Тёмный

Teddy Press መዕልቦ ኣልቦ ጉዳይ ኤርትራ-ትግራይ/ኢትዮጵያ ብመንጽር ባህርያት መራሕቲ 

Teddy Press
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

እቲ ኤርትራ ዝኣተወቶ ኩናት ትግራይን ኢትዮጵያን፡ ከምቲ ዝተገልጸ ስለ ዝተኾልፈ፡ ኣብ ሓደ መደምደምታ ኣይበጽሐን። ድሕሪ እቲ ናይ ፕሪቶርያ ስምምዕዉን ከምኡ ኣብ ሓደ መዕለቢ ኣይበጽሐን። ስለምንታይ? ካልእን ሕቶታት፡ ነቲ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተልን ዘጽንዕን፡ ተንታኒ ፖለቲካን ግዝያዊ ኣቦ መንበር ፈልሲን ዮሴፍ ገ/ሂወት ከብርሃልና እዩ።

Опубликовано:

 

12 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 54   
@KelatiMeasho
@KelatiMeasho Месяц назад
Tedy Press is very good media platform & I am regular follower of Tedy press & Yosef G Hewet is one of the great Eritrean Scholar, very knowledgeable person & we should proud of him.
@tigraylandofvictory3642
@tigraylandofvictory3642 27 дней назад
I am always impressed by the political analysis of Mr. Yosief Ghebrehiwot🥰🥰
@gimjaamare509
@gimjaamare509 28 дней назад
Thanks Teddy press and Yosief G.Hiwet. I appreciate you much for your analysis and Eritrea and Ethiopia. I wish all will a good heart and thinking for their people.
@simretberhe729
@simretberhe729 Месяц назад
እእእእእእእ
@user-ou5rq5mf4e
@user-ou5rq5mf4e 29 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@habtomabay5276
@habtomabay5276 27 дней назад
ሰላም ሰላም ሓው የሴፍ ዎ' ቴድሮስ ገጽ ንፈትዎም ርኤና ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 28 дней назад
ኣቶ ዮሴፍ ፡ ብዙሕ ነገ ር ተገንዚብና ተረዲእና ፡ ልዑል ምሳና ይብጻሕካ ዝሓወይ ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 29 дней назад
ኣንበሳ ዮሴፍ ገብረሂወት ብዛዕባ ናይ 1967 ዓ.ም ምጅማር ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘይ ንፁር; ወይ ዕላማ ኣልቦ ምንባሩ ተረዲእዎ ኣሎ:: ናይ 4ኪሎ ወንበር ይፀልእዎ ነይሮምስ መወዳእትኡ ከይዶም ባዕሎም ኮፍ ኢለሞ:: እሞ ድማ ንዘለዓለም ኮፍ ኢለሞ ዘይክነብሩ ከም ዝኾኑ እውን ዘይተረደኦም መዕነይነይቲ እዮም::መወዳእትኡ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ለኪሙ መጥፍኢ ኮይኑ::ባዕላቶም ብዘቋቖምወን ዓበይቲ ብሄራት እናተፀልኡ ካብ 4 ወይ 5 ሚልዮን ህዝቢ ወፂእኻ ዝኾነ ይኹን መንገዲ ተጠቒምካ ኣብዘይ ብሄርካ ወይ ቦታኻ ኣብ ኢትዮጵያ ኬድካ ንነዊሕ እዋን ክትገዝእ ምሕሳብ ንባዕሉ ናይ ሰነፍ ወይ ድኹም ፖለቲከኛ ሓሳብ እዩ::እዚ ኣይኮነን ዝተማህረ ኣካል ማንም ዘይተማህረ ንቑሕ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ ዝርደኦ ጉዳይ እዩ::እሞ ድማ ናይቲ ዝፈንቀልካዮ መንግስቲ መሓውራትን ሚልዮናት ሠራሕተኛታን ኣፈናቒልካስ ኣራጢጥካ ክትገዝእ ምውሳን ዝገርም እዩ::
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 27 дней назад
This is just good no matter to which part of these places you belong.
