Тёмный

LUL WERKI ENTERTAINMENT/መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊ ሰናይ ኣሰረስ 

LUL WERKI ENTERTAINMENT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 47 тыс.
50% 1

welcome to lul werki entertainment
unauthorized use, distrubtion and re upload of this content is strictly prohibited
copyright © Lul werki entertainment
#lulwerkientertainment
#eritreamovie
#senayasers

Опубликовано:

 

21 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 361   
@user-ob7wr5gz5v
@user-ob7wr5gz5v 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እዞም ኤርትራውያን ምንቀሖም ብእምነቶመም ተቅንኡ❤❤❤
@user-fb9ss3bv8b
@user-fb9ss3bv8b 2 года назад
ኣሰይ ዞምየሕዋተይ እዙ ግዜስ ክቅየር ግዲ እዩ ጎቡዙ ፍቁራተይ ክጉብዝ ዙሓዉና ቃለ ሂወት የስመዐና ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣብ መንግስቱ ይዘክረና ፍትዋት ደቂ እመ ብርሃነይ
@proud4577
@proud4577 2 года назад
Word of life and water of life and light of life IS JESUS. HE said, I AM THE way and the life.without Jesus not life. not way and not light.
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 2 года назад
ኪርያላይሶን ፫ ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ እንኳዕ ስቅለት ጎይታና ብሰላም አፈፀመና ንበዓል ፋሲካ ብሰላም የብፀሐና ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ግዜና ይመለሰልና ዝተበታተንና ናብ ቤትና ይምለሰልና አሕዋተይ አሜን ፫ በቲ ቕዱስ መንገዱ ይምረሐና ✝️♥️ክተባብዑ ዘለዎ ቻነልዩ እዚ ደስ ዝብል ት/ቲ ♥️
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey 2 года назад
ገሪሙኒ እዩ ዘሎ ብሓቂ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኩላትኩን ንፉዓት ኢኹም ብዛዕባ እምነትና ኩላትና እኹል ዝኾነ ኣፍልጦ ክህልወና ይግባእ እዩ
@mesigaltigray5461
@mesigaltigray5461 2 года назад
ቃል ህይወት የስምዐልና አሕዋት በጃኹም ኩሉ ግዜ ከምዝይ እናገበርኩም አምፅኡልና ክንደይ ንምሃር አለና🙏እግዚአብሔር አምላክ ልዓድናን ልሃገርናን ሰላም የዉርደልና አብ ሰደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና🙏💞
@proud4577
@proud4577 2 года назад
እቲ ንእስራኤል እተዕገርግር ንስኻ ዲኻ፡ በሎ። 18 ንሱ ድማ፡ ንስኻን ቤት ኣቦኻን ትእዛዛት እግዚኣብሄር ብምሕዳግኩምን ደድሐሪ በዓል ብምስዓብካን እምበር፡ ኣነስ ንእስራኤል ኣየዕገርገርኩን። ክሳዕ መአዝ ኢኹም ናብ ክልቲኡ ወገን እትሕንክሱ፡ እግዚኣብሄር እንተ ዀይኑ ኣምላኽ፡ ደድሕሪኡ ስዐቡ፡ በዓል እንተ ደአ ዀይኑ ኸኣ ንእኡ ስዐቡ፡ በለ። እቶም ህዝቢ ግና ሓንቲ ቓል ኣይመለሱሉን። JESUS SAID. I AM THE WAY, the life and light, all come to JESUS and You will have peace and happy and we live in peace in our country
@user-bb2lf2zi6c
@user-bb2lf2zi6c 2 года назад
Amen brkti
@tsiontsegay667
@tsiontsegay667 2 года назад
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን። ኣምላክ ብሰላም ኣጀንቢሩ ብሰላም ዘፈጸመና ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ ፡ብሰላም ድማ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ የብጽሓና።ጸግኡ የብዝሓልኩም።ድያና ሓብትና ቀጽልዮ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ።ኣቀድመ ንዝነቀፍኩኩይ ብታዕምይ ኣብ ግብሪ ኣብዕልክያ ተሓጉሰ ሓጎሲኪ ይብዛሕ።
@erimychannel3505
@erimychannel3505 2 года назад
