ኣብ ፊልም ሰልሚ ሓሳብ ዝዋሳእ ዘሎ ስነ ጥበባዊ ብርሃነ ካሕሳይ(ብሬታ) ኣዝዩ ህቡብን ወናምን ተዋሳኣይ ኮይኑ ብህዝቢ ውን ልዑል ተቐባልነት ዘለዎ ፍቱው እዩ።ብምኽንያት በዓል ፋሲካ በጊዕ ሒዝና ንገዝኡ ተዛዊርና ኣለና ሓቢርና ንከታተል
14 окт 2024