Тёмный

Tv Sened BG Tekeste haile Interview 5 March 2022 Part 47 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 44 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 97   
@mohammedturky8860
@mohammedturky8860 2 года назад
ብጻይ ተኸስተ መጀመሪያ ሰላም ይብለካ ድሕሪኡ ብዛዕባ ስውእ መ/ኑር ሃሽም ጽቡቅ ገሊጽካዬ አነ ካብቶም ዝከታተሉኻ እየ ንአቡ ሀሽም ምዓብይቱን ምቃልስቱን ስለዝኾንኩን ብዛዕቡኡ ትደልዬ ሓበረታ እንተሎ ብውልቀ ከትድውለለይን ስእሉ ከሰደልካን እኽእል
@tesfalemberihu5109
@tesfalemberihu5109 2 года назад
ወዲ ሃይለ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፥ ኣብዚ ኩሉ ኢንተርቪው ሓደ መጽሓፍ ከም ዘንበብና እዩ ዝቁጸር። ቲቪ ሰነድ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ ካልእ ከም ወዲ ሃይለ ዝበሉ ጀጋኑ ዓድሙ ፥ ካብዞም ልጓም ዘይብሎም ጥራይ ተጠንቀቑ።👍❤❤
@negodatatselam443
@negodatatselam443 2 года назад
Kkkkkk Lugam Zeybilom
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
ሰላም እንቋዕ ብዳሓን መጻኹም ክቡር ጀነራል ተኸስተን ሓው ኣንተዮ ተስፋይን። ስለቲ ትገብሩዎ ዘለኹም ዝኽሪ ሓርበኛታት ዓቢ ክብርን ምስጋናንን ይግባኣኩም።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 года назад
Bhaki ❤
@wedieri588
@wedieri588 2 года назад
ውዲ ሃይለ ጅግና 🥰❤️💪👍
@singersamimario6898
@singersamimario6898 2 года назад
ሰላም ጀጋኑ ኣያታት ኣቦታት እንቃዕ ድሓን መጻኩም መዛግብቲ ታርክ ሃገሪና ጀ/ተከስተ ሃይለ & ጋዜጤኛ ኣንቶንዮ ተስፋይ ፣ ሎሚ ካብቲ ደስ ዝበለኒ ኩሉ ግዜ ዘተሓሳስበኒ ዝነበረ ናይ ጀ/ ወዲ ሃይለ ተመሪዑ ,ዶ ወሊዱ, ዶ ኣብቲ እዋን ቃልሲ ናበልኩ ብዙሕ ያሓስብ ነይረ ። ምክንያቱ ከባቢ 7 ግዜ ዝከውን ከቢድ መውጋእቲ ከጋጥሞ ከሎስ ናይዚ ጀ/ሃይለ ሓድጊ ነይሪዎ ዶ ይከውን ኣብቲ ሽዑ ናበልኩ የስተንትን ነይረ ። ሕጂ ግን በጋጣሚ ወዱ ንወዲ ኢሳቅ ብዘቅሪበሉ ምስጋናን ሕቶን ወዲ ሃይለ ከም ተመርዓወነ ኣብ 1990 ወዲ ወሊዱ ድሕሪ ናጽነት ወን ክልተ ኣዋልድ ከም ዘለውዎ ምስ ገለጽ ነዛ ኢንተሪቪው ካብቲ ኘጀመርያ ክሳብ ሕጂ ካብ ዝሰማዕክዎ ዝያዳ ብሓጎስ ነዚ ዛንታ ጅግንነት ሰሚዕዮ ። ኣቦና ጀ/ ወዲ ሃይለ መሊሰ ባኣካ ታሓቢነ እንቃዕ ኣምላክ ብውሉድ ባረከካ ። እዚ ማህደር ጀጋኑ ጅግንነትካን ክስነድ ኣለዎ ብመጽሓፍ ሓወልቲ ዝኮነ ታርክ እዩ ። የቀንየለይ
@007dc7
@007dc7 2 года назад
ኣነስ ንወዲ ሃይለ... ን thank u... ሓደ go fund me እንተገብርና ሰናይ ኮይኑ ይስምዓኒ... ወዲ ሃይለ እኮ.. No ከይትብል እየ ዝምሕጸን... ግን antonio ሓውና.. ጽቡቅ እንትኮይኑ... ይድገፍ ሓሳብ በለኒ ኣብዛ comment reply.. Ok intilka... Go fund me ምግባር ቀሊል እዩ Thank u ወዲ ሃይለን ኣንቶንኦ ን
@tes1geb
@tes1geb 2 года назад
Great Idea! Please send a notification when the GoFund Me stars. Thanks.
