Тёмный

RADIO ERENA - ዕላል ምስ ኣባል 525 ነበር፡ ተጋዳላይ ወዲ ጉርጃ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት 

RADIO ERENA
Подписаться 65 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

ኣብ ግዜና፡ ዕላል ምስ ተጋዳላይ ሃብቶም ገብረንጉስ (ወዲ ጉርጃ) - Friday, 21 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Опубликовано:

 

20 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 59   
@edrismussa3688
@edrismussa3688 14 дней назад
Well done Habtom thank you for your contribution.
@berekettesfai9675
@berekettesfai9675 15 дней назад
What a great story
@MrAmanuel2009
@MrAmanuel2009 15 дней назад
Eritrea 🇪🇷 eritrea tishenu(smell) please keep it like that redio erena has shown a lot of improvement thamks
@rahelsium3523
@rahelsium3523 15 дней назад
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ተጋዳላይ ወዲ ጉርጃ! ዘይጠቅም ዓፋፍ ረዚን ታሪክ ገድልና ከነኣእሱ ምስማዕ ዘሕዝን'የ። እንኻዕ ሃለና! ክቡር ታሪኽና ክዕቐብን ክድገምን እዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🏻
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 15 дней назад
ራሄል ንምንታይ ኢኺ ተጋዲልኪ? ትርጉም ነጻነት ከይተረደኣካ ንነጻነት ምግዳል ሓጥያት እዩ:: እንተድኣ ብዛዕባ ጅግንነት ንምዝራብ ኮይኑ ግን ኣብ ኩናት ፈራሕ ኤርትራዊ ርኤ ኣይፈልጥን ጥራሕ ዘይኮነ ኮማንድስ ዉን ጀጋኑ እዮም ነይሮም::
@simontukue8341
@simontukue8341 14 дней назад
❤it ገላፂት፡ ታሪኽ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ፡ ክብረት ይሀበልና ተጋ ሃብቶም።
@hayatjahar836
@hayatjahar836 15 дней назад
Bitamwy nfoe shsay zehbine tar iyo zelena👍👍👍🌹🌹🌹
@MrAmanuel2009
@MrAmanuel2009 15 дней назад
Love it
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 9 дней назад
Thank you Habtom jigna Glory to our martyrs ❤
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 14 дней назад
ጅግና ወዲ ጉርጃ፡ ስለ ምግዳልካ ክብሪ ይሃብካ። ታሪኽካን ታሪኽ ብጾትካን ምዝንታውካ ይቐንየልና። ወያነ ዝፈነወትልና ኣእዱግ፡ ኣኽላብን ዉሕዉሕ እንተበሉ ኣይትጨነቐሎም። ደቂ ወዶ ገባን ጦርሰራዊት ዝደቐሉዎምን እንተተጻረፉ ዋጋ ኣይንህቦምን ኢና። ስዕረቶም ጸርጸር እዩ ዘብሎም ዘሎ። ንወርቃዊ ታሪኽ ሻዕብያ ዝቕይሮ የለን። ወትሩ ሻዕብያ !!!!!!!!
