Тёмный

Teddy Gere - Za-abay | ዛዓባይ New Tigrigna Music 2022 (Official Video) 

Teddy Melody
Подписаться 54 тыс.
Просмотров 1,1 млн
50% 1

For new release updates, please SUBSCRIBE to our channel, and SHARE it to friends.
Visit and Follow our links below.
/ teddygere
Teddy Gere
Dj Ashu Tig Tig New Tigrigna Guayla Hip Hop 2022
Zemen Alemseged - Bdemena
Amanuel Yemane - Harire

Развлечения

Опубликовано:

 

8 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,7 тыс.   
@dinavs687
@dinavs687 Год назад
Tedy hawey fetawitkum kab eriterea eye ajoku yehwatey tigray tiawet🇪🇷
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 Год назад
ኣጆኹም ተጋሩዋይ ኩሉ ኤርትዊ ኣይኮናን ፀላኢኹም ኣብ ጎድንኹም ኣለና ❤💪
@mikiyashailay5878
@mikiyashailay5878 Год назад
ፅቡቕ አለኻ ኩሉም አይኮኑን ጸላእትና☝️❤️👍
@mikiyashailay5878
@mikiyashailay5878 Год назад
ፅቡቕ አለኻ ኩሉም አይኮኑን ጸላእትና☝️❤️👍
@tmnitabera8866
@tmnitabera8866 Год назад
ተጋሩ ባርነት አይናህናን ወለድና አይጸንሑልናን ትግራይ ብደቃ ክትክበር እያ ዘልአለማዊ ዝክሪ ክብርን ንጀጋኑና❤💪
@Endrtaweit
@Endrtaweit Год назад
ቲዴ ኣነስ ክፈተዘካ ጥዑምይ እንቋዕ ዳሓን መጽኻ ወዲ ዓባይ ሃገረይ ትግራይ✊💙 ዓወት ነተጋሩ እንቋዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣበጸሓኩም ተጋሩ ሰብ ሰረ ነቴዲ ተፈትዉ ላይኩ😘
@Kebari366
@Kebari366 Год назад
ተዲ ጂግና ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣምላክ
@user-qn2vn8gm6o
@user-qn2vn8gm6o Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tube41
@tube41 Год назад
አቲ ዓደይ ክብረት ሓበነዬ አፍቲ እዋን ፀልማት ብርሃነዬ ወይዛ ዓደይ መሙነዬ ፉናዬ ነብዕኪ ሰሚዐ ብወረ መፅዬ ከይረአኪ በበይገይረ ወይዛ ዓደይ ክብረይ ሓበነዬ ሓበነዬ❤ Thanx teddy ብሉፅ ስራሕ
@mreset2100
@mreset2100 Год назад
ኣታ ናይዚይ ስ ፈሉይ እዩ ብሱሩ ልብካ እዩ ህልም ዝብል ምስዛ ደርፊ ፈልይ ክእለት ኣልካ ቀፅለሉ ፈጣሪ ይባርክ😍😍😍😍😍😍😍
@aklilukassa5958
@aklilukassa5958 Год назад
አደራርፋ ግጥሚ ዜማ መልእክቱ 100%
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Год назад
ናይቲ ባዕድስ ዝኾነ ሙኾነ ናይቲ ናተይ ገሪሙሚ ኣነ😭😭😭😭 ኣጆኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ እዚ ኣይኮነን ኢድኩም ግን ስለ ጅግንነትኩምን ስለ ትባዓትኩምን ዝተሳኣነ የለን ኣጆኹም ሰላምኩም ይብዛሕ እግዛኣቢሄር ኣብ ጎድኒ ዉጹዕ እዩ እሞ ምሳኹም ይኹን
