Тёмный
No video :(

RADIO ERENA - ** ለበዋይ ንኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ** ገዲም ተ/ጋ ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር ብራሽ 

RADIO ERENA
Подписаться 66 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

OPEN MIC - ** ለበዋይ ንኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ** ገዲም ተ/ጋ ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር ብራሽ - Saturday 01June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Опубликовано:

 

23 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 57   
@taameyowhans584
@taameyowhans584 2 месяца назад
A really gentle man with a lot of experience. I never stop to listen this guy.He is amazing.
@Drar18
@Drar18 2 месяца назад
"ማእከላይ ሰብ ካብ ሕሉፍ ይመሃር፡ ለባም ሰብ ካብ ካልኦት ይመሃር፡ ዓሻ ሰብ ክኣ ንጌግኡ ይደጋግሞ" ይበሃል ጽቡቕ ምንጽጻር ኣቦና ንበሩላ፡ 💙 ጎስጎስቲ ሰባት ኣምጽኣልና ሓው የናታን ንስኻ ውን ኣካል ናይቲ ጉዕዞ ቃልሲ ክትከውን ንላቦ፡ ፉሉይ ሓሳብ እንተሎካ ክኣ፡ ምሳና ኬንካ ንቀይሮ።
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 2 месяца назад
ኣዝዩ ዓሚቅ ፍልጠትን ልቦናን ዝውንን ኣቦ ኣያ ሓው ብርሃነ የቀንየልና ቀጽለሉ ድማ ሓደራ። ሓው ዮናታን ነዚ ልቦና ዝተዓደለን ሓሳቡ ብግቡእ ክገልጽን ማሃሪ ተመክርኡ ከካፍልን ምዕዳምካ ኣዝየ የመስግነካ ቀጽለሉ👋👋💙💙🌿🌿👌👍
@ghebreyesuswoldeyohanes658
@ghebreyesuswoldeyohanes658 2 месяца назад
Good advice Eritrea needs like this person
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 2 месяца назад
መረሐባ ዬኒ ሐውና ኸምእውነን ኩቡር ሐውና ብርሂን ነቲ እትገብሮ አስተምህሮን ምዕዶን ተሞኩሮን ነዚ ናይ ፍትሒ ቃልሲ የመስግን ቀጽሎ ድማ ኸምዚ ኸማኻ ለባማት ነዚ ቃልሲ ኸተማእዝንዎ ነዞም ንአሽቱ የሕዋትና ካማንም ግዜ ንለዕሊ ሐጂ የድልየና አሎ
@mdanielghebretensa7248
@mdanielghebretensa7248 2 месяца назад
Your love
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 месяца назад
የቀኔልና ብጣዕሚ ጹቡቅ ትንታነ🙏🙏💙💙💙
@fitsumgerezgiher3495
@fitsumgerezgiher3495 2 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብን ምኽርን እዩ ዓቢሰብን ዓቢገረብን ኣይሰኣን እትን ኽመኽረኻ እትን ኸጽልለልኻን ኸምዝበሃል ኽቡራት መናእሰያት ናይዚ ኹቡር ኣያና ምኽሪ ሰሚዕኹም ኣብ ተግባር ኽትሰርሕሉ ንላቦ።
@MFish7980
@MFish7980 2 месяца назад
Thank you 🙏 brother Berhane and also brother Yonathan.
@fretayohannes2346
@fretayohannes2346 2 месяца назад
Birasch Zidinek Meglasi ❤ Danke ❤❤❤❤❤❤❤❤
@MussaSuleman-ry3um
@MussaSuleman-ry3um 2 месяца назад
Thank you so much your programme is very excellent
@fishtareke3654
@fishtareke3654 2 месяца назад
Btaemi nemesgn kubur and yoni
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 месяца назад
ብሩህ መጻኢዮም ክንመርሕ ኢና ዝብሉ ዉፉይ ሰልጠነ ይመስክር
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 месяца назад
Welcome JONATHAN & Berhane
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 месяца назад
Welcome Radio Erena
@fishzeweldi8739
@fishzeweldi8739 2 месяца назад
Good job
@tkh4049
@tkh4049 2 месяца назад
Always tell the truth.