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z Месяц назад
ዮሴፍ ታይ ድኣ እዚእ 😮ኸሉ ምፅቃጥ? ማራ ፋቒዕኻና..።ትንተናኻ ብሱል እዩ። እዛ ..ኣብ ሞንጎ ኣብ ሞንጎ እ ...እ..እትብላ ግና ተትእርማ ..
@user-ti1ip2rd6y
@user-ti1ip2rd6y Месяц назад
Hasab wised kitmirawo diqa wedi diqala::
@habenhadish938
@habenhadish938 29 дней назад
​@@user-ti1ip2rd6y ሓሳብ ስለዘለካ ዲካ ጸሪፍካዮ፡ 😂😂 ኣየ በዓል ሓሳብ ። ኣቀራርቡኡ ኣይተሰማምዖን ሪቱኡ ሂቡ ኣሎ። ታይ ዘቀንዙ ኣለካ፡ መሰሉ"ዩ ኮ ሪኢቶ ክህብ ። ዶንጎላ ። ሕጂ ንስካ ንፍትሒ ትቃለስ ማለት ዲዩ ?😂
@user-ti1ip2rd6y
@user-ti1ip2rd6y 28 дней назад
​@@habenhadish938 Kidi chenawit behneh nisatom danagul nisken kea elfi kuret kulatkum hade zihayesh zeyblkum zikone minen kitblu degalat::
@negagetachew974
@negagetachew974 29 дней назад
Teddy- ዬሴፍ ጎበዝ ፖለቲካዊ ፍልጠት ዘለዎ ኮይኑ አብዛ ናይ ሎሚ ኢንተርቢው ግና ክዛረብ ከሎ እ.እ.እ እንዳበለ ብተደጋጋሚ ስለዝዛረብ ክእርም ንገሮ።
@samsontesete5119
@samsontesete5119 26 дней назад
😭😭💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-ez4ky4oc3g
@user-ez4ky4oc3g 23 дня назад
እሞ ሃየ ምበር ኣይትፍርሑ
@zinabuabadi6865
@zinabuabadi6865 26 дней назад
Mr.Yosef You are with the actors of the E.African (US) "Hishuk" zeytbluwom ekib elkum Eritrawiyan.
@paulosh6916
@paulosh6916 29 дней назад
Yosief…fair analysis but it would be great if you could say the meanings in Tigrigna as well to the words you frequently use in English so that the people who are not well versed in the English language may understand you well. For instance, you say ENDF instead of saying ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት or EPRDF instead of saying ኢሃደግ….thank you.
@user-ch9jf7yy9u
@user-ch9jf7yy9u 29 дней назад
Aye sebay gigna
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 29 дней назад
ፈልሲ ወሲኹ ካልኦት ፖለቲከኛታት ኤርትራ ብርጌድ ንሓመዱ ንድሕንነቱ ቅድሚያ ሂቡ ብዝለዓለ ጥንቃቐ ክንቀሳቐስ ከም ዘለዎ ሓበሬታታት ምሃብን:ናይ ኢንተልጀንስ ስራሕቲ እውን ክግበረሎም ፃዕሪ እንተዝግበር ንብል::ብዝተረፈ ግና በቲ ሞት ናይቲ መንእሰይ ምኽኒያት ምድንጋፅን ፍርሕን ከየስዕብ እቲ ተቓውሞ ክቕፅል ከም ዝግባእ ምክትታል ዘድሊ ይመስል ኣሎ::
@abiefrem2568
@abiefrem2568 28 дней назад
ኣያና መ ም ዮሴፍ
@KelatiMeasho
@KelatiMeasho Месяц назад
Yosief G Hewet speech is amazing, very intelligent Eritrean scholar, God bless him & God bless Tedy Press.
@SelamAk-mn5pj
@SelamAk-mn5pj 29 дней назад
Saese emo asaesaayom absbra knrakeb eina
@eritrea1237
@eritrea1237 29 дней назад
1:19:28
@peace20101
@peace20101 27 дней назад
What are you looking after you lost one million agames in your brutal war
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 9 дней назад
ዓንዳፍ!
