Тёмный

Tesfazion. ሰለምንታይ ናይ ቢሻ ወርቅና፣ ወደባትና ባሕርናን መርገም ኮይኑ? 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 129   
@XYONAWI
@XYONAWI Год назад
ካብቲ ናይ ተስፋጽዮን ደስ ድብለኒ ነገር ተሎ 1 ምስ ድኾነ ውድብ ኣይደናገጽ ኣይጎናባሕ፡፡ 2 ዝደለዮ ሓሳብ ባዕሉ ይዛረብ ሓሳቡ ይገልጽ፡፡ 3 ጽልኡ ኣብ ኣፍካ ይነግረካ ኣየምስልን ኢዩ፡፡ 4 ካብ ክልተ ጻሕሊ ኣይበልዕን ኢዩ፡፡ 5 ነዞም ካንሰር ህወሓትን ህግደፍን ለዊስዎም፡፡ 6 ብዓቢኡ ከኣ ኣቦ ትግርኛ ዩ። Thank you tesfe am proud of you.
@heruy8274
@heruy8274 Год назад
Tigrinya is a fake term. The proper ethnonym for Tegrena speakers is Habasa.
@XYONAWI
@XYONAWI Год назад
@@heruy8274 ናይ ጀበርቲ ግበር
@henokabraha250
@henokabraha250 Год назад
Welcome back our profound leader. እንቋዕ ዳሓን መጻኻ ናይ መጻኢና ብቁዕ ዝኾንካን ትኾውን መራሒ፡ ተስፋ ከኣ ይገብር።🙂💯✊
@user-vn1ss6rf9y
@user-vn1ss6rf9y Год назад
እንቓዓ ብሰላም ተመለስካና ኣባ ዳህሪ።
@reemnachannel2007
@reemnachannel2007 Год назад
Thank you tesfie 💯💯😍😍😍
@kflezionzerazion3369
@kflezionzerazion3369 Год назад
ሻሎም ሻሎም መራሒ ሃገረ ሓማሴን ተጋ/ተስፋጽዮን.
@user-xx6kh5xe1i
@user-xx6kh5xe1i Год назад
great job
@loveumom8428
@loveumom8428 Год назад
Welcome Dr tesfazion.
@benji6005
@benji6005 Год назад
Good speech , and excellent explanation
@musieberhane4240
@musieberhane4240 Год назад
እንቋዕ ደሓን መጻእካ መ/ም ተስፋጽዮን
@bana4me935
@bana4me935 Год назад
This single speech is better than others whole period🙏🙏🥰🥰🥰
@okbayberhe6807
@okbayberhe6807 Год назад
Tesfie kokob xbahi enqa dehan mexa ka tesfan brhan nay tgirina❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 Год назад
❤ respect ✊
@dejenaraya12
@dejenaraya12 Год назад
Well came Memhr tesfe!
@yohannesyohannes8003
@yohannesyohannes8003 Год назад
Great speech as usaully
@dejenaraya12
@dejenaraya12 Год назад
All love for you our beloved teacher!!!!!
@solomoneyasu6003
@solomoneyasu6003 Год назад
Thanks Teacher 👍👍👍
@tesfana
@tesfana Год назад
ተስፌ ብሱል ፖለቲከኛ ፡ ንማሕበራዊ ሂወት፡ ንጀኦ ፖለቲክስ፡ ንመንነት ሕብረተሰብ ንቁጠባ ብዝግባእ ዝተረዳእካ፡ ብፍላይ ናይ ሃገርና ኣቃውማን መጻኢ ዕድልን ምሉእ ኣፍልጦ ወኒንካ ኢካ ብሓቂ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን። ሃገርና ብዘላቶ ወዲቃ ኣይክተርፍን ኢያ ተስፋኣ ካብ ደቃ ኢዩ ፡ ጽግዕተኛታት ቆራዲድ መጢጦም ኣሳጼዮማ ኣለዉ፡ ኣይክቀትሉዋን ኢዮም ግን ተለቂሞም ክጎሓፉ ኢዮም። 😍🙏💪 ።
@russomhabtemichael4471
@russomhabtemichael4471 Год назад
ጅግና ሃገር እንቃዕ ድሐን መጻእካ ክቡር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aronsemere852
@aronsemere852 Год назад
Great lecture as always!!!
