Тёмный

TDF ናብ ፀለምቲ| ኦቦሳንጆ ክዓርቕ ተበጊሱ-| ምዕባለ ካብ ፖለቲካ መቐለ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 59 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

#tdf #somalia #ethiopia
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

23 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 77   
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip 15 дней назад
ፈጣሪ አብገነት የንብሮም ንቤተሰብ ፅንዓት ይሀቦም
@KirosHadish
@KirosHadish 14 дней назад
ትግረይ ን ሕዝባን ዘድሕን መንግሰትን አግዚአብሔር አምለክ ቀልጢፉ የድሕነልና መራሕትና ምሰትውዓል ይሃቦም ደብረፅየን ጥሮታ ይውፃእ
@KoremadeyiBogal
@KoremadeyiBogal 15 дней назад
ኣምላኽስ ትንሣኤትግራይ ያርእያና ቐልጢፉ።❤❤❤❤❤❤❤
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip 15 дней назад
ትግራይ ሓንቲ ክትከውን ስርሑ
@adonay7097
@adonay7097 15 дней назад
ሓሮስቶት ሰነ ይምለሱ ንምዕራብ ኯምለሱ ኢሉ ሓሲዮና
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 15 дней назад
ፅንዓት ይሃብኹም ህዝበይ 😭😭😭
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 15 дней назад
How sad💔 may they R.I .P and my heartfelt condolences to their families.💔💔😭😭😭
@desalegngebre-ym6gk
@desalegngebre-ym6gk 14 дней назад
ብርቱዕ ብሓቂ ደ/ር ደጀን !!!
@ZekielMalik-p9q
@ZekielMalik-p9q 15 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GebradhanaGebrewahd
@GebradhanaGebrewahd 15 дней назад
ትቢስትገብርዎዘለኹምገልተኛዝኾነዘገባታትኣጠናኺርኩምቀፅልሉ።
@Eded-s4u
@Eded-s4u 15 дней назад
ሐዚ ዝግበር ዘሎ ዘረፋ ማእድን መሬት ሃሃፍት ትግራይ ዝጉሕጉሑ ዘለው ሰባት ዘተባብዕን ነንህዝብ ትግራይ ዝጎድእን ፓሊስ እዩ
@BirhanWoldu-pv4yt
@BirhanWoldu-pv4yt 15 дней назад
ቅፅልሉ❤❤❤❤❤
@NelesAsgele
@NelesAsgele 15 дней назад
ብዛዕባ ሓደጋ ትራፊክ እቲ ማንጃ ፊቃድ ብሞያ ዝይኮነስ ብገንዘብ ስለ ዝወፅእ ዘሎ እዩ ሓደጋ ዝበዝሕ ዘሎ
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc 15 дней назад
🙏🙏🙏💖💖💖
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 15 дней назад
💛❤️
@MameMam-m9n
@MameMam-m9n 15 дней назад
🎉🎉🎉🎉
@fff-g3q
@fff-g3q 15 дней назад
❤❤❤❤❤
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 15 дней назад
ክልተያ ዓያሹስ እንተጸላአ ምሽጥረን ይወጻአ ይብሉ አቦታትና። ብስልጣን ጻምእ ዝተወለፉን ዝሰኸሩን መረሕቲ ህወሐት ዝባሃልን ዘይበሃልን ምፍላይ አብይዎም ህዝብና ይሕምስዎ አለው መሕፈርቲ
@TekluG.tensay
@TekluG.tensay 15 дней назад
Its good doctor Adhanom it is humanitarian
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 15 дней назад
👑🙏🙏✅✅
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 15 дней назад
ሰላም ዝመፅእ ኩሉ ነናብ ዝነበሮ እንትምለስ እዩ፣ማለት እቲ ዝተፈናቀለ ናብ ገዝኡ፣እቲ ዝወረረ ናብ ዝነበሮ እንተተመሊሶም ሰላም ይህሉ።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 15 дней назад
Tselaeti mihalfo niana kiwarazeyus key dinkurna eyu zelo abdomen hakefti TDF wey gud.
@dimtsunegash6711
@dimtsunegash6711 14 дней назад
Reconcilation is the best way to settle your differences otherwise the trouble will be more catastropheic.
@Jemilabay
@Jemilabay 15 дней назад
ሓቂ እዩ እንተዘኮነግን ናይግለሠባት ጥፍኣት እናደለኻን ከምፈደራ ሹሙ እናጥፋእኻን ትግራይ ንምፍራስ እንተይኮነስ ጥፍኣት ገዲፍካ ትግራይ ንቅድሚት ምሽጋር እዩ ዘሎ እቲ ሓቂ ብቀላ የለን ማንዴላ ደቡብ ኣፍሪካ
@AsmelashGobezay
@AsmelashGobezay 15 дней назад
ሓቂ ትምንምን እምበር ኣይትብተኽን ግዝያዊ ፕሮፖጋንዳ?
