Тёмный

Tv Sened BG Tekeste Haile 1973 - 1991 Final Interview Part 53 June 18 2022 

Tv Sened Eritra
Подписаться 26 тыс.
Просмотров 39 тыс.
50% 1

Tv Sened BG Tekeste Haile 1973 - 1991 Final Interview Part 53 June 18 2022 ቃል መሕተት ብጀ ተኸስተ ሃይለ 1973 - 1991 መወዳእታ ክፋል 53 ሰነ 18 - 2022
Tv Sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

17 июн 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 108   
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 2 года назад
ኣንቶንዮ ዝገበርካዮ ታሪክ ናይ ብሓቂ ብልቢ ክትምስገን ይግባኣካ። ብሰላም ካአ ኣብ 54 ክፋል ምጽኡና
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 года назад
My beautiful soul father B/ General Tekest. I just want to let you know how much I love you and how much I care for you. You are very intelligent meticulous and very thoughtful. As always we are grateful to have you because of you and so many Heroes. we are here today celebrating our Independence Day and celebrate the memory of our brother and sister who died for us. we cannot thank you enough.
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 2 года назад
Great analyses and thank goodness still there are more things coming out 🙏🏿
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 2 года назад
ኣንቶንዮ ልዕሊ ኩሉ ንስኻ ዝወስድካዮ ተበግሶ ልዕሊ ኩሉ ዝነኣድ እዩ bravo
@pasqualinahimed7778
@pasqualinahimed7778 2 года назад
ብሱል ታሪኽ፡ ሓቀኛ ታሪኽ ብብሱልን ሓቀሓን ቅኑዕን ሰብ!!! ነዚ ሃብታምን ቅዱስን ክብርታት ተቀቢሉ ንሃገሩ ዘፍቅር ነሓድሕዱ ዘኽብር ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዝወርስ ወለዶ ይፍጠረልና። እንተናኻ ጀነራል ተከስተ የቀንየልና ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ሂቡ ኣምላኽ ሰናይ ናይይታ ምእንታኣ ዝሰንከልካያ ሃገረ አሪትራ ማዕቢላን ብሰላምን ቅንዕናን ክትመሓደር ኮይና ክትርእያ የቅዕካ!!!
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
Is coming, thank you so much 😊
@asmebro3949
@asmebro3949 2 года назад
Bzeben dergi hizbi Eritrea selam neru.
@wediakeleguzay4651
@wediakeleguzay4651 2 года назад
ወዲ ሃይለ ጅግና ኣቦና ክብሪ ይሃብካ 🥺❤🦁🦁🙌🙏
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 2 года назад
መርሓባ ቲቪ ሰነድ ብፍላይ ኣንቶንዮ ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ ሓንቲ ለባዋ ክብለካ ዝደሊ ንተስፋይ ተምነዎን የማነ ሃይለገርግሽን ከምዚ ናይ ወዲ ሃይለ ጌርካ መስርዑ ዝሓለወ ጌርካ እንተ ተቅርበልና ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ ምኽንያቱ ንስኻ ናት ጋዜጤኒነት ተመክሮን ዓቅልን ትሕትናን ስለ ዘለካ ተስፋይ ተምነዎ ውን ኣብ 37 ክፋል ሬድዮ ወጋሕታ ስለ ዘቋረጾ ካብ ሓደ ጀሚርካ ክንደይ ሰብ ውን ዘይሰምዖ ስለ ዘሎ ህዝቢ ጌና ሕጂ እዩ ዝርድኦ ዘሎ እሞ ባዕልኻ ዓዲምካ ሓደራ ሓደራ ኣምጽኣልና የቀንየልና🙏🇪🇷
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 года назад
Thank you TV sened
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 года назад
ወደ ሃይለ ጥዕና ይብካ ፈጣሪ100%
@nh2311
@nh2311 2 года назад
ወዲ ሃይለ ሓወይ ሰላምን ጥዕናን ንዓኻን ንቤተሰብካን። ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብኣኻ ይሕበንን ኩርዓት ይስመዓንን። በዚ ኹሉ ሓሊፍካ ነዚ ብዋጋ ዘይግመት ታሪኽ ሃገርካ ከተዘንትው ዘብቀዓካ ኣምላኽ ክብሪ ይኹኖ። ኩሉ ግዜ ካብ ቁልዕነትና ጀሚሩ ዘይሃስ ስ ተዘክሮታት ኣብ ልብይ ኣሎኒ። ካብ እታ ናይ መጀመርያ ጋንታካ (ሕብረ ሰማይ) ወዲ ጋንታኻ ሓውኻ ን
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 2 года назад
Tusen takk B/G Tekeste Haile & Tv sened Antinyo🇪🇷
@berhetensea451
@berhetensea451 2 года назад
Thank you.
