Тёмный

Mebred Media | Eritrean 20 June Martyrs Program | ብምኽንያት 20 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ | Part One 

MEBRED MEDIA
Подписаться 76 тыс.
Просмотров 107 тыс.
50% 1

Mebred Media | Eritrean 20 June Martyrs Program | ብምኽንያት 20 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ | Part One
unauthorized use, distribution, and reupload of this content is strictly prohibited
Copyright © Mebred Media 2021
© All rights reserved.

Развлечения

Опубликовано:

 

18 июн 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 626   
@user-qm7qg6wk2t
@user-qm7qg6wk2t 3 года назад
ብሓቂ ኤርትራዊ ኣብ ዝኸድካ ከድካ ነታ ኢርትራዊ ትብል መንነትን ኢርትራ ትብሃል ሃገር ንዘረከቡና ጀጋኑ ብኸምዚ ተወድብኩም ምውዓልኩም ትምስገኑ ኢኹም ሞ ነዞም ኣብ ካልእ ዓለም ዘለና ከም ናትኩም ብውዳበ ከነኽብሮ ኣምላኽ ይሓግዘና ኩሉ ክኸውን ኢዩ ምስ ዓቕሊ።መጻኢ ክጽብቕ ሕሉፍ ክርሳዕ የብሉን። ክብርን መጎስን ንሰማኣታት ኤርትራ
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 3 года назад
Xbuq zereba endyu gn Eritrea hagerawnet enber mennet aykonen arma beti kwun knkore alena.
@user-qc5ey1ry8m
@user-qc5ey1ry8m 3 года назад
::🙏
@tiebejerjo9440
@tiebejerjo9440 3 года назад
.....
@belalilula6909
@belalilula6909 3 года назад
@@user-ze6xb9mg3t men men'net adali gerka. wduq atehesasba hizka atmxana abzi kbur elet ::
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 3 года назад
@@belalilula6909 bzaeba mennet sle ztezarebku dye wduq koynu🤦
@brhanekidane7849
@brhanekidane7849 3 года назад
እቶም ኣብ ኤሮፓ ኮነ ኣብ ካልእ ክርናዓት ዓለም እንነብር ኤርትራውያን - ካብዞም ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዘለዎ ኣርቲስት ኣሕዋትና ክንማሃር ይግባእ! ናይ ብሓቂ ተባዓት፡ ኣብ ኣፍ ጸላኢ ኬንካ ምቅላስ ማዕረ ክንደይ ዋጋ የኽፍል ንስሕቶ ኣይመስለንን! ምስጋና ይግበአኲም 'ዩ ደቂ ሓላል መሬት! ዓንብቡልና - ሰስኑልና፡ ካባዂም 'ዩ ተስፋና! መብረድ ሜድያ ነመስግነኲም- ንሓቀኛ ኤርትራዊ መንነት እተንጸባርቅዎ ዘለዂም - እዚ ውን ምስ ታሪኽ ኤርትራ ዘይርሳዕ 'ዩ! ኣጆዂም ደቂ ኤረይ! ዘልኣለማዊ ክብርን ምስጋናን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
@user-zm3tq7ej9j
@user-zm3tq7ej9j 3 года назад
ኣብ ኤውሮጳ ዘለው ኣብዘይኸውን ሓሸውየ እዮም ግዜኦም ዘሕልፉ
@hagoshaile586
@hagoshaile586 3 года назад
Ab Europa ZELEW Seb rekibe eleka dika kulom srufat eyom
@jesusking1558
@jesusking1558 3 года назад
Bhaqi ABI tmhurti u ygermeka ab Ethiopia yea aba kulguza Eritreawi ab Ethiopia fkeri u alat aynfelt gelea aynfelt Eritrea tray ena nfelt abza Europe yea ADI awraja haymanot gelemelea zfeletku ab Eritrea tesogigna atina leman mstom mtabit ena aynfelton ,fllay
@tsgetekle5312
@tsgetekle5312 3 года назад
ስነ ጥበባውያን ኣዲስ ሰብ ሕልናን ሃገራውያንን ኢኩም ነዛ ማዓልቲ ክብሪ ሂብኩም ከተብዕልዋ ምሕሳብኩም ጥራይ ብስም እዚ ውጹዕ ህዝብና ምስጋና ይብጻሕኩም ስዉኣትና ብግብሪ ዝድበሱሉ ማዓልቲ ፍትሒ ካኣ ቀሪብና ኢና ኣጆኩም!!!
