Тёмный

New Ethiopian: [PART 2 ]ብናይ ወለድና ድጋፍ ኢና ኣብዚ ደረጃ በፂሕና - Mekatecha 

Mekatecha Entertainment
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 93 тыс.
50% 1

#MekatechaEntertainment #NewEthiopianDrama #EritreanComedy
Here we come with the second part of interview with tigrigna actors Yodit, lidya and Absalat Desta. These 3 sisters are now appearing in different Ethiopian/Tigrigna comedies and series dramas. Gere Emun is now the leading sitcom drama in Dimtsi Weyane Tv.
Subscribe Our Channel.
Content Reuse is Strictly Forbidden.

Развлечения

Опубликовано:

 

18 янв 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 297   
@mekatechaentertainment3027
@mekatechaentertainment3027 4 года назад
መካተቻ መጋየፂታት / ወርቂ፣ ብሩር ፅሩራ / ዝቕመጠላ ብጥበበ ስፈ ኣዴታትና ዝተሰርሐት ባህላዊት ኣቐሓ/ስፈ/ እያ፡፡ ብርግሀን ቅይሒን እያ ትስራሕ፡፡ ብዝበለፀ መርዑ ይጥቀማላ፡፡
@user-qs7cg2xo6m
@user-qs7cg2xo6m 4 года назад
ውይ እግዚኣብሄር ይሃብካ ኣዘኪርካኒ ብጣዕሚ ካብ ዝተረስዑ ባህላዊ ኣቅሑ እያ
@filitube1516
@filitube1516 4 года назад
ዝገርም እዩ እተን ብጣዕሚ ዝፈትወን ዶናታት የሕዋት ኮይነን ጸኒሐን love you all ሽኮሪ ናታት😘😘❤❤ ደቂ ትግራይ ትፎቱ እስከ Like ጽቆጡ 👍👍👍
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
😍😍😍
@filitube1516
@filitube1516 4 года назад
@@samrawit7393 ❤❤❤❤
@cserfwer7699
@cserfwer7699 2 года назад
❤💛❤😍😍😍
@mlien5628
@mlien5628 Год назад
ደቂ ትግራይ ዘይፍቱ ኣይፎቶ :: I love you all ተጋሩ ❤
@ihdf4175
@ihdf4175 Год назад
💋🎈♥️🌺
@nfhdbgdgj8335
@nfhdbgdgj8335 4 года назад
ኣሰይይይ ጽቡቃት ይሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣብስራሕክን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልክን ካብ አርትራዊት ሓፍትክን
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
ኣሜን ዝያዳ😘😘😘
@user-nf9wk2fw4s
@user-nf9wk2fw4s 4 года назад
እውይ ፀላእ ዓይንኽን ድፍን ይበል ደስ ክብላኻ ለባማት እየን ሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣብ ስራሕኽን ኣበርክቶ ይፍጠረልክን የሕዋተይ
@grmaywelday8561
@grmaywelday8561 4 года назад
መርሓባ ጽቡቃት ፍጥረቲት ናይ ብሓቂ ኣጆክን ኩሉ ይብጻሕ ኢዩ ብሓይሊ ፈጣሪ።ሓቡ ሓወይ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣጆካ ።ሓቡ ሓወይ ብከመይ ክረኽበን ይክእል ።ነዘን ይሕዋት።✍️✍️✍️
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 4 года назад
ኣዝየን ትሕትና ዘለወን ምጭዋት የሕዋት አግዛቢሄር ሓሳብ ልብክን የስምረልክን።
@mizeryoutube2585
@mizeryoutube2585 4 года назад
እውነት ኣነ ትሕቲ ሰማይ ዋዉዉዉ ማራ እየ ኬፍ ትህበኒ😘😘 ግን ቀጹለሉ ከይተቆርጽዎ ትግርኛና እዓቡዩሉና ❤❤❤❤❤❤ ደቂ ሩባዬ
@abeaabea7968
@abeaabea7968 4 года назад
Anewun btaemi
@monamanoo3856
@monamanoo3856 4 года назад
ንመስረት በመንፈሳዊ ሂወታ ብኩሉ ዝበልኪ ማራ ኣድንቀኪ እግዚአብሄር አምላክ ከምኣ ይግበርኪ አብ መንፈሳዊ ሂወት ንክትኣትዊ ንክትመሃሪ
@timtikahsay5643
@timtikahsay5643 4 года назад
ደስ ክትብላ ሽኮሪናታት ዓምብባልና
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
ፅሩያት ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 Год назад
እሰይይይይይይይ ፅሩያተይ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቂ ትግራይ