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
እዋእ ዘገርም እወ ነዚ ሓጎስ እዚ ዝቕልብሱ ደፋራት ዘይሰብ ሕልና። መግለጺ እኳ የብሎም።
@eyobabraha9995
@eyobabraha9995 2 года назад
ሰላም ሰላም ክቡር ወዲ ሃይለ ሓወይ ከመይ ኣለኻ ። (መምህር እየ )
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ሕጂ ውን ከም ቀደም እንቋዕ ደሓን መጻኹም። ድምጽኹም ኣይተሓባእ። እዚኣ ናይ መወዳእታ ክፋል ምዃናስ ቁሩብ ሰገጥ ኣቢላትኒ ማለት እቲ ምሒር ምክትታልኩምሲ ከም ወልፊ ኮይኑኒ ክብል ይኽእል ብዝኾነ ብሓቂ አቲ ንጹርን ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ስውራ ኤርትራ ገሊጽኩሞ። ብወገነይ ብጣዕሚ ዝምስገን ዝነእድን ጌርኩም ኣቕሪብኩምልና። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ሕጂ እዚ ዘይተወድአ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ኣብ ምስናድ ኣይትሕመቑ። ተስፋ ይገብር እታ ሓራ ኤርትራ ኣብ ቀረባ እዋን ክውንቲ ክትከውን ። እዛ ኤርትራ እዚኣ ክንድዚ ዝኣክል ናይ መንእሰያት ህይወትን ኣካልን ዕድመን ወሲዳ ሕጂ ኤርትራ ከም ሃገር ህልውቲ ምዕብልቲ ንህዝባ ብጉቡእ እትኣልን እተማሓድርን ኮይና ዘይትቕጽል እንተኾይና። ይቕሬታ ግበሩለይ እምበር እንተድኣ ከምዚዘላቶ ኣብ ብርሰትን ሕሰምን መክራን እትነብር ወይ ካእ ኣካል ኣምሓራይ ድዩ ዋላስ ካልእ ንኤርትራዊ ጸቒጡ ጨቚኑ ዝነብረላ ኤርትራ ዋላ ካብ ካርታ ናይ ዓለም ትጥፋእ ኣይትሃሉ ኣይትረአ ኣይትሰማዕ እየ ዝብል። ክሳብ ክንድዚ እዩ ናይ ኤርትራ ህላወን ናይ ህዝባ ሰላምን ራህዋን ህርፋን ዘሎኒ። ርግጸኛ እየ ኩሉ ኤርትራዊ ብጅካ እቶም ሓንጎሎም ብጸብብን ናይ ስልጣን ምጭባጥን እንበር ናይ ህዝብን ሃጉርን ራህዋን ሰላምን ዘይረኣዮም እዞም ሕጂ ዝሕሙስና ዘልው ገዲፍካ። ሰሰናዩ ንኣኻትኩምን ስድራቤትኩምን ሰላምን ራህዋን ንህዝብናን ሃገርናን ይኹን👍👍👍 🙏🙏🙏 😢😢😢😢
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 2 года назад
Thanks for your hardworking
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
Selam General Tekeste Haile and Journalist Antonio. 20Sene mealti Semaetatna eya. It’s hard for many of us Eritreans🇪🇷. Kibrin mogosin ni semaitatna. May they all Rest In Peace. Yes that is very true Antonio is working hard. Big thanks to you Journalist Antonio and To you “Baba Wedi Haile” that’s nice.
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 2 года назад
ከም ተከስተ ሃይለ ዝበለ በሊሕ ተጋዳላይ ብሂወት የለን። ምስ እዚ ኩሉ መውጋእትን መጥባሕትን ስቃይን ነዚ ኩሉ ታሪክ ኣይርስዖን ይገርም እዩ።
@jossyaferhom305
@jossyaferhom305 2 года назад
Unbelievable Heroic what a man ? Proud of you my hero.
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
Welcome Our hero, but the video is not attached properly, check it out please 🙏🏿
@biniaminzemmo7994
@biniaminzemmo7994 2 года назад
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ጀነራል ትኸስተ ሃይለ። ቲቪ ሰነድ ድማ የቐንየልና።
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
Wel come Brigadier General T.Haile and our brother Antonio Tesfay. Thank you for your historic effort to our history.
@zebibdebesaydebesay6704
@zebibdebesaydebesay6704 2 года назад
Sorry wedi haile botoloni 46 aytresaaya agar kebid bret maletey ye
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 года назад
TV SENED thank you for everything you are a completely decent and respectful media continue your great work!
@semerehadgu7031
@semerehadgu7031 2 года назад
Egziabher edemen tienan yhabkum abnetawyan
@mezekrmezgebe8609
@mezekrmezgebe8609 2 года назад
ከምቲ ናይ ሰውራ እንተዝኸውንሲ ጉቡእኩም ስለዝኾነ ምስጋና ኣይመተዋህበኩምን። ሎሚ ግና ገዚፍ "የቐንየልና!"
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 2 года назад
ኣዝየ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ኣቦይ ክቡር ብ/ር ጀኔራል ተኸስተ ሃይለ ኣገላልጻ ካባኻ ብዙሕ እየ ዝማሃር እሞ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷❤️! "ሰማእታት ኤርትራ ብሉጻት እዮም" ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ከም ፍጡራት ዘይኮነስ ከም ብዙሓት ፈጠርቲ እዮም ንዓይ!
@ghenetaraia8877
@ghenetaraia8877 2 года назад
👍🏾👍🏾👍🏾
@omertrud2467
@omertrud2467 2 года назад
Ich hab das Gefühl das BG Takiste Haile sagt immer die wahrheit ich wünsche ihn und Antoino alles gute
@eritimes
@eritimes 2 года назад
TV Sened and Br. General Wedi Haile thanks for this amazing historical journey.
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 года назад
Wellcom jigna tegadaley general tekeste haile edmen tienan yhabka fetari
@yemanehaile3509
@yemanehaile3509 2 года назад
ሰላም ሓርበኛ ተከስተ ሃይለ ኣብባርዕ ዝነበረ ኣንጎሶም ሃይለ/ሻኩር/ ኣብዓዲ ሹማ ጎላጉል 89 ዝተሰወኤ ኣብ83 ዝተጋደለ ኣብኻዕቲት ተወጊኡ ኔሩ ትዝክሮ ዶ
@eri-boy8727
@eri-boy8727 2 года назад
Kebri neaka yekun B.G Tekeste Haile❤️🇪🇷
@tesfalemtewelde1443
@tesfalemtewelde1443 2 года назад
ጅግና ኣያና አንቃዕ ዳሐን መጻኩም ከም ወትሩ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ።
@hadishtesfay5975
@hadishtesfay5975 2 года назад
ሰላም ኣንቶንዮ ምስ ብ/ ጀ ተኸስተ ሃይለ እንቋዕ ሓጎሰኩም ሳላ ታሪኽ ጀጋኑ ዝበርበርኩም እንሆ'ኳ ታሪኽ እቲ ጅግና ፈርም ኣብ ምድረበዳ ደንከል ታርኽ ዝሰርሐ ኣብ ዝክሪ 19 ሰነ ይዝንቶ ኣሎ!
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 года назад
What can you understand from all these interviews till this part.Let's learn from our mistakes.If there is no Accountability and Transparency we can not built better Eritrea.Let us understand what this General is saying.
