Тёмный
No video :(

Solo Media - መልሲ ን'ኬሮስ ኣስፋሃ 

Solo Media
Подписаться 142 тыс.
Просмотров 46 тыс.
50% 1

News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here

Опубликовано:

 

27 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 585   
@micaeltsegai7065
@micaeltsegai7065 3 года назад
Amazing work solo media you are waking up our people keep up the good work
@michaelembayeasgodom6456
@michaelembayeasgodom6456 3 года назад
ሰልየ ንኪሮስ ምልምማጥካ ገሪሙኒ ምኽንያቱ ኣብዚ ማሕበራዊ ምድያ ካብ ዝፈልጠካ መብዛሕትኡ ግዜ ነዞም ተቃመርቲ ለልክዖም ከም እትህቦም እየ ዝፈልጥ። ኣብ ዕላማ ትኸዶ መገዲ ከኣ መታዓቢተይ ዘመደይ ሓወይ ዝበሀል ነገር ከምዘየለ ንዓኻ ክነግረካ ኣይኮንኩን።
@sarahaile463
@sarahaile463 3 года назад
Right bro
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 3 года назад
Eritrean for eritrean forever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-sk3dc3fj8i
@user-sk3dc3fj8i 3 года назад
ክሮስ ዘርዓይ ማዕረ እቲ ዝፈትዎ ዝነበርኩ ጸሊኤዮ እዚ መልመጺ ፎ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 года назад
እንታይ ከ ዝፍቶ ኔርዎ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 года назад
@@bltblt2473 ምሁር ፈላጥ ካኣ ንስኻ ። እንቃዕ ካኣ ክልቴና ደናቁር ኣይኮና።
@azebnegasie7911
@azebnegasie7911 3 года назад
@@berihuhadish2729 yeheguskani nay bahaqi mhur eka misnay libonaka kubur hawey bitaemi eye adenikeka 🇪🇷🙏❤
@sawatube
@sawatube 3 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-La7xB0OIpSs.html
@sarahaile463
@sarahaile463 3 года назад
@@bltblt2473 you too agame
@user-tx7ou2ws1t
@user-tx7ou2ws1t 3 года назад
ኪሮስን ኣድሓነትን ሓደ ዓይነት ጠባይ ኣለዎም ክልቲኦም ብ ስምዒት እንበር ብርድኢት ኣይዛረቡን እዮም
@alextek8741
@alextek8741 3 года назад
They are both Agame - period
@elaela3377
@elaela3377 3 года назад
👍Bravo ክልቲኦም ተጋሩ ስለ ዝኾኑ ፡ርእሶም ሐደ እዩ ፡ድሑራት🤣
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
Yase you are 👍👍👍🙏🙏🙏⛪️💯🕌❤️🐫🐪⛪️💯🕌💐💐💐💐it is for you
@yordanosberhe9217
@yordanosberhe9217 3 года назад
Sele hawey God bless you keep up an amazing work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷wedi erey
@michaelembayeasgodom6456
@michaelembayeasgodom6456 3 года назад
ሰልየ ኒኪሮስ ኣብ ገለ ምሳኻ ይሰማማዕ እየ ምባልካ ገሪሙኒ ። ኪሮስ ምስ ኢትዮጵያ ሓደ ኢና ኢሉ ደሪፉ ከይኣክል ምስ ኢትዮጵያ ዝተገብረ ውግእ ንሕና ኣብልዕሊኦም ኩናት ከምዝጀመርናዮ ብሓሶት ከም ዝመስከረ ኣብ UN ከይዱ ኣሎ ዝበሃል ጸለመ ኣጸሊሙ ከይተርፍ ንወያነ ንኤርትራ ንኽኣትዉ ነፍቅድ ዝብል ሰብ ከመይ ገርካ ለምሊምካ ትምልሰሉ?
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr 3 года назад
Eeewwwaaa gerimuni🤔🤨 they are all same shit
@hhhhhh8095
@hhhhhh8095 3 года назад
ሶሎ ጽቡቕ መልሲ እዩ ሂቡዎ እታ ዝሰማምዓላ ካኣ ገሊጽሉ እዩ ኣብታ ናይ ሃይማኖት
@seblemehari2817
@seblemehari2817 3 года назад
አነውን ምሳካ እየ ገለ ገለሌኩም ንኢሳያስ ዘሀረኩም እንዳመሰለኩም ሀገር ክትፈርስ ከምትሰርሁ አትረስእዎ አብ አለም ከም ናይ ኤርትራዊ ንሀገሩን ንህዝቡን ዝክህድ ሪኤየ አይፈልጥን
@alextek8741
@alextek8741 3 года назад
They are all the same shit, one is real Tigraway, the other is fake, hands off Eritrea, Eritrea for Eritreans only.