@user-zt3yc9or9m
@user-zt3yc9or9m Год назад
የቀንየልና መዓረይ ብጾሎት ዘክሩና አምላክ ከብርሀልና እቱ ጸልማት
@fjz1093
@fjz1093 Год назад
ኣሜን(3)😭😭😭😭
@hnhn222_9
@hnhn222_9 Год назад
ዓደይ ትግራይ ናፊቐ እምበረይ ቴዲ ወዲ ትግ
@dawit.g106
@dawit.g106 Год назад
ናይቲ ጋናስ ዝኮነ ምኮነ ናይቲ ባዕድስ ዝኮነ ምኮነ ናይቲ ናተይ እዪ ገሪሙኒ ኣነ😢😭
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Год назад
ወኒየ ናፊቀምበር ስራሕ ኣለኒ ዓደይ ወገነይ ዓደይ ሓበነይ ቴድየ ምቁር ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብያትኒ😢💔💊💊👌💔 ኣጆና ተጋሩዋይ ቴድየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጥዑም ድምፁ🙏🙏💓💓💛💛💊💊💊💪💪
@phillytigraway3963
@phillytigraway3963 Год назад
Teddy ድምፂ መረዋሕ! ዝገርም ስራሕ’ዩ ወድ-ዓደይ❤💛 ግጥሚ-100% ድምፂ-100% ቀረፃ-100% ቅንብር-100% ቀፅለሉ.! ሰላምና ይመልሰልና ደቂ ትግራይ💛❤
@hiwetkidane4266
@hiwetkidane4266 Год назад
ቴድየ ጥዑም ድምፁ ሕቁንቁን እንበር ኣቢልካና ኣየ ናፍቆት ትግራይ ዓደይ 😥
@user-cl4ut9xt8w
@user-cl4ut9xt8w Год назад
😭😭😭😭😭😭
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v Год назад
ቴዲዋይ ኣነስ ብቐደሙ ኣድናቂትካ እየዋ ቆልዓ ኮይነ ኣብገጠር ብሬድዮ ደርፍታትካ እላስማዕኩ ዓብየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ደርፍታትካ ማዓልታዊ ስሚዐ ኣይሞንዎምን ናይሐዚ ስራሕውን ስቁንቁን ኣቢሉና ናፍቆት ስድራና ትግራይ ትስዕር ዕድመ ልTDF ዋሕስ ህዝቡ ጅግና ልዓዱ💊💊❤💛
@umnhm100
@umnhm100 Год назад
ቴዲ ጅግና ብሉፅ ሰራሕ ትግራይና ሰላምኪ የርኤና
@beletsetmajor4316
@beletsetmajor4316 Год назад
Kab TikTok zmxakum alkum do kemzi natey
@freweynidesta1270
@freweynidesta1270 Год назад
ኣይከኣልኹን ንብዓተይ ውሒዙ ኣዴና ትግራይ ዝረከበቶ ቴዲ ሓውና ይበል ስራሕ ይኣክል ይበለና ፈጣሪ ትግራይ ዓድና ዓዲ ሓቅን ፅንዓትን ዓወትና ግደን እዩ።
@maharenaablel1153
@maharenaablel1153 Год назад
ናይ'ቲ ጓና'ሲ ዝኾነ ምኾነ ናይ'ቲ ባዕዲ'ሲ ዝኾነ ምኾነ ናይ'ይ ናይተይ ገሪሙኒ ኣነ። ብሓቂ ይገርም። I'm from ዓጋመ ጉዛይ
@nebyatey920
@nebyatey920 Год назад
💙❤🙏😥
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 Год назад
Wow I am emotional, even when I am from neighbouring country, selam nkulna yhabena Fetari. Ajokum kulna xubuk yelenan kulu khalf eyu.
