Тёмный
No video :(

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 44 February 5 2022 

Tv Sened Eritra
Подписаться 26 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 44 February 5 2022 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 44 ለካቲት 5 2022
ወፍሪ ጢዖ፡ ኣርዓኖ ደንከል Tv Sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

3 фев 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 139   
@meharigrmay5348
@meharigrmay5348 2 года назад
ራያ ኮሎኔል ሙሉጌታ ገብሪሂወት ይበሃል ዓዱ ዓዲ ቀግነት ከባቢ መንደፈራ ተማሃራይ ሳንጀርጆ ከምዝነበረ ኣብ1974 ናብ ህግ ከምተሰለፈ ሱዛና ትብሃል ሓንቲ ጋል ከምዝወለደ ኣብ ካናዳ ትቕመጥ ከምዘላ ንሱ ብሓደጋ መኪና ኣብ መንገዲከረን ኣቑርደት 2009ወይ2010ዓመተምህረት ቁሩብ ኣዳናጊራትኒ ከምተሰወአ
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 года назад
Oh my God I miss my father! the father that I love and adore so much ባባ ተከስተ 🌷❤️🌷🌷
@fishmhretab6760
@fishmhretab6760 2 года назад
ድምጽኻ ኣይትሓባኤ ናፍክናኩም ቀኒና ብፍላይ ብርጋዴር ጀነራል ተኽስተ ሃይለ 👋❤❤
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 2 года назад
Welcome back honorable B/General Tekeste Haile and honorable journalist Antonio Tesfay! I hope you both had a nice holiday. Glad you're back and we're waiting for the lessons as always. I wish you both the best of luck for the future. Thank you for your service and god bless you!
@dreambox26mi-mi
@dreambox26mi-mi 2 года назад
ጅግና ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤርትራዊ አርካን 4።
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
ኣያና ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና። ነቲ ተቕርቦ ጂግንነታዊ ዛንታ ዝተፈላለየ ኣሃዱታት ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ። ኣምላኽ ንዓኻን ከማኻን ጀጋኑ ሓርበኛታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@berea.5579
@berea.5579 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ጀነራል፡ከምወትሩ መሳጥን ምሃርን ትረኻ፡ተዘኩረኻን ኣቀራርባኻን ኣዝዩ ዝድነቕን ዘገርምን እዩ ኩቡር ሓው
@SW9-Gooner
@SW9-Gooner 2 года назад
Welcome back General 🙏, your narrative as always is second to none.
@AwotEri
@AwotEri 2 года назад
Welcome Back B/G Tekeste Haile & TV Sened. Never missed an Episode. Thank you both for your service. How i missed this program!! Can't wait to listen to this 🇪🇷🖤✊🏾
@joehatu7130
@joehatu7130 2 года назад
❤️❤️This is so amazing and undramatic❤️❤️ “a hero is really any person intent on making this a better place for all people.” - Maya Angelo.. GBU my good brother, you deserve every bit of it !!!!
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 2 года назад
እንቋዕ ብሰላም ተመለስኩም ክቡራት ሓንቲ ውልቃዊት ሕቶ ኣላትኒ ንብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ , ፍልጠትካን ኣገላልጻካን ኣዝየ ኣድኒቀዮ ዕለትን ሰዓትን ከይተረፈ ናይ ምዝካር ባህርያት ኣሎካ ኣእምሮካ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ከይተረፈ ኣዝዩ ኣደኒቅኒ ኣተሓሳስባካ ካብዚ ብምብጋስ , ፍልጠትካ ንምሕያልን ተዘክሮታትካ ንምኩላዕን ውልቃዊ ትወስዶ ትምህርቲ ኣሎ ድዩ ኣብዚ ሕጂ ስዓት ንዕብየትካ ድማ እንታይ ጻዕሪ ኢካ ትካይድ? ብውሑዳት ውን ኣብ ስደት መጺካ ትምህርቲ ከምዝቀጸልካ ሰሚዐሞ ሓቂ ድዩ ? እዚኣ ኢያ ሕቶይ ክብረት ይሃበለይ
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
ኡንቃዕ ደሓን መጻኩም ብ/ሀነራል ተከስተ ሃይለን ጋዜጥኛ ኣቶ አንተንዮ ተስፋይ ትቭ ሰነድ!
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 года назад
ባባ ተከስተ I love you million times❤️🌷
@kidaneghebrekidan3499
@kidaneghebrekidan3499 2 года назад
Well came B/General wedi haile I miss you!
