Тёмный

TBS TV| መሪሕነት ትግራይ/ቃልሲ ዉሽጥን ተቓላዓይነትን/ምቕፃል መንግስትነትን ምሕንሻሽ ዓቕምታትን 

TBS TV
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #tbstv #ethioforumኢትዮፎረም #tigrai #abelbirhanuየወይኗልጅ #መዝሙር #Mehari #tbstv #news

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 81   
@aregaiw
@aregaiw 5 дней назад
መሓሪ ዘቅረቦ መፍትሒ ሓሳብ አገዳሲ ይመስለኒ። ስለዚ ነዚ ሓሳብ ከተሓባብር ዝኽእል አካል እንተዝህሉ ፅቡቅ ይመስለኒ።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 5 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዩ ክቡራት ኣሕዋተይ ቀጽልሉ ኣባኹም እዩ ተስፋና እምበር ካብ እዚ ጥምቢ ጒጅለ ሕወሓት ሃመማ የለን
@tsehaytesfahun4564
@tsehaytesfahun4564 5 дней назад
Very good conversation. I believe Abiy chose Getachew for a reason. I know Getachew is young & well articulated. However, he's not strong enough to fight back to Abiy's cruelty. Please, you young Tigrayans fight for our people of Tigray
@yemanemusgun546
@yemanemusgun546 4 дня назад
ነዚ ኣንፈቱ ተፊእዎ ዘሎ ህዝቢ ትግርኛ ዘድህኖ ሓደ መምህር ማሓሪ ጥራይ ዩ God bless you teacher
@user-wtigrai
@user-wtigrai 5 дней назад
ማሓሪ ዮሃንስ ብቕዋም ውናት ብጣዕሚ ዝድግፎ መራሒ እዩ ።
@josijo7487
@josijo7487 4 дня назад
*There’s a reason why I chose ☝️this man is my favorite politician in Tigray next to Germay‼️* WELL SAID❗️
@etheth5034
@etheth5034 5 дней назад
መሀሪ ባአል ብሩህ አእምሮ ❤ ❤❤🙏🙏🙏🙏
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 4 дня назад
❤ግዛት ትግራይ ረሲዖም እዮም❤tplf ናይ ስልጣን ፍሕፍሕ እዮም ግዞኦም ዘሕሉፉ ትግራይ ክመርሑ ዓቅሚ የብሎምን❤
@ThomasTwelde-ep4kg
@ThomasTwelde-ep4kg 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤king
@dc8625
@dc8625 5 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ግዜኡ ክትሰምዖ ኣለካ መም መሓሪ ጅግና 💙
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 дней назад
Well come the president of Tigrinya freedom 🙏🙏🙏🏃‍➡️
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
ኣየ ተጋሩ ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ተዋህዶን ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ተጋሩን እዮም ዝመርሕኹም ዘለው !
@febengerie1166
@febengerie1166 2 дня назад
ኣብ 3ይ ክፋል፡ ኣብ ቀረባ ናብ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ተመሊስካ ናይ ምቅላስ ሓሳብ ኣለካዶ ኢልካ ከምትሓቶ ተስፋ ይገብር። ኣወንታዊ መልሲ ክኸውን ከአ ይጽበ። ምኽንያቱ ካፍቶም ተስፋ ንገብረሎም ወርቅታት ትግራይ ሓደ ስለ ዝኾነ። So happy to see you again Mehari!
@safarijemal3020
@safarijemal3020 5 дней назад
Mehari Y was one of the bright Tigrean politicians who never refrained from scientifically predicting the political future of Tigray, though nobody dares to listen. All he needs to do is push himself to the frontline of the political discourse and take ownership/ leadership. Tigray’s hope is hanging on the new generation.
