Тёмный

ተፈጥሮ ምስጢር ዩ በይንኻ ኣለዎ 

Yikealo ይከኣሎ TV
Подписаться 98 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 95   
@ሲላስእቲሑሩይ
@ሲላስእቲሑሩይ Год назад
ኣብዚ ሓሳብካ ጽቡቅ ገሊጽካዮ። ኣብቲ ናይ መጽሓፍ ቁዱስ ዝበክካዮ ግና ጌጋ ኣለካ ኣምላክ ወድን ጋልን ፈጠረ ስለ ዝበለ ብከመይ ትርድኦ ኣለካ፡ ብዕዉሩ ዝተወልደ ኣሎ ስለዚ ኣምላክ ኣዳምን ሂዋንን ዑውራት ኣይፈጠሮምን ምስፍዋዓል ዩ ዘድሊ ጥበብ እግዛብሄር ከመይ ይሰርሕ ምፍላጥ ኩሉ መጽሓፍ ቁዱስ ብከመይ ይገልጾም ምንባብ የድሊ ዮ።
@kidaneemaha6042
@kidaneemaha6042 Год назад
Yikealo, you are very talented, I admire you for being honest and balanced in your view of human nature. Keep it up.
@ኣብመስመረይEritrea
yeah, that's right
@saronjohnson9393
@saronjohnson9393 Год назад
I agree
@michealmehari577
@michealmehari577 Год назад
yes you are right my brother yekalo bravo go had
@joeythelifewithspirit
@joeythelifewithspirit Год назад
ኣብ ዓዲ ኮለኩ ሓንቲ ነይራ ኣብ ገጠር ትቅመጥ ናይ ወድን ናይ ጓልን ዝነበራ ይፈልጥ ጸሃየና ጸሃይነሽ ይብልዋ ነይሮም ። ኩሉ ወዲ ይኩን ጓል ኣንስተይቲ ትሰርሖ/ዝሰርሖ ትሰርሕ ነይራ ኣብገዛ እንጀራ ትስንክት ተጽርይ ኣብ ደገ ውን ማሕረስ ትሓርስ ሰብኣይ ዝሰርሖ ኩሉ ትገብር እዚ ናይ ኣምላክ ስራሕ እዩ ።ግን ካብኡ የድሕነና።
@nfreek5276
@nfreek5276 Год назад
😭 ናይብሓቂ ደይ. ምንጻል. ብተውሕበኦም. ደስ. ክብሎም. ኣለዎም. ይብል ጋል. እንተ. ኮይና. ብተፎትሩኣ. ክትኮር ዕ እታ.እቲ. ወዲ. ውን ከምኡ. ናብ. ኣምላኽ. ምምስጋን. ጥራሕ
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Год назад
@@nfreek5276 ያ ናይ ብሓቂ ግን ካብ ወሎዶ መርገም እዩ ዝባሃል
@nfreek5276
@nfreek5276 Год назад
@@kesetehabte1955 no መርገም. ኣይኮነንን. መኽንያቱ. እቲ. 30 ዓመት. ኣብ ዓራት. ተደንሱ. ድነበረ. ጎይታ. ዓራትካ. ኣልዒልካ. ኺድ. ምስ በሎ. ሓውዩ. እቶም. ሰባት. ግአን መርገም. ድሓመመ. ይመስሎም. ኔሩ. ጎይታ. ግአን. ብኡ. ምክንያት. ክምህር ስለ. ድኾነ. ጥራሕ. ኢዩ. እንበር መርገም. ስድርኡ ከምደይ ኮነ. መሕመምኡ ነጊሩ. ኔሩ. ሕጂ. ሓደራ. ንሕና. ሰብ. ይሓምም. ድኾነ. ይኸውን. መርገም. ኢዩ. ከምኡ ኮይኑ. ንብል ወላ. ኣነ. ከምኡ. ይብል ኔ ረ. ኣብ ስብከ ት ድሰማእክዎ ግአን. መርገም. ኣይኮነን. ንሕና. ከምኡ. እንተ. ኢልና. ብመርገም. ኢዩ. ሓሚሙ. ወይ ሓምማ. እንተ. ኢልና. ንዓና. መፍረድና. ከይከውን. ንጠንቀቕ. ሓደራ. ከቢድ. ኢዩ. እንታይ ኢዩ መሕመሚኦም. ወይ. 2 ጸወታ. ካልን. እግዚኣብሄር. ጥራሕ. ኢዩ. Df3ልጦ. ንሕና. እንተ. ክልና ኣብ ጸሎት. ንዘክሮም. 😥