@awetgrmay518
@awetgrmay518 Год назад
መም እንቃዕ ደሓን ተመለስካና ጽቡቅ ትምህርቲ የቀኔልና
@gidena4670
@gidena4670 Год назад
ተስፋፅዮን ጅግና ኩሉ ግዜ ምስብሉፅ ሓሳባትካ ዘድንቀካን ዘክብረካን ሰብ ኢካ እሞ ሰላምካ ይብዛሕ :: ካብ ኩሉ ግዜ ተምሃሪትካ ጋል ዓዲ ግራት
@user-dh7sr9xx4m
@user-dh7sr9xx4m Год назад
❤❤❤ got you flasfa
@tekleabtsehaye3102
@tekleabtsehaye3102 Год назад
Tesfie ajoka ❤️ ♥️ ::
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Год назад
መሬት ኣኽርያ መሬት ደቀባት ዓርባዕተ ኣስመራ እዩ ስደተኛን ጽግዕተኛን ጀበርቲ ኣብ ዘይ መሬቶም ከምዘለው ክፈልጡ ኣለዎም ዋናታት መሬት ኣኽርያ ህዝቢ ትግርኛ ህዝቢ ሓማሴን እዩ ድሕሪ ሞት ኢሰያስ መሬት ኣኽርያ ናብ ዋናታቱ ደቀባት ክምለስ እዩ
@dawit5485
@dawit5485 Год назад
ተስፋጽዮን ሕጂ ካብ ባጽዕ ዝምሓላለፍ መደብ ክርኢ ጸኒሐ ብዛዕባ ኣግኣዝያን ምስ ጸሓፍኩ አቲ መደብ ኣቃሪጸሞ ንኢሰያስ ክሳብ ብፍርሒ ራዕራዕ ዝብል ኢኻ ገርካዮ ፎርሳ ጥራይ ሃባ ነዳዲ ሃገርና ክንርከባ ቀሪብና ኢና ክንርከባ
@kflezionzerazion3369
@kflezionzerazion3369 Год назад
ሂይወት ደቀንስትዮ ትግርኛ, ክብረተን ኣብ ዓደንን ብሕጊ እንዳባን ጥራይ እየን ከቢረን ክነብራ ዝኽእላ..8 መጋቢት,ነተን ክሳብ 1950 መሰል ዘይነበረን ጸዓዱ ደቀንስትዮ ኤውሮጳ ተባሂሉ ዝተማህዘ ናይ ባርነት ንስጽነት እዩ.
@maekeleghiwetgebre417
@maekeleghiwetgebre417 Год назад
እንኳዕ ብድሓን መጻእካ መምህር ባዓል ብሉጽ ሓንጎል
@eelias3043
@eelias3043 Год назад
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ፕሮፌሰር።
@siraktesfation
@siraktesfation Год назад
ሰንበት ምስ ቪድዮ ተስፌ ሰናይ ሰንበት እዩ የቀንየልና ተስፌ
@asheberadhanom408
@asheberadhanom408 Год назад
ጅግና እቃዕ ዳሓን መጻእካ
@TwYakob
@TwYakob Год назад
የቐንየልና ኣያ! ክብረት ይሃበልና።
@asmeranafike5546
@asmeranafike5546 Год назад
Thanks 😊 kem Wetru
@123maker7
@123maker7 Год назад
Ayney
@abedomfishaye2303
@abedomfishaye2303 Год назад
መርሓባ መጽሓፍ ናይ መጽሓፍቲ ፍላስፋ ናይዚ ግዜ።
@ruftay3442
@ruftay3442 Год назад
❤❤❤❤
@samsontedroskesete
@samsontedroskesete Год назад
😍🤩✅
@dinarodinaro7858
@dinarodinaro7858 Год назад
ኣባ ጥረጊ 😍😍
@kamkam-kg7dj
@kamkam-kg7dj Год назад
እንካዕ ደሐን መጻካ ተስፋጼኔይ ክልግዜ ሰምዕካ ዘይ ጽገብ ትምህርቲካ 💖💖💖
@adonaiadonai2081
@adonaiadonai2081 Год назад
Welcome tesfit good to see you again.
@kamkam-kg7dj
@kamkam-kg7dj Год назад
ተስፊተይ እምነትካ ከማን የውጸካ እዮ ንቁሩብ ግዜ እዮ
@weredelugano1015
@weredelugano1015 Год назад
tessfie well come
@michaelokbatsion2137
@michaelokbatsion2137 Год назад
The only visionary eritrean politician, tesfaxion
@Wetruhagerey
@Wetruhagerey Год назад
እንቃዕ ድሓን መጻእካ ኣባ ዳህሪ ❤❤❤❤
@user-fe8qq8te1u
@user-fe8qq8te1u Год назад
Btami xbuq twsfiye aba tereg
@samt7785
@samt7785 Год назад
ሮሞዳን የለን፣ ኣልኣሚን የለን፣ ሸሪፎ ዒራዒሮ፣ ሰይድባረ የለን፣ መስፍን ስደተኛ፣ ጴጥሮስ ዕራዒሮ፣ ብርሃነ ዕራዒሮ፣ ዑቕበ ዕራዒሮ፣ድሩዕ ዕራዒሮ፣ ዓሊሰይድ የለን፣ኢብራሂም ዓፋ የለን፣ ስብሓት ዓዲውዒል። ሓደ ረሲዐ: ፍለጡለይ? እዚ ሰብኣይ(ወዲ ዓዲ ሃሎ) ግን: ወይ ነቕ ዘይብል ናይ ዕላማ ሰብ እዩ ፣ወይ ድማ እንድዒ ካልእ መግለጺ የብሉን።
@henok________977
@henok________977 Год назад
ተስፋጽዮን ጸቢብ ኣውራጃዊ ምኻንካ ንዝጀመርካዮ ሓሳብ ኣፍሺልካዮ
@samsontedroskesete
@samsontedroskesete Год назад
Nesekum ikum feshilkum kid afti Da debretsion wedtom fetuhat sre
@mesghenagebru4880
@mesghenagebru4880 Год назад
Merhaba goita haki
@user-ce7ql2mt9n
@user-ce7ql2mt9n 7 месяцев назад
Mikniatu hasadat gotebet silezrekebna sheyti hadimn meninetomn n giziawi rebha senefat Eritrawyan zeykonu kedat sebat slezrekebna tigri tigrina kab tibl Eritrea bel kubur meninet Eritrawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@erilv2575
@erilv2575 Год назад
Well come Memhr Haki 😍
@agaazianmedia7106
@agaazianmedia7106 Год назад
Nebi
@tefetromaletnatsenet2943
@tefetromaletnatsenet2943 Год назад
Memher Tesfazion kemza gerka dea aytetfeana. Mesenay mesgana
@lulaembaye8517
@lulaembaye8517 Год назад
Hsawaii kulugzea
@samsontedroskesete
@samsontedroskesete Год назад
Akkk tuff
@thekeeper.
@thekeeper. Год назад
ሰላም ግእዛውያን ሰብ ዕላማ!
@mengsteab-oi6vx
@mengsteab-oi6vx Год назад
Anbessa kemaka welahade yelene weddy kuburate
@tekeratv7312
@tekeratv7312 Год назад
Mebel 100 like hibeka aleku zeriga dea konka enber
@nahomtareke7694
@nahomtareke7694 Год назад
Kebax
@danielakberom9351
@danielakberom9351 Год назад
Aye tesfaxion agazian elka gemirka mewedata ka nabta hakegnea elamaka awerja werdka hamaseyen teblena aloka bezkone hamasyen do gele enda belka aytrebshena eritrea nay kuluna ena hamaseyen ka hade tera hezbi kem sebu eyu neza eritrea ka helfi sebu zegebrela yebelun !!!
@kahsayabrha5684
@kahsayabrha5684 Год назад
ሰላሊዓ እንካዕ ብሰላም መጻኻ?
