Тёмный

New tigrigna drama - Melsi part 5 - መልሲ 5ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment 

Aura ኦራ Entertainment
Подписаться 86 тыс.
Просмотров 65 тыс.
50% 1

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ
#tigrigna #ኦራ #መልሲ
New tigrigna drama - Melsi part 5 - መልሲ 5ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment
#AuraEntertainment | Tigray | eritrea | Ethiopia | tegaru | eritrean | ethiopian | habesha | eritreanfilm | tigrignadrama | tigrignamusic
Make sure to subscribe Aura ኦራ Entertainment and turn on notifications to stay updated with all new uploads!🔔
/ @aura.entertainment
Copyright © Aura Entertainment: Any Unauthorized use, re-uploaded or distribution is strictly prohibited

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 855   
@ቲቲጓልወየንቲ-ኀ9ጐ
ቡዙሓት ድራማ የፍቅረን ይፈቱን እየ ከምዝኣ ብሃንቀውታ ዝፅበዮን ግን በፍፅም የለን ተጋሩዋይ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ትብሉ ላይክ ሃቡኒ
@desta-hu5gz
@desta-hu5gz Год назад
ክገርመኪ ኣነውን ማዓዝ እያ ትወርድ እናበልኩ ይፅበ❤❤❤
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ
ደራማ እዚኣ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ትኩን ልትብሉ ኢድኩም ኣውፅኡ ኣነስ ሓቂ መሲሉ ይስመዐኒ😢 ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ❤
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад
✋✋✋✋✋😂😂😂😂
@selamtube5095
@selamtube5095 Год назад
ኣቢ ጓል ተዋህዶ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ እቤተዋይ
@ndgsr2892
@ndgsr2892 Год назад
✋✋✋✋✋✋✋✋
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx Год назад
ቆንጆ ድራማ
@FgG-ry3xv
@FgG-ry3xv Год назад
🎉🎉🎉🎉❤❤
@ጋልትግራይ-ገ8ዀ
@ጋልትግራይ-ገ8ዀ Год назад
ተጋሩዋይ ላይክ ሃቡኒ ባ🤲♥️
@ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
ለማኒት እንኪ😁🙏✅
@yohhanes
@yohhanes Год назад
እንኪ😁😊
@ጓልትግራይዓብይወጅራት
እሺኒ❤
@Abduyerayaw
@Abduyerayaw Год назад
ጨለ ሓቢቢት ❤️😋
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ላይክ ጥራሕ❤❤
@rgibirgibi3263
@rgibirgibi3263 Год назад
እወይ ደስስ ክትብለኒ ኣነስ እዛ ድራማ በርትዑ ደቂ ዓደይ መዓረይ ህዋን ምስከን ሰብ እስከ ላይክ ሃቡለይ 👍👍👍
@NHEfamily
@NHEfamily Год назад
ኡፍ ከምዛ ድራማ እዚኣ ብሃንቀዉታ ዝፅበያ የብለይን ንዑ እሰከ ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ትፅበይዋ ነበርኹም እስከ 👍ኣጂዉጂ በሉን
@Monliaz
@Monliaz Год назад
ውላ አነ እየ!❤❤❤❤ እንኳዕ ድሓን ምፅእኹም❤❤❤
@brhaneye
@brhaneye Год назад