@kunama1170
@kunama1170 14 дней назад
እትርፊ ዘረባ ቁብነገር ዘየብሎም ውድባት ትግራይ ባሃልቲ በተለይ ባይቶና ,ነፃነት ትግራይ,ሰልሳይ ወያነ ትግራይ ዝባሃሉ ሃተፍተፍ እተዘይኮይኑ ቁብነገር ዘየብሎም ምንም ርእቶ ኣለም ዘየብሎም ናብ ዓለም ገዘብ ክልምኑ እምበር ጀኖሳይድ ብሽሽሙ ከፀውዑ ኣይተረእዩን።
@AklilHaben
@AklilHaben 15 дней назад
ፅባሕ ዕድል ቀንዕካ ስልጣን እንተሒስካ ፖሊሲ ባዶ ባዶ ተኽቲልካ ንኸይትሕተት ባይታ ተመቻቹ ኣለኻ ይመስለኒ።
@TesfayGebru-m4k
@TesfayGebru-m4k 15 дней назад
100%
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 15 дней назад
ህዝብን ሙሁራትን ትግራይ ግን ንዶክተር ደጀን ሰሚዖም ብቕልጡፍ ዘይሰርሑ ዪገርመኒ ፡ ህወሓት ዕድሉ ዝተጠቕመ ትካል ኢዩ፡ ሕጂ ነዞም ጀጋኑ መንእሰያት ምስማዕ እንኮ ፍታሕ ኢያ።
@HaileFisaha
@HaileFisaha 15 дней назад
Rip
@mearigtadesse7853
@mearigtadesse7853 15 дней назад
ውግንናና ንሓድነትን ራህዋን ህዝቢ ትግራይ! ..........,,,,,,,,,,,......, ንክልቲኦም ጉጅለ ህወሓት ኣይድግፎምን:: ነገር ግን ንህዝብና ድሕንነትን ሓድነትን ክበሃል ተላዚቦም ናብ ሓደ መፂኦም ነዚ ተረፍ ጀኖሳይድ ዝኾነ ህዝብና ክኽሕስዎን ካብ ፀገም ከውፅእዎን ንላቦ:: ህልኽን ምትፍናንን ንህዝብና ንሕውሩ ሓድነቱ ዝሰብር እዩ:: ህወሓት ክሓልፍ እዩ: ህዝቢ ትግራይ ግን ነባሪ እዩ:: ነዚ ሓደ ህዝቢ ኣብ ክልተ ከፊልካ ነንባዕሉ ክናቆር ምግባርን ንፀላኢ ምሃብን ታሪኽ ይቅረ ዘይብሎ በደል እዩ:: ስልጣን ትሕቲ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ እዩ:: ክሊቲኦም ጉጅለ ህወሓት ትማሊ ንህዝቢ ትግራይ ንበላዕቲ ፀላእቲ ብምስጣሕ ዝበደዎ ይኣኽሎ:: ስለዝኾነ ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ክብሉ ካብ ምትህልላኽ ወፂኦም ኣፈላላዮም ከፅብቡን ሓቢሮም ብምስራሕ ነዚ ኣብ ከቢድ ፀገም ዘሎ ህዝብና ከሳግርዎ ይግባእ:: ብውልቀ ዝውነኑ ትካላት ሚድያ ነዞም ኣብ ስሑት መንገዲ ዘለዉ ክልተ ጉጅለ ናብ ሓደ ክመፅኡ ኣወንታዊ ሚና ክፃወቱ ይግባእ:: እንተዘይኮይኑ ብናይ ህዝቢ ገንዘብ ዝመስረትካዮ ትካል ተጠቂምካ: ነቲ ሓደ ጭፍራ ደጊፍካ: በሎ በሎ እንዳበልካ ንህዝቢ ትግራይ ንምክፍፋል ተውዕሎ እንተኾንካ: ናይ ታሪኽ ተሓታቲ ኢኻ:: ሕዚ እውን ከም በዓል ዛራ (ስታሊን) : ደደቢ ሚድያ(ዶክተር ሃይለ) : ማርያማዊት: ብስራትን ዳዊት ከበደን ካብዚ ንህዝብና ከቃፅል ዝጉሃሃር ዘሎ ሓደጋ ምንብድባድን በንዚን ምውሳኽን ወፂእኹም ንኽልቲኦም ጉጅለ ናብ ሓደ ዝመፅሉ ኩነታት ንምፍጣር ዓብዪ ሓላፍነት ኣለኩም:: በሎ በሎ እንዳበለ ዘራስን እማ በሽ በሽ ዩቱበርን ቲክቶከርን ኣሎ:: ህዝቢ ትግራይ ነዞም ሓላፍነት ዘይስምዖም ክልተ ጭፍራ ህወሓት ናብ ልዝብን ስምምዕን ክመፅኡ ዓብዪ ድፍኢት ክገብር ኣለዎ:: ኣብ ዓድን ወፃእን ዘለኹም ምሁራትን ዓበይቲ ዓድን ሓድነት ትግራይ ንምውሓስ ርኡይ ግደ ክትፃወቱ ይግባእ:: ብፍላይ ኣብ ወፃእ ዘለኹም ናይ ጉጅለ ደብረፅየን ደገፍቲ መሓውር: ዲያስፖራ ትግራይ ኣብ መኸተ ዘዋፅኦ ገንዘብ ሓቢእኹም ፀኒሕኩም ሕዚ ዶላር እንዳጉሓፍኩም ነዚ ጉጅለ ትልእኹ ኣለኹም:: ህዝቢ ትግራይ ሓደ ዝገብሮ እምበር ዝፈላልዮ ኣይደልን:: ዘይስማዕምዑ እንተኾይኖም ግን ንህዝብና ድሕንነት ክበሃል ንግዝያዊ መንግስቲ ክንድግፎ ይግባእ:: እዚ ንጌታቸው ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን:: ውዕሊ ፕሪቶሪያ ምሕላው ንህዝብና ምድጋፍ ማለት እዩ:: ተመሊስና ናብ ዕንክሊል ከይንኣቱ ናይ ተፈናቀልቲ ዜጋታትና መከራን ስቃይን ከይናዋሕ ንኽእሎ ንግበር:: ብደብረፄን ዝምራሕ ጭፍራ በቲ ሒዝዎ ዘሎ እንተቀፂሉ ናብ ሓይለ መልጢ ምስግጋሩ ኣይቀርን:: እዙይ ድማ ኣብ ርእሲ ብዓለም ትዕዝብቲ ዝተዋቀረ ግዝያዊ መንግስቲ ዝበፅሕ ስጉምቲ ስለዝኾነ ብቀጥታ ንውዕሊ ፕሪቶሪያ ፍሩስ ይገብሮ:: እዚ ማለት ተፈናቀልትና ኣይምለሱን ማለት እዩ:: ንምጥቅላል: ነንባዕልና ብንገብሮ ምርጋሕ ንትግራይ ኣብ ክልተ ብኽፋል :ፀላእትና ብጀኖሳይዳዊ ኩናት ዘይረኽብዎ ዓወት ክሰምዑ የፀናፅኑ ኣለዉ:: ስለዚ እዞም ንህዝቢ ዘይሓቡ ክልተ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሓደ ክመፅኡን ክስማዕምዑን ኩልኻ ትግራዋይ በብዓቅምኻ ተፅዕኖ ግበር:: ሰላምን ሓድነትን ንብዱል ህዝቢ ትግራይ! ------------
@Awet-wn3hq
@Awet-wn3hq 14 дней назад
ንሓንቲ ትግራይ ተቓለሱ
@MkreMkre-y2y
@MkreMkre-y2y 15 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 15 дней назад
ኣብ መጻኢ ፡ ኣብ መንጎ ቲዲኤፍን ፋኖን ብዝካየድ ምትሕንናቕ ፡ ካብ'ቲ ዝሓለፈ ዝኸፍአ ህልቂት ዘይተርፍ ይመስል ። ተጋሩ ፡ ካብ ሕልምታትኩም ተበራቢርኩም ፡ ካብ ሕማም ምስፍሕፋሕ እንተዘይ ተገላጊልኩም ፡ ምስ ህዝብታት ኣምሓራን ዓፋርን ኤርትራን እናተናቖርኩም ምንባር ፡ ቀሊል ዕጫ ኣይከውንን ።
@adonay7097
@adonay7097 15 дней назад
Tedi best person
@murutseyeabyo6172
@murutseyeabyo6172 15 дней назад
እንቋዕ ኣብፀሐና ንኹልና፣ ርሑስ ኣውደ ዓመት! እዚ ሓድሽ ዓመት ናይ ጥዒናን ሰላምን፣ ናይ ሓድነትን ምትሕልላይን ዓመት ክኾነልና ንምነ። ኢዚኦም ኣብ ትግራይ ክሰፍኑ ካብ ሕድሕድና ትፅቢት ዝግበር ክንፍፅም ዘኽእል ልብምና ክህበና ነፀሉት። ኣብዚ ኩሉ ከይዲ መራሕትና መርኣያ ክኾኑ፣ ካብ ህልኽን ትዕቢትን ክወፁ፣ ካብ ከባቢያዉን ጉጅለያውን ኣካይዳ ክርሕቑ፣ መዕበይናን መጠንከሪናን ሓድነትና ስለዝኾነ ነዙይ ካበ ዘዳኽሙ ተግባራት ኩሉ ብውነን ብዕላማን፣ ዝዛረቡዎ ፀፅቡቑ ብተግባር ክፍፅሙ ቅንዕናን ልብምናን ኣዕብዩ ክህቦም ንምነየሎም።
@Teklu-z5d
@Teklu-z5d 15 дней назад
ተናሐናቲ ትክክል መስመር ከምዛ ደ/ር ዝብላ ዘሎ በሉ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 15 дней назад
TDF suk elu diu zirie Getachew kab defense TDF Kiberaber alewo. Silemintay wedi werede suk elu zirie zelo.