@ebaygezabandahabesha5413
@ebaygezabandahabesha5413 2 месяца назад
ናይ ብሓቒ መምህር ንበረልና እታ ትምነያ ኤርትራ ክትሪኣ።
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 месяца назад
ብርገድ ንሃመዱ ክመርሕ ኢሉ ኣይፈልጥን ምሁራት ምርሑና ቃልስና ተኻፈሉዮም ዝበሉ
@wediere2238
@wediere2238 2 месяца назад
ተጋዳላይ ብርሃነ ተሕዝን ተሕዝን ከምቲ ዘኽብረካ ዝነበርኩ ዕጽፉ ኣሕሲረካ ተጫፋጨፉ ክትብለና መደረ ደንቑር ኢኻ መዲርካ ይሓዝነልካ ንሕና ግን ንሕና ኢና ድሕሪ ቑሩብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንታይ ይፍጠር ተጸበ💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢😢🇪🇷
@eriblood803
@eriblood803 2 месяца назад
Berhane mienjilu....suk ilka gudai sidetka ghiber kondaf tewelige
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 месяца назад
ጸረ - ሕጊ ምዃን ፡ ካብ ሓቂ ምርሓቕዩ ፡ ካብ ሓቂ ምርሓቕ ከኣ ፡ ናይ ሰይጣን መገዲዩ !
@selam7603
@selam7603 2 месяца назад
You are right in ERITREA there is no Constitution there is no democracy our people they are safe ring 😭😭😭
@binites7284
@binites7284 2 месяца назад
Ayna bergen abo hakiii
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 месяца назад
💙💚💙
@afeworkighebrehiwot364
@afeworkighebrehiwot364 2 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣለኒ ስለምንታይ ኢኻ ኣብ ዝተወሰነ ጊዜ ኣባል ህግደፍ ነርካ እንታይ ኢዩ ክትድግፎም ደሪኹካ ነይሩ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት።
@habtegebrieltedla4749
@habtegebrieltedla4749 2 месяца назад
ከማኻ የብዛሓልና ኣያና ብርሃነ
@aarongmariam9611
@aarongmariam9611 2 месяца назад
So This media is not independent- this is Brigade n hamedu radio - interesting
@lulaabraham3686
@lulaabraham3686 2 месяца назад
WEY ATO BRASH 🤭🤔😉🤔🥱
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 2 месяца назад
Kulu mic zhaze bzey aflto kmekr ygaye mejemeria filtet delb
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 2 месяца назад
ብራሸ ንደቅካ ክይ ተረፍካ ለኪምካዮም ንዓዲ ከይ ክይዱ። ንስካ ኣብዚ ምውዳቅካ ድማ የሕዝን።
@zashoshoza367
@zashoshoza367 2 месяца назад
ዮናታን ናይብሓቂ ድዩ ጠፊኡካስ ዋላ ንስኻውን ከተደናግር ትደሊ ኣለኻ ?
