Тёмный

New tigrigna drama - Melsi part 7 - መልሲ 7ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment 

Aura ኦራ Entertainment
Подписаться 86 тыс.
Просмотров 66 тыс.
50% 1

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ
#tigrigna #ኦራ #መልሲ
New tigrigna drama - Melsi part 7 - መልሲ 7ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment
#AuraEntertainment | Tigray | eritrea | Ethiopia | tegaru | eritrean | ethiopian | habesha | eritreanfilm | tigrignadrama | tigrignamusic
Make sure to subscribe Aura ኦራ Entertainment and turn on notifications to stay updated with all new uploads!🔔
/ @aura.entertainment
Copyright © Aura Entertainment: Any Unauthorized use, re-uploaded or distribution is strictly prohibited

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 992   
@aura.entertainment
@aura.entertainment Год назад
ክቡራት ተከታተልቲ መልሲ ድራማን ቤተሰብ #Aura ኦራ Entertainment ንእትሁቡና ሃናፂ ሪኢቶን ምብርትታዕን ናመስገና ሓሳባትኩም ድሌትኩምን ንምምላእን ፊልሚ ትግርኛ ናብ ዝሐሸ ብራከ ደረጃ ንምብፃሕን ኣብ ምስራሕ ንርከብ እንሰርሖም ስራሕቲ ተበፃሕነት ክህልዎም ድማ ናታትኩም ግደ ልዑል እዪሞ like, comment ኣብ ዝተፈላለዪ social media ድማ #share ብምግባር ድጋፍኩም ክትህቡና ንላቦ። ሰናይ ጊዘ በቢዘለኩሞ Aura ኦራ Entertainment
@Awetጋልትግራይ
@Awetጋልትግራይ Год назад
❤❤❤
@galltigray4548
@galltigray4548 Год назад
እሺ ጀጋኑና ❤️💛
@senaytgaltgray9316
@senaytgaltgray9316 Год назад
❤❤❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
እሺ ጀጋኑና ብጣዓሚይ እና ንፈትዎኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@لبننلبنبنبمم
@لبننلبنبنبمم Год назад
እሺ ኩብራተይ እዛ መልሲ ትብል ዲራማ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ብተለይ ህዋን ኮይና ትሰርሕ ለባም ጋል ኮይና ትስመዐኒ ዶሞ ኪትዕወት ይሚነየላ ኒዚ ወዲ ኪትዊኒኖ 😁😁ብዝተረፈ ኒኹሉኹም ኣብዛ ዲራማ ትሰርሑ ሰላም ይሚነየልኩም ግና ከይተቃርፅዋ ኣብ መፈፀሚታ ኣብፅሕዋ ሰናይ ሰኒበት ይኹነልኩም ደቅ ሪመይ ❤️🧡💛
@tekichowe
@tekichowe Год назад
ሕጂ ነዛ ፊልሚ 2ተ ግዘ ኣብ ሰሙን ግበሩልና ትብሉ Iike ገጭኩምኒ ሕለፉ👌❤
@ሜሪጓልእመብርሃን
ባእ ንባእልካ ዝጥዕመካ ድዩ አብ ሰሙን ሓደ ግዜዃ ክንደይ ደኺሞም እዮም ዝሰርሕዎ
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
ናዓናስ መሐሸና ንዓቶም ግን ክንደይ ድካም እዩ ዘለዎ
@tekichowe
@tekichowe Год назад
@@ሜሪጓልእመብርሃን እሞ ከድኪ ዘትሕግዝዮም ዕትሮ😹
@ሜሪጓልእመብርሃን
@@tekichowe 😁
