Тёмный

Solomon Yikunoamlak - Emhoy Azmera (እምሆይ ኣዝመራ) - New Ethiopian Tigrigna Music 2019 | Official Video 

Lele Entertainment
Подписаться 200 тыс.
Просмотров 534 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 965   
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 года назад
ዪቱብ ካብ ዝከታተል ሎሚ ቀዳመይቲ ኮሜ ይፅሕፉ ኣለኩ እሞ ንስኩም ከኣ ላይክ ኢልኩምኒ ሕለፉ ለሚነ ዘይፈልጥ ከመይ ውዒልኩም ከመይ ኣምሲኩም ተጋሩዋኒ ይብል ኣለኩ ኣነ ውን ሰላምኩም ይብዛሕ ብዘለክምዎ
@ህያብገጠራትትግራይ
Ane kedimeki endye gn dhan like
@godblessforall1481
@godblessforall1481 4 года назад
👍 👍
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 года назад
@@ህያብገጠራትትግራይ ቋዕ ላይክ ገበርካ ናይ ምቅዳምስ ዳሓን ክክ
@ህያብገጠራትትግራይ
@@ፀጉሸፈታዊትኩሉ aykedmkukn?
@ጋልዞምተጋሩ
@ጋልዞምተጋሩ 4 года назад
ዋይ ኣነኸ ኩሉ ግዘ 300 ንላዕሊ
@ኣደናታሚን
@ኣደናታሚን 4 года назад
ሰልየዋይ ጅግና ብባህሉን መንነቱን ሕቡን ትግራዋይ ንስኻስ ከምስራሕክካስ ላዕሊ ክትበፅሕ ኔሩካ እስቲ ደቂዞም ወረጃ ህዝቢ ላይክ አግርጭው አቡሉኒ
@ሃገረትግራይእየዝደሊ
ሰሎሙን ክቡር ፅሩይ ትግራዋይ ብመንነቱ ዝኾርዕ እዩ!!!! ሕበሩ ሰመሩ ተጋሩ ፀላእኩም ይሕረሩ ብዕራይ ናብ ዘበለ ይበል ዕርፊ ኣጽንዕ ትግራዋይ:: ኣምሓራን ኣብይን የማን ጸጋም እንተፈከሩ ናይ ጻዕረ መቶም ኢዩ።
@شيشاياثيوبي
@شيشاياثيوبي 4 года назад
I Love You Tigiray
@ጋልዞምተጋሩ
@ጋልዞምተጋሩ 4 года назад
ተጋሩ ንሕና እንትንሓብር ድኽነት ንቐብር
@xxxtube2870
@xxxtube2870 4 года назад
ብዙሕ ዝሰረሐ ግን ብዙሕ ዘይተነገረሉ ሴሌ ጀግና ዝፈቱ #like
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 4 года назад
ማዕበል tube ብጣእሚ መስተባህላይ
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ብጣዕሚሰልየናይበሓቂጅግናእዩ።
@roozkiros6065
@roozkiros6065 4 года назад
ብሓቂ ሃም ስሌ ዝበለ ይብዝሓልና
@Finan2000
@Finan2000 4 года назад
Nay bihake
@Landa500
@Landa500 4 года назад
ድምንታይ ይመስለካ ሓቂ ስለ ድደርፍ ይኡ። እዞም ኣሕዋቲናለ ሓቂ ይፈርሑዋ ይኦም። "ሓረጉ"
@SaraSara-hp2if
@SaraSara-hp2if 4 года назад
Sol shikor btami des bahali
@brexman2384
@brexman2384 4 года назад
ልክዕ ኣለኻ ሰሌ ሓወይ፡፡ ትግራይ ዓደይ ካብዛ ጉዳም ሃገር መዋጽኢ ይፍጠረልኪ
@nurad8566
@nurad8566 4 года назад
Dey zbl srah seliye hawey 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👏👏👏👏👏👏👏👏👊❤
@ሽኹሽኹታሽኩ
@ሽኹሽኹታሽኩ 4 года назад
Sol ትፅቢትካ እኮ ተነውሐና ብእትሰርሖ ሙዚቃን ግጥምን ካብቶም ዓጀውጀው ዝብሉ ክልተ ግጥሚ ሒዞም ብ100% ህዝቢ ትግራይ አብ ግንኻ ዘሎ ቀዳማይ ብሓድሽ እስታይል ሙዚቃኻ ልቢ ህዝቢ ዝአተኻ ኢኻ ቀፅለሉ። #ብኹሉ ነገር ቀዳማይ ዝወፆ የብሉን 👌👌👌
@simratethiopia7131
@simratethiopia7131 4 года назад
እዊ ዘሓወይ ማዓረይ አጀኻ
@adi-qe8bv
@adi-qe8bv 4 года назад
ሰሌየ ሽኮር ባል ካናሪ ድምፅይ ምስኩነታት ትኸይድ ፈታውይ ዓዱን ባህሉን ህዝቡ ውሩይ ሰሙይን ንምኮሓሉ ጅግና ወድይ ህዝብይ ሰላምካ የብዝሓዮ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖💖💖ግጥም 💯ዜማ 💯ድምፅይ 💯ክልብ ቀረፃ ካሜራ 💯ኩሉ ነገር ውቁብን ሰሓብን ሰሌ 😍😍😍😍😍
@makishushay831
@makishushay831 4 года назад
ጥበብ ሰብ መሪፃ እያ 4ተ ነጥቢ። ንስካ ዉን ሰይ ገበርካ ኣየሕፈርካያን ንስካን በዓል ከማካን ሒዛ ትግራይስ ከይዳ 'ያ ናብ ዝዓምበረት
@ኣነእየ-መ4ቨ
@ኣነእየ-መ4ቨ 4 года назад
wow day nab tigrayna wow elna alena sele magna
@ትግረዋይእየ
@ትግረዋይእየ 4 года назад
