Тёмный

May 15, 2024 "ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዝቕንጠጥ ፖለቲካዊ ማስክታት"  

AAN MEDIA NETWORK
Подписаться 115 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

"ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዝቕንጠጥ ፖለቲካዊ ማስክታት"
amzn.to/4dtLqL4
amzn.to/44CfIr8
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #sudan #somalia #china

Опубликовано:

 

14 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 63   
@starw3723
@starw3723 13 дней назад
እዛ መክፈቲ ጌርካያ ዘለካ ናይ ኣሮን ቁልዕነተይ ኣዘኪርካኒ ክቆጻጸሮ ዘይክእል ክኣ ብፍቅሪ ሃገረይ ከምዝቃጸል ጌርካኒ ሃገረይ ብሌን ዓይነይይይይይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@birneshhagos1954
@birneshhagos1954 13 дней назад
መርሐበ ደቂ ኤረይ ርሑስ ብዕል ናጽነት ይግበረልና❤❤❤
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 13 дней назад
ዳዊት ተተኣስረ ንተጋሩ እምበር ንኤርትራ ኣይንታያን እንታይ ይግድሰና ዝደለየ ለመጭ ይኩን ትግራዋይ ስጋብ ዝኮነ ዝኣምኖ የብሉን ኩሎም ውድቀት ኤርትራ ዝምነዩ እምበር ጽቡቅና ዝምነ የለን ሙሉእ መዓልቲ ሙሁሮም ደንቆሮኦም ሰበ ስልጣን ይኩኑ ተራ ህዝቢ እልፊ ዓፋፍን ጀልፋፍን እንዳወጹ ዝልፍልፍዎ ዘለዉ ንጹር መርኣያ እዩ ከመ ተመን ዕጽፍጽፍ እንዳበሉ ንመን ከታልሉ ንሕና ናትና ንግበር ንሶም ድላዮም ይኩኑ ዳዊት ናቶምዩ ንኤርትራ ጽቡቅ ክሓስብ ኣይክእልንዩ ኣብ ኩሉ ዘረብኦም ኤርትራ ከይጠቀሱ ክዛረቡ ስለዘይኮነሎም ኩሉ ኤርትራ በቃ ኣብ መልሓሶም ተወቂጣ ጉድ ዝረከበት ኣነስ ዋላ ካብ ሕልሞምውን ባህሪሮም ኤርትራ ዝብሉ እዮም ዝመስሉ ፎእ ኣደድ ክሳብ ክንድዚ ርእሲ ምትሓት ብካልእ ጥራይ ክትዛረብ ኣዝዩ ሕፍረትዩ !!
@aknebshalom8962
@aknebshalom8962 13 дней назад
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabasimon4736
@sabasimon4736 13 дней назад
የቐንየልና ደቂ ኤረይ 🙏🙏✌🏾✌🏾👍👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 13 дней назад
Viva AAN Media.
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 13 дней назад
Hagerey
@Metkeli
@Metkeli 12 дней назад
Hagerey ❤❤❤
@tsegaberhe6742
@tsegaberhe6742 12 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawi2218
@fthawi2218 13 дней назад
❤❤❤🇪🇷♥️♥️♥️
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 13 дней назад
Welcome❤❤❤❤❤❤
@user-ej5io9rx8f
@user-ej5io9rx8f 13 дней назад
Hbun eritrawi well come and happy independence day.
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 13 дней назад
❤❤❤
@user-mz5tr5ve2s
@user-mz5tr5ve2s 13 дней назад
❤ my favorite
@FinuJunior
@FinuJunior 13 дней назад
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 13 дней назад
👍
@idrisadam4097
@idrisadam4097 13 дней назад
Ruhus Bal natsinet deki Eri
@RussomGhenregiorghis
@RussomGhenregiorghis 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 13 дней назад
🤲🤲🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@ghebretedros
@ghebretedros 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@edenpawlos6066
@edenpawlos6066 13 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fuhgfhtf9637
@fuhgfhtf9637 11 дней назад
ኣናብባኻ ኣመሓይሾ፡፡ ቁርጽ ቁርጽ ኣይተብሎ፡፡
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 13 дней назад
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️👌
@grapega4114
@grapega4114 13 дней назад
Well come drone.
@lolaabrha6004
@lolaabrha6004 13 дней назад
❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉
@weinidesta4221
@weinidesta4221 13 дней назад
❤❤😂😂😂
@dadidad4572
@dadidad4572 13 дней назад