ዋላ ኣነ 😢😂❤ ኩሉ ይስመዐኒ 😣😥😔😂💞 ንሓወይ ኣጋጢምዎ ዘሎ ሂወት ትመስል ከዓ😣😔💞
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
​@@brhaneye ብሓቂ ንዓይ ሓወይ ለ ከምዝኣ ገጥማቶ ኣላ እንታይ እዩ ክገብር ኩላትና ጨንቅና ንሱለ ንሕና ለ😢❤
@NHEfamily
@NHEfamily Год назад
@@selamawit6916 ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ዋ 😥
@NHEfamily
@NHEfamily Год назад
@@brhaneye ከቢድ እዩ ኣነ ናይ ብሓቂ መሲልንስ ሰሙን ሙሉእ እየ ትጭንቅ ዝቅንየሎም ክሕዝነካ 😁🥺
@fikaduboy7722
@fikaduboy7722 Год назад
ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ትግራይ ደስስስ ትብልካ ፍልም ክብረት ይሃብካ ድረስ ናይ ዛ ድራማ ❤ብርትዑ🎉❤
@Berhan367
@Berhan367 Год назад
❤❤❤❤❤👌👌
@selamawitseyoum5884
@selamawitseyoum5884 Год назад
ብጣዕሚ❤❤❤❤
@sgry8020
@sgry8020 Год назад
ብጣዓሚ ደስ ዝትብል አብ ትግራይ ዝተሰረሐት ድራማ መፃወድያ እና እዚኣ እየን እዘን ቡሉፃት ድራማ❤❤❤❤🙏
@Dngl.maryam.wahsey
@Dngl.maryam.wahsey Год назад
እዛ መሬት እያ ኣነስ ደስ ትብለኒ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
ሄዋን ግን ባሓቂ ኣድነቀያ ለባም ትዕግስቲ ሓልዮት ኣብኣ ኣሎ ❤❤❤❤
@MomMom-nt8vc
@MomMom-nt8vc 10 месяцев назад
ብሓቂ ዋላ ደኣ ድራማ ይኩን እምበር ደስ ትብለካ❤
@MomMom-nt8vc
@MomMom-nt8vc 10 месяцев назад
ሄዋን❤
@lixmony6235
@lixmony6235 Год назад
ካብ ውሽጥኻ ትንክእ ፍልም እያ ኣጅኹም በርትዑ ምሉእ ስላም ልዓድና ልህዝብና ይግብሮ ♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@samerasamera5140
@samerasamera5140 Год назад
❤❤❤❤❤##❤❤❤
@AmbesawiAbiraha
@AmbesawiAbiraha 4 месяца назад
በርትዕ ክብሪ ምስጊን ንአክም❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@አስሊጓልትግራይ
እዋይ ደስ ክትብል ድራማ መንእዩ ከማይ ንሂዋን ዝፈትዋ😍😍😍😍
@ndgsr2892
@ndgsr2892 Год назад
_ኣረ በይዛኩም ዋእ ጠልጠል እኮ ኣቢልኩምና 50ደቂቃ ተልትገብርዋ ደስ ምበለና ብዝኮነ ምርጢ ድራማ ቀፅልሉ ደቂ ሪመይ_*❤❤❤❤❤❤
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 Год назад
ኩሉኹም ተዋሳእቲ መልሲ ኣዝየ ኢየ ዘድንቀኩም። ብፍላይ መጅሙዕ ኣብ ኩሉ ስራሕትካ ይከታተለካ ኢየ። ንፉዕ ደራስን ተዋሳኣይን ኢካሞ ቀጽለሉ። ክብርን መጎስን ንቶም ምእንቲ ህዝቦምን ዓዶምን ጉርዲ ዘይለግቦም ናይ ቀደምን ናይ ሕጅን ሰማእታትና። ትግራይ ሃገር ኢያ።
@Awetጋልትግራይ
@Awetጋልትግራይ Год назад
ከምዛ ድራማ እዚኣ ዝመሰጠትኒ የብለይ ቃፅልዎ እስኪ😢😢❤
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Год назад
ብጣዕሚ እትገርም ድራማ እያ ቀፅልሉ ከምዚ ፅቡቅ ስራሕቲ ሒዝኹም እንተቐሪብኹም ላይክን ኮሜንትን ንዓና ሕደጉልና ሄዋንይ ዓይኒምሸትይ ብሓደ ክነብሩ ድልየት ዘለዎ እስኪ like ግበሩ ሄዋን ደስ ክትብል እፍፍ ከመይ ኢሉ ጨኪኑ ክገድፋ😢😂😂
@yordi12
@yordi12 Год назад
አረ ብፅዮን ማርያምኩም አረ ብሚካኤል ብኹሎም መላእኽቲ ክንልምነኩም ኣብ ሰሙን 2ተ ግዜ ስደዱልና❤
@ጓልሃገረትግራይ
እሞ ክብረተይ አብ ዝኮነ ቦታ ሽም አማልክቲ አይነልዕል እንተኮይንልናስ ዋላ ማዓልቲ ማዓልቲ አይንፀልእን ዋ ዝያዳይ ግን ምስ ይቅርታ