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ሰልየና
@cdcell3207
@cdcell3207 4 года назад
Wawwww ata kemey dye zfetweka habogna ftuwutuwww
@ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ
ወዲ ጀግኑ ኣሰይ መን ኣሎ ከምዚ ከም ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ ሃገርና ተባሃል እያ ዓባይ ሃገረ ትግራይ እሰኪ ኣሎኩም ዶ ተጋሩ ።
@mkurkanza4178
@mkurkanza4178 4 года назад
Werhi mulue kea saesaeku sey deki tgray mearey sesnuley
@beynteklay9240
@beynteklay9240 4 года назад
kemaalka seliewayyyy ms adnatgrayyyy
@tenafakit9136
@tenafakit9136 4 года назад
Selu👌👌👌😍😍😍❤❤❤❤🥰🥰😘
@azebcomedyilikekidane3760
@azebcomedyilikekidane3760 10 месяцев назад
እዋይ ጥእም ደርፊ ሠላም ይ ይብዝሕደቅ አደይ
@dawitebuy8530
@dawitebuy8530 4 года назад
💖💖💖
@geraltatube8097
@geraltatube8097 4 года назад
ኣብ ገርዓልታ ቱዩብ ብዛዕባ ዩቱዩብ ትምህርቲ ኣለኩም
@semeregebremedhin949
@semeregebremedhin949 4 года назад
ሶል ጅግና
@adey1980
@adey1980 4 года назад
sol nayna
@selamreda9634
@selamreda9634 4 года назад
❤❤❤sole
@nateysebeygg8687
@nateysebeygg8687 4 года назад
I amazing you
@funvideos8547
@funvideos8547 3 года назад
👍👍👍👍👍😍😍😍
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 года назад
ሃገረይ ትግራይ ትብሉ ላይክ ግበሩለይ
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 года назад
Fikir Abrham tigraye is tigraye period
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 4 года назад
Waaaw Seluye jigna❤️
@kindeyahailu1344
@kindeyahailu1344 4 года назад
alena
@wubihaile
@wubihaile 4 года назад
HAGERE TIGRAY!!!
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 3 года назад
👍
@shalomshalom928
@shalomshalom928 4 года назад
ኣብዚ ኣሎ ቅኔ ትግርኛ ህድሞና ነዕሪ ትብሉ ጥራሕ ላይክ ግበሩ
@gebremeskelgebretsadik1392
@gebremeskelgebretsadik1392 4 года назад
Shalom Shaገ ጨ አጠጠፀፀፀፈ
@slamaslama9730
@slamaslama9730 4 года назад
ቆንጆ ደርፊ ኣብትክሊብ ዘላሰበይተ ብጣዕሚእየዝፈትየኣጅየይ ጀግና ተጋዳሊት
@axsumtube9454
@axsumtube9454 4 года назад
ብናይ ሰለሙን ይኩኖ ኣምላኽ ደርፊ ዝዘለልኩም ሰባት 👇ክርኤኩም ይደሊ እየ
@ማኪነኝቦዜኔዋ
@ማኪነኝቦዜኔዋ 4 года назад
Me ቀደመይቲ ከማን ፍሉይ ትዝታ ኣለኒ
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 года назад
Kemey dhan do wdi mhbrna
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 года назад
Ane alku des dblni shkorina
@axsumtube9454
@axsumtube9454 4 года назад
@@ማኪነኝቦዜኔዋ ሎሚነየ ብዝብል ይመስለኒ ሓቀይ ዶ
@axsumtube9454
@axsumtube9454 4 года назад
@@almazeyasu7388 ኣልማዛ
@fmhabeshawit5079
@fmhabeshawit5079 4 года назад
ኣረ ተጋሩ ኣበይ ኣቲኹም ነዚ ሓቦኛ ወናኒ ድምፂ መረዋሕ like ንሃቦ ንርኣዮሉ
@weldushstudio5890
@weldushstudio5890 4 года назад
ከመይ ኣምስኩም ተጋሩ ይብል ኣለኩ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ስሌ ሽኮር ከም ገለ ዓይነት ስራሕ ቀፅልሉ ።ሎማዕቲ 1000 subscribers ዝኣተኩላ መዓልቲ እያ በዚ ኣጋጣሚ ንኩሎኩም ቤተ ስብ ብስም ህዝቢ ትግራይ ምስግናይ ይብፃሕኩም!!!!!