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Год назад
@@nfreek5276 የቕንየለይ ክንድቲ ተግድስኪ ድጻሕፍክለይ ኣብ ሓደ ከሙኡ ስለ ዝራኹ እየ መርገም ናይ ወለዱ እዩ ክባሃል ሰሚዐ ዝኾነ ማሕላ እንተነርዎም ወልድኻ ወይ ጥልመት እንተ ነርዎም እቶም ስድራ ከሙኡ ይባሃል እንበር ሓቅኺ በጀካ እዝጋኣቤሄር ዝፈልጣ የለን
@nouriagatoon6717
@nouriagatoon6717 Год назад
طططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططططط
@kasmaism
@kasmaism Год назад
hon vet vad hon säger men vi har för lite kunskap om det.det är vanligt ha två kön
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Год назад
ሓንቲ እስራኤላዊት ከምኡ ኢላ ኔራ:: እቲ ናይ ወዲ ግና ኣይትስእንዩ ኢላ ኔራ:: ኣፍቀርተይ ምስ ረኣይዎ ነቲ ናይ ወዲ ይሃድሙ ኢላ ነቢዓ ኣንቢዓትና:: ኣብ ናይ ኦፕራ ኢንተርቪው ኣለካ:: ብራቮ ይካኣሎ ኩሉ ግዜ ኣብ ሂወት ሚዛናዊ ሙኻን ብልጫ ኣለካ::
@iloveyoumysweethomeeritrea2162
Ab adna wn nera hanti gal nay kltieu nerwa. Gn dhrieu operation gerom algisomula eti nayti wedi. Hji gal eya koyna temereya welida tnebr ala.
@yonassemere4416
@yonassemere4416 Год назад
ብመጀመርታ ሰላም ይካኣሎ መደባትካ ኣዝዩ ደስ ዘብል ዩ ናይ አትሩ ተካታተሊካ የ ቀጽሎ።ተገዲስካ ከተንብባ ይምሕጸነካ ብምቅጻል እዛ ሕጂ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ጽቡቅ መድ ዩ ግን ጌጋታት ኣለዎ።እቲ ጌጋ ኣነ ብዝፈልጦ ክነግረካ ሰሚዔ ዘይኮንኩ ዝራኣኽዎ የ ከዕልለካ እዚ ናይ ጋል ናይ ወዲ ዝባሃል ኣብ ኤርትራ ኣሎ ቡኡ የ ካኣ ክነግረካ እቲ ወዲ ዝባሃል ናይ ክልተ ዘለዎ ኮይኑ እቲ ናይ ወዲ ተባዕታይ ሙሉእ ብሙሉእ ኮይኑ እቲ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ካኣ ልክዕ ከም ናይ ጋል ኣለዎ ግን ሽቲ ናይ ጋል ዝኮነ ኣገልጉሎት የብሉን ኣይሸነሉን ኣይጥቀመሉን ዩ ምልክት ዳኣንበር ንውሽጢ ዛኣቱ ከም ናይ ጋል ኣይኮነን ምስሊ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ኣለዎ።እቲ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ካኣ ልክዕ ከምቲ ናይ ወዲ ዝበልናዮ ዩ ምልክት ዳኣንበር ኣጎልጉሎት የብሉን ከምዚ ሻዱሸይቲ ኣጻብዕቲ ትወጸካ ልክዕ ከሙ ዩ።ስለዚ እቲ እታ ጋል ትብሎ ዝነበረት ክወልድ ይኽእል የ ዝበለቶ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ዩ።መጀመርታ እቲ ዘርኢ ናይ ፍጡራት ካብ ፍረ ነብሲ ዩ ውጺኢቱ እቲ ንሳ ትብሎ ዘላ ግን ብዘይ ፍረነብሲ ፍረ የለን ጌጋ ክንደይ ከ ትደፍር።