@nebyatey920
@nebyatey920 Год назад
TnX kbur haw/hafti💙❤🙏
@user-oz4pg1bu6v
@user-oz4pg1bu6v Год назад
ኣይካኣልኩን እቲ ትግራይ ዓደይ ሕሉፍኪ እናረአኩ ዓይነይ ይነብዕ እየ ዘለኩ ትግራይይ ዓደይ ልዕሊ ማንም ሓቀኛ ሰለ ዝኮንኪ ኩሉ ኾይኑ ፀላእኪ ግን ዳሓን ንኩሉ ግዜ ኣለወ እቲ ፀላም ናብ ብርሃን ምሰ ተቀየረ ኩሉ ፀላእኪ ርኡሲ ከድንን እዪ ክትዕወቲ እኪ ብቶም ጀጋኑ ደቂኪ
@user-uv7rf4oy3o
@user-uv7rf4oy3o Год назад
መን ኣሎ ጊን ከምዙከማ ደጋጊሙ ሰሚዑ ዘይመንዋ😪💔
@user-dj5sm1qp4c
@user-dj5sm1qp4c Год назад
ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትዕወት💊💪💪💪💪
@selamberhanu7404
@selamberhanu7404 Год назад
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-kt6tt5oe9k
@user-kt6tt5oe9k Год назад
ሩሑስ ሓዱሸ ዓመት ይገበረልና ተጋሩዋይ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
ወኒየየየየ ናፋቀ እምበር ስራሕ አለኒ 😭😭😭 አጆና እስቲ ቀሪብና ኢና ክርህው እዩ ቴዲ ሓውና ይበል ስራሕ
@kidanetesfay2916
@kidanetesfay2916 Год назад
ንብዓት ህዝብና ዝሕበሰሉ ዘበን ይግበረልና! ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቴዲ ሓውና
@user-ud9uy9yt9u
@user-ud9uy9yt9u Год назад
ስምዕካ ዘይትምኖ ኩሉ ግዜ ሙዝሙረይ♥️😪😍
@user-dv4qs1jf3e
@user-dv4qs1jf3e Год назад
ቴዲየይ ባዓል ጥዑም ድምፂ ዓደይ ሰላምኪ የሪእኒ ሓድሽ ዓመትስ ምስቶም ወልድና ምርኻብ እንተሓረመናስ ድምፆም እውን የለይ 😢😭😭
@MomMom-zc8hf
@MomMom-zc8hf Год назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የስመዐኒ ሎምሰ ብናፍቅ ዓድናኮ ሓሪርና ተጋርዋኒ እዚ ሓዱሽ ዓመት እዚ ኪናት ወረ ኪናት ጠፊኡስ ምሰ ትግራይ ምስ በቴሰብናን ንራከበሉ ዓመት ይግበረልና
@mebrahtomangesom5619
@mebrahtomangesom5619 Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፅአካና ቴዲ ሐወይ ብዓል ጥዑም ጎሮሮ ይበል ጥዕም ድምፂ ካናሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምሰ ምሎኦም መሳርሕትካን ሰድራካን ይበል ሰራሕ ግጥሚ100% ዜማ100% ድምፂ100% ኮታሰ ኩሉምሉ ብቁዕ ሰራሕ ሰላምን ቅሳነትን ንታማሙቅ አዴና ትግራይ ይፊጠሪልና ፣ኩሉኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ሰነጥበብ ሃገርና ነሰተማቅር።
@mlatleul3175
@mlatleul3175 Год назад
ቀፅለልሉ ተዲ ወዲ ዓባይ ትግራይ
@brabi6594
@brabi6594 Год назад
ዝፈትወካ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ከብድኻ ትበልዕ ደርፊ ናፊቀኪ ትግራየይ ❤❤❤😭😭😭💔💔💔
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v Год назад
ቴዲዋይ ካብ ብቆልዓይ ደርፍታትካ እናስማዕኩ ዓብየ ግዜ ብፅቡቑ ኣድናቂትካ እየ ይበል ዘብል ስራሕ ሕዚካ መፂኻ ናፍቆት ዓድና ሓማሚሱና መድሃኒኣለም ኣቦይ ሓዱሽዓመትና ቀይረልና ይኣኽለኩም በለና
@tsegaygkirstosnegash3836
@tsegaygkirstosnegash3836 Год назад
ካብቶም ዘድንቆምን ዝፈትዎምን ሓደ ኢኻ ቴዳ አጆኻ በርዕ ክሓልፍ እዩ እማንካ።
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ዓደይ ማዓረይ ወለላይ💔💔💊💊💊💊💊💊💊💊😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😳😳👏👏👏
@semhardoenlach9413
@semhardoenlach9413 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ንኩሉ ትግራዋይ ዝገልፅ ሙዚቃ ሸር ንልመድ ላይክ እዉን ደቂ ዓደይ❤