@afomi4780
@afomi4780 4 года назад
man untied stand. ማነይ በርትዕ
@meharialem8661
@meharialem8661 4 года назад
I subscribe you know
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
500 like
@danizpsycho7633
@danizpsycho7633 4 года назад
እምሆይ እምሆይ ኣዝመራ 'ዛ ጓልክን ሎሚ ግርም ጌራ ገፃ ኣዚራ እምሆይ እምሆይ ኣዝመራ 'ዛ ጓልክን ናይ ለባማት ጌራ ኮሪዐላ ኣይትድፋእ ኣይትድፈር 'ዛ እምኒ ዓረ ትግራይስ ከይዳ እያ ናብ ዝዓመረ ኣይበርዳ ኣይዝሕላ 'ታይ ከይጎድላ ትግራይስ ኩታ እያ ልዕሊ ነፀላ ትግራይስ ኩታ እያ ልዕሊ ነፀላ ትግራይስ ባሕሪ እያ ዝፍፍ ትውዕላ ሚእቲ ሒዛ ትፀንሕ ዓደ እንትጎድላ ቸንቶ ሒዛ ትዕምር ሓደ እንትጎድላ ትግራይስ ኩታ እያ ልዕሊ ነፀላ ትግራይስ ጋቢ እያ ልዕሊ ነፀላ *ኣቤለኹም ተጋሩ የሕዋተይ* ❤💛
@hewanhewan7348
@hewanhewan7348 4 года назад
💪
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 4 года назад
ትግራይ ን በሩ ክብሪ ንዘኽበረ ካብ ሓውኹም ወዲ ኤረ።
@jfuf1383
@jfuf1383 4 года назад
kbret yhabelna muchuwey nskawn kberelna
@liaasmelash1163
@liaasmelash1163 4 года назад
ሓወይ ወለላ ወዲ ሃገረ ትግርኛ ነክብረካን ንፈትወካን
@jemmysmn3641
@jemmysmn3641 3 года назад
Thanks bro
@alemhailay2423
@alemhailay2423 4 года назад
💔😭😭ብሑሱም ፍቅሪ ድዩ ዋላ ብሑሱም ኒሕ ድዩ ዋላ አብ ስለሙን ዘለኒ ፍቅሪን ኣክብሮት ዋላስ ፍቅሪ ዓደይ እዩ ስቅስቅ እለ ዝበኪ ዘለኩ እዛ ደርፍ እናስማዕኩ ገለ እባ በልኒ😭😢 ግን ሓደራ ሼር ግበሩሉ ብሊንክ ተጋሩ ንንባዕልትና ተዘይተከባቢርናን ተዘይተሓሊናን ካልእ ከምዘሕግዘና ርእናዮ ኢና ንርኦ ድማ አለና። ስለዚ ናትና ንፍቶ♥💛
@ቁሱንጓልትግራይ
@ቁሱንጓልትግራይ 4 года назад
ኣነውን ዝያዳይ 😢😢😢😢😢😢
@abebachanal1036
@abebachanal1036 4 года назад
አጆና ቀደም እንካን ሓሊፉ ሕዚ እማ ብዝሕና ኢና ምሕባር እያ
@erifunny8042
@erifunny8042 4 года назад
Msh eski gal tgray deki ere keman fkri hizna shukor hafti
@mielamedia8697
@mielamedia8697 4 года назад
ሶል ደኣ ናይ ልበይ እንዲኻ ናትካ ካብ ኩሎም ተጋሩ ደረፍቲ ተጋሩ ፍልይ ዘብለካ ነገር ናይ ባሓቂ ኢኻ ንትግራይን ንህዝባን እትሓልን እተፍቅሮን ኣብ ገጽካ ብዙሕ እዩ ዝንበብ ብልቢ ካብ ዝፈትወካ ኤርትራዊት ሓፍትኻ
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 года назад
AMEN TV S.A.M.A ate shikore kuela Alkdekye Anes btamye zeftowkye tehebyue comment kulue
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
የስ
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 года назад