@asmiyttaklbrhin1331
@asmiyttaklbrhin1331 3 года назад
Niy bhaqiy
@user-ri6jq8rr5m
@user-ri6jq8rr5m 3 года назад
ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ከምዚኦም የብዝሓልና
@sarazeray3586
@sarazeray3586 3 года назад
Kid fituh sire agame wahid ezi nay jeganu mealti eyu stupid kemakan wedi kemakan hiza terifa adi trash
@wegahta5809
@wegahta5809 3 года назад
እወ! ቀሪብና ኢና ሓቂ ብሓቂ!
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 года назад
መዓልቲ ፍትሒ እንታይ ማለትኪ ኢዩ፣ ገንዘብ ደሊኺ ተሰዲድኪስ ካልእ ከተመኽኒ ኣይትፈትኒ፣ ንዘልኣለም ምስ ሻዕብያ ነዚኣ ዝጸልእ ኣብ ስደቱ ይብለ
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 3 года назад
ናይ ብሓቂ ብኤርትራውነትኩምን ታሪኽኩምን ትኾርዑ ስነጥበበኛታት ኤርትራውያን ነበርቲ ኣዲስ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ
@user-hm8zm8jb6c
@user-hm8zm8jb6c 3 года назад
🔨 ሓወልቲ ሰማእታት ኤርትራ 😁😁😁😁😁
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d 3 года назад
@@user-hm8zm8jb6c በጃኺ ግዛ ተጋጊኺ ኣለኺ ኣብኩሉ ቻነላትና ዲኹም ትጸንሑ ወይ ሱቅ ኢልኩም ሪኢኹም ሕለፉ ወይ ኣብናትኩም ርኣዪ ናባና ኣይትምጽኡ😁
@user-hm8zm8jb6c
@user-hm8zm8jb6c 3 года назад
@@user-cp9tx2zf5d ኣይተጋገኩን ኮነይ ኢለ እየ መፂአ ታይ ናስርቂ ስርቂ ዓመት ተተክብሩ ይግበርኩም🔨🔨🔨😁😁
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 3 года назад
@@user-cp9tx2zf5d ግደፋ ትምሃር ተማሂራ ድኣ ኣይትምሃርን'ያ እንበር
@nahomnegassi3362
@nahomnegassi3362 3 года назад
@@user-hm8zm8jb6c ብስሕስሕናን ሕስድናን ኣብ ዓለም ከማኹም የለን። ተጓር ክፍእቲ ሃመማ!
@wedigomida1247
@wedigomida1247 3 года назад
ዋዉዉዉ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ሰማእታተና ጀጋኑ ከም ኣቦታቶም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ። ✊💪✊
@yohanes6158
@yohanes6158 3 года назад
ዘልኣልማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና 💪ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-mt7vp5ck7q
@user-mt7vp5ck7q 3 года назад
ንዓኩም ዝገልጽ ቃላት የብለን ዕድመን ጥዕባን ይሃብኩም። ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ኢኩም።
@Asmir965
@Asmir965 3 года назад
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ይኩን ናይ ብሓቂ ብዙሕ ክዛረብ ምካልኩ ግን ናትኩም ሓይሊ ልሳነይ ሒዝዎ ኮሪዐልኩም ስነትበበናታት ተቀመጥቲ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@merhawitekle7351
@merhawitekle7351 3 года назад
ስዉኣትና ሱር ሓድነትና እዚ መልእክቲ እዚ ናዓና እዩ ድያስቦራ ንስምዕ ተለና ጽባሕ ኣብ ዓድና ገፈል መፈል ዝኮነ ኣንጻር ሓድነት ሒዝና ተኣቲና ከቢድ ተነጽሎን ንዕቀትን እዩ ክወርደና ካብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ኣዲስን ዘለዉ ክንማሃር ኣለና ሓድነትና ሓድጊ ሰማእታትና እዩ።
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 года назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ጀጋኑ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️.
@lifeishard7018
@lifeishard7018 3 года назад
Wawww its wenderful amzing nice one of all of them deqi ere halalat good Jobs selalemawi skri nsemeatatna wetru ab lbna tezekerti 🕯️🇪🇷❤️💯💪💪🇪🇷🇪🇷 God Bliss eritran pepele
@wegahta5809
@wegahta5809 3 года назад
ሎሚ ከም ትማሊ ሃገር ሰብ ኣለዋ ክብራ ዝሕልዋ! ናይ ኣዲስኣበባ ኣርቲስት ኣይተኻኣልኩምን! ኣደ ወሊዳ ትምከን፡ ኣኹሪዕኩምና ናይ መወዳእታ!