@user-wh5ie4jz3z
@user-wh5ie4jz3z Год назад
እዋይ ትግራዋይ ምዃን ማርያምን ምዕዳል እዩ እንኳዕ ካብ ማህፀን ትግራይ ወፃእኹ ትግራይ ትስዕርን ፈረቓን
@aminamahamed6979
@aminamahamed6979 Год назад
wela Ane ❤🥰🥰🥰🥰
@vxnn4818
@vxnn4818 Год назад
ተዲ ሓውና ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ የቀንየለና ተጋሩዋይ ኩላትኩም ላይክ ንግበረሉ ንሓውና ፀላእቲ ከይውርድዋ
@user-no6iz3fx7s
@user-no6iz3fx7s Год назад
ኡፍፍ ኣታ ምዓዝ እዩ ሰላም ዝኸውን ስደት ሑሱም💔💔💔💔
@gehgeh8517
@gehgeh8517 Год назад
Ajona eski tegaru ahwatey kulu khalf eyu😭😭
@fjzj5468
@fjzj5468 Год назад
ቴዲየይ💖 ሓድሽ ዓመት ሰላምን ፍቅርን ሒዛትልና ትምፃእ ወጋሕታ ትግራይ የርእየና ተጋሩዋኒ🙏😘
@gobasommetie4768
@gobasommetie4768 Год назад
Waw ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ ..እያ ግን ኣናፊቅካና ..ቴድየ
@WhhfhWhegh-eo6se
@WhhfhWhegh-eo6se 11 месяцев назад
ትግራዋይ ብምኻነይ ሑጉስ የአ
@rigbeabrha7852
@rigbeabrha7852 Год назад
ናፍቆት ኣይካኣልናን
@user-nf7ir2qt6j
@user-nf7ir2qt6j Год назад
ቴዳየ ጅግና እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ሓወይ ዓደይ ትግራይ ሰላምኽ ይብዛሕ 💛❤✊✊
@zeraygebremariam1735
@zeraygebremariam1735 Год назад
ድሕሪት ክምለሰሰ ንዝብል ቆላሕ ረግረግ ጥሒሉ ንኽመራሳሕ ኣፍቲሕኻ ምልጭ ንቕድሚት ምራሕ ዓስቢ ዝህዝቢስ ሓርነት ጥራሕ ; ግቡእ ዝህዝብስ ናፅነት ጥራሕ ክካሓስ ግድን ሃገርና ንስራሕ 🏖 ቴደይ ❤️❤️❤️
@lovefamily846
@lovefamily846 Год назад
✅✅✅✅✅✅✅
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq Год назад
እበይት ድምፂ ተዲየ100♥♥♥💛💛💛
@Tigray122
@Tigray122 Год назад
ናይ ብሓቂ ምርጽቲ ስራሕሕሕ 100% ኩቡር ሓውና መምህር ቴድሮስ ክብሪ ይሃበልና 💎❤️💛💎ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና ንፈትዋ ዓድና ኣዴና ኣቦና ሓውና ሓፍትና ክንዲ ኩሉ ዝኮነት ትግራይና የርእየና ማርያም ጽዮን ኣዴና ጽላል ህዝብናን ሰራዊትናን ትኩን ባዕላ 💎💎💎❤️💛💎💎💎🙏🙏🙏
@hagostdfmyking9747
@hagostdfmyking9747 Год назад
ቴዲ ሓውና እንኳዕ ደሓን መፃካና 👏ብልፅቲ ስራሕ ግዜአ ዝሓለወት እያ 👌ናይ ኩሉ ትግረዋይ ስምዒት ገሊፅካልና🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛
@tigraithelandofqueenofsheba
Mother land Tigrai, land of heroes, land of origins... peace be upon the lovely Tegaru Jeganu 🙏 🙌
@mikiyashailay5878
@mikiyashailay5878 Год назад
ግጥሚ 100%+1 ዜማ 100%+1 ቪድዮ 100+1 መግለፂ ቃላት ስኢነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንኳዕ ትግራይ ኮንካ/ኩ👉❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@dearmom2633
@dearmom2633 Год назад
ኣቱም ሰባት ናፊቅና ከም ቆልዓ ምስ ንብዓት ንቃለስ ኣለና😢
@sgsysh4628
@sgsysh4628 Год назад
ግጥም 100% ዘማ 100% ድምፅ 100%ይበል 😍👌👌
@oasums
@oasums Год назад
ቴድሮሰ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@bergvinetsegay1744
@bergvinetsegay1744 Год назад
ትግራዋይ ምዃን ትዕድልቲ እዩ። ትግራይ ትስዕር!!