AMEN TV S.A.M.A your comment is always sweet ,you are sweet & love too
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 3 года назад
👍❤️
@BirukTube111
@BirukTube111 3 года назад
ናብ ሓቂ ማዓረይ
@tsegazeab84
@tsegazeab84 4 года назад
ሰለሙን ወድሃገረይ ሃገረ ትግራይ ምድረ ግእዝ ፅቡቅ ስራሕዩ sweety music
@kindeyahailu1344
@kindeyahailu1344 4 года назад
ephrem amare our hero
@adyamgualmekelle1380
@adyamgualmekelle1380 4 года назад
ትግራይ ሃገርና ልዘልአለም ትንበር❤💛 ተጋሩዋይ በብዞሎኽምዎ ሰላምኹም ይብዛሕ!💝💝
@ጓልሓይቆ
@ጓልሓይቆ 4 года назад
Amen haftey natey❤❤
@sabateklay7357
@sabateklay7357 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 3 года назад
👍❤️
@ራህዎዳዊት
@ራህዎዳዊት 4 года назад
ጌጋኻ እምበይ ፅቡቕካ ዘይንግር ዶ በልካ ሓቂ 😢 ድሕሪ ሕጂዶ ምእንተ ኢትዮ ዝሰርሕ ይህሊ ሰሌ ጀግና ሓቦኛ ትግራዋይ💕
@ኮሊለኮሊለናባኪእየናባኺእ
ማህጸን ትግራይ ጀጋኑ እያ ትወልድ መመሊሳ ዛዓደይ ክንሓብር ኢና ደቅ መን ድና
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 4 года назад
ጥበብ ሞይታ ኢልና ተስፋ ኣብ ዝቆረፅናለ ኣለኩ ኡልካና #እሞሆይ ኣዝመራ ሓያል ቅኔ 💝 እሞሆይ እሞሆይ ኣዝመራ ዛ'ጋልክን ሎሚ ግርም ጌራ ገፃ ኣዚራ እሞሆይ እመሆይ ኣዝመራ ዛ'ጋልክን ናይ ለባማት ጌራ ኮሪዐላ ❤💛❤
@formafireck3833
@formafireck3833 4 года назад
Ne hewehet eyu hekey😄😄😄ay seley shikor
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 года назад
ልምንታይ ጊን ሰብ ምስደቀሰ ለቂክምዋ 😌 ሶሉዋይ ወናኒ ጡዑም ድምፂ ኣቦ ባህሊ ፈታዊ ዓዱ ፈታዊ ህዝቡ ቡዙሕ ዝሰረሐ ቡዙሕ ዘየተወረየሉ ኣታዮ ንዑ ላይክ ሃብዎ ናብተን ሸለፈን ዝዘርጋሓ ሒዞም ዝመፁ የትጉየዩዋ🙏🙏👆
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 года назад
እሞሆይ እሞሆይ ኣዝመራ ዛጋልክን ልብጌራ ገፃ ኣይዚራ እወ ሕውሓት ቆሪፃ ተሊዕላላ
@wubihaile
@wubihaile 4 года назад
100%!!! eynsemen nemanim
@mg7773
@mg7773 4 года назад
ጥበብ ሰብ መሪፃ እያ 4ተ ነጥቢ። ንስካ ዉን ሰይ ገበርካ ኣየሕፈርካያን ንስካን በዓል ከማካን ሒዛ ትግራይስ ከይዳ 'ያ ናብ ዝዓምበረት።proud of u💪 big respect ✋and God bless u. ma friend .
@Didyouknow36018
@Didyouknow36018 4 года назад
''ብዙሕ ዝሰረሐ ግን ብዙሕ ዘይተነገረሉ'' ሴሌ ጀግና musician
@berheberhe
@berheberhe 4 года назад
አታ ፈታዊ ሃገር ፈታዊ ዓዱ አታ ፈታዊ ሰራህ ኩሉ ዘመዱ አታ ደኻሚ በይኑ ንሃባር ሃገር አታ እቲ ጌጋኻ ምበር ጽቡቅካ አይንገር!!!