@heruy8274
@heruy8274 2 года назад
Accountability is a man's prerogative and there's no men in PFDJ's Eritrea, just diminutive cowards and opportunists and saber rattlers.
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 2 года назад
⭐️
@mustofaidris1017
@mustofaidris1017 2 года назад
ስላም ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተጋዳላይ ሸኽ ኣደም ኣብ ቡዙሕ ኣጋጣሚ ሽሙ ክለዓል እስምዕ ሽኽ ኣደም ምን እዩ?
@tsegaygebrendrias9814
@tsegaygebrendrias9814 2 года назад
ሰላም ናዓኻ ይኹን ኩቡር ሃገራውን ተቃላስን ጅግና ኤርትራዊ።ብዛዕባ ክልተ ሓርበኛታት ሰብ ኣፍልጦ እንተልካ እባ ኣብዛ መደብካ ኣቃልሓልና። ስም/መምህር ኣለም ወልደሚካኤል እንግዳ ቦታ ትውልዲ ጣላ ንኡስ ዞባ ድባራዋ ሰፍኣ ዝተሰለፈሉ/1974 ኣብ ፍልፍል ሰለሙና ካብቶም ካብ ኣዲስ ኣበባ ትምህርቶም ዛዚሞም ኣብ ሰንበል ታኣሲሮም ብስሪሒት ወጽዮም ናብ መዳ ዝተሰለፉ ጀጋኑ ሓደ። ኣሃዱኡ ብርጌድ 4 ቃዋሚ ብጅግንነት ዝንቀሳቀሰሉ ናይ ደጀን ቦቱኡ ኣብ ቃሩራ ጀማሂር ውሽጢ ሳሓል ከምቲ ኣብ ማህደር ታሪኹ ክጽወ ዝሰማዕናዮ። ብጅግንነት ዝወደቀሉ ኣብ 6ወራር 1982 ከባቢ ቦታ መስዋእቲ ጥርቅሩቅ።
@ademabdela5539
@ademabdela5539 2 года назад
Merhaba our father, welah we love u
@aminetsehaye1103
@aminetsehaye1103 2 года назад
Exellent B G tekeste haile brilliant mind
@---js5vd
@---js5vd 2 года назад
ኩቡር ጂግና ወዲ ሃይለ ብርሃን ባና ናጽነት ኢካ ሞ ኣቢዚ ኪሉ ተሪካት ተረሲዕ ዘይተገለጸ ዝጸነሐ ጅጊንስ ውድዲ ማጆር ታሪኩ። ገለ በለና ምስ ናይ ኣኪቢሮት
@user-uj6ns7xq4t
@user-uj6ns7xq4t 2 года назад
Salam nikululum hotuy osman musa dawdu abasirihi fenkel zatesewe, sayid shum (wadi shum) ana gimabar dekemhare zatesewe tarikom intiy zigeleste xubuq neru
@rmkeren6192
@rmkeren6192 2 года назад
Selam enkua b dahan mexakum ayatatna . B.G tekeste haile btami eye zketateleka agelalxaka aterarkaka blbi zneaad eu qexlo eka . Memelatan Mearemta alatni nay (wedi mohammed ) eya . smuu colonel Yousuf mohammed (wedi mohammed ) kemti zbelkayo ms nay srhit forto teasiru neyru dahar gin wexieu kab esrbiet . 1992 eye tewelide tarik ayatatna knfelit abi tara txawet aleka ka blbi yemsgneka shukren. Kab wedi keren
@tsegaygebrendrias9814
@tsegaygebrendrias9814 2 года назад
ቀጺለ ውን ሓፍቱን ብጸይቱን መጋድልቱን ስም/ ንግስቲ ወልደ ሚካኤል እንግዳ ቦታ ትውልድቲ/ጣላ ኑኡስ ዞባ ድባርዋ ሰፋኣ ዝተሰለፈትሉ ዕለት/1977 ቦታ ኣፍዓበት ከባቢ ዛንታ እዛ ጅግና ብጸይቲ ጀጋኑ ምስ ኣደይ ወላዲተይ ኮፍ ኢልና ታሪኽ ሓፍታ ኣብ ተሌቢዝን ክጽወ ሰሚዒና እቲ ካብ ውሽጠይ ዘይሕከኽ ተዘክሮ ድማ ኣደይ መን ምኻና ከይፈለጠት ብዛንታ ከም ዝነበዐት ኣጋጣሚ ንሳ ናብ ክሽነ ክትሓልፍ ኣብ ማእከል ድፋዕ ምድ ብጾታ ዝተሳእለቶ ስእሊ ኣምጾማ ኣብ ልዕሌና ዝነበረ ናይ ሓርበኛታት ስእላ ምስ ራኣኹ ድማ ክገልጾ ዘይክእል ጠብላሕታን ተዘክሮን ኣለኒ። በዚ ኣጋጣሚ ንግስቲ ወልደሚካኤል ንኹላትኩም ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዛዓበኹም ኣላኣይትኩም ኣደኹምን ምንባራ ከዘክረኩም ይፈቱ።ነቲ ታሪኽ እተዘንቱ ብምኽንያት ኢዮቤሊ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣብ ቲቪኤረ ብሓንቲ ብጸይቲ ኣባል ማሕበር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ተጸውዩ ኣሎ። ኣሃዱ/ማሕበራዊ ዕዮ ድሕነትን ሰውራ ድሕሪ ኣብ ሰላሕታ ወራር ናብ ብርጌድ 23 ደይባ ብጅግንነት ኣብ ታባ ወዲ ገብሩ ብበራሪት ጥይት ኣብ ማእከል ብጾታ ርእሳ ከም ዝተወቅዐት የዘንቱ። በቲ እቶም ብጾታ እታ ካብ ኣዴታት ሰውራ ተዘካሪት ከሙኡ ውን ኣብ ብርጌድ 23 ተፈታዊት ምንባራ የዘንቱ።ክቡር ብርጋዴር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ናይዞም ክልተ ጀጋኑ ዛንታ ወስ ክትብለና ድማ ሃንቀው ንብል። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ትማሊ ምእንቲ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዝወደቁ ሰማእታት።
@yohanatedros645
@yohanatedros645 3 месяца назад
Metewi zela tigre music nay men eya pls
@zemebr3114
@zemebr3114 2 года назад
Welcome
@negasisereke8011
@negasisereke8011 2 года назад
Thanks n Seluman Hinde mzkarka
@michaelhagos2567
@michaelhagos2567 2 года назад
Antenio Wedi Haile , hizbawi gimbarn eti nska zneberkayo tegadlo harnentn, Ab democracy hade neren iluka nay Wedi Haile dehan, natka hasab gn gele kitble tetsebie nere. Gdefo democracy. Meselat tegadelti gn abzi mizirzar keygefhana gn Nay semayn merietn fliliy iyu nerwen
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
ኩቡራት ኣያታት እንቋዓ ብዳሓን መጻኹም
@mulugetaghirmai414
@mulugetaghirmai414 2 года назад
Well come our Hero!!!!
