Тёмный

Tv Sened ታሪኻዊ ስርሒታት ከተማ ቃል መሕተት ምስ ጅግና ተጋዳላይ ሕድራይ ፍስሓ ቀዳማይ ክፋል 30 ሓምለ 2023 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Tv Sened ታሪኻዊ ስርሒታት ከተማ ምዕቱታት ጀጋኑ ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ ቃል መሕተት ምስ ጅግና ተጋዳላይ ሕድራይ ፍስሓ ቀዳማይ ክፋል 30 ሓምለ 2023 Tv sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 35   
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 Год назад
ብጣዕሚ ድስ ዘብል መደብ ኣቀራርባ የቀንየልና ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤❤
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 Год назад
እንቓዕ ብሰላም ተመለስኩምና ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ምስ ብዙሕ ምስጋና፡ ነዚ ብሉጽ ብዓል ዓቢ ተመክሮ ሓያል ጅግና ገዲም ተጋዳላይ ሕድራይ ፍስሃ ናብዚ መደብኩም ብምቕራብኩም ምስጋናይ ወሰን የብሉን፡ ኣጆኹም ኣጆና!!! ቀጽልዋ ድኣ ሓው ኣንቶንዮ።
@yohannesmeasho9130
@yohannesmeasho9130 Год назад
Thank you Antonio and Hidray
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 Год назад
ሓርበኛ ሕድራይ እቲ ዝሃብካዮ ለበዋ ብጣዕሚ እዋናዊት እያ የቐንየልና
@eri-boy8727
@eri-boy8727 Год назад
Thanks Antonio🙏👌❤️
@amicheonline1238
@amicheonline1238 Год назад
Thank you for your service 🙏🙏🙏🙏🙏✌️
@zareghere2606
@zareghere2606 Год назад
❤❤❤❤Historien om hur man kan kännetecken för att stärka den skadade kroppsdelen.
@Redsea431
@Redsea431 7 месяцев назад
Than you Antonio and Hidray
@berhetensea451
@berhetensea451 Год назад
Thank you.
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om Год назад
Hello Antenio! You came with the very hero in the Er.revolution.
@jhon83220
@jhon83220 Год назад
tanks
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 Год назад
የቐንየልና ተጋዳላይ ሕዳራይ ፍስሃ፡
@mesfuntedla6841
@mesfuntedla6841 Год назад
ብጣዕሚ ዝምስገን መደብ ። ሕድራይ ሓወይ ዕንቋዕ ከምዚ ኢልካ ረአኹኻ፡ አብዚ ናይ ነዊሕ ታሪኽ ውሽጣዊ ቃልሲ ዝቀረበ ንኖዊሕ ግዜ ብዛዕባ ጅግና መራሕን ረቂቅ ብልሒ ዝነበሮ ሓላፊ ዉሽጣዊ ስርርዕ ዝነበረ ተጋዳላይ ፍስሃየ ሶሎሙን ከምቲ ንሱ ምዝካርካ ደቢስካዮ ኢኻ ፡ ብወገነይ ንፈለማ ግዜ እዩ ዝሰምዖ ዘለኹ ስሙ ክልዓል ክብረት ይሃብካ ጀጋኑ ምዝካርካ ጅግንነትካ ክብ ዘብል እዩ።
@russomghebregiorghis1459
@russomghebregiorghis1459 Год назад
ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ጅግና ሓውና ሕድራይ ፍስሃ እንቋዕ ገጽካ ረእና: ኣዚካ ምዑት ተባዕ በዓል ዘሕብን ታሪኽ ኢካ'ሞ : ምሉእ ጥዕናን ዕድመን እምነየልካ: ኩለ ስለሃገር ዕድመ ንእስነትካ ዝከፈልካዮ መስዋእቲ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ሓበንን ኩርዓትን ስለዝኮነ ተሓቢንካ ንበር:: ክብሪ: ንክቡር ዋጋ ናጽነት!