@Segen91
@Segen91 2 года назад
We have been waiting for your historical information. Nice to see back our true General.✌🏻
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 года назад
ክቡር ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ብቀዳምነት እንቋዕ ካብ ዕረፍቲ ብደሓን ተመለስካና። ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹ ፣ነቲ ሚዛናዊ ዝኾነ ኣቀራርባኻ ኣድንቖተይ ይገልጽ። ነቲ ዝነበረ ጉድለትን ሓቅነትን ናይ ሰባት ከም ዘለዎ ስለ ዘቕረብካዮ ክሳብ እዚ መበል 44 ክፋላት ዝገበርካዮ ቃለ--መሕትት ኣዝዩ ተባሃጊ ከም ዝገበሮ ንኹሉ ዝካታተለካ ዘጣራጥር ኣይመስለንን። ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@travesjk6343
@travesjk6343 2 года назад
Eti znebere kemzelewo akribkayo zbelkas nerka dika
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 2 года назад
ሰላምታ ብምቕዳም ፥ እቲ ብዝሒ መስዋእቲ እዚ ክትገልጾ ዝጸናሕካ 'ኳ እንተነበረ በቲ ንሕና ዝነበርናዮ ከባቢ ግን ዝኾነ ናይ ከቢድ ብረት ይኹን መካናይዝድ ደገፍ ኣይነበረናን።ጎልጎል ዝብሃል ዘይብሉ ጎቦታት ኢዩ ነይሩ። ናይ ተተኮስቲ ዕጥቂ '( ኢምዳድ) ኣይነበረናን። እተን ዓጢቕናየን ዝነበርና ሒዝና ኢና ናብቲ ውግእ ኣቲና። ከም ልምዲ ድማ ኣብ ሳሕል ይኹን ኣብ ካልእ ከባቢታት ኤርትራ ኣብ እንገብሮም ዝነበርና ውግኣት ጥይት ኮነ ቦምባታት ዝዓከሳ በረታት ካብቲ ናይ ዝቐተልናየን ወተሃደራት እናመላእናን እናቀየርናን ኢና ንጥቀም ኔርና።ኣብ ትግራይ ግን እዚ ዝብሎ ዘለኹ ኣይነበረን። ኣብ ነብሲ ወከፍ ዘፍረስናዮ ድፋዕ ጸላኢ ደድሬና እናሰዓቡ ብረቱ ኮነ ጥይቱ ዝኣርዩ ዝተዋፈሩ ገባር ተጋሩ ነይሮም። እተን ዝነበራና ጠይትን ቦምባታትን ምስ ወዳእና መተካእታ ኣይነነበረናን። እዝክሮ ብሰንኪ ጥይት ዘይምንባሩ ደው ከነብለን ብዘይምኽኣልና ንድሕሪት ዝተመለስናሉ ግዜ እዚ ኣብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ምዃኑ ኢዩ። ኣዛዚ ሓይሊ በረኸት ካብ ክ/ሰ 52 ዝመጸት ቦጦሎኒ ረዳት መጺኦምና ገና ቦታታት እናርኣናዮም ከለና ዝተሰውአ፥ ኣዛዚ ሓይሊ ኣብ ቦጦሎኒ ወዲ ኪዳነ ሳሙኤል ርእሱ ተወጊኡ ከሎ ብሰንኪ መስዋእቲ ናይ በረኸት ነቲ ኲናት ክመርሖ!!! ስለዚ በኣና ሸነኽ ዝነበረ ጠንቂ ናይ መስዋእቲ እዚ ዝበልኩዎን ፈንጂታትን ኢዩ ነይሩ። ቅርጺ መሬት 'ውን ናቱ ተራ ነይርዎ ኢዩ።
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 2 года назад
Thank you B/G Tekeste, love your presentation and proud of you!
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ገጽ ንፈትዎም ረኣና አንቃኦ ብሰላም መጻኹም ኣናብስ ደቂ ኤረይ ወዲ ሃይለ ጅግና.አቲ ናትካ ትብዓትን ሓልዮትን ኩሉ አዩ ዝዝከረኒ ኣዝየ አየ ዝፈትወ.ሰሰናዩ ንዓኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@samitahama1278
@samitahama1278 2 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ተጋደልቲ ጀ\ተኸስተ ሃይለ & ኣንቶንዮ ከም ወትሩ መሳጢ ኣቀራርባ፡ ታሪኽ በቶም ጀጋኑ ሰራሕቲ ታሪኽ ክትረኽ መቀረትን ኣቃልቦን ኣለዎ። የቀንየልና ብሪጋደር ሕቶታትና ድማ ኣብ ቀጻሊ ብሓፈሻ ንዓኹም ኣብ ዝጠዓመኩም።
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 2 года назад
ሰላም ኣንቶንዮ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም። ክቡር ሓርበኛ ገዲም ተገዳላይ ብ/ር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ንዓመት ምሉእ ሰሙናዊ ዝተኻታተልናዮ ቃለ-መሕትትካ ማዕረ ክንደይ ወልፊ ኰይኑና ይገርመካ'ዩ። ሃንቀው ቢልና ኢና ክንጽበየካ ጸኒሕና'ሞ እንቋዕ ብሰላም መጻእካና። ከም ኩሉ-ሳዕ ብሉጽ ኣገላልጻ። ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።
@luchiagebremichael6161
@luchiagebremichael6161 2 года назад
ብ/ጀ ወዲ ጋይለ እዚ ተዘንትዎ ዘለካ ናይ ሃገርና ዓቢ ታሪክ እዩ ታሪክ ጀጋኑና ስለ ዝኮነ ከምዚ እልካ ከተዘንቱ ክትስንዱ ታሪክ ኤርትራ ተዘንትዩ አይውዳእንዩ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@desbelekidane.weldemichael7774
Bitaemi. Zegerm. Hayal. Tezekro kubur. B/ G. Tekeste. Heile
@singersamimario6898
@singersamimario6898 2 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣያታት ዓድና ድሃየኩም ኣይታሓባ ።ብሃንቀውታ እየ ተጸብየኩም ጀ /ወዲ ሃይለ & ጋ/ኣንቶንዮ ።♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@dejenghermay5459
@dejenghermay5459 2 года назад
ብመጀመርያ እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ፡ ብምቕጻል (ቋንቁ) ምሉእ ስም ኮሌኔል ገ/ገርግሽ ደብረጼን (ቋንቁ) ይብሃል ።
@abdulahi8301
@abdulahi8301 2 года назад
Welcome back b/g tekeste haile .thanks for your service kubur abona edmen tienan yihabka
@rafaelgebre8907
@rafaelgebre8907 2 года назад
Long awaited episode. Thanks everyone especially BGT
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኩክና ኣብ ሞንጎ ጠፊእኩም ኣሻቂልኩምና ኢኩም !