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Год назад
ውይ ብሃንቀውታ ዝተጸበኽዋ ድራማ እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ❤❤
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ❤❤❤❤ ኣፍቃሪየይ T D F ስለ ዝኮነ እዩ መስለኒ ብሃንቀዉታ እየ ዝፅበያ 🥰ግን 3ዓመት ድምፁ የሰማዕናይ ብቻ ድምፁ ምሰማዕኩ😢😢😢😢
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ኣጆክኒ ዝያዳይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅቡቅ ወረ የስምዕኪ
@yordigaltigrayselammskulu2399
waw ከም ገለ ዓይነት ስራሕ ግን ትሓፅረና ኣላ 🥺 በዚ ኣጋጣሚ ምእንተ ትግራይ ንሕና ብሰላም ንክነብር ዘይትድገም ሂወቶም ዝከፈሉልና ጀጋኑና ክብርን መጎስን ይኩኖም ከምኡ'ውን ዓቅላምን ትዕግስተኛን ጅግና ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ኩርዓት ይስማዓኒ ብሓፈሻ ንኩልኩም ጀጋኑና💪🥰🥰🥰🥰
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Год назад
እዛ ሄዋንስ ክንደይ ክትፍተወካ ያ Hello alaje Ashenge👍
@senaytkidane2963
@senaytkidane2963 Год назад
ብሓቂ ዋላ ኣነ ፍትዉ ኣቢለያ ኩሉ ነገራ ትምስጠካ So ኩሉኹም ደስ ብሃልቲ ገራሚት ድራማ ኣጆኹም ቀጽሉዎ ደቂ ዓባይ ትግራይ ዓደይ❤❤❤🎉
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
እውይ ክንደይ ድራማ ይከታተልን ይፈትውን እየ እሞ ኸምዚኣ ልበይ ዝወሰዶ ግን በጭራሽ የለን ደስ ክትብለካ ቀፅሉዎ አሕዋተይ ናተይ 🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞
@maaza-p3w
@maaza-p3w Год назад
ዋላ አነ ማርያምን you Love ተጋሩዋኒ❤
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
@@maaza-p3w 🥰🥰🥰💞💞
@ጓልሰብዓ
@ጓልሰብዓ Год назад
ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ 🎉❤❤❤እንዃዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@selamtube5095
@selamtube5095 Год назад
ጓል ሰብዓ ምቅርቲይ ሓፍተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@@selamtube5095 ንደማመር ዛሓፍተይ
@desta-hu5gz
@desta-hu5gz Год назад
​@@selamtube5095 ኣነውን ገይረልኪ❤
@henislmahri1423
@henislmahri1423 Год назад
ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ እንዃዕ ዳሓን መፃእኩም 💘💘💘💘💘💘❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-መ7ፐ
@ጋልትግራይ-መ7ፐ Год назад
እውይ ደስ ክትብል ከብድኻ ትበልዕ ብፍላይ እዚ ምስ ገድሊ ዝተኣሳሰረ ድራማ ማራ እዩ ደስ ዝብለካ❤💛 😥🙏
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
ተጋሩዋይ ሙቁራት እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ❤
@ካሌቭወዲፍሬታ
@ካሌቭወዲፍሬታ Год назад
ግን ፍቅሪ እኮ ሓንቲ እያ !ከምይ ኢሉ እዩ ቦታ ስለዝራሓቁ ልቦም ዝርሕቅ ምሽ ንሳተን ተፀብየንኦም ኣለዋ 🥺😢😊
@ልዋምጓልትግራይ-ቸ6ዠ
ከቢደ እዩ ግን ብሓቂ🙄😢
@jyy7434
@jyy7434 Год назад
