Тёмный
No video :(

Raiena....ስለምንታይ እዩ ጽልዋ ዓረባውነት ኣብ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ኣፋፌት ሞት ዝርከብ፥ 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 2,5 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 11   
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መነቓቕሒ መደብ'ዩ ሓው ተስፎም ቀጽሎ!! ብዓል ስዒድ ተወከል፣ ልክዕ እታ ጀብሃ ዝተጠቕሙላ ሲስተም 'ዮም ዝጥቀሙ ዘለው። ከምቲ ትብሎ ዘለኻ'ዩ። ጀብሃ፣ ኣብ ኤርትራ ዓረባውነት ንምስፍሕፋሕ፣ ነቲ ዝበዝሐ ቁጽሪ ኣማኒ እስልምናን ወናኒ ስልጣነ ዝኾነ ዓቢ መንነትን ዘለዎ ህዝቢ ትግረ'ያ ኣዕኒያቶ። መጻሕፍቱ ኣቃጺላ ኸኣ ቋንቁኡ ብዓረብ ከም ዝትካእ ገይራቶ። ፈሺሉ ኸኣ። ሽዑ ዝተረመሰ ህዝቢ ትግረ ኸኣ ደጊሙ ናብ መንነቱን ቋንቁኡን ክምለስ ኣይከኣለን። ብወገና ውን ህዝቢ ትግረ ኣብ ምንቃሕን ኣብ ምሕቋፍን ዓቢ ድኽመት'ዩ ዘለና። ናይ ጀበርቲን ሳሆን ግን ደሓን ይቀመጥ!!
@SB10889
@SB10889 3 месяца назад
ጀለብያ ንጀለብያ መሊኣ ዓዲ
@danikamboni4131
@danikamboni4131 3 месяца назад
ጽቡቅ ኣቀራርባ ወዲ ንጉሰ
@samiyow
@samiyow 3 месяца назад
Xbuk medeb kexlo Tesfom hawna
@eyobfsahazion6815
@eyobfsahazion6815 3 месяца назад
ተስፎም ብጣዕሚ በሊሕ ሰብ ተጋሩ እስከ ንለብም ከም ተስፎም
@eriblood803
@eriblood803 3 месяца назад
Tesfom kondaf tewelige....ghena kitsilel ika....wedi mebelel 😅😅😅
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 месяца назад
ዝባላ ማለት "ጓሓፍ" ማለት'ዩ።
@mestewalie6479
@mestewalie6479 3 месяца назад
ክወፁ አለዎም ካብቲ ሆላንድ እዞም ጠባብቕ መርዚ ዛ ዐለም ዞኾኑ ፍጥረት ። ማንም ክርስትያን ክነቕሕ አለዎ አስላማይ ዝአመነ ማይ ዝሓቖነ ሓደ እዩ
@eriblood803
@eriblood803 3 месяца назад
😂😂😂😂😂😂
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 3 месяца назад
ኣታ ሃሳዊ ተስፎኦም ማሃሪ ኢዝግሀር ኣይምሃርካ ለክባት ወዲ ተስፋጺዮን ተረፍ ደርጊ ለክባት ሃሳዊ ክክክክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Далее