@Alekubani12
@Alekubani12 3 года назад
ተዘይ ተሳነና ተበልና ፋሕ ብትን ግዜ ዘምጾኦ ዩ ሆይይ ኣየይ 😥 ዝቅጽል ኣይኮነን 🙏🙏 መስዋእተይ ብላሽ ዩ ኢልካ ከይትቅየም ኩሉ ክዕረ ዩ እንዳ በለ ዘገም(2) 💉✊🇪🇷❤️💙💛💚😍😍
@kedanegebreselassie3302
@kedanegebreselassie3302 2 года назад
ኣዚኩም ዝከበርኩም ደቂ ዛ ሓላል መሬት ደቂ ኤረይ ፉቱዋት ሰብ ቃልኪዳን ኣየወ ደስ ክትብሉ ክደምቁ ክትልቡሙ እሙናት መስተውዓሊት ኣንታ ክንደይ ተዓዲላ እዛ ሃገርና ቅሰኑ ብጹኣትና እቲ ቀደም ንሕና ክንስዋእ ኢና ንዓኹም ግን ሓራን ናጻን ዝወጸት ምዕብልቲ ብልጽግቲ ከነረክበኩም ኢና እናበሉ ሓሊፎም ። ሕልሞም ተጋሂዱ እነሆ ወረስቲ ይምስኩሩ ቡሉጻት ወረስት ቡጉቡእ ዝተረዱኡ ታሪኩም ተኾሊዑ ብዙሓት ኣፍሪኹም ቅሰኑ ።ዘላኣለማዊ ዝክሩልሪ ንሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ንስንኩላትናን ኣርካናት ገድልናን ዓወት ንሓፋሽ
@yasminabrha5556
@yasminabrha5556 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I love you our hero artists! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Share እንዳ ገበርና ነተባብዓዮም!
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 3 года назад
ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ!!! ነዛ ሓላል ኤርትራ ጠጠው ዝለዝበልኩም ኣብ ዘለኹም ሓሊኹም ዋላ አብቲ ዘይምችእ ስፍራ ኾንኩም ኣብ ሓቂ ደው ምባልኩም ዘገሪም መስተንክርን እዩ እሞ ነመስግነኩም ንኡሰይ ወለዶ!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea ብሳላኹም ተከብራ ክትነብር እያ 🙏
@user-uo5pn2dk4c
@user-uo5pn2dk4c 3 года назад
ብሓቂ ኣነ ካብ ልበይ ተሓጉሰ ከምዚ ጌርኩም ዘኪርኩሞ ብልውዓልኩም ሰማእታትና ንዘላኣለም ይዘከሩ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 года назад
ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም ደቂ ኤረይ ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
@btswwhjin6437
@btswwhjin6437 3 года назад
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና😘😭😭. እቶም ንስውኣት ዝጸርፉ ብዒድመ ኣቦታትኩም እኳ እንተ ኾኑ ብግብሪ ግን መምሃራን ናይ ባእስን ምፍልላይን እዮም ኮይኖም ዘለው። ንስኹም ግን ንኣሽቱ ከዋኽብቲ እኹም ነይ ብሓቂ ደስ ልቢ ዘደስት እዩ love you deqi Erey😘😭😘😘😘
@edenageba5224
@edenageba5224 3 года назад
God bless Eritrea people 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merkebselam963
@merkebselam963 3 года назад
ከም ሎሚ ጌረ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን,የ።መኽንያቱ ኣብዚ ዘለኹዎ ዓለም፡ ምስ ሃሱሳት ዝበዝሕዎ፡ብኤርትራውነቶምን በቶም ንምንባርና ከውሕሱ ካብ ምንባር ዝተሓብኡ ጀጋኑና በጃናን በጃ,ዛ ሃገርን ዝሓለፉ ሰማእታትና ዘይሕበኑ፡ዝበዝሕዎ ዓለም ስለዝነብር ዘለኹ፡ተሓጒሰ ኣይፈልጥን,የ።ሎሚ ግን ብፍሉይ ከምዚ ኢልኩም ዝኽሪ ጀጋኑና ክተኽብሩ ብስም ሰማእታትና፡ከምዚ ኢልኩም ምስ ራኣኹ ልዑልን ፍሉይን ሓጎስ ይስማዓኒ። ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ነቶም ብርሃን ሂወትና ከውሕሱ ብርሃን ሂወቶም ዘጸልመቱ ሰማእታት ኤርትራ ይኹን ዓወት ንሓፋሽ!!!
@eyobgezai7060
@eyobgezai7060 3 года назад
No whudat eyom etom bswuat zeyamnu abzi media defrom slezizarebu eyu fara defar kulu gze ajoka bzuhat ena suweatina hagerina nefkir ski zbele slezbezih eyu bro
@merhawimehari3061
@merhawimehari3061 3 года назад
ኣጆኪ እዚ ውን ክሓልፍ 'ዩ !!!!!!!!
