Тёмный

Mahari Yohannes, ህልዊ ኩነታት ትግራይን ተጋሩን 1ይ ክፋል 

BRANNA Tube (ብራና)
Подписаться 77 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 284   
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ዝሰምዐካ ስኢንካ እምበር አቀዲምካ ዝተዛረብካየን ብቢሓንቲ ኩለን ተፈጺመን 😭 ጅግናዮ አነስ ቃላት የብለይን ንዓካ ዝገልጽ ኣምላክ ብሠላም ይምለስኩም ናብ ንቡር አገልግሎትኩም
@abieltrsfay3748
@abieltrsfay3748 6 лет назад
ሃዋርያ ድሕነት ተጋሩ ኣጆካ ህዝብካ ኣነቃቅሕ ወድብ ኣብ ኤርትራ ደለና የጋሩ የሕውትኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና
@abieltrsfay3748
@abieltrsfay3748 6 лет назад
against allodds መራሕትካ ን ባዕሎም ታይ ዲዮም ርእሲ ክቦ ኣስራሓዮ ኢስከ ቲ ርስካ
@asmaer1858
@asmaer1858 5 лет назад
Abiel Agames Eritrawi temesilkas kondaf sahsah lemani betanti Meles. Hehe loms tegatatimna ena aytedkem kale shetara keyer.
@koala10ish
@koala10ish 5 лет назад
mehari jigna eritrawi ab tigray z'tewelde....ata ezi jigna hamasienay n'weyane fetfet abiluuwom....kkkk
@ተስፋዊዘጽዮን
@ተስፋዊዘጽዮን 6 лет назад
ኣታ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ፡ ቀፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኣሎና ፡ እሱ'ዩ እቲ ሓቂ ፡ ኣገናዕ ብሩህ ስነሓሳብ ፡ የቐንየልና ።
@koala10ish
@koala10ish 5 лет назад
mehari jigna eritrawi ab tigray z'tewelde....ata ezi jigna hamasienay n'weyane fetfet abiluuwom....kkkk
@danielgafre5686
@danielgafre5686 6 лет назад
ክቡር ሓው ማሓሪ የቐንየልና! ብምቕፃል ንሕና መናእሰይ ትግራይ ብሄራዊ ረብሓና እብ ዝኾነ ዋጋ ዕዳጋ ዘይነእቱ ትግራይን ትግራውነትናን ሚስጥር ህላወና ከምዝኾነን ምናልባት'ውን ኣብ'ዚ ህዚ እዋን ንፁር ኮይንልና ኣሎ።ስለዚ ከምቲ ዝገለፅካዮ ንሕና ዘድልየና መራሒ ሓሳብን፣ውዳበን እዩ። ባህልናን፣ታሪኻዊ ኣመፃፅኣናን ድማ ንዙይ ዝጠልብን፣ኣዝዩ ቀረባ ስለዝኻነን ኩልና መናእሰይ ትግራይ ክንጥቀመሉ ብዚ ኣጋጣሚ'ዚ ፃውዒተይ ከቕርብ ይፈቱ።ብተወሳኺ ንምዝኽኻር ዝኣክል፦ቃልስና ንመሰል ርእሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ(ካልኦት ውፁዓት ብሄራት)፣ንቃንቃና፣ባህልናን፣መንነትናን ብሓፈሻ ዕብየትን፣ህላወን ህዝቢ ትግራይ መሰረት ዝገበረ እንበር ሑልፋት እትዮጵያውያን ኮይና ኣብ ማእኸላይ መንግስቲ ሓሸውየ ንፃወተሉ፣ብሽም እ/ያ ድሕሪ ህጁ ትርፊ ሂወት ንግብረሉን ግዜ ከብቅዕ ይግባእ። ኩላትና ኣብ እስትራቴጅካዊ ረብሓ ትግራይን ፣ህሉው ኩነታት ትግራይን ክንሓስብ ይግባእ ይበል.... የቐንየለይ!
@koala10ish
@koala10ish 5 лет назад
mehari jigna eritrawi ab tigray z'tewelde....ata ezi jigna hamasienay n'weyane fetfet abiluuwom....kkkk
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 6 лет назад
ተጋሩ ይሕዋተይ ኣጆኹም ካብ ሓውኹም ፍንጫል መሰንገልኩም ናይ ኤርትራ ትግራዋይ ሰላም የውርደልና ሓደ ኢና እሞ ከም ቐደምና ንኹን መፍቶ ጎሓላሉ ከይንኸውን ።ኣጆካ ሓው መሓሪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@asmaer1858
@asmaer1858 5 лет назад
ABERA Mesengelka temlok kursus hassawi kondaf sahsah lemani. Agame yehwatka entekoynom teykeka teklilka ne adi Agameka Mekeleka kid tequan....
@asmaer1858
@asmaer1858 5 лет назад
ABERA Ezi shetara nay 90tat terifu eyu kale shetara keyero. Agame kondaf sahsah lemani betanti Meles eye mebal yehfiruka kkkķkkk.
@ekubayfisseha6567
@ekubayfisseha6567 6 лет назад
መሓሪ ሓውና ብጠዓሚ ነመስግን በጠዓሚ ከዓ የድንቀካ እና በርትዕ ቀጽለሉ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንካ ኢና። ርግእ ኢልካ ንምቅራብ ሞክር
@mebrahtomguesh
@mebrahtomguesh 6 лет назад
ጎበዝ፣ ቀጽለሉ ኣብ ጎድንኻ ኣለና! ከማኻ ዝበለ ብትግራዋይነት ስምዒት ደረቱ ነፊሑ ዝቃለስ ኢና ንደሊ!