@Kdsti19
@Kdsti19 9 дней назад
jeganuna wedi gurja jigna Respect 🇪🇷✊ab mexai Hati hto nwedi gurja fthum Marigos 5,25 zbehal tfelto do elka hiteteley kedamay zur u msaka beleley ksab lomi dma alo bhiwetu bzabu gele ktzareb kabi elal zisemo msaka kem znebere koynu ysmeani
@Tesfa325
@Tesfa325 13 дней назад
Thank you, Shishay, for inviting Habtom. That is the truth of what we have been through. እንተ ወድመድህን ከአ አይከሰርናን ክብል ላግጺ በቶም ቐያሕቲ ለይለያት ዝተሰውኡ ብጾትና የዘኻኽረካ ንዕኡ ደአ ወዲሐወብኡ ዶ ወዲሐትንኡ አጥፊኡ😂😂😂
@user-je6hp9wr1m
@user-je6hp9wr1m 15 дней назад
ታሪኽ ገድልና ናይ ምዕቃብ ሓላፍነት ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዩ
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 15 дней назад
ሹሻይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ! ግን ኣስፊሑ ክገልጽ ዕድል ሃባ እቶካ ውን ሰፊሕን ዓሚቁን ክከውን ኣለዎ፡ ብዙሕ ግዜ ንርዮ ብንጭር ብንጭር ኣቢሎም እዮም ዝሓልፍዎ ብዙሕ ክኣ ይተርፍ። ሹሻይ እዛ ናይ እስራኤል ተገዲስካ እንተትጉስጉሰላ ካብ ክልቲኦም ወገን ኣቅሪብካ ሰላም ክገብሩ ሰለማዊ ህዝቢ ሰሪሑ ክኣቱ፡ ህጻውንቲ ቆልዑ ብሰላም ትምህርቶም ክገብሩ ። መፍቶ ዩቱበራት ይከውን ኣሎ መንእሰይ፡ ንስካ ከም ኣብ እስራኤል ዝነበርካ እቲ ሽግር ጽቡቅ ጌርካ ስለ ትርድኦ።
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 13 дней назад
Thank you Habtom ❤❤❤❤
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 13 дней назад
❤❤❤❤
@temesgen8480
@temesgen8480 15 дней назад
@tesfagergishsereke144
@tesfagergishsereke144 15 дней назад
* ሕተቶ ንናይ 5,25 ሰማእታት ካብ 1997-2001 ደበስ ንስድራ ቤት ሰማእታትና ብደረጃ ኣሃዱ ነዋጽኦ ዝነበርና ኣበይ ኣበለ?
@AhmedMohammed-cn6cu
@AhmedMohammed-cn6cu 14 дней назад
Ambesa wedi Gorge,⭐⭐⭐ Shishay haqeydo qurub dekimka Hikano bestihu enkolo Ab Hirgigo besthna elkana
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 15 дней назад
ዛንታ ከንርክበሉ ኢና:: ናይ ሕጂ ግበሩ:: ድሕሪ ናፅነት ክንደይ መንእሰይ ተሰዊኡ ኣዘንትው:: ኣዴታትና ኣይተነገራን:: ኣብ 91 ጠጠው ኢልኩም ኣለኩም:: ሽሻይ መንእሰይ ኢካ : ብዛዕባ መዛኑካ ኣብ ኩናት ኢትዬ ኤርትራ ዝተሰውኡ ዝምስክሩ ኣምፅእ::
@samyohannes8371
@samyohannes8371 15 дней назад
Shishay, sometimes you ask weird questions. A young woman get kidnapped (tizref) and forced into marriage. Does she run away the moment she gets a chances?
@whoami29188
@whoami29188 15 дней назад