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 Месяц назад
Blessings
@Samitrghh
@Samitrghh 22 дня назад
እኔ ወታደር ነኝ አብይ እና ኢሳያስ በሰሜኑ ጦርነት አሁን በአማራው ጦርነት ቢኖሩም አይጠቅሙም ብለው25ሺ በላይ ቁስለኛ ወታደር እረሽነው ገለዋል ግማሹን በመርዝ ገለዋል ለወታደር ምንም ክብር የላቸውም ለጄኔራሎች ጥሩ ገንዘብ ሰተው ተራ ወታደር እዴት እደሚሰቃዩ እዴት እደሚስገድዱ የሚበላ የለም ምንም ዘርፈ ብላ ይላሉ ምሳ የሚሰጥ ስንት ስቢል ገደልክ ስንት ቤት አቃጠልክ የሚከሱ ለምን ትምርትቤት ሳታፈርሱ ማሳ ሳታቃጥሉ 😩መጣቹ ነው የሚሉት ፍት ለመከላከያው ሰራዊት
@truth3960
@truth3960 19 дней назад
ሐዚ ተውጽእ ዘለኹም ንግግር ላይ ውነ መረዳእታ ዘይኒኤኩም ምኻኑ እጁ ልሕብር ወይም ምስትዋስ ቾሎታ ይቂርየኩም ሎ
@girmaymesele-wp5nw
@girmaymesele-wp5nw 23 дня назад
ዓቡኡይ ኣዱኡይ ትግራይዋይ ዝኾነ ኢሳያስ አፈወርቂ ኸ እንቲይ ትብልዎ
@user-wt2uy2jh8n
@user-wt2uy2jh8n Месяц назад
Genius political analysis.
@HabtemariamG
@HabtemariamG Месяц назад
Really man that's all you got 😷
@danny19593
@danny19593 Месяц назад
Why you keep saying Hicking stop hicking
@atsedehagos9484
@atsedehagos9484 29 дней назад
ዮሴፍ፡ንፉዕ፡መስተዉዓሊ፡ኣብነት፡ናይተጋሩ፡ንበረልና፡ዕድመ፡ይሃብካ፡ቴዲ፡እዉን፡በርትዕ፡
@tgeb6431
@tgeb6431 27 дней назад
Does this man secretly worship PIA? If Shabia and PIA have so much influence and power all over the world, well The gangs of this man stand no chance. ANyways, Festivals will continue and Eritrea will prevail!
@habenhadish938
@habenhadish938 29 дней назад
ኣቀራርባካ ኣመዓራሪ፡ እ እ…እ… ኮይኑ ዘረባካ፡ ካልእ፡ ናይ ባጫ ሰሓቅ ተደጋጋሚ እንታይ"ዩ ትርጉሙ ? ፖለቲካ እንዳተንተንካ ዕቱብ ክትከውን ይግባኣካ ። "ካብ ውፉይ ቁሩብ ነገር ውሰድ ኢካ"
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 28 дней назад
ከም ኩሉ ግዜ: መም. ዮሴፍ ገብረሂወት: ብዛዕባ እንታይነትን መሪሕነትን: መንነትን ተመሳሳልነትን: ናይ ኣቢ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፍወርቂን: ካልእ ጉዳያትን: ዝሃበና መሰረታዊ መረዳእታ: ብጣዕሚ ምሃሪ ኮይኑ'የ ዝረኽቦ። Thank you.
@michaelberhane9247
@michaelberhane9247 27 дней назад
ዮሴፍ ዓፋፍ ንስኻ ምሽ ንኤርትራውይስን ክትመርሕስ ነተን ኣባጊዕ ኤርትራውያን ከማን ክትመርሐን እይትኽእልን ኢኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@weldayHadgu
@weldayHadgu Месяц назад
Men eu wekilku
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 Месяц назад
Men eyou wokeylukou ?