@user-xn2gv9qt7y
@user-xn2gv9qt7y 2 года назад
Well come Back our Hero
@samuelhaile4983
@samuelhaile4983 2 года назад
ኣንቆዕ ብድሓን መጻአካ ወዲ ሃይለ ጂግና
@Niyetnatu
@Niyetnatu 2 года назад
Well come back
@zerutesfaendrias4277
@zerutesfaendrias4277 2 года назад
Enkuae dehan mexakum Mahder Tarik!
@hadusharaya10
@hadusharaya10 2 года назад
ሰላም ኩቡር ብ ተኸስተ ሃይለ ካብ ውጡሕ ከሳብ ዓራቶ ዝነበረ ግምባር ብርገድ ዐ 7 ወይ ኩማንዶ ነይሮም ኢዯም
@jhon83220
@jhon83220 2 года назад
hadsa bemnet woldekidane Teflon do
@zakientertainment641
@zakientertainment641 2 года назад
ጅግና ኣቦና ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ብኩሉ አተቅርበልና ዕጉባት ኢና ነመስግን ክኣ።ሕቶይ ክሳብ ሕጂ ኣይተመለሰትን ፡ህዝባዊ ግንባር ኣብ ናጽነት ክንደይ ክፍላተ ሰራዊት ኔሩዎ ወይ ክኣ ክሳብ ክንደይ ዝበጽሕ ተዋጋኢ ሰራዊት ኔሩዎ
@user-xi9hy6tt1y
@user-xi9hy6tt1y 2 года назад
Kbur tekste hail megemria selamn tenan ymnylka lomy zetefnwo zan bzaeba haileslas hagos gele belena bzaeb jgnenetu xbuk garka kemtflto yfelt ey deku abzy alewa
@michaelfre9840
@michaelfre9840 2 года назад
Welca ወዲ ሃይለ
@rimonrae1048
@rimonrae1048 2 года назад
ሓልፍትኒ እንተኾይና ኣይትሓዘለይ ኣብ መንጎ ቻይንዝን ቻይናን ፍልልይ ኣሎ ድዩ ዋላ መ ጀ ሃይለ ሳሚኤል ዩ ምኽንያቱ ቻይኒዝ ካልእ እንተኮይኑ ክፈልጥ ስለ ዝደለኹ የ ኣሎ ዶ ብሂወቱ
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 года назад
They are two different person major general haile Samuel China and birgader general goytom chinize both of them alive.
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ጅግና ተጋዳላይ ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ። ኣብዚ እንቋዕ ሓጎሰካ ክብለካ ይደሊ ነዞም ሰረቕቲ ናይ ስልጣን ወፋሮ ፡ ሕጂ ህግደፍ ብኽልተ ሸነኽ ሲዒርካዮም ኢኻ። 1. ንኣኻ ምስ እዚ ኹሉ ተሪር መርገጽካን ቃልስኻን ከምቶም ዘሕቀቖዎም ከሕቅቑካ ዘይምኽኣሎም ህያው ምስክር ናይ ቃልሲ ክትከውን ምብቃዕካ። 2. ታሪኽ ስውራና ከምቲ ንሶም ዝደልይዎ ነቲ ንሶም ዝደልይዎ ክንገርን ክጋነንን ክንገርን፡ እቲ ቁኑዕ ሓፋሽ ዝደልዮን ዝገበሮን ታሪኽ ደማ ክቐብርዎ ኣይከኣሉን። ከምዘለዎ ጌርካ ግልጽልጽ ኣቢልካ ገሊጽካሉ። እቲ ዝሰምዕ ነዚ ናይ ምምዛኑን ምቕባሉን ናቱ ጉዳይ ይኸውን። I say Conguratulations Again and again Thank you for representing For the majority innocent Independence's fighters of Eritrea 👍👍👍👍👍👍
@johntesf5943
@johntesf5943 2 года назад
ሓላፍነት ተሰኪሞም ዝተውስደ ስጉምቲ ኣሎ ዶ?
@johntesf5943
@johntesf5943 2 года назад
ወዲ ሃይለ እቲ ኣብ ወርሒ 8 ዝፈሸለ ገምጋም ተጌሩሉ ነይሩ ኢልካ፡ብሓላፍነት ዝሕተተሉ ኣዛዚ ዶ ኣይተረኸቦን?ብሓላፍነት ክሕተት ( ክሕተቱ ) ዝኽእሉ ኣይጠቀስካን ፡ወይስ ከም ሻሙ ብድፍን ድፍን እዩ ተዓጽዩ?ካብቲ ኣብ ዛዛሚ ኩናት ንላዕሊ ኣብቲ ፈሺሉ ዝብሃል ዝበዝሐ ናይ ሰብ ክሳራ ነይሩ ዶ?