@TheHenny288
@TheHenny288 Год назад
Tesfazion, I don't mean to disappoint you, but talking about "hamasen," who is native in Eritrea, periphery and agazian is all illusio, don't be narrow minded Attacking individuals or talking shit. Instead, sharing your idlogy about the economy in Eritrea would be enough to promote yourself. It's smart enough to share your knowledge about the world economy and what's best for Eritrea.
@nahombeletse
@nahombeletse Год назад
መልሓስካ ከም ደምበ ኣፍራስ ቀርኒዓ ሳጨን ዓደ ማትካ ኮንካስ ነደታትካ ትዝንጥል🤑
@germaymebrahtom436
@germaymebrahtom436 Год назад
Hade hade gze haki tzareb nhgdef tekaleom
@tesfaldetberhane4803
@tesfaldetberhane4803 Год назад
Anbesa wadi Hammasen
@asayetsegaye4329
@asayetsegaye4329 Год назад
Anbesa!👏👏👏
@mrodratsion1652
@mrodratsion1652 Год назад
ተስፋጽዮን ሰላሊዓ ምኣሙና እታ ስልጣን ኣብ ኢድካ ጨቢጥካያ ኢኻ:: ካብ ኢሰያስ ለቲናን እዞም ጁጅ ማጁጅ ተቃመርትን ተስፋ የለን::
@tedrosberhane7073
@tedrosberhane7073 Год назад
ብሩህ መጻኢ ኸ ዓርኩ ክክክክክክክክክ
@tumzgitesfay2040
@tumzgitesfay2040 Год назад
ሓው ተስፋጼን እንቋዕ ዳሓን መጻእካ፡ከም ወትሩ ዕውት ኣስተምህሮ።
@sbahatleabhaile2415
@sbahatleabhaile2415 Год назад
ሓማሴናይ ኩሉ ክገብሮ ዝእግሞን ዝሕዞን የለን እንተ ኣሚኒ እንሆ ካ ኣብ ስደት ኮይኑ ንሃገሩ ምድራዊት ገነት ይግብራ ኣሎ በሳተላይት። ይርዳኣኒ እዩ እዚ ክንብል ከለና ኣብ ስደት ኣብ ደገ እንዳ ነበሩ ነቲ ዝነብርዎ ዘለዎ ብዝበለጸ ኣብ ሃገርና ክንገብሮ ኢና ኢልካዮም ኣይኣምኑን እዮም እኢ ግን ኩሉ ካፍቲ ዝሕዘነ ካብፈቲ ነብሰ ምትሓትን ድንቁርና ድኽነት ዓለትነት ከም ባህሊ ዝሓዝዎ እዩ ዝነቅል እመበር ንሓማሴና ዝእግሞ የለን ዝሕዞ ሓይሊ ውን የለን ክገብሮ ኢዩ ከም ትማሊ ንጀብሃ ጀለብያኣ ኣብ ኣፋ ኢእትዮም ከም ዝሃድሙ ዝገበረ ንደርጊ ምዚ ኹሉ ሓገዙ ናይ ኢንግሊዝ እስራኤል ኤመርካ ዝደምሰስናዮም ሕጂ ውን ኣብ ቁጠባ ኩሉ ክንዓሞ ኢና። እዚ ግብረሶዶም ኢሰያስ ሑካር ለቲና ሞስዋእቲ ቀሊል ገዛ ምንዳቅ ከቢድ ገሩ ህዝብና ይእሚንዎ ጸኒሑ ሓገራዊ ውዳበ ሓማሴናይ ኣግኣዝያን ግን ነዚ ገልብጥና መስዋእቲ ከቢድ ቁጠባ ንፍጠር ቀሊል ገርናዪ ኢና ኣብ አፍደገ ዓወት በጺሒናሉ ዘለና ግዜ እዩ ኻ ሓነቲ ቅላዕ ተሪፋትና ኣላ። መደምደም ታ ኩሉኻ ሃገራዊ ሓማሴናይ ኣብዚ ነግብሮ ወፍሪ ናይ ቁጠባ እጃምካ ከተበርክት ግዜ ዝጦልቦ መድረኽ እዩ ጸጸጸርና ደርቢና ሃገርና ሓማሴን ንሃንጸሉን ስድራቤታት ስዋኣት ዝድበሱሉን ደቂ ሱዋኣትን ዝኸብሩሉን ሱኩላትናን ብሂወት ከሉዉ ስንክልኖኦም ፈረ ዝሪኢሉን ወለዲ ዝሕጎሱሉን መንእሰይ ኣብ ሃገሩ ከቢሩን ታሓፊሩን ወሉዱን ዘሚዱን ዕድመ ኣቡኡን ኣባሓጉኡን ዝበጽሓሉ ምፍጣር እዩ።