@TesfayGebru-m4k
@TesfayGebru-m4k 15 дней назад
የዕብየለይ።
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 15 дней назад
❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 15 дней назад
ፅንዓት ንስድራ ጉድኣት። TBS እዛ ብናይ ዶር ደጀን ዝጀመርኩምዋ ፕሮግራም ትርጉማዶ ክትነግሩና ትኽእሉ?
@tilahundisasatilahuntilahu92
@tilahundisasatilahuntilahu92 15 дней назад
ዜናኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ሀንቲ ዜና ስካብ ሕጂ ዘይዘገብኩምዋ ካብ ካርቱምብሰንኪ ኩናት ናብ አዱ ዝተመለሰ ትግራዋይ ዝዝክሮ ሲኢኑ አብአድ ይሳቀሎ
@Gebrehiwot-t3e
@Gebrehiwot-t3e 12 дней назад
እቲ ከብ ዓድዋ ንመቀለ እናተጓዓዘት አብ ከባቢ ማይቅነጣል እንዳፈላሲ ሓደጋ ትራፊክ ዝበፀሐ ሂወት 2 ሰባት ሓሊፉ ብዝብ እንተዝስተኻኸል።
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 15 дней назад
ኣታ መንእሞ ሰማዒ
@takelegemechu7003
@takelegemechu7003 15 дней назад
አያም ይበሉ ኹላቶም
@BelayneshSamuel-y8l
@BelayneshSamuel-y8l 14 дней назад
Medihanialem tsnat yehabkum ahwatey
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 15 дней назад
እዞም ናይ ሐዚ ክልትኦም መራሕቲ ጉጅለ ብግዲ ብውዲ ዓሪቕካ ንቀጻላይ ግን ዓብይ ትካል ትግራይ ክትሃንጽ ኣለዋ!! ንሱ ድማ ልዕሊ መንግስትን ፓርታትን ዝኾነ ዓብይ ካብ ኹሉ ነጻ ቤት ምኽሪ ክትሃንጽ ኣለዋ!! ማለት ከምዚ ናይ ሐዚ ብዘይ ኣገባብ ስልጣን ዝዋጠጡ እንሃሊዮም እቲ ልዕሊ ኹሉ ዝኾነ ቤት ምኽሪ ብስርዓት ኣልዩ ምእንቲ ክዳንዮም (ወይ ስርዓቶም የትሕዞም ገበነኛ እንሃልዩ ውን ናብ ቤት ፍርዲ ኣቕሪቡ ናብ እሰርቤቱ ዝውርውሮም በዓል ስልጣን ቤት ምኽሪ ትግራይ የድልያ) ሰለዚ ትግራይ ዓብይ ካብ ኹሉ ነጻ ኾይኑ ግን ድማ ልዕሊ ኩሎም ፓርቲታትን መንግሰትን ዝኾነ ዓብይ ትካል ትገግራይ ክትሃንጽ ኣለዋ።
@kassayehagos3467
@kassayehagos3467 15 дней назад
ምንተ ህዝቢ ክልቲኦም ፀግዒ ሒዞም ይፅንሑ። ሰነፍ ፣ መራሒ ምእንተዝንኡ ፤ ዓዱን ህዝቡን የጥፍእ ፥ ነጋድራስ ገብረ ሂይወት ባይከዳኝ ! ቅድሚ 150 ዓመት ፤ኣብ21 ክፍለ ዘመን ኣሎ'ዶ?