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
❤️❤️❤️😢🇪🇷🙏
@jesusking1558
@jesusking1558 3 года назад
Bhaqi zehugus neger u zelalemawi kbrn mogesn nsematat Eritrea
@user-kq8fx5yq3c
@user-kq8fx5yq3c 3 года назад
ናትና ኩርዓት እንዲኩም ንስኩም ድኣ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና 🕯️🇪🇷🕯️
@user-ri6jq8rr5m
@user-ri6jq8rr5m 3 года назад
ዘላኣለማዊ ክብርን ዝክርን ዝስዋኣትና ናብ ባሓቂ ከየድነቅኩክም ክሓልፍ ኣይክእልን ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 года назад
ሰላማት ደቂ ኤረይ ሰማዕታትና አብ ዘለና አሊና ልብናዩ ሰፈሮም ብሐቂ ስዉአትና ሱር ሓድነትናዮም ነዚዩ ድማ ኤርትራዊ ብሐገሩ ዝመጾ ዘይፈቱ ብሐደ ልቢ ኤርትራ ዘድምጹ። ንስሌና ዝሓለፉ ወትሩ ይዘከሩ አወት ንሐፋሽ። መንእሰይ ኤረና አብ አዲስ ዘለኹም ጀጋኑ ብመንነትኩም ትኮርዑ እቲ ቀንዲ ዝኽሪ ስዉአትና ሱር ሓድነትና ዝኾኑ ብጽቡቅ አቅሪብኩም ።ጀጋኑ አብ ዘለኹሞ ፈጣሪ ይሓልኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏🙏🙏🙏
@misgnabeyene7829
@misgnabeyene7829 3 года назад
ኣብ ኣደስ ዘለኩም ስነ ጥበብዋን ምስጋና እካ ወሕድ አዩ ሰለዚ ዘልእለማዊ ዝክሪ ንሰማትትና
@helen99084
@helen99084 3 года назад
Always impressed with our artists in Ethiopia. Well done keep it up! Glory to heroes.
@abrahamtesfai4941
@abrahamtesfai4941 3 года назад
Brothers and sisters- You are the voice of the Eritrean martyrs. Your Love, respect and honoring the sacrifice of your Mother/Father, Brother/sister is a true source of dignity and glory. I salute you for remembering the fallen heroes in defence of our country and rising its national flag high. As musicians, arts and citizens your unity, determination, cohesion and solidarity with your country and people will ensure that Eritrea is in good hands with the New Generation.
@hagosatesfamariam5061
@hagosatesfamariam5061 3 года назад
እግዚአብሔር ይባርኽኩም ቡሩኻት አርትስት ከምዝ እልኩም ታርኽ ናይ ሐገርኩም ኽትገልጹ ጀጋኑ ስውአትና♥️ ደቆም ተክኦም ፡ንዘለአለም አብ ልበና ♥️ ጅጋኑ ስውኣትና ♥️🌹
@yonassemere4416
@yonassemere4416 3 года назад
እንታይ ዓይነት ስነጥበባውያን ኢዮም ኣብ ኢትዮፕያ ዘለዉስ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት የሕዋተይ ኣብ ስደት ኮይንካ ክሳብ ክንድዚ መስዋእቲ ጥበብ እንድዒ መዘና ኣልቦ ዩ።ኣብ ሃገርኩም ኮይንኩም ክንደይ ምሰራሕኩምሲ ይራኣየካ።በሉ እስከ ጸላኢ ዓይንኩም ይደፈን ፍሉያት ፍጡራት ክንዲ ሽሕ ኩኑ ከማኩም የብዛሓዮም
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 3 года назад
Amen jehaki gezom yesbklom zekri nesmaetat eritrean amlak ab yemanu yenbtom
@azebzeray2835
@azebzeray2835 3 года назад
Kemzi kemaydo tehagiskum tkoni bhaqi akuriekumna ajokum deqi erey mearey
@yonasberhe248
@yonasberhe248 3 года назад
Edmen tenan yhabkum deki erey shikorinatat zelalemawi zkrn kbrn nsematatna
@jokatv216
@jokatv216 3 года назад
ብሓዊ ኑፉዓት ዕድመን ጥዕናን ዓውትን ካታ ኩሉ ንዓኩም ዝበቅዕ ይሃብኩም ድቅታ ሓላል ሃገር ኤሩ ሹኮር። ስዋኣትና ንዘንትእለት ኩቡራት ዮም። ስላ ታ ሓላል ሃገርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷፡
@eritrealove3009
@eritrealove3009 3 года назад
Jegnu deki Eritrea💪we love you❤ from U.S.