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@@tekichowe 😂😂
@ጋልትግራይ-ገ8ዀ
@ጋልትግራይ-ገ8ዀ Год назад
ከመይ ቀኒኩም ተጋሩዋይ ሂዊ ዝፈቱ ላይክ ይወቅጥ ሕቡሸይ♥️♥️
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
😊❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Год назад
ውይ ሮዚ ሎሚ ናይ ዓበይቲ ዘረባ ጌራታ ከጥዕመላ ምሽ 😮ተጋሩ ከምዚ እዩ ዘጥዕመልና❤
@emneteytewahdomedia-hr1zp
@emneteytewahdomedia-hr1zp Год назад
ኣብ ሰሙን 2ተ ግዜ ግብሩልና❤❤😊
@aximtube6963
@aximtube6963 Год назад
ብትክክል
@Zeni-q2v
@Zeni-q2v Год назад
ሂዋነይ ትሕትናኣ ደስ ክትብል🥺 ኩላትና ኣጓላት ሃምኣ ይግበረና❤
@حياةالحياة-ص5ز
@حياةالحياة-ص5ز Год назад
ሂዋነይ ምንኣሳ እየ ዝመስል ብጠባየይ🦋🥰
@Zeni-q2v
@Zeni-q2v Год назад
@@حياةالحياة-ص5ز 🥰❤️
@selammahari327
@selammahari327 Год назад
ንዓኣ ንመስል ናፈተና ኢና😂😂
@nawanawa6775
@nawanawa6775 Год назад
ኣሜን ኣነስ ጭራሮ እየ ኣምላክ ድኣ ይርዳኣኒ እንበር😢
@azigaltigray
@azigaltigray Год назад
ኣሜን ኣነስ ሓንቲ ዕብዲት እየ ዋ😥😂
@dhhdhdhd9519
@dhhdhdhd9519 Год назад
ቤተክርስቲያን ድኺ እንየኺያ ሓቅኺ ጓለይ ኣብ ቤት አምላክ ጥዑም መንፈስካ ዝህድስ ይርከብ❤
@hansaahanssa3230
@hansaahanssa3230 Год назад
ብጣሚ ዝፍትዋን ብሃቀውታ ዝፅበያ ድራማ ኣጆኩም ጠንክሩ❤❤
@لبننلبنبنبمم
@لبننلبنبنبمم Год назад
ዋላ ኣነ ሰኒበት ኪትከውን ከላ ኣኒቀው እለ እየ ዝፅበያ
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 Год назад
ኣረ ወልፊ ሕዙኒ ምስዛ ድራማ እዚኣ😢😢😢😂😂😂
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ዝተባረከ ዝተቀደሰ ስንበት ይግበረልኹም ተጋሩዋይ 💛❤️ወልፊ ሕዙኒ ምስዛ ድራማ እዚኣ😢😂
@01tigray
@01tigray Год назад
አሜን አሜን አሜን
@ጎስዐልብየቃለሠናየ
me too❤
@ritabowrha7056
@ritabowrha7056 Год назад
ዝተበረከን ዝተቀደሰን ሰበት ይግበረልና ቡሩካተይ 😍🥰🥰
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Год назад
ኣሜን፫❤🙏
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 Год назад
ኣሜን 🙏😘
@akiaksumawit4937
@akiaksumawit4937 Год назад
ኣሜን(3)🙏
@medilove9633
@medilove9633 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@tekichowe
@tekichowe Год назад
ሂዋን💋 መስተዉዓሊት ርግዕ እላ ነዊሕ ትእምት ለባም ሰብ እያ👌
@Lwam.21
@Lwam.21 Год назад
ዓቀኛ ፊልሚ ኮይና ትስመዐኒ ኣጆካ ብፃይ ዓይኒ ምሸት ራሄለይ ብሰላም ሙፃና ኩሉኩም ኣብዛ ፊልሚ እትዋሰኡ ኣዚኩም ቡሉፃት ኢኩም❤
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
ናይ ብሓቂ አነስ እናፈለጥኹ ድራማ ምዃኑ ግን ውሽጠይ ናይ ሓቂ ተሰማዒኒ 😁
@Geni2424