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy 3 года назад
ንስኻ ከምቲ ዝመስለካ ጌርካ ንኪሮስ ብቐጥታ መልሰሉ። ዮቱብ ንኹሉ ማዕረ እዩ። ካብ ዓስ በላስ ዓስ ይቐልል።
@eliaskeleta9962
@eliaskeleta9962 3 года назад
ህውሓት እትረፍዶ ኤርትራ ትኣክል ሃገር ክወርር ዓቅሚ የብሉን 27 ዓመታት ብምራባዉያን ብሪሞት ኮንትሮል ክትምሓደር ድጸንሕት ኢትዮጵያ እንታይ በሰላ ገድፍላ ሓሊፉ ኣሎ? እሞ እዞም ናይ ምዝያም ተዉህቦ ዘለኩም ሰባት ኣይግደን?
@nuredinnegash4037
@nuredinnegash4037 3 года назад
ሰሎ ብነብስካ ለባምን ስነ ስርዓተኛኝ ኮንካ እምበር ነዚ ብዕራይ ንለባም አምተሉ ንዓሻ ደርጉሓሉ እንድዩ ክትድርጉሓሉ እዩ ዘለካ አብ ሃገር መትዓቢቲ ዘመድ ክህሉ የብሉን እምበር በቲ ናቱ እኮ ሸይጥና እዩ እዚ ዕሱብ ምሳኻ ዝማጣጠን አይኮነን
@piealpha795
@piealpha795 3 года назад
ስማዕ ሰለሞን ደሓን ኣለኻ እንዳ በልናካ ምስ ሓንጎሎም ንፋጥ ዝመልኤ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስብ ኣርቲስት ኢና በሃልቲ ክትማላለስ ኣይ ቦታኻን እዩ ። እዞም ክልተ ሰለስተ ወለዶ ከይከድ'ካ ሓደ እግሮም ትግራይ ዝኣቱ ናይ ገንዘብ ዕሱባት ኣሽምባይ'ዶ ክትምልሰሎም ከም ዘለዉ ከማን ክትዝክሮም የብልካን ፣ ካብ ምውታን ንታሕቲ ስለ ዝኮኑ !!
@erimetera4208
@erimetera4208 3 года назад
Yes kiros is the most dirty person and also Al nahda ( Muslim Agazian )
@peteryib5612
@peteryib5612 3 года назад
ኪሮስ ሸያጢ ሃገር።
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 года назад
እንታይ ዓቁሚ ኣለዎ ወደይ ሃገር ክሸይጥ ወሪድዎ ደይ ኣብ ኣፍካ እዚ ዝተርፍ ቅማቅ ዘረባ እግዝአብሄር ኣሎ ወደይ ንኹሉ ዘየዳሉ ንኹሉ ዝቅይር
@sawatube
@sawatube 3 года назад
@@user-uz9qe6rw4z ኤርትራዊ ድዩ ከ ኪሮስ ለማኒ
@sarahaile463
@sarahaile463 3 года назад
@@sawatube no he is not eritrean
@elaela3377
@elaela3377 3 года назад
ኪሮስ ሃላይ ናይ ነብስኻ ግበር ናይ ኤርትራ አይምልከትካን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@saraberaki2613
@saraberaki2613 3 года назад
ደንቆሮ
@user-jv4on9gc2o
@user-jv4on9gc2o 3 года назад
ኣድጊ ልዕሊ ኪሮስ ዲኻ ኤረትራዊ ኮይንካ 🤔
@MayEritrea
@MayEritrea 3 года назад
@@user-jv4on9gc2o ኤርትራዊ ተኾይኑ ብርግጽ ልዕሊ ኪሮስ እዩ።ኪሮስ ትግራዋይ ስለዝኾነ።
@sawatube
@sawatube 3 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-La7xB0OIpSs.html
@piealpha795
@piealpha795 3 года назад
ስማዕ ሰለሞን ደሓን ኣለኻ እንዳ በልናካ ምስ ሓንጎሎም ንፋጥ ዝመልኤ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስብ ኣርቲስት ኢና በሃልቲ ክትማላለስ ኣይ ቦታኻን እዩ ። እዞም ክልተ ሰለስተ ወለዶ ከይከድ'ካ ሓደ እግሮም ትግራይ ዝኣቱ ናይ ገንዘብ ዕሱባት ኣሽምባይ'ዶ ክትምልሰሎም ከም ዘለዉ ከማን ክትዝክሮም የብልካን ፣ ካብ ምውታን ንታሕቲ ስለ ዝኮኑ !!