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ
ስልየ ጎይታ ጥበብ ከማይ ዝፍትዋ ኣሎ ዳ ቃላት የብለይን ንኣካ ንምግላፅ ዘየተገርሉ ጅግና
@azmeraazmera2755
@azmeraazmera2755 4 года назад
ተጋሩ ኣጀኩም ዘበና ይመፅእ ኣሎ እዛ ዘመን ናይ ትግራዋይ ዩ
@ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
@ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 4 года назад
መን እዩ ብትግራዋይነቱ ሕብን ዝብል ከም አነ ተጋሩ ሰስኑ ሕበሩ❤ዝተባረከን ዝተቀደሰን ቀዳም ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 4 года назад
Ewe behaki tgray kuta gabi eya
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 4 года назад
Abay tgray nqdmit
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 4 года назад
Selemun ukuneamlak yekenyelna
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 4 года назад
Tkkl jignnet tegaru gaegaau eber jignnet ayngerelun
@WhatsUp-z3b
@WhatsUp-z3b 4 года назад
If you proud with tigrigna why your title by amharigna? Change yourself first..
@ዓጋመዓደይ
@ዓጋመዓደይ 4 года назад
ትግራይ ዓርሳ ዝኻኣለት ሃገር ክትኮን እያ ዶክተር ደብረፅዮን ፕረዝዳንት ሃገረ ትግራይ ክኸውን እዩ እትብሉ Like ፅቀጡ
@ደብሪፅጀግናወዲትግራይ
ፅቂጥና አለና ተስማሚዕና ክአ
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 4 года назад
Wal ane asemralka _alkeu
@yesewzer4687
@yesewzer4687 4 года назад
Ziserheta Ethiopiya nimen gedifa nitom aedug 🐂 zeyigber
@ራሄልጓልገርዓልታ
@ራሄልጓልገርዓልታ 4 года назад
ሰሊሓወይ ቆንጆ ደርፊ ቀፅለሉ ስደትና የሕፅረልና እግዚአብሄር አምላክ እሰከ ዓዱ ዝናፈቀ ከምዚከማይ የፃናነዐኒ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
ሰሌ ጅግና መኽበሪ ባህሉ ፈታዊ ህዝቡን ዓዱን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሓድነትና ዩ ክብርና ሓድነትና ይፅናዕ 🙏💗💗💪
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 года назад
Selamka yብዛሕ ሰልየ shkor day ewe ንትግራይ ትግራይ ትግራይ ኣደይ ብልየን ዓይነይ ሰላምኪ ይብዛሕ ትግራይ ኣደይይይይይይይይ ኣሞይ ገጻ አዝራ ጨርሳ ኣይዘረተን ዘላ ኣጎላጉል አያ ዘላ ኣምላኽ ብዓሉ ይሕግዘና ጨርሳ ክትምልስ 😍😍😍😍😍😁😁
@ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
ሰሌ ማዓረይ ብሓቂ ንዓኻ ክርኢ እንከለኩ ባህልና ከም ዘሎ ደስ ይብለኒ 😍😍
@yosefkg4306
@yosefkg4306 4 года назад
"ዳይ ዳይ ወረጃ ህዝበይ ዓድኻ 'ዕሪ፣ ሳእኒ እግሪ'ኳ መባርይቲ ይደሊ!" Well said! ኩሉ ዓቕምና ንትግራይ ዓድና!
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 4 года назад
ስላም ንትግራይ ወርቂ ስላም ንህዝቢይ እስይ ፍትውትውውውውው እዩ ዛበለኩም ደቂ ትግራይና ስላምኩም ይብዛሓ
@grmawit1902
@grmawit1902 4 года назад
እንታ ታይገይርናኩም ሱስ ከይንብል አብድቃስና ሰዲድክምዋ!! ሰሌ ታክወፅኦ ፅቡቕ ሙዚቃ የቐንየልና ናትና ኩሉ ሓይልና ንህዝብን ንዓድና ንትግራይና ትግርኛ ትዓንብብ👌👌👌😍😍😍
@redline9953
@redline9953 4 года назад
Grmawit ጓል ማይ ጨው ጎሮበትኪ ኣተንሲኢኪ ሹሽ እንዶ በሊ ኣለኪ ግዜ ኣራግፍዮ ኢኺ ኣዋሪሕ ዝገበረ ኣሎ ምሳኺ !!!!
@grmawit1902
@grmawit1902 4 года назад
@@redline9953 ለይቲ እንድዩ ነይሩ ሹሽ ከይብል ከዚማ ወጊሑ ካብ ንግሆ እስካብ ሕጂ አለኩ ሹሽ እናበልኩ ንዑንዶ ሓቢርና ወነና ክነውፅኦ!!