ጀግና ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ብሃቆብታ ኢና ንፅበየኩም ኦኮ አሰይይይይ ፍትዋተይ ❤💛❤💛❤💛🌹🌹🌹🌹
@BitiRedaei-nk8ov
@BitiRedaei-nk8ov Год назад
ዋዉ ደስ ትብል ፍልሚ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ምቅራት💛❤😘😘😘😘
@selamtube5095
@selamtube5095 Год назад
ቢቲዬ ምቅርቲ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ዠ8አ
​@@selamtube5095 ባዕለይ ዘይገብረልኪ ብዘይ ለመና ምቅርቲ
@ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
ተመሰገን መፂእኩምዶ😢❤️አነስ በቃ ይፅበ
@j4l472
@j4l472 Год назад
ኣቱም ገዛና ትጽቢት ወዲእኩምና ኮ እዚ ኮ ሲትኮም ድራማ ኣይኮነን ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ግበሩልና 🙏፡ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ቀጽልሉ።
@redblutens9341
@redblutens9341 Год назад
አረ ብስም ስላሴ ዘን ኣብገዛ ዝፀንሓ ኣይትጥለሙወን🙏 ከሕዝና ሂዊየይ መቀረት ኣሕዚናትኒ😥😥😥
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
መን ኣሎ ነዛ ድራማ እዝኣ ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ብዝተረፈ ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ንኩላትኩም ብሩካተይ❤❤❤❤
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 Год назад
ኣነ ኣለኩ ዋላ ደጋግመ ይርእያ
@HamiGaltigray
@HamiGaltigray Год назад
አነ ብጣዕሚ ክሕልዋ ውዒለ ለማዓንቲ🤔💙
@rhdbxhff5098
@rhdbxhff5098 Год назад
ኣነ ኣለኩ♥️
@YosfeTeklay
@YosfeTeklay Год назад
☝️ ኣለኩ
@ሜሪነኝየትግይልጅ
ተጋሩዋኒ ጀጋኑዋኒ ደስ ክብል እዛ ድራማ ክፅለል ኢለ ቀፅሉሉ TDFይ ፀዕዳ 💋♥
@ገኒጓልትግራይ-ኀ2ጘ
እውይ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጀጋኑዋኒ አጆኩም በርትዑ ሰላም ወሰናይ ንዓኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤
@zedgaltigray354
@zedgaltigray354 Год назад
ህዋነይ መስቀልኺ ክፅብቅ ብልበለፀ ኣድመቅኪ❤
@jyy7434
@jyy7434 Год назад
ዋይ ብእነት ደስ ክትብል ተጋሩዋኒ እስኪ ብሰላም ምፁልና ቅልጥፍ እልኩም 😍😍😍😍😍😍😍😍❤💛❤💛
@ጋልትግራይ-ዐ7ደ
@ጋልትግራይ-ዐ7ደ Год назад
❤❤❤ትቃላቃል ኣይግበርኻ ትፍትወኩም ማዕት
@የድንግልማርያምልጅ-ኀ5ተ
Hiwaney አዛራርብኣ ብጣዕሚ ኣንቢዓትኒ😢
@የድንግልማርያምልጅ-ኀ5ተ
@@merigalmarye7051 ገይረልኪ ዝያዳይ🥰
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@@የድንግልማርያምልጅ-ኀ5ተ እሽኒ የቀንየለይ ክብረተይ💓💓💓💓
@samyra3375
@samyra3375 Год назад
እንክዕ ዳሕና መፃኡኩም ተጋሩዋይ ግን ኣብ ሰመን 2ግዘ ተትገቡሩዋ ቱዲንጉሎኩም❤❤❤❤❤💊💊💊💊
@azebazeb2741
@azebazeb2741 Год назад
አነለ ከሙኡ ይብል ነይረ ልክዕ ❤💛💊
@GGmanchanel-n6y
@GGmanchanel-n6y Год назад
ተጋሩ የሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ እና ሳብስክራይብ ኣይትረስዑዑዑዑ ❤❤🥰👌👌👌👌👌👌
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋኒ ደስ ዝብል ድራማ ቀፅልሉ ❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ተጋሩዋይ ደስ ትብል ብሃንቀውታ ኢና ንፅበየኩም❤