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ኣሰይይይይ ሙጩዋተይ ደስስ ክትብላ ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ💛❤💛❤💛❤💛❤👏
@rhgkgduuy1475
@rhgkgduuy1475 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጆኩን ቀፅላሉ
@tigigualtigray7047
@tigigualtigray7047 4 года назад
አሰይይይይይይ ምቁራተይ ኣድኒቀ ምፅጋብ ሲኢነክን ወይዘራዝር ኣሕዋት ከማክን ዝበለ የብዝሓዮ ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ በተለይ ኣብ ሃይማኖትክን ዘለክን ክብሪ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰልክን ካብዚ ብላዕሊ ካምቲ ትደልየኦ ብመንፈሳዊ ሂወትክን ይኩን ዓለማዊ ሂወትክን ኣብ ዓብይይ ደረጃ በፂሕክን መርኣያ ክትኮና ዓብይ ትምኒተይ እዩ ክሳብ መጨረሻ በቲ ዘለክን ንኣምላክን እናመስገንክን ክትነብር በዚ ኣጋጣሚ ምክሪ ክህበክን ይደሊ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ኮሪዐልክን ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣሕዋተይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕክን ንኣምላክን ተገልግላ ንወለድክን ተክብራ ብሩካት ዘርኢ ይግበርክን ምጭዋተይ
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 года назад
ኣጆኩን በርትዓ ትግርኛ ኣብ ምዕባይ ይኩን ጠመተክን
@habtomabraham1376
@habtomabraham1376 4 месяца назад
ና እንደርታ ትግርኛ እቱ ልዓበየ ልበለፀ እዩ..።
@loveyoutigray8314
@loveyoutigray8314 4 года назад
ምቁራተይ ደስ ክትብላ ኣጆክን በርትዓ
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn Год назад
ዕድመ ጥዕና ይሃብኽን ፈጣር❤❤
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 4 года назад
ፅቡቕ መርአያታት እየን ዘን ቖልዑዚኤ በርታዓ ቓፅላ ኣይኹን ሰይ ሰይ ስይ
@abrahalegebretsadik6285
@abrahalegebretsadik6285 4 года назад
ብስራሕ ድየን ኣሕዋት ዋላስ ናይ ብሓቂ እየን ኣሕዋት ብዝኾነ ብጣዕሚ ደስ ትብላ ኣጆኹን በርትዓ ጎበዛት እኽን ስሓቅክን የብዛሓዮ
@user-qs7cg2xo6m
@user-qs7cg2xo6m 4 года назад
ብሓቂ ኣሕዋት እየን እየ ዝብል ኣብኦን ደስታ እዩ ዘሎ
@Possiblism
@Possiblism 4 месяца назад
ኣሕዋት እየን ብሓቂ
@user-fh8sj5ch9d
@user-fh8sj5ch9d 4 года назад
ቀፅላሉ ፅሩይ የሕዋት ደስ ክትብላ
@zionzion8815
@zionzion8815 4 года назад
መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብምንባብ ን ትግርኛ ቃንቃ ምዕባለ ኣዕቢኽን ፡ እቲ ሓደ ሓደ ኣምሓርኛ ቓላት እንተጥፊእኽንኦ wow ። ቀጽላሉ ቆናጁ ደዊ ትግራይ
@habtomabraham1376
@habtomabraham1376 4 месяца назад
ደቂ እንደርታ ብናባዕለን እየን ልናገራ , እቱ ልዓበየ,ለ ናመቐለ እንደርታ እዩ..☝️
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Год назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኽን ፈጣሪ❤❤❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
ኣሰይ ፁሩያተይ ኣብዝሓሰብክንኦክትበፅሓ እመብርሃን ትሓግዝክን ዘንኣሕዋተይ
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 года назад
ኣንሕና እውን ኣለና ሓበነይ
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Год назад
ፅሩያት አሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አብ ዝላዓለ ደረጃ ይብፅሕክን ደቂ ትግራይ ሙቁራተይ💙♥💘
@user-gd7dk4ie7w
@user-gd7dk4ie7w Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ እዘን ኣሕዋተይ💝💝❤
@Azebkiros-nv7cl
@Azebkiros-nv7cl Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፁሩያት❤❤❤
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Год назад