ካብ'ዚ ክሳብ እዚ ንህዝቡን ሃገሩን ኣገልጊሉ እዩ ዝብሃል። ኣብ ሰራዊት ውግእ ጥራይ ኣይኰን ዘሎ። ዶስ እቲ ውግእ ትራይ እዩ ከም ቁምነገር ዝሕሰብ እዞም ንውግእ ከም ቁምነገር ትሓስቡ ንውግእ ብረድዮን ብዕላልን ጥራይ ትፈልጥዎ ኢኹም።
@asserteketel4686
@asserteketel4686 15 дней назад
As a journalist, your main goal is to seek the truth, to unviable the hidden and to expose the conspiracy and as a result, to inform the people and your audience. However, I have followed you few times and your main goaljournalism
@hadgu2562
@hadgu2562 15 дней назад
ሰላም ሽሻይ ኣዚዩ ኣገዳሲ ታራኽ ኣልዕልኩም ኣለኹም ኢዚ ጂግና ሓዊናዊን ገላጺን ናብ ሊቢሰብ ኪኣቱ ዝኺአል ሃገራዊነት ኣለዎ ካለኣይ ሳሊሳይ ኺፋል ገርካ ኢዛ ታሪኽ ኢንተዝፍጽማ ጽቡቅ ነሩ። ኢዚሓርበኛ ሓዊና ኣብከብዱ ዝኣቀቦ ኒጹህ ታሪኽ ናብዚ ቢታሪኽ ዝጠፊአ ዘሎ መንአሰይ ዓቢ መልአኽቲ ኪዕልህ ዓቅሚ ኣለዎሞ ካለአት ሚድያታት ኪትዕድምዎ ተስፋ ኒገቢር። ቢፍላይ ሚኪ ቲቢ፡ ሶሎ ሚድያ፡ ሰቲት ሚድያ፡ ሰሎሚን ኪትካት፡ ዚተረፍኩም ሃገራዊያን ሚድያታትን ኒዚ ሓዊና ኪትዕድምዎ ተስፋ ይገቢር። ካብሰውራዊ ተመኪሪኡ ኪሳብ ዘለዋ ናይህወቲን ገድሊን ሓላፍነትን ታሪኹ ሕተቱልና።
@michaelhagos1701
@michaelhagos1701 14 дней назад
ወዲ ጉርጃ ሓቀኛ ዝኽሪ ገንፊልዎ ዝገልጽ ዘሎ ተባዕ ኤርትራዊ ልዑል ክብሪ ይግብአካ። ሽሻይ'ውን ከም ጋዜጠኛ ጥራይ ዘይኮነ ከም ኩሩዕ ኤርትራዊ ልዑል ክብሪ አለኒ።
@user-bz9xx5qw2w
@user-bz9xx5qw2w 15 дней назад
ጅግና ጅግና ኢለካ ኣለኩ ክብረት ይሃበልና
@berekethaile5397
@berekethaile5397 15 дней назад
ሰላም ሰላም ወዲ ጉርጃ ከመይ ኣለኻ መጀመርታ ድምጽኻ ብምስመዓይ ጽቡቕ እዩ ኣብዚ ትገልጾ ዘላካ ዛንታ ን ትሕተቶ ዘለካን ዝተሓዋወሰ ኾይኑ ረኺበዮ ብዙሕ እውን ግሉጽነት ዝወሓዶ ን ኾይኑ ረኺበዮ ብዝኾነ ግን ኣብ ዝቕጽል ክፋላት ሰሚዕና ተዘክሮናን ርድኢትናን ክነቀምጥ ዝሓሸ ስለዝኾነ
@teweldemedhinmogos3259
@teweldemedhinmogos3259 15 дней назад
This well narrated at ordinary level,
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 7 дней назад
Tegadalay Habto blbi adniqeka!! Ab Alena walta hager , Solo media teadimka tetmexena kea xbuq nieru....abi tarik eka negirkana!! Tezarebu tm aytbelu....menesey Eritrea nezi zbelkayo 50% ayfeltonyu...slezi tarikum ngeru
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 13 дней назад
ሽሻይ ኩሉ ሰሚዕናዮ ተኸታቲልናዮ ኢና እቲ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ኤርትራ ዝተኻየደ ጸለመ ኣዝዩ ዝተጋነነ ኢዩ ምክንያቱ ኣዝዩ ብድስፕሊን ብስነ ስርዓት ብስነ ምግባር ዝተሃነጸ ኢዩ፡ ብፍላይ 525 ኣዝዩ ተሪር ሕግን ብስነ ምግባርን ዝተሃነጸን ዝተመልመለን ኢዩ ኮነ ኢልፕም ንምጽላም ዝተዋፈሩ ሃሱሳት ኔሮም ኢዮም
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b 15 дней назад
ዕላልል ናይ ኩናት ዩንቨርስቲ ድዩ ሆስፒታል ኤለክትሪክ ድዩ ኢንተርነት
@user-po4gc3kb7s