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 3 года назад
ክክክክክክክክክክክ ኪሮስ መታዓብይትኻ ስለ ዝኾነ ብዛዕባ ኢርትራ ክዛረብ ደጊፍካ ሓደሓደ ኣገላልጻኻ ዜሮ ትሰዶ ::ኪሮስ ጭው ዝበለ ቆማል ዓጋመ እዩ::ኩቡር ፕሬዝዳንት ኢሰያስ ኣፎርቂ ክኣ ዕድሚኡ ሙሉእ ነዛ ሃገር ዘገልገለ ጅግና ሰብኣይ እዩ ወዲ 80 ዓመት ኢልካ ክትዝንጥሎ ኣይነፍቅድን ኢና::
@tekleababoy5745
@tekleababoy5745 3 года назад
Ambess tawet tawet tawet
@alextek8741
@alextek8741 3 года назад
Kiros wala solomon, both of them are losers
@eritreansea5026
@eritreansea5026 3 года назад
Thank you brother God bless you. Eritrean people's don't forget
@dehabamine2322
@dehabamine2322 3 года назад
Lebam melsi. I respect you for putting forward your answer in a respectful manner.
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 3 года назад
Forsa Solo hawna bertie jigna wedi Eritrea kiber niber .
@lidyaeitrea3402
@lidyaeitrea3402 3 года назад
ኤርትራ ብኤርትራውያ እዩ ዝፍታሕ እዝኢም ለኪባጣት ኣየድልዬምናን እዩም
@piealpha795
@piealpha795 3 года назад
ስማዕ ሰለሞን ደሓን ኣለኻ እንዳ በልናካ ምስ ሓንጎሎም ንፋጥ ዝመልኤ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስብ ኣርቲስት ኢና በሃልቲ ክትማላለስ ኣይ ቦታኻን እዩ ። እዞም ክልተ ሰለስተ ወለዶ ከይከድ'ካ ሓደ እግሮም ትግራይ ዝኣቱ ናይ ገንዘብ ዕሱባት ኣሽምባይ'ዶ ክትምልሰሎም ከም ዘለዉ ከማን ክትዝክሮም የብልካን ፣ ካብ ምውታን ንታሕቲ ስለ ዝኮኑ !!
@samsonama6855
@samsonama6855 3 года назад
ክላ ሳክት
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 3 года назад
ሶሎ ንኪሮስ ደኣ ሓዉና ኣብዚሕካሉ ትፈልጦ ዲኻ ኣዲኡ 💊ኣረጋሽ ኢትዮጵያዊት እያ ብ ዓባያ እያ ኤርትራዊት ዓባያ ዘመደይ እያ ኣቡኡ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዕበየ ኢትኦጵያዊ እዩ ስለዚ 💊ኪሮስ 💊ሙሉእ ትግራዋይ ኢትኦጵያዊ እዩ ኣብ ናይ 🇪🇷ኤርትራ 🇪🇷ጉዳይ🇪🇷 ኣይምልከቶን እዩ ። .።
@tekestean
@tekestean 3 года назад
ኪሮስ ጉሐፍ ሐንጎል ደርሆ ትግራይ አብይ ዘላ ኢያ ትግራይ ብትን ብትንትን ፋሕፋሕ ሶል ግን
@gerebeygerebey948
@gerebeygerebey948 3 года назад
Adams, ni kiros tserfi elkas hangol derho elkayo!! Derho dea kindey tikmi alewa hawey ezi harie zibea mibal mihasheka.
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 3 года назад
Solowe malet ezi eyu ajoka kesilo my Allah bless Eritrea people and Eritrea
@jesusismylord.3041
@jesusismylord.3041 3 года назад
You are real person and pick out the truth for TPLF(junta).
