Тёмный
No video :(

Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ሃይለ፡ብነባራት ተጋደልቲ ሕድራይ ፍስሓን ክብሮም መሓሪ 27 ሚያዝያ 2024 Part 1 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ሃይለ፡ብነባራት ተጋደልቲ ሕድራይ ፍስሓን ክብሮም መሓሪ 27 ሚያዝያ 2024 Part 1 ታሪኻዊ ምስክርነት ነባራት ተጋደልቲ ተሓኤ ሕድራይ ፍስሓ ፡ክብሮም መሓሪ ኣብ ስርሒታት ከተማ፡ መስዋእቲ ዶር ፍጹም፡ዑመር መሓመድ፡ፍስሃየ ገብረመስቀል (ኪያር)፡ተኽለኣብ ገብረመስቀልን ካብ'ቲ ዝተላዕለ ክፋል መልስታት እዩ።
Tv Sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

18 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 128   
@mestes4158
@mestes4158 3 месяца назад
Hi Hidray ,good to see your face I learned Elf From you and other at naz yemane thank for your service .your are my Hero.
@asmarah3174
@asmarah3174 3 месяца назад
ንመልኣከ መን ቀቲልዎ? ስለምንታይከ ተቀቲኩ? እንደገና ዛንታኩም ብጽቡቕዩ ገሊጽልኩም ክፉእ ኣይተዛረበን ነቲ ቃልሲ ዉን ኣይተቃወሞን። ካልእ ታሪክ ጀብህ እንተ ኣሎ ግን ብወገንኩም ተንትኑ ታሪክኩምዩ።
@amanuelasgedom8754
@amanuelasgedom8754 3 месяца назад
ጥይት ንዝኽእላያ ትባረቆ ዘይክእላሞ ጥይት ዘለዋ ብረትውን ኣይትህቦን ኢኻ ጥይት ብዘይብሉ ጌርካ ኢኻ ትምህሮ ብምስጋል ብሸለልትነት ካልእን ክትባረቀካ ትኽእል ክንደይ ኪኢላ ዘይተባረቆ ካልእ ድኣ በሉና ኤሌክትርክ ዘዕሪ ከመይሉ ብኤለክትሪክ ይትሓዝ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም ስለዚ ኣብታ እዋን ኔርካዶ ኣይነበርካን መልሲ ናይዚኣ ጥራይ ንገሩና
@tsegai
@tsegai 3 месяца назад
Our heroes. keeping telling all the good and bad history, and thank you all.
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 3 месяца назад
ክብረት ይሃብኩም እቶም ታሪኽ ዝፈልጡ ጠፊኦም እዮም ኢሎም ክሕስው ተረኺቦ ምጽቡቕ ጌርኩም
@user-bc9wg3ex4g
@user-bc9wg3ex4g 3 месяца назад
😭⚰️⚰️⚰️⚰️😭😭😭🖕🖕🖕🖕🖕🖕🤪🤪🤪🤪🤪🤪🤪✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 3 месяца назад
Brothers we heard some things from him what is yours then we will have some things to say.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
Jegna Dr Fexom ቢዊዲት ተቀቲሎ❤❤❤❤ we love you❤❤❤❤❤
@alemmusa9720
@alemmusa9720 3 месяца назад
እዞም ክልተ ጥረ ምረ ንብሪጋደር ጀነራል ኣብረሃለ ክፍለ ሓሳብ ኰነ ምላሽ'ውን የብሎምን: ብቕዓት'ውን የብሎምን። ብዓል ጥረ ምረ: በጃኹም ሕጂስ'ባ ሒደት ተትበሰሉ ምሓሸ።
@tediambes3908
@tediambes3908 2 месяца назад
Anjal! Terifka aleka.....temehar sikilka, awahlil.xigitenga aytikun...nebsika teamamen
@abduyassin
@abduyassin 2 месяца назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-F99ffaJMpbE.html
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 3 месяца назад
ሕድራይ ጅግና
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 3 месяца назад
ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ነዚ ኣገዳስን እዋናዊ ዛዓባ ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣብ ዘሎ እዋን ዕሽሽ ከይበልኩም ንሓቅነት ንምፍታሽ እትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ክብ ልቢ ንዓኻን (ኣንቶንዮ) ነዞም ክቡራት ኣጋይሽካን ብልቢ የመስግነኩም፡ ምስ ምዋቕ ሰላምታ፡
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 3 месяца назад
እንታይ ታሪክ ዶ ይዛረቡ ኣለው እዮም? ንሓደ ጅግና ፡ ተባዕ ተቃላሳይ ክምጉቱ መጺኦም ፡ ኣብቲ ንሱ ዝበሎ ኣክንዲ ዝዛረቡ ሃለውለው እዮም ዝብሉ ዘለው፡ ምስኡ ኔርና ኣብዚ ጌጋ ኣሎ ዝብል ክሳብ ሕጂ ኣይሰማዕኩን።
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 3 месяца назад
ይናዘዝ ኢዩ ዘሎ ኣብርሃለይ ክፍለ
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 3 месяца назад
ብጣዕሚ ብቁዓት አጋይሽ አምፂካልና ይቀንይልይ።
@tediambes3908
@tediambes3908 2 месяца назад
Eritreawi aykonkan nisika.....bifidelatka felitna alena. Tewegen
@habtomdebesay7229
@habtomdebesay7229 3 месяца назад
Jeganu deke Asmara 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 Our Heroes 🥂
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 месяца назад
Thanks Jegnanu Hidray and Kibrom ❤️🙏❤
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 3 месяца назад
He has not spoken yet about EPLF, you are lying. He is spoken about jebha and her assassination of innocent victims.
@eritreaahmed2635
@eritreaahmed2635 3 месяца назад
Jebha killed only kadat maybe your family were kadat. Jebha eritrean revolution they are sons of eritrean people
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 3 месяца назад
@@eritreaahmed2635 Ahmed , JEBHA killed 16 university students Christians right after their arrival in kasala. After all they left Eritrea to exil while it needed them.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 месяца назад
Veri veri good xbuk mglexi❤❤❤
@girmaytesfamariam3120
@girmaytesfamariam3120 3 месяца назад
Did he talk about EPLF? If he did which part of his experience?
