Тёмный

RADIO ERENA - ካብ ህሉው ኩነታት ኬንያ እንታይ ንምሃር? 

RADIO ERENA
Подписаться 65 тыс.
Просмотров 2,3 тыс.
50% 1

ኣብ ግዜና፡ - ዘተ ምስ ሙሴ ኤፍሬም - በዓል ሞያ ሕጊን ዲፕሎማሲን - What lessons can Eritreans learn from the current uprising in Kenya? Discussion with Mussie Ephrem, A political Scientist and Jurist. Sunday, 30 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Опубликовано:

 

29 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 40   
@edentsegay1457
@edentsegay1457 3 дня назад
Excellent analysis and discussion 😊 Eritrean 🇪🇷
@TigistieFessehaie
@TigistieFessehaie 3 дня назад
Well said , that is the nicked truth 🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 3 дня назад
Excellent discussion, thank you.
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 дня назад
ብጣዕሚ መሳጢ ዝርረብ ሙሴ ብጣዕሚ ሚዛናዊ ፍትሓዊ ኣብ ክውንነት ዝገልጽ ዝጭበጥ ሓሳባት ኣለዎ፡ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ዝሰምዖም ወድ ስለዝኾነ እየ።
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 День назад
Thank u Shishay and Musie Efrem for ur clear explanation.
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 3 дня назад
ሽሻይ, You are so professional, objective, knowledgeable, well prepared and ask interesting questions. I think you are the best journalist of all.
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 3 дня назад
Exactly!
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 3 дня назад
The only thing that the population demands is that the existing law be implemented in Eritrea. Easy!
@futsumestifanos1113
@futsumestifanos1113 3 дня назад
❤❤❤
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 3 дня назад
👏🏽👏🏽
@MrAmanuel2009
@MrAmanuel2009 День назад
Well said Eritreawi kitsenu Aleka ezi interview tigebro zeleka Eritreawi Etsnu well done
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 3 дня назад
So there is no one in Eritrea who dares to criticize the government if you do, you know where you end up somewhere where you are left to rot away. Because in Eritrea it is NOT the Law that rules it is Isayas & his followers they do as they please::
@futsumestifanos1113
@futsumestifanos1113 3 дня назад
Lebam
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 3 дня назад
መርመም'ዶ መስደመም??? ሽሻይ ቀባሕባሕ: ምሕረት የውርደልኩም!
@rakfarefrah8680
@rakfarefrah8680 3 дня назад
ሙሁር ተባሂልካ ትሕሰብ ሙኻንካ ዩ ዘሕዝን, እቲ ኻ ኣዝዩ ኣረሜን ስርዓትስ ዝገብሮ ዘሎ ግህሰት ከም ኽኢላ hgei ktzareblu zeymdlaykas ኣዝዩ የሕዝን. Gefifu amisu ኣብ ባርነት nzqoronom ሰባት ሰራዊት ኢልካ ktswoms ቁሩብ aythanken.
@tecleabraham5322
@tecleabraham5322 23 часа назад
Hi is a layer to 100%
@danikamboni4131
@danikamboni4131 22 часа назад
ልዕላውነት ህዝቢ ተረጊጹ እንከሎ ልዕላውነት ሃገር ጎቦታት ባሕርታት ዘቀድም፡ ዝተወጃበሮ ምሁር ሻዕቢያ ። ኣብዚ ናትና ንኡስ ወለዶ ግን ኣይሰርሕን ኢዩ እዚ ዝተዋጃበረ ሓሳባትካ💙💙💙💙💙
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 День назад
As an Eritrean you have no moral ground to talk about any country in the world because Eritrea is one man country::::
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 3 дня назад
ሺሻይ ሓወይ ሓንቲ ማልቲ ኣዛርቢኒ ግዚ አተለካ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 День назад
Elementary school politics I can’t believe it what I’m hearing 🐒🐒🐒🐒
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 3 дня назад
Nai sinkulan ke selamaw selfi ke
@woldeamlake.7019
@woldeamlake.7019 2 дня назад
ናጽነት ኤርትራ ብብረት ብሓይሊ ኢዩ መጽዩ። ቅድሚኡ ግን ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1940ታት ክሳብ 1960ታት ሰላማውን ፖለቲካዊን ቃልሲ ኣካይዱ ኢዩ፣ ሕጂ ከኣ እምቢ ዝበለ ስርዓት ህግደፍ ብሓይሊ ኢዩ ዝወርድ። ስቒልኩም ጥፍኡ እንተኾይኑ ናትኩም ምኽሪ ሰማዒ የብሉን።
@lettetecle4258
@lettetecle4258 2 дня назад
Ataum junta gohafat weradatat hesurat eshatikum kem Sudan, kem Ethiopia Erutrea fah ketebel esehatikum funfunat ABI TIGRA ketegebr. Kemu jelen Esyas 1000 amt jezenah. Esyas motiu ne Esyas zemesel kab wishti Eritrea ey bot zehez. Eshatim derby jedugat shieti Eritrea abza weze koinkum down down enda belkum neberu. Kab hji tefelitikum zelati hzbi Eritrea Eritrea ehum. Mn ehum tigaru jelen Eritrea. ERITREA NEI 9 BEHER ERITREAWIAN yes yes tigru🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tecleabraham5322
@tecleabraham5322 22 часа назад
He knows that Isays is cold blooded killer.