@MayEritrea
@MayEritrea 3 года назад
ላንጋ ላንጋ ኣይትኹን ሓቁ ሓቁ ንገሮ ነዚ ኣስመራ ዝዓበየ ወያነ ትግራዋይ ኪሮስ ኣስፍሃ ፖለቲካ ኣይርድኦንዩ ደርጉሓሉ ትግራዋይ ኢኻ ብዛዕባ ትግራይካ ተዛረብ በሎ።
@davenelson8962
@davenelson8962 3 года назад
ሓሳብ ምፍራስ ይበልጽ ጋብ ጎንጺ ፡ኪሮስ ኢስርትራዊ እዩ ፡ ታርግኡ እዩ ናይ ትግራዎት
@MayEritrea
@MayEritrea 3 года назад
@@davenelson8962 ዝመጽእ ጎንጺ የለን ኩሉ ፈቲኖም ፈሺሎም እዬም ብኤርትራዊ ዝመስል ትግራዋይ ኪሮስ ኣስፍሃ ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ዝነዝሑ ዘለው ብኻልእ ስለ ዘይከኣሉና እዩ።
@shimshonlevin1519
@shimshonlevin1519 3 года назад
🙏🙏🙏🙏🙏 bro.. Hawekha sami from ISRAEL u r right 🇪🇷 will prevail 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@MayEritrea
@MayEritrea 3 года назад
@@shimshonlevin1519 👍💚💙💛❤️🇪🇷
@elaela3377
@elaela3377 3 года назад
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rezeneghilamicael7885
@rezeneghilamicael7885 3 года назад
ምዚኦም ድካም ጥራይ እዩ ክርድኡ ኣይደዩንዮም ትግራዎት ንትግርዎት ምእማን ማይ ምዕማክ ማለት እዩ። ካብ ታሪክ ዘይምሃሩ ኤርትራውያን ይገምኒ እዩ። ን20 ዓመት መንዩ ብሕጊ ዝተፈርደ (Final & Binding) ጎቢጥዎ ዝጸንሓ 🦇
@teklit3568
@teklit3568 3 года назад
ብሓቂ፡ እንጀራ ዓለም ብላዕ
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 3 года назад
Ni bahqi
@piealpha795
@piealpha795 3 года назад
ስማዕ ሰለሞን ደሓን ኣለኻ እንዳ በልናካ ምስ ሓንጎሎም ንፋጥ ዝመልኤ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስብ ኣርቲስት ኢና በሃልቲ ክትማላለስ ኣይ ቦታኻን እዩ ። እዞም ክልተ ሰለስተ ወለዶ ከይከድ'ካ ሓደ እግሮም ትግራይ ዝኣቱ ናይ ገንዘብ ዕሱባት ኣሽምባይ'ዶ ክትምልሰሎም ከም ዘለዉ ከማን ክትዝክሮም የብልካን ፣ ካብ ምውታን ንታሕቲ ስለ ዝኮኑ !!
@ya-fl5bt
@ya-fl5bt 3 года назад
Lokumax aklabat issaias husurat ekum
@helenkidane763
@helenkidane763 3 года назад
ኤርትራ ን ኤርትራውያን ተፈጸመ። ችሮስዋ ብዛዕባ ወያነኻ ሕሰብ
@freweyniasfaha9909
@freweyniasfaha9909 3 года назад
ሶሎ ጅግና ሓውይ ካብቲ መሪር ኤሪትራዊነት ደምካ እንዶ ኣለቓሓዮም ስጋብ ዝምሃሩ
@m.h5064
@m.h5064 3 года назад
Thank you ሶል መቅሰን ።
@user-vy6vz6ot6z
@user-vy6vz6ot6z 3 года назад
ኪሮስ ዊስኪ ቀርበሉ ጽብቅ አለካ ክብለካ ኢዩ
@elaela3377
@elaela3377 3 года назад
👍👍👍
@meharigoitom8679
@meharigoitom8679 3 года назад
Bravo
@yemanehaile5087
@yemanehaile5087 2 года назад
ሐዉና ኢልካዮ ነዚ ጠላም ከዳዕ
@theguanners1091
@theguanners1091 3 года назад
ኪሮስ ካብ ዝልብም ብዕራይ ክወልድ ይሓይሽ እዚ ሃላይ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ።
@eelias3043
@eelias3043 3 года назад
ናይ ባዓል ኪሮስ ጸገም ብሙዚቃ እንተታዓዊትካ ኣብ ኩሉ ሙዚቀኛ ክትከዉን ልቸንሳ ስለዝመስሎም እዩ።
@piealpha795
@piealpha795 3 года назад
ስማዕ ሰለሞን ደሓን ኣለኻ እንዳ በልናካ ምስ ሓንጎሎም ንፋጥ ዝመልኤ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስብ ኣርቲስት ኢና በሃልቲ ክትማላለስ ኣይ ቦታኻን እዩ ። እዞም ክልተ ሰለስተ ወለዶ ከይከድ'ካ ሓደ እግሮም ትግራይ ዝኣቱ ናይ ገንዘብ ዕሱባት ኣሽምባይ'ዶ ክትምልሰሎም ከም ዘለዉ ከማን ክትዝክሮም የብልካን ፣ ካብ ምውታን ንታሕቲ ስለ ዝኮኑ !!