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
ጎቦ ኖብሮ ካብ ገሓሮ ኢዩ መዳይቦ ዘለዎ! ብይ አፋንቦ ገርካ ይክየድ ኢዩ ግን ነዊሕን አድካምን ኢዩ።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
Welcome back brothers Good to see you back We missed you a lot 😊
@joehatu7130
@joehatu7130 2 года назад
❤️❤️❤️Antonyo Tesfamariam, special thanks to you my dear brother ❤️❤️❤️
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 2 года назад
ናይ ጀብሃ ታሪኽ አቅርበልና ።
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 года назад
ናይ ብሓቂ ተበዕ ሰብ
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 2 года назад
"ምእንቲ ናጻነት ፍሉይ ጉጅለ (ኣሃዱ)" ! ነዛ ቃል ኣዕሚቕኩም ሕሰቡላ'ሞ፡ ነቶም ተጋደልቲ እንታይ ማለት ከም ዝኾነት ኣስተማቕሩዋ። እዚ ሃምበርገር እናበላዕካ፡ ኤርትራዊያን ብላ ብላ እናበልካ እትጅሃረሉ ፍጻሜ ኣይኮነን። እዚ ቢራ እናተጨንጓዕካ ብርሱን ኣንበት ፈራዕራዕ እትብለሉ ታሪኽ ናይ ፒክኒክ ኣይኮን። እዞም "ምእንቲ ናጻነት..." ብዕጹፍ መዓንጣኦም (ብጥሙይ ከብዶም) ንመስዋእቲ ዝግስግሱ፡ ምስ ሰብ "ወረቐት ጣዕሳ"፡ ከምኡ እውን "ኤርትራዊ ክቡር መንነት" ምስ ዝብሉ ዓንዲ ሕቖ ኣልቦ ሰብ ሃለውለው፡ ዋላ ሓንቲ ሃገራዊ ይኹን ስጋዊ ዝምድና ዘይነበሮም፣ ሎሚ ዘይብሎም፣ በድሕሪ ሕጂ እውን ዘይህልዎም፡ ታሪኾም ብወርቂ ክጸሓፍ ዝግብኦ፡ ሰማእታት ኤርትራ ኢዮም። ነዚኣቶም ቀቢርካ፡ ህይወት ብድሕሪኦም እንታይ ክትመስል ኣለዋ? ናይ ሴክስ ዩቲዩብ ምስራሕ? ብኤርትራ ኣመኽኒኻ ስብርባር ሳናቲም ንምምእራር፡ ደጋፍን ተቓዋምን ኢልካ ምምንጫት? አገልጋሊ ውልቀ-ሰብ ምዃን? ካብ ገዛእ ዓድኻ ብጥይት እናተሰሓትካ ምህዳም? እወ! ካብ ዓደ-ቦኻ ምህዳም! ፊሑኽ እናበልካ ኣብ ምድሪ ፈረንጂ ንምብጻሕ፡ ተራኢዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ አደራዕን ግፍዕታትን ኣብ ልዕሌኻ ክፍጸም ምፍቃድ። ናትና'ኳ መወዳእታኡ ዘይፍለጥ፡ ዘስደምም ታሪኽ ኢዩ። እንቋዕ ነዚ ታሪኽ ክትጸውየልና (ዋላ'ኳ ጽዊጽዋይ እንተዘዮኮነ) ብህይወት ተረፍካ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካባኻ ኣይፈለ! የቐንየለይ ብ.ጄ. ተኸስተ ምስጋናይ ንኣንቶኒዮ
@kemalmahamednasseribrahim4612
@kemalmahamednasseribrahim4612 2 года назад
ንግሆ ምሽት ሎሚ'ዶ ተወረድ ኣንዳበልኩ ብሃንቀውታ ኣንዳተጸበኩ እንቃዕ ብሳልም መጻኩም ብ/ጅ/ተከስተ ሃይለ ምስ ኣንቶኒዮ ናይ ብሓቂ ኑፉዕ ደራሲ ወይ ጽሓፊ ብጽሞና ናታ ታሪኽ እንተ ኣስተማቅሪ ሓቀንኛ ፍልም ወይ ምጽሓፍ ምጸሓፈ ጹፉፉን ኑጹሪን ታሪክ።
@gerimugerimuna4987
@gerimugerimuna4987 2 года назад
Thank you for coming back. It was such a long time since the last interview of part 43, that I was worried. you are the icon and the legend. I just want to know how you are doing with writing the books. Do you have any time frame when it is going to be published, and the place or market or website where it is going to be sold? thank you.
@eritreakoekoe1887
@eritreakoekoe1887 2 года назад
Newertu Albet, EnqaE dhan mexagum. Dequi erey xada. Both of u. May God blees U.