@atsedegodefa9732
@atsedegodefa9732 Год назад
ግን ብፃይነት ዝነበረትኻ ፍቅረኛ ገድፍኻ አብ በረኻ ዝተፋለጥኻ ዱዩ ዝብል ብሂወት ተመልስኻ ምስ ዝነበረትኻ ምቅፃል መጨረሻኣ ፅብቅ እዩ ብዝኾነ❤
@zaydgadrmkl3278
@zaydgadrmkl3278 Год назад
ናይ ሂዋን ትሕትና ሰነስርዓት ደስ ክብል ፅሪቲ
@medhindesta
@medhindesta Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ኣቱም ቡሩካት ዘርኢ💝💖💜
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
በጃኹም እባ ኣንውሑልና ብጣዕሚ ሓፂራ🙏😔😔
@ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
ኡፍ ከምዛ ናተይ ሂወት ናተይ እዉን ኣብ በረኻ ኸይዱ ዓርኪ ሒዙ ናይ 5ተ ዓመት ፍቕርና ኣፍሪስዋ ልቡ እዉን ኣብ ክልቴና ተመቒሉ 😢😢
@SalamSalo
@SalamSalo Год назад
ከይትምለስዮ ማርያምን ታዲኡ ልቡ እንድሕር ዝምቀል ካልአይቲ ኣይምሓዘን ደስተኦም ናገበሩ ክፀንሑ ድዩ ድኣ ንፈትወክን ኢና ዝብሉ ሓሰዉቲ እዮም በጃኪ ዞም ኣወዳት
@ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
@@SalamSalo ኡሽኒ ግን ልበይ ኣይቖረጸን ዘሎ ላንጋ ላንጋ ኮይነ
@tdfdemey5554
@tdfdemey5554 Год назад
ኣጆኺ ከም ሂዊ ኩኒ ዋናዉ ብሰላም ምምላሱ እዩ ዛምበይተይ🥰
@redblutens9341
@redblutens9341 Год назад
ኣይዘኪ ክብረተይ ሂወት ከምኡ እያ በርትዒ ነብስኪ ኣይትደርብዪ👌 ጠንካራ ኩኒ👌 ከይዱ ኢልኪ ኣይትሕዘኒ👌 ኣምላክ ናትኪ ዝበሎ ይህሊ ይኾን🤲👭
@ጓልሃገረትግራይ
አይዞኪ ክብረተይ ንስኪ ጥራሕ ጠንክሪ እምበር ምስ እግዚአብሔር ዝሓሰበልና ክነብር ኢና
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ ኣነስ ክፈትወኩም ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊ግን ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እንተተግበርዋ
@selamtube5095
@selamtube5095 Год назад
ጓል ወየንቲ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@edltgaltigray9127
@edltgaltigray9127 Год назад
ኩለን ደቂ ሂዋናት ከም ሂዋን ተዝኮና 😢❤
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Год назад
ብሓቂ ብጣዕሚ እያ መሳጢት ክንፅበየኩም ቀኒና እንኳዕ ብሰላም መፃኹም🎉🎉🎉
@ምሕረትንጉሰጓል
ዝፍትዋኩም ናተይ ተጋሩዋኒ my love💊💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ጀጋኑ ተጋደልት ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና
@selu5346
@selu5346 Год назад
ዊይ ውሽጥካ ትትንክፍ ድራማ እፍፍፍ😢😢😢😓 ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ በጃኩም ከይተቋርፅዋ።♥️😢😢
@rahelklat2961
@rahelklat2961 Год назад
ልበከ ዘነከእ ፍለሚ ቀፀሉ🎉🎉🎉😢😢😢😢
@daddvadf289
@daddvadf289 Год назад
ሂዋነይ ውይ ደስ ክትብል ትዕግስታ ገለ ❤
@suleman6877
@suleman6877 Год назад
ብጣዕሚ ትስሕብን ከምዘይናትካ ተቅንእን እያ ቀፅልሉ ደቅነዋ ልዕሊ ኩሉ ክብሪ ናዓኩም ተጋሩዋይ
@gullala4624
@gullala4624 Год назад
እሞ ሓደራ ደራሲ ናዛ ፊልሚ ን አብ ደገ ዘለና እዉን አብ ግምት አእትወና ኢካ ቲዲኢፍ ኢና ንሙርዖ ኢልና ክንደይ ዕድል ና ዘይ ዓፀና ከምኡ ዉን አብ ፀገምም ፀገምና ገርና 💔