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 15 дней назад
እዚ ናይ ውናት መግለጺ ብቕርጺ ከም መበገሲ ንዚ ትፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ንምስጋርን ዘርጠብጠብን ድኹም ጎንታት አሐይልካን ብኮታትካ ወቲፍካ ከስግር ይኽእልዩ።እዚ ኢለ ከብቕዕ ኩለን እተን ውልዶ ውድባት ትማል ነቲ እቲ ውሽጣዊ ቑምነገሩ ምስለነ-ግዝያዊ መግስቲ ምኻኑ ንህዝቢ እንዳምሃራ መጺአን ኢየን? ሕጂ ግምጥል ኢለን መተዓራረዪ ናይ ህወሕት ክብላ ? ጻድቓንውን ምስ ብልጽግና ተለጢፉ ትግራይ ከማዓራርይ? ስልጣን ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ መንጢሎም ማለት በት-ምኽሪ አፍሪሶም ብዘይ ምቑጽጻር ከም ርእሰ-ፋሽስቲ ኢሳያስ ምስለነ-ግዝያዊ መንግስቲ ንዝሓለፈ 2 ዓመታት ገይሩ!!! ወራር ትግራይ መቐጸልታ ምፍራስ ኢሂወደግ ኢዩ፡ናይ እዚ ዋና ክአ ብአመሪካ ዝምራሕ ናይምዕራብ ሃገራት ኮይኑ፡ቦቶ ከደምቶም ጥምረት ናይ ጥፍአትን ወረርቲ ሓይልታት ገይና ዘይዓረፈን ዥም ዘሎዩ። ርእሰ-ፋሽስቲ ኢሳያስ አብ ትሕቲ ቱሽቱሽ ግብጽን ሱዑድያ ኮንካ አንጻር አመሪካዩ ማለት ፖለቲካዊ ድኽነትዩ፡ዋላውን ኢሂወድግ አንጻር አመሪካ አነበረን።ይኹን እምበር ብስነ-ሞገት ኩሉ አብ ካፓንታት ዝተቖጽረ ስብ ከከም ክእለቱ ውሕልነቱን ጥራይዩ ዓስቡ ዝረክብ!!!!!
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 15 дней назад
Hiwehat denakur bitaemi hisurat eyom kulom kab wenabitom Kittitas abilka TDF kaliot abalat bipolitika zitemharu kisiyemu alewom. Eziom Newsom kimerhu ayikielun eyom kulom akibka nab esurbiet aetiwiwom eziom kebdom eyu zemedom.
@fitsumbrhan206
@fitsumbrhan206 15 дней назад
ሐቂንምዝራብ ህወሓትኮ ክንገሮ ዝግባእ ነገርሎ ህወሓት ክብሩ ሓልዩ ህዝቡ እንተዘይ ኣኽቢሩ አብናይ 3ሰሙን ውግእ ብልፅግና አሸኒፍዎዩ ዘይተሸነፈ ህዝቢትግራይዩ ፋሕጭንግራሕሎም ካብ ተበታተንዎ አኪቡ ምርሑና ዓድናን መሬትናን ግዝኣትናን አይነደፍርን ኢሉ ዝተዃሸሐ መንእሰይ ትግራይዩ ኮይኑውን ሰራዊትና ካብኣፍደገ ሽዋ ዝተመለሰ ሰኣን ብቑዕ መሪሕነትዩ ካብዝኹሉ መከራን ፀበባን ዘውፀኦም ህዝቢ ረሲዖም ሎሚ ኣብስልጣን ሽምያኒሀዉ ስለዚ ህዝቢትግራይ ምስመራሕቲ ሃ/ኖት ምስ ዐበይቲ ዐዲ ምስ ገለልተኛታት ምሁራት መኺሮም ሰላማዊትን ውሕስትን ትግራይ ክትከውንአለዋ እቲከየዳለወ ለይትን መዓልትን ሰላማ ዝሕሉዘሎ tdf ውንኣባልቲ ምኽክር ይኹን
@HasAsg-x6w
@HasAsg-x6w 15 дней назад
ተሓታትነት ዘየረጋግፅ ፖሊሲ 00 ንቐፃሊውን ኣብ ዕንክሊል ክንነብር ዝገብር ብኔትዎርክ ዝተወደቡን ወንጀለኛታት ዘረፍቲን ብዙሕ ሃፍቲ ዘጥረየ ጉጅለ ስብሓት መሊሱ ስልጣን ክሕዝ ዝገብር እዩ ። እታ ተጀሚራ ዘላ ህዝባዊ ማዕበል ትቐፅል ድሌት ህዝቢ ይተግበር መሐንኮሊ ዝኾነ ፖሊሲ 00 ዘወር ኣብሉልና ንባዕልኹም ኣፍቱ ህዝባዊ ማዕበል ኣቲኹም ሓሚስኹም ብብቕዓትኹምን ብህባዊ ተቐባልነትኹም ስልጣን ሓዙ ፖለቲካዊ ዕላማ ብሽምግልና ኣይፍታሕን ብናይ ህዝቢ ፍርዲ እምበር ። ፖሊሲ 00 ዘወር ይበል።
@Km-8787
@Km-8787 15 дней назад
ኣቦሳንጆ ጸይቂ መን ክሰምዖ ሎሚ ዳኣ ኣብ ኣፍሪቃ ሓርኢ ከልቢ ከምዝተቀየረ ኣይፈለትኩምን ዲኹም ኣየ ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ ምስ ኣተኩም ፍጥር ክትብሉ ኣታ ማዓስ ክትማሓየሹ ኢኩም በሉ ስምዑ ድሒርኩም ኣሎም 99% እሞ ተማሓየሹ በጃኩም ኣበሳንጆ መሊሱ ንትግራይ ጢውጢው ኣቢሉ ከምዘይ ትፍታሕ ክገብራ ኢዩ መዛርብትኹም ኣናድዩ ኩሉ ግዚየ ካብ ሰብ ተስፍን ሃፋን ኣይትኩኑ ይገርም!!!!©
@mearegfitsum
@mearegfitsum 14 дней назад
Ere Tdf Atiyu Yihaliw Hizbu
@EyobSelassie
@EyobSelassie 15 дней назад
አሰፋ አብረሐ ?????
