Тёмный

Prisutviklingen bekymrer Forbrukerrådet 

Betna App
Подписаться 10 тыс.
Просмотров 580
50% 1

ስላም ፣ እንቋዕ ናብ'ዚ ቻነል ደሓን መጻእኩም ። ኣብዚ ቻነል እዚ እንዝርግሖ ሓበሬታታትን፣ ዜናን፣ እዋናዊ ጉዳያትን፣ መምርሒታትን፡ ንኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ተዛረብቲ ትግርኛ ዘተኮረ መድረኽ ኮይኑ፣ ብተወሳኪ ውን ነቲ አብ ሞንጎ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ክህሉ ንዝኽእል ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ንምምላእ ዝዓለመ'ዩ።
ነተኩረሉ ኣርእስቲ :-
1, ብትግርኛ ዝተተርጎመ ዜናታትን እዋናዊ ዛዕባታትን ሓበሬታ (ብፍላይ ድማ ምሳና ምስ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኖርወይ ዝተሓሓዝ)
2, ጥርናፈ ስድራቤት ናብ ኖርወይ፣ ናይ ክልሰ-ሓሳብ ፈተና ትምህርት ምዝዋር መኪናን ፣ ኣውቶቡስን
3, ብዛዕባ ክንፈልጦ ዝግብኣና መሰላትን፣ ክንትቀመሎም ዘለና ዕድላትን ካልእ ተዛማዲ ኣርእስታትን ሒዝልኩም ዘቅርብ መደብ እዩ።
መብርሂ፦ እዚ ቱርጓመ እዚ ንሓበሬታ ንምትሕልላፍ ተባሂሉ ብባዕላዊ ተበግሶ ዝተዳለወ እዩ።
እዚ ሓበሬታ ዘገድሶም ንኽባጻሕ፡ ኣብ ምዝርግሑ ብዝክኣል ንትሓጋገዝ። ንትህቡና ርእይቶን ምትብባዕን ብልቢ ነመስግን። ዝኾነ ሓሳብ ምስ ዝህልወኩም ኣብዚ ታሕቲ ናይ ርእይቶ መጽሓፊ ግደፉልና። ኣብዚ ቻነልና ሳብስክራብ ብምግባር ቤትሰብ ንኹን። ።

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:21
Просмотров 502 тыс.
МАМА И КОММУНАЛКА
00:59
Просмотров 98 тыс.
How to win a argument
9:28
Просмотров 538 тыс.
Aktuelt flerspråklig, desember 2022
8:28
Просмотров 649
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:21
Просмотров 502 тыс.