Тёмный

MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ጽቡቅ ግብሪ Seb Elomo By yohannes Habtegergish Eritrean Comedy 2022 

Mara Entertainment
Подписаться 155 тыс.
Просмотров 165 тыс.
50% 1

© ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታትናን ንስነጥበብ ሃገርናን ጎዳኢ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ጽቡቅ ግብሪ Seb Elomo By yohannes Habtegergish Eritrean Comedy 2022
#MaraE. #SebElomo #EtitreanComedy2022 #EritreanMusic #EritreanMusic2022 #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
© copyright : MARA ENTERTAINMENT 2022

Опубликовано:

 

8 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 110   
@AmanBrhan5844
@AmanBrhan5844 2 года назад
እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ምሃርን ኣዘናጋዕን ስድራዊት ፊልም ነቲ እትገብርዎ ህዝብኩም ንምዝንጋዕ ሞሳ ይግባኩም ኢዩ ኣይተቃርጽዋ ፍትዋት ደቂ አሪ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🙏
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@eelias3043
@eelias3043 2 года назад
ንፉዓት ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን መደብ።
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
ሰላም ዝከበርኩም ተከታተልቲ ሰብ ኢሎሞ ሰላምን ጥዕናን ኣኣብ ዘለኩሞ እንዳተመነና ፣ ሰብ ኢሎሞ እትብል ተከታታሊት ሲትኮም ኣብ እዛ ሓዳሽ ቻነልና ”ሰብ አሎሞ” ኣብ ቀረባ እዋን ምስዳድ ክንቅጽላ ስለ ዝኮንና ሳብስክራይብን ሸርን ብምግባር ንክትታሓባበሩና ብትሕትና ንሕብረኩም። ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1 //ሰብ ኢሎሞ
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 года назад
16፡14 መብራተይ ዓሻ ምስላ የብልናን ዓሻ ባህሊ የብልናን ፈጣሪ መመሬትና እዩ ወዚዑልና ።
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 года назад
ዮርካቤል(ብርሃን ገዛ) ፡ኣነ ብርሃን ሃገር🇪🇷 ኢለኪ ኣለኹ። ስለዝረኣኹኺ ደስ ኢሉኒ!👍👌
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 2 года назад
Enqae bselam mexakum xbuqatttt deki erey ❤❤💫
@samribrhane3468
@samribrhane3468 2 года назад
ናይ ብሐቅ ማሃርት መደብ እያ ብሃረርታ እና ንጽብየኩም አብ ስራሕኩም ዓወትን አሳልጦን ይምነየልኩም 🙏🇪🇷
@kbze2907
@kbze2907 2 года назад
Best family 👪 ❤️ all off you good people good carter 👏 keep it up that good work...I wish winta (shekor) @USA
@simretweldegergish5921
@simretweldegergish5921 2 года назад
ሰብ ኢሎሞ መሃርት ኣዘናጊትን
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@startfromwithin8107
@startfromwithin8107 2 года назад
Deki Erey tsbukat ftret...smart content. Keep up the good work. You bring me joy & laughter. I love love Seb'elom
@user-fp1sp9lz1k
@user-fp1sp9lz1k 2 года назад
well come🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@angishhaile4558
@angishhaile4558 2 года назад
Ewayyy zeom hizbi kendi zeseterus yegeteru
@kidanehailemichael9203
@kidanehailemichael9203 2 года назад
Beside the message the actress plays their role perfectly.
@genetkebede278
@genetkebede278 2 года назад
Wreja nfiti grma moges zelke anbesa qorax 👨‍🎓👮‍♀️
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c 2 года назад
እንዃዕ ብዳሓን መፃኣኩም ናይ ብሓቂ መህርቲ ቀፅሊሎ ❤❤❤❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 2 года назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ
@brhanebrhane3749
@brhanebrhane3749 Год назад
Nice
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 2 года назад
Winta Xor Hebrt seb kkkk Kkkk
@habunatey1354
@habunatey1354 2 года назад
Eza nay resa zibelkuma 100%yisemamieala eye eti mesdedi resa netom sidra medebesikum elka mihab yihayisch .