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 2 года назад
እንቓዕ ብደሓን ደጊምኩም መጻእኩም፡ ክብረት ይሃበልና፡
@semeremichael1224
@semeremichael1224 2 года назад
Welcome back our hero ❤️ ❤️ ❤️
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
Hello again our big brothers. Thank you for your dedications. BGTH you lost 14 busetka in Tigray our neighbours . May their souls Rest In Peace 😞. Well said. “Hayli enda whade mis kede kindti burtuie eyu zserhi. Wuhud hayli kindi buzuhi eyu zserhi . Shabiya.” I like that! God bless BGTH, Journalist Antonio. Deki Eri.
@michelmebrahtom2795
@michelmebrahtom2795 2 года назад
Welcome back 🙏
@joehatu7130
@joehatu7130 2 года назад
You shaking the whole world with your bravery 🙏🏾!!!!!
@LINA273YH
@LINA273YH 2 года назад
B/G TEKESTE HAILE mexhaf ketedalu medeb aleka do ezi kulu tarik precise and concise gerka tetekrbo kem tarik naana nnus weledo xubuk u.
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
Welcome 🤗 Brother General Tekeste,
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 года назад
መርሃባእ መሕደሪ ሽሕ ወ ሃይለ። ዶንጊኹምና ቀኒኹም።
@user-gc8uv8dj7v
@user-gc8uv8dj7v 2 года назад
ወዲ ሃይለ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ታሪክ እዩ ተዘንቱ ዘለካ ንዚ ታሪክ እዮም ናይ ሽፍታ ዝብልዎ ዘለዎ ጸልማት መጻኢ ገጾም ትከውል
@nolawi30com88
@nolawi30com88 2 года назад
እወ ጸልማት፡!ተሰዊእኻ እንታይ ኣምጽኻ፡ኣብ ባሪነት ትነብር ኣለኻ፡እንበር
@wediali8024
@wediali8024 2 года назад
እቃዕ ብደሓን መጻእኩም ሰብ ሕላገት ታሪክ ወዲ ሃይለ
@selamselamey8644
@selamselamey8644 2 года назад
መርሓባ ጀጋኑና ኣሰና ብዳሓን መጻእኩም ቅሩብ ደንጒኹምና።
@berhaneghebredingil5851
@berhaneghebredingil5851 2 года назад
Wel come back our hero
@tkghe1219
@tkghe1219 2 года назад
Wow thank u wedi haile
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 года назад
ስላም ስላም B/G Tekeste Haile እንቋዕ ድሓን መጻእካ : ብምቕጻል ታሪኽ ሓርበኛታትን ዉፉያትን ሙዑታትን ተጋደልትና ትገልጾ ስለዘለኻ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን : እሞ እታ ናተይ ሓቲተያ ዝነበርኩ ሕቶ ስለዝመለስካለ ብጣዕሚ የመስግነካ : እታ ሕቶ ድማ እተን ኣብታ ኽሳድ ንጎቦ ነብሮ ክትቅልቀል ከለኻ ክልተ ( 2 ) ታንክ ትሃሪመን ሪአየን እሞ ናትና መሲለናኒ ኔረን ሕጂ ግን ናይ ጸላኢ ሙዃነን ነጊርካና እሞ Thank you ወዲ ሃይለ ።
@jerusalemgebreyesus233
@jerusalemgebreyesus233 2 года назад
ሊኪዕ ኢዩ ቡዙሕ ጸገማት ከ ጓኒፈኩይኢኺኢል ኢዩ።ናዓና ሞ ዓመት ኮይኑ ተሰሚዑና።ደሃይኩም ኣይቴሓባኢ።
@biniamghebresilassie2093
@biniamghebresilassie2093 2 года назад
well Come eritrean hero
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
Welcome brother BG Tekeste 🤗
@dahlak3739
@dahlak3739 2 года назад
ሰላም ኣቦናን ጅግና ተገዳላይን ብርጋደር ተከስተ ሃይለ ከሙኡ ዉን ኣንተንዮ ሓወይ ብተቅርቦ ዘለካ መደብ ኣዝየ የመስግነካ ቀጽልዎ። ኣብዚ ክሓትት ምናልባት ኣብ ዘይቦቱኡ የእትዎ ከይህሉ ናይ ንእሽቶ ነገር ከይከዉን ይቅሬታ ቀዲመ! (1) ህዝባዊ ግምባር ኢቲ መሪሕነት ጥራይ ሽፍታ ዩ ዝብሉ ምንቅስቃሳት ኣለዉ ነዚ እንታይ ክትብሎ ትኽእል? (2) ህዝባዊ ግንባር ከኣ ናይ ሓማሴን ዩ ምኽንያቱ 90% ንሶም ዮም ዝበዝሑ ተሰሊፎምን ዝበዝሑ ተሰዊኦምን ነቲ ዉድብ ዉን ዝጀመርዎን ካብ ዝተሓተ ክሳብ ዝለዓለ መሪሕነት 90% ንሶም ስለ ዝነበሩ ዝብሉ ምንቅስቃስ መጽዮም ኣለዉ ሞ ምስ ምጽባብ ወይ ወገን ከይመስለካ ይቅሬታ ነዚ ካብ ተመኩሮኻ ኢንታይ ትብል የቐንየለይ።
@teweldeabrha3470
@teweldeabrha3470 2 года назад
Welcome back
@mossy7571
@mossy7571 2 года назад
እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ ክቡር ኣቦና ብ.ጀ
@hidardige379
@hidardige379 2 года назад
Well come B.G Tekeste Haile👍🌷
@NMra.2023
@NMra.2023 2 года назад
Selam kuburat B. G TEKESTE KEMU WIN ANTONIO. DIMSI nay mitiqae asabie yisimae alo.