@nohnoh4127
@nohnoh4127 6 лет назад
ብራቮ መሓሪ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣሎና፡ላይክን ድማ ሂብና ኣሎና፡ኣብ ካሜራ ኣይተተድህብ፡ኣቃልቦካ ተስሕብካ ኣሎካ፡ሓውካ ኤርትራዊ።
@AbcDef-ey7og
@AbcDef-ey7og 6 лет назад
Yofni Rodu Do not use the word አጆኩም። Use your own word the original. Okay.
@AbcDef-ey7og
@AbcDef-ey7og 6 лет назад
Yofni Rodu አጆካ no no no no.... አዞኻ yes yes yes...
@tigrayzeadey9920
@tigrayzeadey9920 6 лет назад
Abc Def አጆካ yes yes yes yes አዞኻ yes yes yes yes አዮኻ yes yes yes yes kulu tigrigna eyu. nay raya khone nay enderta khone nay adwa khone nay senafe khone nay hamasien kulu tigrigna eyu. please stop diving the agazian people by dialects.
@yonasmihrteab9685
@yonasmihrteab9685 6 лет назад
Yofni Rodu dont act you are eritrean yofni rodu you are agame garbage weyane don't ashamed
@tigrayzeadey9920
@tigrayzeadey9920 6 лет назад
yonas mihrteab ደ ን ቆ ሮ !
@bgman9634
@bgman9634 6 лет назад
ብሱል ሓሳብ እዩ ።ግን ሓደራ ጀሚርካ ምግዳፍ respect mahari
@koala10ish
@koala10ish 5 лет назад
mehari jigna eritrawi ab tigray z'tewelde....ata ezi jigna hamasienay n'weyane fetfet abiluuwom....kkkk
@2E1519
@2E1519 6 лет назад
ሕቶ ንመሓሪ ዮሃንስ ከም ዝፍለጥ ባዕልኻ ውን ከዝገለፅካዮ ጉዳይ ኣይ ሰላም ኣይ ኩናይ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዓብይኡ ንኤርትራን ትግራይን ኣብ ሂወትን ንብረትን ዕንወት ንዝሓለፉ ዒስራ ዓመታት ዝበፀሐን ዝበፅሕ ዘሎን ከምዘሎ ኮይኑ ብፍላይ ድማ ንክልልና ብስንኪ እዚ ኩናት ዘለዋ ናይ ኢኮኖሚ ተጠቃምነት ኣግላይ ዝኮነ ናይ transfomation ከይዲ ከምዘሎ ዝፍለጥ ዩ ግን ብተደጋጋሚ ወይ ውን ንይምሰል ዝመስል ናይ ፈደራል መንግስቲ ፃዊዒት ሰላም ክንደየናይ ሓቒ ዩ? ብስሩኸ እቶም ኣሓት( ኣሓት እንተኾይነን) ድርጅታት ኢህወደግ ዕርቂ ይድግፋ ድየን? እዚ ኣይሰላም ኣይኩናት ካብ ትግራይ ወፃኢ ንኻለኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ብፍላይ ንክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ፅልዋ እንታይ ዩ? እንተሃልዩ? ብስሩኸ እዙ ጉዳይ ሕድሪ ሃፀይ ምንሊክ ምትግባር ዶ ኣይኮነን?
@ጀበናፍንጃል
@ጀበናፍንጃል 6 лет назад
KING EZANA ኣንታ እንትይ ኮንኩም ኢኹም ብዝሞተ ሰብኣይ ሃፀይ ምንሊክ ክትወቕሱ ኣብ ድኽነት ምንባርኩም ኣይተርፍን ኩሉ ሰብ ስራሕ ከይናዓቐ በብክለቱ ኣብ ከባቢኡ ምስራሕ ኣብ ዝጀመረሉ ግዜ ናብራና እንዳተማሓየሽ ክመፅእ ኢዩ እንዳመስተ ስዋን እንዳዋዓልካ ዘፍረካዮ ዘይብልካ ካብ ጁባኻ ሰቲኻ ንገዛኻ ክትኣቱ ከለኻ ናይ ስድራኻ ሙልእ ክሳራ ኣምፂኻ ኣለኻ ማለት ኢዩ ንስራሕ ንስራሕ በይዛኹም ክብረትና ናብ ቦቱኡ ክምለስ እንተኾይኑ ናብራ ህዝቢ ምስተማሓየሸ ኢዩ
@ኣብራሃምወዲእዮሱስ
ኣምሓራ ንሙሁራት ትግራይ ክቀትሉ ብዙሕ ተንኮላት ይኣልሙ ስለ ዘለው ጥንቅቅ በል ተገድሰና ኢኻ ሓውኻ ኣብርሃም ወዲ ሽመጃና!
@koala10ish
@koala10ish 5 лет назад
mehari jigna eritrawi ab tigray z'tewelde....ata ezi jigna hamasienay n'weyane fetfet abiluuwom....kkkk
@welduyagoub2947
@welduyagoub2947 5 лет назад
You are a hero for eritrea and tigrai
@muleyalemseged1171
@muleyalemseged1171 6 лет назад
በርትዕ ኣጆኻ! ኣብ ጎንኻ ኢና! ገዛ ሓየሎም ካብ ወልቂጤ
@መብራትጓልዓባይትግራይ
ኣጆኻ ቀፅል ኣለና ኣብ ጎንኻ መሓሪኖ
@AbcDef-ey7og
@AbcDef-ey7og 6 лет назад
መብራት ጓል ዓባይ ትግራይ Please say አዞኻ instead of አጆካ no no no no. Do not be Anseba! !!!!!!