@1HFT
@1HFT 2 месяца назад
እዞም ተረፍ መረፍ ናይ ጀብሃ፡ ነዚ መንእሰይ ተጽድፍዎ ኣለኩም
@alayeesami
@alayeesami 2 месяца назад
ካበይ ዝመጽእ ጉሓፍ ዘረባ። ናይ ተስፋ ምቁራጽ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ኣብዚ ዕድምኡ። ናብ ልብኻ ተመለስ ታሪኻ ኣይተባላሹ። ናይ ልዕሊ 40 ዓመት ቓንዛ ነዚ ናይ ተጋሩ መፍትሕ ጌርኻ ምውሳድኻ ተሐፍር ኢኻ
@dh4343
@dh4343 2 месяца назад
ንህጻውንቲ ቆልዑትን እናሰንበዱን ክንዳኻ ዝኾኑ ሽማግለተትን እዮም ዝሃረሙን ዘሰንክሉን ዘለው'ም'ምበር፥ ነቲ ስርዓት ትብልዎ ዘለኽስ ዘጉደልሉ የለን፡ ንስኻን ከማኻን ከማኻን ንዝጸናሓኩም ቅርሕቲ ከተውጽኡ ኣብ ክንዲ ተማሃሩ ተጣፍኡ እናበልኩም፡ ነቶም ንነብሶም ከይኖም ንቤተ ሰቦምን ንሕብረተ ሰቦምን ከበርክቱ ዝግብኦምን ዝኽእሉን ኣጉባዝ እና ተጣፉ ብኡ ቀጽሉ እናበልካ ምጉስጓስ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ፡ ሰብ እናቐተልካ ዝመጽእ ፍትሕን ክብረትን የለን፡ በቲ ይኹን በቲ ሰባት መንእሰያት እዮም ዝጠፍኡ ዘለው፡ ህዝቢ ክስዕበኩም ብፍልጠታዊ ስነ ሓሳብ ክትስዕሩ ፈትኑ'ልካ ምኸር ብርሃነ ዕደ።
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 2 месяца назад
Zom abo hiji abay tegray yiamnu malet deyu 😢 aynena deyu kedfnena delyu tay yu segiat gerlu ne hgdef be abika kemzi gerka kolu meniseyat ketgagi interview ketgber memxakas dekika kemey yehafru yekonu
@Mehari2491
@Mehari2491 2 месяца назад
ገልዒ ሓሳብ! ኤርትራን ኤርትራውያንን እዚውን ከሕልፍዎ ኢዮም:: ክንደይ ዘይተሃውተተ:: ንኤርትራ ንምጥፋእ ክንደይ ተንኮል ዘይተፋሕሰ!
@eriblood803
@eriblood803 2 месяца назад
😂😂😂😂 Berhane gheldam haghereseb donkoro....lehasi disti weyane....cenawi ghembi tewelige
@user-hh8zs6he8j
@user-hh8zs6he8j 2 месяца назад
Hlkus, esub
@user-hh8zs6he8j
@user-hh8zs6he8j 2 месяца назад
Esub nay weyane, almaxi
@berrimebrahtu7710
@berrimebrahtu7710 2 месяца назад
This guy is blessed with a long life. He did not utter a single word to give advice to the so called burger n'Hamedu to go to school and improve their lives. I am not sure if he has kids and if they are involved in throwing stones and killing innocent Eritreans.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 месяца назад
ኣቶ ብርሃነ ፡ ንስኻ ቅርሲ ኢኻሞ ፡ ነቲ ተሪፉ ዘሎ ብዙሕ ሕቂታት ክትገልጾ ፡ ነቶም ምሁራትና ከተበራብሮም ፡ እቲ ኢሳያስ ንጀብሃ ዘይናቱ ብምጥቃን ዘጸልሞ ፡ ዝወዓለ ይንገርካ ስለ ዝኾነ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !
@alula763
@alula763 2 месяца назад
መደሪ ተጋደልይ ምካንካ ይፍለጥ ። ግን ተዓዊተ ዝበልካያ ኣስማዕናን ስልጣን ስልጣን መበገሲ ቃላት ትፍንወን ኣለካ ።
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 2 месяца назад
ብርጌድ ንሓመዱ ኣውራጃዊ ምንቅስቓስ እዩ። ናይ ኩዕንቲ ወዲ ኩዕንቲ፡ ስርዓታት ትግራይ ዝፈሰዉሉ፡ ዘይሃገራዊ ብኩል ምንቅስቓስ እዩ። ቅንዕና ዘይብሉ ምንቅስቓስ ከኣ፡ ምስግዜ ዝሃፍፍ እዩ። ምንቅስቓስ ይኣክል ዝበሃል መጺኡ ኔሩ፡ ሓንቲ ምርጫ ተገበርካስ፡ ደቂ ሓንቲ ኣውራጃ 😂😂😂😂😂 እዞም ዕንቅፋት ቃልሲ፡ ኬፍ ኣለዎም 😂😂😂😂 ኣብ ጉዳይ ኣውራጃ ኣይዛነዩን እዮም። እዞም ጓሶት ናይ ሱዑዲ 😂😂😂😂😂😂
@Ae91scd
@Ae91scd 2 месяца назад
ዮናታን ! ፎኸስከስ አይትበል ! ንሐፍረልካ አለና:: አየ ብራሽ ! ካብ ቃልሲ ተሓቢእካ አብ ሐደ አንጎሎ ኮንካ ምዝራብን ምውርዛይን ደው እንተበልካ ንፈልጠካ ሕውነታዊ ምኽሪ ንልግሰልካ! " ሎሚ ኤርትራ ዘድሕና እምበር ዝዛረበላ አይጠቅማን እዩ::
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 месяца назад
ትግራይ ትግርኚ ኢዮም እኮ በርጌድ ንሓመዱ ክክክክክ ይኣክል ኣበይ ኣሎ ?