ፑቲን እዛ ኒኩለር እንተዝስሕባ እሞ ነዛ እንግሊዝ ብፍላይ ጽቡቅ ጌሩ እንተዝሃርማ ኣሜሪካ ብዘይካ እግዳ ካልእ ተምጽኦ የለን ብኒክለር ውን ወስ ክትብላ ዘይሕሰብ ኢዩ ሩስያ ልዕሊ ኣሜሪካ ኒክለር ስለ ዘለዋ
@user-mm9xo3ce7z
@user-mm9xo3ce7z 13 дней назад
እዝጋኣብሄር ኣዛረበካ
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 12 дней назад
ኣፍሪቃዉያን ከምዚ ከማኻ ዓያሹ ስለ ዝኾኑ ኢዮም ክሳብ ሕጂ ኑክሌር ዘይሓዙ ዘለዉ።
@SERVING_FOR_ONE_ERITREA
@SERVING_FOR_ONE_ERITREA 6 дней назад
ናብ ንጎዮ የብልናን! ሻዕብያ ኣለዎ ባዕሉ
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 13 дней назад
Selam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
@trussom647
@trussom647 13 дней назад
እወ ካብ ነዊሕ እዋን ኣኽላባት ይነብሑ ግመል ጉዕዙኡ ይቅጽል ኤርትራ ኣብ በሪኻ ዘላቱሉ እዋን ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏻👈🏻
@Habrom
@Habrom 13 дней назад
መደር ኢሰያስ ኣሎ ድዩ
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 13 дней назад
Yohana inqye desebelena my beloved Eritreans ♥️ ❤️ 💖 ajokum jeganu deki jeganu egziabher mesana mise hezbena eyu. Awe Nehafash long live 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@johnt1154
@johnt1154 13 дней назад
ምእሳር ዳዊት ገ/ሄር ንኤርትራ ዝሃስያ እንተ ኾይኑ፡ ወሲዶም ጉዚ ዘይገብርዎ። ማይክል "ሑማር" ከኣ ይትረፍ ንኢትዮጵያ ከድሕና፡ ካልኣይ ግዜ ክምለሳ ዝኽእል እውን ኮይኑ ኣይስመዓንን። ኣሜሪካ ንባዕላ ካብ ብቁጠባውን ፖሎቲካውን መድረኽ ዓለም ተንደልህጽ ኢያ ዘላ። ገሃነም እሳት የዋርሳ ጥራይ!!
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 13 дней назад
እዛ ኣመንዝራ ኣሜሪካ ብዓይነይ የርእየኒ ፈጣሪ ውድቀታ!!!!
@dh4343
@dh4343 13 дней назад
ት ካልእ ኩሉ ንምድሓን ይጓየዩ ዳሓን። ዛ ኤርትራ ንሕወሓት ከትድሕን ትጓየ ዝበልካያ ግን???
@sawatube
@sawatube 8 дней назад
እወ ንስካ አነ ዘይንፈልጦ አሎ
@hadushgeremdhn349
@hadushgeremdhn349 13 дней назад
Jaberti nay hasot maeken
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 13 дней назад
hasaweti Seb. Double standard
@danielhailu9890
@danielhailu9890 13 дней назад
ከመይ ፈሊጥካ ወያኔ ምስ መንግስቲ ኤረትራ ርክብ ከምዘለዎ መወከሲ እስከ ስደድ ብ ይኾውን ኢልካ ዘይሓላፍነታዊ ወረ ተበቆጠብ ንስለ RU-vid ክትከስብ ምድንጋር ግደፍ ሲዒድ ዶኽብለካ ማቲዎሰ ... ጌጋ ብሽም ሀዝቢ ብስሚዒቱ ምሽቃጥ
@Eyasuasfaha-ev3ju
@Eyasuasfaha-ev3ju 13 дней назад
Hasawi
@eritrea91
@eritrea91 13 дней назад
ናይዚ ውልቀመላኺ ዓጀውጀው ክትሰምዕ ትጽበ ኣለኻ፡ ብላሽ ኢኹም ሕሉፍ ዕርበትኩም ዘይምህረኩም ደናቑር። በቃ ሃገርን ህዝብን ንናይ ቀትሪ ዝብእ ጸጢሕኩሞም።
@user-bx4lf9rx2i
@user-bx4lf9rx2i 13 дней назад
ኣብ ቀረባ እዋን ወደብ ትግራይ ቀይሕ ባሕሪ
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 13 дней назад
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከነጥሕለኩም ኢና ኣኪብና ኣቱም ቆማላት
@user-bx4lf9rx2i
@user-bx4lf9rx2i 13 дней назад
@@tsegayteweldebrhan9499 ንግጠም እሞ ንርእዮ ኣትም ባርያ
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 13 дней назад
@@user-bx4lf9rx2i ተጋጢምንስ ስሬኹም ኣፍቲሕና ማዓኾርኹም ጠብጢና ጎዳጉድ ተምቤን ኣእትናኩም። ቆማላት ዓጋመ።
@user-bx4lf9rx2i
@user-bx4lf9rx2i 13 дней назад
@@abrahamtesfai6597 እዋይ ከመይ እልኩም በይንክም ትመፁ 7 ሃገራት እየን መፅየን ሻዕብያ በይኒ እማ 15ተ መዓልቲ የወስደልና ሙሉእ ብሙሉእ ንቃፃፀረ100%ግና ሓት ምኳናስ ትፈልጥ ዶ ንሕና ኣትናስ ህዝብ ኣንቀትልን ከማክም ኣይኮንናን ጨካናት እሞካዓስ የሕዋት ግድ እዩ
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 13 дней назад
​@@user-bx4lf9rx2i ኣታ ቁማል ኣላህዩምና ካኣ ተቢል ወዲ ፎቱሃት ሰረ😂😂😂
@user-dw5jx8yk4c
@user-dw5jx8yk4c 13 дней назад
@edenpawlos6066
@edenpawlos6066 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Далее
ДЕНЬ РОЖДЕНИЯ БАБУШКИ #shorts
00:19
ሓድሽ ምዕባለታት  ኢትዮ ኤርትራ
8:22
ሰላም ብ ኣወል ስዒድ / PEACE BY AWEL SAID
1:02:02