@Geni2424 Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ደቅ ዓባይ ትግራይ ከምቲ ከመይ ናይ ሮዚ ለውጢ ዘስሐቆ አሎዶ 😂😂😂😂
@-channel-yh1kc
@-channel-yh1kc Год назад
🙋‍♀️🤣
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад
ኣነ🤣🤣🤣
@ሄርመላጋልተዋህዶ
😁😁😁
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Год назад
😂😂😂😂
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Год назад
ታማሓዝኣ ኣስሒቓትኒ ኣብ ቤቴክርስትያን ዲኺ ዘለኺ ያ😂
@gullala4624
@gullala4624 Год назад
አሻዓ ማ ዙኩላይ ኮሜት አነስያ ቀዲመኢለ ተጋሩዎይ 😂😂❤❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም Год назад
ክክክክክ ኣነ ዋላ ገሪሙኒ አዩ ጓል ዓደይ መዓረይ 😂😂😂😂💛💊🥰🥰🥰
@redblutens9341
@redblutens9341 Год назад
ማኣዝ እያ ትልቀቅ እናበለ ላሓለያ ኮአዩ ቃንዩ መስለኒ ሰቡ💝💝👍💋💋
@tmab3064
@tmab3064 Год назад
😂😂😂
@Melawitchanel
@Melawitchanel Год назад
😂😂
@hagoswadikeshi3051
@hagoswadikeshi3051 Год назад
የቀንየልና ደቂ ትግራይ ወለላ ደቂ ክቡራት ህዝቢ ቀፅልሉ
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym Год назад
አሕዋተይ ኣብ ሰሙን 2ግዝየ ትኹን ትብሉ ኢድኹም ኣውፅኡ ሰሙን ሙሉኡ ክንፅበ ይነወሐና ኣሎ 😂ላይክን ሳብስክራይብን ሼርን ናባና ግደፍዎ ደቂ ሪመይ ❤️ፅቡቕ ስራሕ በርትዑ 👌plis ኣብ ሰሙን ክልተ ግዝየ ስደድልና 🙏❤
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
እንኳዓ ብሰላም መጻኹም ደቂ ሓላል መሬት 💊💥𝐇𝐀𝐏𝐏𝐘 𝐌𝐎𝐓𝐇𝐄𝐑𝐒 𝐃𝐀𝐘 ኣደታት 𝐓𝐈𝐆𝐑𝐀𝐘 💛❤
@WenniTube
@WenniTube Год назад
ጽቡቕ ድራማ ምባል ኣቕሊልካ ምርኣይ እዩ። ከም እዚ ፈረንጂ Break through ዝብሉዎ እዩ። ብፊልሚታትን ድራማታትን ኣምሓርኛ: ኣምሓርኛ ኣምሓርኛ ጨንያ ዝነበረት ትግራይ ከም እዚኦም ዝበሉ ዝገርሙ ድራማታት ብምስራሕ ካብ ኣምሓራዊነት ናጻ ኣውጽእዋ።
@seniseni-iy9cw
@seniseni-iy9cw Год назад
ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ግበሩልና ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኹም ተጋሩዋይ ካብ ሕሩጭ ነፃ ዝኾና ዋዕሮታት እየን
@ካሌቭወዲፍሬታ
@ካሌቭወዲፍሬታ Год назад
ፅቡቅ ፅፉፍ ስራሕ እዩ 🥰ደቅታ ሓላል መሬት❤በርትዑ🎉
@ትግራይሃገርእያ-ጰ2ሰ
እዛ ፊልሚ ከምዚ ከማይ ዶ ብሃንቀውታ ትፅበዩዋ ኣይትደንጉዩና ጀጋኑና 💖
@popopepo3069
@popopepo3069 Год назад
ተጋርዋይ ፁሩያት ዘርኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅሉዋ ከይተቋርፅዎ 😘😘😘
@ቃንዛአለኒቃንዛደቅነይMDT
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ መንገዲ ቀይረ ዶ በልካ እህህህህህ 😢😢😢😢😢
@hankhan-bo7wm
@hankhan-bo7wm Год назад
አህህህ አወ ጋለይ ኣሕዋትና አበይ ከም ዘለዎ ኣኮ ጨኒቁና 💔💔😥
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ቡሉፃተይ 🎉❤ ብጣዕሚይ ዝገርም ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ጀጋኒና ካባኩም ቡዙሕ ንፅበ ኢና💊💉 ተጋርዎኒ 💘💊ትግርኛና ንምዕባይ💘💊