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 3 месяца назад
ኣቤት ክሓምቁ እዞም ኣቦታት😢
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 3 месяца назад
ሒጂ ግርም ጌርካ ፡ነዞም ጀጋኑ ሰራሕቲ ቂያ ዘምጻኸዮም፡ጹቡቕ ሲራሕ።🎉🎉🎉
@asmarino99o42
@asmarino99o42 3 месяца назад
እዞም ኩሎም ጀብሃ ዘጥፈኣቶም ተጋደልቲ ዘኪርክሞም ዘይትፈልጡስ፣ ኣብዛ ናይ Dr. ፍጹም ኮለል ትብሉ ኣለኹም። ብረት እኮ ን ብረት ዝፈልጥ እዩ ዝባረቆ : ሓደጋ እዩ። ከተጸልሙ ኮለል ካብ ትብሉ ታሪኽ ሰንዱ። ገዳይም ተጋደልቲ ታሪኾም ተዘንተዉ ወዮ : ተዘየዘንተዉ ወዮ ጌርኩሞ። ዓገብ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
እቲ ዘገርም ኣብራሃለይ ስለምንታይ ንብጾቱ ክቀትል ይኽእል። እሞ ስለምንታይ ጀብሃ ነዚ ትፈልጥእንተነይራ ንምንታይ ሱጉምቲ ዘይወሰደትሉ። ከመይ ጌሩ ኣብ ዘይተመደቦ ዓመልያ ይሳተፍ። እንተድኣ ብሂዎቶም ኣለዉ ስለምንታይ ሽዑ ንውድብ ዘይሓበሩ። ናይ እንዳ ዘለቀ እቲ ታርጌት ዘለቀ ስለዘይነበረ ሸለል ኢልና ሓሊፍናዮ እዩ ዝብል። ክልተ ግዜ ከመይ ጌሩ ኣብ ዘይተመደቦ ዓመልያ ይሳተፍ፡ እቲ ሕቶ ንውድብ ዘይምሕባር ናይቶም ርእዮም ዘይራኣኣዩ ጉድለት እዩ ዝከውን። ሓምሳ ዓመት ደቂሶም ሕጂ ሰብ ንምኽፋእ ተበጊሶም።ግን ጠቐነ ስለዝኾነ ሕድራይ ናይ ም😢ጽላም መሰሉ ንሕልወሉ፡ ሓሳዊ ድማ ንብሎ።
@mannyseretse
@mannyseretse 3 месяца назад
Jegna Hidray Fesha -fetawi haki
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 месяца назад
አሞ ተምሃሮ ሓድስ 270 ከ ሰሎሙን ወልደማርያም 150 ንገብራይ ተዎልደከ ብሓፈሽኡ ስለምንታይ ፋሕፋሕ. ኤላ. ኣብራሃም ተክለኸ ኣጸዋዉኦ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@eos7308
@eos7308 2 месяца назад
Hidray; then why was he acquitted after the two investigations? Was ELF incompetent??, I agree that operating a gun like described by the General was absolutely NOT safe!
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 3 месяца назад
ሕድራይን +ክብሮምን እንቃዓ ብሂወት ነዚ ሩኩስ) ዕላማ ፡ምኽሻሓኹም፡ ንካታተል ኣለና፡ ጹቡቅ ኣለኹ👋ም
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
ብሓቂ ተሕዝን ሰብ ኢኻ፡ ንሶም ነቲ ጀብሃን ኣብራሃለይን ዝፈጸምዎ ጅግንነት እዮም ዝጻብኡ ዘለዉ። ኣብራሃለይ ኣብ ጀብሃ ጂግና ኣብ ህዝባዊ ግንባር ድማ ጅግና። ከምኦም ኣብ ስደት ዕንይንይ ዘየበለ እዩ ድሌቶም።ካብዚኦም ሓቀኛ ታሪኽ ክትረክብ ሕልሚ ዶርሆ እዩ።
@alganeshyemane2046
@alganeshyemane2046 3 месяца назад
ንብርገድ. ንሓመዱ. ከም. ኣስጋእ.. ትግምቱ. ኣሰር. ፖልቶትካ. አብልኩምን
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
It is , brged nkebdu it is very bad
@tediambes3908
@tediambes3908 2 месяца назад
Enjera tirah bili! Suk kea beli....