ንእምነትና ኣዕሙቕ ኣቢልና ክንፈልጦን ክንርድኦን ኢልኩም ትጽዕሩ ዘለኹም የሕዋተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፡ እቶም ተዋሰእቲ ካኣ ብጥዓሚ ክትድነቑ ዝግብኣኩም ኢዩ፡።
@user-ev5bj1qx5r
@user-ev5bj1qx5r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብራትይ ኣሕዋተይ ክንደይ ኢና ተማሃርና ኢና
@YoDaha
@YoDaha 2 года назад
ኣሰይ ክንደይ ደስ ይብል እዩ ቃለ ሂወት የስመዐልና በኡነት ቀፅልሉ አሐዋተይ ክንደይ ይጉቡዝ ካልኣይ ክፋል ኩሎም ክትሓትዮም ዘይተሓተቱም ክትሓትዮም ንፅበ ክብርተይ
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 2 года назад
_ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐና ጸጉኡ በረከቱ የብዘሕልካ ክብር ሓውና በሓቂ ጎቦዝ ሓወይ ክብርቲ ሓፍትና እውን ቀፅልሉ ክብረተይ_
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ክብርቲ ሓፍትና ቀፅልሉ ብጣዓሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ንብርሃን ትንሳኤ ብሰላም የብፀሐና ኣፍቀርቲ እመ አምላክ ኣሕዋተይ
@bsi9003
@bsi9003 2 года назад
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ብዒድመን ብፀጋን የንብርኩም ኩቡራት ኣሕዋትና🙏🙏🙏
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i 2 года назад
ኣሰይ ፅሩያት ኣሕዋትና ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራተይ ኣብ ፀገምዘለዉ ንተጋሩ ኣሕዋትኩም ከኣ ኣብ ፀለትኩም ሕወሱና ህዝብና ካብዚ ሽግር ዘሎዎ ከውፀአልና ፈጣሪ መንፈሳዊ ሂወት ዓድን ኣውራጃን ኣይፈሊ እሞ ሰላምን ፍቅርን የውርደልናሶ ቀፅልሉ ንፉዓት
@samimebrahtu4175
@samimebrahtu4175 2 года назад
❤🙏
@heri3588
@heri3588 2 года назад
ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኹም❤️
@yodahe2014
@yodahe2014 2 года назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 2 года назад
Amen ❤
@enbabasemere4396
@enbabasemere4396 Год назад
Bhaki zhaftety egzabhr amlak mehrety yewrdelna
@Maku2023
@Maku2023 2 года назад
ኣቦታት ክምስሉ ሰብ ብደግኡ ኣይምዘንን ይብሉ ሰናይ ሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕን ለባምን ኢኻ ኣጆኻ በርትዕ ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ድማ እንኳዕ ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈጸመና ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ድማ ብሰላም የብጸሓና
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም 💝
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 года назад
ሰናይ ከም ሽምካ ሰናይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤
@bemnetselemun7009
@bemnetselemun7009 2 года назад
ቤተ ክርስትያን ብክንደይ ዓይነት ትስራሕ ክትከውን ኔሩዋ እታ ሕቶ ክብርቲ ሓብቲ ብዝተረፈ ዘመንኩም ይባርኽ ቃል ሂወት የስመዓልና
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 года назад
ብሕቂ ጽብቅ ሕሳብ አዩ አቲ ብደረፍ ዝደንዘዘ ሂውትና ሕጂ ግና ብዛዕባ ነብሳና ክንሕስብ ዝገረብ ሕቶ አዛም የሕዋትን ቅልል ዝመስል ግና ዒቢ ስሪሒ አዩም ጅሚሮም ዘለዋ ክዳሕን ዘለወን ንብሳበት አለዋ ማለት አዩ
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 2 года назад
ብሓቂ ፅብቅታ ኢኩም ዋውውው ው ሰብስባ የከም ዝሓሰብካዮይ ጎቦዛት ኣምላክ ምሳኩም ይኩም ኩብር ሓውና ጎቦዝ ኢካ👏👏
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 2 года назад
ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስምዐና ✝️ ፀጋ በረኸቱ የብዘሐልኩም ፍቑራተይይ 👏👏👏
@ezgamenyemane5769
@ezgamenyemane5769 2 года назад
ኣታ ኣነሲ ክርእየኩም ከለኩ ከመይ ድየ ዝሕጎስ ጸጉኡ የብዝሓልኩም መንእሰያት ተዋህዶ
@user-qy3yj9fj2k