@TtTt-hz1xf
@TtTt-hz1xf 2 года назад
Tsubuk hasab nbona , bebiakmna …!
@benniebb6877
@benniebb6877 2 года назад
Good idea, very small thing all we can do.
@adamw8973
@adamw8973 2 года назад
Great idea. It would be good if Antonio can open that. It is a symbol of our collective appreciation for the history he has been narrating us. Buying a gift is also another option after the money is generated.
@007dc7
@007dc7 2 года назад
Yes if antonio can open.. Go fund me for ወዲ ሃይለ.. Everyone will fund
@samsondebesay154
@samsondebesay154 2 года назад
May the good God grant you more of heath and grace dear B.General wedi Haile. i am always impressed by your reasonable, fair, and precise presentation and this shows me how inteligent and wise you are. You deeply admire and honour your comrades- this shows me you are a person with a sound and secured personality. Thank you for your unbiased, to the point and considerate presentation, you are great morethan your rank can tell. May the good Lord keep you, save you and protect you in the years to come. I salute you sir, with a sincere respect, blessings.
@Esunosamsom
@Esunosamsom 2 года назад
I would like to appreciate Antonio for your ways and methods of your interview. You are showing great respect to your guest. Moreover, you are knowledgeable. Thanks so much bro for your hard work.
@onetow9425
@onetow9425 2 года назад
He is Humble,intelligent,smart,hero
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
I agree you said it all
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 года назад
ዝሓለፈ ሰሙን ብምጥፋእኩም ሓደ ካብቶም ኣዚዮም ዝተሻቐሉ ሰባት ሓደ ኢየ ሞ ፣ ድሃይኩም ኣይትሓባእ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም።
@B.R.H-G.z.E.i8246
@B.R.H-G.z.E.i8246 2 года назад
ስቅ በል ደርቲ መሃይም።ካብ 20 ሽሕ ኪሎ መተር ጠፊእስ ናበይ ኪጠእ ደሊካዮ።ነዚ ዱሁል ጀነራል ተሻቅልካሉ።
@aliali-ru2gu
@aliali-ru2gu 2 года назад
Wonderful BG & Antonio
@berea.5579
@berea.5579 2 года назад
Really admirable,astonishing history of heroism.your analysis were very astute as always,you should have been the leader of the mission
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 года назад
Sela Amlak nakum kbur Abona G. Keste Haile ms gasetegna Antonio❤❤❤
@jossy2714
@jossy2714 2 года назад
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ እዩ ሽሙ። ብከሰተ ከይትኸደኪ።
@johnkidane7164
@johnkidane7164 2 года назад
ነመስግነኩም!
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
Nice to see you again BGTH I find it so touching when you called your troupes and operators your kids. That shows that your loving and how kind you are.” Dekey hize keyde” I liked the jokes as well “ tesfan hafan”🤣🤣 thank you deki Eri jeganu. Journalist Antonio good questions you asked. God bless you both.
@goitommaru275
@goitommaru275 2 года назад
አጆኻ ጅግና አቦና
@efremberhe4259
@efremberhe4259 2 года назад
Thanks wedi Hayla
@teklitrussom
@teklitrussom 2 года назад
Kem wetru blux treka BG Thanks 🙏
@hailetekle6023
@hailetekle6023 2 года назад
Selam kubur, general. Habtu Gebrendiras abeyenay amete mhret teseIfu kon ykewin, Thank you
@RussomGhenregiorghis
@RussomGhenregiorghis 4 месяца назад
❤❤❤❤❤Our Hero of the battle of Denkelia❤❤❤❤
@weyseblomi5895
@weyseblomi5895 2 года назад
Nay behaki jigna kulu nebsu tarik eyu ❤💯
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 2 года назад
ጋሕሮ ዩ ዝባሃል ጋሕረ ኣይ ኮነን ብዓፈር መብዛሕታኡ ዓድታት ብ 7ይ ፊደል ዩ ዝዛዘም፧ ግልዓሎ ፎሮ ኣፋምቦ ነብሮ ኣርዓኖ ጋሕሮ ?
@godismyshepherd304
@godismyshepherd304 2 года назад
You are our Icon ,General Tekeste Haile.