@user-kc3pm4uv9g
@user-kc3pm4uv9g Год назад
ሰላም ንህዝበይ💊😢😓♥️ ቴድየ ብሉፅ ♥️
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 Год назад
እውውውውውይ ኣነስ እዛ ደርፍ ከብደይ ተገላቢጥኒ ማራ ነፊቀ ኣምላኽ ኣቦይ ንህዝበይ ሓደራ
@getachewgirma7144
@getachewgirma7144 Год назад
ቴዲ ናትና ጀግና ኩላትና ተጋሩን ደለይቲ ፍትሕን ሳብስክራይብ ንግበረሉ ነበረታትዓዮም ንኹሎም ሙዚወኛታትና ንፅቡቕ ስርሖም ነድንቆም ምድናቕ ዘመናዊነትን መግለፂ ፍቕሪን እዩ። ትግራራራራራራራራራራራራራራራራራይይይይይይይይይ ሰላምኪ ይብዘሐልና።
@user-ij2bl1iu1j
@user-ij2bl1iu1j Год назад
ቴዲ ሓወይ ኣጆኻ ወገነይ ፅቡቅ ስራሕ ኻብድና ሑቁንቁን ኣብልካዮ ማዓረይ ናፍቆት በርትዕና😥😥😥😥😥😥😥
@sosiadsho1831
@sosiadsho1831 Год назад
ትግራይ ዓደይ ብናፍቆትኪ ሞይትና 😭😭😭😭😭
@helengessessew1505
@helengessessew1505 Год назад
Teddy enqa natna konka marwoha demtsu ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@samieshak7026
@samieshak7026 Год назад
ሓደ ክንዲ ሽሕ ❤❤❤❤
@user-rn2zj7vc6j
@user-rn2zj7vc6j Год назад
ኡፍፍፍፍ ዋይ ብናፍቆት ኮ ተሳቀና ደቀይ አምላኽ ንዓድና ሰላም ይፍጠረላ ሞ ናፍቆትና ከእክል
@user-fo4vr8qf8t
@user-fo4vr8qf8t Год назад
ኣጆና ማዓረይ ክወግሕ አዩ ♥♥💊💊💊💔
@user-rn2zj7vc6j
@user-rn2zj7vc6j Год назад
@@user-fo4vr8qf8t እሺ ዝያዳይ
@sarontes938
@sarontes938 Год назад
#ኣጀኩም ተጋሩ የዋትና ፡ዕድል ኣይገብርናንን ንኩሉና እዩ ሓሲሙና ዘሎ።
@robrahk1432
@robrahk1432 Год назад
ኣኡፍፍፍፍ ልብኻ ዝትንክፍ ስራሕ!!! ።ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ሓዉና ህዝቢ ትግራይ።እንታይ እሞ ክንገብር ነዞም ኣጋንንቲ የጥፋኣልና ኣምላኽ።ካብ ሓዉኹም ኤርትራዊ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Год назад
ጸልማት ክግፈፍ ጀሚሩን አሎ ትግራይ ኩሑሎ 💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@yemanegebrhiwet2485
@yemanegebrhiwet2485 Год назад
ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ ኢካ ንመለእ ህዝብን ሰረዊትን ኣደ ትግራዋይቲ ትገልጽ ጥበብ ኢካ ስሪሕካ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ።
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 Год назад
Tedi You did it as usall i missed my country tigray!!