@biniamtesfazion5440
@biniamtesfazion5440 2 года назад
Well come B.g.tekeste hayle komu wn Antonio tesfay zeymno mehari tarich
@OmarOmar-mk1yy
@OmarOmar-mk1yy 2 года назад
Well come back our hero
@tesfaalema8949
@tesfaalema8949 2 года назад
Welcome wedi hayle.
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 года назад
100 %
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 3 месяца назад
ልክዕ ከም'ቲ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብተደጋጋሚ ዝሕብሮ: እዚ ዘዘንትወልና ዘሎ ብሙሉኡ: ብከፊል ማለት እቲ ንሱ ዝወዓሎን ዝፈልጦን: ታሪኽ ገድሊን ተጋደልቲን መሪሕነትን ህ.ግ. ኮይኑ'የ ዝረኽቦን ዝቅበሎን። Thank you.
@teklitandebrhan5749
@teklitandebrhan5749 2 года назад
መዳፈአን ረስታትን ከ ኣይነበሩን አንድዮም
@tesfaygirmay2572
@tesfaygirmay2572 Год назад
Koloa xehay ziarebo
@why3781
@why3781 2 года назад
Bj welcome
@user-tq2xr3fg4w
@user-tq2xr3fg4w 2 года назад
ኣብ ዳዕሮ ተኽሊ ራማ 6 መዓልታት ምርብራብ ነሩ ናይ ኮማንዶ ድማ ሰለስተ ቦጦሎንታት ነሮም ጠቅላላ 37 ድማ ከፊልና እንዳ ኮማንዶ ጥራይ
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 2 года назад
enkae dehan metsaeka kubur b/jeneral tekheste hayle komauwun antonyo
@johnmebrahtu1643
@johnmebrahtu1643 2 года назад
ዋዲ ኣብ ከባቢ ጋሕረ እትርከብ ዓዲ ድያ?
@eritreanman6922
@eritreanman6922 2 года назад
እንቋዕ ብድሓም መጻኻና ወዲ ሃይለ ከምኡውን ኣንቶንዮ
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 2 года назад
ክቡር ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ስለ እቲ ሚዛናዊ ዝኾነ ታሪኽ ህግ ሕማቑን ጽቡቕን ምግላጽካ ብልቢ የመስግነካ። ነዚ ትህቦ ዘለኻ ትረኻ፡ ካብ 1ይ ክሳብ እዛ መበል 44 ክፋል፡ ብምልኡ ተኸታቲለዮ እየ። ብዛዕባ ውጩ ግን ጽቡቕ ክትዛረብ ዳርጋ ኣይሰማዕኩን። ክሓተካ ዝደሊ፡ ውጩ ናይ ምምራሕን ምውጋእን ብቕዓት ስለ ዘይብሉ ዲኻ ኣብ ትሕቲ እዚ ናይ ውጩ ኮይንካ ምውጋእ ስግኣት ዝፈጥረልካ ነይሩ?
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 2 года назад
ብ/ ጀነራል ቻይነዝ (ጎይትኦም) (ሳሚኤል) ዝተፋላለዩ ሰባት እንተኾይኖም ክእለቶምን ንጥፈታቶ ምን መዝነቶምን ከተብርሃልና ?
@SW9-Gooner
@SW9-Gooner 2 года назад
Haile Samuel (china) is an army M.G, while Goitom Mebrahtu (Chinese) is a Mechanised Infantry B.G, please try to fellow his videos from the very beginning.
@maharidebas2477
@maharidebas2477 2 года назад
Merihaba selam du wed hale ane yikatetelika eye des eu zebi eu Xegay welegeberel (sagu) dima hanize yibal 1975 teslifu abi selina keme ziteswe afilito aleka du
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 года назад
Enkae dahan mexaka jgna tegadaley general tekeste haile nafkinaka kenina
@michaelasmelash3140
@michaelasmelash3140 2 года назад
መን ይንገር ዝነበረ (ወዲ ሃይለ)
@mignakifleyesus3337
@mignakifleyesus3337 2 года назад
ማኦ ደንዲ ስሙ ዑበማርያ ይባሃል ስሙ።
@fitsumtekle4915
@fitsumtekle4915 8 месяцев назад
Tembar gomtsats drbay
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 2 года назад
Manaja gignntka kieletka keyfeletnayo tefelikana akkkkk
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 года назад
ኩቡር ጅንራል ስለ ታሪክ ቃልሲ ህዝቢ ምዝንታውካ ብልቢ ብልቢ የመስግነካ ግን አብዚ ስዓት እዚ ቡዙሓት መቃልስትካ ኮሮኔላት ምሕማም ድዩ ብካልእ ይስውኡ አለው ስለምንታይ ግን ብሽም ዝክሪ ስውኣት መቃልስትካ ንኡስ ናይ ዝክሪ ታሪክ ጌርካ ዘይትጅምር፡ካልእ ኩሉ ጽፉፍ ዕድመን ቅንዕናን ይሃብካ አምላክ ታሪክ ኤርትራ ክተዘንቱ።
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
ዋድይ ላብኻ!