@mnasyemaharena8918
@mnasyemaharena8918 3 дня назад
ስለምታ እዩ እዚ ሓታቲ(ጋዜጤኛ) ዝድቅስ/ዝታኸስ ዘሎ? ዋላስ ካልእ ጸገም ኣለዎ?
@kidanemariamsebhat3327
@kidanemariamsebhat3327 3 дня назад
እዚኣቶም ከምዚ ሰብኣይዚ ዘኣምሰሉ እሞኸኣ ናይ ሕጊ ምሁር ኢየ በሃልቲ ንሳቶም ስለ ዘይከፍኦም ንኹሉ ሕዝቢ ኤርትራ ብናታቶም ኣተሓሳስባን ኣረዳድኣን ይወስድዎ ንናይ ካልኦት ጽቡቕ ድሌትን ምህራትን ኣተሓሳስባ ዝድውን ዘረባ ኢዩ። ሕዝቢ ኤርትራ ኣብዛሕትኡ ለውጢ ይደሊ ኢዩ። እዚ መንእሰይ ሰማዒ ስለዝሳኣነ ኢዩ ኣብ ከምዚ ዓይነት ናይ ቃልሲ መድረኽ ክኸይድ ዝተገደደ ወይ ዘድለየ። ከምዚ በዓል ንስኻ ኣይጠዓሞምን ናታትኩም ዕንደራ ዘይስንኻ ሕጻ ቆርጥመሉ ዝዓይነቲ ኢዩ። እዚ ሕጊ ይፈልጥ ኢየ በሃላይ ነየናይ ቁዋም ኣለና ይብል? ንስኻ ስነልቦና መንእሰያት ዘይተንብብ እተሕዝን ተበላጻይ ሰብ ኢኻ። ናትካ ኣተሓሳስባ ብወገናይ ዘይቡሱል ዘይፍትሓዊን ዘይርትዓዊን ሰብ ነቱይ መንእሰይ ዘንቀዶ ንመንእሰያት ተበጃውነት ዘቃልል ኣነኣኢስካ ምርኣይ ስነልቦናኻ ዘተዓዛዝብ ቃለመጠይቕ ኢዩ። ተቓዋማይ ኢየ እናበለ ዝዋራዘ ተበላጻይ ሰብ ኢዩ። ሕዝቢ ምስ በረሰ ልኡላውነት ንወደያ መን ኢዩ። እምበር ዶ ብትኽክል ይሓስብ ኢዩ? ዘደንግጽ ሰብ ኢዩ ኣግሂዱ ህግደፍ ኢየ ዘይብል እንታይ ናይ ተቓዋማይ ካባ ምግባር ኣድለዮ። ኣብ ዘይየሎ ቅዋም ወይ ሰራዊትና እናበለ ካብ ዝህተፍትፍ። ኣዘራርባኡ እካ ህድእ ዘበለ እንተኾነ መርዚ ኢዩ ዝተፍእ ዝነበረ እዚ ኢዩ ናይ ምሁር ደንቆሮ ዘብል። ብጣዕሚ ዘሕዝን ሰብ ኢዩ። ነገሩ ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ዝዓይነቱ ኣየውፍር ኣየእቱ ፍትሓውነት ዝጎደሎ ናይ ምውርዛይ ቃለ ምልልስ ተባሂሉ ዝሕለፍ ኢዩ ክነቕልበሉ ኣይግባእን ብወገነይ ንነገራት ከስተብህለሉን ከንብቦን ከሎኹ ብፍላይ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ኩነታትን ፖሎቲካን ክትንትኖ ካብ ዝፈተነ። እቲ ጋዜጠኛ እካ ብዙሕ ከምግቡእ ከዋጥሮ እንተ ነበሮ ጽቡቕ ሕቶታት ግን ክሓትት ፈቲኑ። እንተኾነ ግን ብዛዕባ ኣየናይ ቁዋም ይዛረብ ምህላዉን እቶም መንእሰያት ኣገባብ ኣቃውማ ብምድርባይ እምኒ ዝግለጽ ዲዩ? መን ካልኦት organizations ወይ መንግስታት ነዞም ብርጌድ ንሓመዱ ወይ ተቓለስቲ ብኢዶም ሒዙዎም ክኣትው በሎ? ነየኖት ሰበ ስልጣን ከይሞቱ ዝተቐብሩ ደኣሎም ስለ ሕዝቦም ክሓስቡ ዝሕሰብ ዘሎ? ነዙይን ወዲኸምዝን ዝኣምሰሉ ሕቶታት ብምምጻእ ክብድሆ ወይ challenge ክገብሮ ምተገብኤ እብል Hard Talk ዝዓይነቱ። ልኡም ቃለ መጠይቕ ኢዩ ነይሩ። ለውጢ ብደገ ተቐጻጺሉ ነቱይ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ክጸልዎ ግቡእ ኢዩ። እቲ ናይ ሱዳን 2018 ሰውራ ዝተነሃሃረ ካብ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ፖሎቲከኛታት ኢድ ከም ዝነበሮ ብኸመይ ሸፈፍ ኢሉ ክሕለፍ ተደሊዩ። ሕዝቢ ኤርትራ ኩሉ ድሌት ለውጢ ኣሎዎ እንኮላይ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ እናተባህለ እንታይ ኢዩ እቲ ሕዝቢ ዘይተላዕለ ዝብል ሕቶ ንምንታይ ተጎሲዩ? ብታንክን ብኣርብጅን ዶ ክቑለ እንታይ ዓይነት ስርዓትን ሰራዊትን ዲዮም ዘሎው። ዝወረዶ ሕዝቢ? ኣገናዕ ንሰራዊትና ኸኣ ይብሃለለይ? እሞ ከም ዓምኻ ንራብዓይ ግንባር ዶ ወይ ደቂ ሓደ ልቢ ኣገናዕ ዘብል እምበኣር ኢዩ? ተሕዝኑ።
@user-po4gc3kb7s
@user-po4gc3kb7s 3 дня назад
Kkkkk
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 3 дня назад
ኣእምርኦም ብናይ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተሓጽቡን ንቡር ኣተሓሳስበኦም ዝተዓዝሮምን ምስ ሓራግጽ ምዝታይ ይሕሸኩም ይብሉና:: ዓጀብ!
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 3 дня назад
ኢሳያስ ቅዋም ሞይቱ'ዩ ዝበሎስ ቅዋም ሃግርና ክትብልስ ላግጺ ብህዝቢ ድዩ? ብሰላም ብሕጊ ንኺድ ዝበሉ መራሕቲ ተኣሲሮም ሓቒቖም ፡ ንዓማጺ ብዓመጽ ምልጋሱ ምፍራስ ሃገር ክትብል ሓውና ብሓቂ ስቓይ ሕዝብን ሃገርን ህሉው ኩነታቱ አይትፈልጥን ኢኻ ኣይብልን ግን ኣብጥጡሕ ቦታ ኰንካ ላግጺ ተላግጽ ዘለኻ ትመስል ፡ብኻልእ ከኣ ልዙብ ተቓዋማይ መሲልካ ቃልሲ ምድኻ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ። መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ ጌጋ ዘይኮነ ገበን'ዩ ዝፍጽም ዘሎ ። ነዚየ ከኣ ላግጺ ትዛረብ ኣለኻ ዝበልኩ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 День назад
Is Musia a normal person or he is losing his mind I’m wondering any time I hear his opinion is childish 🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️
@user-dj5lb1hi2u
@user-dj5lb1hi2u 2 дня назад
ጋዜጠኛ ከምዚ መደብ ክተዳሉ ኣንብብ ተመክሮ ካልኦት ርኣ ካብኡ ተበጊስካ ትሓትት ኩለን ሃገራት ቅዋመን ንሰራዊት ታንኪ ረሻሽ ሒዙ ስልጣን ከማእዝን ስልጣን የብሉን ግን ኣብ ሱዳን ግብጺ ኢትዮጵያ ናጀርያ ቡርኪና ፋሲ ኒጀር ክንደይ ክንብሎ ዝግበር ለውጢ ፖለቲከኛታት ንስርራዊት እዮም ንቅድሚት ኣምጺኦም ለውጢ የምጽኡ ቅዋም ከም ናይ ሱዳን ግብጺ ዝጸንዕ የለን ኣብ ከንያ ዛብያ ደቡብ ኣፍሪቃ ታንዛንያ ወዘተ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኣብ ፖለቲካ ሃገር ታርኦም ድኩም እዩ ስለዚ ባህሊ እቲ ሰራዊት ኣቃውማ እቲ ሰራዊት (ስርራዊት ንሓይልታት ጸጥታ ፖሊስ ዝሓቆፈ እዩ ) ብልሒ እቶም ፖለቲከኛታት ወሳኒ እዪ ብከመይ ለውጢ ተምጽእ ህዚቢ ውሕጅ እዩ ብጸቢብ እዋናዊ ሽግሩ እዩ ዝለዓል ንኣብነት ቱንዝያ ሓደ ሰብ ነብሱ ምስ ኣቃጸለ ህዝቢ ሓፍ ኢሉ ወጺኡ ፖለቲከኛታት የማእዝንዎ ጋዜጠኛ ኣንብብ ተመክሮ ብዙሓት ፈትሽ ብድሕርዚ ንጋሻካ ትሓቶ በዚ ድማ ጋሻኻ ኣገዳሲ መልእኽቲ የሕልፍ ከም ናይ ሕጊ ምሁር ከባቢና ኣፍልጥኡ ኣይሰሓበንን