@azebtigray6298
@azebtigray6298 Год назад
ዝፎትዋ ድራማ ቀፅልሉ ♥️🙏
@adyaboyoutube2481
@adyaboyoutube2481 Год назад
በበሓቃ ደስ ትብል ተዋስኦ እያ ኣጆኩም❤❤❤❤❤❤ ግን ኣና ሓፀረት
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ❤️❤️❤️❤️
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ዝገርም ፊልሚ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡ የብዘሐልኹም❤🙏💛
@KindahaftiTesfay
@KindahaftiTesfay Год назад
ዋውው ተጋሩ አይተካአልኩምን ቀጽሉሉ ግንሲ አይትጥለምወን
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ Год назад
ቆቒሓ ግን ዓቅሊ ግን ኣቦታ እያ❤❤❤❤
@Milnat64
@Milnat64 Год назад
ክፅበ ቀኒየ❤ ዋው
@tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
wow እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም አቱም ተናፈቅት😢❤❤❤❤😊😊😊😊❤❤❤❤😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
ኣሰይይይ ተጋሩዋኒ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ድራማ እያ በጃኩም ከይተቋርጽዋ🙏😍😍😍😍😍😍
@YoDaha
@YoDaha Год назад
ዴብ ዝዋጋእ ብዕራይኮ መሲሉ ሎምስ ክክ ብሓቂ ሂዋን ብልፅቲ ኢኪ ወላኳ ተሓዘንካ ሓዘንካ ሓቢእካ ሱቅ ኢልካ ትዕዘቦም ኣለካ ቆንጆ
@NekaleNekalemnishow
@NekaleNekalemnishow Год назад
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ቀፅሉሉ ንዓይኒ ምሸት ተድንቁ ላይክ
@NekaleNekalemnishow
@NekaleNekalemnishow Год назад
@@merigalmarye7051 eshini
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@@NekaleNekalemnishow ❤😍❤
@ትርሓስጓልኣሕፎሮም
ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ 😍😍😍😍😍😘😘ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@01tigray
@01tigray Год назад
"እንዃዕ ድሓን መፃእኩሙ 💛❤
@ኪዳንጋልድንግልማርያምሰላ
እሰይይይይ እንኳዕ ብሠላም መፃእኩም ብሃንቀዉታ እየ ክፅበያ ፀኒሐ ገና ኣይራኣኩዋን እሞ ምስ ራኣኩዋ ሪኢቶ ክህብ እፍፍፍ መን አሎ ከሙዙ ከማይ ብሃንቀዉታ ክፅበያ ዝፀነሐ❤❤❤
@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
ኣነ ለበለ
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq Год назад
ክፈትዋ ማዓት ዛድራማ 🎉
@Saudi-mq1dp
@Saudi-mq1dp Год назад
ርእካ ሰምዕካ ዘይትሙኖ ድራማ ናይ ባሓቂ ♥💔👌
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Год назад
ተጋሩዋይ እንካዕ ዳሓን መፃእኩም❤
@abeba429
@abeba429 Год назад
ILove you tegaru❤❤❤
@GguGgtxvu
@GguGgtxvu Год назад
ግን ብጣዓሚ ሓፃር ኮይና ተሰምዓትኒ ስለ ዝመቀረትኒ ዶ ይኮን ካምቱ ከማይ ብሃንቆውታ ዝፅበያ ትህልው ዶ➵❤💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏😔😍
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 Год назад
ርቅቅ ዝበለት ተዋስኦ እየ ቁም ነገር ዘለዎ በርትኡልና ተዋሳእቲ ትግርኛና ባህልና ከምዚ ነመብእሎ!!!