@koala10ish
@koala10ish 5 лет назад
mehari jigna eritrawi ab tigray z'tewelde....ata ezi jigna hamasienay n'weyane fetfet abiluuwom....kkkk
@habenfideha1044
@habenfideha1044 6 лет назад
ማሓሪ ቀፅለሉ በጃኻ ከይተቋርፅ ብጣዕሚ ዝገርም ሓሳባት ኢኻ አልዒልካ
@alemwelela5777
@alemwelela5777 6 лет назад
Mehari I am glad that you are breaking the silence and it’s a wonderful analysis which’s you did. Also, This open discussion can help to share ideas and thoughts to discuss the current issues. We must review our situation and the current politics in Ethiopia. However, it’s grate, that sharing ideas and information each other’s can help to understand what is going on in Our areas. Finally, This is a very mater to our society and I advise and encouraged you to continue..,,,,,,it.
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
ተጋዳላይ ምሓሪ ጀግና ዉዲ ህዝቢ መምህር መንኣሰያት ብሰላም ብዓወት ትመለሰና ማሓርዋይ ስራዊትና ሓልኩም ሓይሊ ሓፂን ይኩን😍😘♥😘💊💪♥💋💋💋♥🙏
@kidusgebrekrstos6042
@kidusgebrekrstos6042 6 лет назад
Timely & interesting topics raised, keep it up Mehari Thank you very much for you motivation.
@kibromyemane7736
@kibromyemane7736 6 лет назад
wwwwwww ብጣዕሚ ሃናጺ ዝኾነ ሓሳብ ዝርድኦ ሰብ ግን የድሊ ኩቡር ሓው ቀጽሎ
@yonikflom4215
@yonikflom4215 6 лет назад
ከመይ ጸባ ስተ ወደይ ማሓሪ ዮውሃንስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዝዩ ዓበይትን ኣገደስትን ኣርእስቲ ኣልዒልካ ሕርኽርኽ ከይበለካ እትውሕጦ ሓቂ ኢኻ ተዛሪብካ ሓንቲ ክላወበካ ዝደሊ ኣጆኻ ጎስጋስካ ቀጽል ብራቮ መሓሪ
@danielgebreab692
@danielgebreab692 6 лет назад
ጽቡቕ ትንታነ
@netsereabhaile4430
@netsereabhaile4430 6 лет назад
ድኽነት ትግራይ ብዓቢኡ ጭካነ ፖሊሲ ህግደፍ'ን ህወሓትንዩ
@AbcDef-ey7og
@AbcDef-ey7og 6 лет назад
net- sat It may be but in my view Shaibay or Isayas and is groups are the enemy of both people.
@asmaer1858
@asmaer1858 5 лет назад
Saebya do Merkeb Awroplan sheytu eyu. Ne Debrechnki hetetwo sahsahat lementi.
@mulugetaayenew136
@mulugetaayenew136 6 лет назад
እዙይ እዩ ተጋዳላይ ትግራይ ማለት “ስላም ተጋዳላይ ማሃሪ” ዕልል በሊ ትግራይ ኧደይ, ካብ ዓይኒ ዞም ለማሳት(know nothing) የድህንካ ፣ አጆኻ በርትኧ ምሳኻ ኢና !
@selammehary5943
@selammehary5943 6 лет назад
ተባዕ ትግራዋይ መፍቲሒ ሰላም ህዝቢ ትግሪኛ!!!!
@halefomberhe214
@halefomberhe214 6 лет назад
አታ ትግራዋይ ዳአ ኩሉ ግዝየ ኮ አንበሳ እዩ መራሒ እዩ ስእኑ በር አጆኻ እስቲ ቀጽሎ አብ ኮንኻ አለና።
@robitetsegay512
@robitetsegay512 6 лет назад
ata resah tegaru ahwatna sebut uyom aslamy resah
@BahabolomDesta
@BahabolomDesta Год назад
አጆካ ተጋዳላይ ማሓሪ የዉሃንስ ቀፅለሉ❤❤❤
@worldcomm9842
@worldcomm9842 6 лет назад
ወዲ ጅግና ስምዒትካ ስምዒትና ኢዩ ዝርድአና መንገዲ ዝመርሐና ሲእና ኣለ ሕዘና ጽቡቕ ጌርካ!