@hanasami6968
@hanasami6968 2 года назад
Well Come 👍
@adey-blen-ayney
@adey-blen-ayney 2 года назад
Police Eritrea kedemay lokmax chenfer miklikal U :: bzkone xibuk sirah 👍👍👍
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 2 года назад
Deboch memakrti nay za film 🤣🤣🤣🤣
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@asmerabarentu2399
@asmerabarentu2399 2 года назад
Jon mere sbuq srah awet asalton
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 2 года назад
Kkk ytrefena wedey yordanos.!!¡Abta adna da !!!
@kaprino
@kaprino Год назад
ሬሳ ኣብዚ ዓዲ ልዕሊ 3ሰሙን ዩ ኣብ ሕክምና ዝቅኒ
@tiberihkidane577
@tiberihkidane577 Год назад
ኣንበሲት ትበሃል እንስሳ ልክዕ ድዩ? ሓየት ኣይኮነን ዝበሃል?
@peace4us728
@peace4us728 2 года назад
Tefiekum neirikum enqae dehan mexakum deki erey shikorinatatt 🇪🇷🇪🇷
@meronberhe3716
@meronberhe3716 2 года назад
Kabten zednqa film nayzi Giza 👍👍👍❤️❤️❤️
@tsehayekibreabzerioum7340
@tsehayekibreabzerioum7340 2 года назад
Aytsanu nskum si ,enamharkum tezenagiu.edme yhabkum des zebl.
@Okbaldethagos07
@Okbaldethagos07 2 года назад
Hzbeyn mengsti eti hzbey tray zey mahashkumn hasewti
@rahwarsdalaasd7027
@rahwarsdalaasd7027 2 года назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 года назад
🐪💖🇪🇷✊
@swettygirl6489
@swettygirl6489 2 года назад
❤❤❤❤
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 года назад
Welcome
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@berhanehabte18
@berhanehabte18 2 года назад
👍
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 2 года назад
Welcome guys
@e.bchanel8504
@e.bchanel8504 2 года назад
Abey zelo mengisti eyou hzbi zchefchef zelo
@ksuendermi5137
@ksuendermi5137 2 года назад
ጽብቕቲ ፍልም እሞ ግን በጃኩም ን ኣባል ዓይነይ ኣምጽእዎ plssss❤
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
Ab next kmexA ayu
@hagosfitwi3744
@hagosfitwi3744 2 года назад
@@MaraEntertainmentEritrea merhaba deki eriy xeada bajkum eba helu Telefon way bekmay kerkba yekeli batami eya zafefqara so help me sorry
@hagosfitwi3744
@hagosfitwi3744 2 года назад
@@MaraEntertainmentEritrea sorry eza wenta keblki eya
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
@@hagosfitwi3744 text gbereley b facebook. Mara Entertainment elka eto zaarkey
@ksuendermi5137
@ksuendermi5137 2 года назад
@@MaraEntertainmentEritrea oke Abity da amxuly so Thank you ka mary👏👏
@jerusalemlewah6262
@jerusalemlewah6262 2 года назад
Jon mera
@Hintsamehari
@Hintsamehari 2 года назад
Enqae bdehan mexakum enda doboch
@UnitedWorldLife195
@UnitedWorldLife195 2 года назад
1:54 abey zelo mengsti eyu, weriduwo hzbi b police ychuwe ember ayhlon eyu hasewti
@user-ob7jq9ne2c
@user-ob7jq9ne2c 2 года назад
እሞ እቲ ዓሱርየ ፍትሓትየ እንታይ ክኽውን እዪ እንድዒ። እትዮም ርፓፕሊካን ወይ ዲሞክራቲክ መጽዮም ክፍትሕዎ እዮም። ክክክክክ,
@Habenhaile1234
@Habenhaile1234 2 года назад
ኣየናይ ሕጊ ኮንዩ
@sinodosseare7743
@sinodosseare7743 2 года назад
😁😁😁😁😁😁😁
@mengestabhaile4887
@mengestabhaile4887 2 года назад
Hasewti kendey menseyat ab libya zmotue resom kas lomi ab italy alo.wedi afewerki mekbal abiwom.bezkone politica aytetwela aza seb alomo tebel filmka aykonen like suscribe yelen
@selam801
@selam801 2 года назад
welcome ዝፎትወኹም familliy💘
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 года назад
🤮🤑🤑🤑🤑🖕🖕🖕🖕🖕🦓አማራ 🤮🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤮
@Ted_lonley_wolf
@Ted_lonley_wolf 2 года назад
Beaqa seb ab ERITREA ayhalefleun eu kula sidet tium mekanu tnegru alekum ayteamenan isisas must go
@ማይተኸላ
@ማይተኸላ 2 года назад
ጽቡቅ መደብ እንዲኹም ተቅርቡ ግና ኣብ ገለ ኣዘራርባ ግና ክትጥንቀቅሉ ኣለኩም ኣብዚ ናይ ሬሳ መብራት ዝተዛረቦቶ ዘረባ ዓሻ ምስላ የብልና ካልኣይ ከኣ ሰብ ኣብ ዓዱ ዝቅበረሉ ብባህሊ ጥራሕ ዘይኮነስ ሃይማነታዊ ኢዩ ካብ ታሪኽ እስራኤላውያን ኣብስደት ግብጺ ከለዉ ንመልከት
@yonasberhane9638
@yonasberhane9638 2 года назад
Ab Europa kab mekabr kitkare geza kitgezie ykelil.