ዳሓር ካኣ እቲ ናይ ወዲ ተባኢታይ ናይ ጋል ኣንስተይቲ ዝባሃል ኣብ መንጎ ክልቴና ዘለ ሄርሞን ተባዕታውን ኣንስታውን ጋል ኮይና ናይ ወዲ ሄርሞን ክህልዋ ይክእል ወዲ ኮይኑ ውን ናይ ጋል ሄርሞን ክህልዎ ይክእል ዩ ኣሎ ካኣ ልዕሊ ዝኮነ ነገር ግን ድምጺ ወሳኒ ዩ እቲ ድምጺ እቲ ናይ ወዲ ተባዕታይ ሄርሞን ታሃልይዋ ጋል ተባዕታዊ ሄርሞን ኣለዋ እቲ ናይ ጋል ሄርሞን ታሃልይዎ ኣንስታዊ ሄርሞን ኣለዎ ዋላ ብድምጺ ትፈልዮም ኢካ እዛ ሕጂ ከም ወዲ ጌርካ ትጽዋዓ ዘለካ ተጋጊካ ድምጻ እናነገረካ ዋጭል ትጥዕምሲ ወዲ ጌርካይ ንሳ ስለ ዝበለቶ ተመርሚረ ወዲ ተባሂለ ኣይፈርሕን ተባዕ የ ብዝበለቶ ዋላ ንስካ እንዶ ሕስብ ኣብሎ ክንደይ ኣዲተትና ካብ ሰባይ ንላዕሊ ተባዓት ዘይፈርሓ ድምብርጽ ዘይብለን ቡዙሓት ኣለዋ እንዶ ካብ ሰባይ ንላዕሊ ስለዚ ይፈሪ የ ጋላ ኣይኮንኩን ጋል የ እዚ ከምዚ ዓይነት ጽውጽዋይ ንየ ንበሎ ብርእሲ ሰብ ኣይትጻወቱ በሎም ዓገብ ኣነ እንካዕ እዚ ትብሎ ዝነበረት ዝፈልጦ ኮንኩ ነቲ ዘይፈልጦ ግን ታሪኽን ስንባደን ሞ ጥንቅቅ ንበል ተነጽሎ ካኣ ኣሎ
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 Год назад
ኖ ብሮ ሓቃ ያ ኣብ ናይ ናይ መን ምኻነይ ሰምኣያ ኔራ ከምኡ ኣለዉ የጋጥም ዩ የለዉን ኣይብሃልን ዩ
@asmoromasfha6901
@asmoromasfha6901 Год назад
Biravo ane kia entay reye meslka ab Gogol kem nay wedi tebetay delwen metlo gezif aykonen gin rikieb yefximalu ezi ke kemey yemsileka
@ስጋኣቦይለ
@ስጋኣቦይለ Год назад
Bravo ykealo haw kemakatkum seb hlna kielet zelekum ktenbbu alekum suk ele ye zhuges
@edomtube5521
@edomtube5521 Год назад
ንፉዕ ዝሐወይ ምዛናዊ ምካንካ ደስ ዘብል እዩ ሰብ
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 Год назад
Thank you Yikealo it is right
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 Год назад
ይከአሎ ሚዛናዊ ኢካ❤
@Rahya713
@Rahya713 Год назад
Confusing world!
@weletbilen247
@weletbilen247 Год назад
Merhaba yikealo hawey tefetro nay amlakh iyu zegerm iyu ykhdenena iyu zibehal bu zizarebu aresti sienom mesleni hansae wedi hansae gal wayene 😷😷😷😷😷
@tesfausinkey9157
@tesfausinkey9157 Год назад
Well done yikealo hawey
@kingcobraredsea5722
@kingcobraredsea5722 Год назад
U are right
@anderbrhanabraham2828
@anderbrhanabraham2828 Год назад
ብሰንኪ ምዝንባዕ ናይ ኈርሞናት ዝፍጠር ጸገም እዩ
@habentesfamariam6751
@habentesfamariam6751 Год назад
👍👍👍👍
@memrir4660
@memrir4660 Год назад
ድምጻ ናይ ጋል ክልተ ምህላው ይሓይሽ ዘይብሎም ንሽሙ ናይ ወዲ ስድረኦም ከማን ካይፈለጥዎም ይዓብዩ ምስ ዓበዩ ይምርዓዉ ይፋትሑ ምኽኣል ምስ ስኣነ