@naomibeyene4531
@naomibeyene4531 3 года назад
ስውኣትና ሱር ሓድነትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማኣአታትና ኩሉኹም ነዚ መደብ ዘዳለኩምን ዝተሳተፍኩምን ብጣአሚ ፅቡቅ ኣጆኹም በርትዑ ፅቡቅ ስራሕ
@fnanpetros7519
@fnanpetros7519 3 года назад
Ewey eskumes enqae natna konkum ab Ethiopia konkum semaetat zizekerkum jeganu ekum kemzi ente elna ab kedmena dew zbel yelen.my God bless you. Zelalemawi zkri nsemaetatna. awet nhafash.
@helulove5581
@helulove5581 3 года назад
ዘለኣለማዊ ዚክሪ ን ሞጎሲን ን ሰማአኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ኣብ ኣዲስ ዘለኩም ስነ ጥበባውያን ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@habtom5113
@habtom5113 3 года назад
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmiea5329
@asmiea5329 3 года назад
ቅሰነለይ ደቂ ኤረይ ሰላም ናዓኩም ዘለኣላማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና
@luwamt6479
@luwamt6479 3 года назад
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና 🙏🏽💔😢
@delinakidane1526
@delinakidane1526 3 года назад
Zelalemawi zkri nswatna👉🇪🇷🇪🇷💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rutismurgeb8264
@rutismurgeb8264 3 года назад
Zelalemwi zkri N'SEMAETATNA. Wertu Ab Lbna Alekum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samrawitemaha3784
@samrawitemaha3784 3 года назад
@freyoamzewafo6256
@freyoamzewafo6256 3 года назад
ናይ ብሃቂ "....ሰገነይ ኣይቀሰንካን ናይ ኢድካ ኣይረከብካን "ናይ ብሃቂ ኣይረከቡን ምኣልቲ ኣለዊ ክረክቡ እዮም ኣብ ኣዲስ ኮይንኩም ከምዚ ዝጸበቀ ምድላው ምግባርኩም ካየድነኩዎ ኣይሃልፍን ሰስኑልና ደቂ Eri "ዘላለማዊ ዝክሪ ንስውዓትና"
@Ddee-gu1fv
@Ddee-gu1fv 3 года назад
Wow you guys may God bless u all am so proud of u keep going ur great job Zelamawi zikr Ne samattatena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eriiistars3089
@eriiistars3089 3 года назад
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ ክብሪ ንዓኹም ይኹን
@user-pd4zu7jj3j
@user-pd4zu7jj3j 3 года назад
ዘላኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማአታትና GBY deki erey.
@bestofme1313
@bestofme1313 3 года назад
ስውኣትና ሱር ሓድነትና ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና
@abrahammicheal2303
@abrahammicheal2303 3 года назад
ንብሪ ዝግበኣኩም አኩም አሞ ብትብዓት ኣብ ጥቓኹም ዘለ ኣረሜ ስርዓት ከይፈራሕኩም ኽብሪ ገጋኑና ዘብዓልኩም ሓቂ ዘሎ ኩነታት ሃገርና ስለዝገለጽኩም ገጋኑ ከም ኣቦታቶም ኣዴታቶም አኩም ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና ዓወት ንህዝቢ ኤረይ
@Sulinaist
@Sulinaist 3 года назад
Kisenu Sematatina Awet N/Hafash 🇪🇷❤️💕🇪🇷💕
@moonsun2731
@moonsun2731 3 года назад
Glory our marty l proud of Eritrea.❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yobelaberhane4553
@yobelaberhane4553 3 года назад
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🕯🕊🇪🇷
@kemfkadka6580
@kemfkadka6580 3 года назад
Zelalemawi zkri Nsemaetatna 🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ አምላክ ይባርኽኩም ሰማእታትና ብኽቡራት ኢዮም ዝኽብሩ ነዞም ምስ ጸላኢ ወጊኖም ንስዉአት ምስ ህግደፍ አተሓሒዞም ሕልንኦም ዝሽጡ ካባኹም ክመሃሩ ተስፋ ንገብር ዘላእለማዊ ዝኽሪ ነቶም ብርሃን ክህቡና ብርሃን ዘይራአዩ ስዉአትና ዓወት ንሓፋሽ፣
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
ኣጅክውም ድቀኤ ኤር 🇪🇷🙏🙏👍👍❤️🐅🐅🐆⛪️🌹🌷💯🕌🐫🐆🐅❤️❤️👍🙏🇪🇷⛪️🐪💯🕌⛪️ጅጋንው ድቀኤ ጅግኣንው
@merhawitmt2319
@merhawitmt2319 3 года назад