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 года назад
እወ B/G Tekeste Haile ወዲ ሃይለ ጽቡቕ ትትርኾ { ተዘንትዎ } ኣለኻ እሞ ክብረት ይሃበልና ።
@hailemichaelmekonnen417
@hailemichaelmekonnen417 2 года назад
ብሓቂ ጽቡቕ ርዱእ መግለጺ! ኮይኑ ግና ድሕሪ ሩባ ገሓረ ሸንተረር ሰንሰለታዊ ሓጸርቲ ጎቦታትን ሩባን ደረብ ታሪኻዊ ቦታታት ጀግና ስዉእ ዓብደቃድር ሮመዳንን ጀግና ስዉእ ዓሊ መሓመድ ኢብራሂም ኣባላት ሰውራዊት ባዕቶ ምስ ኣርባዕተ ተጋደልትን ዝተሰውእሉን ዝተቐብርሉን ቦታ እዩ። ነዚ ምስ ሰገርካ ጎልጎል ብሕትን በይሉል ይመጽእ። ብበይሉል መንገዲ ሕጅካ ንዓሰብ ክትስጉም ብወተሃደራዊ ዓይኒ ቀሊል ኣይኮነን። ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ብሰሜናዊ ምዕራብ ተበጊሱ ንደቡባዊ ምብራቕ ንዓሰብ ገጹ እዩ ዘጥቕዕ ዘሎ። ዋው እዝዩ ሓደገኛ! ልኽዕን ቅቡልን ወድዓውን መብርሂ ምኳኑ ትዕዝብይ ክገልጽ ይፈቱ። በይሉል ኣብ ጎልጎል ብዓርኮብኮባይ ዝተሸፈነት ሓውሲ ንእሽቶ ወደብ እያ። ካብ በይሉል ንጸጋም ማለት ንዓሰብ ገጽካ ክትጥምት ከለኻ ( ወይ ሰሜን ) በይሉል ባሕሪ እዩ። ኣብ በይሉል ኴንካ ንዓሰብ ክጥምት ከለኻ ዝተደራረቡ ሓደ ልዕሊ ሓደ ዝተሓሓዙን ዝተኣሳሰሩን ሰንሰላውን ጎቦታት ኣለዉ። ካብታ በይሉል እትብሃል ንጸጋም ሸነኽ ሰሜን ቀይሕ ባሕሪ ኣሎ። ርሕቐቱ ካብ ሽዱሽተ ሸውዕተ ኪሎሜትር ጥራሕ እዩ። ጸላኢ ብባሕሪ ብኣጋር ንኸውርድ ዓቢ ተኽእሎ ኣለዎ። ኣብ ባሕሪ ኮይኑ ብርሕቅ ከጥቕዕ ኣዝዩ ምቹእን መቓልዕ ቦታ እዩ። ልኽዕ ከምቲ መግልጺ ካብ በይሉል ንዓሰብ ገጽን ንሸነኽ ደቡብን ምዕራብን ድቡባዊ ምዕራብን ካብ በይሉል ሽዱሽትት ሸውዓት ኪሎሜትር ሓሊፍካ ሓላፍ ዘላፍ ጎቦታት ኣሎ። ኣብዚ ጎቦታት ሒጁ ጸላኢ ዓቢ ረብሓን ንምክልኻልነ ምጥቃዕን ተፈጥራዊ ሓገዝ ኔርዎ። ንበይሉል መሊሹ ምቁጽፃር ምሓዝን ተኽእሎ ኣሎ። በይሉል ከም ሰባር ጻሕሊ ጌርካ ክትወስዳ ትኽእል። ከም ጽቡቕ ኣማራጺ ብር ኢቶይ ብዝቕልጠፈ ድሕሪ እዚ ተወሳኺ ሓይሊ ጸዊጵኻ ንደቡባዊ ምብርቕ ዓሰብ መንገዲ ኮምበልሻ ደሴን ኣዲስ-ኣበባ ጽርግያ ዓጊትካ ሕጅካ ንዓሰብ ዝኣቱ ሰራዊት ሞዕጋትን ምምላስን እንተዝግበር ጽቡቕ ኣማራጺ ኔይሩ። ብዝወሓደ መስዋእትን ዓቢ መኽሰብ ዓወታት ምስ ተሓፍሰ። መንገዲ ዓሰብ እንተ ዓጺኻ እቲ ዓሰብ ኣትዩ ዘሎ ጸላኢ ኢድካ ሃብ ምኾነ። ብወገነይ እንኳዕ እግዚኣብሔት ኣውጽኣካ ካብዚ ዓቢሓደጋ መጻወድያ። መንግስተ ሰማያትን ዝኽርን ንስዉኣትና!!