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 3 месяца назад
ነዞም ጻሕጻሕትስ ጀጋኑ ኢልካዮም ወኻሩ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ጊሪም ኺቢሮም
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 3 месяца назад
አበይ ድኣ ኔርኩም ቅድሚ ሕጂ ?? ሕጂ ጀነራል አብርሀለይ ምስ ተዛረበ ኡይይይይይ ትብሉ ።
@amana.m4183
@amana.m4183 3 месяца назад
ጀነራል ኣብረሃለይ እንድሕር ምስ ጸጥታ ኢትዮጵያ ርክብ ኔርዎ ኮይኑ፡ እሞ ትፈልጡ ኣንተ ኔርኩም ፡ነቲ በዓል ስልጣ ቅድሚ ምቅታሎ ዘየድሕኖ ዝነበረ ፡ ዘይመስል ኢኩም ትዛረቡ ዘለኩም ፡ክመይ ግይሩ ክ ድህሪ እዚ ኩሉ ንሜዳ ወጽዩ መራሒ ብርጌድ ኮይኑ ክሳን ጀብሃ ፋሕ ትብል ኣብ ሜዳ ኔሩ ፡ እዚኣስ እታ ብ ዛዕባ ሕድራይ ብ ሽም ጀብሃ ገንዝብ ይእክብ ኔሩ ፡ ድሓር ክንሃድኖም ምስ ጀመርና ን ማእከል ኢትዮፕያ ሃዲሞም ዝበላ ፡ ስለ ዝሕመመትኩም ኢያ
@user-rn8gd6lk2z
@user-rn8gd6lk2z 3 месяца назад
ኣንቶንዮ ብመገዲ Erpm, or Assena በሳተላይት ናብ ኤርትራ ዝኣትወሉ መገዲ ፍጠሩ
@kiaroblox2724
@kiaroblox2724 3 месяца назад
Kubul hasaba . I was thinking the same idia.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ኢኒቆዕ ቢሂዊት ጺኒሒኾም ኽቦሮም ሒዲራይ❤❤❤❤❤❤
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
እንተድኣ ብዝተዋህቦ መምርሒ ይዛተብ ነይሩ እቲ ትብሎ ዝጸናሕካ ባዕልካ ክብሮም ውዱቅ ጌርካዮ ኣለኽስ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
ጻዕዱ ባህታ ብሂወቱ ኣሎ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
ክብሮም ዲሒሩ ዝመጸ ስለዝኾነ ክፈልጥ ኣይክእልን እዩ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 месяца назад
ሽኣብያስ ሚስ ወያነ 1981ኣትፍኣትኩም ጅብሃ ፋሉል መንካ የምን ሽዓብያ ብቕንዳ ህግደፍ ንድፋቶም ጂ 15. ወሕትኩም ኢትዮጵያ ውዩ. ታሪኩ ኣምሓርኩምናን ትውይይ ኣቪሎም ኩዛረቡና. ጂብ ከሃዲ ወሻ ጁሕ. ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ቁዋሚቱ ሕጊ አንዳባ ሕቶና ጅብሃ ኣስሕነትኩሙ ዓማር ወድሓጋዝ ከመይ ፎርም ይሞልኦ ወዲ ጠሎን ወዲ ቶሎት ይፈልጦ ንሓመድ ዱግር የውቱኦኔድኣድ ወድዓ ዓዲ ይፈልጦ አንታይ ኣምሲሉ ሽኣብጃ ንኡስ ወያነ ንሱዳን ኣፋንናያ ክብለካ ትጥበ ዘይከውን ክብሮም ምሓር ብኣልካድኣ ተብትቦ አትሓቕ. ቀዳማይ ተሉኣና ኢትዮጵያ ዊ መንፈስዩ አሱክኣ አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኤዩ ፈትኩም ተኬኩሙ ንሕና ኤርትራውያን የሕዋትና ክብሮም ጥሙቀት ጉልካ ተመስሕይ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ኩለን ኣወርጃታት የእዋት አና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚ሕርሻ ከም ሰብ ሰርሓትንያ ካቡጅነ ስቴ ካኪ ብልዓ ትብሉኒ ነርኩሞ. መርዓታትክኣ ይኣደምነይረ 18 ዓመት ዓድመ ነይረ. 💜💜💜💜💜💜🩵💚💚💚💚💚💚💚💚💚🩵💚💜🩵💚💚💜🩵🩵💚💚🩵💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሺም ኣዲኡ ቀይርዋያ አምበይተይ ኣዳነሺኩላ ኣድሓነት አልዋ. ቶሉጥ ሓደቀጽሕ ሓትቶዮ ወድኣርብኣ ይብልዎ አሉን ወይ ፈሪሑ መክስለይ ይኸውን 40/40/40/4040/40/40/40/.......
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 месяца назад
ክብሮም ምሓሪ epdi ኤዩ. አስካን ክፍለማርያም ስብሕቱ ጎቦርታን ጋብን ወሰደሎም ጁርብሉን ደንኣስኩየነይረ ሕርያይ ኤለክይም ብዙሕ ተሰምዓኒ ጉሓቆ ሓለፍጥይ ወዲ ገብን ወዲ አዛዝ ኬሰሩ ይስምዓኒ ዩዝክር ኣነውን ብድሕረጅኡሙ ኣሰመራን ከባቢኣን ጉቦ ቀያሓት ብዓል ትራክ a ካብኡ ሰንበል ኣይሪ ፖርት ተደርዓመኒ 35 ተደምስሶም 9ግራድ ነይረ ክላስስ ኣትየ. 💜💜💜💜💜💜💜🩵💚💚💚💚💚🩵🩵🩵🩵💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 3 месяца назад
ብአብሀለይ ክፍለ ፣ ንኹላ ጯቅ ጯቅ አቢልዋ ።
@christianc8012
@christianc8012 3 месяца назад
Ab sidet 30,40 amet kuri tewedikum do meshakin,tefash sebin tebekin rusom enda nekneku yimetu.
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
" ኣጀንዳ ንደለይቲ ፍትሒ " ክብሮም ኢሉዋ ኣነ እውን የስምረላ !!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
ገዲም ተጋዳለይ ዓብደላ ሓሰን ዓሊ (እዚ ሕሩይ ጸብጻብ ከምዘቅረበሉ ዝጠቀሶ ) ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ salam media ቀሪቡ ብቆንቋ ዓረብ ዝሃቦ ቃለመጠይቅ ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመ ሰሚዐ ነይረ ፤ ዝያዳ ኣፍልጦ ክህልዎ ስለዝኽእል ከተቅርብዎ እንተትፍትኑ ጽቡቅ ነይሩ ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