Kemakum yelen ab alem deki erey. Edmen tenan nakum. Semaetatna wetru ab lbna seferom. Nezi jgnnet ezi zeykberen zeythabenne bnay men!! 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@frutaghebremichael7321
@frutaghebremichael7321 3 года назад
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lulrbahri
@lulrbahri 3 года назад
የቀንየልና ክቡራት ኣሕዋት፡ ብሽም ኩላትና ኣብ ዓለም ፋሕ ኢልና ዘለና ኤርትራውያ ነቶም ገንሸል ኤርትራና ዝኮኑ ሰማእታትና ብከምዚ ምዝካርኩም ምስጋና ይብጻሕኩም። ኣብ ኣፍሪቃ እሞ ከኣ ኣብ ኢትዮጵያ ኮይንኩም ከምዚ ምግባርኩም ንስኩም ውን ንሃገርኩም ውፉያት ሙኳንኩም ኢኹም ተርእዩ ዘለኩም። ናይ ብሓቂ ንብዓት መጺኡኒ ነቶም ሰማእታት ዘይኮነስ በቲ ንስኩም ዝገበርኩሞ ዘኹርዕ ዝሕብን ዝኽሪ ሰማእታት። ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትናን የሕዋትና ክንዝክሮን፡ በቲ ዝገበርዎ ወትሩ ከነመስግኖምን ከም ዝግብኣና ኢኹም ብግብሪ ኣርኢኹምና። እቲ ምንታይ ጅግና ዘየኽብር ሕብረተ ሰብ ጅግና ከፍሪ ስለ ዘይክእል። እቲ ምንታይ ምስጋና ዘይህብ ወለዶ ብዝመጽእ ወለዶ ክምስገንን ክክበርን ስለ ዘይክእል መጻኢት ብልጽግቲ ኤርትራ ኣባኹም ኣብ ገጽኩም ሪአያ! ብጣዕሚ የቀንየልና በቃ ክብሪ ይሰማዕኩም ኩቡራት ደቂ ክቡራት አ ዝኮንኩም ብከምዚ ኣገባብ ክብርኩም ገሊጽኩም ኣኹሪዕኩምኒ። ልባትና ብመስዋእቲ ኣቦታትና ተራኺበን ኤርትራ የድምጻ ኣለዋ። ኤርትራ ሃገርና ትባረኽ ኣሜን! ክብሪን ምስጋናን ንሰማእታት ኤርትራና ይኹን።
@fifishow2000
@fifishow2000 3 года назад
Zelalemawi zkri nswatna 🇪🇷🙏awet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robelyemane8472
@robelyemane8472 3 года назад
ናብ ዝኸደ ከይዱ ሃገሩ ዘይርስዕ ኤርትራዊ ጥራሕ ዩ ቅሰኑ ሰማአታትና
@yonasdrar7260
@yonasdrar7260 3 года назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ ሰውኣትና ወትሩ ይዘከሩ!!!! ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ቀጽልዋ ንፋዓት ተስፋ ሃገር ኣብ እትገብርዎ መዓልታዊ ንጥፈታት ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ።
@looniesey4428
@looniesey4428 3 года назад
መብረድ ሚድያ ናይ ብሓቂ ሕብረትኩም ኬፍ ኣለዎ ደቂ ሓደ ልቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌸🌸🌸💕💕💕💕💕
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 года назад
Always in our heart heros 💔 🇪🇷 glory to our eritrean martyrs
@solo3720
@solo3720 3 года назад
ስውኣትና ሱር ሓድነትና!!! ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብን ንሰማእታትና🇪🇷
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 года назад
ሃገርና ኤርትራ ደም ኢዩ ተኸፊልዋ: ኣብ RU-vid and Facebook እንዳለፍለፍ ኣይኮኑን ኣምጺኦማ እዞም ደቂ ወልደገባን ኣላመጽቲ ተረፍ ሸሓኒ ናይ ጁንታ ዝነበርኩም ድሕሪ ሕጽቦ ናይ ጁንታ ኩሉ ህዝቢ ኣብ ርእሴኹም ኢዩ ዘሎ ደቅዛ ለቅለቅቲ ስዋ :: ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ድማ በቲ ዝገበርክሞ ክብሪ ኣዚና ኢና ነመስግነኩም ተባረኹ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 года назад
@Genete Abraha ጌና ደም ከተጉስዕ ኢኻ ብኣፍካን ጢዝካን ገታቸው ጁንታ ምስ ከረበ ወድዛ ልውጢ : ብጥዝካ እንዳተገበርካ እኻ ምሽ ዓቢኻ ኣብ ዓድዋ ክክክክክ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 года назад
@Genete Abraha ክክክክ ገና ከወድኣኪ ኢየ ኣንቲ ገፍሕ መሸኒት ሽቃቅ ናይ ዓድዋ ኢሂ ኣሳሕይኪ ምሽ ጨናዊት መሸኒት ዝገብረኪ ሲእንኪ ምሽ ኣዕራብ ኣግፊሖምኺ ድኣ መን ክቀርበኪ ኪዲ ጋልዛ ገንቢ ዋሒድ🔪🔪🔪🔪🤮🤮🤮🤮🤮👽👽👽👽👽👹👹👹👹👹👹👿👿👿👿👿👿👿☠️☠️☠️☠️☠️☠️💀💀💀💀💀👹👹👹👹👹💀💀💀💀💀👿👿👿👿
@segeneasmara596
@segeneasmara596 3 года назад
ክብርን ሞጎስን ንስዋት የሕዋትና ኩሉ ግዜ አብ ልብና 🙏🙏🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤💪
@_Esege_Asmera
@_Esege_Asmera 3 года назад
ዝኽር'ን ክብር'ን ንሰማእታትና 🕯️🇪🇷🕯️
@sarazeray3586
@sarazeray3586 3 года назад
Kibrin mogesin njeganu semaetat eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@seraqhabte3207
@seraqhabte3207 3 года назад
