Тёмный

Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions (Part 6) 30 April 2022 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 231   
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 2 года назад
ኩቡር ጅግና ሓርበኛ ወዲ ሃይለ እንቋዕ አይተሰዋእካ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብካ መታን ንኤርትራዊ መንእሰይ ታሪኽ ከተስንቅ
@habrom_b.3286
@habrom_b.3286 2 года назад
ሰላም ኩቡራት ኣቦታት የሕጽር ኣቢለ ሪኢቶ ኣላትኒ ስእሊ ናይ ወዲ ሃይለ ናይ ገድሊ ኣብ እስክሪን ክትገብር ይምሕጸነካ ኣብ ግዜ ንእስነቱ መልክዑ ክንሪኦ ደስ ይብለና ከምኡ ከኣ ንክብሩ ኣቦና ጅግና ወዲ ሃይለ
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
ኣብ'ዚ ክፋል ኣብ ድሕሪት ዝረኣዩ ስእሊ ጀጋኑ 1.ስውእ ዓሊ ኢብርሂም 2. ስውእ ወለደሚካኤል ሃይለ ን እዮም።
@sibhattesfazghi9683
@sibhattesfazghi9683 2 года назад
ሰላም ወዲ ሃይለ ከምኡ ውን ኣንተንዮ።ወዲ ሃይለ ኣብታ ናይ ሓየሎም ዝበልካያ ፡ሓየሎም ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣዝዩ ንጹር መርገጺ ዝነበረ ሰብ እዩ።ናይ ሓየሎም ኣብ ልዕሊ ኢሰያስን ሰዓብቱን ኣዝዩ ጽልኢ ነይሩዎ እዩ ንኣብነት ሓንቲ ብሂል ናይ ሓየሎም ክነግረካ፡" ኣብ ትሕቲ ዓጋም ትቦቁል ቆልቃል ኩሉ ግዜ እናነብዐት ትነብር" ይብል ነይሩ ።እዚ ንህዝቢ ኤርትራ እዩ ነይሩ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ኢሰያስ ኩሉ ግዜ እናነብዐ ክነብር እዩ ይብል ነይሩ።ስለዚ ወዲ ሃይለ ሓየሎም ንጹር መርገጺ ዝነበሮ ሰብ እዩ።
@qelhi7922
@qelhi7922 2 года назад
Aberkto naytom bsnetbebawi awdi nay gosgas aberkto zgebru tegadelti gele belena, ab ahaduka Wala wn ab wdb bhafesha
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ንሓድሽ ወለዶ ድኣ ካብዚ ንላዕሊ ዝዓቢ ታሪኻዊ መልእኽቲ ንላዕሊ እንታይ ከመሓላልፍ ትደልይዎ።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ብሒም ከይትብላ ተባሂለን ድኣ ንመን ክነግራ መሳኪን። እዚ እኮ ናይ በሓቂ ናይ ዓዋሉ ስራሕ እዩ እምበር ሓደ ሃገራዊ ሰውራ ዝመርሕ ውድብ ዝገብሮ ተግባር ኣይኮነን።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ብሰላም ዕረፊ ክብርቲ ኣዴና ንስድራቤትን ፈተውትን ጽንዓት ይሃብ።
@መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ
ወዲ ሃይለ ጅግና ንበረልና እስከ 💖🇪🇷😘😍👑
@mikecuba9386
@mikecuba9386 2 года назад
Thank you 💕😊👍 General for your contribution and I don't have words.
@michaelissack9271
@michaelissack9271 2 года назад
መድኃነ ኣለም ምሳኹም ይኹን ንአምላኽ ክብርን ምስጋና ንዘለኣለም ይኹን ሰላም ምሕረት ፍቅርን ስኒትን ጸጋ በረኸት ንስሓ ንሕዝቢ ኤርትራ 🙏❤🤲👐 Michael issack Florida USA
@adamismail4713
@adamismail4713 Год назад
Brgader General Tekest Haile Very Archive person
@teklefre7395
@teklefre7395 2 года назад
ቢርጋደር ጀነ ተክስተ ሃይለ ኩሉ ቃለ መጠይቅካ ካብ መጀመሪያ ክሳብ ህጂ ብሃንቀውታ ይጺበን ይካታተልን ክግልጸካ ኣይኪኢልን እዞም ደቂካ ናትካ ባህሪ እንተ ዝወስዱ ጹቡቅ ነይሩ
@dawittesfaslasie4220
@dawittesfaslasie4220 2 года назад
መርሐባ ብ/ጀ ተኸስተ ሀይለ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ አንቶንዮ ካአ ተባረኽ ሕቶይ ብዛዓባ ሳልሕ ሑርይ ገለ በለና ናይ ገድሊ ሂወቱ የቀነለይ።
@ghenetaraia8877
@ghenetaraia8877 2 года назад
Meme Poo
@yosufibrahim1010
@yosufibrahim1010 2 года назад
ፈጺሙ ዘይምኖ ዋሕዚ ትረኻ ገድልና ኣላህ ይኸሊኩም ሓርበኛታት ብ//ጀነራል ተኸስተን ኣንቶንዮን
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
Hello GoFundMe, BG Tekeste Haile GoFundMe, gofund.me/4ef7b27b. I thought you might be interested in supporting this GoFundMe, gofund.me/4ef7b27b. Even a small donation could help Tv Sened Eritrean reach their fundraising goal. And if you can't make a donation, it would be great if you could share the fundraiser to help spread the word. Thanks for taking a look!
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 2 года назад
Eza tv sened tbl kgebr aykealkun nay tekeste haile wn teawite kab konto wn seldi tewesidu gn zkone meregagetsi way tanx gele ayreakun plss follow up gbero Zelalemawi zkri nsweatna Yekenyeley
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
@@zemenesigntir1736 Thank you
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 2 года назад
Selamat I fellow your program always. both of you have cultivated intimate relation , your smile and jokes in between both of you is amayzing , I know BG wedi Haile . tegadalay Shabia and Antonio tegadalay Jebha Nobel relation , Both of are like Model.