@user-qy3yj9fj2k 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና✝️ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቱዋተይ ቀፅልሉ💘💘💖💖
@selam801
@selam801 2 года назад
ተዋህዶ መሆን እንዴት መታደል ነው በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ውዶቼ እግዚአብሄር ጸጋውን ያብዛላችሁ በቤቱ ያጽናችሁ ቀጥሉበት
@proud4577
@proud4577 2 года назад
ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም ብሩርን ወርቅን እዩ። 5 ኣፍ ኣለዎም፣ ኣይዛረቡን፣ ኣዒንቲ ኣለዎም፣ ኣይርእዩን፣ 6 እዝኒ ኣለዎም፣ ኣይሰምዑን፣ ኣፍንጫ ኣለዎም፣ ኣየጨንዉን፣ 7 ኢድ ኣለዎም፣ ኣይድህስሱን፣ እግሪ ኣለዎም፣ ኣይከዱን፣ ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድምጹን። 8 እቶም ዚገብርዎምን ኣብኦም ዚውከሉን፣ ኵሎም ከምኣቶም ኪዀኑ እዮም። 9 ኣታ እስራኤል፣ ኣብ እግዚኣብሄር ተወከል፣ ንሱ ረዲኤቶምን ዋልታኦምን እዩ። I can tell you only what my GOD says. I AM the LOTD your GOD, who brought you out of Egypt, out of the land of slavery. You shall have no other gods before Me. GOD spoke all these Words.
@proud4577
@proud4577 2 года назад
They are already deceived And they wants deceiv people. They are against GOD and against JESUS. How did you say I'm happy? I can say. How HAPPY, i am thé WOMEN Will call me happy by JESUS Amen.from blind gods anything comes peace or happy. It is better to go and Learn the WORD OF GOD. orthodox. ዎ በዓል፡ ምላሽ ሀበና፡ እናበሉ ኻብ ብጊሓት ጀሚሮም ክሳዕ ፍርቂ መዓልቲ ብስም በዓል ተማህለሉ። ግናኸ ድምጺ ኣይነበረን፡ ዚመልስውን ኣይነበረን. ፍርቂ መዓልቲ ምስ ኰነ ኸኣ፡ ኤልያስ፡ ንሱ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ይሐስብ ከይህሉ፡ ወይስ ኣግሊሱ ወይ ገሹ ኸይከውን፡ ምናልባሽ ከኣ ደቂሱ ኸይህሉ፡ ምእንቲ ኺበራበርሲ፡ ዓው ኢልኩም ደአ ጨድሩ፡ ኢሉ ኣላገጸሎም። This is believs orthodox, Your gods no answere.🖐😁
@selam801
@selam801 2 года назад
@@proud4577 😒🙄
@user-zt3yc9or9m
@user-zt3yc9or9m 2 года назад
_ ንኩለኩም አመንቲ ክርስትና እንካዕ ንስቅለት ብዓል ብሠላም አብጸሐኩም እንበለ ደዌ ወሕማም እንበለ ጻማ ወድካም ያብጽሐነ በሠላም አመ ከመ ዮም እግዚአብሔር ቃለ ሂወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀጽሉሉ ፍቁራተይ_
@selamasrat9983
@selamasrat9983 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኮለይ ንዓኺ ብርክተይ እንቃዕ ዓብካቂ
@eritrea8587
@eritrea8587 2 года назад
Amen Amen Amen
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 2 года назад
ብጣዕሚ ከቢድ ሕቶ እምበር ንፉዕ ኮይኑ ንፉዓት ኢኹም እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ኣጆኹም ቀጽልዎ ድማ ሰብ ብደገ እንድዩ ዝመዝነኩም ዓቢ ትምርቲ ኢኹም ምሂርኩምና ክንደይ ሰብ እንዳዓበደት ነጸላ ተኸዲና ንስኻትኩም ድማ ውሽጥኹም ብቃል ኣምላኽ ምሉኣት ኢኹም 🥰🥰🥰🥰🥰🥰 nkulukum artists eritrea akbrot aleni
@hadishmahari8
@hadishmahari8 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ፥ ሰናይ ብጣዕሚ ኣብ ኩሉ ንፉዕ ቀጽሎ ኣቅረብቲ ዚ መደብ ውን ቀጽልዎ።
@mengesteabweldetensae4917
@mengesteabweldetensae4917 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዓልና ንፍዓት ይሕዋት።
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም 1//አበዛ ማርያም መግደለዊት ትበል ወን ማርያም በእነተ ህፈረት ትበል አየ ዝሰመዕ ካብ መምኅራን? 2//ናይ ጎይታ ሽንቲ ዘይ ኮነስ ናይ ጎይታ ራሃጽ አዩ ጠይቅኪ ተትምልስልና ሰናይ ነይሩ?