@habtukidane3178
@habtukidane3178 Год назад
ተስፋጺን ሓርኢ እኽሊ ልዕሌኻ ዝተረግመ ርኹስ መናፍስቲ ኣበይከ ከይርከብ . ዓዲ ውዕል ኮንካ ኣርኪብካሉ ቀጠነት ረጎደት , ተለበጠት ተደፍደፈት , ቀይሓት ጸለመት እናልካ ትሽረጥ . ታሪኻዊ ኣስተዋጽኦ ኩሉ ኤርትራዊ ክብሩን ትኽሕድ ተራኽስ , ብጋዕጋዕዝያን ዝጠፈሸ ሞሽኩትና ተሓጊምካ ትፈርስ ከም ደለኻ ጥርጥር የብሉን እንቋዓነይ ብግብሪ ንርእዮ'ለና , ንስኻ የዕበድብድ ደቂ ኤረይ ኣብ ስኒትና .
@seeker3963
@seeker3963 Год назад
🤔 መርገም ዝብሃል ሐቂ አይኮነን አብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ኣይፍለጥን እዩ ብጀካ አብዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ተዘይኮይኑ ሐቂ እዩ ዝብል እንድሕር አሎ ኮይኑ ከነረጋግፅ መታን ቁፅሪ ቴሌፎን ናይ መርገም ስደዱ ወይከአ ዝቐረበ ቤት ፅሕፈት ናይ መርገም እንድሕር አሎ ኮይኑ ብዝተረፈ እዮብ በርሄ ብዙሕ አፍልጦ እዩ ዘለካ in general ግን አብክንዲ ብኸምኡ እትዛረብ በቃ አብ ፀርፍን ታህዲድን ሃለውለውን ጥራይ ኮይንካ
@SuperMobly
@SuperMobly Год назад
12:10
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Год назад
እዘን ይጠርጣ ትብለን ዘለኻ ኩለን ክኽሰሳ አለዎ ን እወ መን ምስፈቐደለንየን ዝጠርጣ ዘለዋ እዚኣተን ቦሶራሩ እየን መቐመጨኤንውን ክዕበስ አለዎ እወ ቀፂል ጥራይ ከምዚ ናትካ ዝበለ አስተምህሮ ዝህብ ሰብ ብስነፍልጠቱ ዝመጠቀ ሰብዩ እወ
@Mennetey34
@Mennetey34 Год назад
😢
@amanh3502
@amanh3502 Год назад
The number of your viewers going አንታ ረሳሕ ተረጏቢ
@samsontedroskesete
@samsontedroskesete Год назад
Akkk tuff
@fithawi4169
@fithawi4169 Год назад
Sebeyti dile
@Aswasn791
@Aswasn791 Год назад
ኣቦይ ተስፋጼን ከመይ ኣለኩም,። ሓቂ ድዩ ኣብ ሓማሴን ምቑስቆሲ ስኒ ኣይርከባም ዝብሃል ክክክክ
@tarikkalsi6749
@tarikkalsi6749 Год назад
መርገጽ ኣልቦ
@theeverlastingfather1111
@theeverlastingfather1111 Год назад
ኣያ ካባካ ብዙሕ እንድየ ዝመሃር እታ ናይ ኢሰያስ ውልቀ-መላኪ ስለዝኮነ ማሕበራዊ ዘይኮነስ ርእሰ-ማላዊ ኢዩ ዝበልካያ ግን ኣይግድንን። እቲ መሪሕነት ናይ ማሕበራዊ ፖለቲካዊ ውዳበ ውልቀ መላኪ ኢዩ ክከውን ደለዎ ከም ኣጸሓሕፋ ናይ ኻርል ማርኽስ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