@eyobelghebrhiwethambir1491
@eyobelghebrhiwethambir1491 2 года назад
ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለካ ታሪኻ ክትሰምዕ ብጣዕሚ ተደኒቐ ❤🌹❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
Wel come Brigadier General T.Haile and our brother Antonio Tesfay. Thank you very much for both of you. Your historic contribution to our goung generation and for your dokumentation.
@tesfalemtesfaldet7908
@tesfalemtesfaldet7908 2 года назад
Selam b/ general wedi haile msganay wesen yeblun htoi bzaeba konerel andebehan berhe (kumando) gele belena thanks
@ወዲሃይለኤርትራ
@ወዲሃይለኤርትራ 2 года назад
ወዲ ሃይለ ዘይተበርበረ መጽሓፍ ጅግንነት ኢዩ ። ሓርበኛ ተ/ጋ ተኸስተ ሃይለ የቐንየለና መሰረት ጅግንነት ናይ ብጾትካን ናይ ኣቦታትና ኣያታትና ክተትሕዝ ትገብሮ ካብ ልቢ ነመስግን ። Tv sened ከም ሽማ የቐንየልና ባባ ኣንቶንዮ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ምስ መሳርሕትኻ ሰላምን ፍትሕን ንህዝቢ ኤርትራ ።
@FASEAful
@FASEAful 2 года назад
Zeymno B/General Eritrea thank you wedi Haile
@semerebelay3059
@semerebelay3059 2 года назад
ሰላም ክቡር ሓው ብ/ጀነራል ወድ ሃይለ ከምእውን ሓው ኣንተንዮ ተስፋይ ፡መደባትኩም ጽቡቅ ኣሎ፡ ሕጅውን መመላእታ ኣላትኒ ፡ ወይ ምስክርነት ክህብ፡ ምስዋእቲ ሓርበኛ ጅግና ስውእ ፍስሃይ ወልደ ገብርኤል ክስዋእ እንከሎ ኣብ ስግርና ብግምት ካብ 700 ሜትሮ ዘይርሕቅ ኣብ ዝነበናሉ ብዓይንና እንዳርኣና ኣብ ዓድሮሶ ብዕለት 30 /06/1990 ንጉሆ ምድሪ ከይዘንበያ ኣብታ ጅግና ፍስሃየ ወ/ ኤል ምስ 3 ኦፕሬተራት( ምልክቱ ) ገሊ ኣስማት ንምጥቃስ ከም በዓል 1ይ ብላክ 2ይቲ ርሻን ወዘተ ዝነበርሉ ብነፈርቲ ደብዳብ ብጅግነነት ዝተሰወኤ ስውእ ኣርበኛ ኢዩ፡ ቅድሚ ናብ ክ/ሰራዊት 74 ጸረ-ታንኪ ምቅያርና ኣብ ክ/ሰራዊት 96 ከብድ ብረት ከለና ሓላፊና ምስ ባይናክ ስለዝነበረ ኣጸቢቐ ይፈልጦም፡ ብድሮ ማለት ዕለት 29 06/1990 ምስቶም ምልኽት ከዕልል ኣምስየ ፡ እቲ ናትና ናይ ጸረ-ታንኪ መራሒ ሓይሊ ወድ ሮማ ምስ በዓል ፍስሃየ ወ/ ኤል ኣማስዩ መጽና ፡ ንሕናውን ካብ እግሪ ፎርቶ ደንጎሎ ብዕለት 29/06/90 ናብ ዓድሮሶ መጺና ኣብ እግሪ ጎቦ ተጽጊዕና ሓድርናን ንጽባሒቱ ከይ ዘንበያ ደቂስና እንከለና ብሃንደበት ብዘናውጽ ጽምጺን ቡንባን እቲ ናይ ጎቦ እምኒ ደቂስና ከለና ናብ ከረውረ ኢሉ ፋሕ ኣቢልና እቲ ቦንባ ናብ ቲ ቤጽሕፈት እንዳምልክት ዓሊቡ ፡ ጅግና ፍስሃየ ሽዑ ንሽዑ ተሰዊኡ እቶም ምልክት ተውጊኦም ፡ ንሕና ብማዕዶ ኮይና ትሕም ትሕም ንብል፡ ብሚስጢር ክተሓዝ ስለዘለዎ ናብ ጸላኢ ምስጢር ከሓልፍ ምእንቲ፡ መስዋእቱ ሰዓት 9 ምሸት ክንድቅስ ከልና ፈሊጠ ከመይ ገርካ ንዝብል ሕቶ ፡ እቲ ሓላፊና ደብዳብ ዝግ ምስበለ ናብቲ እንዳምልክት በጺሑ ፡ ንኩልና ዋላ ሓንቲ እካ ሰብ ኣይረኸባን ኢልና ፡ተሰዊኡ እንከሎ፡ ኣነ ስራሕ ነይርኒ ናብቲ ሕክምና ክ/ሰ በጺሔ ክምጽእ እየ ምስ በልኩ ዝሰማኻዮ ነገር ከይትዛረብ ኢልኒ ፡ምስ ተመለስኩ እንታይ ኣሎ ሓዱሽ ምስ በለኒ ዋላ ሓደ ምስበልክዎ በል ከይትዛረብ ጅግና ድኣ ከይዱ መን ምስ ብልክዎ ፍስሃየ ወ/ኤል ኢሉኒ፡ ጉሂና፡ ንጽባሒቱ ዕለት 31 /06/90 ሰዓት 4 ንጉሆ ኩናት ተብግሶ ዓድሮሶ ተጀሚሩ ደማዊ ኩናት ኣርፍዱ ጸላኢ ተደፊኡ፡ንቅድሚት ድፋዕ ፈሪሱ፡ ኣነን እቲ መራሒ ሓይልና ንጉሆ ሰዓት 11 ዕለት 31/06/90 ብከቢድ መውጋእቲ ሰንኪልና ከይተመለና ናጽነት ኮይኑ ንብለኩም፡ በዓል ፈ
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
ክቡር ሐው ስለቲ ጅግንነትካን ቃልስኻን ከየድነቅኩኻን ከየመስገንኩኻን ክሓልፍ አይደልን፡አብ ዕለት ግን 31.06.1990 ዝባሃል የልቦን አይነበረን ውን፡ ዕለት 01.07.1990 ክኸውን አለዎ፡፡ምኽንያቱ ወርሒ ሽዱሽተ ወይ ሰነ(June) ዕለት 30. ስለዝውድእ፡፡
@semerebelay3059
@semerebelay3059 2 года назад
@@tfanus6421 ሰላም ፋኑስ የቐንየለይ ስለቲ ምእራምካ ሓቅኻ ሰነ 30 ኢያ ትውድእ 30/06 1990 ንጉሆ ኩናት ተጀሚሩ ናይ ዕለታትት ፍጻሜ ካብ 28/06 ክሳብ 30 06/1990 ኢዩ ኔይሩ ጅግና ስውእ ፍስሃየ ወ/ገብር ኤል ዕለት 29/06 1990 ተሰዊኡ ማለት ኢዩ፡
@Embeye1235
@Embeye1235 Год назад
ሰላም ሰላም ንክሊቴኹም ሓታትን መላስን ኩቡራት ኣያታትና ብሪጋደር ጀኔራል ተከስተ ሃይለን ኩቡር ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ናይ ሕጂ ጋዜጤኛ ቲቪ ሰነድ ኣንትንዮን ናይ ውሽጢ ኣድራሻኹም ፍቅድኛታት እንትኮንኩም እንተትህቡኒሲ ክብሎ ዝደሊ ኔይሩኒ ሞ ተገዲስኩም ጻሓፉለይ
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 2 года назад