@JesusGod55006
@JesusGod55006 2 года назад
U right
@user-zo1vr4ml9n
@user-zo1vr4ml9n 2 года назад
እወ ማርያም ሓፍቲ ኣላዓዛር እና ማርያም በእነተ ህፍረት እየን ሽንታ ዝቃበአኦ እንበር ማርያም መግደላዊት እይኮነትን
@asugualkeshi2082
@asugualkeshi2082 2 года назад
ክልተ ግዜ እየን ቀቢአንኦ ማርያም መግደላዊትን ማርያም በእንተ እፍረት(ሓፍቲ ኣልኣዛርን) እየን።
@zfan2170
@zfan2170 Год назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስም ልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጋኡ የብዘሐልኩም አቢዚ ካሓልፋ ዘይደሊ ሕቶ ግን ማርያም መግደላዊት ንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዘሰቀበአቶ ሽቶ ናይ መድሓኒና ኢየስሱ ክርስቶስ ሽንቲዩ ኢልኪ መሊስክያ አነ ካብ ዝተመሃርክዋ ክኣ ርሃፁ እያሞ ነሰዓበይቲ አቦታት ጠይቅኪ ከነስታካክል ተትነግርና ስለ ድፍረተይ ይቅርታ ❤️🌹🕊🕊
@habtemaryam2549
@habtemaryam2549 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ፉቁራት የህዋት ያብጽሃነ ያብጻህኩሙ ለብርሃነ ትንስአ ኤሁ ሰለ ኩሉ ኩሉ እግዜኣብሄር ዝተምስገን ይኩን ቀጽሉዎ በርትዑ።
@samuelhabte6836
@samuelhabte6836 2 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣምላኽ
@user-hp8hl1pl5i
@user-hp8hl1pl5i 2 года назад
ኣሰይ ቃል ኣምላክ ክጥዕም ቃለ ህይወት የስመዐልና 🙏😍😘🌿🌿🌿🌿🌿
@SeniEntertainment
@SeniEntertainment Год назад
Its a great lesson from Senay, Amazing answers, i love ur calmness, glad to see u here this way. I am so proud of u.
@yonihabte936
@yonihabte936 2 года назад
ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ክብራት ይሕዋተይ ✝️🤲
@chelseachelsea4872
@chelseachelsea4872 2 года назад
ወሓዚ ከም ስሙ ዓጋቲ ዘይብሉ ናይ ብሓቒ ኣንበሳ ተባረኽ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅቡዕ ወዲ
@tigstitesfay6797
@tigstitesfay6797 2 года назад
Senay eyu smu wehazi aykonen xbktey
@user-iz5yk7dg6f
@user-iz5yk7dg6f 2 года назад
ብሓቂ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኩቡራተይ #ንኣድያም ስብሃቲ ኣቅርቡዎ
@simonabrehale604
@simonabrehale604 2 года назад
እግዚኣብሔር ክብሪ ይኩኖ ሰናይ ሓወይ ብጣዕሚ ድስ ዝብል ቆጽሎ ኣምላኽ ጽጋ ኣብ ርእሲ ጽጋ የዕድልካ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ኣሜን
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ፉትዋተይ ከየደነቅኹኩም ኣይሓልፍን ቀፅሉሉ አሕዋተይ ካብዚ ንላዕሊ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልኩም
@tekleweynieyasu2634
@tekleweynieyasu2634 11 месяцев назад
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 qale hiwet yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum
@rodastekleablel6508
@rodastekleablel6508 2 года назад
Asey mukuratey edmen tenan yahabeley fetari .kexlwo nufat.kulu gzie eye zketatelekum 🙏🏿🙏🏿🙏🏿kal hiwet yesmalna ruhus awdamet ka ygberelna n kulatna amen amen 🙏🏿
@WNRMedia
@WNRMedia 2 года назад
Abet des kbl medeb entay mo meglexi yebleyin Egziabher tray ybarkum
@user-et7gb5jn8b
@user-et7gb5jn8b 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዐና ፀግኡ የብዝሐልኹም ብሩኻተይ🌹🌹🙏🙏🙏
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክቡራተይ ፅጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ቀፅልዎ ፣ቀፅልዎ፣ቀፅልዎ ኩቡራትትት
