#destatv #destaentertainment #maryshow #Familywegihuteame
ክቡራት ተከታተልቲ ደስታ ቲቪ: ጠለብኩም ኣክቢርና ከም መብጻዓና ምስ ስድራቤት ወጊሑ ጣዓመ ከማኡ ዉን ምስ ክብርቲ ባዕልቲ ቤቱ ሳምራዊት ዘርኣይ ሳልሳይ ክፋል ሒዝና ቀዳም ዕለት 02-05-2020 ሳዓት 6፡00 ናይ ምሸት ብናይ ለንደን ብ ናይ ሆላንድ ሳዓት ድማ ሳዓት 7፡00 ምሸት (ሎሚ ምሸት) ኣብዘን ዝስዕባ ኣርእስታት ጸቂትና ክንዛራረብ ኢና::
ግሉጽነት ኣብ ሓዳር ኣብ ብዙሕ መዳያት ዘተኮረ
ከም ናይ ሚድያ /ፋይናንስ/በበይንኻ ምንባር::
ደቅና ብከምይ ንቋጻጸሮም ኣብ ኣጣቃቅማ ታብሌት /ሞባይል ብዓብይ ብ GAME ዉሉፋት ዝኮኑ ብከመይ ነጋላግሎምን: ካልኦትን .....
ኣብዚ ዘለኩም ሕቶታት ሕዝኩም ክትመጹና ብኽብሪ ንዕድመኩም ።
ቀዳማይ ክፋል ዕላልና ምስ ስድራቤት ወጊሑ ኣብ ታሕቲ ዘላ መላግቦ ብምጥዋቅ ክንከታተል ንክእል:
• Part 2 Live Interview ...
7 сен 2024