Тёмный
No video :(

Nay Yaried Ziema ናይ ያሬድ ዜማ New Orthodox Tewahdo Remix Mez 

fnote brhan
Подписаться 19 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

9 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 44   
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 Год назад
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን ናይ ያሬድ ዜማ ድንግል ማርያም ኣደይ ህያብ ናተይ ኢኺ በየናይ ልሳነይ በየናይ ቃለይ'ከ ማርያም ክብለኪ ምድርን ሰማይን ተኣምርኪ ይንገሩ ኩሎም ፍጥረታት'ውን ንስምኪ ይመስክሩ ከመይ ኢልና ክንገልጾ ድንቂ'ዩ ስራሕኪ ኦ ድንግል ኣደይ የለን ዝመስለኪ ማርያም ድንግል ረዳእተይ በጻሕት ኣብ ጭንቀተይ ኣብ ሓዘነይ ተኣምርኪ ብዓይነይ ርእየዮ ኢየ ጽዮን ምስ በልኩ ድንግል ዓጊበ'የ ናይ እግዚአብሔር ጥበብ በኣኺ ተገልጸ ዘርኢ ኣዳም ኩሉ ካብ ጥፍኣት ድሓነ ናይ ምድሓን ምክንያት ድንግል ንስኺ'ኺ ንኩሎም ፍጥረታት መስገሪት ዝኾንኪ እቲ ሃልሃልታ ናይ ሓዊ ኣየፍርሓንን ምሳይ ተለኺ ድንግል ኣይወድቕን ኣብ ቅድሜኺ ደው ክብል ብምስጋና ማርያም ማርያም ክብለኪ ብትሕትና ፍጥረት ኣምላኽ ኩሉ ንምስጋና ይቑም ኣባኺ ሓድሩ ደምሲስዎ መርገም ኣዳም ምስ ደቁ ኣብ ሰማይን ምድርን ማርያም ማርያም ይብል ተኣምርኪ ይነግር ድነ ጸልማት ካብ ገጸይ ተቐንጢጡ ብልማኖኺ ድንግል ልበይ በርቲዑ /ምሳይ ኢኺ ምስ በልኩ እጻናናዕ/2/ ስብኃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜንንን
@ameneriorthodox
@ameneriorthodox Год назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓው
@egzetneegzetne6186
@egzetneegzetne6186 Год назад
Amen zmare melaekti yesmealna xegau yebzh.
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f Год назад
እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ትኩን ናይ ያሬድ ዜማ ድንግል ማርያም ኣደይ ዝፍትዋ መዝሙር ኢያ ታንክስ
@robelgebremikael6041
@robelgebremikael6041 5 месяцев назад
ናይ ያሬድ ዜማ ናይ ያሬድ ዜማ ድንግል ማርያም ኣደይ ህያብ ናተይ ኢኺ (2) በየናይ ልሳነይ በየናይ ቃለይከ ማርያም ክብለኪ (2) ምድርን ሰማይን ተኣምርኪ ይንገሩ ኩሎም ፍጥረታት‘ውን ንስምኪ ይመስክሩ ከመይ ኢልና ክንገልጾ ድንቂ’ዩ ስራሕኪ ኦ ድንግል ኣዴና የለን ዝመስለኪ ማርያም ድንግል ረዳኢተይ በጻሒት ኣብ ጭንቀተይ ኣብ ሓዘነይ ተኣምርኪ ብዓይነይ ርእየዮ’የ ጽዮን ምስ በልኩኺ ድንግል ዓጊበ’የ ናይ እግዚኣብሄር ጥበብ ብኣኺ ተገልጸ ዘርኢ ኣዳም ኩሉ ካብ ጥፍኣት ደሓነ ናይ ምድሓን ምኽንያት ማርያም ንስኺ’ኺ ንኹሎም ፍጥረታት መስገሪት ዝኾንኪ ‘ቲ ሃልሃልታ ናይ ሓዊ ኣየፍርሓንን ምሳይ ‘ተሊኺ ድንግል ኣይወድቕን ኣብ ቅድሜኺ ደው ክብል ብምስጋና ማርያም ማርያም ክብለኪ ብትሕትና ፍጥረት ኣምላኽ ኩሉ ንምስጋና ይቑም ኣባኺ ሓዲሩ ደምሲሱዎ መርገም ኣዳም ምስ ደቁ ኣብ ሰማይን ምድርን ማርያም ማርያም ይበል ተኣምርኪ ይንገር ድነ ጸልማት ካብ ገጸይ ተቐንጢጡ ብልማኖኺ ድንግል ልበይ በርቲዑ ምሳይ ኢኺ ምስ በልኩ ይጸናናዕ ምሳይ ኢኺ ምስ በልኩ ይጸናናዕ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 8 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና💐💐💐💐💐👏👏👏👏👏👏💐💐
@user-cr3gq4zv7f
@user-cr3gq4zv7f 8 месяцев назад
Zmar melaakti yesiemaluna hawey nateyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@matanyosief2170
@matanyosief2170 Год назад
"ምሳይ ኢኺ ምስ በልኩ እጸናናዕ" ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኃውና😍
@hermonna99andat24
@hermonna99andat24 Год назад
ዝማርየ መላእክት የስመዓልና ፡ ናይ ዘመን ኣገልጉሎትኩም ይባርኽ፡፡ ወዲ ድንግል ይኽበር ይመስገን
@restifutur9879
@restifutur9879 Год назад
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna
@meharihabte1496
@meharihabte1496 6 месяцев назад
Zmare melaekt yesmalna❤❤❤
@kibromberhane7977
@kibromberhane7977 2 месяца назад