@Nefertitihurga
@Nefertitihurga 3 года назад
እዋይ ንስኻ'ምበር ትገድድ ንኪሮስ ሓርኢስ ኮፍ ኢልካ ከም ኣርእስቲ ከተቅርቦ!!!! ኣንታይ ኢኻ ኮይንካ? ናእይ ሎሚ ዘረባኻ ሃጥው ቀጠው'ዩ። ፈቲኻ ጸሊእካ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጅግና ኣዩ። ከም ኢሳያስ ከኣ ሚሊዮናት ተፈጢሮም ኣለው። Eritrea is in aa good hand.....
@alextek8741
@alextek8741 3 года назад
Zgermyu
@Eritrea-dg8qj
@Eritrea-dg8qj 2 года назад
@ZEYSHARAWIT ERITREA ዘይሻራዊት ኤርትራ I love you Baba fache. Nd thanks for everything you doing for us ☮️
@amaremebrahtu4266
@amaremebrahtu4266 3 года назад
Thank you solo.keep on exposing the enemies of Eritrea,it makes us prepare and more United .
@getup5224
@getup5224 3 года назад
ሰለሙን ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣዘራርባኻ ኣዝዩ መሳጢ። ክብርሰብ ሓሊኻ ኣደብ ዘለዎ መልሲ ምምላስካ ኣዚኻ መሲጥካኒ ቀጽሎ ።ነ'ቶም ዘይእርኑብ መልሲ (ነቐፌታ) ዝምልሱ ሰባት ድማ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ።
@mahmudibrahim3970
@mahmudibrahim3970 3 года назад
Bravo sele hawey
@terhasande1020
@terhasande1020 3 года назад
Selam Selam solo wedi Erey jgina 🇪🇷🇪🇷👍👍⚘⚘🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
Yase you are the rihgt ሶሎ ውድኤ ኤር 🇪🇷🇪🇷👍🙏🙏🙏⛪️💯🕌❤️🐅🐪🙏🙏🙏👍👍⛪️💯🕌💐💐💐💐💐
@mdeufdhc4760
@mdeufdhc4760 2 года назад
ናይ በሓቂ ላባም ከማካ ይብዝሑ ጅግና
@nettentertainment
@nettentertainment 3 года назад
ነዛ ኮመንቲ ተንብቡ ኣደይማሪያም ትሓልኩም ኣሜን፡💒💒💒 ኣብ ፕሮፋይል ኣቲኩም ቤተስብ ኩኑ
@tigestchakilo2764
@tigestchakilo2764 3 года назад
lkumstie agam
@aronkahsay7834
@aronkahsay7834 3 года назад
amen amen amen
@Brhanezemichaelw.Nazu12
@Brhanezemichaelw.Nazu12 3 года назад
Amen (3)
@alganesht4411
@alganesht4411 3 года назад
Betami nay lebamate melssi hibkayo mis kbretu wedie kuburat slezikonka Solomon edmen tenan yehabka
@d.w.2833
@d.w.2833 3 года назад
ስለምንታይ ተቃበጠሮሉ ኣለካ፧ እዚ ኺሮስ ዝባሃል ሰብ ትግራዎይ እዩ። ንሱ ንጥቅሚ ትግራይ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ።
@senait9301
@senait9301 3 года назад
Merhaba sol haway natay wedi Eri jigina belom iske Nezom kondafat junta wedi junta 🇪🇷🇪🇷👍
@aradamedia8997
@aradamedia8997 3 года назад
Kiros is paid of agent i lost respect for him
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 3 года назад
@@chuksokadigbo4750 kkkkk😁😁👍
@belesd2165
@belesd2165 3 года назад
He agame
@Eritrealove-bg4st
@Eritrealove-bg4st 3 года назад
Gegna xbuq melsi bro danke
@selamselam1043
@selamselam1043 3 года назад
ናይ ባሓቂ
@huruyredie7760
@huruyredie7760 3 года назад
Sele hawey btaemi adnikeka slezi mszi lebam hasabka keydekemka hzbka ketenkh ylebeweka. Amlak edmen tenan yhabka waww 🤝🙏👍
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 3 года назад
Kiros hali men seb seb misqtsro eu ezi gahaf Sol kia tilmlim alka kiros da entay qumnegr alo niska kia langa langa tikewin alka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@azariacossa8017
@azariacossa8017 3 года назад
Waw btaemi gobez hager nabakum yewdka kinkesn Eritrea
@nurihubi7008
@nurihubi7008 3 года назад
Amlak.....alo elka Kab gobo aytsdefn.....haqi belka.. solo hawey 👍👍👍👍👍👍
@grmaybereket5193
@grmaybereket5193 3 года назад