Glory to our martyrs we done good job keep it up the great job Eritreawnet ❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷
@michaelteddy5167
@michaelteddy5167 3 года назад
Wow Btami nfuat betom telamat nguhi bakum nhgosn nxenanan 🇪🇷💪🏾
@fithawitestifanotfithawete7702
@fithawitestifanotfithawete7702 3 года назад
🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማአታትና ,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊
@mulu8872
@mulu8872 3 года назад
Wawww nay behaki Eritrawiya neashtin bsulatn abay melekit netom edikum tgmtlu sheyeti hagerom abey dia keyrdakum bdewkum zmotkum esubat kbrin mogosn nswatna wetru awet nhafash 🙏🏽🙏🏽🥰❤
@brhanemichael5942
@brhanemichael5942 3 года назад
ኣይትቀየመልና ዶ በልኩም ብሩካት 😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭ቂም እኮ ክውሕደና ግን ድማ ኣይከኣልኩን በቃ።
@gerieberihuhailu121
@gerieberihuhailu121 3 года назад
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና እታ ዘይትትካእ ሂወቶም ዘይበቐቑ ይቕሰኑልና ነዓኻትኩም ዉን ምትብባዕ ይግበኣኩም ኣብ ዚ ሕጂ ፈቀደኡ ፋሕ ኢልና ምህላዉና ግን የሕዝነካ ምትእኽኻብ ይፍጠረልና ፈጣሪ
@wintaawate4690
@wintaawate4690 3 года назад
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንስዋኣትና
@rakitumylove2942
@rakitumylove2942 3 года назад
Zelalemawi zkri nswatna🕯️ ab Addis zelekum snetebabwan hagerna kea amlak yhalkum🙏❤️❤️
@edenasefaw7957
@edenasefaw7957 3 года назад
ኮሪዐልኩም ደቂ ኤረይ ኤርትራዊ ኣብ ኩኩ ጅግናዩ ቀጽልዎ✊🇪🇷💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zemenrae9193
@zemenrae9193 3 года назад
ጀጋኑ ናይ ባሓቂ
@hayathas1597
@hayathas1597 3 года назад
ዘልኣለመዊዝክሪንስዋእትና ኣሰይደቂሪመይንፉዓት ኣምላከይ እቃዕ ኤረትራዊት ጌርካ ፈጠርካኒ ተመስገን
@habtomhabtemicael1454
@habtomhabtemicael1454 3 года назад
ናይ ብሓቂ ትድነቑ ኢኹም:: ዓቢ ምስጋና ንኹሉኹም::
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 3 года назад
ተመስገኑ ብራዎታት ቦታን ግዜን ዘይእግሞም ደቂ ኤረ ጀጋኑ።
@tsegayzede4867
@tsegayzede4867 3 года назад
ወሽላክ ከዳሚ ኣብ ኤርትራ ዝይትነብር ብሓርነት ምስ ኣምሓሩ ትነብር ዘለካ እንበር ንሶምስ ንናጽነትን ሓርነት ህዝብን ሓሊፎም ብቅንዕናን ጅግንነትን
@user-vq3wy7ph7h
@user-vq3wy7ph7h 3 года назад
ቁሩብ ግን ስእሊ ናይ ሳሕል ስውኣትና ከትውስኹሉ ኔሩኩም መስለኒ
@user-fn5fx6qb3z
@user-fn5fx6qb3z 3 года назад
ጽቡቅ መደብ ሓባይብ
@okubaslasieberhe2440
@okubaslasieberhe2440 3 года назад
I am so. Proud of you all rest in peace our Marty's keep it up
@fretahabtisami5970
@fretahabtisami5970 3 года назад
Zelalemawi zkirn kbrn nswatna weturu ab lbna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞awet nhafash
@user-ek8ss3dg1i
@user-ek8ss3dg1i 3 года назад
You're always hero our Eritrea artists proud of you RIP Eritrea Martyrs
@Afawzi-13
@Afawzi-13 3 года назад
ሕጂ'ውን ብደም ብሰማእታትና ንኾርዕን ንሕበንን እምበር ክሳድና ኣየነድንን! ንበሩ፡ ክበሩ፡ንዘልኣለም ተሓፈሩ!!! ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Bingoforyou
@Bingoforyou 3 года назад
GOD BLESS U ALL !!! AND PEACE TO OUR COUNTRY
@bellissimabellissima238
@bellissimabellissima238 3 года назад
Zelalemawi zkri nswatna God blessed yehwatey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘⚘⚘⚘
@godisgreat3838
@godisgreat3838 3 года назад
You guys did a great job, I am proud of you. I wish you guys put our flag on the stage. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤!
