfamichal1698 2 года назад
ቃል ህይወት የስማዓና
@habtiga8101
@habtiga8101 2 года назад
Kal hiwet yesmalna yhwateyy fetari edmen tenan yhabkn
@user-xg6rh5zi7j
@user-xg6rh5zi7j 2 года назад
ቃል ህይወት ያሰመዐልና
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana shekakurrr yhwateyyy ❤
@henokyohannes4464
@henokyohannes4464 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና የሕዋት ' ሩቲ ግን ማዕተብ ግበሪ
@filimonmhertab1566
@filimonmhertab1566 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓና ሩቲ ጽብቅቲ ጽቡቅ መሊሲ ጽቡቅ መደብ
@vjr7453
@vjr7453 2 года назад
በስመኣብ ሩታ ሓፍተይ ተጋግኺ😥 ንምንታይ ማዕተብ ዘይትኣስር🙏እታ ጓል ከ ታይ ትብለኪ ጓለይ
Далее
#ሩታ ከብርሸገ ፍቅርይዘነ
10:18
Просмотров 1 тыс.
Wait for the BOWLING BALL! 👀
00:38
Просмотров 26 млн
ዮአዳን (ክፍል 17)
35:16
Просмотров 209 тыс.
መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ መእመናን
21:42
መንፈሳዊ ሕቶታት
20:02
Просмотров 105 тыс.