@samueltsegay9901
@samueltsegay9901 2 года назад
Zegermu Eyu Nebsu kikalakel zeykili suwau Eba Adekeswo tewedadibkumu Mexikumu Dkas Aytikiliwo nakawin musmotka kerakakibuluka Eyomu kab nwichus nezi Bal karabata Kibri tihbo
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 года назад
Good health and longlive General wedi haile may God bless you more and more,! You will be Eritrean President am 100 person shure 🙏😊
@abrahaletesfay4983
@abrahaletesfay4983 2 года назад
ክቡር ብ/ጅ ኣቦና ተኸስተ ከሙ ውን ኣቦና ኣንተንዮ ብመጀመርታ እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም ቢምቅጻል ብዙሕ ግዜ ከም ሕቶ ኣብ ቅድመይ ትመጸኒስ ኒስካትኩም ሂወትኩም ወፊኩም ኒሓደ ዕላማ ዕዉት ኒምግባር ዕደመ ኒእስነትኩም ሂወትኩም ኒሞት ፈሪድኩም ኣንጻር እቲ ሓያል ሰራዊት ኢትዮጵያ ደው ዝበልኩም ሰባት ኪንስኩም ኣብ ማእከልኩም ዚግበር ሚፍርራሕ ዋላ ድሕሪ ናጽነት ኪሪእዮ ከለኩ ነቲ ባርነት ኣሚን ኢልኩም ዚተቐበልኩሞ ኩይኑ እስምዓኒ ም/ቱ ብዙሕ ዚከይድ ዝነበረ ግፍዒ ኣብ ህዝቢ ይኩን ኣብ ወተሃደር ቢኢሰያስ ቅሉዕ ምንባሩ ኩሉ ዝሪኦን ዝሰምዖን እዩ ብኸመይ ከሙ ኮይኑ ትብል
@aronmhretab324
@aronmhretab324 2 года назад
Baba brgadergeneral tekset hayle dehzneni xubuku ela almidkumna ezimedebkum etewedueu etayena ngebro erebeyna natwo xubuk elal almidkumna kedam kedam ktakl lbna terebixna etedogikumka nmen kemnxarefo ytefana hurum ele tueum elall nukulushe nber brgder general tekste hayle tueum elalat
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 года назад
ድሕር ናጽነት ዝተጠልመ ህዝብን ተጋዳላይን የሕዝን እዪ 30 ዓመት ተቃሊስካስ መጉዓዝያን መደቀስን ክትስእን የርምም እዪ
@debesaybereket1391
@debesaybereket1391 2 года назад
wide bath tasfalame wede barh dyo
@debesaybereket1391
@debesaybereket1391 2 года назад
Wide barh 70. 71 1 botlone mes abho znbra dyo
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
You are absolutely on the right way, the problem is we forget everything, instead of gathering the people in infrastructure, they do the nakfa cooperation to make money 💰 you know the share of Nacfa cooperation it costs at that time 1000 US dollars, the red see cooperation mafia cooperating in Eritrean society. I am sorry to say that but it is true.
@Gsol105
@Gsol105 2 года назад
Etom zfetwomn znafkomn kilte jeganu abotatey enkua dehan metsakum
@---js5vd
@---js5vd 2 года назад
ኩቡር ወዲ ኩቡራት ኣያናን መሚሂርናን ብ\ጀ\ተከስተ ሃይለ ካብ 1961-1991 ሕቶን መሊሲን 100ካብ 100 ዓግብናሊካ ኢናሞ ሕጂዊን ካብዚ ዝሓለፈ ዚከቢዲ ብ ዋርሳይ ሕቶታት ናይ ወራር ወያነ ኣዳሊናሊካ ሲሌ ዘለና ተዳሊካ ሚጻና ምስ ናይ ኣኪቢሮት
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 2 года назад
ኣነ ኣባል ክፍለ ሰራዊት 61 ግንባር ጊንዳዕ እየ ነይረ። ብግንባር ጊንዳዕ ዋላሓንቲ ደብዳብ ይኹን ኲናት ኣይነበረ። ናብ 24 ጉንበት ዘውግሕ ለይቲ፡ ምሉእ ለይቲ ናይ ታንክታት ምንቅስቓስ ክንሰምዕ ሓዲርና። መጥቃዕቲ ክገብሩ እዮም ዝብል ጥርጣረ ስለ ዝነበረ ኣብ ተጠንቀቕ ሓዲርና። ጉንበት 24 ከባቢ ሳዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ግን፡ ሰራዊት ደርጊ ዱፋዕ ገዲፉ ከም ዝወጸ ተሓቢርና፡ ንጊንዳዕ ኣቲና። ኣብ ጊንዳዕ ኣዴታት መጺአናና፡ ከባቢ ሳዓት ኣርባዕተ ድሕሪ ቀትሪ፡ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ተጻብኦ ኣስመራ ኣቲና፡ ብቐጥታ ነቲ ብመንገዲ ከረን ዝሃድም ዝነበረ ሰራዊት ደርጊ ንምርካብ፡ ናብ ከረን ገጽና ቀጺልና። ክሳብ ክረን ድማ ልዕሊ 20 ሽሕ ዝኸውን ሰራዊት ደርጊ ክንማርኽ ክኢልና። ከበድቲ ኣጽዋር፡ ታንክታትን ማካይንን ግን፡ ገለ ነዳዲ ምስ ወድኣ ገዲፎመን ዝኸዱ እንተ ዘይኮይነን ከነርክበን ኣይካኣልናን። ኣብ ከረን ድማ ሳልስቲ ዝኸውን ጸኒሕና፡ ምሩኻት ኣረኪብና ናብ ከባቢ ዓዲ ዃላ ከይድና።
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
3ይ ብርጌድ 70/71 መራሕታ ዳኔይል ጫዓይን ምሕረታአብ ወይ ገብረ ነሮም!
@hailemichaelweldeghebriel5718
@hailemichaelweldeghebriel5718 2 года назад
Wedi haile abo Tarik cheapo malet 35 kfleserawit znebere diu?