@kifemisgina3217
@kifemisgina3217 Год назад
ማኦ ዑቆማርያ ኣብራሃም ይባሃል ስሙ?
@ebronrobel731
@ebronrobel731 2 года назад
እጋላልጻ ኣዝዩ ብሩህን ንጹሩን ኢዩ፡ ግን ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ህዝባዊ ግንባር ኢሉ ይጠቅስ ኣሎ እም? ሕቶይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ድዩ ወላስ ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሒን ኢዩ እዚ ታሪክ ዝትንተን ዘሎ፡ ህዝባዊ ግንባር ኢሉ የሕጽሮ ስለ ዘሎ። ብዓብዩ ምሉእ ምስጋና
@eritreanman6922
@eritreanman6922 2 года назад
ወዲ ሃይለ ንህግደፍ ነቕነቕ ዘበለ ዛንታ ኢኻ ተዘንቱ ዘለኻ ምኽንያቱ ን30 ዓመታት ሓቢኦሞ ዝነበሩ ታሪኽና ከዘንትዉ ጀሚሮም ኣለዉ
@my1amy917
@my1amy917 2 года назад
ዝምስጥ ታርኽ ።4።
@afewerkighirmay1498
@afewerkighirmay1498 2 года назад
እዚ ኮ/ል ሃብቱ ዝብሎ ዘሎ ኮ/ል ሃብቱ ገረመስቀል (ወዲ ኣጅማት )ድዩ?
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
Shut up 🤫 ሎቅማጽ።።
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 года назад
ኮነሬል ሃብቱ ገብሬናስ ኢዩ በዚ ከባቢ ዓዲ ኻላ ኢዩ ዓዱ
@afewerkighirmay1498
@afewerkighirmay1498 2 года назад
@@tfanus6421 ሓሳኽ ስቕ በሊ
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
@@afewerkighirmay1498 Thank you brother stupid 💀💀💀💀💀
@afewerkighirmay1498
@afewerkighirmay1498 2 года назад
@@tfanus6421 ኣይትጻረፊ ጋልታ ደጋል መህጸን
@user-rh8ko3yj1f
@user-rh8ko3yj1f 2 года назад
እንቋዕ ድሓን ተመለስካ ኩቡር ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ።
@azmarinofqri9468
@azmarinofqri9468 2 года назад
በዓል እዚ ተስፋጽዮን ናይ ኣግ ኣዝያን መራሒ፣ ህዝባዊ ግንባር ናይ ትግርኛ ውድብ እዩ ኢዮም ዝብሉ፣ ኣነ ብዙሕ ኣይሰማመዓሉን እየ ኔረ።እተኮነ ኣብዚ ብብርጋዴል ጀነራል ተከስተ ሃይለ ዝስነድ ዘሎ ታሪክ፣ኣብቲ ታሪክ ዝጥቀሱ ዘለዉ ሓይልታት ዳርጋ 95% ትግርኛ እዮም ።እቶም ካሎት ቢሄራት ኣበይ ኔሮም።
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 года назад
ንስኻ ትገድድ ዘረባ ተስፋጽዮን ትሰምዕ ። መጀመርያ ብሄረ ትግርኛ ልዕሊ ፍርቂ ካብ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ። ብዘይካ ትግረ 30% እቶም ዝተረፉ ብሄራት ተደማሚሮም ኣዝዮም ዉሑዳት እዮም ። ካብ 1961 - 1970 ዝተሰዉኡ ቀዳሞት ተጋደልቲ ብብዝሒ ክርአ ከሎ ግን ዝበዝሑ ትግረ ፡ ሳሆ ፡ ብሌን ፡ ዓፋር እዮም ነይሮም ።
@Eri-blue
@Eri-blue 2 года назад
@@shabaymender9126 blien,afar zeyelo aytzareb.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ወዲ ቀሺ.ዓዱ ኮዜን አዩ ሕጂ ቦሊስ ኣሎ ሽሙ ሃብተማርያም ተስፋ ማርያም አይ ዝባሃል ኤምዳድ ነይሩ ድሓር ክ /ሰ /52/ማ /ቦ ኾይኑ.ኣብ ደንከል.ተሳቲፉ
@travesjk6343
@travesjk6343 2 года назад
Police trafic kea neyru eyu
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
አወ
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 2 года назад
Eritrawi kbur meninet misgana ni liul fetarn ni siwuatnan ni sinkulatnan
@berhanetsegazeab6713
@berhanetsegazeab6713 2 года назад
Entay eyu trgumu ezi nay hji zeytgebru
@avmars5937
@avmars5937 2 года назад
Berhane, past history is very important for a nation. If we do not know history, we can not predict future. If you don’t like it, you do not have to listen. Cheers!
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 2 года назад
N wuchus kab za riesu aytwerdn ika!
@ItIsNotLate
@ItIsNotLate 2 года назад
ሰላም ኣቶ ኣንተንዮ እዚ ምስ ወዲ ሃይለ ትገብሮ ዘለኻ ቃለ መሕትት ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። ግን እቲ ናይ ፒሮ ጣዕጣዕ ትገብሮ ረባሺ እዩ። ስለዚ እንትኺኢልካ ጣዕጣዕ ዘይብሉ ፒሮ ክትሕዝ ፈትን ምኽንያቱ ኣመል እንተኰይኑ ብቐሊሉ ስለዘይግደፍ።
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
My question is why you guys specially you the journalist don’t want give such a wonderful credit for the best Major General Ghebrezgabher Andemariam wuchu one of our Eritrean heroes 🦸‍♀️ ?