ብሓቂ ተጋሩዋይ ፅቡቃት❤ እና ሊዱዋይ ኣያዘብራኣብሩክ ከአምን ዝክእል ብሓቂ ብጣዕሚ ኢና ኩሉኩም ንፈትዎኩም ኢና❤❤
@MeazaTeka-wj8qe
@MeazaTeka-wj8qe Месяц назад
ሓሳብ ልብኽን የሳኸዐልክን ዕምበባታትና ❤❤❤
@raya6333
@raya6333 4 года назад
ዋው ደስ ትብላ በርታዓ ሙቁራት ኣሕዋት
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
ዕድሜን ጥዕናን ያሃብክን ፅሩያተይ እሰይ ድስስስ ክብል
@tiztafantahun99
@tiztafantahun99 4 года назад
Ajokum deki adey keep doing the good job 😍😍😍
@maremare6433
@maremare6433 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣሕዋተይይ🥰🙏🙏🙏
@samera7043
@samera7043 Год назад
ዋው ምቁራት ደስ ክብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤❤❤❤
@mubetube6877
@mubetube6877 4 года назад
ቐፅለሉ
@fanafani2638
@fanafani2638 Год назад
ኣሰይ ፀላዓይንክን ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኽን ምቁራተይ 🎉❤ ዋዉ ለካስ ኣሕዋት ኢኽን ደስስስ ይብል ብሉፃተይ ❤❤
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 года назад
ፅሩያት ፍጥረት ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኽን በተለይ ፍረዋይ💖❤👍 እወ ተጋሩ ኸምዚአን ዝበላ ንቁሓትና ቆናጁ እንተእቲኹም ናብቲ ኾሚዲ ብዝበለፀ ተኻታታሊ ይውስኸልኹም የዳሉው እዮም ማለት እዩ ኣጀኹን ጥራሕ ጅቡዓተይ
@djhjhdihexjnxjjjc6877
@djhjhdihexjnxjjjc6877 4 года назад
ኣጀክን ናይና
@user-zf3ms9nr7d
@user-zf3ms9nr7d Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፁሩያት
@tdfgyrfy7390
@tdfgyrfy7390 Год назад
ፅሩያተይ♥️
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c Год назад
እሰይይይ እተን ዝፈትወን ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን❤
@Mar-ov3dc
@Mar-ov3dc 4 года назад
ሽኮሪናታት❤❤ኣጆክን በርትዓ❤❤
@user-nr5rw1nh4t
@user-nr5rw1nh4t 4 месяца назад
ፍሬየይ የኔ ቆንጆ ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊት ኢኪ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብከን ፀሪያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kl1xu2fd4d
@user-kl1xu2fd4d Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክነ
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o Год назад
ዋውው ንፉዓት ቀጽልሉ
@Asefaalsa
@Asefaalsa Год назад
ጎቦዛት እግዛቢሄርክን ተመስግና ❤❤❤
@tesfuwedi9174
@tesfuwedi9174 4 года назад
ፅቡቃት አሕዋት ጎብዛ አብ ጎንክን አለና
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Год назад
ኣሰይይ❤ፍትዋተይ ኣምላክ ዕድመ ያሃብክን ኩለን ፅቡቃተይ
@selam801
@selam801 Год назад
ዋው ደሰ ኽትብላ ምቁራት የሕዋት❤
@swswits3292
@swswits3292 Год назад
ብመልከዐን ፁሩያት ክንደይ ደስስ ትባላ እቱ መፃባበኪ ክንደይ ይሓምቅ
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v 4 года назад
ሰላም ተስፍይ ናተይ ሞደል ኣብ ሰላም ዘላቶ ያብፅሕኽ ሓፍተይ
@user-ur4zk9tk8j
@user-ur4zk9tk8j 4 года назад
እንታይ ገባሪት እያ ሰላም ተስፋይ ቋንቋኣ ገዲፋ ኣምሓርኛ ስለ ዝተዋሰእት ድያ
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v 4 года назад
@@user-ur4zk9tk8j እንኳንስ ኣብ አድስ አበባ ኣብ መቀለ ዘሎ ህዝብ ትግራይ ና ሓውሱ እዩ ዝናገርሎ
@user-ur4zk9tk8j
@user-ur4zk9tk8j 4 года назад
@@user-bd9tb2cp5v . ንስኽ እውን ትግርኛ ትሓጽረኪ ያ እንታይ ኢኺ ጺሕፍክላይ ዘለኺ ኣይተረዳኣን ? እቲ ጸገምኩም ተጋሩ እዚ ዩ ትግርኛኹም ዘይመለኩም ብ ኣምሓርኛ ክትዋስኡ ክትደርፉ ድሒሪት ተጎቲትኩም !!