@habtomzere7394
@habtomzere7394 Год назад
ያ ብዝሓት ኣለዉ ኣነ ዝፈልጦ
@seeker3963
@seeker3963 Год назад
❓️❓️ ብኸመይ ምኽንያት ወይ ንስለምንታይ እዩ ሐደ ወይ ሐንቲ ናይ ክልተ ጾታታት ዘለዎም ኮይኖም ዝውለዱ ነዚ ዝፈልጥ ስጋዕ ሎሚ ዝኾነ ፍጡር የለን ብዙሐት ሰባት አብክንዲ ንስለምንታይ እዩ ከምዚ ኮይኑ ኢሎም ክፈልጥዎን ክቕበልዎን ከይቅበልዎን ክፈልጡ ዝግብኦም ብዘይ ዝኾነ ጭብጥን አፍልጦን ብድንቁርና ካብ ኣምላኽ ካብ አላህ ካብ ካልኦትን ከምዝመፀ ዝፈልጡ አለዉ ኩላትና ፍጡራት So far ንስለምንታይ እዩ ሰብ ምስክልተ ጾታታት ዝውለድ ስለዘይንፈልጦ እንኮ መልሲ ናትና ክትከውን ዝግባእ👍ካብ ተፈጥሮ እዩ ምስንብል ጥራይ ኢና አብኩለን ሃገራት ነናቶም አስማት አለዎም ነዞም ብልዕትን ናይ ሰበይትን መትሎ ናይ ሰብኣይን ዘለዎም አባና አብ ሐበሻ ግን ፍሉጥ ስለዘይኮነ አስማቱ ብትኽክል ዝፈልጦ ብቑፅሪ ብዙሐት ሰባት ዝፈልጥዎ አይመስለንን ብዝተረፈ አብዛ ሐንቲ ሂወት ናይኩላትና ብዙሐት ብዙሐት ነገራት ዘይንፈልጦም ስለዘለዉ አብክንዲ ኣይንፈልጦን ኢና ግን ከአ እንታይ ሙኻኑ ብጭብጥን ብኣፍልጦን ከአ ክንፈልጦ ንደሊ ኢና አብክንዲ ምባል በቃ ብዘይዝኾነ ጭብጥን አፍልጦን 🙄ብድንቁርና ኦ እዚ ኮይኑ ዘሎ ምኽንያቱ ካብ ኣምላኽ ካብ አላህ እዩ ምባል ንግደፎ ✋️ሰላም ንኹሎም ፍጡራት ብዝያዳ ንይክኣሎ Tv
@Abel-om3mz
@Abel-om3mz Год назад
Hasot diu haqi Ezgabir tiry zifilto🙂
@nahomnahom5204
@nahomnahom5204 Год назад
Selam ykialo hawey Pls ab nay lisan tewahdo hagez tehatit alo nay betkrstyan orthdoxes⛪ eyu pls sher ktblo tesfa ygebr pls pls pls 🙏
@xionnoix2984
@xionnoix2984 Год назад
Gual Adka wedi Adika eyu. Tegraweyti Tigraway eyu!😁😁🤣🤣
@ygttv557
@ygttv557 Год назад
ናይ ጋልን መድን ጾታ ዝውንኑ ሰባት ብከባቢና {ቦጋለ} ኢልና ኢና ንጽውዖ።
@efrempersonal2030
@efrempersonal2030 Год назад
Ewe yfelit gn kab mintay eyu kemue tebahilom lomis resieyo.
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 Год назад
ኣጓላት ኣይኮነን ዝበሃል ኣዋልድ በል
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Год назад
ድሕር
@maregasgedon2478
@maregasgedon2478 Год назад
Gudam zemen bxhina
@kirostsehainesh8243
@kirostsehainesh8243 Год назад
ከሙ እቲ Hormon nata ከሙኡ ክኸውን ይኽእል እዩ ክልተ ተፈጥሮ ዘይብላ
@sami4534
@sami4534 Год назад
Selam Yikealo bmntay krekbeka ykel?
@Lilly51135
@Lilly51135 Год назад
Ewe Hermaphrodite ybhalu.