@Haregte
@Haregte Год назад
እንቋዕ ዳሓን መፃእኹም ሙጩዋት ከመይ ድየ ዝፈትወኹም❤❤❤
@ksanettewele8578
@ksanettewele8578 Год назад
እንዃዕ ዳሓን መፃኹም ደቂ ረመይ❤️💛
@محمح-ب2م
@محمح-ب2م Год назад
ዝፍትዋ ድራማ ቀፅልሉ ህይባተይ❤❤❤❤
@hdfhfg7408
@hdfhfg7408 Год назад
❤❤❤❤❤ደመይ ኢኩም ተጋርዋን❤❤❤❤❤❤
@ሰላምጋልተዋህዶ
ኣንካዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም Год назад
ገለ ዓይነት ፊልሚ ደቂ ዓደይ ቀጽልዎ ኢኹም ሓደራ ኣነ ካኣ ኻብ ስደት ምስ ተመለስኩ ተዋስኦ ክጅምር አየ ምሳኹም ኮይነ አንተ ዳኣ ፍቃደኛታት ኮይንኩም ብዝተረፈ ማራ አየ ዘድንቀኹም l love you ደቂ ትግራይ ዓደይ 💊💛🥰🥰🥰🥰
@ትግራይዓደይዩቱብ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብሃንቀውታ ክፅበ ቀንየ ቀፅልሉ♥️♥️♥️♥️💛⭐️❤💛⭐️❤
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቅ ትግራይ❤❤💛💛💊💊💊💊💊
@ተመሰገንኣምላክይ-ጐ4ሰ
ኣሰይ ተጋሩዋይ ማዓረይ እንካዕ ብዳሓን መፃኣኩም❤❤❤❤
@tigraweytieye6171
@tigraweytieye6171 Год назад
እንካዓ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ጀጋኑ ኣሕዋትና❤❤❤❤❤
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
ኣነስ ክትምስጠኒ ዛድራማ በርትዑ ደቂ ርመይ ብሃቀውታ እና ንፅበየኩም ♥️😘🍀
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ዋየይ ኣነስ ክፈትዋ ዛድራማ ዚኣ💊🥰💚_
@ንፍቅሪእየዝኣምን
ቀዳመይቲ ባዕለይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤❤
@ጓልሰብዓ
@ጓልሰብዓ Год назад
ተጋሩ ናይ ባዓልና ምድያ ነዕቢ ነበረታተዐዮም ❤❤
@samri92
@samri92 Год назад
ብሉፃት ተዋሳእቲ ቀፅልዋ ፅቡቃት ደቂ ትግራይ 💖❤
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ድምፂና ሰሚዕኩም 30:ደቂቃ ገይርኩምዋ የቀንየልና ❤ብጣዕሚ ባሃንቆውታ ንፅበ ኩሉ ግዜ💞
@SelamTesfay-qu3pb
@SelamTesfay-qu3pb Год назад
እሰይ ጀጋኑና ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ይሃቡኩም ❤❤❤❤❤
@wediwelday2052
@wediwelday2052 Год назад
ደስ ትብል ድራማ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤
@wediwelday2052
@wediwelday2052 Год назад
@@merigalmarye7051 እሽኒ ጌረልኪ ዝሓፍተይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@@wediwelday2052እሽኒ የቀንየለይ ክብረተይ😍❤😍❤😍💓
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ተናፈቅቲ ❤❤❤️💛🥰🥰
@berihu07
@berihu07 Год назад
best movie🥰 ደራሲ ተዋሳእቲ ኩለኹም ብጣዕሚ ንፉዓት ጎብዙልና🥰ተኺኢልኩም ግን ኣብ ሰሙን ክልተ ግዘ ተትለቑልና ደስ ምበለና🙏
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩምልና ብሃንቀዉታ እንዳተፀበና ፀኒሕና❤🌹😘
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Год назад
Enqoa bselam absahakum atum jeganu deki tigray welela
@SlamAlekm-j1y
@SlamAlekm-j1y Год назад
ተጋሩዋይ❤💛❤💛❤💛❤💛
@ffbh9535
@ffbh9535 Год назад
እንካዕ ብደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት!!
@galtigray5257
@galtigray5257 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ❤❤
@ኣሉየትግራይልጅነኝ
እንኳዕ ብሰላም መፀክም ተጋሩዋኒ ሙቁራት🙏💘💊💋💋
Далее
ዮአዳን (ክፍል 32)
37:43
Просмотров 231 тыс.
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
😍ከባድ ስጦታ ለወንድሜ ሚስት
19:36
ዕንቁ (ክፍል 13)
32:05
Просмотров 32 тыс.