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 года назад
ኣሰይይይይይይ እቃዕ ብሰላም መጻኹም ብሩኻት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ጸሙና በስላም ኣጀሚሩዩ ብሰላም ሰለ ዘፈጸመና ስብሃት ይኹኖ ንሓዉና ሰናይ ድማ ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ባሓቂ ደስ ዝብል ቃል ኣምላኽ ንማሃር ኣለናሞ ብኻልእ ኣሕዋት ክትመጹና ብሃንቀዊታ ንጽበየኩ ሓደራ ቡሩኽ ኣውዳኣመት ይግበርልና ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን ኣሜንንንንንን።
@nigstiteklizgi1431
@nigstiteklizgi1431 2 года назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏♥️♥️♥️💒💒💒
@user-sf2qd6cg9i
@user-sf2qd6cg9i 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ እዛ መደብ ኣዝያ ማሃሪት እያ ከይተቋርጹዋ ከም ፍቃድ አምላክ 🤲 እዞም ኣርቲስታት ከኣ ክጉቡዙ በስመአብ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኽኹም💛
@hiwigaltewhado7573
@hiwigaltewhado7573 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዐልና ኣሕዋተይ ፀግኡ የብዝሐልኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ንሕናም ብዙሕ እናተማሃርና ኢና ሰናይ ሓወይ ከዓ ፅቡቅ ናሃለካስ ብይመሥለኒ ወዲእካዮ ብዝኾነ ንፉዕ ኢካ ❤
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q 2 года назад
ትሕትና ዩ
@teklewelde3652
@teklewelde3652 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኩም። ከም መኽሪ ግን እንታይ መልኩ ነይረ ክቡራት የሕዋተይ ነጸላ ዘይትገብሩ ክንደይ ሰናይ ነይሩ።
@negasisweet7921
@negasisweet7921 2 года назад
kale hiwet yesmealna brukat ahwatey amlak xegu yebzhalkum
@selamasrat9983
@selamasrat9983 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ቡሩካት የሕዋተይ ኣምላኽ ይባርኩኩም ቀጽልዎ 🙏🙏
@furtunamehansho8559
@furtunamehansho8559 2 года назад
ኣሰይ ኣምላክ ጸግኡ ይብዛሓልኩም ይሕዋት ኣምላክ ይግዝኩም
@simontekie5675
@simontekie5675 2 года назад
I respect all you said... I'm a huge fan of u ...stay blessed ahwat ...all praise and glory be to God 🙏🙏🙏...
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 года назад
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም እንኳዕ ብስላም መጻኩም ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብስላም የበጽሓና ሉሉየ ኣጀኪ በርትዕ እመ ብርሃን ምሳኪ ትኹን ኮሙኡ ውን የሕዋተይ ብጣዓም ንፍዓት ኣጀኩም
@robichannel7718
@robichannel7718 2 года назад
Welcome back enkua bselam mexakumna ኣብዛ ሳዓት ሕጂ ብሓይሊ ኣምላክ ሑጉስ ዘለካ ንዘላለም ሓጎስካ ይንበር ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ራህዋ ይለውጦ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዕድመን ጥዕናን ያበካ ብር ክትብል ታሓጎስ ሕማቅ ኣይትርከብ የቀኔለይ ሳብስክራብ ሓጉዝኒ ይህዋት ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም የቀኔለይ,,
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 2 года назад
Wawwwwww bteami des zbl senay hawna Egziabhier msakum ykun ⛪❤️🙏
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክብራት ኣሕዋትና
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና💒🌻🙏🏽❤💒🌻🙏🏽❤💒🌻🙏🏽❤💒🌻🙏🏽❤💒🌻🙏🏽❤💒🌻🙏🏽❤💒🌻🙏🏽❤💒🌻
@nunichbins8346
@nunichbins8346 2 года назад
ተወለድ ዕሽር እንተ ሃለዩ በረኸት ኣሎ ጸጋ የብዝሕ