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v 4 года назад
@@user-ur4zk9tk8j አነማ ናይ ራያ ላዛ ክኾን ይኽእል ሓፍትና/ሓውና ማለተይ አብ ናይ ትግራይ ምድያ አማሓርኛ ና ትግርኛ ሕውስውስ እዮም ዝብልዎ ሰላም ተስፋይ አብ አድስ አበባ ስለ ዝባፀሐት ሽግር ይብለይ ብአማርኛ ፍልሚ ምስራሕ እየ ዝብል
@eritreamotherland9501
@eritreamotherland9501 4 года назад
@@user-ur4zk9tk8j ሓቕኻ ወድይ ሰላም ተስፋይ ዲኣ ስማ ካብ ሰላም ተስፋይ ናብ ሰላም ተስፋየ ቀይራ ቆርበት ኣምሓራ ተከዲና ክትከይድ ዝጸንሐት እንድያ ። ሎሚ ዘመነ ኣቀላላዕ መጺኡ ትግራወይቲ ሙኻና ፈልጦም ኣጋሜ። ኣንበጣ በሊታ። ቁልቃል። ችጋራም እንበሉ ይጸርፍዋ ኣለዉ ። ኩለን በኦኣል ፍርያትዶ ገለዶ ዝበሃላ ሓለንጊ ኣምሓራ ካብ ሸዋ ዝተባረራ ኢየን። ተጋሩ ቃንቃኹም ጨፍሊቕኩም ቃንቃ ኣምሓርኛ ክተማዕብሉ ሕጂ ቃንቃ ኣምሓርኛ ዋናታቱ ኣምሓራ ኮይኖም ዝባን ሕጊ ግደፉልና ይብልኹም ኣለዉ። ብቓንቃ ኣምሓርኛ ክትዋረዱን ክትጽረፉን ትውዕሉ ኣለኩም ሕጂ ዘበን ተቀይሩ ። ኣበይ ኣሎኺ ትግርኛ ኮይኑ።
@user-fv3nv2np3o
@user-fv3nv2np3o 4 года назад
ብጣዓሚ ዝገርም ክፍትክን ከም ገለ ምቁራት ደስ ክትብላ
@rhfh1431
@rhfh1431 4 месяца назад
ፈጣሪ ያሓልኽን🙏🙏🙏ደቅኖዋ❤❤❤
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e 4 года назад
ሓቂኪ ኣልኪ ኣያ ዘራብርክ ዘይተፈተወ መን ዘይፊቶ
@amishatadesse2667
@amishatadesse2667 4 года назад
lbamat fetari edmen tenan yabkn ftwatey betami eye zftwekn yodi betami ambasa na mesrt mebrhte sele tftweya naya aser ewen latktelki zelki kolea eki emo betami des Geno ketslelu liya mearey ewen jo malet tay emo kebleki betami jegna kolea lehalewe nay abeye seb karakter betami zekel jegna eyu ane baeley aboy mesilu eyu zesmeani abi ewen abe kerba ewan nay mekele selam tesfaye tzykones abseala desta tebhilki kem tsewe ergtgna eye leke kem selam jganu ekn bertea ahwatey betami sele zftwekn eye shkorinatat
@tekilenotekileno5647
@tekilenotekileno5647 4 года назад
Love you from Ethiopian
@abdumam7100
@abdumam7100 4 года назад
Des bahalti ketlalu...ab tubuk derega tbetha ekn...🌷🌷🌷🌷
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ደስበሃልቲፁሩያት
@eritreamotherland9501
@eritreamotherland9501 4 года назад