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 5 дней назад
መሓሪ ዮሃንስ ኣንበሳ ወዲ ህዝቢ; እዚ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ርኢቶ ጌጋ እንተኾይኑ ይቕሬታ: ናይዚ ዘበን ናይ ትግራይ ጉዳይ ብጣዕሚ ዝተሓላለኸ ኮይኑ; ኢትዮጵያ ብድሌት ኣይትፈትሖ; ኤርትራ ብቕንዕና ኣይትፈትሖ; ናይ ኣምሓራ ሓይልታት ኣይፈትሕዎ: ካልእ ኣፍሪካዊ ሓይሊ እውን ብሓቂ ኣይፈትሖ; ናይ ትግራይ ጉዳይ ክፍታሕ ዝኽእል ኣሜሪካ እንተሒስካን እንተፈትያን ጥራይ እዩ ዝመስለና ዘሎ:: እዚ ንምግባር ድማ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ምሁራት ተጋሩ ብሕብረት( ብግሩፕ) ኮይኖም እሞ ኣሜሪካዊያን ንማንም ጉዳይ ምስ ጥቕሞም ስለ ዘተሓሕዝዎ ብኣይዲዮሎጂ ይኹን ካልእ ንሳቶም ዘይደልይዎ ነገር ንኸይግበር ቃል ተኣትዩ: ወላ ንቤዝ ዝጥቀምሉ ቦታ ክሳብ ምሃብ ተኸይዱ ንትግራይ ካብ መንቀራቕሮ ኣውፂኦም ነብሳ ንኽትክእል እንተዝግበር ብልሒ እዩ:: ኣብ ዓለም ንሲ ኣይ ኤ ዝኸብድ ነገር ዝህሉ ኣይኸውንን:: ብዝኾነ ይኹን ኣይኹን ኣሎ ዝተባህለ ነገር ኩሉ ምፍታን እንተዝከኣል ዝጎድእ ኣይኮነን ምበልና!!!
@dc8625
@dc8625 5 дней назад
ጽቡቕ ኢዩ ብቅዓትን ጥበብን ሓያል ዉን ከተአሙኖም ኣለካ ን ኣሜሪካዊያን ዉን እምበር ጽቡቕ ኣለካ
@BekiMan-z7q
@BekiMan-z7q 5 дней назад
Wdbat tgray hezi eyen tenkiren kserha zgbean so tsbuk belka mehari 👍
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 5 дней назад
❤❤❤❤❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
ቒቒቒ ኣምሓራይን ተዋህዶን ተመሲልኩም ህዝብታት ኣብ ገዛእ መሬቶም ክተሳቅይዎም ደም ደምብያ ደምበዛን ኣምሓራይን ተዋህዶን ተመሲልኩም ንዘመናት ተሳቅይዎም ዘለኹም ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf 5 дней назад
ትኽክል ! ንኽልቲኦም ክበልዖም'ዩ። አፈላላይ ዝህሉ ናይ ቅደም ሰዓብ ጥራሕ'ዩ። ክልተ ደናቑር!
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 5 дней назад
ወዮ ደኣ ንባዕልና ኣብ ሙውት ኩነታት ፖለቲካ ዓድና ምንባር ኣሰኒፉናስ ለሚድናዮን እምበር፡ ኣነስ ነዚ ፖለቲካ ኢትዮጵያ፡ ልደቱ ኣያሌው። ንብሄራዊ ፖለቲካ ትግራይ ከኣ ውናት(መሓሪ) ኣጸቢቆም ምሓሽዎ ዝብል እምነት ኢዩ ዘለኒ።
@dc8625
@dc8625 5 дней назад
💙✅
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
ኣብይ ንጌታቸው ዝመረፀሉ ምኽንያት ጌታቸው ንትግራይ ይጠቅም እዩ ናይ ትግራይ ጥቅሚ ከኽብር ይኽእል እዩ ኢሉ ኣይኮን። እንታይ ደኣ ደረጃ ተለኣኣኻይነትን ተንበርከኻይነትን መዚኑ ኣብ ፒሪቶሪያ እውን ብፀቢብ መድረኽ ንሱን ፃድቃንን ብዝኣተዉሉ ቃልን መሰረት ጌታቸው ዳርጋ ሙሉእ PP ኮይኑ ብሕቡእ ኣብ ፕሪቶሪያ ስለዝመፀን እዩ እቲ ሓቂ።
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 4 дня назад
ቤይዛ ጌታቸወን ፂዳቃንነ ዕዚር በል ጋህታፍ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 4 дня назад
ሃሃ