@eritimes
@eritimes 2 года назад
This is interesting conversation and very educational. But Antonio please do not repeat statements again and gain. Make them concise. Keep the good work guys!
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
አንቃዕ ብሰላም መጻኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@tegadelketsali5184
@tegadelketsali5184 2 года назад
ብዛዕባ ህዝባዊ ደገፍ ዝጥቀስ ኣበርክቶ ኔሩ ምባል ምግናን ወይ ኣምሰሉነት ከይከውን ጥንቃቐ የድሊ።ህዝቢደንከል ኣብልዕሊ ውሑድ ምዃኑ ተበቲኑ ዝነብር ህዝቢዩ ።ምስቲ ብረታዊ ቃልሲ ዝነበሮ ምትእስሳር ውን ክጥቀስ ዝከኣል ኣይነበረን ።ህዝቢ ጢዖ ንባዕሉ ምንም ኣበርክቶ ኣይነበሮን ኣመት ናብርኡን ምስቲ ዘመሓድሮ ዝነበረ መንግስቲ ዝወገነን እምበር ምንም ድሌት ይኹን ኣፍልጦ ዝነበሮ ውን ኣይመስለንን ።እቲ ሓቂ ኸኣ እቲ ህዝቢ ቅድሚ ነጻነት ዝነበሮ ሂወትን ድሕሪ ነጻነት ዝጎነፎ ሂወትን ሰማይን ምድርንዩ ።ከምኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ናብፍጹም ድኽነትን ውርደትንዩ ተቓሊዑ ።
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 года назад
Wellcom jigna tegadaley general tekeste haile
@robiaraya463
@robiaraya463 2 года назад
Selam zekeberka Br tekste halie bezaba gerzger wedi meresie bezihu aytentenkan???
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 2 года назад
Kbur Genral Daniel siym (wedi siym) gele teflto ente aleka gele beleni So thx
@yonaskifleyesus3230
@yonaskifleyesus3230 2 года назад
Welcome
@michaelfre9840
@michaelfre9840 2 года назад
Welcome
@Eri-blue
@Eri-blue 2 года назад
ብ/ጀ ወዲ ሃይለ፡ ኣንቶንዮ ምስጋና ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ሕቶ። ስብሓት ኤፍረም ኣብዚ ምስ ኤምባሲ ሚድያ ዝገበሮ መግለጽታት ናብ ዛዛሚ ኲናት ደንከል መሪጽና እቶም ብሉጻት ሓለፍትን ተጋደልትን ኢና ሰዲድና ይብል። ንቻይኒዝ ፡ ውጩ ወን ይጠቅስ፡ ብሉጽ ከምዝነበርካ ይምስክር ኣሎ ማለትዩ፡ ግን ስለምንታይ ሓላፍነት/መዓርግ ከምዝድለ ኣይነበረካን? ካብ ጀብሃ መጽዮም ሓለፍትኻ ክኾኑ በዓል ኣብራሃለ ቅቡል ኮይኑ ኣይስመዓንን'ሞ ገለ በለኒ። ብተወሳኺ ኣንቶንዮ ተጋዳላይ ጀብሃ ኢኻ ኔርካ፡ ታሪኽካ ክንሰምዕ ምደለና ።
@kemey2169
@kemey2169 2 года назад
Halafinet tebedilu maletka deka? merah birged neru , debezhu kea birgader general tewahibom etom nay she o, merahti berged zeneberu. Beal men eyom kab jebha metsea om seltan zetewehabom . hade abrehaley kifle eyu esu kea brigader general eyu meargu.
@Eri-blue
@Eri-blue 2 года назад
@@kemey2169 SO, he was there from 02.1973.till 1991, which is 18 years. injured 8 times. look for example china 1974 and azazi gnbar koynu ab 1989. and abrahale kifle came from jebha azazi kifleserawit
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 2 года назад
yekeniyelna Gen. Wedi Haile, Zedeniq Agelalixa.
