Тёмный

RADIO ERENA - ኣጠቓቕማ Social Media ኣብ ሕብረተሰብና 

RADIO ERENA
Подписаться 65 тыс.
Просмотров 2,6 тыс.
50% 1

ኣተኩሮ ኣብ ሕብረተሰብና - Discussion with Khaled Abdu on the topic of Social Media. Monday, 24 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Опубликовано:

 

23 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 7 дней назад
ኻልድ ዓብዱ ሓደ ካብ ኣለውና ኢልና ንሕበነሎም እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@letekidanhabtit4844
@letekidanhabtit4844 7 дней назад
Thank you both of you for bringing important issues and give your inputs. አሹንኩዋይ ዶ ብሃገር ደረዣስ ብቤተሰብ ደረዣ እውን ሓቅነቱ ከይመመካ ንነገራት ከምዘለዎ ምቅባል ብዙሕ ኢዩ ጉድአቱ::
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 7 дней назад
Thank you good strategy and statement. 🤝🏿ℹ️✔️
@user-yy5ie3yf8q
@user-yy5ie3yf8q 7 дней назад
Tv Eri koyena aza radio erena be seniki azi wedi
@RedSeaEri
@RedSeaEri 6 дней назад
ካልድ ዓብዱ ኣብዚመጺክ ምምዓድካ ኣብላዓታ እያ እዚወዲ ካብቶም ተጻረፍቲ ጸረ ብርጌድ ንሓመዱ እዩ ትተረዲእዎ ጽቡቕ ገርካ ሉቡ ደፊፍካ ዝነገርካዮ ይመስለኒ
@AmanTekue
@AmanTekue 7 дней назад
Can you pleas tell me any of the world’s Media with not taking aside with any party?
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 7 дней назад
Many of them are sided because they get money from the party. For instance Fox News is Republican and CNN is sided with Democrats ሳይድ ክትወስድ ከለካ ግን ጸረ ሕብረተ-ሰብ ክከውን የብሉ social media ኣብ ኣመሪካ ብግቡእ እዮም ዝቆጻጸርዎ። ንኣብነት ሓደ nurse ኣብ ፌስቡክ ኣንጻር ፍልስጤማውያን፡ኣንጻር ተጋሩ፡ኣንጻር ዝኮነ ሕብረተ ሰብ ኮመንት እንተጽሒፉ ወይ ሼር እንተጋሩ፡ካብ ስራሕ ይሰናበት።ኣብ ሪኮርድ ድማ ይሰፍር።ድሕሪኡ ኣብ ዝኮነ ኬድካ ስራሕ እንተደለካ ኣብኣ ይረክብዋ፡ስለዚ እታ ሞያካ ብኣ ጌራ ትጠፍእ።
@temenow
@temenow 2 дня назад
Khalid you are wrong to call individual users of social media as non journalists. Have you ever come across CITIZEN JOURNALISM? Now we have citizen journalism which makes traditional journalism be worthless. You better avoid unnecessary protectionism. We live in an Era of free speech!
@GEO.16
@GEO.16 7 дней назад
እዚ ሚኪኤለ ዝብሃል ካበይ ዝመጸ ዓንጃል ወደይ፡ ቅድሚ ሕጂ ብ/ንሓመዱ ገበነኛታት ዑሱባት ወያነ ኢዩ ኢሉ ስ ሕጂ ድማ ሃለውለው ይብል ህግደፍ ኢየ ከይብል ኮለል ይብል ድፉን ርእሲ።
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 7 дней назад
ሬድዮ ኤሬና ከምዚ neutral ክኾኑ እዮም ዝፍትኑ፡ዝቃወሙ ኣይመስለንን።ጽርፊ ግን ንዮ በሎ
@tekilatnf
@tekilatnf 7 дней назад
I hope RadioErena have learnt from EriSat!
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 7 дней назад
I hope Khalid would teach Radio Erena and the truth of the BN.
@tekilatnf
@tekilatnf 7 дней назад
U better get use ur mind properly
@teclitembaye5038
@teclitembaye5038 7 дней назад
ህዝቢ ተበዲሉ መሰሉ ተገፊፉ ኢልካ ንሐቂ ደው ምባል ሐቂ ዝፈርሁዘይውርዙያት ነቲ ተቃላሳይ ምንሻው ዝኸፍእን ዝሐምቅ የለን ጊጉኡ አሚኑ ተጋግየ ዝብልውን በሊሕ እዩ እዛ ሬድዩ ኢረና ካብ ነዊሕ ንኻታተላ ውን እንተኾና ገለ ብቅዓቶም ዘይመዝኑ ንኻልእ ክውንጅሉ ንርእዮም ኢናሞ እስከ ጋዚጠኛ ካልድ እንተተሰቆሮም ትምህርቲ ሃቦም ጽቡቁን ሕማቁን ከለልዩ
@ftwihaile8146
@ftwihaile8146 7 дней назад
Neseka bekeat yebelkan belo ata kaled
@GEO.16
@GEO.16 7 дней назад
እዚ ካልድ ማዕረ እቲ ቁምነገሩ ክጻረፍ
@meley755
@meley755 7 дней назад
ዘይከውን እስከ ኣይትጽሓፍ! ቁምነገር ጥራይ እዩ ካልድ ዓብዱ
@GEO.16
@GEO.16 7 дней назад
@@meley755 ጸርፊ ማለት ንዓኻ ብደራቑ ኢዩ ዝርድኣካ፡ ብማስያ ጌሩ ኣጸጊዑ ብማስያ ምበር ሓመድ ይገብር።
@simret639
@simret639 7 дней назад
​@@GEO.16ኻልድ ዓብዱ ን ትግራይ እንበር ን ኤርትራ ሰሪሑ ኣይፈልጥን ዋላ ኣብ ኤርትራ ይወለድ ንመበቆል ዓዱ ንትግራይ እዩ ዝሰርሕ
@meley755
@meley755 7 дней назад
@@GEO.16እሞ ኣታ ሓወይ ጸርፊ ኣይበሃልን'ዩ ንሱ:: ትጸልኦ ተኾንካ ጸገም የለን: ተረፍ ጽልእኻ'ዩ ኢልና ስቕ ክንብል:: ናይ ብሓቂ ከምኡ ተሓሲብካዮ ግን: ኖርማል ነገር'ዩ ጸርፊ ኣይሕሰብን'ዩ:: ስለምንታይ? ቅኑዕ ኣዘራርባ ከምኡ'ዩ: ናይ ዲፕሎማሲ ኣዘራርባ'ዩ:: መራሕቲ ሃገራት ከይተረፉ: ፊት ንፊት ይማሰዩ እዮም:: ስለዚ formal language ዩ ማለት'ዩ:: ተረዲእካ??
@simret639
@simret639 7 дней назад
​@GEO.16 ኻልድ ዓብዱ ን ትግራይ እንበር ን ኤርትራ ሰሪሑ ኣይፈልጥን ዋላ ኣብ ኤርትራ ይወለድ ንመበቆል ዓዱ ንትግራይ እዩ ዝሰርሕ
Далее
Eritrean tiktok 27/6/2024
35:34
Просмотров 395