ቲቪ ሰነዲ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ነቲ ታርክ ኣወንታዉን ኣልታዉን ብምስናዲኩም ነቲ ዘይፈልጥ ንኽፈልጥ ። ኣቦና ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ጂግና ኢካ ኣጆካ። ን 8 ግዜ መዉጋእቲ ከለኻ ብትኽክል ዳርጋ ብምልኡ ትዝኺፎ ኣለካ ናይ ቅዲሚ 50 ዓመት ዕለትን ዓመት እዚ ካብ ምንታይ ኢዩ ? ከምኡ ምባለይ ምስ ናይ ሎሚ ከረኣእዮ ከለኩ ዝበዝሐ ሰብ ዝርስዕ ብምህላዉ ኢየ ።
@tekieanday2113
@tekieanday2113 2 года назад
Honored General Tekeste Haile, first thank you for sharing your history which is full of the heroics of Eritrean heroes. I would like to ask about Tesfaslasie Gebremedhin who was with Issaias and Abraham Tewolde in Ala, and was captured by Ethiopian soldiers and was then released, and then rejoined the EPLF. Once he was Associated with so called movement of 73, how did he disappear in jail(Halewa Sewra). Can you please elaborate also on the way of execution of these patriots? Some say they were stoned to death and some say they were killed by knives, and some say they were shot. Can you please clarify how the main members of the movement of 73 were killed, including Tewelde Eyob. Thanks.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ወዲ ሃይለ ጅግና ንበረልና አስከ (ሽሕ 🇪🇷❤️)ኣንተንዮ ኣዚና ነመስግነካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 года назад
Wedi haile jigna enkae dahan mexaka edmen tienan yhabka fetari... Antonio ka thanks
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 2 года назад
ጀጋኑ ኣቦታትና ኣጆኩም።
@robrahk1432
@robrahk1432 2 года назад
ኣዝየ እየ ዘድንቐኩም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@gualbahtahagos7001
@gualbahtahagos7001 2 года назад
Yowhana kflemariam ,yowhin haftey i miss you ...gual jigna kflemariam ezi da flut endiu baelom ketilomo ezom rkusat hgdef kabtom ab dekemhare zneberu eiom keteltu gn fthi zeyblu adi koinu ......ajoki hade mealti haki ktwetsi eya
@florsebhatu6070
@florsebhatu6070 2 года назад
Thank you ❣️❣️ sent
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
እንቓዓ ብሰላም መጻኹም ኣያታትና:: ተስፋ ገብር ሺሻይን ፍቕርን ዘለዎ ባዓል የሕሊፍኹም ክትኮኑ::
@filmonandebrhan9633
@filmonandebrhan9633 2 года назад
Jigna abona Brigader Generak Tekeste Haile Edmen teenan yhabka 👍👍👍🥰🥰🥰
@samuelhagaz2319
@samuelhagaz2319 2 года назад
እወ ጽቡቅ ኣለኻ ወዲ ሃይለ ቦታ መስዋእቲ ተጻሒፉ ኣሎ ዕለተ ምስላፍ ዕለተ መስዋእቲ ዝነበሮ ኣሃዱ እየን ዝብላ
@eritreaforeritrean6719
@eritreaforeritrean6719 2 года назад
Bzuh temahrna B.G wedi haile ur hero
@danielyoebio1827
@danielyoebio1827 2 года назад
ዝኸበርካ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ tv ሰነድ ድማ ታሪኽ ጀጋኑ ሓርበኛታትና ንኽስነድ ትገብርዎ ዘለኹም ስራሕ ክምስገን ይግባእ ሕቶይ ብዛዕባ ኣቦይ ስውእ ኣቦይ የዕብዮ ካሕሱ ኣሃዱ በርጌድ 44ቦታ መስዋእቲ ሕዳቕ ሓምለ 1979 ኣብ 5ይ ወራር ገለ ኣፍልጦ ተሃለወካ ወላድየይ እዩ 🙏💕
@solomonkeleta6966
@solomonkeleta6966 2 года назад
ናይ ኩሉ ስዉእ ዕለተ ምስላፍ ዕለተ መስዋእቲ መበቆል ወይ ትውልዲ ዓዲ ዝተሰዋኣሉ ቦታ እዚኤን ኣብ ናይ ኩሉ ሰርትፍኬ ኣሎ ኣሎ ። ናይ ቅደሚ ናጽነት ይኹን ናይ ድሕሪ ናጽነት ሰርትፍኬት ናይ ገለ ኣጋጣሚ ክርከብ ይኽእል እዩ
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 года назад
ክብረት ይሃበልና B/G ወዲ ሃይለ :
@titihaile4514
@titihaile4514 2 года назад
selamekum yebzahe nekeletekum azeye yemesegenekum neti zayezani seraheku❤ Hetoye bezaiba B/G/ tekle Andom bekebreteka gele wese belena!!!!