@jwow8821
@jwow8821 2 года назад
እምባኣር ዋላ ነቲ ሬሳና ውን ኣብቲ ዘለኹሞ ጓሓፍዎ : ኣይተድልዩናን ኢኹም ኢልኩምና :: ንስኻትኩም ዳኣ ነቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ውን ካብ ገዛኡ ሓግሒኩም ዶ ኣብ ደገ ኣስፊርኩሞ ኣየለኹምን
@abebakidane8564
@abebakidane8564 2 года назад
ሓመድ ሀገርካን ንፋስ ሐገርካን ኣይርከብን ኢዪ እሞ ሐመድ ሀገርና ኣይክልኣና ነቶም ሀገርናን መሬትናን ንፈቱ እዛዛ ዘረባ ነው በልው
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@shewitsigementertainment1282
@shewitsigementertainment1282 2 года назад
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና ኣኣብ ዘሎናዮ ሰላምን ጥዕናን የውርደልና።ዝከበርኩም ኣንበብቲ እዛ መሰጀይ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብዝተፈላለየ ስርሓት መሃርን ኣዘናጋዕን ዝኾነ መደብ ይመጻኩም ኣሎኩ እሞ ኣብዛ profiley ኣቲኹም SUBSCRIBE ግበሩሎይ ንእትገብሩሎይ SUBSCRIBE ኣዝየ የመስግኩም ደጊመ ርሑስ ቅንያት ኣውደኣመት ይግበረልና።
@gerensezeru5278
@gerensezeru5278 2 года назад
ወይ ሓሶት ኣበይ ዘሎ ሕጊ ኢዩ ዘየለ ነገር ኣይትዛረቡ ብዘይሕጊ ዘይትማሓደር አኮ ሃገር ኣብ ኣፍሪቃ ሒዝኩ መግስቲ ተይን ህዝበይ ከኣ ትብሊ ህዝቢ ዘይመረጾስ መግስቲ ከኣ ትብሊ መግስቲ ብከመይ ከምዝምስረት አተትፈልጡ አዚ ትብልዎ ዘሎኩ ኣይምበልኩም ። ጽቡቅ ስለ ዘይትፈልጡ ጽቡቅ ዘሎኩ ይመስለኩ
@Zero-cl8lp
@Zero-cl8lp 2 года назад
ደሞክራሲ ወይ ፕረስ የለን ማለት " ሒጊ " የለን ማለት ኣይኮነን ። ሕጊ የለን ትብል እንተሊኻ ሰሪቕካ ፡ ዓሚጽካ ፡ ቀቲልካ ..ወዘተ ዝሓተካ ግዳይ ወይ ኣካል የለን ማለት 'ዩ ። ኣብ ዓድና ነቲ ተራ ህዝቢ ዘገልግል ሕጊ ኣሎ ፡ ግን ነቶም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ዘይቅይድ ወይ ነቶም ዝተቐየዱ ድማ መሰሎም ዝኹንን ብምዃኑ ዉዱቕ ይገብሮ ።
@gerensezeru5278
@gerensezeru5278 2 года назад
@@Zero-cl8lp ዝዓርከይ አበር ከ ን ኤርትራ ትፈልጣ ዲካ ሓሲብካ ወይ ደስ ዘይበልካዮ ሓላፊ ዛስረላ ኢያ ኣየናይ ፖሊስ ኢዩ ከ ደኣ ንህዝበይ የገልግል ዝብል ሓቲ ከይገበርካ ኣብ ጎደና ዝድስቅ ዶ ኣይኮነን ዘለና ምስ መቃሳቀሲካ ዛኣስር ናይ ወተሃደራዊ ኣሎዎም ንሱ ከማን ንዝኮነ ባዓል ስልጣን ብፍላይ ከኣ ነዖኦም ዘገልግል ምስ ዝከውን ኣያስርዎን ካብዚ ሓሊፉ ንህዝቢ ዘገልግን ምስ አዳሻዕብያ ኣይሰርሕን ኢዩ ።