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 Год назад
🌿🌹🌻🌹ዋውውውው ልበይ ሸለውለው እልኒ ናፍቆት ሕስም ሰላምኪ የውርዶ ትግራይ ዓደይ🌹🌻🌿 🌿🌻ምስ እዋናው ዝከይድ ደርፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🌿🌻 ኩሉ ዘምሕረልካ🌻🌹🌿
@ኣሃዱ
@ኣሃዱ Год назад
ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ
@peaceforTigray
@peaceforTigray Год назад
ዓደይ😘💔
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 Год назад
ናይ ባዕድስ ዝኮነ መኮነ ናይቲ ሓወይ ገረመኒ አነ ኤርትራ ትሰሚዒዶ አለኪ ንዓኪ እዩ ሓውና ዝብለኪ ዘሎ እቲ ባዕዲ አምሓራይ እዩ ፀላኢና ምኳኑ ካብ ጥንቲ ስለ ንፈልጥ እንተ 🇪🇷ንስኪ ግን አይፈለጥናን ነይርና ፀላኢት ትግራይ ምኳንኪ ምስ ፀላእትና ተላፊንኪ ደቅኪ ቀቲልኪ
@newhope161
@newhope161 Год назад
ኤርትራዊ ባዕዳዊ እዩ
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Год назад
ሃለውለው መን እዩ ኤርትራ ንሕና ዝገበረና ንቲ ባንዳ እዩ።
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 Год назад
መጀመርያ አስተባሂልኪ አዳምፂ ምስሊ ረአይ ቅድሚ ንዓይ አፍኪ ምክፋትኪ ናይ ባዕዲ ኢሉ እንታይ ፎቶ ትርጠቂሙ ናይቲ ናተይ ኢሉ እንታይ ፎቶ ተጠቂሙ ባዕዲ ንባዓል ሶማልያ ስብ ስልጣን ኢትዮጵያ ገይሩ አሎ ናተይ ዝበላ ከዓ ናይ ኤርትራ ጀነራል ተጠቂሙ አስተባህሊ ሕራይ
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 Год назад
@@hermonmlash7197 አሜን እቲ ዘግድሰኒ ህዝቢ ሰላም ክኮነለይ እዩ
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 Год назад
@@hermonmlash7197 ዓጋመ ፀርፊ ድዩ?
@abitube3753
@abitube3753 Год назад
እንዃዕ በሰላም ምፃኻ ክብር ሓዉና በሓቂ ናፊቅና አለና ንዓድና ሰላም ይወረደለና እግዚአብሔር አምላክ😥😥❤❤❤❤❤❤😥😥😥😥
@titisabawit3510
@titisabawit3510 Год назад
ቴዲየየየየየ ጅግና ወዲ ዓባይ ትግራይ❤❤❤❤❤
@adoonline07
@adoonline07 Год назад
ናፊቀ ድሮ ኣዕንተይ ዘከሮ 💕💊💐
@redoykhan2449
@redoykhan2449 Год назад
ጀግና ዋው እንኳዕ ትግረዋይ ገበርኻን ፈጣር ዳኹርዕ ህዝብ
@abebahuluf8856
@abebahuluf8856 Год назад
ቴዲ ሺኮሮ ያኽ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍
@rfyr9989
@rfyr9989 Год назад
ላይክ ግበርሉ ተጋሩ አበይ አለና
@abebatsegay8760
@abebatsegay8760 Год назад
ቴዲ ጥዑም ድምፂ እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ💪💪💪✊✊✊
@efffse4146
@efffse4146 Год назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና ጨኒቅና ደቅኺ😢💝💝💝💝💔💔💔💔💔💔💔💔
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu Год назад
ወዲ ገርየ ኮርዒዳ
@JAMBO_31
@JAMBO_31 Год назад
መግለጺ ኣልቦ! ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ቴዲ ሓወይ!
