Тёмный

SAWA (Eritrea) 2023 - Exclusive Interview with Debesay Gide -- ቃለ መሕትት ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ኮ/ል በደሳይ ግደ። 

MERIH MEDIA
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 56 тыс.
50% 1

Alena Walta Hager interviews Col. Debesay Gide, the head of the Sawa Camp in western Eritrea.
ቃለ መሕትት ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓ/ማ/ስ/ሃ/ኣ ፡ ኮ/ል በደሳይ ግደ።
© Merih Media. All rights reserved.
#merihmedia #eritrea #sawa #debesaygide #alenawaltahager #maebelkiflay

Опубликовано:

 

31 авг 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 473   
@MerihMedia
Please Like Share & Subscribe MERIH MEDIA 🌿🤍🌿
@simdela4785
ንደበሳይ ግደ ዘይፈልጥ: ባዕሉ ይፍለጥ!!! ጅግናና❤🎉❤
@maekelemeasho3700
ባባ ደበሳይ እናተባህለ እወ።ኣሕ ሓሊፉ ጥዑም ግዜ ናይ ሳዋ ተዘክሮ።28 ዙር ኩልኻ like ርገጸለይ እስከ።
@yoditabel6204
እታ ንሕበነላ ሳዋ መዲና መንእስያት ብፍልጠት ተመክሮ ድስፕሊን ተሃኒጾም ንክወጹ ሓያል ጻዕሪ ጌርካ ተዓዊትካ ኢካሞ ሓበን ይስማዕካ ክቡር ጅግና ኮነረል ደበሳይ ግደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@traveltoeritrea7557
ኣያ ደበሳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና!
@user-tb2wf8xi7x
ሳላ ውሕሉል ምሕደራኩም ነዚ ሃገር ዘውሓሰ ኩሉ መንእሰይ ዝመልመልኩም ጀጋኑ ።ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጅግና ❤️❤️❤️🇪🇷
@nomoret.2017
ንሰላሳን ሓሙሽተን ዓመት ድሕሪ ናጽነት ጥራይ ኣብ ሓደ ቦታ ነዊሑኒ ወይ ተመንዩኒ ከይበለ፡ ብጽንዓትን ሓቦን ዝመከተ ሓርበኛን ሓገራውን ኣቦናን ኣያናን፡ ክበረልና ንበረልና።
@chamejohn6593
ኮ/ል ደበሳይ ጻዕዳ ልቡ❤❤
@ermiashabtemariam4511
ኮል ደበሳይ ግደ ዕድመን ጥዕናን ❤
@nebiatghebremariam51
መርሓባ ጀግና ኾረነል ደበሳይ መራሒ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን🇪🇷 ኣቦ መንሰያት ሰዋ ትሽዓተ ብሄራት እዚ ኩሉ ዓመታት ብትዕግስትን ትብዓትን ክብርን ምስጋና ይብጻሕኻ። ጅግና ኮረነል ደበሳይ ኣምላኽ ጸጋ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ። 🇪🇷💪🏻🇪🇷👍🏻🇪🇷❤️💕👏🏼🇪🇷👌🏻🌹🌷🇪🇷
@yohannesmedin7825
Well done, Col. Debassey Gide, may God bless you and shower you with unlimited health and joy. The last time I saw you was in 1977 in Bleqat Sahil training camp, when I had my military training, before I went to bet timhirti sawra. You are the most kind and generous person I ever seen.
@berihzeriu413
ሰላም ወዲ ሃገር ኮሪዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብሰላም ደው ኣብልካዬ ሃገር ❤❤❤❤❤🐪🐪🐪🌹🌹🇪🇷👍💪🙏♥️♥️❤️💪👍👏👏
@samuelmengsteab1822
ሳዋ ናይበሓቒ ቦታ ፍቕሪ ኢያ ኣነ ይዝከረኒ ገዛና ካብ ኩሉ ዞባታት ዝመጹ ምሕደሪ ኔራ ብፍላይ ድማ ደቒ ተሰነይ ደቒ ባረንቱ ደቒ ዓሰብ ይናፍቖ እቲ ግዜ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@semerefishale5357
ሃገር ክትህሉ መጀመርያ ሳዋ ትሃሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@yohannesgmeskel401
Proud to be An Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤
@er126er
Eritrea Land of heroes 🇪🇷❤️🇪🇷
@almaztzegazeab2232
ጅግና ኮ/ል ደበሳይ ዕድመን ጥዕናን ንሓይልታት ምክልኻልን ❤ንመራሕትናን ህዝብናን❤ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኤርትራ❤ዓወት ንሓፋሽ ❤Thanks Maebel❤
@azujigina4753
Proud to be Eritrean people 🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💪💪💪💪💪💪❤️❤️✅️✅️✅️✅️✅️✅️
@edenasfaw9409
Two of my nephews and 3 of my cousins have gone through Sawa and they are great full for the experience. Our family is proud of their service.
@minbarbtesfa6687
ሳዋ ካልኣይቲ ኣደይ ቡዝሓት የሕዋት ዝረከብኩላ ምስ ክሎም ከኣ ብፍቅሪ ኣለና ወላእካ መሪገጺና በበይኑ እንተኾነ Eritrea 🇪🇷 forever
Далее