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 года назад
ሰናይ ዋው ናይብሓቂ ንፉዕ ኢኻ 🙏🙏🙏god bless you ❤️❤️❤️
@kokobweldat384
@kokobweldat384 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስደ ዝብል ስሉ ሓፍተይ ኣደኒቀኪ ካብ ስነ ጥበብ ንፍዕት ጸግኡ በረኸቱ ይብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመ ጥዕናይ ሃብኩም ፈጣሪ ኣጆኪ ሶሉ ሓፍተይ
@afewerkigeremedhn6907
@afewerkigeremedhn6907 2 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዚሓልኩም ብጣኢም ጹቡቂ ስራሒ
@gziegzie9457
@gziegzie9457 2 года назад
ጎበዛት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃለ ሂወት የስማዕልና
@user-ve2dn2zz4r
@user-ve2dn2zz4r 2 года назад
ተባረኩ ኣሕዋት ጽኡቅ መደብ ኢዩ
@nawafnawaf7127
@nawafnawaf7127 2 года назад
ብሓቂ ፍቅራተይ ሓውና ቀፅለሉ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ
@marawigide9478
@marawigide9478 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ቃሊህወት የሲማዓና🌳💒⛪️🌳💒🌳💒⛪️🌳⛪️💒🌳👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@user-es4fn5dv8i
@user-es4fn5dv8i 2 года назад
ጸግኡ የብዘሐልኻ ክቡር ሓዉና ኣቤት ትሕሕትና ናይሓታቲትን ተሓታትን ፀግኡ የብዘሐልኩም ፈጣሪ ብዙሕ ተማሂረ ኣምላክ ይመሰገ አዚመደብ ብጣዕሚ ነፍሰይ ንክፍትሸአዩ ዝሕግዘኒ ቀጽልወ ክቡሪተይ
@mebrattadese6383
@mebrattadese6383 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ክቡር ሓወና ብጣዕሚ ጎቦዝ ኢኻ ደስ ይብል ቀፅልሉ 12 መክብብ 1: ክፉእ መዓልትታት ከይመጸ፡ ባህ ኣይበለንን እትበለሉ ዓመታት ከኣ ኸይቀረበ ኸሎ፡ ብመዓልትታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ። (ትግ) - ዳዊት 10: ፍርሃት እግዚኣብሄር መጀመርያ ጥበብ እዩ፣ ዚገብርዎ ዅሎም ሰናይ ልቦና ኣለዎም። ምስጋናኡ ንዘለአለም ይነብር።
@yordanoshans2828
@yordanoshans2828 2 года назад
Amen Amen Amen qalhiwet yesmalna egzabher amlak
@wedikfle1775
@wedikfle1775 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna amlak xegeu yebzhalkum yehwatey
@lemlemhagos5427
@lemlemhagos5427 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም እግዛብሔር አምላክ ሐተትን መለስትን ምሽጡሩን ጥበቡን ይግለፀልኹም
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 года назад
ቃል ህወት የስመዓልና አሜን ሰናይ ሓወይ ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ደስ ዘብል
@sasdfasdf9128
@sasdfasdf9128 2 года назад
ቃለሂወት የስመዓልና ክብራት ኣሕዋተይ ጸግኡ የብወሓልኩም እግዚኣቢሔር ኣምላክ 🤲✝️🤲
@freweynimulue28
@freweynimulue28 2 года назад
Aseyyyyy mukurat Egzabiher xegu ybzhalkum 🙏🙏🙏🙏
@freweynighebremeskel2219
@freweynighebremeskel2219 2 года назад
ዋውው እዞም ስነጥበበኛታት ኣድኒቀዮም ንፍዓት እዮም😍ንኣድያም ስብሃቱ ኣቅርብልና ክብርቲ ሓብተይ ኩሉ ግዜ እየ ኣብ ቤትክርስትያናት ከላ ቪድዮ ናታ ሸር ክበሃል ዝዕዘብ ኣብዚ ቅዱስ መደብኩም ከኣ ክንርእያ ንደሊ ኣለና
@user-jx8rz4nd5y
@user-jx8rz4nd5y 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ
@user-jx3sq1zp6u
@user-jx3sq1zp6u 2 года назад
እግዚአብሔር ይባርኹኩም 🙏🙏🙏
@berhanewedikeshi7439
@berhanewedikeshi7439 2 года назад
ብሉጽ ስራሕ ቃለ ሂወት የስመዓልና &ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና የሕዋተይ
@alemdesta454
@alemdesta454 Год назад
ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ዞም ኣሕዋተይ ቀፅልሉ❤