@Eri-blue
@Eri-blue 2 года назад
kkkkkk wuchu dea 10 kemu chika giere mserahkulka. ezi guahaf donkoro
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
@@Eri-blue Mister Boomed 18 feliteki aleku weladiki ms dergi wesletlet kitbil jigna major General Ghebrezgabher Andemariam wuchu kabtom kabtom bikualeta haniku 7kilometer nitahti zikeberen eki.Anti fera abza rieseki aleku neakiwin neaki baeley kisehalekiye .
@Eri-blue
@Eri-blue 2 года назад
@@misghinagheb9692 If you want to know the truth I am the son of Berhane Gebrezgabher (General). And I can reassure you that wuchu ( forget to call him General) is Not qualified to lead a team (group of 12 people) ,he simply got to be a General by nepotism and he can kill innocent brave fighters under the command of his coward boss (isaias) .I have all the details.
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
@@Eri-blue Meniyu Berhane Ghebrezgabher ?ab Eritrea 🇪🇷 komu zibahal General yeblinan.hanti Berhane tibahal shekatit belesn saerin nera ab edaga arbi nisa ka aye enda tigray tiewet feliteki aleku kkkkkkk,wedi comarit nisiki da hakiki endiki aboki ms weyane wegina ab mietir General wuchu jigna zireshana endiya .
@Eri-blue
@Eri-blue 2 года назад
@@misghinagheb9692 ቁሩብ ካብቲ ከብቲ ውጩ ትሓይሽ መሲሉኒ ክምልሰልካ ጸኒሐ፡ግን ንስኻ ካብኡ ዝገደድካ ብዕራይ ኢኻ፡ብምዕራይ ንብዕራይ ኢዩ ዝወልድ፡ ኣቦኻ ብዕራይስ መን ድዩ ቀዚፉዎ? ዶንጎላ። በል ክነግረካ ውጩ ንቦይ እንተርእዩ ኣባጊዑ ክሳብ ዝርስዕ ደርገፍገፍ ኢዩ ዝብል ኔሩ። ኢሳያስ ዓሌትካ ሙሉእ ተጋሲሱኳ ኣበይ ክርደኣኩም እምበር፡
@afewerkighirmay1498
@afewerkighirmay1498 2 года назад
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ንገለ ሓርበኛ ይብሎም ንገለ ግን ብስሞም ይምንጥሎ። ኣብነት ንመስፍን ሓጎስ 2) ስፍሓት ኢፍሮም 3) ፐጥሮስ ሰለሞን 4) ንውጩ 5) ንጸሃይ መኮነን 6) ፍጹም ገብሪህወት መሳርሕኦም ከም ዝነነበረ ኣየምስልን ዶ ፡ምስቲ ብውሽጢ ውሽጢ ኣውራጃውያን ምኻንም ሰብ ዝጥርጥሮም። ካልኣይ ድማ ኣብ ሃብታማት ደቂ ዞባ ደቡብ ከም ኣማሓዳሪ ደቀምሓረ ወዲ ጉላይ ኢድ ንርዎ ኢዩ። ኣብ ጋሽ ባርካ እውን ምስ ገለ ሃብታማት ተማሻጥሩ ናይ ሕርሻ ንጥፈታት ብቅልቁ ወታሃደራት እንዳ ለኣኽ ኣብ ጅብኡ ይኻዕብት ከም ዝነብረ ይርጣረ ኣሎ። ኣብ መስርሕ ግድልነት ይኹን ምዕቃብ ናጽነት ነብሱ ክነቅፍ ንጽበዮ እና። ብሰባት ጥራይ ምዓል ኣይኮነን። መብዛሕትኦም መራሕቲ ሰራየ ከም ስድታት ዘይ ሰነ ምግባራዊ ከም ዝሰመዮም ሕሉፍ ቪዶታቱ ንታዓዘብ ንዝያዳ መርትዖ። ካብቶም ዘጸየፎም መራሕቲ ሰራየ። 1) ስምኦን በራኺ (ርእሲ ምራኽ) ጽልማ 2) ኣብርሃለ ክፍላይ መራጉዝ 3) ተኽለ ልብሱ ትምዝኣ 4) ብተወደድ ኣብርሃ ስለዚ ምርዝገብ ዘንባል ዘረባ ይብዝሖ ኣሎ። ብዛዕባ ናቱ መስርሕ ቃልስን ስንፍናን ንጽበ። ምኽንያቱ ኤርትራ ወይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጽቡቕ ከምዘይ ኣሎ ስለ ንፈልጥ። ኣብ ደቂ ኣከለ ጉዛይ እውን ብዙሕ ኣጠቕስን ኣሎ ምቃልስቱን መጋድልቱ ኣባል መንካዕ የኽኑ ጉጅለ 15
@avmars5937
@avmars5937 2 года назад
You comment is not clear. It make no sense. Please write a clear and concise opinion.