@zeresenayhagos2654
@zeresenayhagos2654 2 дня назад
👍👍👍👍👍
@getahuntaddese61
@getahuntaddese61 4 дня назад
Justifying ❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
TBS ንምንታይ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ረሳሓት ጳጳሳት ትግራይ ጉቦ ብላዕ ይኸፍልኹም ቒቒቒ
@user-dt6we2ze5m
@user-dt6we2ze5m 4 дня назад
ኣይተረደአናን እቲ ፁሑፍ ይደገመሊና
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 5 дней назад
እንታይ እዩ ሰላም ሰላም ዝበሃል ልፍለፋ ቀደሙስ ንሕና ዶ ወሪርናዮም ኢና ንሶም እንድዮም ሰላምና ከሊኦም ምስ ባዕዳውያን ተሓዚሎም ዝወረሩና
@brightfeature89
@brightfeature89 2 дня назад
እወ እዚኦም ካድረ ሕወሓት ነነባዕሎም ይባልዑ አለው ። ዝተረፈ ፅሩይን ንሕዝቢ ዝጠቅም መራሒ እግዚአብሔር ይሀበና።
@peace-x9s
@peace-x9s 5 дней назад
ኩሉ ጊዜ ንመምህር መሓሪ ዮውሀንስ ክሰምዖ ከለኹ አብ ሱሳታትን ሰብዓታትን ዝነበሩ ኤርትራውያን መንእሰያት ኾይኑ ይስመዓኒ ጀግና ዝኮነ ወዲ
@Yorkabeley
@Yorkabeley 4 дня назад
ኣብ 60 -70 ደኣ ህዝባዊ ግምባር ንበዓል ኢሰያስ ኮይኑ ይስመዓካ😂
@tadessekifle8808
@tadessekifle8808 День назад
መሓሪ ክሳዕ 2016 ቀዳማይ ኣጫፋሪ ናይ ህወሓት ከምዝነበረ ትፈልጥ ዶ?
@bird1144
@bird1144 5 дней назад
ሙሉእ ህዝቢ ትግራይ እቶም አብ ሙሉእ ኣለም ዘለው ወንጀለኛታት ናብ ፍርዲ ክቀርቡ እና ተፅበየ 400 ወንጀለኛታት ስለ ምንታይ ይፍትሁ
@alemkidane7964
@alemkidane7964 5 дней назад
እማንካ ነአይውን አገሪሙለይ አሎ እዙይ ጠቅላላ ጥመትዩ
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 4 дня назад
❤ዝተፈናቀለ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ድሕንነቱ ይታሓሎ ረሲዖሞ እዮም tplf ካብ ስልጣን ክውገዱ አሎዎም❤
@getahuntaddese61
@getahuntaddese61 4 дня назад
❤❤❤❤
@CinteckShorts
@CinteckShorts 5 дней назад
Tigray has hope on you and your friends Mehari, hang on there after your graduation we want you in Tigray!
@dc8625
@dc8625 5 дней назад
ናይ ምንታይሲ ኢዩ ኣብ ሓደ ግዜ ኣብ እስክሪን secran ይደርቅ ኣሎ !
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 4 дня назад
❤ጆኖሳይድ ዝተፈፅመ አብ ትግራይ ተጠያቂነት ክሰርሑሉ ይግባእ ነይሩ ረሲዖሞ እዮም tplf ዘገድሶም ስልጣን እዩ ህዝባውነቶም ረሲዖሞ እዮም Tplf ድሕሪ መለስ ዜናዊ tplf መይታ እያ❤
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b 3 дня назад
Anbesa Mhari TDF real tigrai son
@WediMemher
@WediMemher 5 дней назад
Thanks Meharino. TBS is sponsored by Getachew. But your response was great.