@GebruhadFisha
@GebruhadFisha 15 дней назад
000ባሓቁ ጌች ፀንተ ት ዘፈፀሙልካ ገዲፍካ ግንገበነኛታታ ትግራይ ከሃድን እዬ ማለት እንታይ ማለት እዩ
@takelegemechu7003
@takelegemechu7003 15 дней назад
ጽንዓየኀብከም
@seyoum7656
@seyoum7656 14 дней назад
Meneyu bethbathi megelathe alewo
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg 15 дней назад
If you don't ignore it, be neutral if you want to have audience.
@tbstig
@tbstig 15 дней назад
ነመስግን🙏
@haileatsbeha5697
@haileatsbeha5697 15 дней назад
POP invited Amhara to join the genocidal war in the way to invaded western Tigray
@GatachewYemen
@GatachewYemen 15 дней назад
ውሸታም መልሱን ዶ/ር ደብረፂሁን መልሱን ይሰጠን ሰዉየው የፃድቃን ጨቅላውን አሳብ አራማጅ ነው
@adonay7097
@adonay7097 15 дней назад
ቭራዎ መሀሪ ዮሓንስ ንጌታቸው ቦንሲካዮ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 15 дней назад
እንታይ ዳኣ ትዋጥይ አለኪ ? እዞም ጠዓዉ ረኪበምኪ ግዲ እምበር ቅድሚ 2 እተገበረ ናይኒ መርገም ስንቆምን መረረ ዝፍታሖም ጠዓዉ ሎሚ አቅሪብክዮ ??? አብየት አብ ትግራይና ብኢህዝባዊያንን ህዝበኛታትን ዝግበር ዘሎ ፖሎቲካ ዕጥራን 🤮🤮🤮 ዘብልን ዘሕዝንን እዩ !😭😭😭
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 15 дней назад
እዛ እናደገምከም ተስምዑዋ መስመራ ናበይ ከምእተብል ግልጺ ኣይትኹን እምበር ሃናጺት ትመስልሞ ትግራይና ኣጀንዳ ገይርካ እቱ ናይግሊ ታሪክ ክጸንሕ ገይርካ ግዝያዊ ምምሕዳር ዘለዉ ሰባት ደው ኢሎም ክሓስቡ ምግባር የድሊ ። ምስፈረስካ ዓወንወን ኢልካ ምብካይ ትርጉም ዘይብሉ ኣካይዳ እዩ ። ደጋፊባ እንታድባ ከምእትብሉ እናተረደአኒ ሓቃ ግን ንማንም ትግራዋይ መድሕን በዙሒዝናዮ ዘለና ናይ ህዝቢ ትግራይ ጸገም ንምፍታሕ ህወሓትን ትግራይ ሰራዊትን ጥራሕ እዮም ። ፈተና ጸላእና ብሕታዊ ሓቂ ንሳ እያ ።
@abebeh.8145
@abebeh.8145 14 дней назад
ህዋህት ውድብና ኢያ እናበልኩ ይቃለስ ነይረ ኣይግዚኡን እናበልኩ ህዚ ግን ካም ቁርዲድ ተጣቢቃ ናይ ትግራዋይ ደም እናመጠጥካ ኣነ ልበይነይ ልብል ካ ስማዕ Entitlement ምስረኣኹ ህዝቢ ትግራይ ይኾነ ናብ ልብል ተቀይረ. ናይ ስትራተጂካዊ መሪሕነት ውድቀት በፂሕኒ ልበለ ውድብ ተመሊሱ እቶም ኣብኡ ልእተዉዎ ባንክን ታንክን ኣረኪቦም ናብ መቀለ ተመሊሶም 9000 ፍሉይ ሓይሊ ሒዞም ከምዙይ ኣተፀበናይ ልብሉ መራሕቲ ክመርሑ ምግባር ውርደት እዩ. Where is Accountability !! ሰባት እምበር መልኣኻት ኣይኮኑን! Viva TDF ክብርን ሞገስን ልቶም ትግራይ ትዕወት እናበሉ ሂወቶም ልሃቡና ክቡራት ስውኣትና! ይኣኽሎም ቦታ ይልቀቁ !!
