The Dis Information of Tesfay Temenewo By Ambassador Adhanom Ghebremariam Part One
www.mahhta.net
በይኑ ዝጎዪ ዝቕድሞ የብሉን፣ በይኑ ዝማጎት ዝረትዖ 'የብሉን!!
ታሪኽ መንነትን መግለጽን ምስልን ናይ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ወይ ህዝቢ ኢዩ። ዘሐብን ታሪኽ ዘይብሉ ህዝቢ፣ ርእሰ ምትእምማን ዘጉደለ፣ ሓበን ዘይስምዖ ህዝቢ ኢዩ ዝኸውን።
ኩልና ከም ንፈልጦ ህዝቢ ኤርትራ ንኣማኢት ዓመታት ስቓይ ዝተፈላለዩ ባዕዳውያን መግዛእቲ ዘሕለፈ፣ ብብረታዊ ቃልሲ ናጽነቱ ዝጨበጠ'ዩ፣ ስለ'ዚ ብታሪኹ ሕቡን'ዩ። ንሓንቲ ናጽነት ዘካየዶ ቃልስን ዝኸፈሎ መስዋእትን ድማ መንነቱ'ዩ። ምኽንያቱ እቲ ሰውራ ናይ ሓፋሽ'ዩ። መላእ ህዝቢ ኤርትራ ተሳቲፍዎ ድማ ተዓዊቱ። እዚ ታሪኽ'ዚ ድማ ሓደ ካብ'ቶም ንዘልኣለም ዘይሃሱ ሕላገትናን ዓንዲ ማእከል ሱር ሃገራውነትናን ኤርትራዊ መንነትናን ሙዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን።
for more info please visit/ www.mahhta.net
6 окт 2024