@user-po4gc3kb7s 15 дней назад
Aye deki Adina ,Wedi awboy tarik kitgelts miftanka tsbuk koinu, gn dlietin hakin tehawawso aleka, Shishai dma nabey kemzwesdeka kgmit tsenihe
@shabay24
@shabay24 15 дней назад
Shishay is an Ethiopian name and not an Eritrean. Seems the host is Ethiopian that lived in Eritrea.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 15 дней назад
ናይ መጀመርያ ኤርትራዉያን ማሪን ኔርኩም ማለት እዩ::
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 15 дней назад
Dimtsi hafash beynikum ekum
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 13 дней назад
ክፍለ ሰራዊት 525 ኣዝዩ ናይ ስነ ምግባርን ብድስብሊን ዝተሃንጸ ብሱል ኣሃዱ ምኻኑ ከራጋግጸልካ እፈቱ
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 15 дней назад
ጅግና ተጋዳላይ ኣይተፈጥረን፡ ባርዩ ተጋደልቲ ግን ርኢናይዮም፡ ንነብሶም ንደቆም ነንስቶም ክኮኑ ዘይክእሉ ሰነፋት፡ ኣብ ኩናት ከም እንስሳ እንዳተኮብኮብካ ስለዝኣተካ ጅግና ኣየብለካን እዩ፡ ከብቲ ጥራይ እዩ ከብለካ ዝክእል።
@amanueltekle5579
@amanueltekle5579 15 дней назад
@sofoniasdaniel5547 ጀግና ተጋዳላይስ ተፈጢሩስ ሀገር ነጻ አውጺኡስ ኤርትራ እትብሃል ሃገር አምጺኡ እዩ ብድሕሪኡ ንዝኾነ ግን ኩሉ ሕዝቢ ኤርትራ ተሓታታይ እዩ አብክንዲ ዓዲ ገዲፍካትወጽ ልክዕ ከምቲ ተጋደልቲ ናጽነት ዘምጽኡዎ ነታ ትደልይዋ ዲሞክራሲ ድማ ተጋዲልኩም ከተምጽእዋ አለኩም
@bltblt2473
@bltblt2473 15 дней назад
@@amanueltekle5579 ኣይትሓንክን ዲካ ኣንታ ሓውና. ሻዕብያ ፍጥር ካብ ትብል ትሓርድ ትቀትል ኔራ. ተጋደልቲ ብጾቶም ኣብ ፎቀዶ ጫካ ብሓለዋ ሰውራ ክጠፍኡ ከለው ኣይተዛረቡን ኣይሓተቱን ኣይተቃለሱን. ህዝቢ ኤርትራ ገበል ሒዞምሉ መጽኦም ካብ ዝሓለፉ ክሎም ግዝኣታታት ብዝከፈአ መልኩዑ ይገዝእዎን የጥፍእዎን ኣለው. እታ ናጽነት ብካ ተሪፋትና. ፍረ ኣልቦ ቃልሲ. ንባዕሉ እዚ ዝህውትት ደሎ እነሃለካ ኣብ ስደት.
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 15 дней назад
@@amanueltekle5579 ኤርትራ እትብሃል ሃገር ፡እግዚኣብሄር ሰማይን ምድርን ፈጠረ ካብዝተባህለሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብኡ እያ ኔራ ኣብ ትከዶ ውን የብላን፡ እቲ ብተዛማዲ ሰላም ዝነብር ህዝባ ግን፡ ኤርትራ ኣምጺእንያ ብዝብሉ እንስሳታት፡ ኣብ ክወጾ ዘይክእል ዓዘቅቲ ኣትዩ፡ ሓንቲ ጥዕይቲን ምልእትን ስድራ ኣብ ሓንቲ ምኣዲ ዘይርከባ ሃገር ከኣ ፈጢሮም፡ እቲ ዘሕዝነኒ ነዚ ዝብለካ ዘለኩ ከይተረድኣካ ከምእትኣርግ ስለዝፈልጥ እዩ፡ ኤርትራ ክትብል ዘይትነብረላ፡ ሃብቲ ዘይተፍርየላ፡ ዘይትዘምደላ ዘይትፈርየላ ሃገር፡ ህዝባን መናእሰያታን ኣብ ትሕቲ ጉድጓድ ዝነብሩላ፡ ዜጋታታ ባርያ ዝተቀየረለላ ሃገር ሒዝካ ኢካ። ካብዚ ዝከፍእ ድንቁርና ፍጹም የለን።
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 14 дней назад
