Subscribe free; ru-vid.com...
ምስልና ታለንት ብምስሊ ኤርትራውያን ስነጥበባውያን
ምስልና ታለንት ነቲ ካብ ወርሒ ሓደ ዝጅምር ዓቢ ናይ ታለንት ሾው ውድ ድር ከም መፈለሚ ክከውን ምስ ኣብ ካምፓላ ዘለዎ ስነ ጥበባውያን ዝገበሮ መደብ ክትካታተሉ ቀኒኩም ኣለኩም።ሕጂ ድማ ካልኣይ መድረክ ንጅምር ኣለና ምሳና ክትሓብሩ እንዳተላበና ንትገብሩልና ምትብባዕ ነመስግን።
መዓስ እዚ ጥራይ ምስላን ታለንት ንኩሉ ኣብ ኤውሮጳ ዝቅመጥ ኤርትራዊ ርሑው ዝኾነ ባይታ ኣዳልያ ንዘለኩም ተውህቦ ተለልይሉ ተዋዳዲርኩም ብቕዓትኩም ተመስክርሉ ተተዓዊትኩም ውን ናይ 10,000USD ሽልማት ትረኽብሉ ውድድር ኣዳልይልኩም ኣሎ ።
ኣብዚ ዓቢ ናይ ታለንት ሾው ውድ ድር ክትሳተፉ ምስ ትደልዩ ድማ mislna.com ኢልኩም እቲኹም ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድመኩም።
ዝሓለፈኩም ኣዛናዩ ቪድዮታት 1ይ መድረኽ ንምክትታል ኣብ ታሕቲ ሊንክ ጠውቕ 👇👇
***** ***** ****
➡️Share this Video: • Mislna Talent // Eritr...
Copyright © MISLNA TALENT 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
👤Connect with us:
Website: mislna.com/
Fb Page: / mislnatalent
➡️Share this Video: • Mislna Talent // Eritr...
#MISLNATALENT #kampalaShow #EritreanTalkShow
21 окт 2024