ሰይ ቆናጁ ክጽብቓ ኪኣ ። የሕዋት ኢየን ። ዝገርም ኢዩ። ትግራይ ብቓንቃ ኣምሓርኛ ተዓብሊላ ናብ ሙማት ገዛ ከይዳ ነይራ። ካብቲ ዘገርም ትግራይ ካብ መግዛእቲ ኣምሓራ ሓራ ክትወጽእ እዚ ኹሉ መንእሰያታ ሰዊኣ መሊሳ ብገዛእ ኢዳ ናብ መግዛእቲ ኣምሓራ ኣትያ ጸኒሓ ። ክንደይ ተጋሩ ተጋሩ ከለዉ ብቃንቃ ኣምሓርኛ ጥራይ እምበር ንቓንቃ ትግርኛ ዘይዛረቡ ኣብ ፋይስ ቡክ ፖስት ክብሉ ኮመንት ክህቡ ባኣምሓርኛ ዝገርም ኢዩ። ቆርበት ኣምሓራ ተኸዲኖም ኪከዱ ጸኒሖም ሕጂ መሬት ተገላቢጡ ። ዓይንኹም ትደፈን ኮይኑ ። ቆላሕ መላሕ ኮይኑ ቃንቃ ኣምሓርኛ ዋናታቱ ኣምሓራ ኮይኖም ጸኒሖም። ዘይናትካ ኣይናትካን ኢዩ ። ትግራዋይ ረኣኹ ሞት ረኣኹ ኮይኑ። ዘመን ተገላበጥ ኮይኑ ። ኣብ ክኒ ቃንቆኦም ትግርኛ ዘማዕብሉ ቃንቃ እንዳም፣ኣቶም ኣምሓርኛ ከማዕብሉ ጸኒሖም ። ዘርሞ ዘርሞ ኮይኑ ዘመኑ ሕጂ ። ኣትን ጽቡቃት መንእሰያት ተንሲእክን ዘሎኽን ኪኣ ኣጆኻትክን ኣብ ቃንቃ ትግርኛ ርገጻ ። ዘይናትካ ኣይናትካን ኢዩ በዓል ሰላም ተስፋይ ኣብ ዓደ ኣምሓራ ከይደን ሰላም ተስፋየ ሽመን ቀይረን ቆርበት ኣምሓራ ተኸዲነን ክከዳ ጸኒሐን ዘበን ኣቀላላዕ መጺኣ ተጋሩ ሙኻነን ተኸሺሐን ዓጋሜ ኣንበጣ ። ቁልቃል እናተባህላ እናተጸረፋ ይኸዳ ኣለዋ።ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉ ብሄራት ካም ትግራዋይ ገሩ ብቓንቃ ኣምሓርኛ ዝዓበደን ዝተጸለለን የሎን ። ኣረ ገሊኣቶም ደቂ ሓለፍቲ ኣብ ሸዋ ኣራት ኪሎ ዝተወለዱ ቃንቃ ትግርኛ ዘይሰምዑን ዘይዛረቡን ኣለዉ ይባሃል ኢዩ። እዚ ኩሉ መንእሰይ ቀቢርካስ ተሓጺብካ ናብ ጭቃ። ሕጂ ኪኣ ጽቡቓትን መንእሰያትን የንሲእክን ኣለኽን ኣጆኻትክን በርትዓ። ሳላ እንዳትሕሽን ገሬ እሙንን ዳሃይ ትግራይ ረኺብና እምበር ዳሃይ ትግራይ ኣይነበረናን ። ትግራይ ኣምሐርሒራ ኢያ ነይራ። ሎሚ ዝፍውስዋ መንእሰያት ረኺባ ኣላ። ደጋጊመ ዝብሎ ኣጆካትክን ንፉዓት ኢኽን ። ከመይ ዝበሉ ስድራ ኢዮም በጃካ ኣዕብየምወን ። ኩሉ ነገረን ደስ ይብለካ ኣከዳድነኣኣን ጽርየተን ። መልክዓን ። ዋው ። ደስ ክብላ።
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Год назад
❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
🙏❤❤❤❤😘😘😘😘
@abnethagos7053
@abnethagos7053 Год назад
ሞይትና እምበር ፀኒሕና ዋላ ሐዚ ዉን አብኡ ኢና ዘለና እቲ ኹሉ ዝፀሓፍካዮ ሓቂ እዩ እቶም አብ አዲስ ዝተወለዱ ፈፂሞም ትግርኛ ክዛረቡን ክሰምዑን ዘይክእሉ አለዉ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
@@abnethagos7053 ብሓቂ።
@hiyabhabtom2406
@hiyabhabtom2406 4 года назад
Asey miciwat kif alekun mukrat alem beflay tamakeleyti zaneberet gol i love you
@hgf6568
@hgf6568 4 месяца назад
ፅብቃተይ ❤❤❤❤
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ርሕስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና ይግበረልኩም
@user-bs5py2ws1z
@user-bs5py2ws1z 4 месяца назад
ዝፈትወክን ተጋሩዋይ❤
@Wedhaze
@Wedhaze 4 года назад
you so amazing girls that's why i love TERARUWAY!!