@mek17-v5s
@mek17-v5s 5 дней назад
Thank You An Eagle Eye
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 дней назад
እንቋእ ድሐን መጻእካ ማሐሪ የኃንስ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
ዘረባ በዚሑ እንድዩ ዘሎ እንታይ ደኣ የድሊ መደምደምታ ን ተግባርን ጥራሕ የድሊ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
ተጋ. ኣቤል ኣካይዳ ጌታቸው ገምግም ካብኡ ድጋፍካ ኣስተኻኽል ተዓፃፀፍ ተዓፃፂፍና እና እምበር ደገፍቱ ኢና ኔርና ድሌት ካሊእ big picture ካሊእ ኣብ ጓል መገዲ ሕቱኽቱኽ እንበልና ብመስመር ምርሑና ዓቅሚ እንዳሃለወኩምስ ከባቢያዊነት ሓሶት ወያላዊ ባህሪ ግምት ኣበይከብፀሐና ኢኹም ትድግፍዎ
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is 5 дней назад
ዓይኒኻ ፀቅጡ ሒዙካ ዘሎ ፀጉሪኻ አሕፅሮ አቤል ሓወይ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
Dear Mehari እቲ ኣብዛ ስንዕቲ ኢምፓየር ኢ.ያ ትበሃል ዓዲ ኮይንካ ፀጥ ኢልካ ክትግዛእ እምበር ጥቅምኻ ክተኽብር ኣይትኽእልን ትብሎ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ትኽክልን
@mulugetaabraha9414
@mulugetaabraha9414 5 дней назад
መልሓስ ብዘይ ቁምነገር
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
The language spoken in the hell is probably Amharic Welahi
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
Kkkk TIGRAYAN AMHARIC SPEAKERS TIGRAYAN TEWAHDO LID'S YOU DAMN
@violacamella1578
@violacamella1578 19 часов назад
Agame n nebsom ayfeltuwan ab adi ewurat hade aynu yeneges Gena ab 1666 yom zelewu,
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 5 дней назад
getachew we don t, have mandate He has no Authority To expel he is Mystic He kicked a banana QUestio my work
@PurposeDriven4U
@PurposeDriven4U 5 дней назад
Only Jesus SAVES Tigrai❗️
@wedihager5194
@wedihager5194 5 дней назад
Did it occur to you at all the fact that, the existing TPLF leaders and Tigray was spared from the worst conclusion because the TPLF junta leaders agreed to the federal and US terms which effectively ended the demise of Tigray ?😮
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
ተዋህዶን ተመሲልኩም ሚልዮናት ህዝቢ ኣገው ጉራጌ ኦሮም ... ብቛንቋ ኣዲኦም ክሳቀዩ ብረሳሓት ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ኣብ ገዛእ መሬቶም ክሳቀዩ እህህ ቐሺ ኺዳኑ ኣቕሽሽቲ ጳጳሳት ትግራይ ኣሚኑ ህዝቢ ክተሳቅዩ ኣቱም ጠላማት
@AlemuKassie
@AlemuKassie 2 дня назад
በሊሕ ፖለቲከኛ ትግራይ ፕሮፌሰር መሓሪ ለምሊሙ ሪአዮ፥ ብኣካል ርሕቕ ስለዝበለን ኣብ ትምህርቲ ስለዝቐነየን ግዲ እዩ ክውንነት ናይ ምንባብ ዓቕሙ እውን ውርድ ኢሉኒ። ኣብነታት ክጠቅስ። ውዕሊ ፕሪቶሪያ ከምታ ንሱ ብኣምሆይ ዝበላ ንኹሉ ፀገማት ትግራይ ትፈትሕ "ማጂክ ቡለት" ከምዘይኮነት ይርዳእ እሞ ምስ መንግስቲ ፌደራል ብዛዕባ ክህልው ዝግብኦ ልዝብን ኣካያይዳን ግና ከም ፖለቲከኛ ከይኮነስ ከም ምእመናን ክዛረብ ስሚዐዮ። Case in point መንግስቲ ፌደራል ብብድዐ ምንም ኣይተምፅኡን፥ ተኸፋፍሊኩም ኣለኹም ኣንሕና 'ውን ክንከፋፍለኩም ኢና ዝብል እንተኾይኑ እዚ ብድዐ እዩ ሰላም እውን ኣየምፅእን ይብልሞ ምምላስ ተመዛበልቲ ምስ ምምሕዳሮም እምበር ንበይኖም ናብ ገዛውቶም ምምላስ ከም ተምበርካኺነት ከልዕላ ይርኢ። ካብ ባዕሎም እኒ መሓሪ ዝመስሉ ፖለቲከኛታት ዝወሰድክዋ " ፖለቲካ ምርካብን ክውንነት ኣንቢብካ ተረዲእካን ክርከብ ዝኽእል ኩሉ ናይ ምርካብ ጥበብ እዩ" ዝብል ትኽክለኛ ኣባሃህላ ናብ ግምት ብምእታው ፌደራል መንግስቲ ከም ፀላኢ ንትግራይን መሪሕነት ትግራይን ንምፍራስ ዝኸዶ መገዲ ብድዐ ከይኮነስ ኣካል ፖለቲካዊ ጥበቡን ብዓይኒ ረብሕኡ ግቡኡ ምዃኑ ተረዲእና ዝተኽፍታ መሳኹቲ ተጠቒምና ኣእጋርና ንክነሳፍሕን እግረ መገድና ነተን መሳኹቲ ልዕሊ ዓቕመን ብምድርጓሕ መዓልታዊ እናገፍሓ ዝኸዳሉ ኩነታት ካብ ውሽጥና እናፈጠርና ኣብ እንኸደሉ እዩ ሓሳብ ዘድለየና እምበር ካብ ሃመማታት ምዓር ከምዘይንረክብ እማ ፍሉጥ እንድኣሉ። ንሱ ትራሕ ዘይኮነ ሃመማ ምዓር ዘይትህበና ክፍእቲ ስለዝኾነት ዘይኮነስ ባህሪያታ ስለዘይፈቅደላን ብዓይኒ ረብሓኣ እውን ምንም ትርጉም ስለዘይብሉ ከምዝኾነ ተረዲእና ክንገብሮ ዝግብአና ምግባር እዩ ጥበብ ዘድልዮ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
እዋይ ማርያም ኣደይ ጉዳመኛታት ኢኹም ! ሙስሊም ኣዲስኣበባ ንቑዱስ ቑርኣኖም ብኣምሓርኛ ክሰብኩ ጉቦ ብላዕ ብሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ዝኸፍኤ ብጳጳሳት ትግራይ ይኽፈሉ !!! ሕዚውን ንኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ክተሳቅይዎም ቒቒቒ ረሳሓት
@thaile100
@thaile100 5 дней назад
You need to make it up with Isayas before he died, if you know what I mean.