@ፍቅርጥዕም-ቸ3ኸ
@ፍቅርጥዕም-ቸ3ኸ 5 лет назад
ፀብቃ ትንትነ እዩ ጎብዛ መምህር መሓረ ጀጋና
@g.t.5313
@g.t.5313 6 лет назад
V.i.m ኣጆኻ ቀጽለሉ ኩሉ ብጽሞና ሰሚዐዮ ብጣዕሚ ወሳኒ ዝኾነ ሓሳባት ኣልዒልካ ኣለኻ ቀጽለሉ ክትቋርጾ የብልካን ። ብፍላይ ካብ ናይ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ነጻ ዝኮነ መንእሰይ ክፍጠር ክኽእል ኣለዎ። ኣብ ሞንጎ ክሊተና ኣሓት ዝተገብረ ባእሲ ዘሕዝን እኳ እንተኾነ ካብ ሕጂ ኣሪምካ ናብ ንቡር ክምለስ ኩልና ኽንጽዕር ኣለና ። ናይ ሓያላት ሃገራት ኢድ ኣታውነት ከም ዘለዎ ኮይኑ , ካብ ምሉእ ኣፍሪቃ ጸዓዱ ካብ ዝፈርሕዎ ህዝቢ ንትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ እዩ ። ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሰረት ስለ ዝኾነ ። ብትዘዋዋሪ ድማ ነንባዕሉ ኣባሊዖም መንእሰይና ናብ ዘይወጾ ዓዘቕቲ የእትውዎ ኣለኡ ነዚ ሽርሒ 'ዙይ ኩላትና ክንነቕሓሉ ይግባእ። ይቅርታ ግበሩለይ የሕዋተይ ብቐሊሉ ዘይነዓቑ ናይ ሎሚ ሙሁራን ካብ ንስራሕ ዝመራመሩ ምርቃና ክመራመሩ ዩ ዝቐሎም ። ብተዘዋዋሪ ካብ ዝኮነ ሓሳብ ምምንጫው ነጻ ከም ዝገብረና ክንፈልጥ ይግባእ። ሎሚ እንተዘይ ሓቢርና ኣብ ዝባንና ዘንዘላሉ ዘሎ ሓደጋ ብቐሊሉ ከምዘይገድፈና ፈሊጥና ኣብ ዝኮነ ይኹን ዓድን ቦታን ከይፈለና ክንረዳዳእ ይግባእ ናይ ሞትን ሕየትን ስለዝኮነ። እዙይን ወደሓንኩምን ። መሓሪ ሓወይ ቀጽለሉ።
@sirak1626
@sirak1626 6 лет назад
Great mahari
@goytomt
@goytomt 6 лет назад
Welcome mehari
@kibromgebremedhn7774
@kibromgebremedhn7774 6 лет назад
ኢሰይይይይይ ጅግና ሙሕረይይይ
@gereziheralem
@gereziheralem 6 лет назад
ፅቡቕ እዩ መሓሪ ዮሃንስ እቲ ዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስ እቲ ዘሎ ወሎዶ ብትኽክል ናይ ባዕሉ ታሪኻዊ ዓሸራ ከቕምጥ ምእንታይ ከምዚ ዝበሉ ግንዛቤ ወሃብቲ መድረኻትን ኩነታትን ምፍጣር ክነኣድ ዝግበኦ ነገር እዩ በሃላይ እየ።እንድያውም እንተዝከኣል እቲ ቃልሲ ወለድና ብዝሃበና መስመር ተጠቒምና እቶም አብ ከይዲ ዝፍጠሩ ነቶም ዘይምመዩ ወለድና ዝተቓለስሉ በልሕ ዕላማ ዘይውክሉ ዝንጠባጠቡ እሸኻት ብምንፃል ዳግመ ክለሳ ወይ ከዓ "improvment" የድልየና እዩ።እዚ ክበሃል ከሎ ቃልሲ ብተፈጥርኡ ይጥነስ ይውለድ ይዓቢ ይኣርግ ስለዝኾነ ክኣርግ ከሎ ከዓ ናብ ንእስነቱ ንምምላስ እንደገና ዝተመሓየሸ ግዜ ብዝጠልቦ ምቅላስ የድሊ እዩ።ነዚ ከም መሳርሒ ክንጥቀመሉ ዝግበአና ነገር ከዓ ከምቲ ሑሉፍ ቃልስና ንፁርን ሓፋሽ ዘሳትፍ መድረኽን የድሊ እሞ በሳል ዝኾነ ሓሳብ ትፅብት ዝግበሩ ነገር እዩ።በርትዑ!!!
@fatohw
@fatohw 6 лет назад
Bravo, go ahead. You came with key points.
@ayelelisanework1853
@ayelelisanework1853 6 лет назад
Really nice and this is the way what we should do. Great Respect.
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 6 лет назад
Ehin mihin!!! Great ideas and we must prepare for worst. .....hope not but things seems ..... If tigrians are organized and we became one we are safe.
@selamkahsayselam6507
@selamkahsayselam6507 6 лет назад
በቃ ኣቱም ሰባት ትግረይ ዘለዋ ነገራት እኮ ኣብ ማንም የለን ማኣዝ እዩም ክጥቀሙላ የገርመና ግን ማሓርዋ እቲ ዝኩርኩሐና ነገር ገሊፅካዮን እንድካ በጃኩም ኢኮኖሚ እና ኩሉ ነገራት ዘተማጠነ ግበሩሉን ካብ ስደት ማሓሩና በጃኩም ኣይኮነይ ሰብና ሓመድ ዓድና ይናፍቀና ኣሎ
@amdomgebre4391
@amdomgebre4391 6 лет назад
ማሬ ጅግና ወዲ ትግራይ ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ብሃቀውታ ይፅበየካሎ ስራሕትካ ብጣእሚ ፎትየዮ አለኩ ካብዙ ዘለካዮድማ ብዝበለፀ ንክትሰርሕ እምሕፀነካ ምንእሰይ ትግራይ እቱ ተባዕን ብሉፅን እዩ ግን ታይሞ ስብንዶ ስኢኑይ አጀካ ዝብሎ ዓዱ ሓዲጉ ፎቆዶ ስደትን ከርተትን ኮይኑ ሂወቱ እና ወናም ሓውና ረኪብና እኒአናሞ በርትዕ ይብለካ
@almialmi5704
@almialmi5704 6 лет назад
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ እስኪ ናይመሬት ዋጋ ቀንሱልና ናብ ዓድና ክንምለስ!