@ghebrezghimikle1134
@ghebrezghimikle1134 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣንተንዮ
@wedido85
@wedido85 2 года назад
ስላም ኩቡር ሓርበኛ ኣቦናን መምህር ታሪኽናን ዝኾንካ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብትገብሮ ዘለኻ ልዑል ኣበትኮቶ የደንቐካ። መንእሰይ ወለዶ ታሪኽ ኣቦታቱ ክፈልጥ በቲ ሉኡም ዝኾነ ኣቃራርባኻን ትብዓትካን ብጣዕሚ ክሰምዓካ ይህንጠን ወረ ሓደ ሓደ ምዓልትስ ንስራሕ ዝኸደሉ ሳዓት የሕልፍ ቀጽሎ። እንዳ በልኩ ናብ ሕቶይ ክኣቱ ኣብዚ ማስበድያ ዝዝረብ ዘረባ ኣሎ ታሪኽ ብግቡእ ክስነድ ስለዘለዎ ድማ ሓኡን ሓሶትን ፈሊጥና ክንሕዞ ስለዝግባኣና ንስኻ ውን ከም ጅግናን ተባዕን ምዃና መጠን እቲ ሓቂ ዝነበረ ከም ክትነግረና ዘይኣምን መናሰይ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን።1,ኣብ ህ,ግ ብፍሉይ ብደቂ ኣከለጉዛይ ጥራይ ዝቆመ ነይሩ ድዩ? እንተ ነይሩ ከ ስለምንታይ? 2ይ,ኣብ ሰራዊት ደቂ ኣከለጉዛይ ካብ ካልኦት ፍልይ ዝበለ ጅግንነት ዝፈጸምኦ ኣሎ ድዩ? ንታሪኽ ስለ ዝኾነ ክትምልሰለይ ይላቦ ኣንቶንዮ ክኣ ነመግነካ።
@johnteme2666
@johnteme2666 2 года назад
Bzaeba tarik Micheal wedi kesi gele belena
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 года назад
I am asking the same question gor the 3rd time. 1)Name Teweldemedhin(Amir) Gidey Yeabeyo. 2)3rd year Addis Abeba University complete in 1971 3)He was service Teacher in Dekemhare Town in 1972. 4) Teweldemedhin joined EPLF in 1972 When did he lost his life for Eritrean Independence. Thank you.
@zemebr3114
@zemebr3114 2 года назад
One of from Eritrean heroes.
@fyioriberaki8856
@fyioriberaki8856 2 года назад
10q wedi haile bezaoba beserat yemane wedi yemane gele keteblena.
@hidardige379
@hidardige379 2 года назад
Well come BG Tekeste Haile 🌷🌷🌷🌷👍
@yemanetekulu6589
@yemanetekulu6589 2 года назад
ኩቡር ኣቦና ብር /ጀ ተክስተ ሃይለ ትህቦ ዘለካ ሑሉፍ ናይ ቃልሲ ተሞክረካ ኩሉ ዋላ ሓንቲ አኻ ከየሕለፍኩ ይካታተሎ , ብትብዓትካ ድማ ይግረም፡ ከማካ ዝበሉ ብትብዓት ነቲ ዝተረፈካ ክምሉኡ ድማ ተስፋ ይገብር ሙሉእ አድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ!! ሕቶ ብዛዕባ ኣብዚ ቀርባ ግዜ ተሰወአ ኾ/ነ ኣህመድ (ኣንጎላይ) ስም አንተተጋጊየ ኣርመኒ አንታይ ምበልካና ኣፍልቶ አንተ ኣለካ ?
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 2 года назад
Well come Wedi Haile. I wish you all de best our Heroe.
@same8813
@same8813 Год назад
ወልደኪኢል ሃይለ ዓብደላ ሽድ ብጅግንነት ከምዝተሰዉኡ ኣነ ናይ ዓይኒ ምስክር እየ ከምዚ ክብል ኮለኩ ካልኣኦት ስውኣት ውን ኣይረሳዕኩን ሓለፍቲ ጠቂስካ ንካልእ ዕላማ ሙኻኑ እርድኣኒ እዩ ምሕረት የውርደሎም ነቶም ኣውራጃውያን
@gebremedhnfere
@gebremedhnfere 2 года назад
ኤፍሮም እንባየ ኣነ ይፈልጦ ካብ ዝፈትዎምን ዘክብሮምን ሓው እዩ ነሩ። ኣብ 1978 ኣነ ካብህዝባዊ መጓዓዝያ: ኤፍሮም እንባየ ካብ ኢደስርሓት ብሓደ ኢና ናብ ብርጌድ 23 ቦጠለኒ 2 ናይ ሕጂ ብሪጋደር ጀነራል ፊሊፖስ ተመዲብና ክሳብ ዕለት መስዋእቱ ብሓደ ነርና። ኤፍሮም ወዲ እንባየ ዝተፈተወ ተጋዳላይ እየ ነሩ። ሓዉ ወይ ቤተሰቡ ንምሉእ ሓበረታ ጻሓፍ ንዝያዳ ሓበረታ ብዙሓት ተጋደልቲ እዮም ዝፈልጥዎ ኣብ ደገ thank to ALl !!!