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 Год назад
ሓርበኛ ሕድራይ ፍስሃ ኣብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝገበሮ ብሕቶ ዚተሰነየ ቃለ መጠይቕ ተኸታቲለዮ ነይረ። እቲ ዝሰርሖ ጅግንነት ኣብ ቦትኡ ከሎ፣ ሓደ ካብቲ ዝመሰጠኒ ናይ ሕድራይ ፍስሃ፥ ንዝፈልጦ ብግቡእ ዝምልስ ንዘይፈልጦ ኣይፈልጦን ኢየ ዝብል ሓቀኛን ሓርበኛን ፈዳይን ኤርትራዊ ኢዩ። ምስ ክቡር ተከስተ ሃይለ ድማ የማሳስሎ። ዕድመን ጥዕናን ንሕድራይ ፍስሃ ንክቡር ኣንቶንዮ ተስፋይ ድማ መዋእል ይሃብካ ይብል።
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om Год назад
Very inteligent.
@Elias-bl7sl
@Elias-bl7sl Год назад
Harbegna jigna hidray fisaha selam ab zelekayo
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 4 месяца назад
Elelel❤❤❤❤❤ jegna Mulu
@ocbaitesfay8526
@ocbaitesfay8526 Год назад
ሰላም ኣንቶንዮ ሰላም ሕድራይ ገለጻ ሕድራይ ካብ ቅድመና ዝነበሩ ኣብ ንሕና ዝነበርና ዝሓሸ ዝበሎ ልክዕ እዩ ኣብ 1975 ክሳዕ 1978 ህዝቢ ኩሉ ዳርጋ ስሪዕ እዩ ነይሩ ባዕሉ ስርዑና ልኣኩና ኣሳትፍና እንዳበለ ዝልምነሉ እዋን ነይሩ ኩነታት ድሕሪ 1978 ነጻከተማታት ብጸላኢ ምስተታሕዘ 360 ድግሪእዩ ተቀይሪ
@girmaiandemariam2345
@girmaiandemariam2345 Год назад
Thank you for being ready to sacrifice your life at a young age. I wonder how you feel now knowing the eritrean people struggle has been hijacked by few individuals.
@nasserahmed6758
@nasserahmed6758 Год назад
ጅግና ተባዕ ሕድራይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 Год назад
ኣርሓ ሕድራይ ገባሪ ቅያ ነባሪ ታሪኽ
@nimrod6964
@nimrod6964 Год назад
🤣😅 ጀብሃ ሃደምቲ 🙆‍♂️ እንዳ ኣታኣርጉና ክሳብ መቃብር ኣሰንዩና 🤠
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 месяца назад
ኣየ ስድነት..ኣብ ንእስነቶም እዮም እዚ ጂግንነት ዝሰርሑ ነይሮም ንስካ ግን ሃዳሚ..ሃዲምካ ትጻረፍ ከኣ😂😂😂😂😂😂😂
@abdulahi8301
@abdulahi8301 Год назад
YMCA entay eyu?
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 2 месяца назад
YMCA? YOUTH MEN CHRISTIAN ASSOCIATION? YWCA? (TIKA CINEMA CROCHE ROSSA NEYRU) YOUTH WOMEN CHRISTIAN ASSOCIATION? TEDYTEGAGYE.