እቲ ግዜ 74 እዩ፡ ዳሕራይ ዝመጸ ምዕባሌታት ኣብ ግምት የእትዎ።
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 3 месяца назад
ኮኒረል ይልማ ዝተቐትለሉን ዑመር ዝተሓብኣሉ ዝተባህለ ፓላሶን ናይ ሁለተኛ ክፍለ ጦር ቤት ጽሕፈትን ብሓደ ዝተላገበ ፓላሶ ስለዝኾነ ጦር ሰራዊት ስለዘለውዎ ካብ ፎርቶ ተተኩሱ ዝበሃል ድራማ እዩ ። ኣነ ገዛውተይ ጥቑኡ እዩ ኔሩ ።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
Tekleab Gebremeqei
@ahferomgebremedhin3289
@ahferomgebremedhin3289 3 месяца назад
ኣብዚ ካብ ግዚ ምንዋሕ ክብሮም ማሓሪ ክርስዕ ይከአል ሕክምና ብርጊድ 44 ምስ ምምሕዳር ብርጊድ ማዕረ ማዕረ ኢና ንጋዒዝ ኒርና ብፍላይ አድሪስ ዒሊ ገዲፉና ምስከደ ኣብራሃለ ከፍለ ፈጲሙ ካብቲ ምምሕዳር ብሪጊድ ስጋብ ንሳግም ካባና ተፈልዩ ኣይፍልጥን አዩ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ናይ ዚሮ ሳዒት ደበሳይን በርህን ገዲፎሙና ናብ ሰውራዊ ባይቶ ምስከዱ ኣብራሃለይ ጥራይ አዩ ነይሩ።
@eyobedzerzghi7432
@eyobedzerzghi7432 2 месяца назад
ኤሕይዋእ የንብ እዩ ዘሎ
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 3 месяца назад
ኣንቶንዮ ተስፋይ ንስካ ኢካ ታሪክ ትጽይቅ ዘለካ ! ኣብርሃለ ክፍለ ብዛዕባ ታሪክ ጀብሃ ኣይተዛረበን ኣይትሓሱ፡ እቲ ንሱ ዝወዓሎ ዝነበሮ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ሓስዩ፡ ጌጋ ተዛሪቡ ትብል እንተኮይንካ ክኣ ኣብዘን ንሱ ዝተዛረበን ምስኡ ኔረ ብሓንሳብ ኔርና ዝብል ሰብ ኣምጺእካ መጉቶ! ድሓር ንስኩም ዲኩም ካብ ብዓል ዘምህረት የውሃን፡ ኣሕፈሮም ፡ ደክተር ርእሶም ተጋደልቲ ጀብሃ ኮይንኩም ? እንተ ዝሕሱ፡ ጌጋ ሓበሬታ እንተዝህብ ንሶም ምስኡ ኣለው ስቅ ኢሎም ኣይምረኣይዎን። ቅኑዓት ተቃለስቲ ስለ ዝኮኑ ግን ቃልሶም ብምቅጻል ምስቲ ናጽነት ዘምጽአ ሓይሊ ናጸነት ኣምጺኦም።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
That is very true 🙏🇪🇷❤️
@garzaalem2301
@garzaalem2301 3 месяца назад
Thank you guys Isayas supports they don't like to hear the truth.
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 3 месяца назад
አነ አብ ባር ማራቶን ነይርና ምስ አዕሩኽትና ቢሊያርዶ ንርኢ :: እቶም ጦር ሰራዊት ዝትኩሱ አይነበሩን :: ድሐር እቲ ጽርጊያ ኖርማል ሰብ ይዛወር : እቲ ሰራንዳ ናይቲ ባር ተኸፊቱ ሽዑ
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 3 месяца назад
nayda men derbay eka wedey nay meas yezarebu alowu zeyfeltkas suk elka ti atu
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 месяца назад
አለምሰገድ ድዩ ዋላ ኻልኦት ንኽዛረቡ ህዝቢ ዝልምኖም ዘሎ ምኽንያቱ እቲ ስቅ ነዞም ንአሽቱ ወለዶ አይጠቀመን ከም ባዓል ንስኹም ጌጋ ሐቤሬታ ሂብኩም አበላሽኹሞም ገሊአ ወረቐታ ተመንጢላ ገሊአ ተአሲራ ስለዚ ንሕና ንኽዛረቡ ገዲድናዮም ሳላ ዝተዛረቡ ኸአ መንእሰያትና ናብ ቦትኦም ዮምለሱ አለው ሐደ ኤርትራዊ ክጠፍአና ስለ ዘይንደሊ እዩ እምበር ህዝባዊ ግንባር ምሽ ንእምኒ ዝድርብዩ ብዓባያ ንአሜሪካ ኸማን ዓው ኢሉ ዝምልስ ለኽበጥበጥ ዘይብል ውድብ አብ መትከሊ ጽኑዕ እዪ ሕጂ ኸአ በጃኹም ብዛዕባ ህዝቢ ትሐስቡ እንተ ኾንኩም ነቶም እምኒ ደርብዮም አብዘይወጽዎ ዓዘቅቲ አትዮም ዘለዉ ቆልዑት ሐግዝዎም ተምሃሩ በልዎም
@ዓንሰባ
@ዓንሰባ 3 месяца назад
ከምዚኣ ገርኩም ደኣ ንፈይዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ እቲ ዝዓበየ ነገር ንስኹም ከም ድለትኩም ኣብ ዝጠዓመኩም ብጣዕሚ ናጽነት ዘለዎ ቦታ ምህላውኩም ዕድለኛታት ኢና። እዞም መንእስርያት ብፍላይ ታሪኽ ጀብሃ ብጉቡእ ዘይ ንፈልጦን ዘይ ተነግረናን ኣብርሃለ ክፍለ ክነግረና ከሎ በቲ ታሪኽ ናይ ሻዕብያ ከም ከም ዝዓበና ቀልጢፍና ክንቅበሎ ንኽእል ኢና ስለዚ ካልኦት ብፍላይ ፈዳይን ዝነበሩ እንተ ተቅርበልና ንኣብነት ኣያና ኣርሀ ሓመድናካ ኣብ ሽወደን ዝነብር ካልኦት እንተ ተቅርበልና፡ ዝገርመኒ ነገር ናይ ኣብርሃለ ክፍለ ነቲ መራሒኦም ዝነበረ በዚ ከባቢ ሽዕብ ገድገድ፡ላባ ከለዉ ኣሲረዮ ሽጉጡ መንጢለዮ ክቀትሎ ፈቲነ ዝበላ ከመይ እያ ? የቀንየልና ኣያና ኣንተንዮ ተስፋይ
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 3 месяца назад
ናጽነት ኤርትራ ክውን ንክኸውን ካብ ዝገበሩ ፣ ጀግንነትን ተወፋይነትን ጀማሂርን ፈዳይን እቲ መዘና አልቦ ጀግንነት ዝተፈጸመሉ ኢዩ ።
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 3 месяца назад
Entaye daa zteselefkumlu aimete mehret zeynegerkumna ? Zookone koynu fre xeirkum kitreyow ekum democracyiawetJebha nab nuborr temeleysa hagere Eritrea kitwonen eyia bezy tereter .