@gideyghiwot4597
@gideyghiwot4597 6 лет назад
As a starting point, you give us a good clarification about the current status of Tigray and Tigrians(political, socio-economic, regional and international issues). Currently Tigray needs emerging and visionary politicians that are compatible with this century and the current needs of Tigray and Tigians, and it is through this discussion that we can realize our vision. Just go a head Mehari Yohannes.
@kibromgebremedhn7774
@kibromgebremedhn7774 6 лет назад
ይበልልልልል ወዲ ዞም ጀጋኑ
@alemhailay2423
@alemhailay2423 6 лет назад
ሓቦኛ መምህር መሓሪ♥
@mahiesa1141
@mahiesa1141 6 лет назад
ፅቡቕ ጅማሮ
@nebyu2692
@nebyu2692 6 лет назад
መሓሪ ዮሀንስ ናይ በሓቂ ተበዕን መርአያ ዝኾንካ ዐብዪ ሰብ ብጣዕሚ ኮሪዐልካ ሓደራ ድማ ክትቅፅለሉ
@ekubaygmariam8897
@ekubaygmariam8897 6 лет назад
keep it UP!!!! you are really grate man and wise.
@MEREBCAST
@MEREBCAST 6 лет назад
good job!! at this moment needs to be a strategic thinker politicians like you brother
@gebrehaweryahaile4102
@gebrehaweryahaile4102 6 лет назад
It is good job and it is through this and other similar discourses that we can shape our future
@berihuangesom8
@berihuangesom8 6 лет назад
ካብ ዓውዓውን ጫውጫውን ምንፅርፃርን ወፂኡ ናብ ርኡይ ምንቅስቃስ ዝተሰጋገረ መንእሰይን ምሁርን ትግራይ ''Mahari Yohanes''. Progressive Man Really. Thank you
@billyga2666
@billyga2666 5 лет назад
ካብ ሐዉካ ወዲ ኮለጉዛይ ጅግና እንቃህ ተወለድካ ።
@semerekidane
@semerekidane 6 лет назад
It is a great beginning Mahari!
@abccyz942
@abccyz942 6 лет назад
መሓሪ #ምሁር #ውፉይ
@titylomi4430
@titylomi4430 6 лет назад
ኣጆክ ንፊዑ ትግራይ እኮ ካብ ቀደማ ፈላጣት ወላዲት ናይ ጀጋኑ መፈረይት ኢያ ካብ ቀደማ ኣጆኩም ትግራዋት ጀጋኑ ብሐደ ኑኩን ከምቀደምን ቀዳማይ ብዛዕባ እታ ሙጩዊት ብርክቲ ቀዳሜቲ ይናይ ክርስቲና ዝኮነት ዓዲና ንሕስብ ብዛዕባ ትግራይ ወሎሎ ብሐገር ደረጃ ንትግራዋይ አይምልክቶን ንዓና ዝግደስ የለን ትግራዋይ ቀደማይ ኣዴካ አድን ትግራይ ኣጆክ ዓወትክ ኣብ ቀረባ እዬ። አብ ትግራይ ብዛዕባ ትግራይ ሕስቡ በጃኩም እንቱም ጀጊኑታትና ኣታዓሽው ብሐገር ምባል ጠጠው አቡሉ።ጀጋኑታትና ምሩፃት ስዋዓትና ኩሉሻዓ ክብርታትና ሐበንና ኢኩም ዘለዓለም ጀግነቱም ነባራይ ኢዪ ።ግን ሕጂ ብዛዕባ ገዛና ንሕስብ ቀደማይ ትግራይ ጊዜ እንተተረክቡ ድም ንሐገር ደረጀ። መሐሪ ጀግና ወዲ ማርታ ወዲ ቀሽ ገብሩ ቀጽለሉ ወዲ ቶም ጀጋኑ ኣጆካ ዓወት ንትግራዋይ።
@netsereabhaile4430
@netsereabhaile4430 6 лет назад
መሓሪ የውሃንስ ዕርፊ ወያነና ዘይዝንግዕ ተባዕን በሊሕን ወራሲዩ።ንቓልሲ ከኣ ሓደ ከም ሙሴ ኢዩ ዘአንፍቶ'ሞ ገድልኻ ይሰስን።
@ሂወትየድንግልማርያም-ፀ6ወ
ዋውውው ብጣሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ ሓውና 😍😍
@hagostesfay491
@hagostesfay491 6 лет назад
ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንታነ ኣጆኻ ቀጽሎ ።
@habenkide7102
@habenkide7102 6 лет назад
በቲውፅዕ ህዝብናን በታሐላልመሬትናን አብዋጋዕዳጋዘእቱ መንእሰይወለዶ የብልናን ሸጥማዓንጣና ንሃገርናንህዝብናን ቆራፅመራሒ የድልያአሎ ተኮነ ስለእቲ ትገብሮ አጋላልፃካ አዚና ነመስግን በርትዕ ቀፅለሉ።
@AhazPlatforms
@AhazPlatforms 6 лет назад
Cameraman, please keep your camera in a fixed position. Let's concentrate on the message than different views of the video. Or otherwise, changes should not occur frequently.