@ademabdela5539
@ademabdela5539 2 года назад
Waww, thank u our best father
@mickmickael8693
@mickmickael8693 2 года назад
Thank you our hero general, Once you are general you leave a general and you die a general At least in Western country that's all I know thank you for your contribution to our country for the people for the freedom God-bless you
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 2 года назад
edmen tienan yhabka fetari wedi haile jigna
@ንፋቀርዶኣለናንተሓላለሓደ
Bmejemerya selam wedi hayle, abaka zeleni adnakot kgelxelka des ybleni! Bsul azerarbaka, nay mzkar keletkan dma bfluy yednko edmen tenan yhabka! Htoy N president Isaias Afewerki ab sewra eritrea znebero awentawi goni bkemey tgelxo!
@sabakelati2537
@sabakelati2537 2 года назад
Wedi Haile Brillant ika, gigna 💪👍😇🙏🥰
@alicabbani9565
@alicabbani9565 2 года назад
● حقائق لابد من ذكرها :- تابعت بشغف واهتمام مقابلة الجنرال تخستي هيلي ،حقيقة حديثه عن مرحلة الثورة كان شيق جدا ويتسم باالصراحة ولكن لفت انتباهي حديثه عن المعايير الترقية في المراتب العسكرية العليا في الجيش ،وذكر من ضمن المعايير الذي يستخدمها تنظيم الجبهة الشعبية سابقا او حكومة هقدف حاليا ثلاث معايير اساسية 1▪︎ الامكانية الشخصية المقصود به التعليم او الخبرة او الاقدامية 2. اتمثيل القومية 3. الديانة ● لو اخذنا هذا المعايير وطبقنا على واقع الارض في كل المؤسسات في اريتريا المدنية منها والعسكرية سنجد النتيجة عكس الكلام ودي هيلي تماما مع احترامي الشديد لمنطقه وصراحته. ● اخر دراسة اجريت من جهات اريترية مستقلة قبل خمس سنوات تقريبا حولة تركيبة النظام هقدف بادق التفاصيل بذكر الاسماء والمواقع بشقيها المدني والعسكري توصلت الى نتيجة مفادها ان النظام هقدق من لون واحد وثقافة واحدة. ● على سبيل المثال مجلس الوزراء يتكون اكثر من 15 وزير تقريبا ثلاث منهم من قوميات اخرى اما الاخرين من قومية واحدة. وعلى حسب الدارسة المذكورة فاءن نسبة 85% الى 90% من الوظائف المدنية والعسكرية لقومية التيغرنية اما نسبة 10% للقوميات الثمانية الأخرى. . ● والاغرب من هذا كله ان مدينة صغيرة تسمى عدي نفاس (ade nefas) في الاقليم الاوسط لديها 6 جنرالات بينما القوميات الثمانية الاخرى بكل نضالاتها وتضحياتها ليس لهم اي حقوق او اي دور في الحكومة الحالية، ناهيك عن هذا بل يحاربون في ابسط حقوقهم من قارورة الى راس دميرة عن اي معايير تتحدث ودي هيلي ارجو ان ترد على اسئلتي ؟ وفي النهاية اقول وعلى الظالم تدور الدوائر . ا
@mohammdali9169
@mohammdali9169 2 года назад
كلامه ممكن يكون مطابق لما ذكرته كيف فهمت انت خلاف ذلك
@alicabbani9565
@alicabbani9565 2 года назад
@@mohammdali9169 اخي الفاضل مع احترامي لك كان حديث الجنرال تخستي عن الترقية في الرتب العسكريه ، وذكر في حديثه ان الترقية تتم بثلاث طرق رئيسية او با الاحرى بثلاثة معايير اساسية 1. الكفاءة 2. تمثيل القومية 3. الديانة لو اخذنا هذا المعايير في داحل حزب الهقدف وطبقنا على ارض الواقع سنجد النتيجة ان النظام الجائر في اريتريا هو نظام 90% من قومية واحدة ولون واحد هذه الحقيقة يعرفها القاصي والداني بمعنى القريب والبعيد، وهذا النظام لايمثل الا قومية واحدة في اريتريا. سياتي اليوم الذي يسقط فيه بول بوت إريتريا سقوطا مدويا وان غدا لناظره قريب، كما سقطت االوياني في إثيوبيا. في خلال 31 عاما من حكم البغيض لم نرى من هولاء غير الرقيص والبارات والتشريد والتجويع والحروب العبثية، أسوأ نظام عرفه التاريخ ..
@danielwater1321
@danielwater1321 2 года назад
Wedi Haile Ezi chirqan aykonen, Ezi aynetzi arsti srahkum slezeynebere gn neti zereba kinokum Ketehlfwo aykealkumn ybl brietoy. Ember Ezi chirqan aymesln.
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 2 года назад
Well
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ኩሉ ግዜ ሰላምኩም ይብዛሕ። ኣንተንዮ እታ ኣብ ዝሓለፈት ግዜ ኣብ መወዳእታ ዝጠቐስካያ ብዛዕባ ኣብ መብጽዓና ኣሎና ትብል ሓረግ። እባ መብርሂ ስደደለይ። ዝሓለፈኒ ነገር ዘሎ ኮይኑ ተሰሚዑኒ እየ ኣብ ናተይ private ስደደለይ ኢኻ። With great respect Thank you so much
@yaredasmerom7229
@yaredasmerom7229 2 года назад
Kubur jigsa BG Tekeste Hayle zigeberkayo interwie teketatileyo. Meharin zehibinin Tarik Zelona hizbi mikana kiridai kile. Hitoy bizaba bi zanta zifelto akoy iye kihateka Siwui Tesfay kidane Andemichael bota meswati Adi keyih zoba debub. Mebokol adi imbaderho hamasen iyu Mis BG wedi like yeirukin nimeda mekaydin iyom semie. Tifelto inte konka bejaka gele beleni.