@desbelestegu3442
@desbelestegu3442 2 года назад
B g tekrste edmen tienan yhabka kemaka ybzuhu tarik keitenegre keiterf
@omeryoubio6034
@omeryoubio6034 2 года назад
Inqa dahan metsakum
@negasisereke8011
@negasisereke8011 2 года назад
N seluman Hinde mzkarka thanks
@eliaskidane391
@eliaskidane391 2 года назад
ዚከበርካ ብ/ጅነራል ወዲ ሃይለ አዚ ተዘንቱዎ ዘሎካ ታሪክ ኣዚዩ ኩብሩን ረዚኒን ዕድመ ንእስነትካ ዚከፈልካሉ እዩ ። ማዕረ ማዕሪኡ ድማ ከም መወከሲ ታሪክናን ሰነድናን እዩ ክሳብ ዚኮነ ድሕሪ ናጽነት ዚተገብረ ገድላዊ ታሪክ አውን ከተዘንቲወልና እምህጸነካ፡ ምክንያቱ ኣብቲ ናይ 98 ዚተገብረ ኩናት አውን ከም ላዕለዋይ ሓላፊ ዕሚቅ ኣፍልቶ ኪህልወካ ስለ ዝክእል።( ምናልባት እዉን ምስ ጎረበትና ዚነበረናን ዘሎናን ብ ጉዳይ ዶብ ዝምልከት ኣተሓሒዝካ ከተብርሃልና ) ልክዕ እዩ ናይ ቅድሚ ናጽነት ተንኪፍካዮ ኢካ ፡ ይኩን እንበር ምስ ናይ 98 ብ ምትሕሓዝ ኣብርሃልና ። የከንየለይ ምስ ሙሉእ ኣክቢሮት።
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 2 года назад
ተወሳኺ፡ መሓመድኣድም ኣሕመድ ሻግራይ ኮይኑ ኣብ 2020 ብሕማም ኣብ ኣስመራ ተሰዊኡ፡
@mussietekelemariam9481
@mussietekelemariam9481 2 года назад
Asate
@tesfuhaile8149
@tesfuhaile8149 2 года назад
20 sene melti swat Eritrea u kbrn mogosn netom beja hzbn hagern hiwetom zewefeu sematatna // yeqenyelna wedi haile nkulu aberktoka kemu wn tv sened // kulu gzye kbrn mogosn swatna !!
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ትኽክል ዘረባ። ተጋዳላይ ሰውራ ኤርትራ ንኢሰያስ ወይ ንዓብደላ ኢድሪስ ወይ ነቶም መሰልቶም ኢሉ ኣይተቓለሰን ንህዝቡን ንሃገሩን እምበር 😡😡😡😡 ነዞም ታሪኽ ናይ ተጋዳላይ ክዝንጥሉ ዝፍትኑ ዓባይ መልእኽቲ እያ። ክቡር ሓው ኣንተንዮ ንስኻ እውን ልክዕ ከም ብሪጋደር ጀነራል ተኽተ ሃይለ ጅግና ኢኻ። ነታ ሓቂ መን ይንገርራ ኢልካ ትተኣማመነሉ ሰብ ክትርክብ ምብቓዕካ። ገለሕቶታት ኣለዋኒ ንስኻን ብሪሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ቅድሚ እዚ ቃለ ማሕተት ትፋለጡ ዶ ኔርኩም??? መጅምመርያ ነዚ ክውን ክትገብሩ ዝገበረኩም ውሳኔ ኸ ብኸመይ በጺሕኩሞ። እዚ መበልየይ ንስኻ ተጋዳላይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ድማ ናይ ህዝባዊ ግንባር ተጋዳላይ ብምዃንኩም። ነቲ ኩሉ ኣብ መንጎ ክልቲኡ ውድብ ዘሎ ናይ ሃበስ ቀደስ ኣተሓሳስባ ከመይ ጌርኩም ክትሰብርዎ ክኢልኩም???? እንተትነግሩና ጽቡቕ ኮይኑ ይስመዓኒ። ምኽንያቱ ዝዓበየ ኣብነታዊ ትምህርቲ ክኾነና ይኽእል እዩ ኢለ ስለ ዝኣመንኩ እዩ። የቐንየለይ።👍👍👍👍
@abrahambokre
@abrahambokre 2 года назад
ኣነ ንእሽቶይ ዎሎዶ,የ: ኣነ ካብ ዘንበብክዎን ካብ ዓበይቲ ኣያታት ዝሰማዕክዎ ድሞክራሲ ነይሩ ይብል : እዚ ክብል ከለኹ ብዓይኒ ገድሊ:: ሞኽንያቱ ካብ ነብስኽ ምንቃፍ ዝዓቢ ዓቢ ድሞክራሲ የለን:: ድሕሪ ናጽነት እንተኾይኑ ግን ሓቂ,ዩ:: ከም ድፍረት ኣይ ትሰድዎ ኩቡራት ኣቦታት:: የቐንየለይ:: ሕቶ:- ተኸስተ ሃይለ ኣብ 2007--2008 ዓመተ ምህረት ኣብ ተሰነይ 05 ሓላፊ ነርካ,ዶ.:
@aynealem6220
@aynealem6220 2 года назад
ኩቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ, ሕቶት ኣለዋኒ ዝከኣለካ ግበር ክትምልሰን. 1. ይርደኣኒ ኢዩ ግንባር ደቀምሓረ ኣይነበርካን. ይኹን እምበር ኣብቲ ናይ ውድብ ገምጋም ኣኼባ ተሳቲፋካ ኢኻ እሞ, መራሕቲ ግንባርን መራሕቲ ክፍለሰራውትን መምስ ዝመርሕወን ኣሃዱታቶ እንተ ሓበካና እንታይ ይመለካ. ብፍላይ ኣብ ጉራዕ ክፍለ ሰራዊት 16 ሕማቅን ከቢድ መስዋእቲ ከምዝነበረን ብዙሓት ይሕብሩ ካብ ተጋደልትን ገባርን. በሓፈሽኡ ናይ ንጉራዕ ብኸምቲ ዘኣተዉዋ ገይሮም ከኣትዉዋ አ ይነበሮን ኢዮም ዝብሉ. ሓደ ወዲ ጉራዕ ነዛ ዓድና ከኣትዉ ዘኣዘዘ መራሕ ክብሪ ሰብ ዘይብሉ ብዕራይ ኪኸውን ኣለዎ ኢዩ ዝብል. ኣወድእዎም እዞም ደቅና ኣብ ቂድሚ ዓይንና. 2. ሰነ 20 መዓልቲ ስዉኣት ክትከውን ብኸመይ ተወስና. ክትዕ ተኻይድሉ ዶ. ከምዝኾነ ይኹን ኣይተ ኢሰያስ ዲዩ ሰይሙዋ? እንታይ ኢዩ እቲ ምኽንያት ን 20, ታሪኻዊ ሰረት ሲለ ዝህብ ሸለል እይትበሎ ኣፍልጦ እንተለካ.