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Месяц назад
መን'ዩ ጎሓፍ ባርያ ሓሰማ ክትከውን ገዲድካ : ንተንቤናይ ወዲ መድህን በራድ መን'ዩ ኣብ ስልጣን አደይብዎ ን33 ዓመታት ስዩም ኣቢሉ ዝድክረካ ዘሎ ::
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 21 день назад
God bless Yosef G/hiwet ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ብጉቡእ ዝተረዳእካዮ unconstitutiona political powre by corruption 60 years before and After inde one man Isayas Afewerki ስደት ምብትታን ስድራቤት ህዝባን ቆጠባውን ዕንወት ዝፈጠረ ህግደፍ እዩ
@rttr3992
@rttr3992 28 дней назад
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔Hegedef. 0000000000.⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❌❌❌❌❌❌❌❓❓❓❓❓❓❓❓❓
@hayletkle2197
@hayletkle2197 28 дней назад
ልክዕ ከምታ ዝወጸት ጋዜጣ ሻዕቢያ ፡ ዋላ ሓንቲ ንህዝቢ ዘርብሕ ዘይብላ ፡ ኢሳያስ ውን ፡ ወያነ ፡ኣመሪካ ፡ አውሮጳ ፡ ሕ/ሃገራ ፡ጸላእትና ዮም ፡ ክንዋጋእና ፡ ረዴአት ኣይንደልን ፡ ሕገመንግስቲ የለን ፡ዝሞተ ሰነድዩ ፡ ወዘተ - - - -
@alexanderghiday5876
@alexanderghiday5876 28 дней назад
ርእሲስ ምሳኻያ ዘላ ዮሴፈይ❤❤❤
@peace20101
@peace20101 27 дней назад
Qumat Agame
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 29 дней назад
ንስኻ ዮሰፍ ሰላህ ኢልካ መጺአካ ውዱብ ፈጢርካ ምስበኣል ወጫር ኣንደብርሃን ተሰማሚአካ ጭሩም ውን ኣላ ነሪትራ ዘይኮነስ ንኣኻ ኢኻ ትሰርህ ዘለኻ ተድይ ፕረስ ውን ናትካ ደጋፊ ነሪትራ ጥቅሚ ኣለኩም ኢለ ኣይኣምንን ወደሃንኩም ኣወት ብብርገድ ንሃመዱዩ ክስቆረኩም ኣለዎ😮😮😮😮😮😮😮😮
@amates2451
@amates2451 Месяц назад
Stink agama bruta rasa
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 27 дней назад
ዮሴፍ ድሁል ዓጋመ ቆንዳፍ እንታይ ዘስሕቕ አሎዎ እዩ እናተዛረብካ ትስሕቕ ልሕቲት ወዲ ሐላው አድጊ ጎጃሜ
@yemanemenghstab6139
@yemanemenghstab6139 27 дней назад
እቲ ሐታቲ ኣቡኡ ኣምሐራይ ኣዲኡ ትግራውይቲ ዕባይ ኣስመራ እቲ ባእባእታ ከኣ መንደፈራ ዓደይ ይብል ኣቡኡ ጏሳ ኮይኑ ካብ ትግራይ ዝመጸ ትግራይ ክብሉወያነ ጠሊማቶም መይታ
@weldayHadgu
@weldayHadgu Месяц назад
Nay baki thzunu denbe ankilil meniseyat ketetfiu ember trmtsieo lewti yrlen aletaeiyan ayawrtin eu gin btkabo aseba wulkawi dkan nmkiabat tserhu nebskum fetshu
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Месяц назад
ባርያ ጥሪት ኢሰያስ መንእሰያት ኤርትራ ደኣ ብወዲ መድህን በራድ ዶ ኣይኮኑን ዝጠፍኡ ዝነበሩን ዘልዉን :: 80,000 መንእሰያት ኣብ ትግራይ ቀይዶም ዝሓለቁ አየተሓሳስበካን ድዩ :: መዓስ ኢኹ አዚርኩ ክትሓስቡ ? እሞ እቲ ኢሰያስ ዝበሎ " ነዚ ህዝቢ ዚ ኣደንቂርካ ጥራይ ኢኻ ትገዝኦ ክብል ሲ ሓቁ ዩ "
Далее
WHO DO I LOVE MOST?
00:22
Просмотров 3,3 млн
WWDC 2024 - June 10 | Apple
1:43:37
Просмотров 10 млн
WHO DO I LOVE MOST?
00:22
Просмотров 3,3 млн