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 месяца назад
ዑመር ንእግሩ ጥይት ምስ ወቕዓቶ ተረምሺሹ ምጉያይ ስኢኑ ክሕባእ ምስፈተነ ብድሕሪኡ መጺኡ ዓትዒቱ ሒዙ ማሪኹ ዝማረኾ ደምመላሽ ዝብሃል ኢትዮጵያዊ እዩ። ከምኡ ስለዝገበረ ከኣ መንግስቲ መቶ ሕልቅና ሂባ ናብ ጦር ሰራዊት ኣእትያቶ። ኣብቲ እዋን ስርሒት ደምመላሽ ኣብቲ ኣብኡ ዝነበራ ሓንቲ ድኳናት ኔሩ። ንደገ ምስወጸ እዩ ንዑመር ዝሪኦን ዝማርኾን። ደመላሽ ከምዝበሎ ግን ፈዳይን ናብታ ማኪና ካብ ብኽልተ ሸነኽ ናይ ጽርግያ ይትኩሱ ስለዝነበሩ ብጾቱ እዮም ወጊኦሞ።
@user-do3gn7dp2j
@user-do3gn7dp2j 3 месяца назад
ኣንቴንዮ እንታይ ንምባል ኢዩ ወይ እታ ኢንተርቪው ጽቡቅ ጌርኩም ስምዕዎ ንዶር ፍጹም ከመይ ኢላ ንጀብሃ መሊስኩም ካብ ልቢ ሰብ ተውጽዋ ኣሎኩም 😢
@henoktecle590
@henoktecle590 3 месяца назад
General Abrahaley, was very specific with what he said. He explained the experience where he got involved. He mentioned a lot of people who were with him, and they can give their testimony. These guests are just giving their words based of assumption not fact which made their argument very weak. Please next time try to bring guests who can explain things based on what they know not on what they think.
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 месяца назад
ንዶክተር ፍጹም ቀቲልዎ፡ባዕሉ ከኣ ከምዝቀተለ ወለፍለፍ ኢሉ።
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 3 месяца назад
Nay gohaf tarik ekum.
@okbaiembye9969
@okbaiembye9969 3 месяца назад
The interviewer is totally based,he is attacking B General A.kfle,he should have asked them only
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 3 месяца назад
ጠስጣስ ሑሩይ ፣ ታሪኽ አብረሀለይ ናይ ቅትለት ጥራሕ ኢዩ ዝበለስ፣ ታሪኽ ጀጋኑ ፈዳይን ኤርትራ ብኸምኡ ድዩ ዝግለጽ ??
@user-lo3hi4fn8z
@user-lo3hi4fn8z 3 месяца назад
እዞም ናይ ጀባሃ ግን ኩሎም ደቂ አስመራ እዮም አዝማሪኖ
@Solomon2727
@Solomon2727 3 месяца назад
😂
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 3 месяца назад
ጀብሃ ዓባይ ክንደይ መስተንክር ስርሒት ዝገበረት ኣፎም ብዘየጽረዩ ዓንጃላት ክትውንጀል ክርእያ ከለኩ ኣየ ግዜ ኢየ ዝብል
@sgrbietna374
@sgrbietna374 3 месяца назад
ብኸምኡ እንድያ ጀብሃ ዓወት ሃዲምዋ ክክክክ
@BerheAguaStories
@BerheAguaStories 3 месяца назад
እታ ብዘይ ዕግበት ዝሓለፈት ህይወት ዶክተር ፍጹም ደማ ተኻዑዩ ብኸንቱ ኣይተረፈትን እቲ ደም ፍትሒ ክረብ የእዊ ኣሎ። መዕረፉኡ ከኣ ይጽበ ሎ ። ኣበይ ከምትድምደም ከኣ ክንዕዘብ ኢና ።
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 2 месяца назад
ብዛዒባ ደኩቶር ፊጹም ሓላይ ተመስልካ ዝግበር ሸርሒ.ንዝኮነ ሱዉር ኣይኮነኒ ተካኢሉለይ እንዲዩ ካባካሲ ነገራት ክትሳዊር መን እሞ ክሕልፊካ ሰብ ክትናዓዒቡ ትገብሩወ ዉዲት ሽጣራኩም ደዉሩ ነጋዶ ናይ ዘመና
@user-ik3cp4tc9t
@user-ik3cp4tc9t 3 месяца назад
There’s no comparison Elf in not in the level of EPLF don’t say he’s trying to belittle Elf. Where have you been since 1981
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 3 месяца назад
I have asked abrehalaye through my comment which loud and clear...the question was why wryane came through gash and attacked elf.?i was there personally with pregade 71.
@musietesfamichael7263
@musietesfamichael7263 3 месяца назад
We really want to know about everything. But the people you are interviewing (with all my respect for their service) are not fit cos they are not helping cos they are not first hand witness. They are only making their suggestions of what he said.
@alemmusa9720
@alemmusa9720 3 месяца назад
Anthonio, please refrain from deleting comments that you disagree with. It is important to allow for open dialogue and diverse opinions. Thank you.
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 3 месяца назад
Tv sened is not against any opinions but against all kinds of humiliation and embarassement upon individuals. Do you think those deleted comments are part of historical event,political opinion or vision ?