ሓታታይ ኣይግድን። ኣብዘይትፈልጦ ኣርእስቲ ኢኻ ትሓትት ዘለኻ። ኣይፈልጥን ኢልካ ውን ግቡእ ምድላው ኣይገበርካን። "ካብ ዝተፈላለየ ኣሃዱታት መጺእኩም፡ ከመይ ጌርኩም ትተኣማመኑ ኔኩም፧" ኢልካ ትሓትት። ኩሎም ናይ ሓደ ውድብ፡ ንሓደ ዕላማ ዶ ኣይኮኑን ዝቃለሱ ኔሮም ፧ ፕሮፖጋንዳ ናይ ተጸረርቲ ሰሚዕካስ፡ ተገዲዶም ዝጋደሉ ተጋደልቲ ምንባሮም ኣምሲልካ ትሓትት። በጃኻ ኣብትፈልጦ ኣርእስቲ ሕተት። ነዚ ወተሃደራዊ ነገራት ግን ካባኻ ንላዕሊ ኣፍልጦ ንዘለዎም መሳርሕትኻ ግደፈሎም።
@ishakghebredingle4590
@ishakghebredingle4590 14 дней назад
The journalist is not normal
@ZulaNetwork
@ZulaNetwork 14 дней назад
Shisay htoy tegediska anbbo . mquam k/s 525 mas du elka zeythato ? gedli wey ka tarik hzbawi gnbar trha du tarik hzbi eritrea? komando 06/07 zbhalu ayom ako nezi 525 aqumomo kabey u amtsiwo kab ztefafleya ahadutat? dhar kdmi natsnet 525 zbhal si men u neru merhu ? Azi arsti abal 525 elkyo zelka nebar tegadaly kdmi natsnet znebre gedli n tarikn shabiya zwerark elka arsti kthbo neruka .
@yemanetesfamariam3263
@yemanetesfamariam3263 15 дней назад
8 kilometers mkadn mmlasn dyu
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 15 дней назад
Hager zetefeke, Hezbi zetsenet, jeganu Eraero yeteyu tarekom zetefom zelo entay eka ketbel. Zemtsekayo 525 entay eyu geru, hezbi meketal kembeal wedmemher zemerho kenday Hezbi Eritrea atsnetu eyu. Abmejemerya natsenet kea, temaharo yegarom sebaberu haremewom. 525 neti nay dictator mesarehi eyu neru nay Hezbi ayneberen dehri natsenet.
@user-vk4yg8pz9n
@user-vk4yg8pz9n 6 дней назад
Kla arhqlna ski ezom tegdlti
@davidharcot220
@davidharcot220 15 дней назад
አታ ቀስ እንዳበልካ እምበር እዚ ከራቫታ ጁባ ኹሉ ጌዲፍካዬ እቲ ጨጓር ጸጉርኻ ስቕ እንተ በልና ሕጂ ኸአ ቲ ሸርት?
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 13 дней назад
Isayas made 🐕‍🦺 ka aykesernan elena 😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-cd8yd8lh3w
@user-cd8yd8lh3w 13 дней назад
😂😂😂ወያነ ዓቅሚ የብሎምን ?ምሽ😂😂😂😂
@berhegebremeskelchrom7624
@berhegebremeskelchrom7624 14 дней назад
ሰላም ሓው ሽሻይ እቶም ተገዲዱ ዩ ዝዋጋእ ኔሩ ታሪኽ ገድሊ ዘናእሱን፡ ሕሱራት ኣብ ስራሕ ዝተሳዕሩ። ስዕረቶም ዘይቅበሉ ኢዮም። እምበር ተጋዳላይ ተገዲዱ ዘዋግእ የብሉን፡ ሓጻር መረዳእታ ናብ ጸላኢ ክሃድም ምሉእ ዕድል ኔርዎ ኢዩ። ኣንጻር ሓሰውቲ ስቕ እኳ እንተዘይበለ፡ ተረኹምሸን ለፍሊፈን ኢየን ክተርፋ።
@negashwoldegebreal5430
@negashwoldegebreal5430 15 дней назад
ምስ ኢሳያስ ከይትባኣስ ኢሳያስ እዚ ህዝቢ-ዚ ክልተ ህዝቢ አዩ ዝብል ታሪኽ ዘይፈልጥ እዩ ክብል ኣይሰማዕካዮን ዲኻ!!?