@zemichaelabadi6810
@zemichaelabadi6810 3 года назад
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ን ስውኣትና 💪💪💪
@saraweldslasie2403
@saraweldslasie2403 3 года назад
Kbrn Mogesn Nsemetatna ❤❤ Wetru Abe Lbna Egzaebhier Abe gentu ynbrkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏
@The_boys692
@The_boys692 3 года назад
Zelalemawi zkri n semaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ibrahimsalh.
@Ibrahimsalh. 3 года назад
ክብሪ ሰማእታት ኒ ኤርትራ! ደቂ ኤረይ ዕድመ ይሃብኩም። ብሓቂ ሓድነትኩም ዘሕጉስ ዘቅንእ።ኣብ ኢሮጳ ዘለና ከማኩም ጥምረት የለን ብልቢ።
@MA-ww1fw
@MA-ww1fw 3 года назад
Wow aseyeyyy mekesebate taweteula Eritrea edemene tenane yehabkume love you 🥰👌
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
ኣስየኤ ኣስያኤ ድቀኤ ኤር ህላልት ፍርክመኤ ይስኣስን 🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪️💯🕌⛪️💯💯💯🐅🐆🐪🐫💐💐💐🇪🇷🇪🇷🐪💪 ኣብ ዝልናአ ኣልናአ ኤር ንብልኤ ክልናኣ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍❤️
@alganeshghirmatsion7549
@alganeshghirmatsion7549 3 года назад
Proud of you all our artist great job keep it up ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና
@mhratabberaki483
@mhratabberaki483 3 года назад
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለኩም ስነ ጥበባብይያን የሕዋትና ከማኩም የለን ይመልኣልኩም ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስማእታትና ።
@hiwetyohannes6576
@hiwetyohannes6576 3 года назад
Zelalemawi zkri nsemaetatna wetru ab lbina ekum ksenulna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@temesgenamlakey7240
@temesgenamlakey7240 3 года назад
ኣዱ. መኽሰብ ምስኩሎም መሳርሕትክ ቀጽልዎ. ብታአዕም ዝፈትወኩም. ጊን ጥንቅ ቅ በሉ ካብዞም ሸፋቱ 💌💌💌💌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 года назад
ZelaAlemi zkri nsiwAtna jeganu ablibna seferkum 💐🇪🇷💐👏👏👏
@wedimokie4968
@wedimokie4968 3 года назад
ኣታ ከማኹም ቡሱላት መንእሰያት ክህልዉና ጸጋዩ ሞ ብስም ቶም ንስለ'ዛሜሬትናን ንስለዝመጽህ ወሎዶ ኩቡር መንነትን ርስትን ዝገደፉ ክብርን መጎስን ይኹንኩም 🇪🇷💪።
@senuelumkrti4824
@senuelumkrti4824 3 года назад
ስዉኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ❤❤❤❤❤❤❤
@momylove1962
@momylove1962 3 года назад
Kemey dikim jeganu artist hagery zkri nzelalm swatna 🇪🇷
Далее
ዮአዳን (ክፍል 19)
31:38
Просмотров 49 тыс.
Awetat Binyam germay nezi ymesl  deqi rimey
8:05
Просмотров 18 тыс.
26 июля 2024 г.
1:00
Просмотров 6 млн