@nigstihaileslasie5489
@nigstihaileslasie5489 6 лет назад
መሓሪ ጅግና ካማካ ዝበለ እዩ ዘድልያ ኸዚ ትግራይ በዚ ሐዚ እማ ብግልባጡ እዩ ዘሎ ሓሳውን ለይባን ኣቃጣሪ እዩ ዝፍቶ ዘለ ሓቂ ብሓቂ ካብ መስመር ወፂኣ ኣላ ግን ተሓባብርና ነዞም ነገራት ክንፍሽሎም ኣለና ንስጉም ጥራሕ
@yonasgebrewubet1607
@yonasgebrewubet1607 6 лет назад
Peace, Development and Democracy for Tigrai in particular, Ethiopia in General - shall be the take home message
@halefomberhe214
@halefomberhe214 6 лет назад
ቀዳማይ ዝኮነ ይኹን ትግራዋይ ክሓስበሉ ዘለዎ ካብታ ሕጂ ዘለታ ካርታ ማፕ ዋላ ሓደ አይትቅነስን እያ ንካብ ሕጂ ዉን አይትቅነስን እያ ብዙሓት አለዉ ብዛዓባ ወልቃይት ዝዛረቡ ብዙሓት አለዉ ብዛዓባ ባድመ ዝዛረቡ ብዙሓት አለዉ ብዛዓባ ራያ ዝዛረቡ so ነዘን ከተማታት እዝአን ዘልዕሉ ሰባት ካብ ትግራይ ከምዘይ ከደ ክፈልጡ አለዎም ወልቃይት ባድመ ራያ እዝአን ካብ ትግራይ ወጽየን ማለት ትግራዋይ ብደዉ መይቱ ማለት እዩ so ከይትሓስብዎ። ብዛዓባ አዝመራ ብዛዓባ ልምዓት ክአ አብ ትግራይ ብዙሓት ዋሓዝቲ ሩዋ አለዉዋ ነዞም ዋሓዝቲ ሩዋታት መንግስቲ ምስ ህዝቢ ከይኑ ግግድዎም አለዎ ካብኡ ህዝቢ አብ ዓመት 3 ግዝየ ከዝምር ይክእል እዩ። ብዛዓባ ዝእነት ስራሕ ዝኮነ ይኹን መንእሰይ ከፍ ኢሉ ክዉዕል የብሉን መንእሰይ ካብ መንግስቲ ክጽበ የብሉን መንእሰይ ዝረኸቦ ስራሕ ክሰርሕ አለዎ ንአብነት ድሮሆ ምፍራይ አጣል ምፍራይ ከፍቲ ምፍራይ መሱኖታት ምልማዕ። አብ ትርፊ ግዝኹም ክአ ከተማማታት ምጽራይ ከተማታት ትግራይ ጹርያትን ዉቅባትን ክኾና አለወን።ብዛዓባ ማይ ዝስተ መንግስቲ አብ ኩለን ከተማታት ትግራይ አብ ኩለን ገጠራት ትግራይ ኩለን ክርኦ አለዎ መንግስቲ ክቡር ዶ/ር ደብረጺየን በጃኻ ዉረድ ናብ ከተማታት ናብ ገጠራት ትግራይ ብዙሕ ናይ ማይ ጸገም አሎ so ነዚ መፍትሒ ክአ ምስ ህዝቢ ኮንካ ዕላታት ምኹዓት እዩ ድሕር ህዝቢ ተወድብካዮ ህዝቢ ይሰርሒ እዩ ብፍላይ ትግራዋይ ድሕር ተወድብካዩ አሹንካይ ዶ ጉድጎድ ንባዓሉ ዝስተ ማይ ጎቦ ዉን ይፍርስ እዩ። ካልእ ብዛዓባ ትግራዋይ ፡ ተጋሩ መብዛሕትኡ ግዝየ አብ ስራሕ ኢና ነሕልፎ so ተጋሩ ሓሳብና ጥራሕ አብ ስራሕ አይኹን ክነስርሕ አለና ብዛዓባ ትግራይ ክንፈልጥ አለና ክንዉደብ አለና ok ዶ ብሩኻተይ
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 лет назад
Nkid tray.. I like your comment haki tegaru nhber n tigrai ktlemie indhr nay eman delina::
@welodolomi3108
@welodolomi3108 6 лет назад
ንኽድ ጥራይ hehehe meshak eu hasabka walkayt do badme wey wn tgray kabzi hizato zela Carta btraro eyatederra zela emni Kem akemtkalu zeloka gerka wsedo tgray kabzi zelato dhri 7amet 1/8 godila ETA hakegna tgray ktreya Eka edmen tenan yhabena emo habrna knreyo ena
@halefomberhe214
@halefomberhe214 6 лет назад
against allodds adika rwua wedi gahaba tadeka tfelt nska ke wedi sharmuta afka krewaka aye tm alka gefahfah aytbeleley wedi tekaliten
@welodolomi3108
@welodolomi3108 6 лет назад
ንኽድ ጥራይ hehehe halay reska derona(abora)bnatatkum du melieu zelo melhaska tsyafi kab mzrab melsi kthb tkel Eka guhaf shahsha kondaf melhasey naka zeykewn aykonen kemzeom Des zbulu astemhro zzarebu sebat kentnkf enber naka enteketslika contender mlue kuhaf kuguhfelka eye
@halefomberhe214
@halefomberhe214 6 лет назад
welodo lomi soriy 👏
@dipdayve
@dipdayve 6 лет назад
ርእስና ኣድኒንና እንነብረላ ኢትዮጵያ ኣይክትህሉን።
@luulawelde9307
@luulawelde9307 6 лет назад
Tplf and Eplf zebahalu nekelte Ahwat ab mekera kemzeetewuwo hade 1/4 centuri sekay sedet tselei zeriom yehalfu alewu,. Gen kemaka zeameselu mestewealti kab emotion zewotsu menaesey mesmae , there is hope for our ppl . Keep it up 👌👍🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 //Love from Eri adulis keyeh bahri.