@yamtedy5966
@yamtedy5966 2 года назад
ኣብ ጉዕዞ ሂወት ወዲ ሰብ ጉድለት ዘይፍጽም ዘይሰርሕ ጥራይ እዩ። ንታሪኽ ሰውራ ኤርተራ ዝምልከት ጽሑፍን ትረኻን ክሳብ ሕጂ ተዓቢጡ እዩ ጸኒሑ ። ኣርካናት ናይ ገድሊ ሰራሕቲ ቅያ ክነሶም ታሪኽ ከይሰነዱ ገለ ግዜ ኣርኪብዎም ገለ‘ውን ኣጽቂጦም ኣለው ። ምቅንጃው ታሪኽ ብዙሕ ተባሂሉ ከምዚ ወዲ ሃይለ ዝገልጾ ዘሎ ንጹር ዝኾነ ሰነድ ታሪኽ እዩ። ወሃቢ ሪኢቶ ነቀፌታኻ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ጡምሕ ወይ ኮነ ኢልካ ሰባት ከተጋጊ ዝተበገስካ እዩ ዘርኢ ። ወዲ ሃይለ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕተዎት ኣዘዝቲ ኣሉታን ኣወንታን እዩ ዝገልጽ ኩሎም ሓለፍቲ ኣበይ እዩ ኣውራጆኦም ምፍላጥካ ንሱ ዘይበሎ ከተዘቱ ዘይሰርሖ ካብ ትነቅፍ ጭብጢ ዘለዎ ሰብ ክመሃረሉ ሒዝካ ቅረብ ። ዕዮ ገዛ ክትኮነካ እቶም ዘድንቆም ዘሎ ሃብቱ ገብረድርያስ : ሞኬ ባርያ ካበይ ምካኖም ደሃይ ግበር ። ባይናክ ምሰተሰዋአ VOA ንግርማይ መሓሪ ሓቲታቶ ኔራ " ታሪኽ ተቀቢሩ " ሓጻር መልሲ እዩ ሂቡ ። ወዲ ሃይለ ዕድሜኻ ምሉእ ዝኸፈልካሉ ታሪኽ ከተዘንቱ እንኻዕ ኣብቀዓካ ኣካል ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ኣብ መጽሓፍ ክትስንዶ ህዝቢ‘ውን ነቲ ታሪኽ ክምልእ ብወጻኢታት‘ውን ክሳተፍ እላቦ።
@selam513
@selam513 2 года назад
Harbena Malet nisuwat bihiwet zelo gin bi smom yiziwom allo felalyo
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 2 года назад
Afewerki Ghirmay: ግን ናይ በሓቂ ሓሲብካን ምስ ነብስኻ ተረዳዲእካን ጽሒፍካዮ እዚ ርእይቶ!፧ ከም ዝመስለኒ፡ ባዕልኻ ትርጉም ዝሃብካዮን ናይ ገዛእ ርእስኻ ውልቃዊ ኣረኣእያን ደኣ'ምበር በቲ ናቱ ኣገላልጻስ ፍጹም ከምዚ ዓይነት ኣስተብህሎ ኣይረኣናን። ግዳ እተን Yam Tedy ሂቡካ ዘሎ ዕዮ-ገዛ ከኣ ኣይትሕመቕ ሓቦ በለለን ኢኻ። ወድሓንካ።
@afewerkighirmay1498
@afewerkighirmay1498 2 года назад
@@adhanomghebreyohannes9990 ኣነ ብሃውሪ ኣይኮንኩን ክትፈልጥ ኣብ መደብ ከይሳዕረረ ዝጋዋሕ ዝነበረ ብጋዘጠኛ ማና ፡መደብ ጋህድ ዝጋዋሕ ዝነበረ ብጋዜጥኛ ደበሳይ ወልዱ ክቃረጽ ከም ዘለዎ ልዕለዋይ ዝንበረሉ እዩ ዝጥርጠር ብጅ/ል ተኽስተ ሃይለ። ሓደ ድማ ቭድዮቱ ተመልስ ስምዓዮ ብዛሕትኦም ንደቂ ኣውራጃ ሓማሴ እታ ሓርበኛ ትብል ቃል ኣየውረደሎምን። ካልኣይ ክንገድፎ እንተበልና ምግዳፍ ዝኣበየና ኣሎ ። ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ እንዳ ባድረ ዝተማህረ ሰብ እዩ ዝውረ ፡ሕጂ ድማ ኣብ መድያ ናይ እምነተ ኮተሊኽ ዘለወን ሰንድ ትቭን ኤሪ ሳትን ጥራይ ቃለ መጠይቕ ምግባሩ ምስቲ ወለድኡ ብሓሶት ድዩ ሓቂ ካብ ዓሌት ሳሆ እያ ወሊዳቶ ኣድኡ ዝወረን ንዓና እቲ ታሪኽ ብጽቡቕ ከይ ንቕበሎ የስግኣና ኣሎ። ምስቲ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ተዓቢጥዎ ዘሎ። ስለዚ እዚ ነተይ ርእቶ እዩ። ርእቶይ ድማ ከም ሰብ ኣኽብሩለይ ንምታይ ከምዝ ትጽሕፍ ኣይትበሉ።
Далее
Flo Rida - Whistle НА РУССКОМ 😂🔥
00:29
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
Tv Sened  BG Tekeste haile Interview   5 March 2022    Part 47
1:24:00
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part 26    July 23-2021
1:16:27
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview  Part 20     June 11- 2021
1:09:35