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 2 года назад
ፈለማ፡ ንኣዳላዊ ቲቪ ሰነድ ኣንቶንዮ ተስፋይን ብ/ ጀ ተኸስተ ሃይለ ግዜኹምን ጉልበትኩምን ከይበቐቕኩም፡ ታሪኽ ብረታዊ ቃልስና ናብዚ ንኡስ ወለዶ ምስጋርኩም ብልቢ የመስግን። ብምቕጻል፡ ነዛ ሕቶ ኣቐዲመ ሓቲተያ ነይረ። ምስ ብዝሒ ሕቶታትን ሕጽረት ግዜን ዘይራኣኹሞ ግዲ ኮይንኩም ግን፡ ሕቶይ ኣይተመለሰትን። ስለዚ ደጊመ ክሓትት። ብልቢ ዝፈትዎ ደበሳይ ሃይለ ዝባሃል፡ ወዲ ዓዜን ስዉእ ሓወቦይ፡ ብቖልዓይ እንከለኹ የጻውተኒ ከም ዝነበረ ይዝከረኒ፡ ኣብ መፋርቕ ሰብዓታት እዩ ናብ ህግ ተሰሊፉ። ብዛዕብኡ ዝኾነ ኣፍልጦ እንተ ሃሊካ ገለ በለኒ።
@grmeso6369
@grmeso6369 2 года назад
Kemzi tegadaley ezi 7 sebat tray eyom zedlya ni Eritra Amlak ybarika Bgedel General wedi haile
@anxarhgdef
@anxarhgdef 2 года назад
ብርጋደር ጀነራል ኣብራሃለይ ኪፍለ ካብ 1987 ኣትሒዙ ሓለቓ ስታፍ ክፍለ ሰራዊት ነሩ ኣብ ኣዋሃባ ማርግ ግን ብርጋደር ወሲዱ ኩሎም ኣዘዝቲ ኪ/ት መጀር ጀነራል ወሲዶም ስለምንታይ እዩ ኮመኦም ዘይወሰደ ምስቲ ናይ ጀብሃ ብምንባሩ ዶ ይኸዉ ትብል
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 2 года назад
Ewa bota teshifwo alo baba Haile
@ኤረናኤረና
@ኤረናኤረና 2 года назад
ሰላም ወዲ ሃይለ ብዛዕባ ታባ ፍረወይኒ ገለ በለና ገበል ዊሒጥዋ ኣብ ሕጁም ይበሃ ሓቂ ድዩ የቀንየለይ
@kewanisium2643
@kewanisium2643 2 года назад
ኩቡር ኣያና ብ.ጀ. teKeste hayle ጋይም ተማኑ ዝበሃል ኣብ 90 ኣብ ፍልፍል ዝተሰወኤ ጸሊም ሕጽር ኢሉ ረጒድ ትፈልጦ ተኮንካ ፡ ዓዱ ከባቢ ሰንዓፈ፡ ወዲ ዓዱ ንኮሎኔል ወዲ ኣብራሃ ዓጋመ። ሓቂ ኣብ ኲናት ድዩ ተሰዊኡ፡ ውዑይ ከምዝነበረ ብቖልዑና ዪንገረና።
@yafetyemane1552
@yafetyemane1552 2 года назад
ሰላም ንዓኩም ይኩን ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ ክሓታ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ምሕረታብ ገብረ |ኢሰያን| ኣባል ኮማንዶ ዝነበረ ንመስዋኢቱ ዝምልከት
@nas2023
@nas2023 2 года назад
ኣበየናይ ኣሃዱ ነይሩ እንታይ ታራ ነይርዎ ምርሕነቱ ኑፁር ገርካ ሕተት
@abrahamberihanes9589
@abrahamberihanes9589 2 года назад
Xbuq. Aleka bota meswaeti ynger eyu.
@gm5215
@gm5215 2 года назад
ጅግና BG ጀነራል እንታይ ኮይኖም ዞም ሑቡኣት ወጽዮም ከማኻ ታሪኽ ዘይነግሩ ምስ ወገሔ ግን ውጥም ቅልቅል ክንሪኢ ኢና
@terhasberhane71
@terhasberhane71 Год назад
ብድምፂ ሐፋሽ ስውእ መስዎእቱ ክንገር ከሎ ተነጊሩ እዩ
@sahlemeskel7716
@sahlemeskel7716 2 года назад
with all do respect to ur expertise would be appreciated if u mention all martyers from peasant class it is logic majority fighters r from peasant class and remot areas .
@sabakelati2537
@sabakelati2537 2 года назад
Harbegna Siwehti, Tzegeweiny Kelati ( Sagua Mayainy ) tfelta do tkewen ?Abey kemztesewehet kfeltslezdeleku. Dankeschön 🥰❤🙏😇
@maharimeseret4998
@maharimeseret4998 2 года назад
ሰላም wedi hayle ,ab zehalfe kurub tekes abilkayo halfka nerka bzaba suw (kidane tesfom)eba kurub abrhalna kab tektataki medbatka eye, thanks
@joehatu7130
@joehatu7130 2 года назад
WEDI HAILE & ANTHONYO WELCOME AGAIN !!! 🌹🌹🌹
@tirhashagos9491
@tirhashagos9491 2 года назад
Wedi haile edmen tienan yahabka fetari tigebro zelaka btaemi tsubuq nezi hdish weledo kfelto alewo elka ab srahka asalto ymneyelka kflemariam siyum (junubi) ybahal saguu
@habtukidane3178
@habtukidane3178 2 года назад
ካብ መራሕ ሓይሊ ንላዕሊ ምሰጋናን እንግዶትን ነሩ , እቲ ሃጃሚ ጻድቕ ተጋዳላይከ ገለ ካብቲ " ስጋን ስዋን ዓድዋን " ኣይጠዓመን ? ምስ ምሉእ ኣኽብሮት !!!