@almazhagos1254
@almazhagos1254 День назад
0C
@jameseswinter3893
@jameseswinter3893 День назад
Gonzalez Barbara Jackson Thomas Brown Cynthia
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 4 дня назад
❤ዓመት ሙሉእ ተሰብሲቦም tplf ብዛዕባ ግዛት ትግራይን ብዛዕባ ተመዛበልትን አየልዔልናን አይነበረን አይተሰብሰቡን ኢሉ ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ስልጣኖም ድዮም ዝስብሶቡ ነይሮም ? ኩሉ ፅግም ትግራይ ረሲዖም ? እዋይ❤
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 5 дней назад
Very very impolite to see mobile while y r interviewing.
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
ናይ ፃድቃን ዲሞክራሲ ፋንታሲያ እዩ
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 5 дней назад
ግዝያዊ መንግስቲ ዕዮ ገዝኡ ኣይሰረሐን ጥራሕ አይኮነስ ብሱሩ ሓንቲ ኣይሰረሓን መሓሪ ዘልዓለን ነጥብታት ትኽክል እየን
@SolomonTuemay
@SolomonTuemay 5 дней назад
Kab gasts hade seb tewekilu endyuo Tsadikan zeserh zelo
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
ሕጊ /law ዝበሃል diciplin ጀኖሳይደር እዩ:: ዘሕፍር ሙያ 'ሕግ እንዳበጁሽ ትበጂያለሽ ነገር ' ሕጊ ቅይር ኣቢልካ ጆኖሳይድ ሕጊ ጥሕስ ኣቢልካ ስልጣን ሕዝ ጭቁን ሕጊ ዝበሃል ንኹሉ ማዕረን ገዛኣይን እንተዘይኮይኑ ናይ ሕጊ ሙያ ኣለና ትብሉ ሕፈሩ ሙያኹም ቀይሩ
@girmayberhane1307
@girmayberhane1307 5 дней назад
Whatever Abiy Ahmed blesses is a curse for Tigray. You make a point when you said why is Getachew Abiy's favorite? And is not productive in any of the priorities if TIRA?
@tesfomkahsay7743
@tesfomkahsay7743 5 дней назад
Poor video quality
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 5 дней назад
ጽቡቕ አለኻ። እቲ ቐንዲ ጠንቒ ናይ ምዝንባሎም ዝኾነ ነገራት ከይተአልየ ? ብሽስም ምጥያስ ናብ ሽግር ምጥባስዩ። ልዕላውንነት ትግራይ ከይተረጋገጸ ማለት ሳእኒ ገርካ አብ ልዕሊኡ ካልሲ ምግባርዩ።ዘይጭበጥ መብጽዓታት መብጽዓ ርእሰ-ፋሽስቲ ኢሳያስዩ!!! ገቹ ንአባላት ውድቡ ከዕግብ ዘይካአለ ? ብመሎኮታዊ ሓይሉ ተጠቒሙ ንኣብይን-መንግስቱን አዕጊቡ ረብሓ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ከዕቑብ? እዚ ሕልሚ እዚ ኖንዶ ተግባራዊ ሃለዋት ክህልዎ ፡ ደጊምካ ክትሓልሞ አሸጋሪዩ።
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 5 дней назад
እቶም ኩሎም መራሕቲ ናይ ዝነበረ መኸተ ማለትካድዩ ወይውን ብኸፊል? እዚ ማለት ቕድሚ ውዑይ ውግእን ድሕሪኡን? እቲ ኣብይ ዝባርኾ ግዝያዊ-መንግስቲ 'ምስለነ' ገባቲ ምምሕዳራዊ ስራሕ አብኢዱ፡ መቐጸልታ ናይ ፕርቶርያ ሽማግለ ምኻኑ ከብቕዕ ነይርዎ? እቲ መስርሕ አብይ ቶኻቢ ገቹ ለማኒ መሳርሕቲ!!