@netsanetgietahun3927
@netsanetgietahun3927 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ ጀጋኑ❤💛
@alugalkahsu6792
@alugalkahsu6792 Год назад
ዋዉዉ ከም ገለ ዓይነት ድራማ ተጋሩዋኒ ሙሩፃት ዘርኢ💛❤🙏
@tgraytgray9067
@tgraytgray9067 Год назад
ብጣዕሚ መሳጢት ድራማ ኡፍፍ ደስ ክትብሉ ኣብ ስራሕኹም ኣሳልጦ ዓወት ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ሓላል ሜሬት ትግራይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም👌💝💋💋💋
@ብሪሓፍቲማህደር
ዋዉ ደሰ ባሊት ፊልሚ ቀፅልዋ ተጋርዋኒ ❤
@popopepo3069
@popopepo3069 Год назад
ተጋርዋይ ፁሩያት ዘርኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅሉዋ ከይተቋርፅዎ 😘😘😘
@ትግራይዓደይ-የ9ጰ
ዋውውውውውውው ብጣዓሚ ደስ ትብላ ድራሚ ማኣዝ እያ ሰንበት ትካን ነበልኩ እየ ዝፅበያ ሶ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፀአኩም ተጋሩዋይ ብሃረርታ ዝፅበያ ድራማ ቀፅልሉ ድርሰታን ተዋሳእትን ብሉፃት ደቂቃ ዉስክ እንተተብሉላ አዚያ ምመቀረት 💊❤😍
@maremare1976
@maremare1976 Год назад
ዋው ከም ገለ ዓይነት ድራማ ከማይ ብሃንቀዉታ ዝጽብያ ነይሩዶ 🥰🥰❤️💛❤️💛ተጋሩዋይ ቀጽልሉ
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
ታይ ገይርናኩም ልብና ተጠልጡሉዎ❤ሰደዱሉና
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb Год назад
ደቂ ዓበይቲ ሐዚ ስራሕ ወዲኤ ብሃንቀውታ ዝፅበዮ ድራማ ዋውውውው 💘💘💘💘💘💘
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
ዛ ክላስካል ከብድኻ ግምጥልጥል ተብል😢ተጋሩዋይ❤
@ትግራይመሰረትኩሉእያ
ደስ ክብሉ ጎቦዛት ክተባባዕ ዘለዎ ስራሕ ተጋሩዋይ ኣጆኹም❤
@galltigray4548
@galltigray4548 Год назад
ዋየይይ መሓዛካስ ከም ሄዋን ክትከውን ኣለዋ❤ እና መጅሙዕ ግን ነዘን ናይ ደቅክላሶም ዝነበራ ገይሩ ዝሕስደን ዘሎ ኣቤት 😮😮 ዋየይ ለካስ ከምዚኣ እያ ባህርያት ፍቅርይ ሱቅ ጥዑም የይይይ 😅😂😂😂
@haftayhaftay4428
@haftayhaftay4428 Год назад
ብሓቂ ብዘይምግናን ቆንጆ ድራማ እዩ ግን ቀፅልሉ ደቅ ትግራይ
@maazuyetewahdolj4257
@maazuyetewahdolj4257 Год назад
ጎተተይ ቀልጢፍኩም ልቀቁልና😢❤ኣሕ ብፃይ ነይሩኒ በረካ ብሓንሳብ ወፊርና መገዲ ቀይረ ነዲኡ ታይ ክብላ ኣሕሕሕ😢
@سلامه-ج7ش
@سلامه-ج7ش Год назад
😢😢😢
@SarahSM-n7h
@SarahSM-n7h Год назад
ብጣዕሚ ቆንጆ ድራማ እዩ ግን ሮዛ ኣናጋግራኪ ኣሰተካክሊ ዋይ❤❤
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
ብሉፃት ተዋሳእቲ ብሉፅ ስራሕ ቀፅልሉ ደቂ ሪመየረ ጀጋኑ ኩሉ ዘፀብቐሎም💪💊❤❤❤❤❤
@Sra-jt6sh
@Sra-jt6sh Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፍትዉዉዉዉ🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹
@Mnbar6095