@user-qn5mc6hh8f
@user-qn5mc6hh8f 3 месяца назад
ካብዞም ኣያታትናስ ቁምነገር ክትሰምዕ ትጽበ እምበር ሱቕ ኢልካ ቖሎ ጥጥቖ "ናይ ብርጌ ንሓመዱ ስለዘስገኦ ኢዩ ...." ኢልካ ሃለው ለው ኣሎ። ብጥዕሚ ዘሐዝን ኢዩ ከምዚ ክትሰምዕ እንከለኻ። ኣየኸየ
@user-rj2uk3wv7d
@user-rj2uk3wv7d 3 месяца назад
ሆርዳታ ሚድያ ንኣብርሃለይ ከምኡውን ኣለምሰገድ ጥራይ ድያ ኢንተርቢው ጌራ 😂😂😂😂😂
@user-kr1bg5gk1z
@user-kr1bg5gk1z 3 месяца назад
ሰላም ሓው ኣንተንዮ እዚ ትገብር ዘለኻ ንጀብሃውያን ዘሐብን እዩ ናይቲ ሓሳዊ አብርሃለይ ዘይኮነስ ናይጀብሃ ታሪክ ዝትንትኑ ጀብሃውያን እናዓደምካ ነዚ ናይሕጂወለዶ ንኽፈልጦ ጸዓር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 месяца назад
እንታይ ክገብረልና ናይ ጀብሃ ቅድም እቲ ታሪኽ ደቂ ክርስትያን ዝተሓርዱ ሓቂ ይውጻእ
@mogheswoldehaimanot3824
@mogheswoldehaimanot3824 3 месяца назад
ኣቦታት ብ/ጀ ኣብርሃለይ እሱ ዝፈጦን ዝነቦሮን ይነግረና ሎ ካብኡ ዝተፈየ እንተ ሎኩም መአረምታ ሃቡሉ። ወይ ከምኩ ታሪኩም ንገሩ። ብ/ጀ ኣብረሃለይ ብዛዕቡ ካብ ዝተወለደሉ፣ ዝተመሃረሉ ፣ ተባዕ ፈዳይ፣ ሙኩር ወታደር ኣማሓዳሪ ፣ መራሕ ሓይሊን ብርጌድን፣ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ፣ ሓላፊ ኮንስላዊ ጉዳያ ኣብ መቐለ ኢትዮጵያ፣ ሓጀነራል ኮይኑ ሰራዊት መሪሑ ኣብ ውዑይን ዝኣተወ ሰብ ክዛረብ ብዓቕሊ ንሰመዓዮ። . ኣቶ ክብሮም፣ ንሓመዱ ሰናቲም ዝኣርዩ ምበር ዝቃለሱ ዶ ኣለውዋ ዮም ደሓር ከኣ ደኣ ከም ጀብሃ ነንሕዶም ሓመድ ተሳትዮም እድዮም። ንዓ ድኣ እቲ ጅግንነት ገድሊ ተነጊሩ ዘፈልጥ ክስነድ ተዛረበሉ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
ናይ ኣብራሃለይ ካብ ሰውራ ምብራሩ ንሰውራ እንታይ ረብሓ ኣለዎ። ናይ ጸማማት ዘረባ ኣይትድገም።
@user-tq1ze9sy1d
@user-tq1ze9sy1d 3 месяца назад
ኣብርሃለ ክፍለ ኩሉ ዝዛረቡ ሓሶትዩ ኣቀታትላ ዶክቶር ፍጹም መዓቱ ሓልዩ ክመጽእዩ ሰብ ኣጥፊእካ ድቅስ ኣይትሕደር
@teweldehaile4016
@teweldehaile4016 3 месяца назад
ኩቡራት ሃገራውያን ተቓለስቲ ሰውራ ኤርትራ ከምቲ ጅነራል ኣብርሃለ ክፍለ ተንቲኑ ዘስማዓና፡እስኻትኩም ከኣ ነቲ ዝነበረ ቃልሲ ታሪኽ ተንቲንኩም ከተብሩልና ድኣ ከኣሉ እበር መልሲ ክትህቡ ክትብሉ ታሪኽ ይዝንብዕ ኣሎ። ናይ ክልቴኹም ክንሰምዕ ክንኣስሮ ኣይ ከኣልናን
@kibromtzegay6068
@kibromtzegay6068 3 месяца назад
ክንኣምን ምእንቲ ጓል መንገዲ ገዲፍኩም ኣበይ ማዓስ ብከመይ ኣስፍሕ ኣቢልኩም ግለጽዎ ኣብራሃለ ግን ጅግና ዩ ብኩሉ ኣበይ ነይርኩም ንምኳኑ ክሳብ ሕጂ ጹቡቅ ገይርኩም ታሪኩም ግለጹ
@tediambes3908
@tediambes3908 2 месяца назад
Enjera tirah bilaa,entay yitekmeka abrehaley? Xigitenga aytikun
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 3 месяца назад
እታ ስርሒት ሰዓት 6 ድቐትሪ አቢላያ 4 ወይ 5 ኢዮም ነይሮም : እዚ ዑመር ዝብሃል ወሪዱ ተኩሱ : እታ ታክሲ 1100 ኢያ ነይራ : ደንጉይዎም ካብታ ማኪናያ ተተኩስው እቶም ብጾቱዮም ተኩሾምሎም :: ብሪጋዴር ጀነራል ይልማ
@kesetemekonen6240
@kesetemekonen6240 3 месяца назад
wae Ab hizbawi gmbar tarikhka kitizreb ti tiblo ynigerek?! ta b abikha!? ize neqefet n Kbrom mehari haqi tezreb
@tesfaldetabraham8592
@tesfaldetabraham8592 3 месяца назад
ብሉጻትን ልሉያትን ብጾት ሕድራይን ክብሮምን :ንረዚን ፍሉይነት ታራኹም ብምዝካር ዘለኒ ኣኽብሮትን ኣድንቖትን ድሕሪ ምቕዳም :: ዋላኳ ካብ ነንሓድሕድ ትበልጹን ብቅርበት ትፈልጥዎን ንመንነት ኣብርሃለይ ትገልጽዎ እንተሃለኹም :: ኣብርሃለይ ካብ ምቕታል ዶክ ፍጹም ክሳብ ምውጋእን ዑመር መሓመድ ኮነ ምቕታል በረኸት (ተኽለኣብ) ክያር ...ወዘተ ከብርህ ኣብ ግዚኡ ብሒም'ሉ ዘይፈልጥ :ኩሉ ዜፈልጦ ገበነኛ :እንተውሓደ ድማ ጥርጡር :ሎሚ ዝብሎ'ዘሎ ዓጀውጀው :ኣይ ንንሳሓ ኣይ ንትረኻ :እንታይ'ድኣ መቐጸልታ'ቲ ዝልለየሉ ገበንን መሳርሒ ገበነኛታትን መስመር ሰንሰለታዊ መንነቱ'ዩ ዝምስክር ዘሎ !!!
@davidokbay9748
@davidokbay9748 3 месяца назад
ኤህ ኤህ ዋይነ ኤርትራ በላዒት ደቃ ሕድራይ ንእሽቶይ ከለኹ ንዓድና ክትመጽእ ከለኻ ይዝከረኒ ሽመጃና
@user-lj2rj1tm6k
@user-lj2rj1tm6k 3 месяца назад
It ab inda ayni huleten second bigate head quarter. Besotna cento quarter hadega zewdekulu. General Elma Alomu iyu zbehal. Abrehale gahra hasot ziqetolom tegadelti kone ilu kqetl temedi zikedu iyu.