አቲ ወርቂ ብሻ ወይ ወደባትና፥ዘይኮነ መርገም፥ንህና ኢና መርገም ኮይናዮ ዘለና ፥ወርቂ ብሻን ባህርናን ጸጋ ሃብትና ጸጋ ሃገርና መኮነ፥አንተኮነ ርጉም ህዝቢ ርጉም መራሂ ይፍጥር፥አዚ መንግስቲ ከይመስረተ መንግስቲ አየ ዝብል ዘሎ ናይ ጸልምቲ ማፍያ፥መርየትን ሃብቲ ሃገርን ናይ ዉልቁ ህዝቢ ከይተረፈ ንአኡ ከም ባርያ ከገልግሎ ዝተፈጥረ ህዝቢ ገሩ ስለዝሃስብ ፥ነቲ ህዝቢ ከም ኣቃሃ መገልገሊ ኣቃሃ ገሩ ስለዝቆጽሮ ንአቀት ኣብ ልአሊ ህዝቢ ኣሪትራ ኣመት መጸ ኣብ ቃል መጠይቅ ንህዝቢ ከቆናጽፍን ክጸርፍን ኣብ ህልም ዝበለ ጫካ የአትዩ ኣዙሪት ከምዝኣቱ ይገብሮ፥ሳዲስት ኢሰያስ ብዛአባ ዘበታዊ ጉዳይ ክዛረብ ኣይደልን፥አንተተዛረብ አውን ኣብ ዉሽጢ 32 ኣመታት ዋላሃንቲ ኣይገበርናን ክብል ይስማአ፥ስለዝኮነ ወርቂ ብሻ ወይ ወደብና ዘይኮነስ መርገም አቲ ህዝቢ አዩ መርገም ዘለዎ፥
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Год назад
ደቂ ሓማሴን ናይ ሓንቲ ስድራቤት ኢሰያስ ንግስነት በራዩ ኢዮም ብዛዕባ ስድራቤቶም ብነብሶም ኣይሓስቡን እዮም
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 Год назад
Guhaf
@amanuelhabte7506
@amanuelhabte7506 Год назад
Ata wdza gay hankas bota yblkan Abe ERITREA wd ebedi Ethiopiaiawi eka
@tedrosberhane7073
@tedrosberhane7073 Год назад
ሓሳብ ተሊካ ብ ሓሳብ ሞጊትካ ዶ ኣዉድቆ ዓርኩ ካብ ናይ ቆልዑ ጸርፊ ትጻረፍ
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Год назад
Belo nazi guhaf lomi dima bedeki anistiyo kuburat yizareb
@mereb1228
@mereb1228 Год назад
ውህደት ማለት ኣዩ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
እዛ ኤርትራ ስጋብ ቀረባ እዋን ሰብ ንባርነት ዝሽየጠላ ዕዳጋ ናይ ባርያ ናብ ሃገራት ዓረብ ዝቐንዔ ኔርዋ ድዩ? ዝብል ምስተሓተተ ሓደ ሰብ ዝመለሶ፥ እዞም ዓረብ በደዊንን ራሻይዳን ኩሊት ናይ ኤርትራውያን እናመዝሓቑ ንመን ድዮም ዝሸጥዎ ፤ ክብል መልሲ ሂቡ። ኣብ ኣብያተ ቤት ትምህርቲ ናይ ኤርትራ ሱዳን ብዛዕባ ታሪኽ ስርዓት ጊላነት ወይ ስርዓተ ባርያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከመይ ከም ዝነበረ ፡ ስለምንታይ እዮም ዘይምህሩን ኣብ መጽሓፍቲ ውን ዘየሕትሙን፧ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኤርትራ ዘይነግርኹም ፥ ኣብ ኤርትራ ስጋብ ግዜ ምምሕዳር እንግሊዝ ናብ ሃገራት ዓረብ ዝቐንዔ ዕዳጋ ባርያ ኣብ ሕርጊጎ ፣ ባጽዕ ፣ ዙላ ስዋኪን ብስቱርን ብጋህድን ኔሩ እዩ። ገለ ሃብታማት ስድራ ናይ ሕርጊጎን ባጽዕን ስጋብ እዚ ቀረባ እዋን ልክዕ ከምዚ ሎሚ ኣብ የመን ዝግበር ፡ ነቶም ባሮቶምን ወለዶኦምን ከም ንብረት ይማቐልዎምን ይወርስዎምን ኔሮም