@Mnbar6095 Год назад
😂ሙድ ኣይትሓዙ ልቀቅዋ ዶ😂 😂❤❤
@haymi8606
@haymi8606 Год назад
😂
@rhohrhoh1855
@rhohrhoh1855 Год назад
ተጋሩዋይ እንዃዕ ብሰላም መፃአኩም ፍትውትይ
@salamh9699
@salamh9699 Год назад
ብጣዕሚ ንፈትዋብሀንቀዋታ እንፅበያ ተንክሩ ደቂ ትግራይ❤❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
ብጣሚ ዝፍትዋን ብሃቀውታ ዝፅበያ ድራማ ምቅራተይ በዛኹም እባ ስደድዋ ❤️❤️
@mlatataklti4343
@mlatataklti4343 Год назад
ዋውውውውው ቀፅልሉ ፊልም ማለት ከምዝይ እዩ እምበር ክምስጠካ ❤️❤️❤️❤️💯💯💯✅✅✅✅
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi Год назад
❤❤❤❤❤❤እጆኩም ተጋሩዋኒ ቀፅልሉ ብሃንቃወታ ኢና ንፅበየኩም
@ReadAli-cj8kw
@ReadAli-cj8kw Год назад
ብጣዕሚ ዝፈትዋን ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ ኣጆኩም ተጋሩዋይ ጠንክሩ♥️❤🥰
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
እንካዕ ሰላም መፃኩምልና ጀጋኑና መነሎ ከማይ መዓዝያ ሰንበት ትኮነ ናበለ ዝቀነየ💛❤💋😍😍😍😍
@ttn-yd8mc
@ttn-yd8mc Год назад
ካብ ኩለን ዝራእኹወን ብጣዕሚ ዝመሰጠትኒ ድራማ ❤👌
@Awetberhe-rt2zl
@Awetberhe-rt2zl Год назад
ብጣዕሚ እያ ማራኪት ፊልሚ ቀፅሉሉ ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tekichowe
@tekichowe Год назад
ዝተለቀቀት መስሉና ኮመንት ከይቅደም ክፅሕፍ ኣትየ😥😍
@ጎስዐልብየቃለሠናየ
ተለቒቑኮሞ
@weyalzemen9898
@weyalzemen9898 Год назад
ዞም ናትና❤❤❤❤❤❤
@سلطانالعنزي-و4ر6ذ
ነዛ ሶሙን ክንዲ ዓመት እያ ነዋሓትኒ በጃኹም ልቆቁዋ ባእ ትፅቢት ነውሑ ❤❤❤❤❤❤
@Samira-yl9po
@Samira-yl9po Год назад
ኣነ ውን ካማኽ እየ ሰሙንስ ከምዝ ዓመት ኢያ መስላትን 😢😢
@BirhaneSelemun
@BirhaneSelemun 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ጎቦዛት ተጋሩዋይ ፍትዉትዉ❤❤❤❤❤🎉❤
@ትግራይዓደይዓይነይ
ሄዋን ብርክቲ ኩላትና ደቂ ኣንስትዮ ከምናይኪ ትሕትና ልቦና ይዓድለና ፈጣሪ❤❤❤❤
@حياةالحياة-ص5ز
@حياةالحياة-ص5ز Год назад
ኩነታተይ ግዲ ትገልፅ ኮይናስ ከምዛ ፍልሚ ዚኣ ዝፈተክዋ የላን 😢
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ዝፈትወክም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ከመይ ቀኒኹም ብሃንቀውታ ክፅበ ፀኒሐ 😂🥰❤️💛ቡሩኽ ሰንበት ኸዓ ፍትዋተይ 🙏🥰💚🥀🕊
@ቤሊጓልዉቅሮ
@ቤሊጓልዉቅሮ Год назад
ብጣዕሚ ነፊዕኩም ዞም ናትና ብቁዓት❤
@yordayordanos3986
@yordayordanos3986 Год назад
ኣታ በጃኹም ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ግበሩልና ምሳይ ትሰማመዑ like ግጨዉኒ
@moradqwerty2778
@moradqwerty2778 Год назад
ዎውው ገለ ዓይነት ድራማ ቀፅልሉ ❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-መ7ፐ
@ጋልትግራይ-መ7ፐ Год назад