@fevengebreyesus3076
@fevengebreyesus3076 Год назад
Good job ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@temsgenkafetri4914
@temsgenkafetri4914 Год назад
Hjisi baelu nnebsu welidla malet dyu
@xewarkun5835
@xewarkun5835 Год назад
Ab zara filtet alekum Chielay yom ybahalu btgrina
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 Год назад
ካብዚ አድሕነና🤔
@same8813
@same8813 Год назад
ኣርእስቲ ናይ ሜድያካ ቀይራ እስካ ከምዚ ዓይነት እካኣሎ ዝብል ሽም እስካ ክትጽውዖ ገበን እዩ ብትሕትና ክትቅይራ እሓተካ ምክንያቱ ታሪካዊ ጅግንነታዊ ሽም ስለዝኾነ
@Eritrea-t7b
@Eritrea-t7b Год назад
Arku rebshkana endika enda akoraxekana men
@martaogbamicaelaraia7441
@martaogbamicaelaraia7441 Год назад
እዛ ሐፍትና 80 ካብ ምእቲ ሆርሞነይ ናይ ወዲ እዩ እያ ትብል ዘላ እምበር ናይ ወዲ መሸኒት አለኒ አይበለትን እንቋቅሖን ማሕጸን አለዋ ማለት,'ዩ ናይ ክልትኡ አለኒ ክወልድ ክኣ ይኽእል'የ ምለታ'ሲ ኒቲ ማሕፀንን እንቋቕሖ እቲ ናይ ጋል አለኒ ትብሎ ዘላ'ዩ እቲ ናይ ወዲ አለኒ ትብሎ ዘላ ኽኣ ነቲ 80 ካብ ምእቲ ሆርሞን እያ ።ክወልድን ከውልድን ክትብል ከላ ኽኣ ሐቃ እያ, ምስ ሰብአይ እንተ ተራኺባ ክትወልድ ስለ ትኽእል ነቲ አቦ ወዳ'ውን ተውልዶ'ላ ማለት'ዩ
@efrempersonal2030
@efrempersonal2030 Год назад
Giega ridiet marta habtey. Kiwelidn kewildn zkiel yelen. Gdn hade xeweta Ablali (dominant) eyu .
@martaogbamicaelaraia7441
@martaogbamicaelaraia7441 Год назад
@@efrempersonal2030 አይተረድአንን
@ወዲጎጀይ
@ወዲጎጀይ Год назад
ኣብ ዓድና ችሕሚ ዝነበራ ሰበይቲ ነራ።
@saronjohnson9393
@saronjohnson9393 Год назад
That’s pretty normal
@shabatshalom693
@shabatshalom693 Год назад
Gele nay gin miznibal alewa,malet eti testosterone high koynu alo.
@menaf77
@menaf77 Год назад
So in short you are advocating for LGBT. አቱም ህዝቢ ናብ እግዚአብሄር ተመለሱ፣ እዚ ነገር ብሕክምና ብጸሎትን ቴራፕን ዝፍታሕ እምበኣር ከምዚ ትገብሮ ዘለኻ ዝተባባዕ ነገር አይኮነን። በጃኹም አክንዲ ገጽ እግዚኣብሔር ምድላይ ምሕረቱ ምልማንሲ እንይ ኢኹም ሐጢያትና ተብዝሕዎ። ኦ እግዚኣብሔር ብምሕረት ዓይኒ ጠምተና
@yamiyami306
@yamiyami306 Год назад
Ata yekalo hawna tefiaka kenika Dehan dika bmejemra
@wedkebri8729
@wedkebri8729 Год назад
I've never heard this before waw
@shabatshalom693
@shabatshalom693 Год назад
Fixum kirdiuwa aykealun nisa tiblom zela
@yohanasolomon7471
@yohanasolomon7471 Год назад
Good job
@mulumulu2625
@mulumulu2625 Год назад
Ya open konka mezerab yedeli eyeu.....hezbhina wen kenikji alewo
@birhanademovez5893
@birhanademovez5893 Год назад
Nay weden nay galen aloa gen had eyo zesrh
@ፍትገፍትግ-ዐ5ጰ
@ፍትገፍትግ-ዐ5ጰ Год назад
ጭደን ይብሃል
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 Год назад
Hasewti eyom xeadu eti gbresedomnet kesfahfh sle zdelywo zeynatka natka kbluka ykelu eyom ezia gal eya dmxa kulumla meshenit sebay wn yebleyn ela
@tsegetesfamichael9397
@tsegetesfamichael9397 Год назад
Ya nay behaqi abi melekti melake hawna
@zekariasgirmay6960
@zekariasgirmay6960 Год назад
kkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@anderbrhanabraham2828
@anderbrhanabraham2828 Год назад
እዚ ከምዚ ዓይነት ጾታ ሎሚ ካብ ዓለም ኣብ ክልተ ሃገራት ወግዓዊ መጸዊዒ ጾታ ሂበኖኦም ኬንያን ኣውስትራልያን ።
@yonotanaraya4151
@yonotanaraya4151 Год назад
meglexi seinelka ykuno bro kexlo
@mulumulu2625
@mulumulu2625 Год назад
Ya kemzi alwo hezbhina wien kifelto alewa ..nesika ka nefu mizanai ika
@saarebereket2539
@saarebereket2539 Год назад
የዐሪኻ'ያ እባ እዛ መሰልቸዊት ኢንትሮ ቪድዮ።ነዋሕ ኢያ ኔራ ብሰንኪ ከምኡ ቪድዮታትካ ይሰግሮ ኔረ
@michaelabraha770
@michaelabraha770 Год назад
ane wun mara eye zxelia intro
@lamlamrouasom3990
@lamlamrouasom3990 Год назад
✋✋✋✋😂😂😂😂😂😂🙏🙏🙏❤❤❤
@tsegetesfamichael9397
@tsegetesfamichael9397 Год назад
Ane wela kemau yfelt neyre
@Fashion_OK
@Fashion_OK Год назад
Eway Gud Seb >Yikealo N LGBT degifu elu kizareb eyu 😮
@rakiraki2328
@rakiraki2328 Год назад
LGBT and intersex are completely different.