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 2 года назад
ሕቶ፡ ሰላም ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ኮምኡ ዉን ኣቶ ኣንተንዮ ተስፋይ፡ ታሪኽ ብረታዊ ቃልስና፡ ከይተሓለልኩም ስለ ዝተረኽኩሙልና ብልቢ የመስግን። ኮምኡ ዉን፡ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ፡ ኣብ ሂወትኩም ጥዕናን ሰላምን ክትረክቡ ይምነ። ብምቕጻል ናብ ሕቶይ ክኣቱ። * ስለምንታይ እያ 20 ሰነ ማዓልቲ ሰማእታት ክትከውን ተመሪጻ? ታሪኻዊ ምኽንያት ኣለዋ ድዩ? * መን ከ እዩ 20 ሰነ ማዓልቲ ሰማእታት ክትከውን ወሲኑ? ብንጹር ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር።
@mulubrehanhaile4372
@mulubrehanhaile4372 2 года назад
ፈክ/ መጻወድያ/ እዩ ዝብሃል
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 2 года назад
መሰል ውልቀሰብ ምሕላው ሓደ መዔቀኒ ሕጊ እዩ ሰውራ ኤርትራ ግሃሲ መሰል, ንምሕደራን ልቦናን ህዝብና ዘዕነወ ንእምነቱ ወግዑ ዘራኸሰ, ጠንቅን ሳዕቤንን ከይመርመረ ስጉምቲ ዝወስድ ኣፍልጦን ግንዛቤን ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘይነበሮ ናይ ባዕዲ ምሕደራን ስርርዕ ዘድንቅ። ብምልኪ ብግበር ኣይትግበር ሓውሲ ጊላን ጎይታን ቅርጺ ዝነበሮ ድሑር መላኺ እዩ ነይሩ
@drwizy8779
@drwizy8779 2 года назад
ንምንታይ ታሪክ እዚ ንኡስ ወለዶ ዋርሳይ ኩሉ ግዜ ይስገር 🤔 ብርጋዴር /ጀነራል ተከስተ ሃይለ ኣብ ኮር 161 መራሒ ክፍለሰራዊት ከሎ ዝንበረ ኩነታት ናይ ባደመ ናይ ገዛ ገረህላሰን ካልእን ውዕሎን ንምንታይ ዘይገልጾ 🤔🤔🤔
@aynealem6220
@aynealem6220 2 года назад
Dr wizy, ህዉኽ ዝብኢ ቅርኒ ይነክስ ይበሃል. ሓላፊ መንገዲ ኢኻ ትመስል ካብ ሕቶኻ. ናይ ድሕሪ ናጽነት ፍጻሜ ኢዩ. ክሳብ ሕጂ ከኣ ናይ ቅድሚ ናጽነት ኢዩ ገሊጹ.
@hadgu2562
@hadgu2562 2 года назад
ሕቶ ኒወዲ ሃይለ ሚስዚ ኢንተርቪው ናትካ ዝተሓሓዝ። ኣብዚ ጊዝየዚ ቢኣውራጃዊ ተሃላልኾም ኒበዓል ጀግና ዊጩ ኒጅግና በርሀ ጻዕዳ ከናኣኢስዎም ኪጸርፊዎምን ይዊዕሉ ኣለዉ ሕሕ ኪትቢል ኣይሰማዕናካን አታይ አዩ አቲመኽኒያት። መኒአሰይ ኪሳብ ሲወኣት ሸፋቲ አዮም ዲቢል ጺላለ በጺሑ ታሪኽካን ታሪኽ ናቶም ቲመርሖምን ዚመርሑኻን ጀጋኑ ኪሳብ ሸፋቱ ዲብል ሽም ኪወሃቦም አንከሎ ሕሕ ዘይበልካ ኒምታይ።
@themadman5763
@themadman5763 2 года назад
Ewae anta hawey hji yeakom dekimom hji gziena eyu nihna hih kinblom ygbeana kulu tarikna axebikna nifelit sebat ena entay emo tezaribus dey kixerfiwo eyom eziom shigrom ms naxnet eritrea hzbi eritrea eyu slezi esom ykalesu alewu nhna kea shet abilna meantana nkales neziom gn gedfom yeaklom
@aynealem6220
@aynealem6220 2 года назад
Degol Degol እሕሕ ክትብል እንተደሊኻ ንስኻ እሕሕ በል. ታሪኽ ኢዩ ዝነግር ዘሎ ምስ ሰባት ክቓየቕ ኢይኮነን ኣብዚ ዘሎ. ንበርሀ ጻዕዳ ይኹን ንዉጩ ታሪኻዊ ኣፍልጡኡ ገልጽዎም ኢዩ. ነብስኻ ሕተት. ነንብስኻ አይተታልል.