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 15 дней назад
ራዲዮ ኢረና ቅድሚ ሰባ ጀሚራ ድሕሪ ሰባ ዝተረፈት፡ ካብ ኣእሙራዊ ማሕዩር ሻዕብያ ክትባተኽ ዘይክኣለት ጥቅሚ ኣልቦ መዲያ ኮይና ተሪፋ፡ ንግዜና ዝምጥን ሓሳባት ዘለዎም ግዳ ዘይተምጽኡ? ገምጋም ግበሩ፡ ምአዓልቲ ሰማእታት፡ መዓልቲ ነጻነት፡ ተጋዳይ፡ ሳሕል፡ዓራርብ፡ ገዲም ተጋዳላይ፡ ገድሊ ገለመለ ዝብሉ ናይ ጉሓፍ ታሪኽ ረስዕዎ፡ ናይ መጻኢ ሕሰቡ።
@amanueltekle5579
@amanueltekle5579 15 дней назад
@sofoniaትግራይ ትዕወት ስለዘይበሉ ድዩ?
@hadgu2562
@hadgu2562 15 дней назад
ዓንጋር ከማኻታሪኾም ኪሕዶም ቲግራይ ቲዕወት ስለዘይበሉ ዲዩ። ፊትሒ ኢንተደሊኻ ታሪኾም ዓቅብካ ሃገራዊንትካ ዓቅብካ። የምጸኦ ፊትሒ ደኣምበር ታሪኸይን ሃገረይ ዝውይዕቅበልውይ ፍትሒ ገደል ኢይቶ። ኒዝዕም ዘየኽበረ ተቃላሲ ዘይኮነስ ሸቃጢ ናይፖለትካ ኢዪ።
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 15 дней назад
@@amanueltekle5579 ንነብሶምን ንደቆምን ዘይኮኑ ከብቲ ስለዝኮኑ እምበር፡ ግዜ ንእስነቶም ኣብ ባርነት ሳሕል ወዲኦም፡ ግዜ ደቆም ከኣ ኣብ ባርነት ሳዋ የሕልፍዎ ስለዘለዉ፡ ተጋዳላይ ሻዕብያ ዶንቆሮ ስለዝኮነ።
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 14 дней назад
ጅግነንት ደኣ ነበረ ያ ነበረ ኮይኑ፤፤ ኣብ ኵናት ዝወዓለ ወዲ ዓዲ: ኵናት ግርም ውዒሉ; ኣበይ ደኣ ኣላ ጉራዴኻ፤፤ ጉራደይ ደ ኣ ወሲዶማ፤ እቲ ሰፋራ ደኣ ኸ? ሰፈራ ደኣ መይተ ድየ፤፤ በለ ፤ ናይ ዚ ዘለናዮ ዘመን ዛንታ ኻኣ ኵናት ደኣ ግርም ነይሩ፤፤ ኣበይ ደኣ ኣላ ኤርትራ፤፤ ኤርትራ ደ ኣ ወሲዶማ፤ እታ ስማ ኸ፤ ስማ ዳ መይተ ድያ፤፤ ኮይኑ እቲ ዛንታ
@wewe5688
@wewe5688 11 дней назад
ክንዲ ናቱ ስራሕ ቕድሚ ምንቃፍካ ንስኻ እንታይ ሰሪሕኻ
@luelteame208
@luelteame208 14 дней назад
ራድዮ ሓሰውቲ
Далее
Conquering fears and slippery slops on two wheels!
00:18
POLI зовет Газана
00:12
Просмотров 217 тыс.
Conquering fears and slippery slops on two wheels!
00:18