@Zero-cl8lp
@Zero-cl8lp 2 года назад
@@gerensezeru5278 ኖ ዓደይ ድኣ ኮንጎ ኪንሳሻ 'ዩ ፡ ግን ኣብ ኤርትራ ተወሊደ ዓብየ ። ፖሊስን ወተሃደራዊ ፖሊስን ምፍላይ ግን ሸጊርካ ኣሎ ኤርትራዊ ሓወይ
@temesgenamlakey6387
@temesgenamlakey6387 2 года назад
Mechem neti zelo mimxaekum xubuk yu gn lomi kulu nay mengsti abayti nab nay gli kem kefom zigebrwo yu tekeyru mimhdaru zelo medeberu
@juntesfaldet5317
@juntesfaldet5317 2 года назад
Neza bahelena fahfah tebelewa delikum kemza nay islam ab feqedo keteqeberu delikum deqi resah
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 года назад
ናይ መጻኢ መጻምድተይ ዝምነያ ከም ሄለን(ዮርካቤል) ገጸ ባህሪ ዘለዋ ኢያ።
@herityhadgu536
@herityhadgu536 2 года назад
Emo ane alekulka
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 года назад
@@herityhadgu536 ክክክክክ ሕርይቲ👍። ጓል ኣቦይ ሓድጉ: 1. ኤርትራዊት ዲኺ? ብሰማእታትና ትሕበንን ቃለ -ማሕለኦም ኣብ ልብኽን ደምክን ንዘለኣለም ሰሪጹ'ዶ? 9 ብሄራትና፡ 6 ዞባዊ ምምሕዳራትና(ኣውራጃ ዘይብሉ) ትኣምንን ተኽብርን'ዶ? ክርስትናን እስልምናን እምነት ተኽብሪ'ዶ? ኩሉ ነገር ድሕሪ ኤርትራ ብምባል ሂወትኪ ንምውፋይ ድልውቲ ዲኺ? የዋህነት ዘየጥቀዓኪ ለባምን ንቕሕትን ዲኺ? ማዕረ ቑጽሪ ጫማኽን፡ማዕረ ጁባኽን'ዶ ትነብሪ?(ብመልክዕ ኣታዊኺ ዲኺ ወጻኢታት ተውጽኢ?) 2. ሳዋ ወሪድኪ'ዶ?እንተ ወሪድኪ ክንደይ ዙር ኢኺ? እንተዘይወሪድኪ ድማ ምኽንያት ዘይመውረዲኺ........? 3.ሃገራዊት ዲኺ? ንኤርትራ ቅድሚ ወለድኽን ሓውኽን ሓፍትኽን ኣዝማድክን ሰብኣይክን የዕርኹትኽን ትሰርዕያ'ዶ? ኤርትራን ህዝባን መግስታን ብሓደ ዓይንኽን፡ልብኽን ትፈትውን ተፍቕርን'ዶ? ህግደፍ ማለት ህግሓኤ ምኳኑ፡ህግሓኤ ድማ ህግደፍ ምዃኑ ትርድእና ትኣምንን'ዶ? ማለት ህግ= ሓኤ/ደፍ= ህግሓኤደፍ። ቅድሚ መድረኽ ናጽነት ሓኤ ነይሩ፡ ኤርትራ ሓራ ስለዝወጸት እቲ ሓኤ መድረኽ፡ ንዲሞክራስን ፍትሕን (ደፍ) መድረኽ ኮይኑ። እቲ ቅድሚ መድረኽ ናጽነት ኮነ ድሕሪ መድረኽ ናጽነት ዘይተቀየረን ዘይቅየርን ግን ናይ ሓባር ረቋሒ ህግ(ህዝባዊ ግንባር እዩ።)