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o 14 дней назад
TDF ን ደብረፃዮን ይኽን ጊታቸው ይእሰሮም ።።።።።። ኩሎም ተጋሩ ዝዉክል መንግስቲ ይጣየሽ።።።።
@MikialeGeremaryam
@MikialeGeremaryam 15 дней назад
እዛ ሓደጋ ትራፊክ ትብል ዜናኩም 10 ሰብ ኢልኩም ዝፀብፀብክምዋ ኣርምዋ 2ተ ሰብ እዩ ተባሂሉ
@tbstig
@tbstig 15 дней назад
ነመስግን፣ ንዝተፈጥረ ጌጋ ይቕሬታ ንሓትት
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 14 дней назад
ኣታ ሓታተይ ሓሳባት ተታዓናቅፍ ኣለኻ ስቅ በል እወ ኣ እወ እናበልካ ዕንቅፋት ትገብር ኣለኻ ?
@SolomonMulaw
@SolomonMulaw 15 дней назад
❤❤❤
@mearigtadesse7853
@mearigtadesse7853 15 дней назад
ውግንናና ንሓድነትን ራህዋን ህዝቢ ትግራይ! ..........,,,,,,,,,,,......, ንክልቲኦም ጉጅለ ህወሓት ኣይድግፎምን:: ነገር ግን ንህዝብና ድሕንነትን ሓድነትን ክበሃል ተላዚቦም ናብ ሓደ መፂኦም ነዚ ተረፍ ጀኖሳይድ ዝኾነ ህዝብና ክኽሕስዎን ካብ ፀገም ከውፅእዎን ንላቦ:: ህልኽን ምትፍናንን ንህዝብና ንሕውሩ ሓድነቱ ዝሰብር እዩ:: ህወሓት ክሓልፍ እዩ: ህዝቢ ትግራይ ግን ነባሪ እዩ:: ነዚ ሓደ ህዝቢ ኣብ ክልተ ከፊልካ ነንባዕሉ ክናቆር ምግባርን ንፀላኢ ምሃብን ታሪኽ ይቅረ ዘይብሎ በደል እዩ:: ስልጣን ትሕቲ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ እዩ:: ክሊቲኦም ጉጅለ ህወሓት ትማሊ ንህዝቢ ትግራይ ንበላዕቲ ፀላእቲ ብምስጣሕ ዝበደዎ ይኣኽሎ:: ስለዝኾነ ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ክብሉ ካብ ምትህልላኽ ወፂኦም ኣፈላላዮም ከፅብቡን ሓቢሮም ብምስራሕ ነዚ ኣብ ከቢድ ፀገም ዘሎ ህዝብና ከሳግርዎ ይግባእ:: ብውልቀ ዝውነኑ ትካላት ሚድያ ነዞም ኣብ ስሑት መንገዲ ዘለዉ ክልተ ጉጅለ ናብ ሓደ ክመፅኡ ኣወንታዊ ሚና ክፃወቱ ይግባእ:: እንተዘይኮይኑ ብናይ ህዝቢ ገንዘብ ዝመስረትካዮ ትካል ተጠቂምካ: ነቲ ሓደ ጭፍራ ደጊፍካ: በሎ በሎ እንዳበልካ ንህዝቢ ትግራይ ንምክፍፋል ተውዕሎ እንተኾንካ: ናይ ታሪኽ ተሓታቲ ኢኻ:: ሕዚ እውን ከም በዓል ዛራ (ስታሊን) : ደደቢ ሚድያ(ዶክተር ሃይለ) : ማርያማዊት: ብስራትን ዳዊት ከበደን ካብዚ ንህዝብና ከቃፅል ዝጉሃሃር ዘሎ ሓደጋ ምንብድባድን በንዚን ምውሳኽን ወፂእኹም ንኽልቲኦም ጉጅለ ናብ ሓደ ዝመፅሉ ኩነታት ንምፍጣር ዓብዪ ሓላፍነት ኣለኩም:: በሎ በሎ እንዳበለ ዘራስን እማ በሽ በሽ ዩቱበርን ቲክቶከርን ኣሎ:: ህዝቢ ትግራይ ነዞም ሓላፍነት ዘይስምዖም ክልተ ጭፍራ ህወሓት ናብ ልዝብን ስምምዕን ክመፅኡ ዓብዪ ድፍኢት ክገብር ኣለዎ:: ኣብ ዓድን ወፃእን