ዋውውው ብጣዓሚ ደስ በሃልት እንካዕ ደሓን መፃኹም ❤💛🔥 ብፃየይ ምሳይ ወፍሩ ኣይተመለሰን ኣድኡ ከይትርእኒ መንገዲ ቀይረ እየ ዝኸይድ ኣሕሕሕሕሕ💔 😢🥺
@ሮዚሓላል
@ሮዚሓላል Год назад
😭😭😭🖤🖤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
💔💔😭😭
@rosazemariyam7184
@rosazemariyam7184 Год назад
😢😢ጌሬ ሓወይ ኣበይ ኾን ትህሉ😭😭😭💔
@shewitmedia
@shewitmedia Год назад
😢😢😢😢
@መሪጓልዓጋመ
@መሪጓልዓጋመ Год назад
😢😢😢😢
@tigrayeyahegrey3705
@tigrayeyahegrey3705 Год назад
ዝገርም ድረማ ተጋሩዋይ ❤❤
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ Год назад
ትፅቢት ሞይተ ሃረር❤❤❤❤
@hahu3611
@hahu3611 Год назад
Aseyyyyy tegaruway tsruyat❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zaydgadrmkl3278
@zaydgadrmkl3278 Год назад
ኣወዳት ዝፈትዉዋ ጋል ንታ ቅልዕቲ ዘይኮነስ ነታ ሽፍንቲ ከምዝኮነት ሎሚ ተማሂረ ንብለኩም 💚
@የመዳሃኒኣለምልጅነኝ
❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣጆኩም ለይክ ኣይንሕመቅ ደቂ ትግራይ❤
@ddsd2475
@ddsd2475 Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ደቅ ትግራይ♥♥💛💛
@onekingg1333
@onekingg1333 Год назад
ተጋሩዋኒ ሰስኑ ተባዝሑ💊💪💊💪💊💊💊
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 Год назад
ብጣዓሚ ዝፍትዋን ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ ምቅርትይ በዛኹም እቦ ሰደድዋ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@قنواثيوبي
@قنواثيوبي Год назад
ተጋሩዋይ ምቅራተይ❤💋
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
እዋይ ትፅቢት ሞይትና እኮ ተጋሩዋይ🥺🥺ልብይ ምሶኦም እኮ ኸደት በቃ🥺🥺😁😁😄😄😃😃🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞
@Azebchanal
@Azebchanal Год назад
ዊይ ዛፍልሚ ክትፅብቅ በይዛኹም ባ ኣብ ሰሙን ክልተ ጊዜ ስደድልና❤❤❤
@ngstiabera1085
@ngstiabera1085 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ❤😘 ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና 🥀😍 ነዛ ቪድዮ ትከታተሉ ክቡራት የሕዋተይ ኣብ ናተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏
@HagosWeldesamiuel
@HagosWeldesamiuel 4 месяца назад
ብጣዕሚ ዝፈትያ ድራማ
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
እንካን ቡዳሕን መፃእኹሙ ቡሩኩ ሰንቤት ይግበረልና ❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ገና ከይረአኩ እየ ኮምንት ዝፅሕፍ ዘለኩ ሃርር ኢለ ላተፀበክዋ ነይር መፅእ❤❤❤
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበተ ክርስቲያን ይግበረልና❤ መፂእኹምለይዶ❤ብጣዕሚ ዝፈትዋን ብሃንቀውታ ዝፅበያን ድራማ❤
@e.t.777