ስለዚ ህግሓኤ/ህግደፍ = ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ/ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን። ስለዚ ሓርነት ኤርትራን ንዲሞክራስን ፍትሕን ባዕሉ ህዝባዊ ግንባር እዩ። በዚ ደረጃ ነቒሕኪ ዲኺ? 4. ኣብ ሓዳር ንዝፍጠር ሰብኣዊ ፍሕፍሐ/ቆይቒ/ባእሲ ወዘተ ጉዳይኪ ባዕልኺ ምስ ስብኣይኪ ኮይንኩም ምፍታሕ'ዶ ትመርጺ ወላስ ሳልሳይ ኣካል(ወላ ቤተሰብ) ምእታው ትመርጺ? 5.ባህልና ተኽብሪ'ዶ? 6. ሓላፍነታዊት ዲኺ? 7. ፍቕሪ ቅድሚ ገንዘብ፡ወላስ ገንዘብ ቅድሚ ፍቕሪ ትኣምኒ? 8. ኣብ ዝኾነ ክትዕ፡ ትንፈር ኣይትንፈር ጤል ኢያ ትኣምኒ ወላስ ኣብ ሎጂክ ትኣምኒ ኢኺ? 9. ንንእሽቶ ኮነ ዓቢ ነገር ሸለልትነት የጥቀዓኪ ወላስ ወትሩ ንቕሕቲ ከም ሻዕብያ፡ይከኣሎ፡ ዋርሳይ፡መንደላይ ኢኺ?. ........ይቕጽል! ክክክክክክክ
@piealpha795
@piealpha795 2 года назад
ናይ ሕማመይ ንዮርካቤል ሓቢኻያ ኣለኻ መስለኒ ? 🤣🤣😍🤩
@piealpha795
@piealpha795 2 года назад
@@WarsaYYikealo1249 እዛ ኣነ ኣለኹልካ ኣይፈተኽዋን ናይ ሕማመይ ከይተጀርሰካ ፣ ምስ ዮርካቤልካ ይሕሸካ ፣ ሕርይቲ ተጀርረካ እንተ ኾይና ጃይ በላ ኣብ ኤርትራን ኤርትራዊነትን ዘለካ መርገጺ ግን ኣኸይፉካኒ እንጀራ እዝጊ ብላዕ
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 года назад
@Pie Alpha 🤣🤦🤣ዬርካቤል ዘይተሓበየት ደኣ መን ክትሕበ ወዲ ኤረይ! ግን ብቕንዕና ክነግረካ ካብ ደቀንስትዬ ዬርካቤል ኣብ seb elomo, ባትሴባ ኣብ Enda Zmam፡ ካብ ኣወዳት ድማ ሰሚር ስዒድ(መብራህቱ ) ኣብ Enda Zmam እቲ ሒዘሞ ዘለው ገጸ-ባህሪ ምስ ናተይ ባህሪያዊ ጠባይ 100% ዝሰማማዕ ስለዝኾነ ኢየ። ስለዚ ዬርካቤል ኣብ ጋህዲ ዓለም ጠባያ ከምኡ እንተኾይኑን ሲንግል እንተኾይናን፡ ዘውዓለ የውዕለኒ ይፍትን ወላ። ክክክክክክክክክክ ኣይትሰኣን ወዲ ኤረይ። ብሩኽ ኣውደኣመት! ብዛዕባ ሕሪቲ ግን በተን 9 ሕቶን መርገጽየይን በሪራ ኢያ መስለኒ ክክክክክክ። ስለዚ ምብራራ መልሲ እዩ ወዲ ኤረይ። ብዛዕባ መርገጽየያ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውነት ድማ ዕድመ ንህዝባዊ ግንባር! የቐንየለይ ወዲ ኤረይ!🙏🇪🇷🙏🇪🇷🐪✊🏿
@yerusalem7606
@yerusalem7606 2 года назад
Hgdef gohafat
@startfromwithin8107
@startfromwithin8107 2 года назад
Hezbi Eri HGDEF gerkayo. And by the way..nab'sdet te'gahifu dello n'ska deykonkan. HGDEF fighters deserve RESPECT. Go...do your part if you wanna democracy there.