@redline9953
@redline9953 4 года назад
@@grmawit1902 ያረት ኣብ ጥቓኺ ይህሉ ወጋሕ ትበል ለይቲ መበልናያ ነርና * ሰለ * ደርፍታቱ ብጣዕሚ ሰሓቢ ኢዩ ወዲግኒ ወይ ወዲ ሓሪር ዘለዎ ኣራጊፉ ይኸይድ ንስኺ ውን ዘለኪ ትመስሊ ኣበይ እሞ ከግንየኪ ክንደይ ጥዑም ነሩ !!!"""
@grmawit1902
@grmawit1902 4 года назад
@@redline9953 ወዲ ግኒ ክክክ አረ አይኮንኩን ሙዚቃ ስለዝፈትው እየ ብልበለፀ ናይባህሊ ሚዚቃ ንክሰምዓን ሹሽ ንክብለላን አይተምልጠንይ አበይሞ ራሒቅክንዶ!!
@redline9953
@redline9953 4 года назад
@@grmawit1902 ከመይ ሓዲርኪን ውዒልክን ምቕርተይ እንታይ ደኣ ኮመንት ምጽሓፍ ብቑጣባ ገርኪዮ ? ብዙሕ ግዜ ተጸቢየኪ ኣብ መጨረሻ ግን ደበኽ በልኪ ኣበይ ኣለኺ ትግራይ እንተለኺ ወላ ብ እግሪ ግዕዞ ገረ ንክመጸኪ ንሰሙን ዝ ኣክል ሹሽ ንክንብል ብሓደ ኲንና በሊ ኣላሚድኪ ኣላሚድኪ ኣይትጥፊኢ ኣብ ቤት ፍርዲ ከይከሰኪ !!!
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 года назад
አማዓላትኩም ተጋሩ ሶለይ አታ ጅግና ትግራዋይ ብቃንቁኡ ዝሕበን👍 🇻🇳🇻🇳👌👌
@roozkiros6065
@roozkiros6065 4 года назад
እሰይ ቆራፅ ትግራዋይ ብዝሕ ዝስረሐ ግንድማ ዘይተነገረሉ ምቅራትየ ኣብትግራይ ዘይተነገራ እንበይ ዘይተሰረሐስ እንታይ አሎ ኾርዕና ጀግና ደቂ ጀግና ንዕኹም ሕዝና ትግራይና ንቅድሚት ዝተባረኸ ዝተቀደስን ቀዳምን ሰንበት ይግበረልና ኣሜን
@tdf214
@tdf214 4 года назад
ዋው ሰሌ ብሉፅ ስራሕ ኪነጥበብ'ዩ ይበል ዘብል ቀፅለሉ እንታይ ክወፆ በቢ ሞዮኦም ጀጋኑ💪💪💪 ኣቕሪብካልና ነመስግን ብዝበለፀ ክኣ እዘን ዋዕሮ ኣብቲ ክሊፕ ብምህላወን ደስ ይብል ትግራይና ጋቢ እያ ልዕሊ ነፀላ ዉ ዉ ዋ ።
@AD-yd8lw
@AD-yd8lw 4 года назад
በጣም ያምራል ትግሬ በመሆኔ ኩራት ይሰማኛል 😘😘😘
@merhawittesfa8011
@merhawittesfa8011 Год назад
ኪዲ ድሁል እዚ ገዛ ናይ ትግርኛ ምበር ኣምሓርኛ የለን ሙሽሙሽ
@birhan9280
@birhan9280 4 года назад
I imagine how you described the feeling the Tegaru!!! You're so genius
@senayt_14
@senayt_14 4 года назад
ይበል ወዲ ትግራይ ኣስሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሌ ጅግና ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣለና ዶ ነተባባዓዮ እስከ ሙቁራተይ
@ቅድሰቲድንግልማርያምፅዮን
ኡፍፍፍ አነስ ቀልበይ ናወሰደኒ ሰሎሞን ሙቁር ድምፁ
@rahelmokonen7955
@rahelmokonen7955 4 года назад
ሰለሞነይ መዓረይ ፈታዊ ዓዱ ንበረልና ሓወኒ እዉይ እታ ባንዲራና ክሪኣ ከለኹ ክንደይ ይህጎስ እኮ ኣሰይይ ኣዯኺ ትግራይ ዓደይ ብቐረባ ርእስኪ ኪኢልኪ ዓባይ ሃገር ክትኾኒ ኢኺ ኣምላኽ ንዚ ያሪኤኒ
@fiyorinaentertainment
@fiyorinaentertainment 4 года назад
My favorite artist (Solomon) let’s encourage him by sharing his work and reach the world.