@brhanebb1960
@brhanebb1960 Год назад
ኣስይይይይ ምቅራት ፍጥረት እግዚአብሔር ዕዲመን ጥዕናን ይሃብለይ እዘን ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kahsaaregawi4060
@kahsaaregawi4060 4 года назад
ደስ በሃልቲ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ለባማት 😘😘😍
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Год назад
ሽኮሪናታት❤🎉
@kidestasterradeat5435
@kidestasterradeat5435 4 года назад
ልዕሊ ኩሉ ስነስርዓትክን ደስ ክብል
@haahaa8114
@haahaa8114 11 месяцев назад
እሰይ መቁራትይ ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ፈጣርርርርር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥰🥰🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
Eway kemakn ayreakun shekakur deki tgray kuhlo ab srahkum awet ymneyelkum 💘💘
@weditesfay5985
@weditesfay5985 4 года назад
አሰይ ሽኮሪናታት ደስ ብሃልቲ ኢኽን ጽቡቃት አጆኽን በርትዓ Like and Love
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 4 года назад
ደስ ክትብላ ዕደመን ጥዕና የሃብክን ሙቁራት
@hdbvzcyjnvxbn6544
@hdbvzcyjnvxbn6544 4 года назад
ሰይ ምቁራተይ ነበራለይ💘💘💘💘💘💘💖💖💖💖👄
@irabirab2920
@irabirab2920 Год назад
እዋይ ጽሪተይ ግን ይመጅእኪ❤
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 4 года назад
I am amazed they are matured they have a vision a dream they need fully support from the government and the sponsors
@richochewa1640
@richochewa1640 4 месяца назад
ቃሕ በሓሎ አሕዋት ❤❤❤
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
ሽኮሪናታት 💛💖💗💋💋💐
@anhanglichgrli2212
@anhanglichgrli2212 4 года назад
Lidu ayney ane natki tifozo eye smart girl from Eritrea
@user-rb7yu5bv2l
@user-rb7yu5bv2l 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@shewittekia294
@shewittekia294 4 года назад
wawww aseyyyy ደቂ ትግራይ ሽኮራት ቀፅላሉ misss u
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ኣሰይይይይ ሙቁራተይ ኣይፈላልይክን ሓሳብ ልብክን የስምረልክን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ቀጹላሉ ኣጆክን በርትዓ❤❤❤❤❤😘😘😘
@user-sw8lg5fd2z
@user-sw8lg5fd2z Год назад
ቀዳምነት ንስድራበተን ዘድንቆም ምክንያቱ ድለታተን ተረዲኦም ብናጽነት ዝኣመናሉ ሞያ ክሰርሓሉ ብምፍቃዶመ ቀጺለ ሰለስቲአን ዘይበላለጽ ጽቡቅ ስራሕ ዝሰርሓ ብታኣሚ ዘድንቀን እድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈታሪ ❤❤❤ኣድናቂክን ወድ ሰንዓፈ
@Rahel248
@Rahel248 4 года назад
Wow ♥️ ♥️ mukuratyyy we love 😍 you
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v 4 года назад
እት ቆላዓ ሓሙ ዝበለቶ ናብ ምድያ ክወፅእ አለዎ
@elianaseyoum7654
@elianaseyoum7654 4 года назад
አየአምንን ለካስ አሕዋት እኽን በጣዕም ፅቡቓት ቖናጁ
@tsegaygebre7635