@habenhager8658
@habenhager8658 2 года назад
ብርጋዴር ጀነራል ተከስተ መጽሐፍ አብ ምጽሐፍ አለካ ማለት ድዩ ብጣዕሚ ዝጽበዮ ነገር እዩ
@kebreabtesfaldet4914
@kebreabtesfaldet4914 2 года назад
ሰላም ንዓኻ ወዲ ሃይለ ከምኡውን ኣንቶንዮ ምስ ሙሉእ ምስጋና። ብምቕጻል፡ ብዛዕባ ስዉእ ኮነሬል ተስፋማርያም ነጋሲ (ሻምበል) መምህር ወትሃደራዊ ሳይንስ ዝነበረ ሓቲተ ኔረ ትፈልጦ እንተኾንካ ገለ በለና
@samites2073
@samites2073 2 года назад
እንቃዕ ዳሓን መጻኹም ❤️❤️
@eyobelghebrhiwethambir1491
@eyobelghebrhiwethambir1491 2 года назад
ወዲ ሃይለ ኣዚኻ በሊሕ ሰብ ኢኻ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
@fishalehabte7353
@fishalehabte7353 2 года назад
ሰላም ወዲ ሃይለ !!! ናይ ዘሚኪኣኤል ከተማ እባ ገለ በለና ። ምትህልላክ ምስ ኢሰያስ ኢዩ ናብ ጸላኢ የእትይዎ ይባሃል ።
@wedimeda6973
@wedimeda6973 2 года назад
ሰላም ቲቪ ሰነድ ኮሙኡ ውን ኣቦና ጅግና ወዲ ሃይለን ከመይ ኣለኹም 1፡ ብዛዕባ ሓርብኛ ገብረጻድቕ ኣሰላልፉኡን ኣስዋዉኡኡን ብሓፈሻ ዝነበሮ ታራ ኣብ ህ ግንባርን እንታይ ትብለና ኣፍሉጦኻ እንታይ እዩ???
@wedimeda6973
@wedimeda6973 2 года назад
ሑቶይ ተገዲስካ መልሰልይ ብዛዕባ ኪባ እዩ ሑቶይ
@asmera2773
@asmera2773 2 года назад
welcome back B/G Tekste Haile, I want to say first thank you for all the effort. Alula Asfeha , Admekom Asfeha zebhalu yehwat sewat Abe weqi Hedhet zetsweu Tefaltom do? they are my cousins.
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
እዋይ ኣድሞቖም ኣስፍሃስ እንተዘይ ተጋግየ ኣብ መጀመርታ 75 ክሳብ መፋርቕ 76 ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከበሳ ከለኹ ኣብ ናይ ህዝቢ ተመዲቡ ምሳና ኔሩ ብድሕሪኡ ኣበይ ከምዝተመደበ ኣይፈለጥኩን ከምዝርደኣኒ ቅድሚ ናይ 1975 ተጋዳላይ እዩ። መስዋእቱ ግን ሕጂ እየ ዝሰምዕ ዘለኹ። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና። N.B. እታ እብ ወኪ ተሰዊኡ ትብል ግን ኣይመስለንን እዩ። ኣድሞቖም ኣብቲ ውግእ ሕድሕድ ኔሩ ይኸውን እይ ግን ሽዑ ኣይተሰውአን። ብድሕሪ ውግእ ሕድሕድ ወከ ዛግር እዩ ምሳና ኣብ ተ.ሓ.ኤ. ኔሩ ዝብለካ ዘለኹ። ንዝኾነ ደጊምካ ሕተት እሞ ኣብ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሓይልታት ዝነበሩ ክፈልጥዎ ይኽእሉ እዮም።
@solomontecle7800
@solomontecle7800 2 года назад
Selam wedi Haile Ab nay menkaq,yemin, jebhan mis nay shaibiya entay eu neru fililyom Abti tarik asfih ablelna kintsegb.
@teklaymehari8110
@teklaymehari8110 2 года назад
Jigna B/g tekeste haile kem wetru xibuk!!
@kilogram5515
@kilogram5515 2 года назад
Wel come 🌷🍁🌷🌿💐🌹🍀🌼
@ማዕዳዝልቦምሎጎጭዋ
ኣብቲ ናይ ምስክር ናይ ስውኣት ዝተሰለፈሉ ዓመተምህረት መበቆል ዓዲ ዝተሰዋኣሉ ዓመተ ምህረት ቦታ ኩሉ እዩ ዘሎ እዚ ሓታታይ ተጋግዩ ኣሎ
@andatyemane2906
@andatyemane2906 2 года назад
መጀመርያ ዕድመን ጥዒናን ዪሃብካ ብ/ጀ ወድ ሃይለ ክሓቶ ደልየ ዘለኹ ጀብሃን ህዝባዊ ግንባርን ኒሚንታይ እየን ዘይ ፋተዋ ዝነበራ ?ብዝያዳ ከኣ ህዝባዊ ግንባር ብጀብሃን ብሰራዊት ደርግን ትህደን ነይራ ?መሬት ኤርትራ ኣብ 2 ተመቕሉ ነይሩ ገሊኡ ኣብ ትሕቲ ጀብሃ ገሊኡ ከኣ ኣብ ትሕቲ ህዝባዊ ግንባር ፥ከምዚ እሉ ከሎ ናጽነት እንደ ዝመጽእ እንታይ ሚኮነ ቲብል?ጀብሃ ክሳብ ሕጅ ነታ ብገዛእቲ ሓይሊታት ዝተዋህበቲና ባንደራ ማሌት እታ ናይ ፈደረሽን ባንደራ ተንበልብላ ትረኤ እያ እዚ ኸ እንታይ ማለት ይኸውን ? የቐኒየለይ ኩቡር ብ/ጅ ተኽስተ ሃይለ
@draryemane523
@draryemane523 2 года назад
መጀመርያ ሰላም ኣቀዲመ ከመስግነኩም እፈቱ፡ ቀጺለ ትፈጦ እንተኮንካ ገለ ክትብለና ስሙ ሰሎምን ሓደራ (ወዲ )ሓደራ ኣብ ባጽዕ ተሰውኡ?