@e.t.777 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ ቀፅልሉ ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበ ❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Год назад
ሎማዓንቲ ጥራይ ዲሒረ ሪአያ እምበር ኣይቅደምን ነይረ ☺️ደቂ ሪመይ ብኹሉ ነገራ ከብደይ ትበልዐኒ ድራማ 😢
@redblutens9341
@redblutens9341 Год назад
ያዉይይይይይ🤭🤭🤭🤭🤭ሙና ኣቁሲላትኒኮ ከብደይ👌🤣🤣🤣🤣ኣነጋግራኣ
@habtomzaidom8814
@habtomzaidom8814 Год назад
ዋው ዝኮነት ፊልም ንፉዓት
@8ez5no7g
@8ez5no7g Год назад
ብጣዕሚያ ሳሓቢትን ደስ ባሃሊትን ቀፅሉዋ ዞም ሓተይ🎉❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ በርትዑና አጀኩም ፍቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሃረር ኢልና ዉዒልና ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን🥰🥰🥰🥰
@destaasefa6058
@destaasefa6058 Год назад
ኣዝያ ፅብቅቲ ፊልሚ እያ ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ እና በሃንቆውታ ንፅበለና
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤ የኻፍቲኣ የኻፍቲኣ ተሪፉ ብፃይ ዓይኒ ምሸት ምንጎ ሞንጎ ዝኾነት ልቢ በቃ እዚኣ እያ ዕጫኣ ዕጫይ ድማ💔😢
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt Год назад
ዛ ድራማ ክሪኢ ሰንበት እየ ለናፈቃ❤️💛
@senaithaftu7189
@senaithaftu7189 Год назад
ተጋርዋይ ፅሩያት ዝፈትወኩም
@fjb5157
@fjb5157 Год назад
ብጣዕሚ ካብ ዝትምቸወኒ ድራማ ልብናኮ ኣንጠልጢላ😊❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፍትዋተይ❤❤❤❤❤
@AaAa-pd5xx
@AaAa-pd5xx Год назад
ጎበዛት ጥራሕ ተይለኩምስ ክውሕደኩምዩ ትግርኛ ፊልም ናዓበየ ሃምልኸድ ጥርጥር የብለይ ልገርም ፊልም ይሞችኹም💜
@ዕባይዓጋመ
@ዕባይዓጋመ Год назад
ተጋሩዋይ♥️💛♥️
@umteklit1498
@umteklit1498 Год назад
ዛ ሄዋን ዝብልዋ ክትሽኩር ቧእ ዓባይ ሰብ❤❤❤
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 Год назад
ብጣዕሚ ጎበዛት ♥️💛♥️
@ግርማዊትዘተዋህዶ
እዋይ ሙና ምቅርቲ ከጥዕመላ ሄዋነይ ብርኽቲ ማሓዛ ከማኺ ዝበለት ማሓዛ ይሃበና❤❤❤
@danielgere8276
@danielgere8276 Год назад
❤❤❤ ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም
@mokenenkahsu1290
@mokenenkahsu1290 Год назад
ብሓቅ ልክዕ እዩ ተጋሩ ዘለኹሙ ስነ ጥበባውያን ድማ በርቱዑ ንሕና ድማ ሼርርርር ንብል እና
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq Год назад
እንኳዕ ብስላም መፂእኹም ተጋሩዋ❤❤❤❤
Далее
ОВР Шоу:  Семейные понты  @ovrshow_tnt
07:21
У КОТЕНКА ПРОБЛЕМА?#cat
00:18
Просмотров 633 тыс.
Airpod Through Glass Trick! 😱 #shorts
00:19
Просмотров 2,3 млн
ОВР Шоу:  Семейные понты  @ovrshow_tnt
07:21