@tesfayohannesgebretsadik1861
@tesfayohannesgebretsadik1861 2 года назад
ዳሓን እቲ ንመንግስተይን ንህዝበይን ኢየ ዘገልግል ትብሎ ዘላ፣ ማለት ንነብረሉ ሰለዝበርና ሕጂ ውን እንተኾነ እንርእን እንሰምዖን ክሳብ ዝኮነ፤ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ኢዩ ሞ ዘማትእ ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ ንእሰያሰ እምበር ንህዝቢ ዘገልግል ፖሊሰ ኮነ ወተሃደር የለን። ንኣብኡ ዝኣኽል ከም ትጥባሕ ዘላ ጤል ንቅልቁል ኣፉ ብገመድ ኣሳሮም ዝገርፉ ጨካናት ፍጥረት ጥራሕ ኢዮም ዘለዉ። ህዝቢ ኤርትራ ዘክብሮ ኣይወለደን። ብዙሕ ዝጓሃየ ሰብ ኣሎ፣ እትብልዎ ኩሉ ድማ ይምዝገብ ኢዩ ዘሎ ሞ ሓሶት እንተዘይተዛረብኩም ክሓይሸ ኢዩ። ካልእ ደራሲ እቲ ብዛዕባ ሬሳ ዝበልካዮ ውን እንተስ እናፈለጥካ ሓቂ ክትዛረብ ዘይደለኻ ወይ ውን ብዘይመጽናዕቲ ኣቲኻዮ ኩሉ ጌጋ ኢዩ። ኣብ ወጻኢ መን ድኣ ክፈትሖም ክትብል ጸኒሓ ሞ፤ እሂ ዝፈትሑ ካህናት የብልናን ድና፤ ዝቅዱሱን ዝውድሱን ምሳና ዝተሰዱ ኣቦታት የብልናን ዲና፧ ብኤርትራ ዘሎ ሰብ ከመይ ኢዩ ዝሓስበና ግን። ካብ ዝገርም ካብ ደገ ናብ ኤርትራ ዝኣተወ ሰብ ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈሰ ቅዱስ ብምባል ኣማዕቲቡ ክበልዕ ክርእይዎ ከለዉ ይግረሙ ምዃኖም ኢዩ። ከም ኢሰያሰ ናብ ሲኦል ይኸዱ ኣለዉ ብምባል ዝተላገጸልና እወ ንሱሰ ናይ ሓሽሽ ናይ መስተ ክንከውን ሓንቲ ከምዘይንገብር ኢዩ ዝፈልጥ፤ እምበር ተማሂርና ማዕቢልና ነቲ ክፉእ ተግባሩ ክንቃወሞ ሓሲብዎ ውን ኣይንፈልጥን። እግዚኣብሄር ይመሰገን ኣለና ኣይጠፋእናን ንኩፉእ ንቀዎምን ሓንቲ ማዓልቲ ኤርትራ ከምንኣቱ ድማ ኣይጣራጠርን ኢየ። ነታ ዝመተት ድማ ኣብ ደገ ምቅባራ ከም ዕሽነት ቆጺርካ እንደገና ኩሉ ሓደ ኢዩ ዝዓይነቱ ክትዛሩብ ጸኒሓ ሞ ኩሉ ዝበለቶ ጌጋ ኢዩ። መጀመርታ መንግስትኻ እንታይ ዓይነት ጠባይ ኣለዎ ዘይትፈልጥ ድኻ ኮይንኻ ወይ ክትሽፍነሉ ኣይትረደአንን። ነቶም ኣብ ባሕሪ ዝሞቱ ኣማኢት ንጽሃን ኢርትራውያን ኣብ ዓዶም ከይቅበሩ ከምዝኸልከለ ኣይትፈልጥን። ሰብ ኣብ ዓዱ ከይቅበር ናይ ጎይታኻ ጸገም እምበር ናትና ጸገም ኣይኮነን። ኣብ ኩሉ ሓደ ምቅባር ምቅባር ኢዩ ዝበለቶ ውን ጌጋ ኢዩ። ሰብ ኣብ ታቦት ዘለዎ ክቅበር ኢዩ መጽሓፍ ቅድስና ዝእዝዘና። ፈቲና ኣይኮናን ኣብ ዚ ክቅበሩ ንገብር። ኣብ ዓዲ ሃሎ ኮይኑ ሬሳ ክቋጻጸር ዝውዕል ምስ ሬሳ ጽልኢ ዘለዎ ሰብ ስለዘሎ ኢዩ። ንምንታይ ኢኹም ንኤርትራ ሃገርና ኣብዚ ፍልሚ ዚ ክንርኢ ትደልይና። We are coming soon.