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 месяца назад
ኣብየት ይቃተሉ ኢኻ ትብለና ዘለኻ እሞ ደቂኻ ስደዶም ናብ ኢትዮጵያ ደቅኻ ስደዶም ናብ ኢስራኤል ደቁኹም ኣሚሂርኩም ሓቁፍኩም ደቂ ድኻታት ክተቱ ክትብል የሕዝን እዩ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
ነዚ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ መን የንቀሳቅሱ ከም ዘሎ እንዳፈለጠ ስቅታ ምምራጹ ክሳብ ክንደይ ውርደተኛ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ጥራሕ ተመክሮ ዘለዎ 1972-1977 ከም ተኣምር ዝሰርሓ ሰብ ምርኣይኩም ዘገርም ኢዩ ኣብ ስደት ውሑዳት ናይ ፖለቲካ ተልመዴናት ሪኢና ኢና ትግራይ ትዕወት ባንዴራ ወያነ እንዳሓዙ ዘጉርዑ መንእሰያት ንፍትሒ ኢዮም ዝቃለሱ ክብለና ኣቶ ብርሃነ ክሳብ ክንደይ ካብ ሃገራውነት ከምዝሃጸጸ ዘርኢ ኢዩ ኣኽላት ይነብሑ ግመል መገዱ ይቕጽል🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selam7603
@selam7603 2 месяца назад
You are good puppet of the dictator think about your people they are suffering😂😂😂
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
@@selam7603 ናይ ወያነ ከልቢ ግን ኣይኮንኩን ጌጋ ይኹን ቁኑዕ ኩሉ ግዜ ሃገረይ ከልቢ ወያነ
@berhaneghebremeskel5622
@berhaneghebremeskel5622 2 месяца назад
ኣይ ንስኻ ቅድሚ ሕጂ ወያኔ ክስዕሩ እዮም ትብል ኔርካ ሕጂ ጓል መገዲ ተናዲ ኣለኻ እምንን በትርን ምስዝደርብዩ ትድግፍ እንድሕሪ ኮንካ ንምንታይ ንስኻን ደቅኻን እምንን በትርን ክትድርብይ ዘይትገብር ? እቶም ብኣኻን ወዲ ከማኻን ፕሮፓጋንዳ ዝሞቱን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝኣተውን ከምኡውን ብዙሕ ዕዳ ተሸኪሞም ዘለው ገንዘብ ዘይትሕግዞም? ስለዚ ሱቕ ኢልካ ደቅኻን ሰበይትኻን ኣብ ሙውቕ ገዛ ኮንካ ንመንእሰያት ኣብ ሓዊ ክጥበሱ ኣይትግበር ዓገብ !!!!!!
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 месяца назад
ባሕሪ ናይ ኢትዮጵያ ኢዩ ዝብሉ ኸ እንታይ ትብል ካልኣይ ዓባይ ትግራይ ኢዮም ዝኣምኑ ነዚ ኸ እንታይ ትብል?
@Haftomsol2ay
@Haftomsol2ay 2 месяца назад
stupid people also get old ይብል ዝም ዓበይቲ ፍላስፋ ብሐንሳብ ሻሂ ኸይሰቱ ብእምኒ ምባአሶም አኽሪዕካ ኤህ አንታ ሕማቅ ዮናታን ካልእ ነይሩ ካባኻ ትጽቢትና አበይ ዳአ ከይትበጽሑ አንጻር መንነትና ኢኹም ተሲእኩም ደለኹም።
Далее
#JasonStatham being iconic
00:38
Просмотров 357 тыс.