እዮም። እቶም ባሮት ካብ ደቡብ ኢትዮጵያ ፣ ሱዳን ፣ ሻንቅላ ፣ ጋላ ፣ ወላይታ ፣ ሃውሳ ናጀርያ ፣ ጫድ ተመቂሖም ዝመጹ እዮም። ነቶም ገሊኦም ንሜካ ንሕጃ ክኸዱ እንከለዉ ንእግሪ መገዶም ክሸጥዎም ዝተማልእዎም እውን ኔሮም እዮም። ተረፍ ናይዚኦም ብባርነት ዝመጹ ኣብ መሪሕነት ናይ ሻዕብያ ዝበጽሑ በዓል መን ከምዝክኾኑ ባዕልክኹም ገምቱ ። ኢሳያስ ናይ ነፍሲ ወከፍ ታሪኽ ኣጸቢቑ ይፈልጦ እዩ። ሓይሊ ባሕሪ ናይ እንግሊዝ ብዙሕ ግዜ ነዘን ንባሮት ጽዒነን ካብ ከባቢ ሕርጊጎ ፣ ዙላ ፣ ጢዖ ፣ ስዋኪን ናብ ስዑድያ የመን ክሰግራ ይሕዝወን ኔሮም። ነዚ ሓይሊ ባሕሪ እንግሊዝ በብዕለቱ ዝመዝገቦ ታሪኽ ብግቡእ ተሰኒዱ ኣሎ።
@TN-ie1yh
@TN-ie1yh Год назад
ድሑር ተስፋጽየን ብ ኣውራጃ ብቀቢላነት ብ ዓሌትነት ብኩሉ ድሑር ዝንባሌታት ህዝቢ ክፈላሊ ክግዕር ምኻን ምስ ኣበዮ ሕጂ ናብ ትርፈጥራዊ ሃብቲ ኤርትራ ምርገም ዶ ሰይጣን ዶ ሃጠው ቀጥው ምባል ጀሚሩ። ውድቐቱ ኣሚኑ ማለት ኢዩ። ሃብቲ ኤርትራ ኣብ ቦቱ ኡ ኣሎ ናብ ዘብሎ የብሉን። ጽባ ንጉሆ። ተቀባሊ ሕድሪ ኣሎዎ። ወደባትና ባሕርና መሬትና ኮታ ኩሉ ል ኡላዊ ግዝ ኣት ሃገርና ከምዘሎዎ።ንዘ ለ ኣለም ነባሪ ኢዩ። ዝይነብር ናይ በዓል ተስፋጽየን ፍሹል ኣተሓሳ ስባ ጥራሕ ኢዩ። ኩሎም ናይ ዚ ፍሹል ኣተሓሳስባ ዝስዕቡ ማሃ ይማን ከም ቲ መራሒኦም ናይ ኣግ ኣዝያን ጥንታውያን ዘበነ እኒ እኒ ሕምባሻ ከሎ እምኒ።ዝ እምነቶም ባዶ ኣእምሮ ኣብ ተንቅሳቀሲ ኣስካሬን ዝውንኑ ፍጥረታት ጥራሕ ክኾኑ ኣለዎም። ኤርትራ ምስ ባህርያዊ ሃብታ ምስ ወደባታ ምስ ባሕራ ምስ ኩሉ ል ኡላዊ ግዝ ኣታ ንዘለ ኣለም ክትነብር ኢያ። ክብርን ሞጎስን ንህዝባን ሰራዊታን። ኤርትራውነት ክቡር መንነት።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 Год назад
እቲ ሓይሊ ኣባሓጎታትካ ኣይዓቕብዋን ቐደም?ደቂ ኣተሽም ማለተይ እየ
@mbbm2385
@mbbm2385 Год назад
ሑልኩስ ውሽማ ኢዱ
@samsontedroskesete
@samsontedroskesete Год назад
Akkk tufff
@tedrosberhane7073
@tedrosberhane7073 Год назад
ተስፌ ዓርከይ ማስያኺ ኮ ኬፍ ክበኒ ምዓት ዩ ክክክክረክክክክክ
@orangeafrro586
@orangeafrro586 Год назад
ተስፋጼን፡ ሓሳብ ተወዲእዎ 💀
@tesfayetiffo623
@tesfayetiffo623 Год назад
Please send me Addy Agiazian's map
@greenandy7382
@greenandy7382 Год назад
It would be better for you to educate yourself rather than making fights with different religions and cultures
@halib-mentelhalibay1359
@halib-mentelhalibay1359 Год назад
Why don't you zip it donkoro
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 Год назад
ነሲኻ ኤርትራዊ ኢየ ስለ ዝበልካ ኢዩ መርገም ኮይኗ።