@huruymesfin63
@huruymesfin63 2 года назад
ሰኣን ከምዚ ጌርካ ታርክናን ታሪኽ ኣቦታትናን ንህዝቢ ብፍላይ ን ሓድሽ ወልዶ ምዝንታው፥ ጅጋኑ ታሪኽ ይሰርሑ እምበር፥ ዝገበርዎ ኣይዛረቡን ኢዮም ትብል ሓረግ ትሓቢኩም ። ከም ውጽኢቱ ክኣ ብዙሓት መንእሰያት ታሪኮምን ታሪክ ጀጋኑ ኣቦታቶምን ኣብ ዘይፈልጥሉ ደረጃ በጺሖም። ብ/ጀ/ ተከስተ ካብ ልቢ ነምስግነካ።
@berea.5579
@berea.5579 2 года назад
Welcome back
@fekarnemanbar4027
@fekarnemanbar4027 2 года назад
Nice BG TH bezadba habtu ke entey tebel
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ሰላም እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ኩቡራት ኣሕዋት🕊️🕊️🕊️🕊️
@007dc7
@007dc7 2 года назад
ጠፍኩም ስ.. ተሽኪልና... ብዙሕ ሓሳብ መጺኡና. ገለ ዶ. ንጅግና ኣሕዋይና.. ኣንቶንኦን ወዲ ሃይለን.. ኣሕርኮሞም ኢልና..
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
I fully agree with you 👍
@tsegaytewelde1560
@tsegaytewelde1560 2 года назад
ኣብየት መግለጺ ስቡሑ ከም ሓኸለ ኩቡር ወዲ ሃይለ
@joehatu7130
@joehatu7130 2 года назад
Welcome Wedi Haile 🌹🌹🌹
@romadanmohammed2288
@romadanmohammed2288 2 года назад
Welcome ato general Keste Haile.
@fesehesionhailo8945
@fesehesionhailo8945 2 года назад
Jeneral tekeste admen tanann yhabkum
@samsonsariam5763
@samsonsariam5763 2 года назад
Merhaba jignay natey naybeyney mulue kibet aelony aebaka aboy miaerey
@habtommaheri5436
@habtommaheri5436 2 года назад
ሰላም ክቡር ጀነራል ተቀሪቦ መደብ ጽቡቅ ኣሎ ናይ አማረ ረደሃይ (ወዲ ረደሃይ) ትፈሊጡ ኣንተ ከንካ ገለ በልና ኣጆኩም ቀጺልዋ።
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 года назад
Ask Amare redhey , he is still alive
@rbisa1362
@rbisa1362 2 года назад
Hero
@mohamedomeralijame8181
@mohamedomeralijame8181 2 года назад
Anbsa wedi Eritrea
@biniamtekleshifta9647
@biniamtekleshifta9647 2 года назад
ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ታሪኽ ይሕመቕ ይጸብቕ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ከምዘለዎ ክዝንቶን ክዕቀብን ኣለዎ ፣ምኽንያቱ ካቡኡ ኢኻ ትምሃር ፣ ስለዚ ንስኻን ኣንተንቶን ክትምስገኑ ይህባእ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይስብኩም ፣ ኣበርቲዒኹም ቀጽልዎ ።
@ChristianoRonaldo-z7h
@ChristianoRonaldo-z7h 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hassenonturaibrahim2223
@hassenonturaibrahim2223 2 года назад
Izi seb intay iu xegmu kan tekelen haylen izia and Tom kaliot ke memakirti diyom neyrommmmm
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
Merhaba mehderi shih general
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
ሰላም ኡንቃዕ ደሓን መጻኩም ብ/ጀነራል ተክስተ ሃይለን! ጋዜጥይኛ አቶ ተስፋይ አንተንዮን! መረምታ ንዓካ አቶ አንተንዮ? ጋሓሮ ኢያ ከምትይ ዝገለጽካያ አይኮነትን ጛሓር አይኮነትን ሽይም ምቅያር ኢዩ ኢሞ ገጋ?
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
TV ሰነድ ጋዜጥኛ አቶ አንተንዮ ተስፋይ! ጽብቅ ብጣኢም ኢየ ዝጽበየኩም!! ዕድመብ ጥዕባን ይምነየልኩም!