@מכאלמכאל
@מכאלמכאל 6 лет назад
ኣጀካ መሓር ሓውና ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbcDef-ey7og
@AbcDef-ey7og 6 лет назад
מכאל מכאל Please use your own word 's አጆካ። no no no no no. አይዞኻ።rigth yes ,yes yes. Okay.
@Htsanekiros
@Htsanekiros 6 лет назад
Really we will Expect u more!
@kidanebasta2850
@kidanebasta2850 6 лет назад
ኣጆኻ ኩቡር ሓወይ ቀጽል ኣዚዩ ኣገዳሲ ነጥብታት ኢካ ተልዕል ዘለኻ። ሓውኻ ካብ ሰሜን ትግራይ ሰንዓፈ
@habeshafire4235
@habeshafire4235 6 лет назад
Looking forward to the next Video! Thank you Mehari
@helendesta3180
@helendesta3180 5 лет назад
ፅቡቅ ብሩህ ትንተና እዩ በርትዕ ሐውና
@mussieteklay9318
@mussieteklay9318 6 лет назад
ነመስግነካ ! መምህር መሓሪ ቀፅለሉ፣ ክሳብ ናይዞም ናይ ስሳታት ወልዶ አራጊት አድማሳውነት አታሓሳስቦኦም ክሳብ ተቀቢሩ. ነበረያነበረ ዝኸውን ፣ንሕና ኢትዮጵያ ወይ ህዝብታት ገለመለ.......አይኮነን ዘገድሰ ናባእልና ረብሓ እዮ ቅድሚት ክስራዕ ዘለዎ !፣ ብዛባ ኢትዮጵያ ንኦሮሞን አምሓራይን ይምልከት
@ykalowelday2627
@ykalowelday2627 6 лет назад
He deserve to be prime minister of Ethio, i am Eritrean and I support you mahari yohannes
@hailabgebrkstos4416
@hailabgebrkstos4416 6 лет назад
ልዒል ኩሉ ዘገድሰና ኢስትራጃዊ ረብሓናን ባህልናን ቃንቃናን ኢዩ
@ወዲኣባት
@ወዲኣባት 6 лет назад
You er so intelligent man so going brother so teach more for identity
@saramike2434
@saramike2434 6 лет назад
I call Mahari Yohannes- " Father of Federation"
@mulugetaeyasu4184
@mulugetaeyasu4184 6 лет назад
Wawww ምሕሬ ጅግና ቅፅሎ ኣጆኻ ትግራዋይ እይሽንፍን እዩ!
@embadebere9527
@embadebere9527 6 лет назад
Thanks to Weyane leadership in particular and to the heroic Tigray people in general that fought in order to implement democracy so that anyone can openly criticize/oppose / support his/her government or regional leadership...
@syumyohannes
@syumyohannes 6 лет назад
መፃኢ ግዜና ብሩህ እንገብሮ ህልው ኩነታትና ብዘይ ምንም ራዕዲን ፍርሒን ክግለፅ እንተኽእልና ጥራሕ እዩ።
@goitomberhane8893
@goitomberhane8893 6 лет назад
Good boy Mrhari! Ketsilelu Ab gonka alena! Pls Beal Camera, Keep the camera fixed!
@teweleguash255
@teweleguash255 6 лет назад
ጀሚርካ ከይተቃርፅ ማሓሪ ሕብን ትግራዋይ ንርአኦ ኣለና ቀፅለሉ
@AbcDef-ey7og
@AbcDef-ey7og 6 лет назад
ይህ ሰዉ ኢትዮጵያዊ መስሎኝ ለካ አንሰባ ነዉ ።አንሰባ አንባዉ ገደል ይግባ ።
@abbosissayable
@abbosissayable 6 лет назад
Young man your excellent political analysis is honest educational lesson to the Tigrean youth and castigating critisism to the rapatiously corrupt Weyane leadership!!! Bravissimo!!!