@alayeesami
@alayeesami 3 месяца назад
እዚ ትዛረብዎ ዘለኩም ማሃሪ ኣይኮነንን እዚ ሓቂ ብልክዕ ንስኻትኩም ዘይትገልጽዎ። እዚ ጅግና በዚ ናቱ ዝመስሎ እንድሕሪ ገሊጽዎ ንምንታይ ብልክዕ ዘይትገልጽዎ ከም ስማዓቲ ንሕና ንፈርዶ። ብርጌድ ንሓመዱ ትቃወምትን ንምፍሻል መንግስቲ ዝሰርሖ ዘሎ ክትብሉ ጌጋ እዩ። ንስኻትኩም ኩቡራት ታሪኽ ዘለኩም ጀጋኑ ስለዝኮንኩም ካብዚ ዓይነት ሓሳባት ተትቁጠቡ ዝብለጸ ኮይኑ ይስምዓኒ። ናይ ፈዳይ ተሞኩረኻ ኣብ ታሪክ ብልክዕ ተዝስንዶ ጽቡቅ ኔሩ ይብል።
@sumongehbrezgi3294
@sumongehbrezgi3294 3 месяца назад
ሓሶት ኣብራሃለይ ክፍለ ዘገርም እዩ ስምዑዋ መበል 16 መግለጺ ካብ ታህዳይ ክሳብ ሜዳ ብሓንሳብ ተግዕዝና ሓፍሪ
@kesetemekonen6240
@kesetemekonen6240 3 месяца назад
Kbrom brhaley dey kemakha ti ztebegeselu ilama ms ab meda znebere hayli koinu tselaetu sieru natsnet achebitu.
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 месяца назад
Seraq mobae baelu ylefalef abrahaley kfle ab jebha kelo zfexemo wenjel nmshifan eyo geza tewahibwo menaesey nmdngar ajewjew ybl alo
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 3 месяца назад
Sbrahaley telam luk Iseyas iyu nieru bgeben zhtet seb iyu
@frewenitesfay6148
@frewenitesfay6148 3 месяца назад
ብርጋደር ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ዘንፈልጦ ክንፈልጥ ኪእልና ክብሮምን ሕድራይን ተጋደልቲይ ጀብሃ ነርኩም ስለምንታይ ዝዋዕልኩሞ ውዕሎ ዘተዘንትውልና ይሕመቅ ይጸብቅ ታሪክ ኤርትራ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ሰለዝኮነ ከምቲ ኣብራሃለይ 16 ክፍል ዘፍለጠና ንስካትኩም ዝተስርሔ ታሪክም ኣቅርቡልና ፈዳይን ዝነበሩ ጀጋኑ ቅያታቶም ንጎሩና ታሪክ አዩ ነባሪ
@fretatesfay343
@fretatesfay343 3 месяца назад
💙💙💙💪💪💪👍👌👌✌✌✌✌
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 3 месяца назад
ዑመር መሓመድ ሱባ
@berhnihadguberhnihadgu4110
@berhnihadguberhnihadgu4110 3 месяца назад
ትስኦባ ምሮሕና አቡትቲ
@letesusgeorgia5772
@letesusgeorgia5772 3 месяца назад
ትቪ ሰነድ ዘገርም እዩ ኣነ ኣብ ጀብሃ ነይረ ኣነ ነብራሃለይ ባኣካል ኣብ ጸዓዘጋ ከሎ ይፈልጦ ኣጸቢቀ ኣብኡ ኣብቲ ከባቢ ስለዝነበረ መደበይ እዚ ኣይኮነን ኣገዲሱኒ ኣነ ናህና ታሪክ እዩ ኣሕዚኑኒ ካብ ታሪክ ዘይንማሃር ኣብ ኮሎና ደናቁር ነርና ክሳብ ሕጂ ከምኣ ኢልና ጥረ ኣለና ሻጥራት ዕዋላታት ብዓል ኢሰያስ ንጀብሃ ምስኩሉ ሃይላ ጉሒፎማ እንሆ ድማ ክሳብ ሕጂ እምባሕ ይብል ኣሎ ቢሕም ዝበለ ይተሓጎም ይብል ኣሎ እዚ ኩሉ መስዋእቲ ተከፊሉ እንሆ ሃገር መጻወቲ ናይ ወያነ ሸፋቱን ናይ ሓያላ ሃገራትን ናይ ብዓል ኢሰያስን ጉጁልኡን መዐንደሪ ኮይና ተሪፋ ድሕሪ እዚ ኩሉ መሪር ቃልሲ እዚስ ሓደ ኣንበሳ ሓንጎል ዘለዎ ከሳኣን ብጣዕሚ ዘገርም እዩ።
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 3 месяца назад
ክላእ ብጀካ ምሕማይን ርእሰ ምትሓትን ካልእ የብልኩምን ህዝቢ 🇪🇷 እዮ እኳ ፈንፊንኩም ንሶም ኣብ ሃገሮም ኣለዉ ብቅሞም ድማ ይሰርሑ ኣለዉ ኣብ ሃገሮም ኮይንም ከማኹም ኣይከደዑን , ኣይጃጀዉን ኣይተንበርከኹን ! ኣይክንብርከኹን እዬም እንተንሱኹም እቲ ክድዓትን ሓሶትን ንደቀኹም እዉሪስኩም ኣብዛ ስደትኩም ታሪኽኩም ታሪኽ ክድዓት እዮ ❗️
@aduliszula
@aduliszula 3 месяца назад
እዛ መእተዊት ደርፊ ክንደይ ትጥዕም
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 3 месяца назад
ጀብሃ ኣብ ሓጺር ግዜ ዳግም ምለሱዋ ተወደቡ። ዳግማዊት ጀብሃ ፍጠሩ። ህግደፍ ክትብቆስ ኣለዋ። ኣብራሃለይ ዕሱብ ሻዕብያ ኣብ ጀብሃ ከምዝነበረ ኢዮም ዘዘንትው ኣብዚ ሎሚ። እቶም ሓገዝቱ ዚነበሩ ኣቃልዕዎም።
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 3 месяца назад
ሩሙስ ሃዳሚ😂 ጀብሃ ዓካስ ኣይትምለስን እያ😂
@omerabdella8212
@omerabdella8212 3 месяца назад