@mulugetaabraha9414
@mulugetaabraha9414 5 дней назад
ጀኖስይድ ንባዕልኻ እውን ኣይተኣምነሉን። ብስም ጀኖሳይድ ምሽቃጥ ይኣክል። ንኩይናት ምኽንያት ዝኾነ እዩ ብሞት ተጋሩ ዝሕተት።
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 5 дней назад
ክንደይ ይሑሱ ወያኔ ንምድሐን መከላከያ ሐሪድኩም ወንጀል ሰሪሑኩም እዩ ነይሩ እቲ ውግእ ሰረቂ ናበይ ናበይ ዘረባ
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 5 дней назад
Antum Ahiwt.who are the people that you are trying to get the massage across. Why are you ruining your sentence by adding English words? Ex SAY yeblomin,SAY Zeyblom mikniat endabelkum tzarebu nimintay. majority the people of Tigray are farmers. It’s better to speak Amharic than English.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
ኣየ ተጋሩ ንጎንደር ጎጃም ሽዋ ጥንቁልና ፍርሒ ፈኸራ ጋኔን ጥልመት ስስዔ ቒቒቒ ምራን ጠጠው የብሉ .... እዚኹሉ ኽፋእ መን'ዩ ምሂርዎም ተጋሩ ትግራይ ሚልዮናት ህዝቢ ብመንነቶም ክሳቀዩ ጌርኩም ኣቱም ረሳሓት ኣብ ጎንደር ሻሸመንየ ብሂወትኩም ክሓርድኹም ከቃጽልኹም ሓቆምዮም !!!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 дней назад
ኣየ ትግራይ ህወሓት ህግደፍ ገታቸው ትብሉ ! ተዋህዶዚም ኢዩ ዝመርሓኩም ዘሎ ንዘመናት ብርኹስ ኣምሓርኛ ዓቢኹም ዉሽጥኹም ልክዕ ሓሳኽ ጠላም ጳጳስ ማትያስን ኢኹም ሳዲስት
@FreWassie
@FreWassie 5 дней назад
Am not tigraway this guy is very immotional full of hate on anhara soceity, it does Not help you i know his view 7 years before, son of poison mehr g.kidan desta, ye teret abat.... tigray needs young leaders who can creat Selam with neighbour Amhara n ertria. Selam le hager yihun.
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
ኣብይ ንጌታቸው ዝመረፀሉ ምኽንያት ጌታቸው ንትግራይ ይጠቅም እዩ ናይ ትግራይ ጥቅሚ ከኽብር ይኽእል እዩ ኢሉ ኣይኮን። እንታይ ደኣ ደረጃ ተለኣኣኻይነትን ተንበርከኻይነትን መዚኑ ኣብ ፒሪቶሪያ እውን ብፀቢብ መድረኽ ንሱን ፃድቃንን ብዝኣተዉሉ ቃልን መሰረት ጌታቸው ዳርጋ ሙሉእ PP ኮይኑ ብሕቡእ ኣብ ፕሪቶሪያ ስለዝመፀን እዩ እቲ ሓቂ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 5 дней назад
ተጋ. ኣቤል ኣካይዳ ጌታቸው ገምግም ካብኡ ድጋፍካ ኣስተኻኽል ተዓፃፀፍ ተዓፃፂፍና እና እምበር ደገፍቱ ኢና ኔርና ድሌት ካሊእ big picture ካሊእ ኣብ ጓል መገዲ ሕቱኽቱኽ እንበልና ብመስመር ምርሑና ዓቅሚ እንዳሃለወኩምስ ከባቢያዊነት ሓሶት ወያላዊ ባህሪ ግምት ኣበይከብፀሐና ኢኹም ትድግፍዎ
Далее