@ngstiwedaj6206
@ngstiwedaj6206 4 года назад
Well come sele Herro with a Greta job continue.... I am proud being tigraweyti kemey dye zfetwekum tegaruwani
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 4 года назад
ቪቫ ትግራይ ንቕድሚት ደጊም ነጻን ፍትሓዊትን ትግራይ ጥራሕ
@ኦሪትዘፍጥረት-ጰ4የ
@ኦሪትዘፍጥረት-ጰ4የ 4 года назад
ናይቲ ንጉስ ትግርኛ ኢያሱ በርሀ ዜማ ዘይምኖ። ሰሌ ሓውና ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን እንቃዕ ብድሓን መጻካ።
@yordibayu9096
@yordibayu9096 4 года назад
ትግሬኛ ቋንቋቹ ባህላቹ ሁሉ ነገራቹ ሚጠጣ ቢሆንና ብጠጣው ሁሉ ምረካ አይመስለኝም በጣም ነው ምወዳቹ ኡፍፍ ሶል የኔ ምርጥ
@amanielhaftom7981
@amanielhaftom7981 4 года назад
ኣሕዋትን ኣሓትን ነዚ ኩብር ሓውና ነበረታታዓየ ላይክ ሸር ብምግባር ብምርኣይን ሪኢቶ ብምሃብን ቪደዮ ኣይነውርዶ ንሓደ ወርሒ ዝኾን ኮሙኡ እንተገይርና ነኽስሮ ኣለና ሸረ ምግባር ምስሊንኩ ፀገም የበሉን ዳውንሎድ ግን ፅቡቅ ኣይ ኮነን ከምታ ንሰላማዊት የውሃናስ ነሰለየ ጅግና እውን ነበራታታዓየ ነዚ ሓቦኛ ትግራዋይ ፈታዊ ዓዱ
@gorfubitew7408
@gorfubitew7408 4 года назад
አዮካ ዘመና እያ ዛዘመን !!! ዓወት ድራሩ ትግረዋይ ሰዓራይ እዩ'ም !! ተሓጎስ ወዲ ህዝቢ !!!
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 4 года назад
Abo Tigrgna bitaemi zinad sirah eu Amiq kieletin filtetin eu zeleka emo keep it up Sol hawey.
@tesfaygebreyohans6536
@tesfaygebreyohans6536 4 года назад
ሰሌ ወዲ ዓባይ ትግራይ እንኳን ደሐን መፃአኻ
@hanahana4246
@hanahana4246 4 года назад
Tigray hagirey selamki yebzah ❤💛❤🇻🇳🇻🇳
@segidbeyene5272
@segidbeyene5272 4 года назад
We are agazian or Tigrigna or Agazian. We are winer 100%.
@medhaniealem5238
@medhaniealem5238 4 года назад
ከማላተኩም ዲቂ አረይ ሰላምኩም የብዛሓ ። ዳይ ዳይ ወርጃ ህዘበይ ኣዲካ ኣዕሪ ሳኒ አግሪ አካ ወደይ መብረ የደሊ
@abdudaafi8971
@abdudaafi8971 4 года назад
1000000p
@ሰላምጋልዓጋመ
@ሰላምጋልዓጋመ 4 года назад
ኣጆካ ንዓካእውን ይምከት እዩ እዚ ደርፊ ዝሓወይ
@Biniadane
@Biniadane 4 года назад
ትግራይ ኣደይ ✌❤🇻🇳 ሰብስክራይበ
@danatube2544
@danatube2544 4 года назад
ክሓተኩም እንዶ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሶለሙን ይኩኖኣምላክ ካብቶም ኣለውና ንብሎም ህቡባት ስነ ጥበባውያን ሓደ 'ዩ።ስራሓቱ ኣዝዬም ማረክትን መሰጥትን 'ዬም።ሰሚዒካዬ ዘይፅገብ ትርጉም ዘለዎ ዘላቂ ስራሕ 'ዩ ዝሰርሕ ክንዲ ትዝዲለ ግን ሽሙ ጎሊሁ ኣይወፀን ንምንታይ?ዳሓን መልስኩም እንዲዒ እንድዩ ሕጂ ግን ሼር ብምግባር ታሪክ ንስራሕ። ናዓኩም እኮ እዩ ደካሚ በይኑ ንሓባር ሃገር ዝብለኩም ዘሎ። ሶል ድማ ሰሰናዩ ናዓካ።
@ኪሮሰይምስበልኩእንድየ
ሓቀኛ ኣይፍቶን እዩ ሰልየ ክኣ ሓቀኛ ሰብ እዩ።
@rahwahulu890hulu9
@rahwahulu890hulu9 4 года назад
"ኽልተ ሒዛ ትፀንሕ ሓደ እንክጎድላ"ሶል ሓወይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ ደስ ዝብል ስራሕ ኣንታ ምግቢ ልቢ
@ጓልሓይቆ
@ጓልሓይቆ 4 года назад
ዋውውውው ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ❤❤❤❤
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 года назад
ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና የሕዋት ሰሌ ሽኮር ትሕዝቶካ ኮ ከይሰማዕኩ እየ ዝምስክረልካ
@tewodrosgebru8944
@tewodrosgebru8944 4 года назад
sol.king of Tgrigna music keep up on.