@abelkidane6968
@abelkidane6968 2 года назад
Eta shemkaa kenawehhhhh Kayerooooo Kkkkkkkkkkk
@piealpha795
@piealpha795 2 года назад
ደደቢት
@tesfayohannesgebretsadik1861
@tesfayohannesgebretsadik1861 2 года назад
@@piealpha795 ኣታ ክንደይ ትሰንፍ፣ንስኻን ጎይቶትካን ዘዝተቃወመ ትግራዋይ ክትብልዎ ክትነብሩ ኢኩም። ወዲ ሽዋ ምበልክኻ ግን እንታይ ገበርካ።
@tesfayohannesgebretsadik1861
@tesfayohannesgebretsadik1861 2 года назад
@@abelkidane6968 ኣብ ቲ ጽሒፈዮ ዘለኹ ሓሳባት ኣብ ክንዲ ተድህብ ኣብ ስመይ ምኳኑ ከይተገረምኩ ኣይተረፍኩን። ስም ምንዋህ ንዓኻ ምስጢር ኢዩ፣ ነቶም ኣብ እምነቶም ጽኑዓት ንኣምላኽ ዝፈልጡ ትርጉም ስም ዝርድኡ ግን ግሁድ ኢዩ። እቶም ዓያሹ ኣብ ኣስማት ኣተኩሮ ብምግባር ነቲ ንዕኦም ዘይሳማመዖም ከም ዕሽነት ብምርኣይ ንዕቀት ይገብሩ። እቶም ለባማትን ግን ናይ ለባማት ኢዮም ዝገብሩ። ኣብ ቲ ዝረአ ጥራሕ ዝርኢ ሰብ ኢኻ ዶ ክብለካ፤ ሰብ ሰብ ክባሃል እንተኮይኑ ግን ኣብ ክልቲኡ ሪኡ ምስዝኽእል ኢዩ።ኣብ ዝርአን ኣብ ዘይርአን።
@sbahatleabhaile2415
@sbahatleabhaile2415 2 года назад
ነዚ ኦሪታዊ ክብራትና ከትዕኑዉኡ ኢኽም ተዓጢቁም ሬሳ ኣበ ዓዱ ክቅበር ባህልና ዘይ ኮነ እምነትና እዩ ሕጂ ግን ዓሻ ዝተኾሎ ለባም ነይኖቅሎ ኢልኩም ተሕስርዎ ኣለኹም።
@zyohannes6837
@zyohannes6837 2 года назад
ኣንታ ቲ መንግስትኹም ኣበይ ኢዩ ዘሎ❓❓ እቲ ኣዴታ ብኣፈሙዝ እንዳዋጣወጠ ካብ ገዝኦም ዓሽጉ፡ ሕኣሩጭ ከይተረፈ ዓጽዩ ህጻናት ጸሞም ዘሕድር ስዲ ዶ ኣይኮነን። ኣበይ ኢዩ ዘሎ ቲ መንግስትኹም❓❓❓ መቓብር ዝኸልእ ስዲ ስርዓት ዶ ኣይኮነን። ገዳም ኣይብል ቤተክርስትያን ጵጳስ ኣይተርፍ ሸኽ ዝደፍር ስዲ ስርዓትስ ❓❓መንግስቲ❓❓❓
@astertesfamariam89
@astertesfamariam89 2 года назад
Teray elka
@abelkidane6968
@abelkidane6968 2 года назад
Tsebukkkk gabaraaaaaa Hada hada geza,adlaye euuuuuuuu
@tsehayekibreabzerioum7340
@tsehayekibreabzerioum7340 2 года назад
Kkkk nayatatka ab sriom yeshinom alo!!! Kkk nana u zmlket ,gohaf !!!