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 Год назад
Yekealo open mind
@bereketbeyan6066
@bereketbeyan6066 Год назад
እንታይ ይባሃል እዚ ኸ
@sebyumekseb4939
@sebyumekseb4939 Год назад
Yewelden yewliden 😂😂😂😂
@flimonberih8175
@flimonberih8175 Год назад
ሽንቲ ከ በየናይ ትሸይን ማለት ዩ
@kokobkubrom4304
@kokobkubrom4304 Год назад
kkkkk ሕቶ ሲእንካስ በየን ከም ትሸይን ኣሸጊራትካ
@michaelabraha770
@michaelabraha770 Год назад
Haqu eyu kkkk
@ghwsjet5100
@ghwsjet5100 Год назад
Kkkk, denkoro, hormone nay wedn Nay gualn eya tbl zela. Tsllty eya,
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Год назад
ሓደ ነሩ ኣብ ኣሃዱና ወዲ ከሎ ናይ ጋልን ወድን ኣለዎ አቲ ናይ ጋል ስሚዒት ግን ኣይሰርሕን ኢዩ አቲ ወዲ ከይፈለጥዎ ከለዉ ኣብ ኮርሞናዕ ለንጀር ኮርስ ዳወሰድና ከለና ኣሃዱና ነብሱ በይኑ ይሕጸበ ነሩ ድሓር ፈሊጠሞ ግን ኖርማል ኮይኑ አቲ ሰብ ካኣ ለሚደሞ
@tigrawayresahfitret156
@tigrawayresahfitret156 Год назад
Ata neska wen komu eka timesil hulkus
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Год назад
@@tigrawayresahfitret156 ንዓይ ዲኺ ሽኮሪና ሞ ዘይትፍትንኒ ከርአየኪ ስራሓኺ ስብአናይ ፈቲንካ ኢዩ ኮ ዝፍለጥ ክሳብ ርአስኺ አስካፍ ትኣስሪ ክገብረኪ ክልተ ሰሙን ምደቀስኪ ነርኪ ክፍትነኪ ዓካር
@tigrawayresahfitret156
@tigrawayresahfitret156 Год назад
@@danielkahsay5092 kkkkkkk beafkum da belahti ekum eko terati
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Год назад
@@tigrawayresahfitret156 ክያሮ መጀመርያ ኣብ ምጥርኺ ብኢደይ ይፍንግረኪ ብድሕሪኡ ካኣ ምሸኒተይ ኣብ ምጥርኺ ቀስ ገረ ዳደረዝኩ ኣውጽአ የአትው የብለልኪ ድሕሪኡ ኣብ በላ ሙድ ምስኣአተኹኺ ክርድኣኪ ዩ ሕጂ ዶ ኮይኑ ተሰሚዒኪ ኣንቲ ብልዕቲ ኣፍሲስኪ ትኾኒ ከማን ሕጂ
@asmoromasfha6901
@asmoromasfha6901 Год назад
Eti hade yeserh duyu shinti ke beyen yeshin
@eritreainfo710
@eritreainfo710 Год назад
ዘይተነግረ የለን ንዓይ ከልተ መትሎ እዩ ፡ ዘለኒ ፡
@mulueyehdego7984
@mulueyehdego7984 Год назад
Kkkkkkk ykalo hawey mis men eya sex trakeb wedi wey qual ymharena
@fitsumbeyene13
@fitsumbeyene13 Год назад
👍👍👍👍
Далее
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
Просмотров 5 млн