@danayitkbrom9307
@danayitkbrom9307 Год назад
ቴድየ እንቃዕ ዳሓን መፃካና 2015 ዘመነ ሰላምን ስኒትን ራህዋን ምስ ስድራና ንራከበሉ ዘመን ይግበረልና🙏🙏
@abrahamtsegezab5551
@abrahamtsegezab5551 Год назад
ዳሓን ክሓልፍ ኢዩ ኩሉ ግን ብሱል ስነ ጥበብ ጥዑም ልሳን 😍😥🍏🍎
@user-cc8cs1fm1p
@user-cc8cs1fm1p Год назад
ቴዴዋይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ፅቡቕ ሰራሕ ወዲቶም ጁጋኑ ሰብ ስረ አርቲሳት ትግራይ ጀጋኑ ኩሎኩም ከምኡ ገይርኩም ታሪክና አፍሉጥና አጆና ደም ከንዕወት ኢና ብቅልፅም ጀጋኑና ሕጂውን ትግራይ ትስዕር ናሓርን ፀላእትና ነንበርከክ እምበር አይንብርከክን ንሕና መንዲና ትግራይ ትዕወት ጥራይ ንኪድ 💊💒🙏💓
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ኡፍፍፍፍ ዋላ ንሕና ናፊቅና ቴድየ💊💊💊💊💊💊💊💔💔💔💔😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥👏👏👏👏
@nasinetb1462
@nasinetb1462 Год назад
❤❤❤I stand with Tigray people ❤❤❤.God bless you all my beautiful people.from Eritrea 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
@geneta5174
@geneta5174 Год назад
ቴድዋይ ጅግና
@titi2854
@titi2854 Год назад
ኣጆና ተጋሩዋኒ 😥💊
@bergvinetsegay1744
@bergvinetsegay1744 Год назад
ትግራይየ ዓዳይ መረይ
@merigaltgray211
@merigaltgray211 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ቴዲ ጥዑም ድምፁ ትግራይ ሰላምኪ የሪአና ለሙስ ናፍቆትኪ ኣይተካኣለይ ዓደይ😥😥💛❤🙏
@johnwick7208
@johnwick7208 Год назад
Nice 👍❤️💛❤️💛🥰💊💊✊
@angesomsisay6344
@angesomsisay6344 8 месяцев назад
ቴዲ ብጣሚ ንፈትወኻ ኢና❤❤❤
@samri7768
@samri7768 Год назад
ቴዲዋይ ጅግና ጥዑም ድሙጹ ከብድይ ሕቁንቁን ኣቢልካዮ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfaykahsay4266
@tesfaykahsay4266 Год назад
ወይን ፈንፅሕ
@user-kn1ch3ep1u
@user-kn1ch3ep1u Год назад
ቴዲ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ድምፅካኮ ፍሉይ እዩ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋይ ክሓልፍ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ
@efi889
@efi889 Год назад
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ዮሃንስ ጥዑም ብስራት የስምዓና ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኢዱ ዝረኸበ ቡሩኽ ዘመን ይግበረልና ቴዲ ጽቡቅ ስራሕ ኣዝየ ዘድንቀካ
@fre6354
@fre6354 Год назад
እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቴዲ ጅግና ትግራይ ትስዕር ትግራይ ትዕወት ትግራይ ሰብ ኣለዋ
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
🙏🌹♥♥አሜን
@foxclanyt830
@foxclanyt830 Год назад
Amen amen egzabihr yisman 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet Год назад
ዋላ ቀትሪ ለይቲ ምሳኺ እንድዩ ምዓለይ ምሕዳረይ ብሕልመይ ርኤኪ ክንዲ ቁርሰይ ምስሐይ ድራረይ ካብ ገጽኪ ኣንቢበዮ ዝበጽሓኪ ዝወረደ መዓት ዉሽጥኪ ሓሪሩስ ፍሽኽ ትብሊ ንስለ'ታ ጽንዓት!
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 Год назад
አጆና ቴዲየ ጀግና ብሉፅ ስራሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ተመሊሱ የርእየኒ ሓላል ዓደይ🙏❤❤💛💛💔
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፀካ ቴዲ ገሬ
@salmaasfa7282
@salmaasfa7282 Год назад
Ajena trah kwegh eyu tegaruwani💊💊💊🌿🌿🌿🌿
Далее
Zengimussie
7:14
Просмотров 163 тыс.
Это реально работает?!
0:33
Просмотров 4,2 млн