ኣሪስቶቴለስኣብ ከባቢ 300 ዓመ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዝነብር ዝነበረ ግሪኻዊ ፍላስፋመሬት-ዝማእከሉ ርድኢት ዓለምመሬትን ኣብ ከባቢኡን ዘሎ ነገርን ኣብ ማእከል ዓለም ይርከብ ዝብል ርድኢትጽሓይ ዝማእከሉ ርድኢት ዓለምጸሓይ ኣብ ከባኢኡ ዝርከብ ነገርን ማእከል ዓለምና እዩ ዝብል ርድኢት ኒኮላዉስ ኮፐርኒኩስ ጋሊልዮ ጋሊሊ
15 сен 2024