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 года назад
100%
@wediali8024
@wediali8024 2 года назад
ከምዚ ዝበከ ሻቅሎት ይለን ወዲ ሃይለ ከም ሚሌኑ ዳዕሮ ዓደቦ ደዩቡ እልና እቃዕ ብደሓን መጻኩም
@negasegebresilasie5883
@negasegebresilasie5883 2 года назад
ሓብተይ ኣብ ቤሉል ተሰዊኣ እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ኣቦና ተክስተ ኣስቴር እያ ስማ
@merihhabte9006
@merihhabte9006 2 года назад
ንኣስታት 40 ክፋል ይከታተል ኣለኹ። ብጣዕሚ ረዚን ሰብኣይ ጽቡቕ ኣገላልጻ ፡ንዘሎ ከም ዘለዎ ምቕራብ ብጣዕሚ ኣጋንኖ ዘይተሓወሶ ፡ ዘጉህየካ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ኣብዚ ምውዳቕና እዩ ። በዚ ሎሚ ግዜ ህዝብና ይሳቐ ኣሎ ድርቂ ኣሎ መጠኑ ዝሓለፈ ኣምላኽ ንህዝብና ይርአ እምበር ተጠሊሙ እዩ ህዝቢ ኤርትራ
@zeromwedihamele2230
@zeromwedihamele2230 2 года назад
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ተሪኽ ገድሊ ኤርትራ ተቀቢሩ ከይጠፍእ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽ ኣብ ምስናድ ናይ ብሓቂ ክብሪ ይግባኣካ እዩ ።ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ውን ምስ ጋና ይግባኣኩም እዩ። ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ብ/ጀ ተኸስተ አብ ታሪኽ ገድልሊ ኤርትራ ቆጺርካ ዘይውዳእ ታሪኽ ተፈጺሙ እዩ ።ሓንቲ ኣነ ቁሩብ ቂር ተብለኒ ብብዛሓት ሓለፍቲ ታሪኽ ኣብትገልጽሉ እዋን መራሕ ቦጦሎ ጅግና ኮስቶ መራሕ ሓይሊ ኩስቶ ተጋዳላይ ኩስቶ እንዳበልኩም ተገልጹ ።ኣነ ዝገርመኒ ግን ኣብ ሰውራ ኤርትራ እቲ ናይ ብሓቂ ምስጢር ሰውራ ኤርትራ ኣብ ርእሱ ሰቲሩ ታሕተዋወት ሓለፍቲ ዘይፈልጥዎ መስጢራት መልእኽቲ ናይ ቀረባ መማኽርትኹምን ኦፒረተራትኩም ጅግንነት ብግብእ ክትገልጹ ኣይትስምዑን እም ድማ ካብቲ ዝለዓለ ክሳብ ዝታሓተ ንስኹም ትፈልጥዎ ሚስጢር ዝፈልጥ ዋላውን ድሕሪ ናጽነት ውን ከምዛ ዘይትፈልጥዋ ኣብ ዶሞዝ ኮነ ማዓርግ ዝተሃሰየ ንሱ እዩ ስለምንታይ እዩ ትብል
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ 2 года назад
ብ/ጀ ተኸስተ፡ ይቕረታ ግበረለይ ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ ይሓተካ ስለ ዘለኹ። ኣብ ዝሓለፈ ሓንቲ ተጋዳሊት ኤርትራ መድያ ነትዎርክ ፡ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ተኾሊልና ኢና ዶር ምሕጹን ኮሊሉና ትብለ ነይራሞ፡ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ብድፍረት ዝነበረ ብዘይ ሻራን ዕጥይጥይ ዘይብሉ ትምልስን ሓቂ ታሪኽ ትነግር ሞ፡ በዚ ጉዳይ እንታይ ትብል፡ መብራህካልና ዶ ፡ኣብ ግዜኹም ነይሩ ድዩ ምኹላል ንኽጋደል ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮ። እንተ ነይሩ ንምንታይ ዕላማ፡ ምውራድ ፡ ድንቁርና ክቓለስ እና በልካ ናይ ድሕረት ስራሕ ምስራሕ ዶ ኣይኮነን። ድያቖናት ወይ ኣቕሽቲ ነይሮም ድዮም ኣብ ገድሊ ዝምርዓውወን፡ እንታይ ደኣ ሞ ክንብል ገሪሙና ኮ። ክጽበይ የ መልስኻ ተባዕ ምኻንካ ስለ ዝፈልጥየ ሓቲተ፡ ትፈልጦ ከም ትምልስን ትነግርን ስለ ዝኣምንን
@degotv4575
@degotv4575 2 года назад
ሰላም ሰላም ኩቡራት ተጋሩን ኤርትራውያንን ነቲ ኣብ ትግራይና ኣብ ማሕበረ ዴጎን ኣኽሱምን ካልእን ዘጋጠመ ኣስካሕካሒ ግፍዕታት ጸላእቲ ብዝግባእ ክንጽብጽቦ ምስ ሰብ ሞያ ጋዘጠኛታት ብምዃን ኣብ ምቅርራብ ኣሎና"ሞ #ሽርን #ላይክን ሳብስክራይፕን ብምግባር ሓገዝኩም ኣይፈለየና። ru-vid.com/show-UCorOc9VH8N3Ayjfq99VL29A