Zmare melakti ysmealna
@shahkhan1218
@shahkhan1218 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@banogebrematios9679
@banogebrematios9679 9 дней назад
እልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-tm5ux6rb1w
@user-tm5ux6rb1w Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ኽቡር ሓወና ጸጉኡ የብዘሐልካ በየናይ ልሳናይ በየናይ ቃለይከ ማርያም ክብለኪ ደሰ መዝሙር ኣምላክ አዕዚዙ ይዓድልካ
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 Год назад
Zmare melaekti yesmalna Amen
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 11 месяцев назад
Zmare melakti yesmealna ❤❤❤
@tigstieyob8345
@tigstieyob8345 Год назад
Zemare melakti yesmalna
@rutateklu1468
@rutateklu1468 Год назад
Zmare melaekt yesmalna
@semiraweldetnsae9499
@semiraweldetnsae9499 Год назад
ዝማረ መላክቲን የስመዓና ተሜ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ (good job my love) 🙏🙏🙏
@kifletsehai4899
@kifletsehai4899 Год назад
ጥዕምቲ መዝሙር ዝማረ መልኣክት የስመዓልና ፍቁራተይ።
@lidulidu6422
@lidulidu6422 Год назад
Zmeri malkti ysmalin Amalk ybraki
@binyamghebre9079
@binyamghebre9079 Год назад
ቃለ ሂወት (ዝማሬ) የስምዓና ተሜ
@fotoisackwedikidanemhret
@fotoisackwedikidanemhret Год назад
Amenn Amenn Amenn
@user-in5iv6qk8f
@user-in5iv6qk8f Год назад
zmare melaekt yesmealna buruk hawey
@aminemahari1054
@aminemahari1054 Год назад
GBU hawey
@niyatyohannes5572
@niyatyohannes5572 Год назад
Amen amen amen zmariye melakti yismalna.
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f Год назад
ናይ ያሬድ ዜማ ድንግል ማርያም ኣደይ ዝፍትዋ መዝሙር እያ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና
@user-ih1id4mz3e
@user-ih1id4mz3e Год назад
Agzabger yemesgen tegu yebzhalka
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወና
@ibrahimhawlader3530
@ibrahimhawlader3530 Год назад
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝፈትዋ መዝሙር💘♥
@samlul_p
@samlul_p Год назад
Amen3 zmare melakt yesmalna temie hawey bruk nay agelglot gzieka ybarek❤❤❤
@alxandertekle2008
@alxandertekle2008 Год назад
Zemari melakit yismalina hawey
@michielghirmay6147
@michielghirmay6147 Год назад
Zimarei melaekt yesimealna temie hawey
@divoratsegay6947
@divoratsegay6947 10 месяцев назад
❤❤❤
@haileruta8777
@haileruta8777 Год назад
good
@tvtelementube532
@tvtelementube532 Год назад
Zmmare melakti ysmealna
@user-jx4hz6ie3i
@user-jx4hz6ie3i 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elensemere6817
@elensemere6817 Год назад
zmare melaeki yesmealna
@edenasheber8273
@edenasheber8273 Год назад
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@Maekelebini
@Maekelebini Год назад
❤️✝️🛐🙏
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 726 тыс.
❌Ему повезло больше всех #story
00:41
Barkni Dngl Heran Habtom
5:14
Просмотров 26 тыс.
❌Ему повезло больше всех #story
00:41