Tarik nimithililaf nab tiwlidy metsa et eretra
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 3 месяца назад
Ata dilet isayas bel
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 3 месяца назад
እዚ ሽፍታ ስርዓት ነቶም ፍርይ ዝበሉ ገበነኛታት የሕሊፉ እዩ ዝህቦም ዘሎ አብርሃለይ ክፍለ ካብእሰያስ ንላዕሊ ብደም ዝጨቀው እዩ ነዚኦም አብእንዳ ጉሐፍ ምጉሐፍ እዋኑ እዩ እሞ ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል ኒኺድ ንቅድሚት ታሪኾም ረሳሕ ታሪኾም አብእዋኑ ክፈርዶም እዩ
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 3 месяца назад
😂😂😂😂
@gegerbashay719
@gegerbashay719 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ መወዳደሪ ስኢነሉ ስንፍናኽም ሰንፋት ኢኹም ብ/ጀ ኣብርሃለይ ክፍለ ናይ ተ/ሓ/ኤ ይክን ናይ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ይዕልል ኣሎ ክሉ ሕማቁ ጽቡቅ ድማ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዋንነት ውልቀሰብ ኣይኮነን ስለዚ ካብ ንጀነራል ተቆናጽቡ ዝሓለፍክሞ ታሪኽ ዘይትዕልሉ ሕማቅ ሰብን ሕማቅ ዩቲበርን ግን ናብ ሕማቅ ጥራይ እዮም ዝከዱ እሞ የዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲልካ እምኒ ነዞም ሓሰውቲ ንነብሶም ኣይጠቅሙ ንሃገር ብላሽ ኢልኩም ጥራይ ሕለፍዎም ረስሓት
@eritreagoldenstate7900
@eritreagoldenstate7900 3 месяца назад
ህዝባዊ ግንባርሲ በዞም ደርበይቲ እምኒ ክሻቐል ጡስጡሳት ኣብ ስደት ክትቅበራ ኢኽን
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 месяца назад
ዋላ ሕድራይብዛዕባ ዶክተር ፍጹም ክፈልጥ ኣይክእልን እዩ።ሕዳር ኣብ 1974 እዩ ተሰሊፉ ዶክተር ፍጹም ድማ 1973 እዩ ተሰዊኡ።
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 3 месяца назад
ዊርደኞ ዝኮነ ተቀላዓ ዝበሎ
@wedizemat527
@wedizemat527 3 месяца назад
እዚአ እያ እታ ዓቅምኩም, ብዓል ንስካትኩምን ከማኩምን ንጀብሃ ለኪምኩማ ጠፊእኩም: ሕድራይ እኻ ንባዕልካ ቀታሊ ዝነበርካስ ቀታሊ ትብል ጀ/አብርሃለ ታሪኩ ተዛሪቡ ስጋብ ክንድዚ ውሕውሕ
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 месяца назад
ሕጂ ግርም! ንመደረ ብ/ጀ ኣብርሃለይ ክፍለ ክብድህዎ ዘለዎም ከም'ዞም ክልተ ሰባት ዝበሉ ትዑል ዘረባ ዝዛረቡ፡ ርዝነት ዘለዎም ሰባት ጥራሕ 'ዮም። ብ/ጀ ኣብርሃለይ ክፍለ ሕልና ኣልቦ ፍጡር ምዃኑ ዝተረዳእኩ፡ ንዶክተር ፍጹም ዋላ'ውን ብፍላጥ ኣይቕተሎ፡ ተሓታቲ ምዃኑ ተረዲኡ፡ ጌጋ ፈጺመ ኢሉ ክንዲ ዝጠዓስ፡ በንጻሩ፡ ንደም ዶክተር ፍጹም ደመ-ከልብ ሓሲቡ፡ ኣነ'ዶ ኣዋርሕ እእሰር ኢሉ ብዘይ ሕንከት ንበዓል ሕሩይን ካልኦትን ኣምሪሩ ክኸስስ ብምፍታኑ እዩ።
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 3 месяца назад
😂😂😂😂😂 ዶር ፉጹም ጥራይ ድዩ ተጋዳላይ ነይርኩም?😂 ናቱ ሓላፍነት ወሲድሉ ተፈሪድሉ ተባሪቅዎ ምካኑ ተረጋጊጹ፡ ልዕሊ እቲ ፍርዲ ተኣሲረ እዩ ዝበለ። ስለዚስ ናይ ከም በዓል ተጋ መልኣከን መሰልቱን ቅትለት መን ተሓቲትሉ ኢልኩም ትፈልጡዶ እንዳ ጀብሃ😂😂?
@yohannesgebrewoldi
@yohannesgebrewoldi 3 месяца назад
ኣንታ ክንደይ ትሓምቕ ነዞም ዑሱባት ወያነ በርገር ንኸብዱ መንዩታ ካብዚኦ ዝፈርሕ ዋይ ዉርደት ብኻ ምዝራብ ገዲፍካዮ
@keletatsegai8791
@keletatsegai8791 3 месяца назад
ኣንታ እንታይ ጉሓፍ ኣረጊት ሰብዩ. ብርጌድ ንሓመዱ ዋጋ ሂብካ ትዛረብ ሳንጣ ወያኒ ትሰክምኩም እንታይ ገርኩም.78ወጽእካ 81ኣቲኻ ትም ይሕሸካ. እዚ ካልኣይ ክኣ ውርደተኛ እስኻ ኢኻ ትሩፋት መልመጽቲ ጻሕሊ ወያኒ
Далее
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Просмотров 15 млн
Tesfamicael ( Kusun )
47:51
Просмотров 931
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview  11 March 2022    Part 48
1:15:44
ዘተ ምስ ቀሲስ ሓለፎም
1:45:13
Просмотров 4 тыс.