@kemey2169
@kemey2169 2 года назад
ezi nay Eritreawyan eyu , wutsea
@berhnihadgu1525
@berhnihadgu1525 2 года назад
አቲይ ጥፍኩሞ
@biniamtesfazion5440
@biniamtesfazion5440 2 года назад
Wellcome G.tekeste ms ato antionio tefikumna qenichum
@natantomi1769
@natantomi1769 2 года назад
ብመጀመርታ ሰላም ተኸስተ ሃይለ ብምቕጻል እዚኩሉ ተቃሊስካ ግንካኣ ፍረ ናይዚ ኩሉ ቃልስኻ ኣብ ስደት ምህላውካ እንታይ ይስመዓካ ነዚ መንእሰይ ከ ካብ ሑሉፍ ተሞኩረኻ እንታይ መልእኽቲ ትህቦ ምስ ሰናይ ይቅረታ።
@maakenhabtom9988
@maakenhabtom9988 2 года назад
Brhan aynka babiyu ka hiwetka zwefeka jigna abona nberelna eske
@brhanetsigehalslasetsige576
@brhanetsigehalslasetsige576 2 года назад
Behal hantay keflsrawit 61 tezay tegagy entay naru abrkutom xebuk garka glxalna
@efremberhe4259
@efremberhe4259 2 года назад
Bizaba sewue zakariyas nigusa kal balna
@abrahamelma4504
@abrahamelma4504 2 года назад
Des,debleka deymno tarik
@peteronlyeritreaforever6078
@peteronlyeritreaforever6078 2 года назад
ኣነ ካብ መጀመርታ እየ ድከታተሎ ግን ብዙሕ ጽልኢ ወይ ደይኮነ ጸለመ ኣብ ዉጩ ኣሎዎ 1 ሰኪሩ እዩ ድእዝ ኢሉዋ ኣብ ድሓለፈ 2 ነቶም ምስኡ ድነበሩ ዲዘርባ መጺእዎም ንኣና ግን ኣይመጸናን ደሃር ግን ሪዘርባ ኢሉና እንታይ ገደሰኒ ኢለ ትም ኢለ መክንያቱ ዲዘርባ ስለ ድነበርኩ ኢሉ 3 ንካሪካረ 98 አይንእወትን ኢለዮ እፈልጥ እየ ካባካ ክሰምእ ደልየ እምበር ከም ድበሎ እሞ ካሪካረ ከኣ ካልኣይ ዉጩ እዩ እንታይ ኮይኑ ደይወሰነ ወይ ንላእላዎት ደይሓበረ እንድኢ 4 እታ ሓንታ ቦቶለኒ ክትእለም ትጽናህ ኢልዋ ዉጩ ምስ ወዲ ኤፍሬም ተረዳዲኡ ንሕና ግን አይተሓበርናን ኢልካ እንታይ ኮይኑ ብድኮነ ኣሕዋት ወለድና ናይ ክልተ ከይ ሰማእካ አይትፍረድ እዩ ንኩላትኩም ኣብ eri tv ናይ ፈንቅል ኩሎም ሓለፍቲ ኢንተርቪው እገብሩ ኣለው ክትሰምእዎም እላወበኩም 2 embassy media ሳልሳይ ኣዋልድ ኣይነበራን ኢሉ ኔሩ ማለት ኣብ ደንከል እዚ ውን 3 Eritrea media network alokum
@robrahk1432
@robrahk1432 2 года назад
1ይ/ዉጩ ድፍረትን ግርህናን ነቲ ዝተዋህቦ ትትእዛዝ ድማ ብዘይ ሕቶን ርኢቶን ከም ዘተግብርን ይፍለጥ እዩ።እንተ ምምዝዛንን ብቕዓት ሜላን ከምዘይብሉ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ።እንተ ስኽራን ድማ ሃገር ብሃገሩ ዝፈልጦ እዩ። 2ይ/"ከምዘይንዕወት 98%ርግጸኛ እየ"ኢልዎ ንካርካረ ወዲ ሃይለ"እሞ ካሪካረ ካልኣዩ እንድዩ ንዉጩ ዝበልካዮ፡እሞ ኣብ መጠረሽታ እኮ ገሊጽልካ እዩ፡እቲ መጥቃዕቲ ከምዘይዕወቱ ፍሉጥ እዩ ኔሩ እንታይ ደኣ ኣብ ግንባር ደቀምሓረ ዝነበረ ሓይሊ ሚዛን ጸላኢ ንምድንጋር(መናቡራ)"ከምዝነበረ ድሒሩ ተሓቢርዎም ወይ ተረዲእዎም እዩ።ገለ ጌጋ ክህሉ ይኽእል እዩ ምኽንያቱ ናይ ግዜ ንዉሓት ኣሎ።
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 2 года назад
Kale ke entay semieka, N wuchu hiyaway, tebae seb kbele alewo kserh alewu betkn snkn wuchu ayhmen yu bzkealo kuluEyu zkrbelka bflay nsleya ahadu ksab tahti weridu entay alo zgodele elu eyu zhatit wey zketatel zbelo ke semiekayo do? Neten fucho tray lekimkayen!!!