@goitomsium7484
@goitomsium7484 2 дня назад
ኣያ ሙሴ፡ እንታይ ዘረቡኡዩ ዚ? ንሰራዊትናስ ኣገናዕ? ዶብ ሰጊሩ ትግራይ ኣትዩ, ንብረት ዘሚቱ, ኣንስትዪ ዓሚጹ, ንጹሃን ህዝቢ ኣጽኒቱ ተመሊሱ ዘሕፈረና ሰራዊትሲ ኣገናዕ? ካብ ትግራይ ተዘሚተን ዝመጻ ማካይን ኣብ ኣስመራ ሸነን ይብሉለን ከምዘለዉ ደይትፈልጥ ኮንካ ዲኻ? ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ኣረግቶትን ገፊፉ ዘዐስክር ሰራዊትሲ ኣገናዕ? ከመይ ከመይ ድዩዚ ምህሮኻ? ሰራዊትና ሉኣላውነት ሃገር ይሕሉ ኣሎ ዝበልካዮ ካኣ, ሰራዊትና ንህዝብና ዝህውኾ ዘሎ ከይኣኸሎስ, ናብ ጎረባብቲ ሰጊሩ ህዝቢ እንዳማቱ ክህውኽ ከሎ ኢና ንሪኢ ዘለና፡ እምበር ድሕሪ ነጻነት ንሉኣላውነት ኤርትራ ክግህስ ኢሉ ብደገ ዝመጸ ዝኾነ ሓይሊ ክሳብ ሕጂ ኣይረኣናን፡
@michaelkifle7508
@michaelkifle7508 День назад
Enber do semikayio eka serawit nay hade hager entay mukanu sirihu. Hizba, mereta,semayata mikilikal halafinet alowo. Tewesaki kunat seb sile mintay zeymineyio eko motin enwetin sile zeganif eu. Resika tray aytismeayio mis alem kid
@michaelkifle7508
@michaelkifle7508 День назад
You have to learn und see our world politics und you have to have General knowledge and your logical mind.
@ትንሳኤ2024
@ትንሳኤ2024 3 дня назад
ቅዋም ሞይቱ ኢዩ ፡ብዛዕባ ቅዋም ለይትሓትኒ፡ብዛዕባ መሰል ዝሓተተስ ይትረፍ ብዛዕባ ባኒ ዝሓተተ ተጨውዩ እና ጠፍአ ብኸመይ ኢዩ ክሓትት? ዝኾነ ሕቶ ከይ ሓተተ ከማ ስቕ ኢሉ ክሰርሕ ኣይተፈቕደሉን። ሕጂ እዚ ኣያና ሲ ምሁር ሕጊ ስለ ዝኾነ ነቲ ህዝቢ መሪሑ ሕጋዊ ሕቶ ዘየቕርብ ናብቲ ግጅለ፡ እዚ እንተተረፈ ከኣ ጉዳይ ሶማሊላንድ ወኪሉ ኣብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ዝኸይድ፡ጉዳይ ኤርትራ ሒዙ እንተ ዝቃለስ ክብርን ታሪኽን ምኸሰበ
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 3 дня назад
ሽሻይ, You are so professional, objective, knowledgeable, well prepared and ask interesting questions. I think you are the best journalist of all.
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 День назад
አየ ሽሻይ ፖለቲካ ብጭረአ ሕዝካያ ሽሻይ ስቅልካ አይተዳልጽ ወሪትካ ተዋጋእ አይታሐንክር ስነስርዓት ግበር ሃገር ብደም እያ መጺአ😂
Далее