@benihagos1674
@benihagos1674 6 лет назад
መሓሪ .... እትድለ ዓብይ ሰብ ግዱስን በሊሕን ኢኻ!! ብራና ኢልካ ስለዝጀመርኻ ድማ ነምስግነካ!! እወ ብራና!! ብራና ናይ ጥንቲ ወለድና ማህደር ሊቃውንትን ማህድር ታእምራዊ ታሪክናን።
@lazatechnologymedia
@lazatechnologymedia 6 лет назад
Betami tsebuk aleka zetekeberka jigna memher wedi jigna weyanay. Ayzoka abgoneka alena ketselelu
@teklayteklay9524
@teklayteklay9524 6 лет назад
ኣታ ጅግና ቀጽለሉ ኣጆካ ትግራይ መማረጺ ፓርቲ ክህልዋ ኣለዎ
@fantahunabebe2585
@fantahunabebe2585 6 лет назад
Very intersting keep doing it pls
@tsenatslevent7716
@tsenatslevent7716 6 лет назад
Great Mehari
@metkelzion3987
@metkelzion3987 6 лет назад
ጅግና ተንታኒ ቀፅሎ ንፉዕ ሓወኻ ካብ ሰሜን ተጋሩ።
@tesfaybrhane5057
@tesfaybrhane5057 6 лет назад
ክቡር ሓው ማሓሪ የቐንየልና
@bisratabraha4420
@bisratabraha4420 6 лет назад
ኒህና ተገጋሩ በዚ ሕዚ ዘሎ እዋን ዘለዎ ኩነታት ዘስግእ እዩ ሞ ከም ቀደምና እንሐብረሉ ግዘ እዩ እምበር ንኻሊእ እነምኽንየሉ እወዋን አይኮነን ስለዚ ከምተቶም ካልኦት ብሚስጥር ሓቢሮም ተወዲቦም ንውድብና አብዚይ ደረጃ ዘብጽሕዎ ንሕነናውን ሓደ ልቢ ንኹን ይግባአና እብል ብፍላይ መናእሰይ ከምቶም ዝሓለፉ ጀጋኑ ክትኾኑ አለኩም ብዘይ አዲ ክብሪ የለን፣፣ ብዛእባ ወልቃት፣ ባድመ፣ ራያ ድማ አነ ዘይተረዳአኒ ነገር እንተሃለወ ብመጀመርታ አሕዋትና ሐ ኢሎም በረኻ ክወጹ እንተለው እኮ ድንበርና ኽነፈልጥ አኢሎም ኢየዮም ዝወጹ ስለዚህ ንምንታይ ኢነና ንድሕሪት እንምለስ ፈሪሕና ዲና ቅድምሕዚ ጸለምቲ ሕብና ተባሂሉ ሕዚ ድማ እንታይ ክንቦም ኢየዮም ዝደልየዩ ትግራዋይ እከኮ ሓቦኛ ኢዩ ነይረሩ እንታይ ዲነና ኾይነና አረ አጆና ንታሓበን
@alexanderdgebreyohanes8852
@alexanderdgebreyohanes8852 6 лет назад
Anta ezi ke abey zibebere aba dahri iyu. Eza mahtsen tigrai adey si jeganu miwulad amel gerato. Tesfazion welida entebelnas bezi dma mahari yohanes degima
@oneday7251
@oneday7251 6 лет назад
ብጣዕሚ ሓያል መንእሰይ ቐጽሎ እንቛዕ ናትና ኮንካ ንኩሉ ብጥበብ ተኪስካዮ ዕድመን ጥዕናን.
@yirgalegesse6161
@yirgalegesse6161 6 лет назад
keep on it ,really i like ur explanation
@amanuelkidane2223
@amanuelkidane2223 6 лет назад
Amazing! Keep going brother.
@hagosbirhanu5787
@hagosbirhanu5787 6 лет назад
it is interesting , keep it up brother , I don't be oriented wide or narrow than tigray
@germaifj9123
@germaifj9123 6 лет назад
ማሓሪ ሓወይ ናይ ክልተ ዓያሹ ዶ በልካ ትግራዋይ ኣደዳ ሰደት ኣደዳ ኣስላምን ኮይኑ ኩሊቱ ተመዚዙ ክወጽእ ክጭፍጨፍ ክሕረድ ንዚ ፈሪዶምና ህግደፍን ህዋሓትን ሕጂ ንተንስእ ካላኣይ ግዜ ኩናት ከይፍጸም ኣብ መንጎ ተጋሩ ንለብም።
@ezzel897
@ezzel897 6 лет назад
ኣንታ ጋሕጋሕ ካብ ኣስላም ርእሲ ውረድ
@laghahaaa5124
@laghahaaa5124 6 лет назад
Germai Fj Hsot zwereskayo koynuka ember kulitkas yehwatka eyom zewxulka zelewu mehaym
@asmaer1858
@asmaer1858 5 лет назад
Germai hahahahaha kkkkkkkk esekum kondafat sahsahat lementi hasadat kahdamat resahat entezeytehelewu bemen mesahakna kkkkkkkkkkkkkkk.
@nanobano4226
@nanobano4226 6 лет назад
The rule of law must be protected and respected,Dr.Abiy using his own power he released sentenced prisoner Andargachew from the cell,while a lot of Tegaru still are prisoned in Oromo and Amhara provinces.
@AbcDef-ey7og
@AbcDef-ey7og 6 лет назад
Bravo. Good idea. Keep up.
@tesfunuguse4451
@tesfunuguse4451 6 лет назад
Waw btami sebay enteqetslkayos jemirka zeymgdaf hadera
@birhanefitsum2113
@birhanefitsum2113 6 лет назад
መሓሪ ጅግና
@HaftamuGebretsadik
@HaftamuGebretsadik 6 лет назад
great beginning!
@hailabgebrkstos4416
@hailabgebrkstos4416 6 лет назад
ጅግና
@nahomsenay484
@nahomsenay484 6 лет назад
ደስ ዝብል ሐሳብ እዩ መሐሪ ቀፅለሉ
@becoolterry4536
@becoolterry4536 6 лет назад
Proud of you God bless
@mydreamistoflyfly9942
@mydreamistoflyfly9942 6 лет назад
መሓሪ ንጉስ ናይ ተጋሩ
Далее
Китайка и Пчелке Холодно😂😆
00:21
3 лайфхака для УШМ
01:00
Просмотров 37 тыс.
Beyond the Debate | Dr. Zakir Naik | 142
3:14:33
Просмотров 1,4 млн
Китайка и Пчелке Холодно😂😆
00:21