ዘለኹም ምሁራትን ዓበይቲ ዓድን ሓድነት ትግራይ ንምውሓስ ርኡይ ግደ ክትፃወቱ ይግባእ:: ብፍላይ ኣብ ወፃእ ዘለኹም ናይ ጉጅለ ደብረፅየን ደገፍቲ መሓውር: ዲያስፖራ ትግራይ ኣብ መኸተ ዘዋፅኦ ገንዘብ ሓቢእኹም ፀኒሕኩም ሕዚ ዶላር እንዳጉሓፍኩም ነዚ ጉጅለ ትልእኹ ኣለኹም:: ህዝቢ ትግራይ ሓደ ዝገብሮ እምበር ዝፈላልዮ ኣይደልን:: ዘይስማዕምዑ እንተኾይኖም ግን ንህዝብና ድሕንነት ክበሃል ንግዝያዊ መንግስቲ ክንድግፎ ይግባእ:: እዚ ንጌታቸው ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን:: ውዕሊ ፕሪቶሪያ ምሕላው ንህዝብና ምድጋፍ ማለት እዩ:: ተመሊስና ናብ ዕንክሊል ከይንኣቱ ናይ ተፈናቀልቲ ዜጋታትና መከራን ስቃይን ከይናዋሕ ንኽእሎ ንግበር:: ብደብረፄን ዝምራሕ ጭፍራ በቲ ሒዝዎ ዘሎ እንተቀፂሉ ናብ ሓይለ መልጢ ምስግጋሩ ኣይቀርን:: እዙይ ድማ ኣብ ርእሲ ብዓለም ትዕዝብቲ ዝተዋቀረ ግዝያዊ መንግስቲ ዝበፅሕ ስጉምቲ ስለዝኾነ ብቀጥታ ንውዕሊ ፕሪቶሪያ ፍሩስ ይገብሮ:: እዚ ማለት ተፈናቀልትና ኣይምለሱን ማለት እዩ:: ንምጥቅላል: ነንባዕልና ብንገብሮ ምርጋሕ ንትግራይ ኣብ ክልተ ብኽፋል :ፀላእትና ብጀኖሳይዳዊ ኩናት ዘይረኽብዎ ዓወት ክሰምዑ የፀናፅኑ ኣለዉ:: ስለዚ እዞም ንህዝቢ ዘይሓቡ ክልተ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሓደ ክመፅኡን ክስማዕምዑን ኩልኻ ትግራዋይ በብዓቅምኻ ተፅዕኖ ግበር:: ሰላምን ሓድነትን ንብዱል ህዝቢ ትግራይ! ------------
@tilahundisasatilahuntilahu92
@tilahundisasatilahuntilahu92 15 дней назад
ዜናኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ሀንቲ ዜና ስካብ ሕጂ ዘይዘገብኩምዋ ካብ ካርቱምብሰንኪ ኩናት ናብ አዱ ዝተመለሰ ትግራዋይ ዝዝክሮ ሲኢኑ አብአድ ይሳቀሎ
@tilahundisasatilahuntilahu92
@tilahundisasatilahuntilahu92 15 дней назад
ዜናኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ሀንቲ ዜና ስካብ ሕጂ ዘይዘገብኩምዋ ካብ ካርቱምብሰንኪ ኩናት ናብ አዱ ዝተመለሰ ትግራዋይ ዝዝክሮ ሲኢኑ አብአድ ይሳቀሎ
@tilahundisasatilahuntilahu92
@tilahundisasatilahuntilahu92 15 дней назад
ዜናኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ሀንቲ ዜና ስካብ ሕጂ ዘይዘገብኩምዋ ካብ ካርቱምብሰንኪ ኩናት ናብ አዱ ዝተመለሰ ትግራዋይ ዝዝክሮ ሲኢኑ አብአድ ይሳቀሎ
@tbstig
@tbstig 15 дней назад
ሓበሬታ ክንሓትት ኢና። ንዝሃብኩምና ሓሳብ ድማ ነመስግን
Далее
Boxing !! 😂
00:21
Просмотров 1,8 млн
Признавайтесь, кто его смыл?
00:54