@danielhabte6633
@danielhabte6633 2 года назад
ብዛዕባ ስርሕት ኮማንዶ መለብሶ ታራ ናይ ተወልደ መድህን የውሃንስ (ማኦ) ሕጂ አብ ማእሰርቲ ዝርከብ እንታይ ታራ ነርዎ?
@natnaelfeday1979
@natnaelfeday1979 2 года назад
Selam nekulukm. TESFMARYAM FEDAY zebhal ab bergate 31 zenbere ab 1982 tesweue. tefelto do tekwen
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 2 года назад
anbesa wedi heyle
@robelzionentertainment6641
@robelzionentertainment6641 2 года назад
ተረኣን ኣበረኩቶን ተገዳላይ ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ምኸመይ ትገልጾ ?
@ashenafiferede6158
@ashenafiferede6158 2 года назад
ሰላም ከመይ ቀኒኩም ሕቶ ኣላትኒ ንራያ ኣብ እምባደርሆ ብብጻዩ ከብዱ ተሃሪሙ ማዓንጥኡ ወጺኡ ነይሩ . እንታይ እዩ ኣጋጢሙ ኣፍልጦ እንተልዩካ ክትሕብረና ዶ
@tesfitcamera1213
@tesfitcamera1213 2 года назад
እዋእ ምሕሳው ምሕሳውስ እባ ካብ ህዝቢ ዝረሓቐ ሓስዉ እዚ ኣብ ነፍስወከፍ ገዛ ኤርትራዊ ዘሎ ምስክር ወረቐት ስውእ ኣይትኽሓድዎ
@almazberhe7957
@almazberhe7957 2 года назад
Hej wedi Haile eta nay Doctor Haile Mehsun haki eyu ane hanti kabaten eye.
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
Nice starting video, including tigre’s culture . I have a question. 1. Is it only male tegadelty pointing weapons to each other, when conflicts happens or do female tegadelty also do it.It would be nice to hear Antonio’s experience Tegadlo Harnet Eritrea. Journalist Antonio you should be considering giving classes to BGTH for your profession. Trust me, he would catch on quick when you both switch chairs.🤣🤣 Also my heart goes to the daughters of Harbenya Geberehiwet (“hanbeer”) and Harbenya Meheret. It is very hard losing both parents. If your both are reading this,please contact your loved ones. You are not alone. Us Eritreans care for you guys and love you both.stay strong wherever you are.❤️ thank you so much bgth and journalist Antonio ajohom ajona
@Aradomtella
@Aradomtella 2 года назад
ብዛዕባ እዛ ናይ ስውኣት ቦታ መስዋእቲ ዝበልኩሞ ኣብ ጉዳይ ሓርበኛታት ዝሰርሕ ዝነበረ ኣብ ስዊድን ኣሎ ክትሓትዎ ትኽእሉ ኢኹም። ፍጹፍ ሃይለ ይበሃል።
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 года назад
I am asking for the 3rd time the same question as follows Teweldemedhin Gidey Yeabiyo(Amir) He joined from Dekemhare Secondary school as 3rd Addis Abeba University complete.He was service teacher that year.When and where did he lost his life during the Armed struggle. Thank you
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 2 года назад
ብትግርኛ ትርጉም ንሳልሳይ ግዜ ነዛ ሕቶይ ክሐተኩም፥ ተወልደብርሀን ግዱይ የዕብዬ (አሚር)፥ አብ ቤት ትምህርቲ ካልአይ ደረጃ ደቀምሐረ ከም service ምምህርና እንዳገልገለ ጸኒሑ ንሜዳ ዝተሰለፈ፥ መዓስን አበይን ከምዝተሰወኤ ምሐበርካናዶ
@habenhager8658
@habenhager8658 2 года назад
ብዛዕባ ሕብእቲ ሰልፊ ዝቀረበት ሕቶ እወ አላ ግን በዲኡን አቡኡን ኤርትራዊ አባል ክከውን አይፍቀዶን ኢትዮጵያዊ ደም ዘለዎ እዩ እቲ መምዘኒ ካብ ገባር አገልግሎት ተጋደልቲን አብ ወጻኢ ዝነብርን ዝተዘርገሔ እዩ
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 9 месяцев назад
ኢሂ ብኸመይ ደኣ ከምኡ ኮይኑ 🤔
@yosiefakal4694
@yosiefakal4694 2 года назад
Selam wedi hayle nesle eti kulu tegebro yemesgneka afleto enteleka ab sebeatat tekeste zebehal nay kentiba asmera haregot awtista zenebere abti ewan nay ketema serue neru Alem zebehal Betsy mestetahze be tselai ne media wetsiu afleto teleka gele belena
@goitomkuenin6717
@goitomkuenin6717 2 года назад
ብድምድምታ ቦታመስዋአቲ ይጻሓፍፈዩ ዘይተጻሕፎ ክህሉ ይኸለዩ
@yemaneberhane5720
@yemaneberhane5720 2 года назад
Bzaeba kidane(neg) eba gele belena kubur bergeder general wedy haile .selamta ayresaenan
@terhasberhane71
@terhasberhane71 Год назад
ህዝቢ ሩባ ሐዳስ ግደ እታይ ኔሩ ዝበላ ሙሩካት ዝሰርሕዎ ፅርጊያ እበር ህዝቢ አይከነን
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
Voice of Assenna: Intv with Yemane T/Gergish - Part 10
1:00:01