@neamenkiflom7949
@neamenkiflom7949 2 года назад
ወዲ ሃይለ ህሉው ስውእ ኢለካ ኣለኹ ልቢ ዝትንክፍ ስምዒት ስዋኣትን ወለድን እዚ ስምዒት ኮዪ ተጠሊም ዘሎ ዕዪ ገዛኻ ከይ ወዳእካ ነቲ ቀንዲ ጽላኢ እም ሓያል ጽላኢ ከይ ኣሌኻ ታሪኽ ኮይኑ ትሪፉ ,ብዝኾነ ቅኑዕ መራሒ ነይርካ ሓለፍትኻ ተኽበር ኮይንካ እምበር ,, ቀይዲ ተቅይድካ ኩኑኡ ዪ ነይሩ ቦታኻ
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 2 года назад
መቸም ድሕሪ እዚ ኩሉ ምቁር ትዝታ ዘለዎ ትረኻ ኣይትጠልሙናን ትኾኑ... ቀጽልዋ በጃኹም ክክክክክ
@niatnaeritreana2011
@niatnaeritreana2011 2 года назад
በቃ ንስካ በዓል ንፁር መርገፂ ; ተባዕ : ቅኑዕ እቶም መቃልስትካ ኩሉ መጋድልቶም ዝምስክርሎም ጀጋኑ ዕድመ ንእስነቶም ናፅነት ከምፅኡ ሕጅውን ደኺምና ከይበሉ ሃገር ዝከላኸሉ ዘለው ከተናሹ ንርኤካ አለና:: እቲ ዝገርም ነቲ ሰብአይ ሰብኡት ውጩ ከምኩሎም መዛንኡ ከተፀልም መልሓስካ ደሪቁ :: ግን ብአኻ ዝቅየር አይኮነን ጅግነት ውጩ:: ነቶም ጀጋኑ ኔሮም ሕጂ ዕሉላት ከዳዓት ዝኾኑ ከም መስፍን ሓጎስ: አድሓኖም ገረማርያም: Dr ተኸስተ ወ.ዘ.ተ ዝአመሰሉ ብኸብዶም ተሸይጦም ሃገር ክሸጡ ዝጋየዩ ብጭቅ ዘይትብል ኢኻ ምኽንያቱ ኩሉ አብ ሃገር ምሻጥ ዝሰርሕ ንዓኻ ጅግና እዩ:: ሕጅስ እዚ ዝሓተካ ዘሎ በየናይ ሞራል እዪ ብዛዕባ ኢሰያስ ክዛረብ ቀደም ሃዲሙ ሃገር ዝገደፋ
@RAEI_ELELTA
@RAEI_ELELTA 2 года назад
ይቕሬታ፦ እታ ካብ ክፍለ ሰራዊት 85 ምቅያርካ ፣ ካብ ዝበልካዮ ምስ ዉጩ ክትሰርሕ ከም ዘይትደሊ ኣብ ባጽዕ ሓቢርካ ኔርካ ። ስለዚ ከምቲ ዝበልካዮ ንሱ ዉን ብግዲኡ ኢሉ እንተ ኮይኑ ሓሳብ ልብካ ሰመረ እንበር ። ወዲ ኢፍሬም ዉን ኣሚትልካ ። ገሪምኒ ዘሎ ሕጂ ንምንታይ ቅድም ሓቲትካ ኔርካ ፧ ኣንተንዮ ካኣ ከምዚ ዓይነት ሃኋፋት ምሕላፍካ ዓገብ።
@wediali8024
@wediali8024 2 года назад
እቃዕ ተረፍትካ እዛ ባሕቲ ደንከል ወዲ ሃይለ ሰበብ ሒዛ ምመጸት
@eyobabraha9995
@eyobabraha9995 2 года назад
ዝፈሸለ ናይ ደቀምሓረ ስረሒት ሲ ካይተገምገመ ጸኒሑስ ድሕሪ 10 ወርሒ ንምግምጋ ኣኸባ ተኻይዱ ?
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 года назад
ህዝባዊ ግንባር ዓፋኒትን ሓናቒትን እምበር ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኣይትወዳደርን'ያ
@negodanegode5390
@negodanegode5390 2 года назад
ኩሉ ገዲፍካ ኩሎም ናትና እንድዮም እንተኾነ ህዝባዊ ግምባር ንመሬት ኤርትራ ሓራ ኣውጺኡ ነጻነት ህዝቢ ኤርተራ ኣረጋጊጹ ካብ ስሚዒት ወጺእካ ተሓኤ ዝገበሮ ንገረና: ውድድር ኣይኮነን ግንከኣ ከተወዳድሮም ካብደለኻ. ንሓንቲ ዕላማ ክቃለሱ ወጺኦም መን ዕላምኡ ወቂዑ ኢልካ ንገዛእ ርእስኻ ሕተት::
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 3 месяца назад
መወዳእታኡ ኢሳያስ ኣፍወርቂ: ንዉጩ ኣሕሊፉ ንዘይምሃብ ክብል: ነቲ 90% ዝተደገፈ: ገምጋም ውድቀታት ግምባር ደንከል: ልክዕ ከም'ቲ ውጩ ብምትእምማን: ብሑመድ ካሪካረ: እንታይ'ዩ ዝኸውን ዘሎ: ብዓል ወዲ ሃይለ ዘቅርብዎ ዘለዉ ቁኑዕ ሓሳባት ዘይስማዕ እንተ ኮይኑ ኣነ ናብ ግንባር ከሕልፎ'የ እዚ ጉዳይ ምስ በሎ 'ኪድ ዋላ ንኢሳያስ ንገሮ' ክብል ዝመለሶ ኮይኑ ማለት እዩ። ብ/ጀ'ውን እንሆ ብዘይ ጥርጥር ኣረጋጊጹ መስኪርዎ ኣሎ። ስለ'ዚ 'ሻዕብያን' ውሽጣዊ 'ሰልፉን': ኩነታት ኤርትራን ሃለዋት ህዝባን ሓደ ሙኻኖም ኣጋጢምካ ምርኣይ ድሕሪ-ደጊም ዝዓበየ ክሳራ ኮይኑ ጥራይ'ዩ ዝተርፍ'ሞ: ምህማል ሕጂ ዕሽነት ኢልካ'ውን ክሕለፎ ዝከኣል ኣይኮነን። Thank you.
Далее
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part 26    July 23-2021
1:16:27
Interview 6 Kuppel Abraham
5:07
Просмотров 51 тыс.