@zyohannes6837
@zyohannes6837 2 года назад
@@tsehayekibreabzerioum7340 ንሰባት ኢየ ኮ ታዛሪበ። ርኳን ኩሉሳዕ ርኳን ኢዩ። ኢድካ ኣይተጥልቐሉን
@zyohannes6837
@zyohannes6837 2 года назад
@@abelkidane6968 ኣብ ገዛኻ ፈትኖ፡
@yonasyakobyakob2176
@yonasyakobyakob2176 2 года назад
ኣንቱም ቻነል ንምንታይ ዘየለ ነገር ኣሎ ትብሉ ኣብ ሃገርና።ኣብ ደገ ከኣ ዘየለ ኣሎ ትብሉ እቲ መንግስትኹም ንሬሳ 2%ዪኽፈል ወይ ድማ ህግደፍ ኣይነበረን ኢሉ እንተ ዘይከልኪሉዎ ኣበየናይ ኤሪትራዊ ኢኹም ሰሚዕኩም ወይ ርኢኩም ዓገብ።
@eelias3043
@eelias3043 2 года назад
ኩሉ ዘሎ ጥራሕ ክብሉ ተዋስኦ እኮ መጽሓፍ ቁዱስ ምንባብ ኣይኮነን። ዳሓር እቲ ናይ ህግደፍ ኣስዓንደ ገዲፍና ኣብዚ ዘለኽዎ ዓዲ ስድራቤቱ ኣብ ሰዳን ናብዚ እንዳተበገሱ ሃንደበት ዓሪፉ። ኩሉ ሰብ ምስ ኣዋጽኤ ስዳራቤቱ ኣብዙ ኢና ንቐብሮ ኢሎም ፡ ሓመድ ድበ ኣብዚ ተጌሩ።
@user-vv6jq8hm1o
@user-vv6jq8hm1o 2 года назад
ኣይ አንዳ ፖሊስ ድኣ ኣያ ዘለዎ ኣራፊዱ ሞተ አንድዩ ነገሩ ሰበይ ሰብካ ገርኩማስ ትምኩሑ ድማ አታ ኩልና ንፈልጣ ኤርትራ ኣይኮነትን አንድያ ዶ ብድሕሬና ህግደፍ ሃኒጽዋ ዩ
@Zero-cl8lp
@Zero-cl8lp 2 года назад
ኣይተጋንን ! ብልክዕ ኣብ ምክልኻልን ትካላት ጸጥታን ብዙሕ መረረ ኣሎ ፡ ፖሊስ ናይ ዓድና ግን ብኣያ በያ ብዙሕ ዝሕመዩ ኣይኮኑን ግን እቲ ንዕኦም ዝምልከት ብዙሕ ዕዮታት ሃገራዊ ድሕነትን ትካላት ጸጥታ ሚ / ምክልኻልን ገቢቶም ሒዞሞ 'ለዉ
@negakidane3961
@negakidane3961 2 года назад
ንህዝበይን ሃገረይን ኢልኩም ዕጸው ኣቱም ወኻሩት እንታይ መንግስቲ ኣለኩም መሕፈራት
@user-vo3uk4zh7v
@user-vo3uk4zh7v 2 года назад
Welcome
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 года назад
plz ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ናይ ስብ ኢሎሞ ኣቲና ኣይንረስዕ ❤❤❤ ru-vid.com/show-UC-M01qyDWjWFGlbOTO6DTUgvideos?sub_confirmation=1
@ማይተኸላ
@ማይተኸላ 2 года назад
ጽቡቅ መደብ እንዲኹም ተቅርቡ ግና ኣብ ገለ ኣዘራርባ ግና ክትጥንቀቅሉ ኣለኩም ኣብዚ ናይ ሬሳ መብራት ዝተዛረቦቶ ዘረባ ዓሻ ምስላ የብልና ካልኣይ ከኣ ሰብ ኣብ ዓዱ ዝቅበረሉ ብባህሊ ጥራሕ ዘይኮነስ ሃይማነታዊ ኢዩ ካብ ታሪኽ እስራኤላውያን ኣብስደት ግብጺ ከለዉ ንመልከት
@teamedawit5028
@teamedawit5028 2 месяца назад
ሰላም ሓወይ ፡ እስራኤላውያን ኣብ ግብጺ 4 ሚኢት ዓመት ክቅመጢ ከለዉ፡ብዘይ፡ያቆብን፡የሰፍን፡እቶም ኣብውሽዝቲ 4 ሚኢቲ ዓመት ዝመቱ ፡ንስራኤል ተመሊሶም ዝብል ከምዘይኣንበብካ ርግጸኛ እየ፡ተወሳኺ,ዝመተ ኣብዓዱ ክቅበር ኣለዎ ዝብል ውን ኣይንበብካን፡ ንስኻውን ንሓሳብትካ ደጊምካ ሕሰበሉ?ጽቡቕ ማልቲ ይምነየልካ?
Далее
|Hirkoo marsaa 2ffaa-Kutaa-3ffaa| comedy afaan oromoo
26:28