ኣንበሳ ሰልየ ሓወይ ብኽብሪ ምምላስካ ይሕጉስካኒ ንኪሮስ ። ኪሮስ ዓቢ ሓዉና እዩ ብትሕትና ምምላስ ልምዲ ክንገብር ኣለና።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 года назад
ሰሎ ምስ በዓል ክሮስ ኣበየናይ ነጥቢ ኢኻ ትሰማማዕ? እዚ ሰኽራም ውርደተኛ መራሕትናን ሃገርናን ብስኽራን ዘነኣእስ: ካብ ተጋሩ ብምንታይ ንፈልዮ?: እዞም ፍትሒ'ዶ ለውጢ'ዶ እናበልኩም ብኣጀንዳ ጁንታ ኮለል ትብሉ"Game Over" ኢልናኩም ኢና ብምስልዩነት ዝመጸት ሃገር የብልናን ብኽቡር ዋጋ'ምበር🇪🇷✊️::
@rahwahaj-ali7666
@rahwahaj-ali7666 3 года назад
Weyane ytref neritra ntgraiy zemehadr power yeblomn bjakum bafkum iytteababaywom
@fishalewedi9765
@fishalewedi9765 2 года назад
Seliye btami jigina 🤝💪💯🇪🇷👈
@hanateckie6451
@hanateckie6451 2 года назад
GOD bless you
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 года назад
Solo median. Thank you so much.✊✊✊✊💝🇪🇷✔👈ንትገበሮ ድምፅ ውጻዓት።
@abrish1988
@abrish1988 3 года назад
ሶሎ ጅግና ኣታ ኣነስ መግለጺ ቃላት ስኢነልካ;wonderful ንገሮም 'ስከ plz.
@yirgalemyohans3438
@yirgalemyohans3438 3 года назад
ኣበሳ 🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷
@saras3315
@saras3315 3 года назад
ሶሎ ሐወይ ከማካ ጅግና አይራእኩን እዝአቶም ጽልላት እዬም ሐንገለም ብበረክና ምሕጻብ አለዎም
@genetgebrhiwetwelday8431
@genetgebrhiwetwelday8431 2 года назад
Qexelo ajoka solo Hawey eritrean kebur menenet eritrean kebur menenet eritrean ne eritrawan eya jeganu eritrawan kebren mogosen nesmatat eritrean 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@genetgebrhiwetwelday8431
@genetgebrhiwetwelday8431 2 года назад
Selam wosenay nekulatna ab zezelnayo shikornatat dek eri marey solo Hawey jigena eka nay abotatka xebuk girkayo egzabher amlak hagrnan hezbnan yehalwa amen amen amen amen
@sarazerai2180
@sarazerai2180 3 года назад
ስደተኞታት. ደይገደፉ. አብ ዐዲ አቲዮም እንታይ. ከም. ደገብሩ ንምግማት አይከብድን ዩ ።
@robelnegasi2238
@robelnegasi2238 3 года назад
Nic job sole hawey
@husseinnoor5763
@husseinnoor5763 3 года назад
Selam my younger brother , you are doing very keep the good job. Regarding Keros , he is confused and stretching himself longer than his ability. He is talking nonsense. Keros you are Artis not politician and stick to your professional and stop your halewel. Eritrea is for Eritrean forever. Success for Eritrean people and downfall to Weyan Junta
@davenelson8962
@davenelson8962 3 года назад
ሶል ወላ ኸም ሰብ ውን ከተልዕሎ ኣይነበርካን ነዚ #ዝንቡዕ መንእሰይ ፡ ኪሮስ ንስድራኡ ዘይሕጎሰ ንሃገር ኽሕጉስ ሓሲብካ ። ኪሮስ ናይ ሕውሓት ተዳናጋጺ እዩ ።
@nalemna
@nalemna 3 года назад
Sele amlkhe sederakha yebarekhe adiaun hegerun zekhebere kubur eyu ajokha meskha alena
@dehabghebreluul3502
@dehabghebreluul3502 3 года назад
ተስፋዘይብሎም ዶቆረታት ተስፋዝሳኣኑ? ኤረይ ክትነብርያ 🇪🇷
@beautifulday7502
@beautifulday7502 3 года назад
Solo haway you are so smart we need you to think big big Don't west your time on those who don't deserve your time and energy 😂😂😂😂😂😂Kubur yekbreka maere nebsu 💕💕💕💕
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 3 года назад
Koris guhaf eyu aytegdeselu solo
@medhanegebremeskel5889
@medhanegebremeskel5889 3 года назад
Koris haswi
@selemunsyum1570
@selemunsyum1570 3 года назад
ጽቡቅ መልሲ ሶሎ ነብሲ ፣ እታ ናይ መለስ ዜናዊ ዝመለሳ መልሲ ስደደለይ እባ ብምልእታ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ?