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 Год назад
ንንውሕ ዝበለ ክፋላት ክትከይድ ትስፋ ይገብር:: ቅድሚ ሓያሎ ዓመታት ምስ ናዝ የማነ ኣብ ዝነበሮ ግዜ ኣዚዩ ዝሓበንን ዘደነቐንን ታሪኽ ኣለዎ
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 4 месяца назад
እዋእ" ጋዕጋዕ ታሪኽ ዝሰርሕ ኣካል ኣሎ ዲዩ ? ነየናይ ታሪኽ እዩ ኸ" ብኸምዙይ ሓይሊ ጸርፍን ዘለመን ፡ ዘሀንደዶ ኸ " እንታይን ኣበይን እዩ ሰዚኡ ? ንሰባት ኣብ ስረሖምን ፡ ምብቅስቓን ፡ ክትነቅፍን ፡ ሪኢቶ'ታት ከተቕርብን ፡ ደቂ ሰባት ፡ ካብ ጽቡቕን ቅንዕና ብዘለዎም ባህግታት ከቕርብ ባህሪያዊ እዩ ፡ እዚ ሰብ እዙይ ግን ውሽጣዊ ሕማማትን ፡ ዝንባሌታትን ፡ ራዕድን ፡ ዝተሓንገጠ ይመስል ፡ ምኽንያቱሲ ፡ ንናይ ደቂ ሰባ ተበግሶን ስረሓትን ፡ ጋዕ-ጋዕ ኢልካ ፡ ቢ-ፍንፉንን ፡ ድሑር ን ፡ ቃላት ፡ ገፊሕ ኣፍካ ብዝሃብካን ምሽንጓግ ግና ፡ ካብ ገለ ስግ'ኣታት ኮይኑ ይስምዓኒ ፡ ግደፍ ዶ ኣብ ፖለቲካስ ፡ ኣብ ባህልና ውን ፡ ጋዕ-ጋዕ ኢልካ ምጽራፍ ፡ ነውራም ቃል " እዩ ፡ በሃላይ እየ 🙏
@tesfaybrhane6520
@tesfaybrhane6520 Год назад
ክዝከርን ክዝንቶን ዝግበኣ ታሪኽ 70ታት ።ቀጽልዎ
@sallusallu2894
@sallusallu2894 Год назад
ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስልያ መሓውራት ክገብሩዎ ዘይ ከኣሉ ዝፈጸመ ጅግና
@tkghe1219
@tkghe1219 Год назад
Abo kibleka aya gignetka yehebineni
@samuelweldamemaryam1802
@samuelweldamemaryam1802 6 месяцев назад
ሕድራይ ሎቅማፅ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 месяца назад
😂😂😂 ፈራሕ ሃዳሚ ኢካ
@samuelghebre8554
@samuelghebre8554 Год назад
Tarik midhsaskum azyu xbuq eyu. Yikunmber ab gelegele sikifta aleni. Ezi Mohamed Asmara zibahal kem hade abi jigna yiglex semieyo btedegagami. Yikunmber azyu xelim tarik zelewo seb eyu. Ab nius zoba Aditekelezan Wara zibahal adi alo. Ezi Mohamed Asmara zitebahle kilte gzie himaq fixame geru: 1. Derg adi mulue akibu ab ruba seleste brien tekilom “ zikonet tog tibl bret entesemiena kulukum abzi kineftekum ena” elomom. Ezi zikonelu mohamed Asmara ab hade kurba koynu entezeytekosku elu nbxotu abyu yifkr neru. Abeyti adi “kedna kinlmo elom netom wetahaderat derg leminomom. Slezefqedlom dma nabiu keydom “bejaka adi keytetifie “ elomo nsu gna aykewinin eyu elu. Finally etom wetahaderat derg asobuten zneberu kikeda afqidemulen. 2. Abti adi ms hizbawi haylitat bzegTeme kunat slwzitewegie bdhriu ab kebabi semenawi bahri (dahswa) zibahal bota koynu sebat sedidu “ dhri kilte mialti kindzi seldi awaxikum entezeymaxikum bhiwet naymxnahkum edl zixebebe eyu “ eluwom. Bshriu wekelti keydom gzie kihbomn kigodlelomn leminomo
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 Год назад
Sekt weyal
Далее
🎙Пою РЕТРО Песни💃
3:05:57
Просмотров 1,3 млн
🎙Пою РЕТРО Песни💃
3:05:57
Просмотров 1,3 млн