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
ን ተስፍ ጺወን, ሃንቲ ድኻ አብ ሆላድ ትነብር አመዝር ጻእዳ ተመሪኤ ሃዳረይ ጹቡቅ እዩ, ሃሊፉልይ እዳበለት ሰብ ተዳናግር ኤርትራውያን ምስ ኤርትራውያ ከይዋሰብ ትጉስግስ አላ። ነዚአ አመዝራ ናይ You Toub ቁርብ ገንዘብ ሎቅምጽ መጽ ትንብር ደኻ ሰባአይን ን ሳን።
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 Год назад
Kkkkkkkkķķķķk
@Yersalem858
@Yersalem858 Год назад
ሳጨን ሓሳድ
@mznh6191
@mznh6191 Год назад
Fo Fo Fo belwoooooooooo
@tesfuberhe7842
@tesfuberhe7842 Год назад
ከላእ ስቅበል ቆሳል ኣፍ እንታይ ኣፍሊጥካ ኩሉ ግዜ መፈንፈን ክትዘርእ ግዜ ሓሊፍካ ተደንግጽ። እቶም ንዓኻ ዝሰዕቡ የደግጹነኑ እምበር ንስኻስ ካብ ቀደምካ ትሩፋ ኢኻ።
@Tomsingss188
@Tomsingss188 Год назад
ገና 50 ዓመት ድፋዕ እናኩዓተ አብ ጉድጓድ ከንብረኩም እዩ ኢሳያስ።አብ ትግራይ ዝፈፀምክሞ ንሰኹም ጥራይ ዘይኮነስ ወለደኹም እናኸፈሎ ክነብር እዩ
@tedrosberhane7073
@tedrosberhane7073 Год назад
ሱቅ በል ፈሳዊ 😁😁
@samsontedroskesete
@samsontedroskesete Год назад
Algis teref fano
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Год назад
Laughable junta , first dig out yourself from the hole you are in
@looniesey4428
@looniesey4428 Год назад
😂😂😂😂😂ጌና ንትግራዋይ ብሓዊ እንዳቃፁልናዮ ክንነብር ኢና
@benjaminoter9634
@benjaminoter9634 Год назад
ሐሳዌ እዳጋ ሐራጀ እዳኸድካ አምፀእ መፃሕፈቴ ድንቆሮ !
@hermonmlash8823
@hermonmlash8823 Год назад
Saketi Ghafu Eritrea hageri hamasine iya Eritrea ab idena iya Nhena hageri Nhena Hizibi 🥰🦁✅
@manasli4015
@manasli4015 Год назад
ሳጭ 🤟🤣
@mmsaed4630
@mmsaed4630 Год назад
You are insulting your sisters¡!!!!!!!!!
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Год назад
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣አዋይ ጠበቅ ኢሎሞ ታሓዋዊስካ ሰብ መሰል 🐊🐊🐊🐊🐊🤣🤣🤣🤣🤣🐕
Далее
Новый фонарик в iPhone с iOS 18
00:49
Просмотров 440 тыс.
Tesfamicael ( Kusun )
47:51
Просмотров 1 тыс.
ተፈጥሮ ምስጢር ዩ በይንኻ ኣለዎ
24:44
Sheger Sport - Dr. Ayalew Tillahun  Interview
1:12:27
Просмотров 1,2 тыс.