@piealpha795
@piealpha795 3 года назад
ስማዕ ሰለሞን ደሓን ኣለኻ እንዳ በልናካ ምስ ሓንጎሎም ንፋጥ ዝመልኤ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስብ ኣርቲስት ኢና በሃልቲ ክትማላለስ ኣይ ቦታኻን እዩ ። እዞም ክልተ ሰለስተ ወለዶ ከይከድ'ካ ሓደ እግሮም ትግራይ ዝኣቱ ናይ ገንዘብ ዕሱባት ኣሽምባይ'ዶ ክትምልሰሎም ከም ዘለዉ ከማን ክትዝክሮም የብልካን ፣ ካብ ምውታን ንታሕቲ ስለ ዝኮኑ !!
@mahamudidris3892
@mahamudidris3892 2 года назад
Danke schöen bor 🇪🇷👌🕌⛪❤🇪🇷
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 3 года назад
Ata entai da lomis lemlimkalu nezi melmetsi shahni Kirod afafis seb meslkas tilmlimelu hade gahaf eko eu amintay emo kibtsih ab mas meda afiru yterf Eritrea bi eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@ghideygabrazge274
@ghideygabrazge274 3 года назад
የቀንየልና ሶል ሐውና
@frebeyan9190
@frebeyan9190 2 года назад
Welcome solo so bravo
@davenelson8962
@davenelson8962 3 года назад
ኪሮስ ምስትውዓል ዝጎድሎ ዝንቡዕ መንእሰይ እዩ ።
@azmeratsegay5956
@azmeratsegay5956 3 года назад
Bravo kab tegaru eziom eritreawyan ena bahalti gedidemuna alewu
@sarajoh313
@sarajoh313 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@darklovelife6771
@darklovelife6771 3 года назад
Solo jigna kemaka ybzhu 😍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪💪💪
@titirezene9592
@titirezene9592 3 года назад
Abe adi ewerat beale hade ayenu yenges deyu zebhale hebi eretera kulu mekur wethader mekanom ayeletun beale kiros temesegen adehanet jiji aliks kahsay kulom sebrti xahli🇪🇷❤
@samieriboy8145
@samieriboy8145 3 года назад
Bravo solo ajoka kexlo we are with you
@tedros5352
@tedros5352 3 года назад
እዋይ ልቦና ሶሎ ሓወይ እንቃዕ ናይና ኮንካ so thanks more
@humedthekeren1161
@humedthekeren1161 3 года назад
Dihri degim Ezi kula kedae wedi kedae 🐀🐀tewelje🐍🐍 ab Eritra bota yeblan!! Kula kea nay eda kitrekib eya! Solo ambesa kindi 1000 kexilo kulu Eritrawi misaka eyu zelo!! 💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@tedrossemere3352
@tedrossemere3352 3 года назад
Solo well done .
@robielmana7301
@robielmana7301 3 года назад
ሶሎ ጥዕና ይሃበለይ ፡ሰላም ክትህሉ ተስፋ እገብር፡ ጽቡቅ ስራሕ ኢኻ ተቅርብ ፡ኣዝዩ እዋናዊ ዛዕባታት ኣልዒልካ ኢኻ ትትንትን፡፡ ናይዞም ጁንታን ጁጅ ማጁጅ ኣጀንዳ ጥራሕ ኣይኮነን ፡ከም ስልቲ ተየቂሞ ኣብ ልዕሊ ኤሪትራውያን ከተግብሩዎን ፡ ክሰራሁሉን ዝጸንሑን እዩ።ርህራሄ ዘየብሎም ጨካናት፡ ናይ ኣፍሪቃ ናዚ እዮም። ብቀሊሉ ዝትንተን ጉዳይ ኣይኮነን ፡ብሸለልትነት ዝረኤ ዛዕባ ኣይኮነን ዘልዕሉ ደለዉ፡ ሱር ዝሰደደ ኣረሜንነት ቶንከል እዩ። ነዞም ሩዃን ወዲ ሩኳን ብቀሊሉ ወይ ብሸለትነት ክሕለፉ የብሎምን፡፡ሚዛናዊ ኮንካ ምኻድካ ጽቡቅ እዩ፡ዓቅልኻን ብልሕኻን እዩ ዝገልጽ፡፡ ከይሰልከኻ ኣጋልጾም ፡ብዙሓት ዜጋታት እዮም ዝከታተሉኻ ፡፡ በርትዕ ፡በርትዕ ኣብ ቀጻሊ ፡፡
@belayyhones7327
@belayyhones7327 2 года назад
ትተና ናይ ባሐቂ ኪሮሲ ጎሐፍ በረኻ