@tsegaygebre7635 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ ንጽጉም ሓውክን ዘኪርክን ንኽሕገዝ ዝቅረብክናኦ መንእክቲ ።ዕድመ ይሃብክን
@suge2370
@suge2370 Год назад
Aseyy mukurat ajokun ab konkn alena ❤❤
@heritube3508
@heritube3508 4 года назад
Shkorinata edmen tienan yhabkn fetari bertea nfuat😍😍😍😍
@wedihawey1995
@wedihawey1995 Год назад
ቆናጁ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ግን አብሰለተይይይ 1❤
@tsehayeyihdego6912
@tsehayeyihdego6912 4 года назад
Good luck beautiful girls from eritrean
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 года назад
ሓውና ዕድመ መን ይዓብይ ዕድምኤን ክሕተት ኣይፍቀድን ድዩ
@marrrtgray5803
@marrrtgray5803 4 года назад
Biniam Andegiorgis yodit tabi
@user-nz2oe8ms1k
@user-nz2oe8ms1k 4 месяца назад
ለለ መለኣ ብዝኮነ ደስ በሃሊ
@user-wv8if6ld4r
@user-wv8if6ld4r 4 года назад
ሽንኮርናታት ኣጀኽን
@gebrufsaha5303
@gebrufsaha5303 4 года назад
Woww des behaltiy konjo ahewat so god bless you for everything life
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
Eway ata eza absala kndey ke tlbm I miss you hanitey btaemi des elkini ab zleale dereja Kem tbetshi Beal mulu tesfa eye :: 👉 Nkulekun an srahkn awet ymneyelkn :: 💘💘💘
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 года назад
ፅርያት ፈጥረት ስላም ቅሳነት ናዓኽን ሸኮሪናታት
@simonmengstab6383
@simonmengstab6383 4 года назад
Deki tgray konju 100%
@user-qy6wk1kj9f
@user-qy6wk1kj9f 4 года назад
Wowwwwwww
@AlexanderKehase-xb8ts
@AlexanderKehase-xb8ts Год назад
ትግራይ 💊💊💊
@danielketay7001
@danielketay7001 4 года назад
Amharigha diyu walas tigrigna.
@gideyweditigray5250
@gideyweditigray5250 Год назад
wawww konaju
@cherkoshaile8607
@cherkoshaile8607 4 года назад
ብጣዕሚ ንፉዓት ቆልዑ ጠንካራታትት ስራሕ መዓልቲ ይርከብ መዓልቲ ይሰኣን እንድዩ ተስፋ ከይትቆርጻ ። ናብ ካሊእ ዘይተደለየ ጸኒሕካ ዝርከበሉ ጉዳያት ከይታኣዋ ። ተስፋ ኣለክን ። ብፍላይ ከዓ ይቅርታ ሹሙኪ ኣይሓዝኩኩን ማእኸለወይቲ (ሳዕሳዒት) ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ። ኸምዚ ሓሲብኪ ሰብ ጸጊሙዎ ኣሎ ሓሚሙ ኣሎ ኢልኪ ምዝራብኪ ብጣዕሚ ጎቦዝ ቀጽሉሉ ጽቡቅ ምሕሳብ ብፈጣሪ ኢካ ትረኽቦ ኣጆኽን ቀጽላሉ
@mulumulu3028
@mulumulu3028 4 года назад
ብጣዕሚ ንፉዓት ጎብዛ አጆኽን ግን ክተስተኻኽሎኦ ይግባእ አምሓርኛ ትሕውሳ ጽሩይ ትግርኛ ተዛረባ እ/ር ምሳኽን ይኹን
@ietosheasefa3943
@ietosheasefa3943 4 года назад
@@mulumulu3028 ካብብዓልካ ድአ ዘይትጅምር ለውጢ ካብ ብዓልካ እዩ ዝጅምር
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
Atayo zahants ktshikur ❤
Далее
Едим ЕДУ на ЗАПРАВКАХ 24 Часа !
28:51
ትሕሽዶ ወይስ ለምለም ዓይነይ
39:56
Сосед а твоя жена.,..
0:33
Просмотров 4,7 млн
Освежился в жаркий день
0:59
Просмотров 3,4 млн