@natsneteyob1740
@natsneteyob1740 2 года назад
Amen qael hiwet yesmalna senay hawena tegu yebzhalka
@user-ye8gi4pg1u
@user-ye8gi4pg1u 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና
@habtiga8101
@habtiga8101 2 года назад
Amen amen amen kal hiwat yesmalna senay haweyyy
@user-wd7vi5ij3b
@user-wd7vi5ij3b 2 года назад
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ።እግዚአብሔር አምላክ ፆሙና ሰላም አጀሚሩ ብሰላም ዘፈፀመና ልዑል እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን እንኳዕ አብፀሐና አብፀሐኩም ንዓርብ ስቅለት ጎይታናን መድሃኒትናን እየሱስ ክርስቶስ ልዩ ማዓልቲ ማዓልቲ ድሕነት🌹 ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሣኤ የብፀሐና ❤ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና ቀፅልሉ🕊
@yowhanateklab7258
@yowhanateklab7258 2 года назад
Kal hiwet yesmealna yehwatey 🙏🥰
@John-wj8sg
@John-wj8sg 2 года назад
ኣዚዩ ጽቡቅ ተበግሶ እዩ እሞ ድማ ኣዝዩ ዝንኣድ መልሲ እዮም መሊሶም እዞም ስነ ጥበባውያን ስለዝስ ሪኢና ተማሂርና ላይክ ከይገበርናሎም ኣይንውጻእ የሕዋተይ. ሩሑስ ባዓሕ ትንሳኤ ክኣ ንኩሉኩም የሕዋት።
@user-zi3qf8nu7v
@user-zi3qf8nu7v 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ🙌❤️❤️❤️😍
@user-oo1qi5fc5o
@user-oo1qi5fc5o 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዞም የሕዋተይ
@teklitzekaryas2063
@teklitzekaryas2063 Год назад
ቃለ ሂወት የስማልና ዞም የህዋተይ ቀጽልዎ
@ftawwftwww2822
@ftawwftwww2822 Год назад
ቃለ ህይወትየስመዐልና✝️✝️✝️🙏🙏❤️
@senaythayle7515
@senaythayle7515 2 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣሕዋት
@user-wd6de1sw1o
@user-wd6de1sw1o 2 года назад
ቃልህይወት ያስመዐልና ፍቁራት ቀፅሉሉ
@bereketkahsai2633
@bereketkahsai2633 2 года назад
azu des zebl qexlwo yhwatey egzabeher amlak msakum ykun btaemi xbuq 🙏🙏🙏
@fuch9239
@fuch9239 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ
@kusuhabtu5401
@kusuhabtu5401 2 года назад
Aseyyyy kale hiwet yesmealna amlak xegu yebzhalkum Xbuk medeb btami
@user-ow5kl5ds1d
@user-ow5kl5ds1d 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
@kebarifsaha4327
@kebarifsaha4327 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
@user-vb3ud3tl2e
@user-vb3ud3tl2e 2 года назад
ቃልህወት ያሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ጸጋኡ ያብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 2 года назад
qale hiwet yesmealna
@dhdyyfytuuy7748
@dhdyyfytuuy7748 2 года назад
እሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ 🙏❤️
@gelfaf240jovani3
@gelfaf240jovani3 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣፍልጦ ንፉዓት ስነ ጥበባውያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትነብሩ ኣብ ኤርትራ ዘለው ውን ማዕረ እቲ ስነ ጥበብ ብእምነት ውን ክዓብዩን ብዛዕባ ሃይማኖቶም እኹል ኣፍልጦ ክህልዎም ይግባእ
@hvrdb3877
@hvrdb3877 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ክቡራተይ
Далее
🎙СТРИМ на 4 МИЛЛИОНА🍋
3:12:45
Просмотров 1,3 млн
🎙СТРИМ на 4 МИЛЛИОНА🍋
3:12:45
Просмотров 1,3 млн