@ibrahimsalih7676
@ibrahimsalih7676 3 года назад
Thank you solo
@mjbanda4088
@mjbanda4088 3 года назад
በየናይ የእጋር አሰጋጋር በለት፦፦፦፦፦ በየናይ ዓቅሞም እዞም ረስሐት ገና ክጸንቱ እዮም ጠባይ ተዘይ ጌሮም ፡ሃገርና ከኣ ባዕልና አለናያ እቶም ደቂ ሃገር ፡ አፍኩም ሓዙ ኣቱም ደቃሉ ተወልጀ።
@sandrosdet2895
@sandrosdet2895 3 года назад
❣️🇪🇷❣️✔️💪🏾
@daniehagos3312
@daniehagos3312 3 года назад
sele haweyy abi sebbb ajokummm lomi enaxereye ey zkeydddd zelo anhana trayyy aynhameq
@user-jj5no6gu2j
@user-jj5no6gu2j 3 года назад
ናይ ብሓቂ ብሱል ኤርትራዊ ቀጽል
@SAHLEY-61
@SAHLEY-61 2 года назад
ብጣዕሚ ዝነኣድ ኣቀራርባ ምስ መርትዖታቱ። እዚ መልእኽቲ እዚ ነቶም : ብጽልእን ቅርሕንትን ናይ ውልቀ ሰባት ዓዊሮም ኮነ ኢሎም ኣንጻር ኤርትራዊ መንነት ዝተዓጥቁ ዕሱባት ዘይኮነስ : ነቶም ብዛዕባ ሃገሮም ሕማቅ ክዝረብ ሰሚዖም ዝሓሙ ፈውሲ'ዮ እሞ : ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ::
@naka46t
@naka46t 3 года назад
ሓላፍነታዉን ሰብአዊዝኮነ ስራሓትካ ቀጽሎ ብራቦ:: ታሪክ ይምዝገብ እዩ ዘሎ
@ahmedsawray2216
@ahmedsawray2216 3 года назад
Nay bhaqi zsma zaraba Respekt 🙏🙏
@MorganaDeluca
@MorganaDeluca 3 года назад
ናይ ብሓቂ ሰሌ ወዲ ህዝቢ እዩ ነባሪ ስርዓት ኣይኮነን ምስ ግዜ ተቀያሪ እዩ ። ናይዚ ጋህታፍ ኪሮስ ሓሳብ ግን ናጽነታ ዘምጸት ሃገር ኣይትግዝኣን እዩ ዝብል፡ ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተዘኪርና ግን 1997 እንታይ ክገብሩ ይመጹና ኔሮም።
@user-ht1wn6bl3k
@user-ht1wn6bl3k 3 года назад
ዋው ተባረክ ዝወደይ: እዛ ብጀጋኑ አቦታትን: አሕዋትካን: ዝመጽኤት ሀገርና መጻወቲ: ተጋሩ ክገብርዋ ከለዉ ።ብጣዕሚ እና ንሐዝን: አጀኹም እሕሊፍኩም አይትሀቡዋ:ሀገር ንዓኹም እያ ።
@binyamghebre9079
@binyamghebre9079 3 года назад
Solo haway dzeruewa yatsdu alewu Hegel eritera hzibi kethfue ytefue alewu thank solo we appreciate you
@senait9301
@senait9301 3 года назад
Kiros junta wedi junta belom iske 🇪🇷🇪🇷🌹
@user-fn1xy6rv2i
@user-fn1xy6rv2i 2 года назад
Kiros one of the best man 100%
@anna-mariaasfha9264
@anna-mariaasfha9264 2 месяца назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽
@alextom6372
@alextom6372 3 года назад
Well done Solo.👏
@ssmruz6452
@ssmruz6452 3 года назад
Thanks dear for your good work 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@robeltemesgen3158
@robeltemesgen3158 2 года назад
Ayteskfe kabzi zekfe aymexen eu
@hassanomardin9228
@hassanomardin9228 2 года назад
Keros tegrawai eyou. Eretriawian keros zebahal sem ayewtsoon eyom . Weyane qendi tselaeti Eretria eyom begebre .
Далее
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Просмотров 29 млн
Wife habit 😂 #shorts
00:16
Просмотров 61 млн
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн
New Ertrean Live TikTok //24//08//2024
1:07:29
Просмотров 12 тыс.
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Просмотров 29 млн