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 2 года назад
ውጩ ጅግና አዩ ውጩ ደፋር አዩ ውጩ ሓርበኛ አዩ ውጩ ስኽራም አዩ ውጩ ብዕሉግ አዩ ውጩ ኣዋራጃዊ አዩ ኣይኮነን ዝብል ሰብ አንድሕር ኣሎ ሓቂ ደፊኑ ወገንንት ዘጥቅዓ ሰብ ጥራይ አዩ
@negodatatselam443
@negodatatselam443 2 года назад
Ziweale Yinger Zikebere Yerdie Zibhal Alo Hiji Nisikasi Lielti Abti Ginbar koinu Qunat Zimerih Ziweale Wedi Haile nWuchu Tifelito Malet Diyu . Hilikus Suki Elika Temahar .Wuchu Dea Kemzi Hilala Adgi Endiyu Neru Entay Riesi Alewo .Ab ginbar Alitena Mereb Werar Weyane Kelo Halafiyey Eyu Neru .bjeka Sikran kale Hanti Ayfeltin Eyu .
@peteronlyeritreaforever6078
@peteronlyeritreaforever6078 2 года назад
@@negodatatselam443 ሎክማጽ ሓሳዋ ታሪክ ታሪክ ከማካ ወዲ ከማካ ኣይክይርዋን እዮም ስዲ
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 Год назад
ኣንታ ከዳዕ ክዳውንቲ አንዳ ቀያየርካ ንሓንቲ ሰዓት ኢቲ ክዳዕ ጋዜጠኛ በሃላይ ገጹን መልክዑን ዝምስክረሉ ኤርትራዊ ዘይኮነ : ካብ ስግር ዶብ መጺኡ ኣብ ኤርትራ ንዓመታት ዝተቐመጠ ወደባት ዘይኮነ : ነቲ ናይ ሓሶት ልቅላቐ : ኣብ ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ እዋን ተገይሩ ከሎ ኢናቆራረጽካ ክዳውንቲ ኣናቀያየርካ ኣብ ዝተፋለለየ ግዜ ከም ዝ ተገብረ ከተምስል : ዕላምኡ ከአ ናይ ዕሱብነት ገንዘብ ከተብዝሕ : ሰብ እዚ ሓድሽ ሓሶትዩ ኢሉ ምእንቲ ክሮእዮ ትኽተሎ ዘለኻ ሽጣራዩ :: ንስኻን እቲ ሓሳዊ ጋዜጠኛን ምስሊ ህዝቢ ኤርትራ ንምድዋን ጥልቅልቅዎ ዘለኹም ሓሶት ይስፈርዩ ዘሎ :: እቲ ጌዜ ከኣ ርሑቕ ኣይኮነን :: VIVA ERITREA
@yonaskifleyesus3230
@yonaskifleyesus3230 2 года назад
Welcome
@yonasgebreyohannes4522
@yonasgebreyohannes4522 2 года назад
Welcome back
Далее
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview  11 March 2022    Part 48
1:15:44
РЫБКА С ПИВОМ
00:39
Просмотров 1,5 млн
БАБУШКА ВСЁ ИСПОРТИЛА #shorts
00:24
Просмотров 602 тыс.
РЫБКА С ПИВОМ
00:39
Просмотров 1,5 млн