@kyleesmythe6694
@kyleesmythe6694 4 года назад
It’s crazy I like this more than I like new American music
@TheYacob1000
@TheYacob1000 4 года назад
Nicely done. It's True...... Tigrai is Beautiful.
@semiraa3056
@semiraa3056 4 года назад
Great job Artist Solomon YikunoAmlak👏👏👏
@edom0017
@edom0017 4 года назад
❤️❤️❤️
@A9KHIDR
@A9KHIDR 4 года назад
Ma'sha'Allah very nice song . May GOD ALMIGHTY ALLAH BLESS MORE for those who strive for the Truth ; Amen In;sha'Allah
@hedatmichael8590
@hedatmichael8590 4 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍😘
@alemaraya5035
@alemaraya5035 4 года назад
Sol my great artist. Aser Lik musika Eyasu Berehe. Long live my #Tigray
@sabalegese762
@sabalegese762 4 года назад
i love you tigray adey 🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥👏👏👏👏👏❤❤❤
@bruhamb
@bruhamb 4 года назад
ዳይ ዳይ ወረጃ ህዝበይ ዓድኻ ኣዕሪ ሳእኒ እግሪኳ መብረ ይደሊ! I liked this song very much! Long live So!
@gezugebre8169
@gezugebre8169 4 года назад
ብእታእሚ ልእገርም ክእለትን ሞያን ልእተመልኦ ደርፋ ልእኮነ ሰነድ ክእብረት የሃበልእና ሰልየዋ ቀፅለሉ ወዲ አበቲ mach respect
@TigrayHub
@TigrayHub 4 года назад
ዋይ! ኣታ ኣብዚ እኒሆ ደርፊ ደስ ክብል።ብሩኽ መዓልቲ ተጋሩዋይ መዓራተይ።
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 4 года назад
!!ከማዓልኻቱም ተጋሩ ሰላምኩም ይውዓል ሓዲሩ ደብርኹም #ፅዮን ትሓሉ !!! 🙏💞❣ #ሰሉዋይ ክፍተወካ እኮ👏👍❤😘ትግራይ ዓደይ ዓባይ ሰላምኪ ይብዛሕ ዕበይለይ ዓምብብለይ🇻🇳❤💛😍😍 ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ ዳይ ዳይ #ላይክ #ሸር#subscribe
@hadushgebregziabher7811
@hadushgebregziabher7811 4 года назад
lovely young musician! Thank you, Solomon! for your excellent work, your music is not a piece of music, it is a written document that can be transferred from generation to generation, keep it up to your hard-working.
@binwelbeck1482
@binwelbeck1482 2 года назад
Well Said All his songs are master piece
@Axum2
@Axum2 2 года назад
Very true
@genetmelese2908
@genetmelese2908 4 года назад
VIVA Tigray adey, eski besem Tigray Adey welela like habuni deki adey, Tigray Adey yebeleni alo ane 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🤩🤩🤩🤩🤩
@ቁሱንጓልትግራይ
@ቁሱንጓልትግራይ 4 года назад
ሶለይ ከም ልበይ ኩለን ደርፍታቱ መቐረት እዩ ወድ ትግራይ ዓደይ ወድዞም ጀጋኑ ሰላምካ ይብዛሕ 😘😘😘😘
@tesfaygebreyohans6536
@tesfaygebreyohans6536 4 года назад
ትግራይሰ ባሕር እያ ዝፍፍ ትውዕላ ምእት ሕዛ ትፀንሕ ሐደ ትጎድላ ይበለል ግጥም
Далее
Airpod Through Glass Trick! 😱 #shorts
00:19
Просмотров 196 тыс.
Solomon yikunoamlak "NALBEY" New Tigrigna music 2020
4:47